"ውሉድን ወላድን እንዳ ፈላለኻ ደላይ ፍትሒ ክትኸውን ኣይከኣልን"ዓቡድ መሓመድ

  Рет қаралды 6,274

AAN MEDIA NETWORK

AAN MEDIA NETWORK

25 күн бұрын

"ውሉድን ወላድን እንዳ ፈላለኻ ደላይ ፍትሒ ክትኸውን ኣይከኣልን"ዓቡድ መሓመድ
#Eritrea #AANMEDIA #ERIDRONAWI #Ethiopia #Sudan #aanpodcast #egypt #uae #china #somalia #russia
Join this channel to get access to perks:
/ @aanmedianetwork

Пікірлер: 36
@woineteklea275
@woineteklea275 23 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉viva Eritrean awet Nhfash Eritrean Amen 🇪🇷 🙏 Thanks 🇪🇷 🙏 ambsa dekie Eritrean God bless you Amen Amen 🙏 🎉🎉🎉
@Sunlight-lm7bs
@Sunlight-lm7bs 23 күн бұрын
❤❤❤ naybhaqi kubur hawna Abood jegna ❤❤❤ xubuk agelalxa kbret yhabka ❤❤❤❤
@SelamErey
@SelamErey 23 күн бұрын
ደቂ ኤረይ ብሩኻት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።
@okubaygerehans
@okubaygerehans 23 күн бұрын
Merhaba abudsalam and abood. Great discussion and keep it up. 🙏🙏🙏👍
@abuahmed5354
@abuahmed5354 23 күн бұрын
يعطيكم الف عافيه
@sabasimon4736
@sabasimon4736 23 күн бұрын
Thank you deki Erey 🙏🙏🙏👍👍👍♥️♥️♥️✌🏾✌🏾✌🏾🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@sewitghabremichael3132
@sewitghabremichael3132 23 күн бұрын
Ezom nehager zeykubolu, b HEGI keferedu alewom!!!
@AginaAkte
@AginaAkte 23 күн бұрын
@@sewitghabremichael3132 I agree with you
@leakefecadu1284
@leakefecadu1284 23 күн бұрын
የቐንየልና ብሩኻተይ ኤርትራዊ ትምህርትኹምን ሓቀኛን ቅኑዕን መርገጺኹምን ትሓበኑን ብኣኹም ሕቡናት ኢና ቀጽልዎ ከማኹም ይብዛሕን ይባዛሕን።
@estifanostesfai2687
@estifanostesfai2687 23 күн бұрын
Good job as usualy my brother Abood.
@kokobrezene6546
@kokobrezene6546 22 күн бұрын
Good discussion and really helpful 🎉🎉🎉🎉
@AginaAkte
@AginaAkte 23 күн бұрын
Welcame Abdat
@ksdm7120
@ksdm7120 23 күн бұрын
Bravo! Abdad. There’s no deference b/n them and foreign enemies.
@sewitghabremichael3132
@sewitghabremichael3132 23 күн бұрын
Hade hegi kehelu alewo!!! Nezom TOKUALU zefered.
@user-wz3dw3sq8i
@user-wz3dw3sq8i 23 күн бұрын
