መደብ ትንሣኤ ጥበብ "ሕውየት ትግራይ ብጥበብ 'ዩ" ዋዕላ ኢደ ጠበብት ትግራይ ኣብ ወረዳ ስለዋ ከተማ ደላ

  Рет қаралды 1,788

Tibeb Ybrah

Tibeb Ybrah

15 күн бұрын

GoFundMe link: www.gofundme.com/f/j9bqgk?utm... ይብራህ ሚድያ ኣብ ዝተፈላለዩ ርእስታት ኣብ ሃይማኖት ኣብ ታሪኸን ባህሊ ህዝቢ ትግራይ ናብ ዝነበርናዮልዕልናና ንምምላስ እጃሙ ዳወፈየ ዝርከብ ሚድያ 'ዩ::ንቕድሚት ክሰርሖም ዝደልዮም ብዙሓት ትልምታት ስለዘለውዎ ኣብ ሽትኡ ንምብፃ ናይ ኩልና ኣስተዋፅኦ ዕዙዝ ሰለዝኾነነ ናብ ኩሉ ብምብፃሕ ብሓሳ ብገንዘብ ብዝተፈላለዩ ዓቕሚ ብዝፈቕዶ ኣብ ፍፃሚኡ ንኽበፅሕ ንደጋገፍ::Welcome to Tibeb Yibrah Media....Please Like, Comment, Share and Subscribe to our channel Welcome to ome to Tibeb Yibrah Media...Support
Zeal - 720 421 8167

