ሎሚ ስነ ስርዓት ቐብሪ ይብራህ ቐሺ ኣፈወርቒ ወዲ ወርቑ ተፈጺሙ/ ተዘሚትና ብሓቒ ንሓዋሩ ኣፋኒናዮ

  Рет қаралды 61,518

Neshnesh Tv

Neshnesh Tv

Ай бұрын

Пікірлер: 873
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
ሊንክ ሓገዝ ን4 ደቑን በዓልቲ ቤቱን donorbox.org/the-blue-revolution-2?fbclid=IwZXh0bgNhZW0CMTEAAR0tnaqfY1iTJRVZrd9OhvUUMWlS35YMWDeTHMPj8u4D5LdpGaf1qOBa-Yg_aem_AZ6lFpR3YZAQ7Xkz5l6ioU4U_rzu6mWqB5qWMwMPfhoCHwfx2hp1zO_JKfO3G7tm6mCQae5tthiobU6rDxDZAzKG
@zegearaya4149
@zegearaya4149 Ай бұрын
😊😊😊😊😊😊😊😊😊😅😅😊😊😅
@saimonlegese5358
@saimonlegese5358 Ай бұрын
ሓደራኻ ጎይታ ኣለም ክርስቶስ (እሙን ጎይታ ኢኻ እሞ ) ብሰላም ኣብ ኢድካ የዕርፎ🙏🙏🙏😭
@user-vr1bt9wr6f
@user-vr1bt9wr6f Ай бұрын
ባእ ኣነስ ኣይከኣልኩን ሽደነይ እዙይስ ይቅተል ኣላዪ ስድራ ጅግና መንእሰይ ኣታ ከመይ እዮም ዞም ህግደፍ እምበርዶ ደቂ ሓደ ዓዲ እዮም ፅንዓት ንስድራን መቃልስቱን ይምነ ሓወይ እዋይ ቡዙሕ የሕዝነኒ እዩሞ ናይዙይስ ከምዞም የሕዋተይ ተሰሚዕኒ 💊💙😭
@user-ku1jz4jd5j
@user-ku1jz4jd5j Ай бұрын
Ahhh
@aotali8812
@aotali8812 Ай бұрын
😢ወላ ኣነ 😢😢
@NAraya-nt5xw
@NAraya-nt5xw Ай бұрын
Tegaru seneate yehabekume.
@ROZAROZA_
@ROZAROZA_ Ай бұрын
መንግስቲ ስማይ የዋርስካ ንኡሰይ 😢😢 ፅንዓን ይሃብኩም ንመላእ ቤተስብ መቃልስቱ 😥 ስላሙ የውርደልና ፈጣሪ 💐 ናይ ፍናን ግጥማ ኩሉ ግዜ እየ ዝስምዖ 😢
@yordatesfay9055
@yordatesfay9055 Ай бұрын
Abey zelo kalsi yu
@user-rj6zh1sx5d
@user-rj6zh1sx5d Ай бұрын
ፅናዓት ይሃቡኩም እሕዋተይ. ንሓውና ውን መንግስተ ስማይ የዋርሶ 😢
@user-je1vj1mt6v
@user-je1vj1mt6v Ай бұрын
ክትነብር እንዳደለኻ ምንባር ካሊኦምኻ ዞም ኣራዊት ኣብ ሑቅፊ ቅዱሳን የንብርካ ኣምላኽ🤲😭 ፅንዓት ንመላእ ንቤተሰብ ይሃብ
@NAraya-nt5xw
@NAraya-nt5xw Ай бұрын
Arawete Eritreawe yebelinae. temen Tigraway wedi hager Alibo.
