መልእኽቲ ናብ ክብርቲ ሓፍትና ዮርዳኖስ ( ኣዳላዊ ሥልጣን ከሰተ )

  Рет қаралды 76,415

Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ

Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ

2 жыл бұрын

Пікірлер: 544
@user-ys9yj7en6v
@user-ys9yj7en6v 2 жыл бұрын
እንኮዕ ብሰላም መፃኢካ ስልጣነይ መዓረይ እግዚአብሔር ይመስገን ሰላምታካ ይብዛሕ ብክርስቶስ ስልጣነይ ክብረት ካብ ነብሰይ ንላዕሊ ዘክብረካ ሰብ ኢካ እግዚአብሔር ኣምላክ ኣብ ዘለካዮ ሰላምታካ ይጣዓመለይ እና ንሓፍትና እውን እግዚአብሔር ኣምላክ ናብ ልባ ይመለሳ ናትካ መክሪ ናብ ሂወት እዩ ዘመለስ ሞ ክብርቲ ሓፍትና እውን ናትካ ሰሚዓ ክትምለስ ተስፋ ንግበረ ተትቃቢላቶ ፅቡቅ ተዘየተቃቢላቶ እውን ናይ ባዕላ ጉዶይ እዩ እግዚአብሔር ኣምላክ ዝስኣና ይልቦን እሞ እግዚአብሔር ንኩልና ዓይኒ ልቦና ይክፈትልና #####ስልጣነይ ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና እግዚአብሔር ኣምኣክ ፀጋ በረከቱ የብዘሐልካ ልባም መስተውዓሊ ሰብ ሓላል ነገር ዋይ ንዓይ ክትብል ተፈጢረካ ክብረተይ እንኮዕ ተወልደ ካ ስልጣነይ ናትካ ተከታሊት ከክውን እግዚአብሔር ኣምላክ ይሕግዘኒ #ጎዶልያስ❤ 👈 እዚኣ ትንበረለይ ንዘለኣለም 👈❤❤❤❤🌸🌸🌸🌸🌸🌸🌸 ጎዶልያስ ኣንፃር ዝኮንኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ናብዚኣ ይመለስኩም ናብዚኣ ተመለሱ ኣብዚ ኣሎ እቲ ሓቀኛ ትምህርት ሞጎት ዘይብሉ👈👈
@user-tx4ex6nj5g
@user-tx4ex6nj5g 2 жыл бұрын
💖💖💕💐💐
@musearayagaltigray8682
@musearayagaltigray8682 2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃለ ሂወት የስምዓልና ጸጉኡ የብዝሓልኪ ሄሩተይ💖ናይ አገልግሎት ዘመኑ ይባርኸልና ብሓቂ ብመምህርና ስልጣን ክንደይ ተማሂርና ኢና እግዚአብሔር ይኽበር ይመስገን ኣብኡ ሓዲሩ ዝመሃረናን ዝገሰፀናን ተመስገን መድኀኒት ዓለም ጎይታ ሰራዊት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ገይሩ ዝፈጠረና 🤲🤲🤲✝️✝️✝️💖💖💖🍀 ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ንዘልአለም ትንበር አሜን ፫
@semharghebrezgabiher6625
@semharghebrezgabiher6625 2 жыл бұрын
thanks haftey kulu hasebey gelixkeyo
@user-rc9bm8nt8z
@user-rc9bm8nt8z 2 жыл бұрын
ሄሩ የድንግል ማርያም ልጅ 💔 አሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃለ ህይወት የሰምዐልና ማዓረይ
@user-ys9yj7en6v
@user-ys9yj7en6v 2 жыл бұрын
አሜን ንኹላና ደቂ ትግራይ ዓዱይ 🍃🍃🍃🍃🍃🍃
@hanayemaryam12
@hanayemaryam12 2 жыл бұрын
ክቡር ሓውና እግዝአቢሄር ናይ ኹልና ዓይነ ልቦና የብርሃዮ ስለ ቃሉ ዝኸበረን ዝተመስገነን ይኹን
@azugrmay3014
@azugrmay3014 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን👏👏👏❤💛
@user-qd8gl2of3d
@user-qd8gl2of3d 2 жыл бұрын
ሰላምካ ይብዛሕ ክቡር መምህርና
@mebrhitgebrehawya7254
@mebrhitgebrehawya7254 2 жыл бұрын
አሜንአሜን አሜንአሜን
@user-hc9hr8hk4f
@user-hc9hr8hk4f 2 жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መጽኻ መምህረይ እዚ ክብርቲ ሓፍትና ድማ ልቦና እግዚአብሔር ኣምላኽ ይሃባ 🙏
@mebrahomgerezgiher4949
@mebrahomgerezgiher4949 2 жыл бұрын
qale hiwet yesmaelina slutan hawuna nay bahaqi xubuq timhritey
@slamsa3490
@slamsa3490 2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን🙏💛❤
@user-qu4wc8wh9j
@user-qu4wc8wh9j 2 жыл бұрын
ጽቡቕ ምክሪ ለጊስካላ ሱልጡነይ ንዓኻ ኣምላኽ ጸጋ የብዝሓልካ ንዮርዳኖስ ሓፍትና ድማ ኣምላኽ ምስትውዓል ይሃባ።
@user-kf4rh8ls8g
@user-kf4rh8ls8g 2 жыл бұрын
ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ሓውና ሰልጣነይ ንሳሞ እንታይ ገይራ እቲ ተከታሊ ፅቡቅ ኣለኪ እናበሉ ዘንጨብጭብላ ዘለው እዮም ዝገዱ እበይ ኦ ጎይታ ብዓይነ ምሕረትካ ጠምተና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@user-tx4ex6nj5g
@user-tx4ex6nj5g 2 жыл бұрын
ኣብ ዝገርም ከዚ ኣትየ ሪአስ ኮመንቲ እምበር ድምፃፅ መን ክሰምዖ ዋ ምቅርተይ፡ቆንጆ፡ቀፅልሉ ዝብሉ ጥራይ😢
@aseytgraytewetaa7180
@aseytgraytewetaa7180 2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ሂወት የስምዐና ለባም ሰብብ
@weinikeleta3461
@weinikeleta3461 2 жыл бұрын
