No video

መንፈሳዊ ሕቶታት ምስ ስነ ጥበባዊ ቶማስ የማነ Part 1

  Рет қаралды 201,699

LUL WERKI ENTERTAINMENT

LUL WERKI ENTERTAINMENT

Күн бұрын

welcome to lul werki entertaiment
unauthorized use, distrubtion, and re upload of this content is strictly prohibited
copyright © Lul werki entertaiment 2022,
#lulwerkientertainment
#eritreamovie
#tomasyemaneabera

Пікірлер: 1 300
@musemamilove4519
@musemamilove4519 2 жыл бұрын
ክብርቲ ሓፍተይ ኣብዝኣ ክትስተኻኸል ዝግብኣ ነገር እንተላ ናይኪ ኣፅፋርኪ ነዊሑ መስሉ ተራኢዩኒ ኣብ መንፈሳዊ ሂወት ከምዚታት ግቡእ ኣይኮነን ምስ ይቅርታ ከምዚ መንፈሳዊ ሕቶታት ክትሓቱ ከለኹም ድማ ነቲ ተሓታት ኣካል ነፀላ ግበርሉ ንተኸተልቲ ትምህርት ክኾነና መንተ ። እንድሕሪ ተጋግየ ይቅርታ ብድጋሜ
@user-xw9wf8yh6q
@user-xw9wf8yh6q 2 жыл бұрын
ሓቅኪ ኢኪ /ካዝያዳይ
@misterfqri1651
@misterfqri1651 2 жыл бұрын
Ewe ane win abia kir elatini ala tetialiyo xpuk neru
@cucumberoct1156
@cucumberoct1156 2 жыл бұрын
ናይ ልበይ ተዛሪብክለይ❤🙏
@yordanosgberslass9908
@yordanosgberslass9908 2 жыл бұрын
Gg
@yordanosgberslass9908
@yordanosgberslass9908 2 жыл бұрын
Gg
@user-bt8cu2lv8p
@user-bt8cu2lv8p 2 жыл бұрын
እዛ ጓል ኣካዳድነኣ ደሰ ክብለካ ኹሉ ግዜ ከምዘይ ተዝከውን አካዳድናናሰ አምላክ ከንደይ ምተሓጎሰ
@torafirstinmylifetewahdo9441
@torafirstinmylifetewahdo9441 2 жыл бұрын
Nay bhaki god bless you
@habtemariamtsagay1546
@habtemariamtsagay1546 2 жыл бұрын
በጃኩም ከምዚኦም ዝመሰሉ እዳኣምጻእኩም ኪትምህሩናን ኣብነት ኩኮኑ ዉን ይኩእሉ ኢዪም መፈሳዊ ሕቶታት እዳማእኩም ኪንዓቢ ሓጉዙና ኣምላክ ምስኩላትና ይኩን ኣሜን
@aserqdusanliqawnt8287
@aserqdusanliqawnt8287 2 жыл бұрын
1 ቃል፡ብግብሪ፡ብኣርምሞ(ብስቕታ) 2)ንፋስ፡ሓዊ(እሳት)ማይ ሓመድ፡ለባዊ ህያዊ፡ነባቢ 3)ዲድሞስ ሓዋርያ ቅዱስ ቶማስ 4) ጻድቕ ኣብነ ተክለሃይማኖት 5)ብድንግል ማርያም ኣንቲ ውእቱ ተስፋሁ ለአዳም 6) ገዳመ ቆሮጦስ 40 ማዓልን ርባዓ ለይትን 7)8ሰናብቲ ኣሎዋ 8)ኒቆድሞስ ሰብ ካብ ማይን መንፈስ ቅዱስ ዝተወልደ ኒቆድሞስ ምሁር ናይ ኣይሁድ ተማሃራይ ናይ ለይቲ ኢዩ። 9)መጻጉዕ 38 ኣብ ዓራት ዝደቀሰ ዱኑስ ኢዩ። 10) ስምኦን ኣረጋዊ።ካብቶም 70 ሊቃናት ኮይኑ መጽሓፍ ቅዱስ ካብ እፕራይስጥ ናይብ ግሪኽ ጽርኢ ክቕየር ከሎ ዝጻሓፈ ኢዩ።
