🛑 ፍሉይ ምድላዉ ኣሸንዳ ምስ ዋዕሮ ፈላመይቲ ኣዛዚት ክፍለ ሰራዊት ትግራይ ተ/ጋ ጎይተቶም

  Рет қаралды 72,124

ገድሊ Plus

ገድሊ Plus

11 ай бұрын

ንተጋዳሊት ጎይተቶም እትደልዪ በዚ ስልኪ ቑ.ፅ 0930466318 ክትረኽብዋ ትኽእሉ ኢኹም
ጀጋኑ ተጋደልትና ንሕና ንኽንነብር ንስኹም መስዋዕቲ ከፊልኩም ኣካልኩም ቆሲልኩምን ኢኹም እሞ ዓብይ ክብሪ ይግበእኩም
" ክንዲ ዝከፈሉልና ዋጋ እኳ እንተዘይከፈልናዮም ተሸጊሮም ከይነብሩ ግን ኣድላዪ ሓገዝን ክብርን ክንገበረሎም ይግባእ !!
ንመዳለውቲ ገድሊ Plus ዘለኩም ርኢቶ ንምሃብ ወይ ድማ ብናውቲ ንምሕጋዝ 0933263830//0987216972 ይደውሉ።
#TDF #ገድሊ_Plus #Tigrigna
© Copyright: ገድሊ Plus Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
tiktok.com/@gedli.plus
t.me/Gedli_plus
/ gedli_plus
/ @gedli_plus
For More Videos / @lela_time

Пікірлер: 272
@fultoneth9869
@fultoneth9869 11 ай бұрын
❤ ትማሊን ሎሚን ፅባሕን ትግራዋይነት ፍሉይ ጅግንነት ❤
@Rshanmebrahtom
@Rshanmebrahtom 11 ай бұрын
ዋው ሰሚዕኻ ዘይፅገብ ታሪኽ እዩ ጂግና ምዃንኪ ገፅኪ ይምስክር ዋዕሮ ናትና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ❤❤❤❤
@tsiongeberegergis5551
@tsiongeberegergis5551 11 ай бұрын
Wow! ዝገርም ሓቦን ፅንዓትን💪🏽 ነብሪ 🐯 🐅 ዕድመን ጥዕናን የብዘሕልኩም ፈጣሪ🙏🏽 ጀጋኑ ደቂ ህዝቢ👍❤️ We are so proud of you 👍 God bless you 🙏🏽
@abebagebrehiwet6594
@abebagebrehiwet6594 11 ай бұрын
ጅግና ዋዕሮ ጠንክሪ ኣዶ ፅንዓት ❤❤❤ ብዝበለፀ ካኣ ትግርኛኣ ፅፉፍ ናይ ኣምሓርኛ ሕዋስ የብሉን .....ንፍዕቲ።❤❤❤❤❤
@arayamessa8495
@arayamessa8495 11 ай бұрын
ንምንታይ ኣምሓርኛ ክትዛረብ ተጸብኻያ ነይርኻ ጓል ወጀራት እያኮ? ህዝቢ ወጀራት እዝኑ እውን እንተተቖረጸ ኣምሓርኛ ክሰምዕ ዘይኽእል ኹሩዕ ትግራዋይ ዓዲ ጀጋኑ እዩኮ። ኣምሓርኛ ምፍላጥ ነውሪ እዩ ማለተይ ኣይኾነን ግን ትግራኛ እምበር ኣምሓርኛ ኣቡኡ ዘይፍለጥ ምዃኑ ንምሕባር እዩ። ናይ ባዕሉ ጡዑም ላዛ ግን ኣለዎ።
@user-do6zs9lg7q
@user-do6zs9lg7q 11 ай бұрын
ጅግና ጓል 20 ዓዲ መተዓቢተይ ጎቶይቶም ሓፍተይ❤
@berhegeysuses4251
@berhegeysuses4251 11 ай бұрын
ጅግና ዋዕሮና ወሊደ ትበል ኣደ ትግራይ ❤❤ እንኳዕ ኣብፃሓኪ ምስ ብፆትኺ ጅግኒት ዋዕሮና 💪💪💪💪🙏🙏🙏
@alemsegedmehari8104
@alemsegedmehari8104 11 ай бұрын
ጅግና ትግራወይት ጓል 20 ዓድ ጓል ቅዱስ ጴጥሮስ እንኳዕ ብሰላም ንአሸንዳ ባዓል አብፀሔክ ንዓኽ ኽብርን ሞገስን አለን ❤
