መንጨለት ናኸድኩ ሃነጊ ረኺቦምኒ😱 ካራ ናብ ክሳደይ ኣብ ገመድ ዝተዘርግሑ ክዳዉንትና ተሰሪቖም ሓዲሮሞ😱

  Рет қаралды 37,169

Selam Tsegay Smile:)

Selam Tsegay Smile:)

Ай бұрын

#smile #Selamtsegay

Пікірлер: 637
@selamtsegaysmile9152
@selamtsegaysmile9152 Ай бұрын
ተመስገን ቅዱስ ጨርቆስ ስለ ኩሉ ነገር 🙏🙏🙏
@sabai12167
@sabai12167 Ай бұрын
ምስገናኪ ይብዛሕ ሰሉዮ እንኳዕ ብኡ አሕለፈልኪ ኣብሳሪ መልኣክ ቅዱስ ገብሪኤል አሕሊፉ የሃበክይ🙏🙏🙏ብጥዕሚ ኣዩ ዝግዜ መፍረሒ😔
@HIfti-H
@HIfti-H Ай бұрын
​@@sabai12167ደምሪን🎉
@HIfti-H
@HIfti-H Ай бұрын
ሰሉየ ደምሪን🎉
@aynalemaynalem-xb9qo
@aynalemaynalem-xb9qo Ай бұрын
እንኳዕ እግዚአብሔር አምላክ ብኡ አሕለፈልኪ ሰላመይ ❤
@MerryMerr-li8rb
@MerryMerr-li8rb Ай бұрын
በቃ፡ኣነስ፡ዓደይ፡ፀሊእዮ😢😢😢
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s Ай бұрын
ናይ ሰላም ተኻታተልቲ TDF እየ ስብስኽራይብ በልለይ ተጋሩዋይ🙏🙏💛❤️
@hiwettsegay1616
@hiwettsegay1616 Ай бұрын
tdf ዓይነይ መልስለይ ክብረተይ🙏☘️
@kidan5256
@kidan5256 Ай бұрын
እሽኒ 🙏❤💛😍
@user-hu8gd3dz4n
@user-hu8gd3dz4n Ай бұрын
እሺኒ
@ሞዴል
@ሞዴል Ай бұрын
ቪድዮኺ ዘርጊሕክስ Tdf eye ኣረ ይድብር እዩ😡
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s Ай бұрын
@@ሞዴል ሰብ ኾይና ሓሳድ ንስብ ፅብቅ ተመነዪ ኽቀነዐኺ
@HIfti-H
@HIfti-H Ай бұрын
ሓንት ግዘ😢ናይ ሰላም ትኻታተልት ሳብስክራይብ ግበሩለይ ጀማሪት እየዋ🎉❤ከትሓልፉን
@suadabdelwahab9559
@suadabdelwahab9559 Ай бұрын
እሺ ንዓይ ውን ግበርለይ ገረልኪ ኣለኩ
@HIfti-H
@HIfti-H Ай бұрын
@@suadabdelwahab9559 ገረ አለኹ ማዓረይ💞
@yduedydygsys
@yduedydygsys Ай бұрын
ገይረልኪ ሓፍተይ❤
@jastavms2119
@jastavms2119 Ай бұрын
ገይረልኪ
@user-zx3om8mi6c
@user-zx3om8mi6c Ай бұрын
ኣነ ግን ገይረ እየ ፀኒሐ እሺ ዛምቤተይ 😂❤❤❤
@user-sm6bx5hn5i
@user-sm6bx5hn5i Ай бұрын
ማርያምን ከማይ ልዓዲ ልክከድ ዝፈረሐ ቀደማካ ስደት 😢ሰደት ምንባር ይሐሽ
@MerMeri-vi8ti
@MerMeri-vi8ti Ай бұрын
ኣነ ኣለኩ ኣይ ንስድራና ናፊቅና ማዓዝ ንከይድ ኣንዳበልና ፀንሕናስ😢
@user-rs8bd8un8y
@user-rs8bd8un8y Ай бұрын
ኩላትና ኢና ፈሪሕና ክንሞት ኢልና😥😥😥
@lilitylility4864
@lilitylility4864 Ай бұрын
ኣነ ኣለኹ 😢😢
@brhanzetigray
@brhanzetigray Ай бұрын
ኣጆና ፍቱዋተይ ስደት'ከ መዓዝ ካብኡ ዝሐሽ ኮይኑ: ብኹሉ ስቓይ እዩ ዘሎ እዚ ወለዶ እንድዒ ናበይ የብል ከም ዘሎ' እግዚአብሔር ይሓልወና ጥራይ እዩ ዘብል! ሳብስክራይብ ከዓ ግበራለይ ፍቱዋተይ😍
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube Ай бұрын
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤❤❤