@solianamaharay1161
@solianamaharay1161 2 жыл бұрын
Qal hiwet yesmiana
@azuyeyniberley486
@azuyeyniberley486 2 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስምዓልና ደስ ዚብል ኢዩ ምጽሓፍካ
@autikoszsmu
@autikoszsmu 2 жыл бұрын
ስሞኦን ዝጸሓፈ ኣይኮነን ዝተነበዮ ኢሰይያስ ነቢይ ኢዩ ስምኦን ኣረጋዊ ካብ 70 ሊቃውንቲ ሓደ ኪይኑ ክትርጉሞ ዝተጸዉዑ ብንጉስ በጥሊሞስ ዝተጸውዑ ኢዩ ጌጋ ይክለኣለይ የሕዋተይካብ ቋንቋ ግሪኽ ናብ ጽርኢ ንክትርጉም ዝተጸወዐ ኢዩ
@slamslam766
@slamslam766 2 жыл бұрын
@@autikoszsmu ነብዪ ኢሰያስተነብዩ ቅዱስ ስምኦን ግን ኣይዉለዲኢሉ ብድሕሪኡ ክሳብዝዉለድ ክትፀንሕ ኢካ ተባሂሉ ፀኒሑ ከይሞተ ብድሕሪኡ ጌታ ተወሊዱ ቅዱስ ስምኣንሞይቱ
@B.R.H-G.z.E.i8246
@B.R.H-G.z.E.i8246 2 жыл бұрын
ኢዚ ተክለ ሃይማኖት ዚበሃል ጻድቅ ኣይ ትበልዎ ወተሃደር ናይ ገብረ ኣምላኽ ተላኣኣኪ ኢዩ።ናይ ኣምሓራ ተረት ኢዩ።
@user-im9tt9pm4m
@user-im9tt9pm4m 2 жыл бұрын
ቶማስ ሓውይ ሓንቲ ክነግረካ ግን ፍልጠት ጥራይ ኣየድሕንን ኢዩ ፍልጠት ይነፍሕ ፍቅሪ ግና ይሃንጽ እዩ ፍቅሪ ከኣ ኣምላክዩ ፈሊጥካ ትርጉም የብሉን ካብቲ ናይ ዓለም ጥበብ ትብሎ ወጺካ ነጸላካ ጌርካ መንፈሳዊ ጥበብ ሓጎስ ዘውህብ መንግስተ ሰማይ ዘውርስ ይሕሸካ ኣሜን god bless you ድንግል ማርያም ትሓግዝካ
@user-mo3wt9zm6d
@user-mo3wt9zm6d 2 жыл бұрын
ብሓቂ እቲ ጸጉሩ ከማን የፍርሐካ ሓቂ የሐሽ
@nunueye5720
@nunueye5720 2 жыл бұрын
Aye seb Amlk eko kemti zelekumo ekum mxuni ybl slemtay ekum seb bdege tiferdu
@kesetehabte1955
@kesetehabte1955 2 жыл бұрын
@@user-mo3wt9zm6d ክክክክ ጸጉሩስ ናይ ሸጣን ይመስል
@sikosilo7508
@sikosilo7508 2 жыл бұрын
ቃለ ህይወት ያስመዐልና
@sikosilo7508
@sikosilo7508 2 жыл бұрын
@@nunueye5720 እሞ ናብ አምላክ ምስቀረብናኮ አምላክ ይቕይረና እዩ። ግን እግዚአብሔር እውን ናትና ድሌት ተመርኩሱ እዩ ዘድሕነና ። ስለ ኩሉ እግዚአብሔር ምስትውዓል ይዓድለና አሜን አሜን አሜን።
@hw4584
@hw4584 2 жыл бұрын
ቃል ሂወት ይስማዓልና ቶሚ ሓወይ ኩሎም ስነ ጥበባዊያን ከምዚ እንተ ዘኮኑ ብሓቂ 🙏🙏🙏
@luwamsamule9693
@luwamsamule9693 2 жыл бұрын
Please part 2
@user-vr3ls4ob4b
@user-vr3ls4ob4b 2 жыл бұрын
የኤርትራን ቻናል ስከታተል የመጀምሪያየ ነው .. በጣም ነው እምታምሩት ። ቆንጆ ፕሮግራም