@ggbg2765
@ggbg2765 11 ай бұрын
ጅግና ጓል 20 ዓዲ ሓቦን ፅንዓትን✊ መግለፂ የብለየን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ጅግና ጓል ህዝብና❤️💛🙏
@TeweldeMahari
@TeweldeMahari 11 ай бұрын
ኣቲ ዋዕሮ ኩሉ ዘጸብቐላ ክብርቲ ትግራወይቲ ኣሓትና ንበርልና ክበርልና ነዊሕ ዕድመን ምሉእ ጥዕናን የሃብኪ ኣምላኽ።
@HaftomKidane-ns2yf
@HaftomKidane-ns2yf 11 ай бұрын
ጀግና ብፂት ጎይትሽ።ኣብ ሓንታ ኣሃዱ ኢና ነይርና በላሕ መስተውዓሊት ተጋዳሊት እያ።
@mmpp7573
@mmpp7573 11 ай бұрын
አሰይ ጓል ዕስራ ዓድ ወጀራት ጅግና ዋዕሮ ትግራዎይት❤❤❤❤❤❤❤❤
@tonymonday9796
@tonymonday9796 11 ай бұрын
every Tigrain proudly about you bravely our hero , happy Ashenda for all TDF members.
@dsertfswer5540
@dsertfswer5540 11 ай бұрын
እንካዕ ኣብፀሐክን ዋዕሮታትና ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ፈጣሪ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@letebrhanghebremariam6213
@letebrhanghebremariam6213 11 ай бұрын
ጀግና ቆራፅዋዕሮ ጓል ትግራይ ወርቂ❤❤❤❤❤❤🥰🥰🥰🥰😘😘😘❤❤❤❤
@user-wg3rg1qm8p
@user-wg3rg1qm8p 11 ай бұрын
ጅግና ዋዕሮ ጓል ወጀራት ክብር ሞጎስን ይግባአክ ❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@user-tn9yu7pv3b
@user-tn9yu7pv3b 11 ай бұрын
እንካዕ ኣብፀሐክን ዋዕሮታት ትግራይ
@efremmulualem-jz3cg
@efremmulualem-jz3cg 11 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ጀጋኑ ዋዕሮታትና እንካዕ ንባዓል እሸንዳ ኣብፀሐክን።❤❤❤❤❤❤
@wejerat
@wejerat 11 ай бұрын
ጅግና ጋል ዕስራ ዓዲ ወጀራት
@sratasrata5383
@sratasrata5383 11 ай бұрын
TDFይ ጀጋኑና ክብርን ምስጋናይ ይብፃሕኹም ኩቡራተይ ኣብ ትሕቲ እግዚኣብሄር መድሕን ህዝብና ❤💛❤🙏🙏🙏
@haileseged1124
@haileseged1124 11 ай бұрын
የቀንየልና ገድሊ Plus ከምዚአ ዝበለት ጅግና አላሊኩምና ቀጽልሉ
@janetjohannes3392
@janetjohannes3392 11 ай бұрын
Jegna TDF Goitotom amazing heroism. Thank you for defending Tigray giving one precious life. Tigray The Land of Heroes!!! Abyetiye jignnet, abiyetiye habo.