@user-rn7kr5qe8x
@user-rn7kr5qe8x Ай бұрын
እዙይ ፈሪሕና ኢና ፀልማት ኣይትውፅኢ ንበለኪ ዘለና ሰላመይ😢😢😢❤❤❤❤
@MeazaTube12
@MeazaTube12 Ай бұрын
ማዓረይ ንደማመር🙏🥰🥰🥰
@user-rn7kr5qe8x
@user-rn7kr5qe8x Ай бұрын
@@MeazaTube12 ጨለ ደምረኪ ናተይ💜
@MeazaTube12
@MeazaTube12 Ай бұрын
@@user-rn7kr5qe8x eshni welela💙
@aduadu9133
@aduadu9133 Ай бұрын
No መንጨለት ማየ ጸሎት mearey btaemi eye zfetweki from🇪🇷
@abrhetknfe186
@abrhetknfe186 Ай бұрын
ኩሉ ሓደ እዩ
@user-bf4nc4ud5m
@user-bf4nc4ud5m Ай бұрын
ሕጂስ ታይ ይመልከትካ ላህጃና እዩኮ ጦልቃም😞
@FiriHadad
@FiriHadad Ай бұрын
መንጨለት እና ንብሎ አንሕና ይፉላለ እዩ ኮ በብ ከባብና አዛራርባና ክቡረይ
@user-eq6nb8no2z
@user-eq6nb8no2z Ай бұрын
ንስኽስ እንታይ ምልከተኪ ዋይ ጡዑይ መልሲ ተስኢኑ ድዩ ❤❤😊​@@user-bf4nc4ud5m
@TianXing-ow4mq
@TianXing-ow4mq Ай бұрын
ማጨለትor ማይ ፀሎት
@Samera-og6fj
@Samera-og6fj Ай бұрын
ቅድስ ጨርቆስ እልክ ፀውዕዮ ሰላመይ እንኳዕ ተረፍኪ
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube Ай бұрын
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤❤
@sooqusabya2844
@sooqusabya2844 Ай бұрын
ብስመአም ወልደ መንፈስ ቁዱስ እዋይ ግዜ እዃዕ መሓረኺ ሓፍተይ😢😢🙏🙏
@HIfti-H
@HIfti-H Ай бұрын
ደምሪን🎉🎉
@abadithagos8245
@abadithagos8245 Ай бұрын
​@@HIfti-Hሊንክ
@MaaanjJopnj-pg2bu
@MaaanjJopnj-pg2bu Ай бұрын
❤❤❤
@user-oi2wj9kp6l
@user-oi2wj9kp6l Ай бұрын
ቅዱስ ጭርቆስ በሊ ሰላም ሓፍተይ እንኮዕ አወፀአኪ ሰላም ሓፍተይ 🙏❤
@fishiktaameley2645
@fishiktaameley2645 Ай бұрын
እንኻዕ እግዚኣብሂር ኣውጸአኪ ኣነ ክድሚ ስደት ምውጸአይ ኣብ ውቅሮ ኣብ ውሽጢ ከንሽሎ ገዛ ተካርየ ነይረ ካቡኡ ክዳውንተይ ሓጺበ ኩሉ ኣብ ክላሰይ መዘርግዚ ነይሩኒ ኣቡኡ ዘርጊሐዮ ካቡኡ ደቂስ ለይቲ ከፊቶም ኩሉ ክዳውንተይ ኣቁሒተይ ወሲዶምዎ ንጎሆ ተሲኤ ናብ ስራሕ ክከይድ ምንም የለን እታ ዓራትን ዝተከደንኩዎ ብጃማ ሒዘ ቀርየ ኣብቲ ኣስዑ ግዜ ሓዚኒ ግን ድማ እግዚኣብሂር ኣመስጊነ ምክንያቱ ኣብቲ ለይቲ እንተትስእ ነይረ ክቀትሉኑ ነይሮም እዮም እቶም ለይባቡ ። ግን ሐዚ እግዚኣብሂር ይመስገን ክዳንም ኣጥርዮዮ እንካን ገዛም ኣጥርዮዮ ማለተይ ኣይ ባዕለይ ኣብ ውቅሮ ብዘመናዊ ምንም ዘይጎዶሎ ገዛ ኣለኒ እንታይ ልምባል ደልየ እየ ፈተናስ ጽቡቅ እዩ ።ኩሉ ግዜ ብእግዚኣብሄር ኣመንቲ ክንከውን ኣለና ልብና ኣጽሪና ልእግዚኣብሄር ክልምን ኣለና በሀሊት እየ ።🙏❤🙏❤🙏❤ስላም ንኩሉ ሰብ ይሃበና ኣምላክ።🙏❤🙏🙏❤🙏
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube Ай бұрын
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤❤
@hierantekle3091
@hierantekle3091 Ай бұрын