@user-uy9zi5jb7w
@user-uy9zi5jb7w Ай бұрын
ኣብ ገነት የንብርኻ ንኡስይ ነሹዋይ ፅንዓት ይሃብኻ😢😭🙏😭🙏
@arebtaemieyetenadidenrechr3813
@arebtaemieyetenadidenrechr3813 Ай бұрын
ልኩሉኹም ደለቲ ፍትሕን ንመላእ ስድራቤቱን ፅናዓት ያሃቡኩም ኑኡስ ኣቦ ስድራ ጅግና ትቃላሳይ መንግስቲ ሰማይ ያዋርሶ ሓፍትኹም ጓል ትግራይ 😭😭💔💔
@zeraytsegay7511
@zeraytsegay7511 Ай бұрын
መንግስተ ሰማይ የዋርስ😢🙏🏿🙏🏿 እቲ ጸገም ግን እሰያስ ዘይኮነ ባዕላትና ኢና
@user-wu4vy5xk1j
@user-wu4vy5xk1j Ай бұрын
ከሕምም ፀላኢኻ ቅዝፍ ይበል ንኡሰይ ኣይክኣልኩን ኣነስ ከምዛ ብኣከል ዝፈልጦ እፍፍፍ💔💔💔💔😭😭😭😭😭😭
@-lionmidea9512
@-lionmidea9512 Ай бұрын
ወዲ ወርቁ ሓወይ ንዘልኣለም ኣብ ደቡብን ሰሜንን ትግራይ ሽምካ ናተዘከረ ክነብር እዩ 💪ብሰላም ዕረፍ ንኡሰይ 💔መላእ ቤተሰብ ጽንዓት ይሃብኩም 💔
@yordatesfay9055
@yordatesfay9055 Ай бұрын
Men eya Siemn tigray
@yordatesfay9055
@yordatesfay9055 Ай бұрын
Gina ab sedet kitblyu ekum hasbkum keyrwo
@SabaBirhane-mi4zj
@SabaBirhane-mi4zj Ай бұрын
Ati. Lebamat. Kolau. Awe. Hakiki. Atà. Amlak. Selam. Awurdelna
@senay6334
@senay6334 Ай бұрын
ቅድሚ ምውዳቅካ ኣበይ ከም እትዓልብ ምፍላጥዩ ነይሩ ኣሰዊርኩምባ ገንሸል ጌርኩምዎ ንወለዱን በዓልቲኀሓዳሩን ጽንዓት ኀነብሲ ይምሓር ሓውና ውልዶ መንእሰይኀከሲርና 😭😭😭😭
@faligali6690
@faligali6690 Ай бұрын
እሞ ነቲ ተሳወረ ንምንታይ ዘየጥፍእዎ ማይ ዝሑል ገሮም።
@rahelgoitom6686
@rahelgoitom6686 Ай бұрын
Aygermekan beja eba ytef'elom alewu bflay ezom seb media qedamot megohaharti. Nsom ab qdmit nzeyslefu tbs abilom seb ketaf'ulna yw'elu alewu .​@@faligali6690
@Konjo-zr9xd
@Konjo-zr9xd Ай бұрын
ማዓረይ መንግሰተ ሰማያት የዋርሰካ 😭😭😭😭💔💔💔 ፅናዓት ይሃብኩም ኣሕዋተይ
@user-jx6zh8gc1t
@user-jx6zh8gc1t Ай бұрын
እህህህ ማዓረይ ኣታ ክደይ ይጭክኑ እታይ እዮም ክረክቡ ህፃውንቲ ቆልዑ ብዘይ ኣቦ ኣትርፎሞም ፈጣር ብየማናይ እዱ ይቀበልካ ንኡሰይ💔💔😥🙏
@ngstiyemkaellij2424
@ngstiyemkaellij2424 Ай бұрын
😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢 መዓረይ ኣነስ ኣይከኣልኩን ብዝረኣክዎ ከብደይ በሊዑኒ ኣይይይ ክጭክኑ ምስኩሉ መልክዑን ግርማኡን ክነብር እናደለየ ምንባሩ ኣፀልሚተምሉ ኡፍፍፍፍ ሓወይ ናተይ ኣብ ገነት የንብርካ 😢😢😢😢 ፅንዓት ንመላእ ቤተሰብን ፈተውቱን መቃልስቱን