@fitsumbrhan206
@fitsumbrhan206 11 ай бұрын
ዘርዚርካ ዘይውዳእ መስተንክራዊ ጅግንነትክን ደቂኣነስትዮ ትግራይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን
@AaAa-nu6gq
@AaAa-nu6gq 11 ай бұрын
ጅግና ዋዕራና ጋል 20 ዓዲ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@tsilove5031
@tsilove5031 10 ай бұрын
ጀግኒት TDF❤️💛❤️🙏👍
@raheldeata8542
@raheldeata8542 11 ай бұрын
ጅጋና እደመ ጥኢና ይምነይልኪ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@rakirakilove821
@rakirakilove821 11 ай бұрын
ዝሓፍተይ ጅግና ሕራነኺ ኣብ ገፅኪ ይንበብ🥰ጋዜጠኛ ህድኣትኪ ደስ ክብል ሓሳባቶም ገሊጾም ክሳብ ዝዉድኡ ፅን ኢልኪ ስለ ትሰምዕዮም ብጣዕሚ እየ ዘድንቐኪ♥️ትግራዉነት ትዕድልቲ'ዩ💛❤️
@afewerk-oz6rk
@afewerk-oz6rk 11 ай бұрын
ሰፈር ጅግንነትን መርኣያ ዝኾንኪ ጎይተቶም ቀፃሊ ዝህነፅ ዘመናዊ ሰራዊት ትግራይ ማእኸል ስሕበት መሪሕነት ከምትኾኒ ምንም ከይትጠራጠሪ። ጥራሕ ናይ ውግእ ተሞክሮታት አፅንዒ መስታወሻ ሓዚ ምስ ናይ ባዕልኺ ሕሉፍ ተሞክረታትኪ ቀምርኪ ሙክርቲ መሪሕነት ይገብረኪ።ሰናይ በዓል አሸንዳ ይኹነልክን ንኹልኽን ደቂ አንስትዮ አባላት ሰራዊትን ህዝቢ ትግራይን። 45:18
@user-hy4kg8et4w
@user-hy4kg8et4w 11 ай бұрын
አዘኽ ጅግና ጓል ማምዐት ❤❤❤❤❤
@HillaMhary-cc8iz
@HillaMhary-cc8iz 11 ай бұрын
ጅግና ዋዕሮና እንኳዕ ኣብፀሐክን ንባዓል ኣሸንዳ❤❤❤❤❤❤❤❤💚💚💚💚💛💛💛
@janetjohannes3392
@janetjohannes3392 11 ай бұрын
Kulu yetiemelikin our TDF heroes we love you all so much ❤️ 💜 ♥️ 💖 💗 💕
@asefagerie8506
@asefagerie8506 11 ай бұрын
ያዒሰ ጅግና ዋዕሮ
@hagostewolde8856
@hagostewolde8856 11 ай бұрын
ዋውውውውውውው ።ትግራይ ሰብ ኣለዋ !!! ናተይ ጽብቕቲ ጀግና
@paulosabraha9342
@paulosabraha9342 11 ай бұрын
ኣንታ ሓወይ ትግራይ ሰብ ኣለዋ ዘይኮነስ ትግራይ ሰብ ተወዲኡ ኢዩ ዝበሃል፡ ኣበየናይ ክፍለ ዓለምዩ ተራእዩ ኣብ 3 ዓመት ዘይኣክል ኣዛዚ ክፍለ ሰራዊት ዝበጸሐ ወተሃደር እዋይ እስኹምሲ እታ መሕፈሪትኩም ምስ ደግያት ውበን ስባጋድስንያ ተቐቢራ
@mizaanberhane4002
@mizaanberhane4002 11 ай бұрын
@@paulosabraha9342 እንታ ሓሳድ ሰራቂ ህግድፍ ብቅንእን ፍርሒን ሸራእራእ ትብሉ አለኹም ማዓልቲኹም ድማ ተጽበዩ በላዕቲ ሰብ ጽላእቲ ህዝቢ ትግራይ ዓይንኹም ይደፈን 👹👹👹👹👹👹👹👹👹👹👹👹👹👹👹👹👹👹👹👹
@iiooiop889
@iiooiop889 11 ай бұрын
ጅግና ዋዕሮ💘💘❤💘❤💊💪💊💪💊💪💊💪💊💪💊💪💊💪💊💪💊💪💊💪💊
@selamnkulu2541
@selamnkulu2541 11 ай бұрын
ጀግና ዕድመን ጥዕናን ይሀብኺ: እት ኢንተርቪው ይገበር ይሰነድ ግን ናብ ሚድያ ምቕራብ ተዝፀንሕ: ፅቡቕ ይመስለኒ: ቓልሲ አይተወድኤን መሰልጠንቲ ፀላኢ ምዃን አየድልን:
@user-ud9uy9yt9u
@user-ud9uy9yt9u 11 ай бұрын
ዋዕሮና ❤ጎትሽ❤
@user-on9ts3fn7j
@user-on9ts3fn7j 11 ай бұрын
ዓመት ካዓመት ያፅንሕኽ
@sarayan525
@sarayan525 11 ай бұрын
ጅግና ዋዕሮ 😍😍😍💊💊💊💊💊💊💊❤❤❤❤💪💪💪💪💪💪
@kebihenok2586
@kebihenok2586 11 ай бұрын
Selam selam gedli plus kulikum behabera
@beletu7041
@beletu7041 11 ай бұрын
ሐሳብኪ ኸሉ ናይ ጀግኒት ዩ ሙሉእ ልቦና ጅግንነት አጸበቅኪ ኢኺ ተኸዲንክያ ዘጉሰኒ ጀግንነተኪ ዩ ዘሕዝኒ ድማ አነን ከማይ ዝበሉ ነባራት ተጋደልቲን ንዓኪን ከማኽን ዝበሉ ወለዶ እንደገና ምግዳል ምውራሰና ዩ መቸም
@user-ln4xg4rk3m
@user-ln4xg4rk3m 15 күн бұрын
ጀጋኑና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@aznerahaylay9815
@aznerahaylay9815 11 ай бұрын
Enikae biselam metsaeki waerona ❤💛Enikae ABITSIHANA ❤💛🌿🌿🌿🌿🙏
@esaiasberhane6756
@esaiasberhane6756 11 ай бұрын
Thank you our sister !!