Ahmed ብጣዕሚ ዓሚቅን ብፍልጠት ኣዛራርባካ ረዚን የቀንየልና ዝሓወይ ቀጽሎ
@sewitghabremichael3132
@sewitghabremichael3132 23 күн бұрын
Abud❤❤❤❤😂
@sewitghabremichael3132
@sewitghabremichael3132 23 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@NahomTesfay-lk4ly
@NahomTesfay-lk4ly 23 күн бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@ethioeritreaupandup1074
@ethioeritreaupandup1074 23 күн бұрын
ፖለቲካና ብሃሳብ ከምዚ ክብ ዝበለ ክኽዉን ኣለዎ። መንግስቲ ይመጽእ ይኽይድ ፤ ተመሊሱ ይመጽእ፤ ንመንግስቲ ክትቃወም ትኽል ክድግፍ ትኽእል፤ ንሃገር ግን ምቅዎም ምድጋፍ ዝብሃል ነገር የለን ። 🌴🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌴
@sewitghabremichael3132
@sewitghabremichael3132 23 күн бұрын
Abud🎉🎉🎉🎉🎉
@jemilajimie4269
@jemilajimie4269 23 күн бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰🥰❤
@GezaiAraya
@GezaiAraya 23 күн бұрын
⛪️⛪️🕌🕌 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
@aeqlitiray
@aeqlitiray 23 күн бұрын
ትግራይ ናብ ሃገር ኤርትራ ናብ ክልል ዝብል ተቃዋማይ ዲና ንብሎ እንታይ ንብሎ ?
@user-xh4dp6ij4r
@user-xh4dp6ij4r 23 күн бұрын
ዕሱብነትን ምስዳዕ ሃገርን ህዝብን ካብ 40ታት-50ታት ጀሚሩ በብእዋኑ ይቀላቐል ኣብ ዚነበረሉ ፡ ክቡር የማነ ባርያ ዚዘየመሉ ሓያል ግጥሚ ዘዘክር መድረኽ'ዩ ዳግም ተኸሲቱ ዘሎ ። " እንደገና በቚላ ፡ እተኸልአት ዓንቀር ፡ ሓሶት 'ተኾይኑ ፡ ታሪኽና ይመርመር ። ቀደም ዚነቐጸት ፡ ሽባኻ ሓሰውቲ ፡ ለካስ ማይ ኣስትዮማ ፡ ሓቢኦም ብታሕቲ ይብል'ሞ ፡ " ብምስጢር ተሳልዮም ፡ ክሳብ ዓሚ ፡ ስዒርዎም ፡ ደርጒሖምዎ ሎሚ ፡ ደጊም ተቓሊዖም'ዮም፡ ተለልዮም ብዕሊ ቀሚሽ ውሽጦም ወጺኡ ብላዕሊ ።
@wedi-troroba
@wedi-troroba 23 күн бұрын
ሰላም ክቡር ሓወ ሕቶይ፡ ወትሃደር ናይ ህዝብን ሃገርን ዩ ካብ በልካ። ስለምንታይ ዳአ ' ሞ ነቲ ወትሃደራዊ ትካል ህዝቢ ዘይእዝዞ ?
@ethioeritreaupandup1074
@ethioeritreaupandup1074 23 күн бұрын
@wedu trobobe ወተሃደር ናይ ህዝብን ሃገርን እዩ ማለት ህዝብ ብቀጥታ ንቲ ወተሃደር ይእዝዞ ማለት ዘይኾነ ፤ ብተዘዎዎሪ ናይ ሕዝቢ ጥቅሚ የኽብር፣ የከላኻል ማለት እት እዩ። ንሱ ኽኣ ፈለማይ ካብ ዉሽጥን ካብ ደገን ንዝመጽ ኣንጻር ሕዝብን ሃገርን ተጻብኦ ብምምካት ሃገራዊ ድህነት ሰላም የረጋግጽ ። ብህዝቢ ንዝተመረጸ መንግስቲ ኽኣ ስርሁ ብሰላም ክሰርህ ይህልዎ ማለት እዩ ። በጋጣሚ ኣብ ሃገርና ብዘጋጠመና ኩነታት መንግስትና ብድምጺ ኣይንምረጾ እንበር ፤ ንሕዝቢ ወኪሉ ሃገር ከዉህስ ዝኽእል ፤ ካብታ ዘሎ መንግስቲ ወጻኢ ካል ኣማራጺ ስለዘይነበረና ከመንግስትና ምቅባል ናይ ግድን እዩ ኔሩ ። 🌴🇪🇷🇪🇷🌴