Nay behaki
@alematg6722
@alematg6722 2 жыл бұрын
እንኳዕ በስላም መፀከልና መምህርና በቻካ ዓጋብ በለልና ስብ እዝኣ
@user-ve4dq5fb3o
@user-ve4dq5fb3o 2 жыл бұрын
ሰላም እንኳዕ ዳሕን መፃእካ ክቡር መምህረይ ፀጉኡ የብዘሐልካ ናይ አገልጉሎት ዘመንካ ይባረክ ካብ ዝፈትፈዎ መምህረይ👏💐👏🌺👏🥰🥰
@mebrhitgebrehawya7254
@mebrhitgebrehawya7254 2 жыл бұрын
አሜንአሜን አሜንአሜን
@musearayagaltigray8682
@musearayagaltigray8682 2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ዋላ ኣነ ክፈትዎ ኣብ ትሕቲ እግዚአብሔር ቀያሪ ሂወተይ 😍
@user-er1mc3ei1n
@user-er1mc3ei1n 2 жыл бұрын
ቃል ህይወት የስማዓና ክቡር መምህር ሰልጣን ሓውና ብጣዓሚ ፅቡቅ ትምህቲ
@vipistarl5973
@vipistarl5973 2 жыл бұрын
ይቅረ ይበልና ባዕሉ ፈጣሪ ልቢ ንበል ስድራና
@rahwahagos9928
@rahwahagos9928 2 жыл бұрын
Ani lbona yehabena
@fdrfcef8163
@fdrfcef8163 2 жыл бұрын
እንኳዓ ብሰላም መፃእካ ስልጣን ሓወና እግዚአብሐር ፅግኡ ይብዘሐልካ ንሓፍትናለ ኣምላክ ዓይነ ልቦና ይክፈተላ🙏 አሜን
@mebrhitgebrehawya7254
@mebrhitgebrehawya7254 2 жыл бұрын
አሜንአሜን አሜንአሜን
@maharitgereziher6375
@maharitgereziher6375 2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ ስልጣን ሓዉና ደስስ ዝብል ትምህርቲ እዩ እግዚኣብሄር ኣምላክ ናይ አገልግሎት ዘመንካ ይባርክ
@user-kt7cb7yz1d
@user-kt7cb7yz1d 2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ፅጉኡ የብዘሐልካ ሰልጣነይ እግዚአብሔር ኣምላክ መሰተወዕሊ ልቦና ይሃባ ንሓፍትናል
@user-rt2py3eh7c
@user-rt2py3eh7c 2 жыл бұрын
መምህርና እንካዕ ብሰላም መፀኻ❤ ብሓቃ ቃል ሂወት ያስመዐልና 🤲✝️ ስለ ቃሉ ሉኡል እግዚአብሔር ይመስገን👏
@user-vt5en9gr1s
@user-vt5en9gr1s 2 жыл бұрын
ቃል ህይወት ያሰማልን ወንድማችን ፀጋውን ያብዛልህ የአገልግሎት ዘመንህ ይባርክልህ ከሷ ይልቅ በሷ ገፅ ገብቶው የማዩና የምያባራቱታት ይብሳሉ አሰተዋይ ልባና ይስጣቸው ይሰጠን ፈጣሪ
@user-ex9gr7dc8q
@user-ex9gr7dc8q 2 жыл бұрын
ክብሪ ይኹን ንሰላሴ ክብሪ ይኹን ንሰላሴ ክብሪ ይኹን ንሰላሴ ይክበር ይመሰገን አምላክየ ሙሴ ይክበር ይመሰገን አምላክየ ሙሴ አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና እንካዕ ብሰላም መፃእካ ክቡር ሓዉና ሰልጣን ናይ ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ፀጉኡ በረከቱን ይብዝሐልካ እግዚአብሔር አምላክ ናይ አገልግሎት ዘመንካ ይባርክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እግዚኣብሔር መሰተወዐል ዓይነ ልቦና ይሃበና እግዚአብሔር አቤት አምላክ ሆይ ከም ሰራሕና ከም ክፍኣትና ከም በደልና ዘይኮነ ከም ምሕረትካ ከም ቸሪነትካ ከም ይቅረታካ ምሕረትካ ልአከልና ልቦና አብረሄልና😥
@user-bz1xm2ht3o
@user-bz1xm2ht3o 2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ማምተይ
@user-tb9cp6om5m
@user-tb9cp6om5m 2 жыл бұрын
እንዃዕ ብሰላም መፃካ ኩቡር ሓውና ስልጣን ብሓቃ ህይወት የስመዐልና አምላክ ዘስተውዕል ዓይነ ልቦና ይሃበና ንኩላትና 😭🤔
@user-nv5vt5ct6f
@user-nv5vt5ct6f 2 жыл бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃእካ ኩቡር ሓዉና እግዚአብሔር ኣምላክ ናብ ልቦናኣ ይምለሳ
@genet6293
@genet6293 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ክቡር ሓውና ናብ ልባ ክትምለስ ተስፋ ንገበር ንሓፍትና ኣምላክ ይጽወዐኪ ኣሎ ስምዕዮም ኣምላክ ይስመዕኪ ዋ
@akilove3701
@akilove3701 2 жыл бұрын
Amen amen amen kal hiwet ysmailna 🙏🙏🙏🙏 🙏🙏🙏🙏🙏🙏 🙏🙏🙏🙏🙏
@lovetigray7773
@lovetigray7773 2 жыл бұрын
ሰላምካ ይብዘሐልና ኩቡር ሓዉና ንዓናዉን ዓይነ ልቦና ይክፈተልና
@ghf7079
@ghf7079 2 жыл бұрын
እንኳዕ ሰላም መፃእኻ ናይ መንፈሳዊ ንቁሕ መምህርና እና ከይሓፈረት ኣነ ሕጊ እግዛብር ዝይፈልጥ እየ በለት እሞ እግዛብህር ከምዚ ዓይነት ሕጊ ድዩ ምህርና ከልእ ድማ ብዙሕ ትኻታተልት ሰለ ዘለውዋ ስለ ዘታባብዕዋ እያ ትቅፅል ዘላ ምኽንያቱ ተኻታታሊ ተዘይህልዋ መን ክሰምዖ እላ እያ ትዛረብ ካብ ተኻታተልት ውን ሽግር ኣሎ እዩ እግዛብህር ኣምላክና ዘስተውዕል ልቦና ይሃሀና ኣሜን ሰለ ሓጥያትና ከይፀብፀበ ካብዚ ሐዚ ስዓት ሰለ ዘፅንሐና ክብሪ ምስጋና ንዕኡ ይኾን ንዘልኣለም ኣለም ኣሜን
@mebrhitgebrehawya7254
@mebrhitgebrehawya7254 2 жыл бұрын
አሜንአሜን አሜንአሜን ምን ነው ነገሩ አልገባኝም?