@STG21512
@STG21512 2 жыл бұрын
መደብኩም ስለ ዝሰሓበኒ እየ ክጽሕፍ ተገዲደ እግዚአብሔር ምስኩላትና ይኩን !! ኣሜን!! ጸግኡ የብዝሓልኩም ናይ በሓቂ ኣነ እንታይ እስከ ካብ ብስነ ጥበብ ትሰርሕዎ ብዙሕ ኣይኮንኩን ግን ብዝያዳ ከምዚ ኢልኩም መንፈሳዊ ሕቶታት ዝብል ኣርእስቲ እሞ ከኣ ቶሚ ምስ ረኣኩ ተሓጊሰ ብልቢ ከምዚ ኣብ መንፈሳዊ ሂወት ክሰርሑ ክርኢ ከለኩ ደስስስ ይብለኒ በዓል ስነጥበባዊት ሰሊና .... ብዙሓት ኣለው ስለዚ ይሕጎስ ነዛ ኣጽናፋዊት ዝኮነት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ብምካነይ ይሕበን የመስግን ብኡነት እንቋዕ ናትና ኮንኩም ፣፣ስለዚ ሓደ ሰብ መንፈሳዊ ክከውን እንተ ደኣ ኮይኑ ቀስ ብቀስ ዩ ማለት ከምዛ ቶሚ ሓውና ዘምጽኣ ኣብነት ብዛዕባ ማዕተብ፣ ትርጉም ማዕተብ ኣረዲኦም ማዕተብ ኣሲሮም ክሰዱካ ዩ ዘለዎም ትክክል መልሲ ያ ፣፣ ስለዚ እንታይ እየ ክብል ደልየ በሓፈሻ ጎድኒ ጉድኒ ኣብ ሃይማኖትና ተገዳስነት ክህልወና ይግብኦ ምክንያቱ ስለ ቅዱሳን ኣቦታትና ስለ ሃይማኖቶም ክሳብ ክሳዶም ንሴፍ ዘወፍዩ ደሞም እንዳ ከዓው እዮም ኣረኪቦሙና ሓሊፎም !!!! ስለዚ ንሕና ውን ግቡእ ምላሽ መታን ክንህቦም ንመሃር ንሕተት ንኩሉ ሕቶታት ክምልሱ ዝክእሉ ሊቃውንት ቤተክርስትያ ኣቦታትናን ኣሕዋትናን ኣለው ቤተክርስቲያንና ብኩሉ ሃብታም እያ ኣምላክ ይመስገን ንግባእኬ ሃበ ጥንተ ነገር !! ናብቲ ክብሎ ዝደለኩ መጀመርታ ክብርቲ ሓፍትና ብኩሉ ኣለባብሳኪ ጽቡቅ ናይበሓቂ ግን ሓንቲ ነገር ምስረኣኩ ሲ ከም ኣብ ኮመንት ከም ዝጽሕፉልኪ ተረዲኣትኒ ግን ሓደ ክልተ ሰብ ኣስተባሂሎም፣፣ ጽፍሪ ????????? እሞ ከኣ ዓይነይ ከይከውን እምበር ዝለገበ ጽፍሪ ዋላ ናትኪ ይኩን ጽቡቅ ኣይኮነን ክትእረምላ ሓደራ እብለኪ ፣፣ ናይ ቶሚ ሓውና ከአ መን ይፈልጥ ጽባሕ ንጉሆ ዲያቆን እኻ እንተ ዘይበልና ዘማራይ ሰባካይ ክትከውን በዓል ምሉእ ተስፋ እየ ናይ በሓቂ ምክንያቱ ኣብ ሃይማኖትካ ዘለካ ኣረኣእያ ኣድኒቀካ ሓንቲ ነገር ግን ትገርመኒ ነገር እንተ'ላ ኢትዮጵያውያን ኣሕዋትና እንተ ርኢና ኣብ ስነ ጥበብ ይሰርሑ እዮም ማዕተቦም ግን ካብ ክሳዶም never ኣየውጽእዋን ንሕና ኤርትራውያን ኣብ ስነ ጥበብ ክንሰርሕ ከለና 5% ኣይሰኣኑን ዘየውጽኡዎ እምበር ኩልና ነውጽኦ ኢና ብፍላይ ደቂ ኣንስትዮ የሕዋትና ስለዚ ቶማስ ሓወይ ማዕተብ ብውሽትካ ይህልወካ ይከውን ኣብታ በዴገ ንሪኣ ዘለና ግን ናባካ ንግደፎ ጸጉሪ ውን ተሕጽረሉ መዓልትን ሰዓትን የሃብካ ኣዚና ክንሕጎስ ❤ ኣብ መወዳእታ ክብሎ ዝደሊ በርትዑ ብሃይማኖትኩም ተመክሑ ኣኩሩዑና መንፈሳዊ ሕቶታት ይኹን ካልእ በታዓቅምና ክንተሓባበረኩም ንፈቱ ኣድራሻኩም ጸሓፉልና ብ telegram WhatsApp imo ...... ክንረክበኹም ንዓይ ድኩም ሓውኩም ኣብጸሎትኩም ኣይትረስዑኒ ፣፣ ሎቱ ስብሐት ፣፣ 🙏🙏🙏🙏🙏 ኣይትሓዙለይ ከይተረድኣኒ እየ ኣንዊሐዮ I am so.sory......