@abrahamtesfai6597
@abrahamtesfai6597 Ай бұрын
ሰብ ክቀቲል ከይዱ ሲሕንዋ። ንምንታይ ዕላማ እዩ ኸ ዝቃለስ ኔሩ። ንትግራይ ትዕወት። ኣብ ክንዲ ደቁን ስድርኡን ዝኣሊ ንባዓል ሓኽሊ ዱሙን ወዲ ገባሪ ኣድጊን ከሔጉስ ሲሒንዋ።
@AbushEtanbetL-veme
@AbushEtanbetL-veme Ай бұрын
@@abrahamtesfai6597 ኣንታ ሕልና ኣልቦ ባርያ ውፃእ ዓይንኻ ትውፃእ ሰብ ኣብ መሪር ሓዘን እናሃለወስ እዚ ኽትፅሕፍ ኸመይሉ እቲ ኢድካ ኸ እሺ በለካ እውይ ክንደይ ኢና ኽንሪእ ሎምስ እዝግዮ እዝግዮ
@elsajefter5596
@elsajefter5596 Ай бұрын
ኣበይ ኢዩ ሰብ ክቐትል ከይዱ ባ ኣብ ኣፍደገ ገዙኡ ኣጸናትዮም ቀቲሎሞስ ዋይ እንታይ ዪኽወን ኣሎ ግን ክንዲ ንብስኻ ኣብገነት ምባል ድዩ ናብ ፍርዲ ዝጉየ ኣየ ሰብ እንኳዕ ንስኻትኩም ኣምላኽ ኣይኮንኩም ብጣዕሚ የሕዝን😭😭😭
@elsajefter5596
@elsajefter5596 Ай бұрын
ኤእ ዝዘራእካዮ ከይትዓጽድ ካብዚ ናቱ ዝኸፍእ ከይመጸካ ግዳ ኣምላኽ ጸዋር
@ngstiyemkaellij2424
@ngstiyemkaellij2424 Ай бұрын
@@abrahamtesfai6597 ኣታ ክንደይ ትጭክን ሰብ ክቀትል ከይዱ ከኣ ትብል ንእሽተይ ሕልናካ ኣይወቅሰካን ድዩ ባእ ብሞቱ ልብና ተሰይሩስ እዚ ክትፅሕፍ ከኣ ኣይትሓፍርን ስቅ ኢልካ ዘይትሓልፍ
@user-qx4on6il8t
@user-qx4on6il8t Ай бұрын
ናይ ብሓቂ ድዮም ቀቢሮሞ ኣንታ ኣይትቅበጹ በጃኹም💔😭ኣታ ኣምላኽ ኣቦይ ገለ ተኣምር እባ ኣርየኒ እዋይ እንታይ የ ዝገብሮ እዋይ ኣነ ሓወይ💔💔💔💔💔💔😭😭😭😭😭😭😭
@neshnesh_show
@neshnesh_show Ай бұрын
💔💔💔💔
@user-fc2tx9hf7q
@user-fc2tx9hf7q Ай бұрын
ነብስና ምእማን ኣቢና ኣሎ ንጽናዕ እስከ
@delinadelina4608
@delinadelina4608 Ай бұрын
ክንኣምን ይግደደና ኣለዉ😢😢😢😢😢😢😢
@user-yu9nf7no6f
@user-yu9nf7no6f Ай бұрын
ኣነስ ፈጺመ ኣይከኣልኩን እዋይ ኣነ ሓወይ ዓሕ...😢😢😢😢
@tsigereda2299
@tsigereda2299 Ай бұрын
Mamanu zeshegr fxame nayzis fluy eyu 😭😭😭😭😭😭 amlak nesnetu reyu ab hqfo abrhamn yaqobn yenbro 😭😭
@abrehais
@abrehais Ай бұрын
ጸላእትና ለባማት ኣይኮኑን ስለዚ ኩላትና ፍልልይና ኣወጊድና ቃልስና ነበርትዕ የሕዋት😭💔💔💔💔
@ROZAROZA_
@ROZAROZA_ Ай бұрын
ናይ ፍናን ግጥሚ ኩሉ ግዜ አምፀአልና ነሹየይ
@alexandershewitalexander2394
@alexandershewitalexander2394 Ай бұрын
ይብረህ ሐውና መንግስተ ሰማያት የዋረስካ በሐቂ ልብና ደምዩ እንታይ ሞ ክግበር ኮይኑ ሕማቅ ረኪብና አጆኩም አጆና ብጣዕሚ ዩ ልሕዝን😭😭
@Tigraweyti231
@Tigraweyti231 Ай бұрын
ንኡሰይ ከብድኻ የበልዐካ ከም ትፈልጦ💔😭
@user-yu9nf7no6f