ወይኔ ታሪክ ሰላም ሓፍተይ እንኳዕ እመቤቴ ረደአትኪ ኩሉ ግዜ ስመያ ኢኪ ወረሒ ወርሒ ተመስገን ኢልኪ ዶሞ ኩሉ ግዜ ኣመስግኒ ንእግዚአብሔር ❤
@brhanzetigray
@brhanzetigray Ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ፍትውተይ😍
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube Ай бұрын
ሓላልይ ሳብሰክራይ ገብረለይ❤❤❤❤
@komaistekle4512
@komaistekle4512 Ай бұрын
ውይይይይ ናይ ቅዱስ ገብርኤል አባቴ ስራሕካ ድንቂ የኔ አባት የኔ ደራሽ እና ቅዱስ ገብርኤል እንኳዕ ካብክፍእ ሓለወኪ እና እንተክኢልኪ ዘክርዮ እማይ🙏
@user-xn5nt7mt5h
@user-xn5nt7mt5h Ай бұрын
😢ሰሉየይ እንካዕ መድሂን ኣለም መልኣኩ ቅዱስ ገብርኤል ረደአኪ አረ ዓድና ታይ ንገብር ንከድ ስደትካ ምሸት ናብ ዘደለክው ናከድኩሲ ዓድናማ እህህ😢😢
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube Ай бұрын
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤❤❤
@hanayemaryam12
@hanayemaryam12 Ай бұрын
ሰሉዋ እኳዕ አምላክ አውፀኪ ሓቢቢ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤️❤️❤️❤️
@user-gb6ne4ev5g
@user-gb6ne4ev5g Ай бұрын
እንኳን እግዚአብሔር አምላክ ብሰላም አውፀእኪ ሰልየ❤❤❤
@AaAa-ec7gl
@AaAa-ec7gl Ай бұрын
እንካዕ ቅዱስ ጨርቆስ ኣውፅአኪ ዶሞ ፀልማት ኣይትውፅኢ ሰሉዋይ
@brhanzetigray
@brhanzetigray Ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ፍትውተይ😍
@AaAa-ec7gl
@AaAa-ec7gl Ай бұрын
@@brhanzetigray እሺ ገይረልኺ
@MeazaTube12
@MeazaTube12 Ай бұрын
ተመስገንካ ቅዱስ ገብርኤል & ተመስገንካ ህፃን ጨርቆስ 🙏🙏ሰሉ ሓፍተይ እንኳዓ ፈጣሪ ማሓረኪ🙏ደሞ ምሸት ከምኡ ውን በይንኪ ብዙሑ ኣይትድፈሪ ከሳብ እቲ ግዜ ቁሩብ ዝረጋጋእ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@mulugebreegziabher9544
@mulugebreegziabher9544 Ай бұрын
ሰሉዋይ ለባመይ አወ ይሕግዘኪ ጎይታ ከምታ እምን አቢልክዮ ኩሉሳዕ ማንጨለት እናኸድኪ ንዝአመኖ እሙን እዩ ጎይታ እንቋዕ አትረፈኪ❤ ንዓቶምለ ልቦና ይሃቦም
@user-bo4yr7ms2d
@user-bo4yr7ms2d Ай бұрын
በስምኣብ 😢እንኳዕ ኣምላኽ ኣትረፈኪ መዓረይ❤🙏
@user-fs3lg8om1g
@user-fs3lg8om1g Ай бұрын
ቅድስት ክዳነምህረት ቅዱስ ጭርቆስ በሊ ዝሓፍተይ ክብር ንዝግበኦ ግብር ንሃብ እንኮዕ እግዚአብሔር ኣትረፈኪ ቅዱሳን ብስርዓት ክነክብሮም ይግባእ መብዛሕትና ተጋሩ ንቅድሳን ንቅድስቲ ድንግል ማርያም ብጣዕሚ እና ንዝንጥሎም ንምንታይ ?ኣስተካክሊ ዛሓፍተይ😢
@brhanzetigray
@brhanzetigray Ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ፍትውተይ😍
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube Ай бұрын
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤❤
@Selamatsbha
@Selamatsbha Ай бұрын