@yariedabrham
@yariedabrham 2 жыл бұрын
@@mebrhitgebrehawya7254 ዮርዳኖስ የምትብሃል ኣንድ ሴት ኣለች የዝሙት ትምህርት ነው የምትምህር
@mebrhitgebrehawya7254
@mebrhitgebrehawya7254 2 жыл бұрын
@@yariedabrham እሺ አመሰግናለሁ ፈጣሪ ልባነ ይስጣት ሌላ ምን ይባላል
@weyniissac2053
@weyniissac2053 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ስልጣን ሓውና ንገንዘብ ኢላ ኢያ ትሰርሖ ዘላ ግን ንገንዘብ ኢልኻ ኣጸያፊ ዝኾነ ትምህርቲ እግዚአብሔር ኣምላኽ ይቅረ ይበለልና
@samisami8754
@samisami8754 2 жыл бұрын
Kkkkk men ke alo nsdki elu zserh mechem powww eway hsdna
@lave9644
@lave9644 2 жыл бұрын
ሰላም ክቡር መምህርና አንካን ሰላም መፃካ ክብርቲ ሓፍትና አግዚኣብሄር ኣምላኽ ልቦናኪ የብርሃልኪ 👏👏👏 ኣምላኽ ብዓይኒ ምሕረቱ ይጠምተና አምበር ከም ግብርናስ ፍርድና አንታይ አዩ ክኾን 😭
@awerubegom7346
@awerubegom7346 2 жыл бұрын
ቃል ህይወት ያስመዐልና ሓቅ እዩ ሰብ ሓጥያት ሰርሕሎ ብልና ሃጥያት ምስራሕ ጌጋ እዩ ምክንያቱ እት ሰብ ስለ ርእሱ ይኡ ድሕተት ዳአምበር ስለ ሰብ እይንሕተትይ አብ ዳግም ምፂአት ስለዝ ሰብ ስራ ርእሱ ይሕሰብ ስለ ርእሱ ፂድቅ ይስራሕ
@user-jl9wr3zo7v
@user-jl9wr3zo7v 2 жыл бұрын
ሰላም እንካዕ ብሰላም መፃእካ ስልጣነይ ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክቡር ሓውና ንሓፍትና እውን ዓይኒ ልቦናኣ ይክፍተላ
@musearayagaltigray8682
@musearayagaltigray8682 2 жыл бұрын
እንኳዕ ብደሓን መፃኢካ ክቡር መምህረይ💖 ጸጉኡ የብዝሓልካ ናይ አገልግሎት ዘመንካ ይባርኸልካ ንሓፍቲና ዮርዳኖስ ምስትውዓሉ ይሃባ
@HK-rn8yx
@HK-rn8yx 2 жыл бұрын
🙂❤️
@user-cw1zp3xg2k
@user-cw1zp3xg2k 2 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስምዓልና ክቡር ሓዉና ኣስተውዓሊ ልቡና ይሃባ ይሃበና🙏🙏🙏
@user-hx4uc3pv2d
@user-hx4uc3pv2d 2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃልን ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ፀጉኡ ይብዝሓልካ ንዓና ከዓ መስተውዐሊ ዓይነ ልቦና ይዓድለና፣ ዮርዱ ሓፍትና ከዓ ናብ ልባ ይምለሳ እግዚኣብሔር አምላክ
@maekeleshmezgebe3032
@maekeleshmezgebe3032 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ድያቆነይ መስተውዓሊ ዓይነ ልቦና ይዓድለና እግዚአብሔር ኣምላክ
@user-gg1de6nh9v
@user-gg1de6nh9v 2 жыл бұрын
ዲያቆን ኣይኮነን እዩ ክቡራተይ
@lailalaila3509
@lailalaila3509 2 жыл бұрын
ንመጀመርታ እንከኳዕ ሰላም መፃኻልና ለባም ሓዉና ሓፍትና አትዛሮቦ ዘላ ዘረባ ፅብቕ ኣይኮነን ፈጣሪ መስተዉዐሊ ልቢ ይሃባ😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@meronba9350
@meronba9350 2 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ደስ ዘብል ትምህርቲ እዩ❤️🙏🙏🙏
@medihintadese7390
@medihintadese7390 2 жыл бұрын
_ቃል ህይወት የሰመዐልና ጸጉኡ የበዘሐልካ ሥልጣን ሓወይ አነ ኮ ልትሕልፎ ረአዮ ኣይፈልጥን ግን እግዚአብሔር ኣምላኽ ዓይነ ልቦናና ይክፈት __#ሓፍትና__ አውን ካልእ ሰራሕ ትሰረሒ ተሰፍ ነገበረ ብዝሕ ሰራሕ አኮ አሎ ንሰብ ዝጠቅም ሰብ ክሪኦ ዝጸሎኦስ አብ ቅዲሚ እግዚአብሔር አማ ክንደይ ፍንፉን አዩ እልኪ ተሓድግዮ ተሰፍ ነገበረ ኣምላኽ የወጽእኪ✝️💊_
@user-ke5ol5rd4s
@user-ke5ol5rd4s 2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐና ክብር ሓውና እግዚአብሄር ኣምላክ መስተውዐሊ ልቦና ይዓድለና ልቢ ልድያ ዝከፈተ ልብና ይክፈተልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን✝️☝️🤲😥
@fhfchf9079
@fhfchf9079 2 жыл бұрын
❤❤💘💘💖💖💖❤🌷💗💗❤❤❤💖💖🌷🌷💖 ብሓቃ ቃል ሂወት የስመዓልና ክብር ሓወና💗💘💘💘💗💗💘💖🌷❤💗
@trds766
@trds766 2 жыл бұрын
ብሐቂ ቃል ሂወት የስማዓልና እግዛብሄር ጥዕና ይሃብካ መምህር ንዮርዳናስ ሐፍትና ካኣ ዓይኒ ልቦናኣ ይክፈተላ,,,