@wedi-troroba
@wedi-troroba 23 күн бұрын
@@ethioeritreaupandup1074 ክቡር ሓው ዋላ 'ካ ኣብ ርእይቶኻ ብዙሓት ዘይሰማምዓሎም ነጥብታት እንተሃለዉ፡ ስለቲ ሰፊሕን ዓሚቑን ትንታኔኻ ደጊመ ብኽብሪ የብስግን። ንሓይለታት ምክልኻል ኤርትራና ዘለኒ ክብርን ምስጋና ድማ ፍሉይ'ዩ ። እንተኮነ ግን ብናተይ ኣጠማምታ ወትሃደር ንናይ ህዝብን ሃገርን ረብሓ ዘቐድም ትካል ' ዩ ካብ በልና። ንሃገሩ ካብ'ቲ ካብ ደገ ንዝመጽእ ጸላኢ ነታ ክብርቲ ሂወቱ ከወፊ ድሕር ካብ ዘይበለ ፡ንህዝቡ ካብቲ መንግስተይ ዝብሎ ንዝወርዶ ኣደራዕ ክሳብ ከም ሕብረተ ሰብ ክሳብ ዝበርስ ደው 'ሉ ክዕዘብ ዘለዎ መኽንያት ገና ኣይርድኣንን ።
@salomongabriel5945
@salomongabriel5945 23 күн бұрын
Suq bel
@sewitghabremichael3132
@sewitghabremichael3132 23 күн бұрын
Why?
@user-xh4dp6ij4r
@user-xh4dp6ij4r 23 күн бұрын
@salomongabriel ዚብሉኻ ገልዳም ርእሲ ማርሞ ፡ ንስኻ'ምበር ኣልግስ ፡ ዕሱብ ምንሽሮ ! 😂
@ethioeritreaupandup1074
@ethioeritreaupandup1074 23 күн бұрын
@salomon ነቲ ድንቁሩናኹም መትሓዚ ሲኢናሉ ከመይ ጌርና ከም ሰብ ከምትሃስቡ ንምግባር ንፍትን'እሞ ማይ ዘይስወጦ ጸሊም እናኾንኩም ኣሸገርኩምና ። 🌴🇪🇷🇪🇷🌴
@salomongabriel5945
@salomongabriel5945 23 күн бұрын
Ewe haqika mendelay bariya​@@ethioeritreaupandup1074
@user-gv8wx2dz3o
@user-gv8wx2dz3o 22 күн бұрын
ስቅ በል ማለት እንታይ ማለት እዩ ክክክክ ከም ሓሳብ ዲኻ ኣቅሪብካዮ
@ethioeritreaupandup1074
@ethioeritreaupandup1074 23 күн бұрын
ኣብ ግዜ ብረታዊ ቃልሲ ንጀብሃ ንምድምሳስ ናይ ሻእብያን ናይ ወያኔ ስምምእ ዝገበርዎ ናይ ክልተ ወድባ ስምምእ እዩ ኔሩ ። እቲ ነጀብሃ ንምድምሳስ ምስ ወያኔ ዝተገበብረ ሰምምእ ዘይተገበር ተትኽዉን ኔሩ ምስተመረጸ ኔሩ። ግን ተጌሩ። ናይ ዞም ናይ ኤርትራ ተቋመርቲ ግን፤ ነቲ ናቶም ርክብም ምስ ወያኔ ቅዱስ ክገብርዎ ፤ ነቲ ናይ ሻእብያን ናይ ወያኔን ርክብ ክዉከሱ ይፍትኑ ። ፍልልዩ 👉 ህጂ 🇪🇷 ትብሃል ሀገር ኣላ ፤ መንግስቲ ኤርትራ ዝብሃል መንግስቲ ኣሎ ፤ ናይ ሃገር መላለይት ዝኾነት ባንዲራ ኣላ ፣ ሰራዊት ዘለዎ ሀገር ኣላ ። እዞም ተቃወምቲ ኢና ዝብሉ እቲ ምስ ወያኔ ዝገብርዎ ርክብ ንሓደ ውድብ ንምድምሳስ ዘይኾነ ፤ ንሙሉ ሃገርን ሕዝብን ንምድምሳስ ዝግበር ርክብ እዩ ዝኽዉን ። ንኽልቲኡ ንምነጽጻር ምፍታን ማለት ብዝኾነ መለክኢ ተቀባልነት የብሉን። 🌴🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌴
@esaiasmehari7409
@esaiasmehari7409 23 күн бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
Sigma girl and soap bubbles by Secret Vlog
00:37
Secret Vlog
Рет қаралды 12 МЛН
OMN Horn Odeessaalee Adoolessa 27, 2024
1:10:13
OMN
Рет қаралды 2,5 М.