enkae fetari awistaki. Selam haftey. Kabueule. Ms wegeh. Kidi❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏
@JbbfhhFhd-ee9wj
@JbbfhhFhd-ee9wj Ай бұрын
እንቃዕ ንድሕረት በለስ እግዚአብሔር ኣምላኽ ዛሓፍተይ ዓዲስ ገለ እያ ትከዉን ዘላ ዋ
@HhdHd-sp9px
@HhdHd-sp9px Ай бұрын
ኣንኳዓ ብሰላሚ ተረፊኪ❤❤❤❤ ሰሉወይ
@GhGh-hr8hy
@GhGh-hr8hy Ай бұрын
አዋይ አግዝአብሔር አምላክ አንኳዓ አትርፍኪ ክብረተይ ፈጣሪ ይመስግን ልይቲ አይትዉፅኢ 🙏🙏🙏🤲😢😢
@dhsh6276
@dhsh6276 Ай бұрын
ተመስገን ኣንኳዕ ተረፈኪ ሰሉየይ እግዚኣብሔር ኣምላክ ኩሉ ግዜ ኣብ ዝርያኪ ይኩን ዛሓፍተይ😢😢
@ዮዓዳን
@ዮዓዳን Ай бұрын
እኳዕ ንፅቡቅ ገበረልኪ ❤❤❤
@user-ov3eo9ku9p
@user-ov3eo9ku9p Ай бұрын
ተመስገን እንኳዕ ኣትረፈኪ ፈጣሪ ሰሉዋይ ማዓረይ ❤️❤️❤️ኣብ ትሕቲ ፈጣሪ ዶሞ ንስኺ ውን ጥንቅቕ በሊ እዚ ዓዲ ሕማቕ እዩ ዘሎ 😥
@Woubnesh
@Woubnesh Ай бұрын
እንኳዕ ፈጣሪ ኣውፀአኪ ብዝኾነ ብፀልማት በይንኺ ምውፃእ ኣይተዘውትሪ ግዝይኡ ሓሚቁ እዩ ዘሎ ምዓረይ❤❤❤❤😢😢😢
@samhothy4878
@samhothy4878 Ай бұрын
እንኳዕ ብኽዳንኺ አሕለፎ ሰላመይ
@hiwothiwot2113
@hiwothiwot2113 Ай бұрын
እግዚአብሔር አምላክ እንኳዕ ብስላም ኣውፃኺ ስሉየ
@user-nt3yd3uo1m
@user-nt3yd3uo1m Ай бұрын
አንኳዕ ኣምላክ መሓረኪ ሰሊየ👏❤
@EyerusTsegay-yz7wt
@EyerusTsegay-yz7wt Ай бұрын
ኣቱም ሰባት ድምፅና ነስምዕ😢😢😢 ታይ ይኮኑሎ ዓዲ
@brhanbrhan6506
@brhanbrhan6506 Ай бұрын
ህዝቢ ክሳብ ታይ ዝኮን እዩ ዝርእሎ
@FiriHadad
@FiriHadad Ай бұрын
ሕግ ፈዝዙ ባእ ክተርር አለዎ ሕጌ
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube Ай бұрын
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤❤
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube Ай бұрын
​@@brhanbrhan6506ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤❤
@rughbsnsngusbsj6668
@rughbsnsngusbsj6668 Ай бұрын
እውይ በሰምአብ😢 እንኳዐ ደሓን መጸእኪ እግዝአብሔር ዬመሰገን ህጸን ጨርቆሰ ጸሎት አይፍለየና ሓላዊኪ ይኩን አጀክ❤
@gdfx3728
@gdfx3728 Ай бұрын
እንኳዕ እግዚአብሔር ኣምላክ አትረፈኪ ሰላመይ ቅዱሰ ጨርቆሰ በሊ ሰላመይ 🙏
@user-ss5ml4zo6o
@user-ss5ml4zo6o Ай бұрын
ቅዱስ ጨርቆስ እንኳዕ ኣዉፅአኪ ማዓረይ😢😢😢😢😢
@user-xr1vr6rk8m
@user-xr1vr6rk8m Ай бұрын
ኣይ ዓድና ተባላሽዎ እያ ዋ ሰሉዋይ እንካዕ እግዚአብሔር አምላክ ረደአኪ ፈጣሪ ንሓጥያተኛታት የፈቅረና እዩ አምላክ ሲ ሰላም የዉርደለና 🤲👏👏👏
@brhanzetigray
@brhanzetigray Ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ፍትውተይ😍
@user-pb3hg1cm7q
@user-pb3hg1cm7q Ай бұрын
እንኳዕ ተረፍኪ ሰሉዋይ ማዓረይ❤ ከፍርሕካ ዝግዘ❤
@adde1852
@adde1852 Ай бұрын
Temesgen 🙏🙏🙏 Enqae egziabiher haleweki zhaftey❤❤❤