@merhawigebremeskel8609
@merhawigebremeskel8609 2 жыл бұрын
Hawna qale hiwet yesmialna, ንዕኣ ከኣ ዓይነ ልቦንኣ ይኽፈተላ።
@user-se6sj7ig4x
@user-se6sj7ig4x Жыл бұрын
ሰላም አምላክ የብዝሕልካ መምህር ስልጣን ሓውና ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና እግዚአብሔር አምላክ ጥበቡን ምስጢሩን ይግለፀልካ ንሓፍትናውን ዓይነልቦናኣ መሊሱ ካብቲ ዘላቶ የውፀኣያ ዓይነ ልቦናና ይክፈተልና እግዚኦ መሓረነ ክርስቶስ እዪ ዘብል ግዚኡ
@user-vz8pd9or7x
@user-vz8pd9or7x 2 жыл бұрын
_እግዚኣብሄር ይመስገን ሰላምካ ይብዛሕ እንካዕ ብሰላም መጻእካ መምህረይ❤_ *ብሓቂ ኣምልክ ልቦና ይሃበና🙏*
@user-yg2kd5mh4b
@user-yg2kd5mh4b 2 жыл бұрын
መምህርና እኾን ብሰላም መፀካ ብሓቂ ቃለ ህይወት የሰመዐልና💒✝️👏
@user-ik1yb5vm2j
@user-ik1yb5vm2j 2 жыл бұрын
ጽቡቅ ኣለኻ ኣብቲ ገምቢ ዘለዎ ኣሞራታት ናብኡ እዮም ዝእከቡ ክንደይ ሰብ ኣለዉ ድላያ ትግበር ይብሉ ኣይከውንን እዩ ምስ ሰብ ስለ ዘላ ሕጊ ክትሕሉ ኣለዋ ንሳ ድላያ ናይ ምግባር ናጽነት ተሊዋ ዝኾነ ሰብ ካኣ ድላዩ ክገብር ናጽነት ኣለዎ ዋላ ክሃርማ ምኽንያቱ ከም ድላዩ ዝብል መልሲ ስለ ዝመጽእ ከም ድላያ ዝብሃል የለን ናጽነት ንሰብ ከይጎድኣኻ ንነብስኻ ብናጻ ምንባር እዩ። እግዚአብሔር ንኹልና ሰላሙ ይልኣኸልና።
@samisami8754
@samisami8754 2 жыл бұрын
Kkkk kabakas tezaribe ele elka eka denkoro kem dleta hji keman NSA ayharemetn Kalay ktharma ente konka ka kid sebay konka tenkfa nska ka ksadka trges hlkus
@user-of7rs8vj2y
@user-of7rs8vj2y 2 жыл бұрын
ሰላም አንካዕ ሰላም መፃካ ኩብር ሓውና ብሓቂ ቃል ሂይወት የሰመዐልና
@jgddhccc3011
@jgddhccc3011 2 жыл бұрын
ኣሜንንን 🙏🙏🙏ቃል ህይወት የስመዐና🤲🤲🤲 ክቡር ስልጣን መምህረይ እግዚአብሔር ምስትውዓል ይሃበና 💒💒💒✝️✝️✝️⛪️⛪️⛪️
@yordanostesfay2690
@yordanostesfay2690 2 жыл бұрын
Amen Amen Amen qal hiwet yesmealna
@letslasehayle5044
@letslasehayle5044 2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ሂወት ቃለ በረከት ያስምዐልና ክቡር ሓውና ዕድመንጥዕናን ይሃበልና እግዚአቢሄር አምላኽ ፀግኡ ያብዝሐልካ ናይ አገልግሎት ዘመንካ ይባረኽ ንሓፍትና እውን ልቢ ልድያ ዝኸፈተ መስተውዐሊ ዓይነልቦና ይዓድላ/ና አምላኽ አሜን አሜን አሜን 🙏🙏🙏🙏🙏💕💕💕💕💕💕🌹🌹🌹🌹🌹🌴🌴🌴🌴🌴🌴🌴🌴🌴
@user-if9uk1dx3z
@user-if9uk1dx3z 2 жыл бұрын
አረ ዛሓፍትና ብስሩ ዓገብ በልዋ መምህረይ እዚኣ በስምኣብ 😢ታእዩምዓቱ ክርስትያን ድያከ
@fhhfg6416
@fhhfg6416 2 жыл бұрын
ሰላም ክቡር መምህረይ እንካዕ ብሰላም መፃእኻ
@Merebentertainment
@Merebentertainment 2 жыл бұрын
Kal hiwet yesmalna hawna xbuk rito and hato eiyu begoba ketmlas tesfa yegeber Amlak xgu yebzhlka hawna
@user-lx7cd4km8j
@user-lx7cd4km8j 2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ፀጉኡን በረከቱን የብዘሐልኻ እግዚአብሔር ኣምላክ ክቡር መምህርና ንዓናም ዓይኒ ልቦናና ይክፈተልና እግዚአብሔር አምላክና
@edeng.kesete3747
@edeng.kesete3747 2 жыл бұрын
Welcome memhr sultan. Personally i have learned so much from you. It is very humble of you to give advice to that woman. I really hope God opens her eyes and heart. Thanks so much for your lessons kibur memhr. 🙏🙏🙏
@Kokob-rb8vj
@Kokob-rb8vj 2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ሂዋት የስመዐልና ፀጉኡ የብዝሐልኩም መምህረይ እግዚአብሔር አምላክ አብ ቤቱ የንብርከ ዓበይ ትምህርቲ እዩ ተማሂርና አብ ልቦናን ይሕደር
@fderfeet7866
@fderfeet7866 2 жыл бұрын
ሰላም እንኳዕ ድሕን መፃኤኻ ስልጣኑ ሓዉና 🙏🙏🙏
@user-ck2kx6ld1x
@user-ck2kx6ld1x 2 жыл бұрын