@emuntesfation3275
@emuntesfation3275 2 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስመዓልና ፡ ኣብ ልእሌካ ፍልይ ኣክብሮት ኣለኒ፡ ብጣእሚ እየ ዘድንቀካ። ቀጽሎ ቶማስ ሓወይ
@salamkahase8342
@salamkahase8342 2 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስማዓልና ቶሚ ሓወይ ኣምላኽ ጸጉኡ ይብዝሓልካ ዝመደብ ተዳልዉ ብጣዒሚ ደስ ዝብል ግን ነጸላ ሃቡዎም መንፈስዊ ሕቶ እዳ ሓተትኩሞም ነጸላ ግበርሎም ከም ሪኢቶያ ።
@letnaberha2785
@letnaberha2785 2 жыл бұрын
Balige able tsbuk yelon
@letnaberha2785
@letnaberha2785 2 жыл бұрын
Balige museums zeble tsgit yelon
@tesfalemgoitom8362
@tesfalemgoitom8362 2 жыл бұрын
Eta gal wn atsfara hmak alo
@salamkahase8342
@salamkahase8342 2 жыл бұрын
@@letnaberha2785 ኣይንጻረፍ ጸሪፊ ነዊርዩ ክብሪቲ ሓፍተይ
@user-di3rq8ll2j
@user-di3rq8ll2j 2 жыл бұрын
ውድ እህታችንና ውድ ወንድማችን ቃለ ህወትን ቃለ በረከትን ያሰማልን ፀጋውን በረከቱን ያድልልን ስለ ቅዱስ ቃሉ የቃሉ ባለቤት ልዑል እግዚአብሔር ይክበር ይመስገን አሜን
@azebtumuzgi5230
@azebtumuzgi5230 2 жыл бұрын
መን ኣሎ ከማይ ትሓጎሰ ቃል ሂወት የስማዓልና ብጣዕሚ አየ ዝድንቀካ ቶሚ ሓወይ አግዛቢሄር ኣምላኽ ጸጋ ኣብ ልሊ ጸጋ ይዓድልኩም
@yorsalemhabtom3203
@yorsalemhabtom3203 2 жыл бұрын
ቶሚ ሓወይ ናይ ብሓቂ ዓቢ ሰብ እመብርሃን ኣብ ዙርያካ ትኩን ካብ ኩፉእ የድሕንካ
@mlatikalayu4408
@mlatikalayu4408 2 ай бұрын
Amen((3))🙏🏻🙏🏻🙏🏻እምበይተዋይ
@user-el7tr9gq4g
@user-el7tr9gq4g 2 жыл бұрын
ቃል ኣምላክ ዝፈልጥ ኣመናዩ ዘቅንኣኒ ቅዱስ ቅንኢ
@tesfamariam250
@tesfamariam250 2 жыл бұрын
ኣብ እምነትኩም ዘለኩም ኣክብሮት ክጽሕፍ ተገዲደ ደስ ዘብል ቃል ሂወት የስምዐልና ኣብታ ድንግል ክትወልድ ትብል ሕቶ ጽብቅ ኣሎ ጻሓፊ ነቢ ኢስያስ እዩ፡ዝተርጎሞ ግን ስምኦን ኣረጋዊ እዩ ስለዚ ተርጋሚ እንበር ጻሓፊ ኣይኮነን ኣባ ስምኦን፡ ካብ ኣታሓትታያ ተኣረምላ ዛሓፍተይ ኣጀኩም ብሃንቀውታ ንጽበ ለና
@weditesfie697
@weditesfie697 2 жыл бұрын
Ya nay bhaqi ane wun kemu kbl hasibe xenihe.temlisa keykowun gn kftsh xenihe
@bereketbahabelom5943
@bereketbahabelom5943 2 жыл бұрын
በስመኣም ታዓዊትሎም ከቅኑኡኻ ብፍላይ ከኣ እታ ኃል ኣገልጋሊ ኣምላኽ ክትከውን ዓቢ ጸጋ'ዩ😢🥺🙌🏾
@user-me9cy5bn6z
@user-me9cy5bn6z 2 жыл бұрын
ኣሰይ ቃለ ህይወት የስመዐና ክቡራት ኣሕዋተይ ቶማስ ሓወይ ኣብ ልዕሌኻ ልዑል ኣድናቖት ኣለኒ መሊእኻ ክትፀድቅስ ጨጉርኻ ባ ጎሓፎ👏👏👏
@zhraazhraa1794
@zhraazhraa1794 2 жыл бұрын
😍😍😍
@trhastsegay9889
@trhastsegay9889 2 жыл бұрын
Amen Amen Amen Kale hiwet yesemena 🙏🙏
@simonfsha4425
@simonfsha4425 2 жыл бұрын
Please xeguri memzeni seb aykonenn
@user-me9cy5bn6z
@user-me9cy5bn6z 2 жыл бұрын
@@simonfsha4425 ክቡር ሓወይ ወላ ዳኣ መመዘኒ ኣይኹን ምበር መንፈሳዊ ኮገለ ሓድግኻ ገለ ኣማሊእኻ ኣይኮነን
@yoaze5100
@yoaze5100 2 жыл бұрын
kabti chogri nelaili gen nay ezeni eu ati zekfea