@user-si1ph1lc4w
@user-si1ph1lc4w Ай бұрын
Egziabher enqae awetseaki galey❤🙏❤
@user-rd7my8zx4f
@user-rd7my8zx4f Ай бұрын
ብመጀበርያ እግዚአብሔር ካብት ክፉኢ ዘበለ እንኳዕ አዳሓነክ ካዉኡ ክኣ ሰላመይ ማዓተብኪ ካብ ክሳድኪ አይተዉፅእዮ ቀድም ግበሪ እላኪ ነረ ገርኪ አይተዉፅእዮ ሕጂ ዉን እሰሪዮ🙏🙏👏❤😘
@AbxhdBsjs-fl2ec
@AbxhdBsjs-fl2ec Ай бұрын
እንኳዕ ብሂወትኪ ተረፍኪ እምበይ ባዕሉ ይፈልጥ ክዳውንቲ እውይይ ኣታ ዓድና ምምፃእ ክሓርመና እዩ እኒኦ ፈጣሪ ኣቦይ ሓጥያትና ድዩ በዚሑ ይቅር በለልና ክም ሓጥያትና ኣትኪደና😢😢😢
@user-kr7qs4tm7e
@user-kr7qs4tm7e Ай бұрын
አረ ደቅናይ አሕዋትናይ እግዚአቢሄር ይሓልወና እንበ ግዜ ኻፊኡ😢😢😢😢
@brhanzetigray
@brhanzetigray Ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ፍትውተይ😍
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube Ай бұрын
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤❤
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube Ай бұрын
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤❤❤
@shashugebremedhen9740
@shashugebremedhen9740 Ай бұрын
ሓላዊኻ ኣይግሽ ይብሉ ወለዲ አግዛብሄር አንካዕ ኣትረፈኪ መዓረይ ❤️😍🙏
@brhanzetigray
@brhanzetigray Ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ፍትውተይ😍
@rgathaylemnkael605
@rgathaylemnkael605 Ай бұрын
ኣትዮ ሰሉዋይ እንኳዕ ማሓረኪ ዝሓፍተይ ሓደራኪ በይንኪ ኣይትዉፅኢ ምስ ስብኣይኪ ኢኪ ትከዲ 😢😢😢
@hanit726
@hanit726 Ай бұрын
እንቃዕ ፅቡቅ ገበረልኪ ሰሉዋይ ጥንቅቅ በሊ ምስ ፈጣሪ😢❤
@NihnaNewegena
@NihnaNewegena Ай бұрын
እንኳን ተረፊኽ ተመሰገን ሰላምዋይ😢❤❤ ደምራኒ🙏
@fswrcswr8638
@fswrcswr8638 Ай бұрын
ማሓረኒ ታይ ማዓቱ ሰሉየ እግዚአብሔር ኣምላክ እንኳዕ ብሰላም ተረፍኪ ድማ በይንኪ ኣይትዉጽኢ ክብረተይ💗
@brhanzetigray
@brhanzetigray Ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ፍትውተይ😍
@natsnetkbreab422
@natsnetkbreab422 Ай бұрын
Oh amlakey efff entay nekwin alena ywhawetaey amlaki mski yekin 🙏
@fjgfjfg1826
@fjgfjfg1826 Ай бұрын
ተመስገን ኣምላክ ታይ ይሳኣኖ ፈጣሪ እንኳዕ ብሰላም ተረፍኪ ጋልነይ ማዓረይ
@user-fn7vd5lx8d
@user-fn7vd5lx8d Ай бұрын
ተመስገን እንካዕ አትረፈኪ 🙏♥️እፍፍፍ ሕማቅ ጊዜ በጽሕና😢
@smirhss4421
@smirhss4421 Ай бұрын
እንኻዕ ኣምላክ ማሓረኪ ስላመይ ❤❤❤እንታይ ዓይነት ግዜ እና በፂሕና
@netsanetalem2975
@netsanetalem2975 Ай бұрын
በዚ ግዜ በይነኪ ኣይተጋዓዚ ምሰ ኣሕዋተኪ ከዲ
@user-jy5pl7fu6h
@user-jy5pl7fu6h Ай бұрын
ኣምላክ እንዃዕ ብቃሊል ኣሕለፈልኺ ሓፍተይ ግን ፈተና ንጽቡቅኪ አዩ ካብኡ ተማሃሪ😌