@user-yu9nf7no6f Ай бұрын
ቃንዛና ዘቀንዝዎ ሓውና ባ ወሲዶሙልና 😢😢😢
@AbushEtanbetL-veme
@AbushEtanbetL-veme Ай бұрын
😢😢😢ኣምላኸይ ዘመና ባ ቐይረልና 😢ኣቱም ኤርትራውያን ከብደይ በሊዕኹም ቐቲልኩሙኒ ዋ😢ኣምላኽ ፀላኢኹም ነዚ ኹሉ መከራ ክትሪኡ ምኽንያት ዝኾነ ሰይጣን መራሒኹም የጥፍአልኩም 😢 ዘመና ቐይረልና ጎይታይ
@djduififhdjdififjfu9625
@djduififhdjdififjfu9625 Ай бұрын
ፅንዓት ይሃብኩም ንመዋቲ መንግስተ ሰማ ይ ይዋርሶ ፈጣሪ
@MiriMiri-fb8fx
@MiriMiri-fb8fx Ай бұрын
ኣብ ገነት የንብርካ ፈጣሪ ንኡሰይ ፅንዓት ይሃብኩም ንስድራን ፈተውቱን ብጣዕሚ እዩ ዘሐዝን😢😢😢💔💔
@user-bp7nl3dx3z
@user-bp7nl3dx3z Ай бұрын
ዋይ ጭካነ ካብድካ ሕቁንቁን ዘብል መንእሰይ ሓወይ መንግስቲ ሰማይ የዋርስካ ኣህህህህ ኣይዘኩም ደቂ መለይ ኣሕዋተይ 😢😢😢😢😢💙💙💙💙
@user-kp5nl8uj1j
@user-kp5nl8uj1j Ай бұрын
ፅንዓት ይሃብኩም ኣሕዋተይ ንሓውናለ ውን መንግስተ ሰማይ የዋርሶ😢😢💔💔
@zddggfjcdgkd
@zddggfjcdgkd Ай бұрын
ፅንዓት ይሃብኩም ነሹ ሓወይ መንግስተ ሰማይ የዋርካ ንኡሰይ😢😢😢😢😢😢😢
@hanstesfu3624
@hanstesfu3624 Ай бұрын
ዋውው ገላጺት ግጥሚ።ጽንዓት ንስድራቤት ፡መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ነ
@mylife-1125
@mylife-1125 Ай бұрын
ብሰላም ዕረፍ ኩቡር ሓወይይ ጽንዓት የሃብኩም ንመላእ ስድራ ቢቱን ፈተውቱን መቃልስቱን ምስ ናፍቆት መሪር ሓዘን ተሰሚዕና ስደት ከይኣክለናስ ኣሕሕሕ💔💔💔💙💙💙💔💔💔😭😭😭💐💐
@habengere9218
@habengere9218 Ай бұрын
ብሰላም ዕረፍ ወገነይ ድቓስ ኣይውስአድኩም ገበርቲ አከይ።
@albadralbadr945
@albadralbadr945 Ай бұрын
አብ ገነት የንብርኻ ንኡስይ ማዓረይ 😢😢😢ፅንዓት ይሃብኩም😢😢😢😢😢😢
@wisdomismyname
@wisdomismyname Ай бұрын
ሓደራካ ተፋቀር እምበር ብሰንኪ weaponization PROPOGANDA ናይ ፖለቲካ ናይ ኣይትቃተል። መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ደላይ ፍትሒ ይብራህ ሓዉና።RIP 😭😭😭
@user-fq4lm4ge8x
@user-fq4lm4ge8x Ай бұрын
ፅንዓት ይሃብኩም ንሓዉና መንገሰተ ሰማይ ይዋርሶ😭😭😭😭😭😭
@user-pj5wt5ci8d
@user-pj5wt5ci8d Ай бұрын
ኣብ ገነት የንብርኻ ንኡሰይ ማዓረይ😭😭😭ፅንዓት ይሃብኻም🙏
@user-tq2lu5mb9n
@user-tq2lu5mb9n Ай бұрын
እግዚአብሔር ኣምላክ ኣብ ሕቁፉ የንብርካ ንኡሰይ 😭ሰላም የዉርደልና ፈጣሪ ነሹ ሓወይ🙏
@kiflemariam2509
@kiflemariam2509 Ай бұрын
መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ንስድራቤት ጽንዓት ይሃብኩም 😭😭😭
@user-ts2no1ff8r