@ejigayehumisgina5471
@ejigayehumisgina5471 11 ай бұрын
❤❤❤❤❤💪🏽💪🏽💪🏽
@yonastekle9784
@yonastekle9784 10 ай бұрын
ጅግና❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-cg7is4sl6r
@user-cg7is4sl6r 11 ай бұрын
ክደይ ደስ ዝብል ጅግንነት እዩ ዕድመን ጥዕናን ያህብኺ🙏💗
@abrehetmaru44
@abrehetmaru44 11 ай бұрын
ትግራይ ጀጋኑ ምውላ ጸጋ ከምዘለዋ ኩሉ ይፍለጦ!!!
@Abdo-so2oe
@Abdo-so2oe 11 ай бұрын
ቆንጆ ዘይቢላ ጎዶሎ❤❤
@CobraIsNotAGamePiece
@CobraIsNotAGamePiece 10 ай бұрын
🌞
@nezw8150
@nezw8150 11 ай бұрын
አሰይ ሳላ ቃልስኽን አብዚ ዘለናዮ ደረጃ በፅሕና አትን ጀጋኑ
@alulaalula9344
@alulaalula9344 11 ай бұрын
ጀጋኑ ዋዕሮታትና ብሳላክን ብርሃን ሪኢና
@rosahaile445
@rosahaile445 11 ай бұрын
Thanks for your service ❤❤❤, 💪💪💪
@HagossBerihu
@HagossBerihu 2 ай бұрын
beza kola ezia zixaref nibaelu hadami eu zeytidgem yewah jigna eya behaki 🙏❤️❤️🥰🥰🥰
@mebitigraweyti
@mebitigraweyti 11 ай бұрын
ጀጋኑዋይ ❤❤
@rahwahagos1142
@rahwahagos1142 11 ай бұрын
l respect TDF
@user-ir8eq8xk8s
@user-ir8eq8xk8s 11 ай бұрын
አሰይ ጅግና ዋዕሮ ጋል መረባይ ቃላት የብለይን ጅግና ጋልዞም ጀጋኑ አሰይጅግናዋዕሮጋልመረባይቃላትየብለይንጅግናጋልዞምጀጋኑ ❤
@abrahakahsay-gx4st
@abrahakahsay-gx4st 11 ай бұрын
Thanks❤❤❤❤
@alemefem5459
@alemefem5459 11 ай бұрын
ትግራዋይነት ክቡር ጂግንነት እንዃዕ ኣብጸሃክን ደቂ ክቡራት ኣሌት ብፍላይ ንተጋዳሊት ጎይተቶም ሺኮር
@hgf6568
@hgf6568 11 ай бұрын
ጀግና ሓፍትና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ
@fergezberhe5860
@fergezberhe5860 11 ай бұрын
በጃኩም ምዝዛ ጋዘጤኛ ኣራኩቡኒ እቶም ዋና እዛ ዩቱም ስለ ኪዳና ምህረት
@hailuabreha9675
@hailuabreha9675 11 ай бұрын
I am proud about your braveness my sister wishing to U and to all your comrades peace and healthy and Happy Ashenda holiday
@yohanwowowowo4716
@yohanwowowowo4716 11 ай бұрын
Waww zen jeganu ahwatey salaken berhan Rena thank you so much ❤❤❤
@beletu7041
@beletu7041 11 ай бұрын
ጎይተቶየ በሊ ተምሳሌ ጅግንነት እን ኳዕ ካብ ቡሱል ጥረ ተረፍክልና
@tamtek5886
@tamtek5886 11 ай бұрын
ዝገር ኣንደበት ዋዕሮና
@tamtek5886
@tamtek5886 11 ай бұрын
ዝገርም ኣንደበትን ጀግንነትን ወናኒት ኢኺ ዋዕሮና
@user-gl8be9eu3k
@user-gl8be9eu3k 3 ай бұрын
ብጣዕሚ አድኒቀያ በላሕ ጋል ሄዋን፡ጸርፍን ምንሻውን ከይሐወሰት ንቀጻሊ ዓወት ይምነየልኪ
@yordiyordi1961
@yordiyordi1961 11 ай бұрын
ጀጋኑና ♥♥💛💛♥♥💊💊
@AsgeleGmedhin
@AsgeleGmedhin 11 ай бұрын
Thank You for defending Tigray from invaders,killers,rapers and evils