Abet riesi nay bhaki egzabiher amilak naka zhabena kibri yikuno bshala natika tmhirti kab poletica wexina nay egzabiher sebat koyinina sltan hawey egzabiher amilak xegaeu ybzahalika amen 🙏
@user-ir8rf9ve2v
@user-ir8rf9ve2v 2 жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃካ መምህርና ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ብሓቂ ውሕልል መልሲ እዩ ትዕግስቲ ዝመልኦ ሶ ቀፅሎ ሓፍትና ድማ ሰሚዓ ትምለስ እግዚአብሔር ፍቃዱ ይኩን
@musemuse959
@musemuse959 2 жыл бұрын
ሰላም ዲያቆን ሓውና እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ቃለሂወት የስመዐልና።
@banawelday1032
@banawelday1032 Жыл бұрын
ይገርም ዩ መምህር ቃለ ሂይወት የስመዓልና።
@artflow216
@artflow216 2 жыл бұрын
ብእዉነት ቃል ሕይወት የሰመዕልና ሰልጣን ሓወይ እግዚአብሔር አምላክ ፀጋ ይብዝሓልኽ ❤❤❤❤❤❤😘😘😘😘😍😍
@rahwarsdalaasd7027
@rahwarsdalaasd7027 2 жыл бұрын
Amen amen amen qalehiwet yesmalna
@user-lk9ov1px9j
@user-lk9ov1px9j 2 жыл бұрын
እግዚአብሔር ይመሰገን ሰላምኻ ይብዛሕ ሥልጣን ሓወይ ቃል ህይወት ያሰመዐልና እግዚአብሔር አምላክ ልብ ልድያ ዝከፈተ ልብና ይክፈተልና
@heishd3595
@heishd3595 Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን፫ ቃል ህይወት ያሰማልን ወንድማችን አሜን፫
@user-iy2vt5bt1v
@user-iy2vt5bt1v 2 жыл бұрын
ስላምካ ይብዛሕ ስልጣን ሓዉና ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ናሓፍትና ዉን ዓይነ ልቦናኣ የብርሀላ💒💒💒🤲🤲🤲
@helenjunta3236
@helenjunta3236 2 жыл бұрын
አሜንአሜንአሜን
@user-oy6dl2fe1r
@user-oy6dl2fe1r 2 жыл бұрын
ብሓቂቃለህይወትየስምዐልና እግዚአብሔርአምላክ ዓስብኻይፈለልና ንዓናውንመስተውዓሊ ልቦና ይሃበና👏👏👏⛪🌷
@abigebrhewot262
@abigebrhewot262 2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ህይወት የሰመዐልና ክቡር ሓዉና ንዓና መሰምዒ እዝኒ መሰተወዐሊ ልቦና ይሃበና ንዓካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክቡረይ🙏🙏🙏
@Desta1599
@Desta1599 2 жыл бұрын
ዘበንካ ይባረክ
@toorkhan9315
@toorkhan9315 2 жыл бұрын
እግዛኣብሄር አምላከ ፀጋ በረከቱ የብዘሐልካ 💔💔💔😥😥😥👈
@user-vb7sh9dj7f
@user-vb7sh9dj7f 2 жыл бұрын
Kale hiwet yesmalna hawey natey tsegu yebzhalka🙏 ayne lbonana ykfetelna zestewuEl aEmro yadlena🙏
@rahwanebu1359
@rahwanebu1359 2 жыл бұрын
Amen. Amen. Amen. Kale. hiwet. yesmealna. ⛪⛪☝️😢🙏😢🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@hilftkibatu2300
@hilftkibatu2300 2 жыл бұрын
እግዚአብሔር አምልኽ ይመስገን ሰላምታኻ ይብዛሕ ክብር መምህረይ ሓወይ ስልጣን እንኳዕ ብሰላም መፃእኻልና ወለላዋ ትምህርትኻ ኩሉ ግዜ ብሃንቆውታ እየ ዝፅቦዮ ሰምዖዮ ውን ቅሳነት ዕርፍቲ ትዕግስቲ እዩ ዝህበኒ ብሓቅ እግዚአብሔር አምልኽ ናይ ኣገልግሎት ዘመንና እግዚአብሔር አምልኽ ይባዚሐልኻ ናይ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ፅንዕ ወታደርና እኻ እግዚአብሔር አምልኽ ክሳብ መፈፀምታ ይግበረልኻ አሜን ኣሕናውን ዝሰማዕናዮን ዝተምሃርናዮን ተግበርት ንኽንኾውን እግዚአብሔር አምልኽ ልብ ልድያ ዝኸፈተ ልብና ይኽፈተልና አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ሓፍቲና እግዚአብሔር አምልኽ ሊብኺ ይኽፈተልኺ አሜን አሜን አሜን ክብር ሓውና መምህር ካሳሁን እው ምኽሪ ለጉስላ ነይሩ ኾይኑ ግን ሓደ ሓውና ዮርዳኖስ ኣንታይ በድላትካ ፅብቅ ትምህርቲ እያ ተምህር ዘላ ስለዚ እንታይ ገይራትኩም ሓፍቲና ትወቅስዋ ዘለኹም ይብል ነይሩ ግን ንምንታይባ ሰብ ናብ ክፍእ መንገዲ ናኸደ ናርአኻዮ ኣይመንገድኻይ ክትብሎ እንበር ፅብቅ ኣለኻ እልኻ ክተባረትዖ ኣይግባእን ፍፅም ክብር ሓወይ ሐጅውን ክብር ሓወይ ገዛ ፅሑፈይ ክትርእያ ትኽእል እኻ ማለት ኣብ ጎና ኾይነ ከብራትዓ እየ ትብል ስለ ዝሰማዑኹካ ሓጅውን ፅብቅ መንገዲ ኣይኾነይ ትኸዲለኹሞ ኣስነዋር ኣሕፋሪ ትምህርቲ እዩ ይትረፍኽም ክብራት ኣሕዋትና ምኽር ኣሕዋትኹም ብልቦና ስምዕዎም እግዚአብሔር አምልኽ ልብኽም ይኽፈተሉኽም አሜን አሜን አሜን🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌸 ክብር መምህርና ሓውና ስልጣን ብጣዕሚ ኤና ነመስግን ብሓቂ ፅብቅ ኣለኻ ምኽርኻን ቲምህርትኻን ህይወትይ ቀይርለይ እዩ ከየመስገኑኹካ ኣይሓልፍን ወለላዋ👌👌📖📖