@user-ts2no1ff8r Ай бұрын
ኣብ ገነት የንብርካ ንእሰይ እፍፍፍ ኣታ ናበይ ኢና ንከዶ😭😭😭😭 ፅንዓት የሃብኩም ንኩሉኩም ደለይቲ ፍትሐመ🙏🥺
@Aksum881
@Aksum881 Ай бұрын
መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ንኡስ ሓውና😢😢😢
@user-mb6cr9cb8z
@user-mb6cr9cb8z Ай бұрын
😥ፅንዓት ይሃብኩም አሕዋተይ ንሓዉና መንግሰተ ሰማማይ የዋርሶ😥😥😥😥😥😥😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔💔💔💔🖤🖤🖤🖤🖤🖤🖤
@peaceeritrean9735
@peaceeritrean9735 Ай бұрын
Welldone Meron Haway, All you said absolutely true,
@__-wj7zq
@__-wj7zq Ай бұрын
_መንግስተ ስማይ የዋርሶ ጽንዓት ይሃብኩም 😭😭😭😭_
@samuhakweto8571
@samuhakweto8571 Ай бұрын
Felalikum aythzenu
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 Ай бұрын
ከመይ ማለትካ ኢዩ?
@Sara-sl9ve
@Sara-sl9ve Ай бұрын
ኣሕሕሕሕ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ማዓረይ💔💔💔😭😭😭😭😭💔💔💔💔😭😭😭😭😭😭
@Finesekidazu
@Finesekidazu Ай бұрын
እግዚአብሄር ናብ የማናይ ኢዱ የቀበሎ ❤ ቅሰን ንዘለአለም አይክንርሳዓካን ኢና ::
@user-oe3nr8kn1j
@user-oe3nr8kn1j Ай бұрын
ፅናዓትየሃብክሙ መንግስተስማይ የውሩስ😢😢😢
@jamalgaberut1654
@jamalgaberut1654 Ай бұрын
ኣብገነት የንብርካ ሓወይ መዓረይ 😭😭😭😭
@Naxitey
@Naxitey Ай бұрын
ብሰላም ዕረፍ ኩቡር ሓዉ😭😭😭😭💔💔🕯ፅንዓት ንመላእ በርጌድ ንሓመድ🙏🙏😔😥😥
@birtukan.t
@birtukan.t Ай бұрын
ነብስህ በሰላም ትረፍ ወንድሜ
@ygg949
@ygg949 Ай бұрын
ፅንዓት ይሃብኩም ንመላእ ስድራቤቱን መቃልስቱን 😭😭😭😭😭😭
@genigebre2752
@genigebre2752 Ай бұрын
መንግሰተ ሰማይ የዋርሶ ❤️💛💙🙏🙏🙏
@mehariteberhe4439
@mehariteberhe4439 Ай бұрын
መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ሓወይ ማዓረይ ንሙሉእ ስድራቤት ጽንዓት ይሃብ
@user-tg1ok8oc1i
@user-tg1ok8oc1i Ай бұрын
ፅንዓት ይሃብኩም ኑኡሰይ መንግስተ ሰማይ የዋርሶ😢😢😢
@zemichaelberhane7357
@zemichaelberhane7357 Ай бұрын
መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ሓውና
@tesfaldetkahasay6564
@tesfaldetkahasay6564 Ай бұрын
መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ❤️🙏
@Tigrayadey-yz3pr
@Tigrayadey-yz3pr Ай бұрын
ፅንዓት!!!!!!