@berekechtadese2084
@berekechtadese2084 11 ай бұрын
❤❤❤❤ሙቁራተይ እንዃዕ አብፀሐክን ጀግኑ ሄሉየፅሪቲ።❤❤❤
@tsilove5031
@tsilove5031 10 ай бұрын
ጀግንነት ዘሎ አንደበት ብቅዓት❤️💛❤️
@maereg7308
@maereg7308 11 ай бұрын
Mearey Anbesa kureat nay Tigray 🥰🥰🥰🥰❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@ST-tq9el
@ST-tq9el 11 ай бұрын
Our waero we love and respect you💪💪💪💪✊️✊️✊️✊️🫶🫶🫶🫶 thank you for all you did
@gamarraya
@gamarraya 11 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤ we proud of all TDF #Ricpact
@merontadele70
@merontadele70 11 ай бұрын
ጅግና ሐፍትና እንኳዕ ናትና ኮንኪ ምእንተ ህዝብኹም ብዙሕ መከራን መስዋዕትን መቁሰልትን ዝኾንኩም ጀጋኑ ደቂ ትግራ ክብርን ሞጎስን ኩሉ ጊዜ ናኹም ይኹን።።
@hakieye5649
@hakieye5649 11 ай бұрын
Gedly plus it is nice program berteu ajokum
@birhanueestay1981
@birhanueestay1981 11 ай бұрын
ጅግና ዋዕራና ጓል 20 ዓዲ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-on9ts3fn7j
@user-on9ts3fn7j 11 ай бұрын
❤❤❤❤
@user-tq2xr3fg4w
@user-tq2xr3fg4w 6 ай бұрын
ጂግና ዋዕሮ መግለጺ የብለይን ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@asefagerie8506
@asefagerie8506 11 ай бұрын
❤️❤️❤️❤️💪💪
@hadish6221
@hadish6221 11 ай бұрын
ኣቲ ጅግና ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና ክትነብሪ ኢኪ
@mizaanberhane4002
@mizaanberhane4002 11 ай бұрын
ዋዕሮና ነዊሕ ዕድሜን ሙሉ ፀጋ ጥዕና ያብኪ ዘርእኺ ይባረኽ ክብሪ ንዓኺ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻
@samiramohammed3997
@samiramohammed3997 11 ай бұрын
❤❤❤
@tegaru2230
@tegaru2230 11 ай бұрын
💊❤
@peacenow7479
@peacenow7479 11 ай бұрын
❤❤❤❤🎉
@yeshiberhane4598
@yeshiberhane4598 11 ай бұрын
God bless you, our heroes 🙏 ❤
@helenhelen792
@helenhelen792 11 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@abelmisgna7504
@abelmisgna7504 11 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@fderfeet7866
@fderfeet7866 11 ай бұрын
ጅግና ጋል ዓደይ እንኳዕ ብህወት ተመለስኪ🥺🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@kbkejivjr3601
@kbkejivjr3601 11 ай бұрын
ፅብቅተይ ፅፉፍ አዘራርብ ይብል ጅግና ሓፍተይ 👌👌👌
@gebreslasieliewawi6786
@gebreslasieliewawi6786 11 ай бұрын