@user-br5ts3jp7v
@user-br5ts3jp7v 2 жыл бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን ክብር ሓዉና ፀግኡየብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ 🤲🤲🤲✝️🕯️ ብሓቂ ቃል ሂወት ይስመዐልና መምህረይ ✝️🕯️ ስልጥን ሓውን 🌾🕊️🌾🕊️🌾🕊️🌾🕊️🌾🕊️🌾🕊️🌾🕊️🌾🕊️🌾🕊️🌾🕊️🌾🕊️🌾🕊️🌾🕊️🌾🌾🌾👍📚📚🍃🍃🍃🍃🍃🍃
@user-mo3wt9zm6d
@user-mo3wt9zm6d 2 жыл бұрын
ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር ሓዉና ስልጣን ከሰተ ካብዚ ንላዕሊ መስጢሩን ጥበቡን ይግለጸልካ አበይ እሞ ካብዞም ከምዚ ዝሰርሑ ንኩተሎም ዘለና እኮኢና ንገድድ፡ሰይጣን አብ ሰብ ሓዲሩ ይሰርሕ ንሕናም ተከተሉቱ ኮይና ፡ካብ ውድቀትና ደኣ የተንሰአና ልቦና ይኃበና👐 ሓፍትና ዮርዳኖስ ብሓቂ እየ ዝበለኪ ተመለሲ ሓንቲ መዓልቲ መዝሙር ስምዕሞ ናይ ልብኪ ትርግታ ክቅየር እዩ ፡
@flimontsegay9828
@flimontsegay9828 2 жыл бұрын
Amen Amen Amen daykon hawna nay bahaki des zebl gbre- melsi eyu .haftna ka ples tegediski smeyo Egzabiher ysmaki🙏🙏🙏
@habenbereket3619
@habenbereket3619 2 жыл бұрын
ቃል ሂወት የስማዓልና ኩቡራት መምሃራና ።ንሓፍትና ክኣ ካብ መገዲ ጸጋም ናብ መገዲ የማን እዝጋብሄር ኣምላክ ይምርሓያ ኣሜን(3)
@Tirhas.
@Tirhas. 2 жыл бұрын
ጽቡቅ ምኽሪ እዩ ስልጣን ሓወይ። ቃለ ሂወት የስማዓልና ። ንዮርዳኖስ ሓብትና ኸኣ እግዚኣብሄር ዓይነ ልቦናኣ ይኽፈተላ።
@user-he8ys2kk2o
@user-he8ys2kk2o 2 жыл бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን ሰላምታካ ይብዛሕ ክቡር ሓውና ስልጣን ብሓቂ እግዚአብሔር አምላክ መተስወዐሊ ልቦና ይሃበና
@ZahrZaha
@ZahrZaha 2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐና ኩቡር መምህርና ፀጉኡ የብዝሐልካ ንኣና እዉን ዓይነ ልበናና ይክፈተልና
@galaxuhwhssh571
@galaxuhwhssh571 2 жыл бұрын
እግዚአብሔር ኣምላክ ይመስገን ሰላምካ ይብዛሕ ክቡር መምህርና ሓዉና እንካዕ ብሰላም መፃእካ ቃለ ህይወት የስመዐልና ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርከልካ እግዚአብሔር ኣምላክ ክብረይ እንታይ ድያ ትገብር ዛሓፍትና ይቅርታ ኣነስ ኣይፈልጣን ምስትዋዓል ይዓድለና
@user-lh5os3qk7z
@user-lh5os3qk7z 2 жыл бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን ሰላምካ በክርስቶስ ይብዛሕ ስልጣን ሓውና ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጋኡ የብዝሐልካ ከምዚ ከማኻ ካብ ሞተ ናብ ህይወት ዝምልሱ መማህራን የብዝሐልና ፈጣር ኩሉ ዓለም መድሃኒ አለም እየሱስ ክርስቶ አሜን፫ ንሓፍትና ከዓ እግዚአብሔር አምላክ ዓይነ ልቦናዓ የብርሀላ ኩላትና ከዓ አብ ፀሎትና ንዘክራ
@user-ze6xb9mg3t
@user-ze6xb9mg3t 2 жыл бұрын
ቃል ህይወት የስመዓልና
@tesfaldettekle5822
@tesfaldettekle5822 2 жыл бұрын
ሰላም ኮቡር ሓውና ከምዛ ጓል እዚኣ ህልኸኛ ኣይረኣኹን ኣይትሰምዕንያ ዘረባሰብ እበር ኩሉ ትብሎ ቀደም ቀደም ንፈልጦ ኣይንገብሮን ግን! ስለ ዋጋ ዘይብሉ ኢና። ሰሪሕኪ ብልዒ በለለይ! ከምዛ ጓል እዚኣ ዘይምዕብቲ ኣይረኣኹን ካልእ መሃሪ ተሳኢኑስ ዘገርም ዩ ብዝኾነ ገስጹልና ተባረኹ
@user-sp7no8lu7e
@user-sp7no8lu7e 2 жыл бұрын
እሞ ብውሽጢ ቀስ ኢሎም ዘይመክርዋ ኣብዚ ኣይመደየን ሶ ኣብ ህልክ ኣኢትዋ ዘሎ ንሱ እዩ
@fhjjhyyu9639
@fhjjhyyu9639 2 жыл бұрын
@@user-sp7no8lu7e ሰልኪ ምልዓል ኣብያትኩኒ ማዕረይ
@pimsmartsohnorthodoxtewahd7243
@pimsmartsohnorthodoxtewahd7243 2 жыл бұрын