@atakltifutsum6531
@atakltifutsum6531 2 жыл бұрын
ቃል ሂወት የስመዓልና እግዚአብሔር ጸጋኡ የብዝሕ ደስ ዘብል ኣብ ሃይማኖትና ጸኒዕና ክንከይድ ኣምላክ ይሓግዘና።
@kusuttewe603
@kusuttewe603 2 жыл бұрын
Amen 🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿
@pforzheimgermany5842
@pforzheimgermany5842 2 жыл бұрын
Amennnn
@Mebrahti
@Mebrahti 2 жыл бұрын
ፀጉኡ የብዘሐልኹም ሓታቲትን መላስን♥️♥️ ሓፍትና ካአ እድብቲ ኹሉ ነገራ ካብ ኣካዳድና ክሳብ ትሕትና 100% ቶማስ ካኣ ኣሜን፫ ጎብዝ መርኣያ መናእሰይ😍
@user-bl9wl5zm1j
@user-bl9wl5zm1j 2 жыл бұрын
ኣሰይ ቃለ ህይወት የስመዐና ክቡራተይ ፀሎት ግበሩልይ ብልበይ ናብ ኣምላኽ ክምለስ ኣሕዋተይ😥😥😥💒💒💒🙏🙏🙏
@user-jd8en4nz2c
@user-jd8en4nz2c 2 жыл бұрын
ፀሎት ቅዱሳን ኣይፈለይኪ መዓረይ
@user-bx5tq5sr1g
@user-bx5tq5sr1g 2 жыл бұрын
_ዳሓን ኣጆኪ ዝሓፍተይ ፀሎት ቅዱሳን_
@user-xu9tl4dv6r
@user-xu9tl4dv6r 2 жыл бұрын
ቶሚ በሊሕ እንካዕ ሰላም መፃእካ ብጣዕሚ ተሓጊሰ ኩለኩም ሰነጥበኛታት ከምዚ ንደቂ ተዋህዶ መርአያ ተትኮኑ መንኣሰይ ካብ እምነ ቶም የምዘበለይ ኣጆኩም በርቱዑ ከምስምካ ኢካ እምብር ቶማስ
@ebaysenafe3630
@ebaysenafe3630 2 жыл бұрын
Tegaru welado deqalu gahabu
@user-xu9tl4dv6r
@user-xu9tl4dv6r 2 жыл бұрын
@@ebaysenafe3630 ኣብ ሃይማኖት ኤርትራ ኢ/ያ ትግራይ ኣይፈልይ ብፍላይ ከኣ ኣብ ተዋህዶ ብእምነት
@selamlove4330
@selamlove4330 2 жыл бұрын
@@user-xu9tl4dv6r aythazlom kemzom aynet sebat haftey natey
@tmggebr2743
@tmggebr2743 2 жыл бұрын
@@ebaysenafe3630 niska Muslim eka
@wilized8584
@wilized8584 2 жыл бұрын
@@user-xu9tl4dv6r ኣይትሓዝሉ ሃይማኖቱ ካልእ ክክውን ይክእል ዩ,,
@natu569
@natu569 2 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስመዓልና ኣሕዋት ብዙሕ ሚሂርኩሙና🙏😍
@azugaltigray8414
@azugaltigray8414 2 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስመዐና ኣሕዋተይ😇✝️♥️ቶማሰይ ካብ ልበይ እየ ዘደንቀካ♥️⭐️🔥
@user-if9uk1dx3z
@user-if9uk1dx3z 2 жыл бұрын
ቶማስ ቃለህይወት የስምዐልና ጸግኡ የብዝመልካ ዓብንጸጋለካ እና ቶማሰይ ጸጉርካ ቁሮጾ ምዓሪተይ
@user-he8ys2kk2o
@user-he8ys2kk2o 2 жыл бұрын
ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ክቡር ሓውና እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዘሐልካ እና ምስ ሰናይ የቅርታ እቲ ፀጉሪ ቁረፆ ብመፅሓፍ ቁዱስ እውን ኣይፍቀደናን እዩ
@selam-G3LT
@selam-G3LT 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቅ ቃል ህወት የስምዓልና ደስ ዘብል ትምህርት ብዙሕ ምህርኩምና 🙏🙏🙏🌺💐🥀💒⛪️
@selamgaltewahdo5510
@selamgaltewahdo5510 2 жыл бұрын
ኣሰይይይይይ ቶሚየይ ብሩክ በጃኩም የሓት አብ ከምዚ ሃይማኖት ነገር ነተባባዐዮ በጃኩም ብሃይማኖትና ቀናኣት ንኩን ቶሚየይ ኣጃካ ዝሓወይይ ብዙሕ እየ ተማሂረ ካባካ ቀፅልዎ ከም ሎሚ ተሓጊሰ ኣይፈልጥን 😍😍😍😍😍😍
@user-ok5su7zc4f