@user-zh5lj4ex3k
@user-zh5lj4ex3k Ай бұрын
እግዚአብሔር ይመሰገን እንኳዕ ፈጣሪ ኣትረፈኪ ንስኽውን ኣሕዋትኽውን ተጠንቀቁ😢😢😢
@user-wg4cm6ok4u
@user-wg4cm6ok4u Ай бұрын
እዋይ ዓድና ገይሩ ዘፍርሕ ከይኑ ዘሎ ብዝከነ እንኳዕ ብሰላም ተረፍኪ
@hiwettsegay1616
@hiwettsegay1616 Ай бұрын
ሳብስክራብ በሉለይ ማዓረይ❤
@user-rp5lq3yq1l
@user-rp5lq3yq1l Ай бұрын
ኣምላክ እንካዕ ንፁብቅኪ ገበሮ ሰሉ ሓፍተይ ❤🙏❤🙏❤
@eeee4739
@eeee4739 Ай бұрын
እዋይ ሓፍተይ እንካዕ ፈጢሪ ንሂወትኪ አውፀአኪ ክደንካ ምስራቅ እኳ ብጣዕሚ እዮ ከቢድ አነ ቀደም ካብ ሱዑዲ ዘምፃእኩዎ ሻንጣ ሙሉእ ክደን ሰሪቆም ፖስፖርተይን ጥርሑ ሻንጣን ደርብዮሞ ከይዶም ካብ ክደን ተገዛእኩስ ደስ ዘይ ብለኒ አጀኪ ሰላመይ ፈጣሪ ምሕረት ልአከልና🙏🙏🙏
@user-md1gh3xl4p
@user-md1gh3xl4p Ай бұрын
ሶሉየይ ግዜ ብጣዕሚ እዪ ዘፍረሐካ ተጠንቀቂ 😢 እንኮዕ ንፁቡቅ ገበረልኪ ፈጣሪ
@HhBb-lr4tn
@HhBb-lr4tn Ай бұрын
እንኳዕ ንጽቡቅ ገበረልኪ ዘሓፍተይ ክብሪ ንግዚአብሔር ተመስገን ሕማቅ ለየርአየና❤❤ #ቅዱስ ቄርቆስ በሊ ሰላም ሓፍተይ
@brhanzetigray
@brhanzetigray Ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ፍትውተይ😍
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube Ай бұрын
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤❤
@HhBb-lr4tn
@HhBb-lr4tn Ай бұрын
​@@brhanzetigrayገይረልኪ❤❤
@HhBb-lr4tn
@HhBb-lr4tn Ай бұрын
​@@Grmaneshyoutubeገይረልኪ❤❤
@lolyalsomaly3184
@lolyalsomaly3184 Ай бұрын
እንኳዕ ቁዱስ ጨርቀስ ኣውፀአኪ ሰላዋይ ጥንቅቅ በሊ መዓረይ❤🙏
@HaftomBleyeney
@HaftomBleyeney Ай бұрын
ተመስገን ኣምላኸይ ተመስገን እንኳዕ እግዚአብሔር ኣውጸአኪ 🙏
@user-ri7or1dy2c
@user-ri7or1dy2c Ай бұрын
እግዚኦ ማሓረና "ክርስቶስ እንኳእ ብሰላም "ወጻእኪ ማኣረይ
@user-dr9fs2gn3k
@user-dr9fs2gn3k Ай бұрын
ሰሉየ እንኳዕ ቅዱስ ጭርቆስ ኣትረፈኪ ማዓረይ
@fudutryd385
@fudutryd385 Ай бұрын
ተመስገን እንኳዓ ብሂወት ኣውፀአኪ ፈጣሪ ሰልየ😢😢
@BrahnDesta
@BrahnDesta Ай бұрын
ዋይ ተመሰገን ዳኣ ንበል አምበይ ዋላ ናገዛና አዩ ተሰሪቁና ቅድሚ 4 ወርሒ ጓለይ ተብሳክ ፀገሙ ሰብ ጨኒቅው አዩ ዘሎ ዋ ፈጣሪ የቅልለልና አምበይ ይገርመኪ አዩ ሰሉዋይ😢😢
@user-ih3wm1sm9h
@user-ih3wm1sm9h Ай бұрын
እኳዕ እግዛቢሄር እኳዕእግዛቢሄርማሓረኪ ሰሉዋይ❤❤❤😢😢
@goodplaza795
@goodplaza795 Ай бұрын
ኣምላክ ኣቦይ እንካዕ ኣውፀአኪ ከመኡዩ ዝግዘ😥😥😥
@user-do8yq2jx7i
@user-do8yq2jx7i Ай бұрын
በይንኪ አይትዉፅኢ ሰሉዋይ❤❤❤❤❤
@Tsega-ent-27
@Tsega-ent-27 Ай бұрын
ሰሉዋይ ማዓረይ ልፅብቅ ይግበሮ እ/ር ምሳኪ ዩኩን
@ShamS-hp3vn
@ShamS-hp3vn Ай бұрын
🙏🙏🙏❤
@user-or5so7vx3g
@user-or5so7vx3g Ай бұрын