@@user-sp7no8lu7e ንበይና ኢልዋ ኣይ ኢልዋ ኩሉ ሓደ እየ ማክንያቱ ንሓደ ሰብ ኣይከነን እካ እቲ ቪዶ ስርሕያቱ
@user-dl5jy6xu9v
@user-dl5jy6xu9v 2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዓልና ክቡር ሓዉናን መምህርናን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ መስተዉዓሊልቢ ይሃበና
@user-xx6nj4hw5p
@user-xx6nj4hw5p 2 жыл бұрын
ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር ሓዉና ስልጣን ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ፈጣሪ 👏🏻👏🏻👏🏻 ልቢ ልድያ ዝኸፈተ ልብና ይኽፈተልና 😢😢😢😭
@hiwetagidey7316
@hiwetagidey7316 2 жыл бұрын
መምህረይ አይትሰምዕን መስተዉዓሊ ልቦና ይሃባ
@aaqq923
@aaqq923 2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዝሕልኩም መምህርና አገልግሎት ዘመንኩም ይብዛሕ እግዚአብሔር ኣምላክ ብመንገዲ ፀድቂ ይምረሐና ንኩልና ዓይኒ ልቡናና ይብራሃልና
@fkrshow3896
@fkrshow3896 2 жыл бұрын
ፈጣሪ ልቦና ይሃበና 🙏 ኣነ ናትካ ስብከት ከፊተ እየ ዝድቅስ ቀሊጢፉ ከኣ ድቃስ ይመፀኒ ተመስገን 🙏🙏🙏
@user-uq1lc4pp8m
@user-uq1lc4pp8m 2 жыл бұрын
ሓፍተይ /ሓወይ እዚ ጌጋ ዩ ማለት ጸላኢ ሰናያት ብከምዚ ዩ ዝኣትወና ፡ስለዚ ስብከት ይኩን መዝሙር ከም መደቀሲ ክንጥቀመሉ የብልናን ፡ግን ይቅሬታ ኣነ ንባዕለይ ከሙ ይገብር የ ግን ብዙሓት መምሃራን ሓቲተ ግቡእ ከምዘይኮነ ነጊሮምኒ ኣምላክ ብምሕረቱ ይጠምተና ደጊመ ይቅሬታ እታ ዝበሉኒ ከፍልጠኪ ካ ኢለ የ
@user-sy6es4oj4f
@user-sy6es4oj4f 2 жыл бұрын
ቃል ህይወት ያሰመዐልና ስልጣን ሓውና ባቂ ድንቅ ምኽር እዩ
@maryamaadogoytaykyoneyfre2452
@maryamaadogoytaykyoneyfre2452 2 жыл бұрын
እንካዓ ብሰላም መፃእካ ክቡር ሓውና ስልጣን ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና እግዚኣብሔር ኣምላክ እስራኤል ፀጋ ኣብ ልዕሊ ፀጋ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ናይ ኣገልግሎት ዘበንካ ይባርክ ብሓቂ ሓፍትና ልብ ልድያ ዝከፈተ ልባ ይክፈቶ ኣዝዮ ዘሐዝን እዩ 😭😭😭😭 እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ እግዚኣብሔር ኣምላክ ምስትውዓልካ ዓድለና 😭😭😭😭
@gfftggt6311
@gfftggt6311 2 жыл бұрын
እንዃዕ ብሰላም መጻካ ክቡር መምህርና ብሓቂ እግዚኣብሔር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሐልኩም
@jxjdjdhuurjrj7428
@jxjdjdhuurjrj7428 2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ሂወት የሰመዐልና ክቡር መምህርና ሰለቃላቱ አግዚአብሔር ኣምላክና ሰሙ ተመሰገነ ይኩን. ዓይነ ልቦናና የብርሃልና
@user-dv9dq7vw8o
@user-dv9dq7vw8o 2 жыл бұрын
ክቡር መምህርና ፀግኡ የብዝሐልካ
@brhanwejerat516
@brhanwejerat516 2 жыл бұрын
እግዛብህር ብ ዓይኑ ምሕረቱ ይምረሐና ኣሜን 👏👏👏
@user-vf6io8ws5g
@user-vf6io8ws5g 2 жыл бұрын
እንኮዕ ብሰላም መፀአካ ክቡር መምህርና ብሓቂ መስተወዐሊ ልቦና ይሃበና አምላክ አነግን ዝገርመኒ ትዕብት ዘለዋ ትዕብት በስመአብ ማአዘ ኮን እና እንቅየሮ እቲ ሰማይይ ምድርን ዝፈጠረካ ማአዝ እና እንምስግና ንኮን ሓፍተይ ብጋናኪ ተመለሲ ምክሪ አሕዋትኪ ትምዒ እዞም ገቦዝ አጀኪ ዝብሊኪ አየሰትስምዒ በጃኪ ዋይይ🤲🤲🤲😢
@alefumekele3184
@alefumekele3184 2 жыл бұрын
ሰላም ሰላም ኩቡር ሓው እግዚአብሔር አምላክ አብ ገዝኡ የፅንዕካ ፅቡቅ ሓሳብ እዩ ልቢ ንዘለዎ አንሕና ለ ሰሚዕና አብ ልብና ነሕድሮ አሜን አሜን አሜን
@asayyeebyo182
@asayyeebyo182 2 жыл бұрын
እግዚአብሔር ኣምላኽ ይመስገን ሰላምካ ይብዛኅ ብክርስቶስ ስልጣን ሓወይ እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ኣሜን፫ ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡን በረከቱን የብዝሐልካ እግዚአብሔር ኣምላኽ ብዕድመን ጥዕናን ይሓልወና እግዚአብሔር ኣምላኽ ናይ አገልግሎት ዘመንካ ይባርኽ ኣሜን፫ ንሓፍትና እውን ምክር ኣሕዋታ ሰምዓ ናብ ኣምላኽ ንክትምለስ ዓይኒ ልቦናኣ ይክፍተላ እግዚአብሔር ኣምላኽ እስራኤል