@user-ok5su7zc4f 2 жыл бұрын
ብዙሕ ትምህርቲ ረኽብና ጸጋኡ ያብዚሐልኹም ንኹልኹም
@user-fg6ck9nb3v
@user-fg6ck9nb3v 2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ሂይወት የስመዓልና ፍትዋተይ እግዚአብሔር አምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ጸግኡ የብዘሐልኩም
@user-wh6di9kd7w
@user-wh6di9kd7w 2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዝሕልካ እግዚአብሔር አምላክ ክብር ሓውና
@brhanemussie2155
@brhanemussie2155 2 жыл бұрын
Amen
@Arsema354
@Arsema354 2 жыл бұрын
በጣእሚ ፃቡቅ መደብ ግን እታ ሃፍትና እዚ ኩሉ ፍልጠታነን መንፈሳዊ መደብ እና ኣቅረበትሲ ዘይ ናታ ፅፍሪ ኣድላዪ ኮይኑ ኣይተራእየንን Any way it was good program god bless u Love u artist tomas wish to see u on world 🥇
@Natnael7594
@Natnael7594 2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዓልና ጸጋ በረከቱ የብዘሓልኩም ክቡራት ኣሕዋተይ ክንደይ ይጥዕም እዩ እቲ ክቡር ቃሉ ናይ እግዚኣብሔር ኣምላኽና መፈጸምታኹም የጸብቀልኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ቶማስ ሓወይ ናብ መንፈሳዊ ተመለስ
@wedihaleka9409
@wedihaleka9409 2 жыл бұрын
ቃል ሂወት የስማዓልና እግዚኣብሄ ኣምላክ ይባርኩም ፍቁራት ይሕዋት ብጣዕሚ ደስ ዝብል ትምህርቲ ቀጽልዎ
@tesfamariam250
@tesfamariam250 2 жыл бұрын
Isaiah 7 (ትግ) - ኢሳይያስ 14: ስለዚ እግዚኣብሄር ባዕሉ ትእምርቲ ኺህበኩም እዩ፡ እንሆ፡ ድንግል ክትጠንስ፡ ወዲ ኸኣ ክትወልድ እያ፡ ስሙውን ኣማኑኤል ክትሰምዮ እያ።
@user-zl9ud8dz7c
@user-zl9ud8dz7c 2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃልህዉተ ይሰማዐልና ክቡራት ኣሕዉተይ እግዚብሄር ኣምላክ ፀጋኡ ይብዝሕለኩም🤲🤲🤲🥀💐🌾🎋🌱🌴✝️✝️✝️ ቶማሰይ ጎቦዝ ቀፅለሉ ዝሓዉይ💊🌱
@user-dp4ge3xb9u
@user-dp4ge3xb9u 2 жыл бұрын
ተመስገን አምላክ ኪንደይ ደስስስ ይበለካ የእዉነት ቶሚዬ ቃለ ሕይወት ያሰማልን ጸጋኡ ያብዘሐልካ ኣሜን ፫ ክብርቲ ሓብትና ኣጆኪ ቀፂልዮ ደስ ዝብል መደብ እዩ ማዓረይ
@user-nm5kw3tw7u
@user-nm5kw3tw7u 2 жыл бұрын
ባሓቂ ቃል ሂወት የሰመዐልና ፀጉኡ የብዘለኩም ዋይ ትማሰ ሓወይ ናይ ዓለም ሰነ ጥበብ ይአክልካ መንፈሳዊ ሕሸካ
@mariakelati3206
@mariakelati3206 2 жыл бұрын
John 1 (ትግ) - ዮሃንስ 16-17: ሕጊ ብሙሴ ተውሂቡ እዩ እሞ፡ ጸጋን ሓቅን ግና ብየሱስ ክርስቶስ መጸ። እምብኣርከ ንሕና ዅላትና ኻብ ምልኣቱ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ተቐበልና፡
@efremkesete6305
@efremkesete6305 2 жыл бұрын
ክቡር ሓው/ሓብቲ ዋና ብዓልቤት ወሃቢ ጸግስ ጎይያ ዓለም ኢየሱስ ክርስቶስ ዩ ኣይተጋገኣኻን ጎይታ ንክውለድ ተውሊዱ ንደቂ ኣዳም ካብ ዓጥያት ንከድዝህኖም ምክንያት ዝኮነት ግን ድንግል ማርያም ያ።ሰለዚ ነዛ ሕቶ ቀይራታ ዘላ ቃል እታ ብመን ምኽንያት ትብል ያ ደጊምካ ስምዓያ
@helen-zl1mq
@helen-zl1mq 2 жыл бұрын
@@efremkesete6305 bruk eta hto men ngoyta welidwo tetkewn tkkl nerka dngl maryam. Tsega men amtsiyu eyesus cristos. Nkal amlak "gn" aywsekon eyu. Kal amlak ember zereba seb sle zeykone.