ክንድቲ ጅግንነታ ኣገላልጻ ኣይከኣለቶን፡ ናይ በሓቂ ሓያል ተቓላሲት ኢያ ትመስል፡ ግን ዝወዓለቶ ቃልሲ ፡ በኣገላልጸኣ ንመንእሰይ ሓቦ ዘስንቕ ኣይኮነን፡ ዋላ ስም ከይጠቐሰት ኣብ ጎድና ዝነበሩ ኣሰዋውኤኦምን፡ ዝነበረ ህሞትን ተቢዓ ኪትገልጾ ኣለዋ፡ ንመንእሰይ ሓቦ ከስንቕ ኣለዎ፡ ከምዚ ታራ ዕላል ጌራቶ በሓቂ። ብዝኾነ ተዋጊእኪ ኣዋጊእኪ ኢኺ እሞ እንቋዕ ብሰላም ተመለስኪ።
@almazey2023
@almazey2023 11 ай бұрын
💙❤️
@user-mc7zs1ub5d
@user-mc7zs1ub5d 11 ай бұрын
አቲ ጀግና ጌትሸ አነታይ ኢለእየሞ ዝገልፀኪ ጥቅልል አቢለ ትግራይ ትግራወይቲ ኢኺ
@SalamSlaimy
@SalamSlaimy 11 ай бұрын
Jgena TDF haftay❤❤❤❤
@tomasweldu7388
@tomasweldu7388 11 ай бұрын
Bzaeba 1.5 million ke meberhi zey habet ezi kulu demsisnayo enda belet way dea etki tefetifu melsi n xbe
@emuselemun9648
@emuselemun9648 11 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@kewanetasresahegn3464
@kewanetasresahegn3464 11 ай бұрын
❤❤❤❤❤love you and respect you our heroes
@mmn-mb3dc
@mmn-mb3dc 11 ай бұрын
❤❤❤😊😊😊
@HagossBerihu
@HagossBerihu 2 ай бұрын
behaki eza kola beyen eye zirekba btaemi eye znafka misa gal boteloney eya neyra bitaemi kea rikb nerna goytishey mara eye zednkeki enkae kea bihwet terefki gotishey🙏🙏🙏🥰🥰🥰
@wskn7283
@wskn7283 11 ай бұрын
ገይትሸይ ቀላት የብለይ ዋዕሮና❤❤
@WegeneMekonen-dr6ss
@WegeneMekonen-dr6ss 11 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-ow4xg6mb8j
@user-ow4xg6mb8j 11 ай бұрын
ማራ ዝገርመኒ እዞም ኣብ ወጀራት ተወሊዶም ዝዓብዩስ ዘለዎም ሓቦን ኒሕን ጅግነት ዝገርም እዩ ኣብ ብዙሕ ነገራት ከስተውዕለሎም ፈቲነ ማራ እየ ተገሪመ።
@abdllog1723
@abdllog1723 11 ай бұрын
እንካዕ አበፀሔኩም ተጋሩ አሐዋተና
@gdushsgsushs4212
@gdushsgsushs4212 11 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@tesfaywoldemichael2843
@tesfaywoldemichael2843 11 ай бұрын
እንኳዕ ተወለድኪ ጂግና ጓል ንግስተ ሳባ! ዋዕሮ!!!?
@tesfalemfisuh7748
@tesfalemfisuh7748 11 ай бұрын
እምበር ጅግና ዋዕሮ ጓል ዋዕሮ!
A little girl was shy at her first ballet lesson #shorts
00:35
Fabiosa Animated
Рет қаралды 15 МЛН
"ንልያ ካሳ ካብ ሓዊ ወርቀዲኖ ሓዚልና ኣውፂናያ!"
48:02
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 8 М.
🛑 22 ስኒ እየ ስኢነ ። ተ/ጋ ገነት ሓድሽ
35:24
ገድሊ Plus
Рет қаралды 59 М.
"ካብ ማቻ ድሬዳዋ - ናብ ፈታኒ ገድሊ ትግራይ!"
30:45
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 14 М.
@juanchinbrodie #comedia #humor #juffec #felipecharry #amigos
0:15
Felipe Charry
Рет қаралды 6 МЛН
Did you see the photo?
0:20
Women Power
Рет қаралды 36 МЛН
Девушка ограбила мажора, но…😳
1:00
Trailer Film
Рет қаралды 8 МЛН