Sli ankan bselam agziabiher amlak awtseaki❤❤❤❤❤
@SOLYANA434
@SOLYANA434 Ай бұрын
እግዚአብሔር እንታይ ይስኣኖ ተመስገን እንኳዕ ተረፍኪ ሰሉ ሓፍተይ❤👏
@user-km3yl8ho5l
@user-km3yl8ho5l Ай бұрын
እንኳዕ ብስላም ወፀኪ ዝሓፍተይ ዋይ ዛዓደይ ዝኩሉ መስዋእቲ ኡፍ😢😢❤
@user-ln7eb9kq6o
@user-ln7eb9kq6o Ай бұрын
እንካዕ ብሰላም ኣዉፀአኪ ሰላመይ ለይቲ ኣይትዉፅኢ በይንኪ ግን ዝግዜ ገይሩ ከፊኡ እንዮ እግዚኣብሔር ኣምላክ ሓልይኪ❤❤❤❤❤
@Calmhuman-br5pn
@Calmhuman-br5pn Ай бұрын
ማሓረኒ ታይ ማዓቱ ሰሉዋይ እግዛቢሄር እንዃዕ ብሰላም ተረፍኪ በይንኪ ኣይትዉፅኢ😢😢😢
@brhanzetigray
@brhanzetigray Ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ፍትውተይ😍
@Calmhuman-br5pn
@Calmhuman-br5pn Ай бұрын
ገይረልኪ​@@brhanzetigray
@user-rr7tl9zh4f
@user-rr7tl9zh4f Ай бұрын
ኣቤት ኣምላኬ🥺🥺🥺ኣት ሰሉየይ ግዝኡ ሓሚቁ እዩንሀዋ ኣብ ትሕት ፈጣሪስ ብዝተኽኣለክ መጠን ጥንቃቐ ግበሪ ዛምበይተይ እመብርሃን ትሓልወልና ንኩሉ የዋህ ህዝብና🥺🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube Ай бұрын
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤❤❤
@dyudg1840
@dyudg1840 Ай бұрын
እንኳዕ እስኪ በሰላም ወፃእኽ ሰሉ ዋ ማሪያምን ታፍርሕ ግዜ ግን 😊
@selamselam-ns3vg
@selamselam-ns3vg Ай бұрын
Fetari enkai aterefeki seluway❤️😍🙏
@user-or7fs3wl4l
@user-or7fs3wl4l Ай бұрын
እንኳዕ ፈጣር ኣዉፀአክ ሰሉየ ማዓረይ ጥንቅቕ በላ በይንኽን ኣይትኽዳ
@EradaErada-yy7pv
@EradaErada-yy7pv Ай бұрын
ኣቤት እንካዕ ኣምላክ ኣወፃኣኪ ሰሉ ሓፍተይ ዓድና ግን ከፅልእ ኮይኑ😢
@brhanzetigray
@brhanzetigray Ай бұрын
እዋይ ናይ ዓድና ነገርስ ጽዋ የብሉይ ኣዝዩ መስግኢ እዩ'ዋ እንቋዕ ኪዳነምሕረት ተወሓሰትኪ ሰላመይ: አምላክ ከዓ ሰማያዊ ምሕረቱን ሰላሙን ይልኣኸልና🙏🕊 ፍቱዋት ተኸታተልቲ ሰላም ሓፍትና ንዓይ ሓፍትኹም ከዓ ሳብስክራይብ ግበሩለይ ፍቱዋተይ😍🙏
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube Ай бұрын
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤❤❤
@AbiAbiHadgu
@AbiAbiHadgu Ай бұрын
እንካዕ ብሰላም ወፃኪ ሰሉዋይ🙏
@user-sc2di1uv7s
@user-sc2di1uv7s Ай бұрын
ሰሉዋይ እንኳዕ እግዚአብሔር ካብ ክፊእ ኣደሕነኪ😢😢 ተጠቀቃ ዝሓፍተይ እንኳዕ ቅዱስ ጭርቁስ ኣድሕነኪ
@MasiHagos-gw2tz
@MasiHagos-gw2tz Ай бұрын
ፈጣር ይጠብቅሽ ዝሮ ጥንቅቅ በል ሰሉዋ ግዜኡ ሕማቅ ስለድኾነ❤❤❤❤❤❤
@user-sm4qi3fw4y
@user-sm4qi3fw4y Ай бұрын
way amlak aboy baelu yhalwekum seluye❤
@user-xj7ux6ql5d
@user-xj7ux6ql5d Ай бұрын
Way mengeza adkas kemdletka zeytregtho zro enkae fetari tewhaseki halaley ❤
@MiriMiri-fb8fx
@MiriMiri-fb8fx Ай бұрын