@user-bc3hx7kg3g
@user-bc3hx7kg3g 2 жыл бұрын
በእውነት ድንቅ ፕሮግራም! ቃለህይወት ያሰማልን🙏
@user-nz8se8qb9z
@user-nz8se8qb9z 2 жыл бұрын
በእውነት ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ ካማካቱም ዝበለ የብዘሐዮ ካብ ዕለማዊ ድራማ ላብ መንፈሳዊ ድራማ ሕቶ መልሲ ምምላሱኩም እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዘሐሎኩም 📚📚📚👈❤
@saraasefaw3459
@saraasefaw3459 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል መንፈሳዊ ሕቶን መልስን እግዚኣብሄር ጽጉኡ የብዝሓልኩም ቡሩኻት
@robi7719
@robi7719 2 жыл бұрын
ዋዉዉ ኣዚየ ትሓጉሰ ሎማዓንቲ ደቂ ዓበይቲ ደስ ዘቡል እዩ ቡሓቂ ንፋዓት መርኣያ ብሉጽ ጥቡቡኩም እዩ እዚ ቀጽልዎዎዎ ቡሩል ጾም ይግበረልና ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ክርስትና ንዘልኣለም ተከቡራ ትንበር።
@lidyateklehaymanotkidane5132
@lidyateklehaymanotkidane5132 2 жыл бұрын
Btaemi des zbl eyu egzabhier xegu yebzhalkum
@user-ex9gr7dc8q
@user-ex9gr7dc8q 2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ፀጉኡ በረከቱን ይብዝሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ ክቡራት ብሓቂ በጃና ከምዝ አብልና መንፈሳዊ ት/ቲ ናብ መንገዲ ህይወት መንግዲ እግዚአብሔር ንኽደ ቶማሰይ ካብ ዝፈትወ ሰነ ጥበቡዊ ቀጽሉሉ አሕዋትና
@KindahaftiTesfay
@KindahaftiTesfay 2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ፀግኡ የብዘሃልኩም ቶማስ ሓውና ከአ መንፈሳዊ ፊልሚ ክትሰርሕ ተስፋ ንገብር
@user-dt1yh3lc6k
@user-dt1yh3lc6k 2 жыл бұрын
_ቶሚዬ መዓረይ ቀጽለሉ ቃለ ኅይወት የስመዓና ብጣዕሚ ደስ ኢሉና_
@ristorantesenafe8366
@ristorantesenafe8366 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ማሃሪ መደብ እግዝኣቢሄር ጸጋኹም የብዝሓዮ
@user-so7sx4bw2u
@user-so7sx4bw2u 2 жыл бұрын
ቃለ ህይትን ያስማልን እምትሉት ባይገባኝም ማለት ትግርኛ አልችልም በርቱ ተዋህዶ ለዘላለም ትኑር አሜን ፫
@HanegeKebi
@HanegeKebi 2 жыл бұрын
💙😍😍😍
@yonasdawit8382
@yonasdawit8382 Жыл бұрын
Amennnnnnnn Amennnnn
@hadishmahari8
@hadishmahari8 2 жыл бұрын
የቀንየና ጽቡቅ መደብ ብዙሕ ፈሊጥና:: ቶማስ ድማ ኣብ ኩሉ እካ ተድምዕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ቀጽሎ!