@user-il5ts2to5b
@user-il5ts2to5b Ай бұрын
ጽንዓት ይሃብኩም😭😭 መንግስተ ሰማይ የዋርስኩም 💔😭
@user-fl2rm7kh1l
@user-fl2rm7kh1l Ай бұрын
_መንግስተ ኣምላክ ይቀበልካ ንኡሰይ💔_
@jghghh63
@jghghh63 Ай бұрын
ፅንዓት ይሃብኩም ንመላእ በተሰብ😢😢😢😢😢😢😢
@lemigereziher8177
@lemigereziher8177 Ай бұрын
መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ሓወይ
@Samuel-eo9fi
@Samuel-eo9fi Ай бұрын
Eh😢😢😢
@abebechimbae7252
@abebechimbae7252 Ай бұрын
ፅንዓት የሃብኩም 😭😭😭
@magitigraweyti579
@magitigraweyti579 Ай бұрын
መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ኤህ😢💔💔
@user-um4et8gf2h
@user-um4et8gf2h Ай бұрын
ኣሕ ሓወይ መአረይ😭💔 ብሰላም ዕረፍ ጎይታዋይ😭💔 ኣይከኣልኩን ኣነስ ከሐምም💔😭
@user-dv9kg2ru6d
@user-dv9kg2ru6d Ай бұрын
ዋይ ሓወይ እግዚአብሔር ኣምላክ ኣብ ሕቁፊ ቅዱሳን የንብሮ
@genetsiem8545
@genetsiem8545 Ай бұрын
Egziabher Amlakh ab yemanay edu yqebelo , Mengste Semay yewarso nus hawey Nsdrabiet Tsnat yhab 💔😭🙏
@user-lp4zd3jg1u
@user-lp4zd3jg1u Ай бұрын
ፅንዓት የሀብኩም😢😢
@user-jr9rr4xy2f
@user-jr9rr4xy2f Ай бұрын
መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ንመላእ በተሰብ መቃልስቱን ፅንዓት የሃብኩም
@user-kj5ct6lg2s
@user-kj5ct6lg2s Ай бұрын
ፅንዓት ይሃቡኩም ንኩሉ ቤተሰብን መሓዙትን ንሓውና እውን መንግስተ ሰማይ የዋርሶ😢😢😢
@abebagrmay2619
@abebagrmay2619 Ай бұрын
በስማኣም ልብኻ ዝሰብር ግዜ ኣብ ገነት የንብሮ ፅንዓት ይሃብ ፈጣሪ ንመላእ ቤተሰብን መቃልስቱን
@AmaAma-te6qi
@AmaAma-te6qi Ай бұрын
ብሰላም አረፍ ሃወያ
@meharitafere67
@meharitafere67 Ай бұрын
ሓውና ፈጣሪ ኣብ ገነቱ ይቀበሎ ስድራቤት ድማ ጽንዓት ይሃብኩም።
@user-lw6oe6bo9u
@user-lw6oe6bo9u Ай бұрын
መንግስተ ሰማይ የዋርካ ንኡሰይ😢😢
@JdvbDjut
@JdvbDjut Ай бұрын
መንግስተ ሰማይ ይዋረሶ ኩቡር ሓውና😭😭😭💔💔💔
@XehayYebyo-vt9eh
@XehayYebyo-vt9eh Ай бұрын
Rest in peace my Brother 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
@NatuGere-ro4kx
@NatuGere-ro4kx Ай бұрын
ኡፍ ከም ሎሚ ልብና ኣንተሰበረን💔ነብሱ ይምሓሮ ንሓውና ንስድራቤትን ነተቀለስትን ክኣ ጽንዓት ይሃብ🙏🙏🙏
@user-mi3eq4lj3e
@user-mi3eq4lj3e Ай бұрын
እዋይ ካብድካ ክበልዕ ማዓረይ😢😢😢 እፍፍፍ መግለፂ ዘይብሉ ሓዘን😢
@user-zs1rr4bo6c
@user-zs1rr4bo6c Ай бұрын