Пікірлер: 33
@user-jd8wn9lh3d
@user-jd8wn9lh3d 14 күн бұрын
እዋይ ህዝበይ😢😢😢 ሓድነት እሰከ ይፍጠረልኻ ይአክል ይበለና ሰላምን ፍቅርን ንኹሉ ወዲ ሰብ ይኹን
@azmeratesfay6273
@azmeratesfay6273 4 күн бұрын
ብጣዓሚ ተሃጉሰና ኤደ ጥበበኛታትና ትግራይና እግዚአብሄር ምሳኩም አሉ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤💛❤💛💪💪💪💪💪💪💪💪
@hshsusuei6713
@hshsusuei6713 12 күн бұрын
ሰላም ይሃበና ፈጣሪ ኩሉ ሰብ እዩ አፈላላዩ የለን አቱም ሰባት 😢👏👏👏
@Tigraweyti231
@Tigraweyti231 14 күн бұрын
ትግራዋይ ማዓዝ ኾን ዝሓልፈልኻ😢
@negasitesfaye9978
@negasitesfaye9978 14 күн бұрын
ናይ ድህረት ባህሊ ፀረ ሀይማናትን ፀረ ሰብአውነትን ብትሪ ንቃለስ ሰብ ክቡር ኣዩ ፈጣሪ በአምሳሉ ዝፈጠሮ ንቃለስ ነጋልፅ
@frehiwetabrha
@frehiwetabrha 13 күн бұрын
ናይ ትግራይ ትንሳኤ ዘበስር ማሕበር እና ሚድያ እዩ ቀፅልሉ ።
@jssllaa122ali7
@jssllaa122ali7 12 күн бұрын
ሰላምን ሓድነትን ይፍጠረልና ኣምላክ❤❤❤❤❤
@user-rm7mt3nq4q
@user-rm7mt3nq4q 13 күн бұрын
ምፅብቅመ ሰጋ ሃይለይ ደሰ ከቡሉ❤❤❤
@himangebremichael3213
@himangebremichael3213 13 күн бұрын
Egzabher yhegzkum🙏🙏🙏 ajokum ab gonukum ena ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@euegifhdhj4390
@euegifhdhj4390 13 күн бұрын
በሓቂ ክንደይ ደስ ይብል❤❤
@user-dw9dy1pz1v
@user-dw9dy1pz1v 11 күн бұрын
ብጣዕሚ የሕዝን ስብ ንሰብ ከመይ ገይረይበልዕ ይቅር ይበለልና😢😢😢
@TeffTegg
@TeffTegg 14 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-dw9dy1pz1v
@user-dw9dy1pz1v 11 күн бұрын
ኣጀኩም❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-dw9dy1pz1v
@user-dw9dy1pz1v 11 күн бұрын
ተመስገን ጎይታይ ማዓረይ ናብዚ ላረአካና❤❤❤❤❤❤❤❤
@selemuhadis
@selemuhadis 13 күн бұрын
አጆኹም ❤❤❤
@swswiy9610
@swswiy9610 13 күн бұрын
በርቱዑ ኣብ ጎንኹም ኣለና
@user-lo4lv8sw8l
@user-lo4lv8sw8l 14 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤ 🎉🎉🎉
@user-rm7mt3nq4q
@user-rm7mt3nq4q 13 күн бұрын
እንኻዕ ናተኹም ከኑኩ
@user-vw5ib3tv6t
@user-vw5ib3tv6t 10 күн бұрын
በርሀየ ታብለይኣ ድገልፀካ በይዛኻ ድአነ❤❤❤❤❤❤❤
@ephremgeberegzibher96
@ephremgeberegzibher96 14 күн бұрын
God help tigray.
@QweQwe-bw6pi
@QweQwe-bw6pi 14 күн бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉
@smretkelayu2061
@smretkelayu2061 13 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@GrmaneshBerhe
@GrmaneshBerhe 12 күн бұрын
❤❤❤
@mebrhitberha3894
@mebrhitberha3894 14 күн бұрын
Betamye zagrme manger aue fatrie mahrt yawerdlne
@HarfeyaHayle-dv7qh
@HarfeyaHayle-dv7qh 13 күн бұрын
❤❤❤❤
@binyam1578
@binyam1578 13 күн бұрын
😢እነየ ብጣዕሚ ዘሕዝን ግን በዳሊ እቲ መንግስቲ እዪ እቲ ቤትፍርዲ ንዕኦም ይኣምኑ።🕊💒😭💔🔔🔔🔔🔔🔔
@samiralbrhim9244
@samiralbrhim9244 14 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@user-wf9do9xk8j
@user-wf9do9xk8j 13 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤👏👏👏👏👏👏👏
@hagosmokonnen9799
@hagosmokonnen9799 14 күн бұрын
ኣቱም ሰባት ንዓሪ እባ ጥበብን ጥበባትን ንቒምን ብቒምን ንድሕሪት እባ ኣይትጉተቱና ሞራል ዝብልዎ ቃል ንባዕሉ ናይ ባዕዳዊ ኢዩ እዚ ሓው እቲ መንፈሰ ከይሳን ድፍኢትን ኢዩ ቀሰቃሲ ፅልኣትን ከምሓዱሽ ንሕነ ፍደ ዲዩ እዚይ ኣብ ኢዋን ምልዕዓል ዓመፃት ንዝነበረ ብስም ኣብዪ ኢይዎት ብስም ዲሞክራሲ ንኣቦታቱን ህዝቡን ንምቕታል ንኽዘምት ዝተገበረ ንዘክር ጀብሃ ሻዕብያ ደርጋውያን ኢህኣፓ ተሓህት ህወሓት ወያነ ኢዲዩ ኦነግ ኢህወደግ ብልፅግና ዝፈጠርዎምን እኮ ብኣይሀየዳዊ ምዕራባውያን ኢዩ ድሕሪ እዙዩ ገና የዋድኡናን የጨፋጭፉናን ኣብዘለዉ ንስኻትኩም ብስም ሃይማኖት እሞ ብተራ ኩብልና እሞ ብደረቕ ፅልሰት እሞ ናይ 3,000ዓመታትየ ናይ ደርፊ ላሎየ ዶየ እናበልካ ንድሕሪት እሞኸ????ሞራል ሞራል ሞራል ኣቱም ሰብ ለባማት ኣዛትዩ ካብ ሕሩር ፅልእን ፅልኣትን ድሓኑ
@meronmekonen8828
@meronmekonen8828 13 күн бұрын
ኣንቱም ገዛእቲ እንታይ ከምዝፈጥሩ ክፈጥሩን ከምዝኽእሉ ካብ ናይ ባዕልኹም ናይዚ እዋን ታሪኽኩምእኳ እንተተበጊስኩም ካብ እኹል ንላዕሊ መምሀራይ ዶ ኣይኮነን? ንኡሽተይ ንምዝኽኻር ማለሊት፡ ትህነግ፡ ጁንታ፡ ነቐርሳ፡ መፍረስቲ ሃገር ዝብል ሹማሹም ዶኣየስከምኽም ድዮም። ምእንተታይ ይመስለኩም? አረ ርእስኹም ኣስርሕዎ። ቅድም ቀዳድም ኩሉወድሰብ ማዕረ መሰልን ግዴታን እዩ ዘለዎ። መንግስቲዶ የለን እዩ ዘብል እዚ መድረኽ ክርኢ ከለኹም። ኩሉ ትግራዋይ ብማዕረ ንማዕረ ይሕሰብ ይስራሕ። ኢደጥበባዊ ዝብሃል ሰብ የለን። ብዝሰሖ ስራሕ እንተኾይኑ እደጥበበኛ፡ ዳኛ፡ መምህር፡ ደራፊ፡ ፀራቢ፡ ነዳቂ፡ ወሓለ፡ በሰሮ፡ ንፉዕ፡ ሰነፍ........ ከምዝበሃል ንመን ይጠፍኦ። ብገዛእትን መግዛእትን ኮነ ኢሎም ንድሕረትኩም ዘተኣታተውልኩም / ዘስረፅልኩም መክፋፈሊ ድሑር ሓሳብን ባሕልን ንየው ኢልኩም ኣወጊድኩም፡ ኢድንኢድ ተሓጋጊዝኩም ድሕረትን ድኽነትን ንምውጋድ ክትሓብሩን ክትተሓባበሩን ፈጣሪ ኩሉዓለም ይሓግዝኩም። ኣሜን 100x!!!❤❤❤
@meronmekonen8828
@meronmekonen8828 13 күн бұрын
ብሰንኪ ድሑራት መግዛእትታትን ገዛእትን ኣደንቒርካን ኣድኪኻን ከ ፋፊልካን ግዛእ ዝብል ፍልስፍነኦም ዘይተዓደለ ሕብረተስብ ትግራይ ኣብ መበል 21 ናይ ዲጊታል ክፍለ፡ ኣብከምዚ ብርኪ ወዲቑ ክትርኢ ኣንታይሞ ክንብል።🎉🎉🎉
"ኣብ ማጨው ታሪኽ ተደጊሙ" መደብ ትንሳኤ
59:40
🤔Какой Орган самый длинный ? #shorts
00:42
Каха и суп
00:39
К-Media
Рет қаралды 6 МЛН
"ካብ ማእሰርቲ ኣምሊጡ ስረ ወላዲኡ ዝዓጠቐ ኮማንደር!"
1:05:17
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 14 М.
ን4ይ እዋን ዋዕላ ጥበብ ኣብ ኣትላንታ
28:27
" ፈላመይቲ ጥይት ወፍሪ ኣሉላ ዝተኮሰ ርዙን መራሒ!"
45:53
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 28 М.
🤔Какой Орган самый длинный ? #shorts
00:42