@meareggebre5532
@meareggebre5532 2 жыл бұрын
ቃለ ሒወት የሰመአልና መምሕር ብጣአሚ ፅቡቅ ትምሕርቲ እዩ ፀጋን ጢእናኖ እድመን ያሐበልና ፈትያ አይኮነትን ቤተሰብ እተልእዋ ናብ ፀበል ክትወስድዋ አለኩም እርኩሳት መናፍስት እዮም ከምዚ ዘስርሑ ፀበልለ ክትከይድ አለዋ
@user-mt6pw2il9f
@user-mt6pw2il9f 2 жыл бұрын
🌾🌾🌾🌾🌾🌾🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏📚📚📚📚📚📖📖📖📚📚🌾🌾🌾🌾🙏🙏🙏🙏🙏📚📚🌾🌾🌾🙏🙏📚📚📖📖🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾አሜን ኣሜን አሜን📚📚🙏🙏🙏
@user-lb9yw2zl5u
@user-lb9yw2zl5u 2 жыл бұрын
እንዃዕብስላምመፃካቃልሂወትየስመዐልናስልጣንሓዉናፀግኡየብዝሕ ቀፅልሉ ማዓዱናንምኮርናን ብምሕረት እግዚኣብሄር ዝዓቢ ብትሕቲኡብኣካቱም ህይወትና ተለዊጡ ዕላማናለዊጥና ብዙሕቡዙሕ እግዚኣብሄር የክብረልና መግለፂየብለይ ቡዙሕተለዉጥና
@user-nu9xh1zs1g
@user-nu9xh1zs1g 2 жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃካ ክቡር መምህርና ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባረክ ስልጣን ሓውና ንሓፍትና ለ እግዚኣብሄር ናብ ልቦነኣ ይምለሳ
@teklesenbetteklay4615
@teklesenbetteklay4615 2 жыл бұрын
ኣሜን(3)ቃለ ሂወት የስመዓልና መምህርናን ሓውናን ሱልጣን
@user-xc1mb5rl7d
@user-xc1mb5rl7d 2 жыл бұрын
ሰላም ሰላም ሰላም ኩቡር ሓውናን መምህርና ድያቆን ሰልጠነ እንካዕ ብሰላም መጻእካ እዝጋብሄር ኣምላክ ናይ ኣገልግሎት ዕድሜካ ይባርከልካ ኣደና ቅድስተ ቅድሳን ጽላላ ተንብረልካ ፡ተንብረልና ኣሜን፡ ሓፍትና ዮርዳኖስ ከኣ ናብ ልባ ይምለሳ ኣምላክ ።
@user-fp7lm9ff6h
@user-fp7lm9ff6h 2 жыл бұрын
ኣንካዓ ብሰላም መጻካ ኩቡር ሓዉና ስልጣን ኣግዚኣብሄር ኣምላኽ ኣብ ዘላካዮ ሰላሙ የብዛሓልካ ብሓቂ አግዚኣብሄር ኣምላኽ ባዓሉ ዓይነ ልቦናና ይክፈተልና ንኹልና
@user-xx8iv1cy5e
@user-xx8iv1cy5e 2 жыл бұрын
እንቋዕ ብሰላም መፄኻ መምህረይ መምህር ካሳሁን ብዝገበሩላ ምኽሪ እኮ ንሰባት ኣኾርዩዎም ዝገርም ነገር ከዓ ተስፋ ብርኃን ዝበሃል ወዲ የተባብዓ ነይሩ ካሊእ ገዲፉስ ኣብ ጎንኺ ኣለኹ ይድግፎ እየ እናበለ ይጉረን ነይሩ ዘሐዝን እዩ ብሓቂ ብዝኾነ ንስኻቱም ምግሳፅ ኣይተቓርፁ ኣጆኩም ብጸሎት ዝበርታዕኹም ድማ ሓሱቡዋ መናፍስቲ ርኩሳን ሕልንኣ ስለ ዝተቖፃጸሩዋ እያ እታ ሓፍትና
@medihintadese7390
@medihintadese7390 2 жыл бұрын
ትክክል::
@malatkalayu8501
@malatkalayu8501 2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዓልና ክቡር ሓውና እግዚአብሔር ኣምላኽ ይቅር ይብለና ሓፍተና እውን ልቦና ይኽፈተላ
@user-un7bb9sx6i
@user-un7bb9sx6i 2 жыл бұрын
ቃለ ህይወት የስመዐልና እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዘሐልካ ክብር ሓወና መስተዋዓሊ ልቢ ይዓድለና ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርኮ እግዚአብሔር አምላክ💐💐💐
@user-tc7bo1hy7s
@user-tc7bo1hy7s 2 жыл бұрын
ዘመንካ ይባረክ ሰልጣን ሓወይ ፅቡቅ ምክሪ እዩ🙏🙏🙏🙏
ናይ ንግሆ ጸሎት
44:56
Eritrean Orthodox Tewahdo ቤት ፍቕሪ እግዚኣብሄር
Рет қаралды 1,4 МЛН
WHO LAUGHS LAST LAUGHS BEST 😎 #comedy
00:18
HaHaWhat
Рет қаралды 23 МЛН
Orthodox tewahdo sbket ናባይ ተመለሱ / Sltan Kesete
23:12
Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ
Рет қаралды 4,9 М.
ዓቢይ ገረብ ወዲቑና! በረኸቶም ምስኩላትና ይኹን።  ሥልጣን ከሰተ
9:01
ገድልን ቲክቶክን - ሰላም ኣብ ላዛ - ላዛ ትግርኛ
30:37
ላዛ ትግርኛ Laza Tigrigna
Рет қаралды 6 М.
Jul 23/2024 ፕ/ት ኢሰያስ ሚልዮናት ን ቢኒ ለበዋ ምሕጽንታ
19:57
Filfil tv 2 ( ፍልፍል ቲቪ 2 )
Рет қаралды 44 М.
ሓዳር ምስ ኣብ ኣውሮጳ ዝተወልደት
1:35:04
Dahlak London
Рет қаралды 6 М.
Никогда не убивай это существо! 😱
0:28
LEVITATING MAGIC REVEALED 😱😳
0:18
Milaad K
Рет қаралды 8 МЛН