ኣብ ገነት የንብርካ ንእሱይ ኣሕ😢 ጸንዓት ያሃቡኹም ንኹላትኹም እስኺ ኣነስ ኣይካእልኹን ብእነት ንመሰለይ ዝበል ክቅተል ዓማጺ በሰላም ክንበር ኣይ ግዜ 😭😭😭😭
@21youzer
@21youzer Ай бұрын
😭😭ኤህ 😭😭መንግስተሰማይ የዋርስካ
@user-lv.faithful
@user-lv.faithful Ай бұрын
ብሰላም ዕረፍ ክቡር ሓው 😢😢😢😢😢
@habtomberhe7695
@habtomberhe7695 Ай бұрын
Hasewuti ymeslekum genzeb hagizna ndeku nerbhom ymeslekum aymselkum abom serhi memsalom neru fkri weladi terekabi ymesleku ayrkebn ayu bnebskum amo fetnyo hkufokum keysegebe wuladkum ktfleywo kelekum 😢 Selam gda dyngebr anber nenhdna tetafina zetekeyere mngsti ayranan temelisu kada yetafana alo😢nhawuna gna mengste semay yewarska nsdrabet ka snat yhabkum
@Meri.2146
@Meri.2146 Ай бұрын
ኣጆኩም ወገናትና ፅንዓት ይሃብኩም ፈጣሪ ንኡሰይ ኣብ ሕቁፊ ቁዱሳን የንብርካ ዞም ጨካናት እንታይ ክረክቡ ይኮኑ ሰብ ቀትሎም ፈጣሪ ይፍረድኩም😢
@lillynuguse4758
@lillynuguse4758 Ай бұрын
"Rest in peace" my lovely young brother.😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔💔nekulom sdrabetn, ftewtin kea xenat yehabom Amlak.
@heriheri369
@heriheri369 Ай бұрын
ፅንዓት ይሃብኩም መላእ ስድራን መሓዙቱን 🇻🇳🇻🇳🇻🇳💔💔💔😢
@hiwihiwihiwi
@hiwihiwihiwi Ай бұрын
እህ ኑኡሰይ 😢😢😢😢😢😢😢 መንግስተ ሰማይ የዋርስካ 😢😢😢😢
@user-zq3lm9ro3f
@user-zq3lm9ro3f Ай бұрын
😭😭😭😪አፍፍፍ መዓረይ ማዓረ ዘረእክወ ተሰቅይ
@Afowerkisenay431
@Afowerkisenay431 Ай бұрын
Beselam eref kubur hawena wetru ab lebina 💙
@selamnealmena5407
@selamnealmena5407 Ай бұрын
💔💔💔😭😭😭😭 hawey natey Egzabher abe yemanye edu yekbeleka 🙏🙏🙏 entye emo yegbere 😭😭😭 muluat sedra xeneat yehbkum egzabher edu yenbrelkum🙏🩵🩵🩵
@nicenice9324
@nicenice9324 Ай бұрын
ኣረ በሰማኣም እግዚአብሔር ዘይተሓሰበ መቅዘፍቲ ይፍጠረልኩም ኣቱም ሩጉማን ፍጥረት ኣረሜን ንሓዉኩም ክተጥፉኡ ብያንሰ ንደቁ ኣይትሓሰቡን ዓኽ ሓመድ የቅልለልካ ፅንዓት ንቤተሰብ ይሃብ
@HadasBerhe-fl2jn
@HadasBerhe-fl2jn Ай бұрын
እፍፍፍፍ በቃ አነሰኣይኻሉኡይአብ ገነት ያንብርኻ ሓወይ😢😢😢😢😢😢😢
@merrygt1956
@merrygt1956 Ай бұрын
❤እዋይ ሓወይ ማዓረይ ደቅካ ገዲፍካስ እዋይ ጭካነ እዋይ ክንደይ ይጩኹኑ እዝኦምስ ን ሓዎም ስክቀቱሉ በኺና❤
@Selam2704
@Selam2704 Ай бұрын
መንግሰተ ሰማይ የዋርሰካ ሐወይ 😭😭
@natsnethabtemicael4583
@natsnethabtemicael4583 Ай бұрын