እካዕ ማሓረኪ ሰሉየ🙏❤
@bnnb1862
@bnnb1862 Ай бұрын
ቅዱስ ጨርቆስ ያሓልኽ እዛ ሓፍተይ🙏
@Dolar1219
@Dolar1219 Ай бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን ሰላምኪ ይብዛሕ ሰሉዋይ❤ ፈሊጡ ድያብሎስ ፈሪሕኪ ምእንታን ከይትጥመቂ ማንጨሎት ፈሪሕኪ ምእንቲ ክትገድፍዮ ዝሐሰቦ ድያብሎስ ይከውን ግን ህፃኑ ቅዱስ ቂርቆስ አክሽፍዎ እዩ ተመስገን ። ወላዲተ አምላክ ካብ ክፉእ ነገር ኩሉ ትሐልኩም ትሐልወና
@brhanzetigray
@brhanzetigray Ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ፍትውተይ😍
@HH-pf8vr
@HH-pf8vr Ай бұрын
የኔ ማር አንኳን ሰላም ሆንሽ አንቺ በጣም ከባድ ነው አይ ግዜ ❤❤❤❤
@user-ni1fm7lo2e
@user-ni1fm7lo2e Ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእኪ ሳሊተይ❤❤
@user-hm6ez8dx1x
@user-hm6ez8dx1x Ай бұрын
ኣቤት እንካዕ ብቀሊሉ ገበረልኪ እግዚአብሔር ኣምላክ❤ ዝዓድናሲ ከፍርሕ በስመ ኣብ 😢😢
@HIfti-H
@HIfti-H Ай бұрын
ሰሉየ እንካዓ ተረፍኽ🎉
@user-jc8wx3qz4k
@user-jc8wx3qz4k Ай бұрын
ግዜ ሓምቁ እዩ ዘሎ💔ሰሉየይ እንኳዕ ፈጣሪ ኣትረፈኪ
@herutigraweyti5269
@herutigraweyti5269 Ай бұрын
በስመኣብ እንኳዕ ፈጣሪ ኣውፅአኪ😢ታይ ዓይነት ግዜ እዩ ከፍርሕ😢
@brllabay3842
@brllabay3842 Ай бұрын
ተመስገን አምላክ እንካዕ ብስላም ሃለኪ ዝሓፍተይ😢😢❤
@mashumash6776
@mashumash6776 Ай бұрын
ቅዱስ ጭርቆስ እንካዕ ኣወፅአኪ ሰሉየይ❤❤
@SelamTekle-uk8kq
@SelamTekle-uk8kq Ай бұрын
እንካዐ ተረፈኪ ሰሉየይ ተጠንቀቂ ፀሐይ አበሪቅኪ ውፂ አይ መንገዛ ዓደና ፀሊኢናዮ😢እፈፈ ሰላምና መልሰለና አምለከይ ስደትና እሕፀረለና ንበል ነበርና ከዚ አነወሐልና ንበለሉ ጊዘ መፂኡ ሳብስክራይበ ግበሩለይ እሕዋተይ ዓደና ሰላም ይግበረልና
@user-fe7hd6mh3t
@user-fe7hd6mh3t Ай бұрын
እንካዕ ቁድስ ጅዎርግስ አዉፅአኪ ሰሉየይ ግን ለይቲ አይትዉፅኢ
@AaAs-ns7sx
@AaAs-ns7sx Ай бұрын
ተመሰገን ኣምላኬ እንካዕ እግዚአብሔር ኣምላኬ ኣዉፀአኪ ዛጓል ኣኮይ🙏🙏 ቅድሰ ጭርቆሰ ኣቦይ እንካዕ ሕማቅ ዘይመሰመዐና🙏
@AbiGaltigray-ce3yt
@AbiGaltigray-ce3yt Ай бұрын
እግዚአብሔር እንካዕ ኣውፀአኪ ሰሉየ ትግራይ ዓደይ ግን ለማን ድዩ ዓዲ ጨካናት ኮይና ተራእዩ ዘይፈልጥ እህህ😭😭😭
ዮአዳን (ክፍል 18)
32:27
ለዛ
Рет қаралды 93 М.
Useful gadget for styling hair 🤩💖 #gadgets #hairstyle
00:20
FLIP FLOP Hacks
Рет қаралды 9 МЛН
ПРОВЕРИЛ АРБУЗЫ #shorts
00:34
Паша Осадчий
Рет қаралды 7 МЛН
Spot The Fake Animal For $10,000
00:40
MrBeast
Рет қаралды 177 МЛН
ይሄ ሁሉ ሴራ ግን ለምን??😭😭😭😭😭
15:39
Emebet Kassa
Рет қаралды 10 М.
ለሽምግልና ቀናቶች ሲቀሩ ሮቤል ሌላ ፍቅረኛ እንዳለው ታወቀ።
19:25
Useful gadget for styling hair 🤩💖 #gadgets #hairstyle
00:20
FLIP FLOP Hacks
Рет қаралды 9 МЛН