ንኡስ ሓወይ ጎይታ ኣብ ሕቁፊ ኣብርሃምን ኢሳቅን ይቀበልካ ንስድራቤት ከኣ ናይ ምጽንንናዕ መንፈሱ ይልኣከሎም። ልቢ ሞ ንብል ኤርትራውያን የሕዋት እቲ እምንን ካራን ፈኸራን ጋይላን ዘምጸኣልና ሰበብ ዶ ርኢኩሞ ብወገን ክልቴኩም ዝመጸ ፍረ የለን እካ ደኣ ከም ዓሳ ኣብ ሕድሕድ ምብልላዕ ኮይኑ፡ኣቱም መራሕቲ ሃይማኖት ፡ኣትን ኣዴታት ኣቱም ኣቦታት እስኪ ከምቶም ለባማት ወለድና እምኒ ንእምኒ ኮ ዝገራጮ ኢልኩም ዕረቁና ኣክንዲ ወገን ፈሊኩም ደም ክንፋሰስ ኣጆኩም ትብሉና ኣትን ኣዴታት ጸሎት ጌርክን ኣብ መንጎና ዘሎ ጋህሪ ዝኮነ ባእሲ ብምሕረቱ ጌሩ ከጥፈኣልና ንጎይታ ለምናልና ,።እዚ ምስ ዘይንገብር ግን ታሪክ ሩዋንዳ ኣባና ኣብ ኤርትራውያን ክድገም ዩ።እግዚኣብሄር ብፈውሲ ምሕረቱ ይብጸሓና
@MaryamMaryam-xj7rb
@MaryamMaryam-xj7rb Ай бұрын
እዋይይይ እኔካ ጉዲ ፅንዓት ያሃብኩም ኣሕዋተይ 😢😢😢😢😢 ሓዉና ነብስካ ይምሓር😢😢😢
@awotasefaw
@awotasefaw Ай бұрын
መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ንኡሰይ ንቤተሰብ ጽንዓት ያሃብኩም 💔💔💔😭😭😭
@user-rb5lm7uz2s
@user-rb5lm7uz2s Ай бұрын
ዋይሓዉይ😢😢😢
@Bitaniya12
@Bitaniya12 Ай бұрын
Kemey gerom egziabher zfetera hiwet seb zmntleka so sad 😢 rest in peace
@samrigrezihr.3352
@samrigrezihr.3352 Ай бұрын
ዋይ ሓወይ ኣታ ማዓናጥና ተበቲኩ ኣሕዋተይ ደለይቲ ፍትሒ ክሓተኩም ንምንታይ ብበይንኩም ትከዱ ፀላኢኩም ጨካን ምካኑ እናፈጥኩም ኣሕሕሕሕሕሕሕ😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@kikonathome738
@kikonathome738 Ай бұрын
💔💔💔💔💔💔ኣምላኽ ኣብ ገነት ይቀበልካሓደ ወዲ ዚጋ ኽጎድለና ኣይንደለዮ😢😢😢😢
@fidleytube
@fidleytube Ай бұрын
መግስተ ሰማያት የዋርስካ ሓወየይ 😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔😭😭
@feetsfwef3563
@feetsfwef3563 Ай бұрын
መንግስተ ሰማይ የዋርስካ😢😢😢😢
Whyyyy? 😭 #shorts by Leisi Crazy
00:16
Leisi Crazy
Рет қаралды 18 МЛН
Чай будешь? #чайбудешь
00:14
ПАРОДИИ НА ИЗВЕСТНЫЕ ТРЕКИ
Рет қаралды 2,9 МЛН
FOOTBALL WITH PLAY BUTTONS ▶️❤️ #roadto100million
00:20
Celine Dept
Рет қаралды 21 МЛН
DELETE TOXICITY = 5 LEGENDARY STARR DROPS!
02:20
Brawl Stars
Рет қаралды 15 МЛН
ኣስላም ኣብ ኣከለጉዛይ ደቀ-ባት ኢዮም
23:05
MERON SAT ሜሮን ሳት
Рет қаралды 33 М.
A pack of chips with a surprise 🤣😍❤️ #demariki
0:14
Demariki
Рет қаралды 32 МЛН
СПАС СИТУАЦИЮ😂
0:53
Чистая Линия
Рет қаралды 3,3 МЛН
Не прокатило 😳
0:20
Pavlov_family_
Рет қаралды 7 МЛН
ЕГОР СЪЕЛ ИНСТРУМЕНТ? 😳😅  #shorts
0:19
Зубландия
Рет қаралды 15 МЛН