@user-dm5qd1li3d
@user-dm5qd1li3d 2 жыл бұрын
ኣስይይ ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ክቡራት ኣሕዋተይ ፀጋኡን በረከቱን የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ
@abelgerye8747
@abelgerye8747 2 жыл бұрын
ቃል ሂወት የስማዓል
@user-gk5bl7xe1k
@user-gk5bl7xe1k 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩሙ እግዚኣብሔር ኣምላክ ክብራተይ ኣሕዋተይ ቶማሰ ሓወይ ኣነ ሰቅለ ከም ሓወይ ክፎትወካ እመብራሃን ሞሳኩሙ ትኩን ሓላላተይ✝️✝️✝️👏👏
@hansuabay209
@hansuabay209 2 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-jc1fg4od2k
@user-jc1fg4od2k 2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና እግዚአብሔር አምላክ ፀግኡ የብዘሓልኩም ክብራት አሕዋተይ ቶማስ ሓወይ ፀጉርኻ ተትቆርፆ ፅቡቅ ናይሩ መንፈሳዊ ሂወት ፅቡቅ አለኻ ዓለማዊ ገዲፍኻ ናብ መንግስተ ሰማይ ዘዉርሰካ መንፈሳዊ ይሐሸካ💝
@user-bx5tq5sr1g
@user-bx5tq5sr1g 2 жыл бұрын
_አስይይይ ተመስገን ፈጣሪ ኣቦይ ናይ ብሓቂ ቃል ህይወት የስምዓልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላኽ ዝያዳይ_
@gaimkobrum3394
@gaimkobrum3394 2 жыл бұрын
ንስኻ ድኣ ሓቅኻ አንዲኻ ኣብስነጥበብ ንፉዕ ክትከውን ኣምላኽካ ኣሜንካ ስለትኸይድ አንዲኻ ብጣዕሚ ኣድንቀካ ድያቆን ዲኻ ነርካ በጃኻ ተገዲስካ መልስለይ
@user-ed5qp4ip4s
@user-ed5qp4ip4s 2 жыл бұрын
ኣገዳሲ ኣይኮነን ምንባሩን ዘይምንባሩን፡ ከምዚ ዩ ነሩ እንዳበሉ ከናውጽዎ ኢዮም ብዓል ልሳነ ሓሶት።
@maekelkesete3148
@maekelkesete3148 2 жыл бұрын
@@user-ed5qp4ip4s ሓቅኻ ኣለኹ እቱ ክከውን ዘለዎ
@user-dw2pn8qf3i
@user-dw2pn8qf3i 2 жыл бұрын
ነይረ እንተኢልካ ውንኮ ነይረ ዝብል ምንም ኣይዓብስንዮ እቲ መፃርርትና ዝኾነ ድያብሎስ እውን ሊቀ መላእክት እዩ ነይሩ ሰለዚ ካቦ ነይረ ኣለኩ እንተበለ ትዝበለፀ እዩ😁
@user-ee8ez3cn9q
@user-ee8ez3cn9q 2 жыл бұрын
ኣብዛ ድንግል ክጠንስ እያ ወዲ ውን ክትወልድ እያ ኢሉ ዝጸሓፈ ነቢ ኢላ ዝሃተተቶ ሕቶ ኣታመልሲ ነቢ እሰያስ እዩ ኢሉ ዝመለሰላ ጽቡቅ ኣሎ ምስ ሰናይ ይቅሬትኡ እታ ሕቶ ክትስተኻኸል ኣለዋ እታ ሕቶ ኣብ ቅዱስ መጽሓፍ ድንግል ክጠንስ እያ ወዲ ዉን ክትወልድ እያ ዝብል ምስ ኣንበበ ከመይ ኢላ ድንግል ትጠንስ ኢሉ ዝደምሰሶ መን ይብሃል እንተ ትኸውን ደስ ምበለኒ ተጋግየ እንተልየ ድማ ኣርሙኒ ብዝኾነ ጽቡቅ መደብ ኣምላኽ ይባርኩም።
@user-xu4ye9rn7l
@user-xu4ye9rn7l 2 жыл бұрын
ልክዕ ኣለካ /ኪ ነብይ ኢሳያስ እዩ እንሆ ድንግል ክትጠንስ ወዲ ካዓ ክትወልድ እያ ሽሙ እዉን ኣማኑኤል ክትስምዮ እያ ትንቢተ ኢሳያስ ምዕራፍ 7-14 ንረክቦ
@user-ee8ez3cn9q
@user-ee8ez3cn9q 2 жыл бұрын
@@user-xu4ye9rn7l ቃለ ሂወት የስማዓልና
@gyyuu7849
@gyyuu7849 2 жыл бұрын
አሜን ፫ ቃል ኅይወት ይስመዐልና እዎ
@gyyuu7849
@gyyuu7849 2 жыл бұрын
@@user-xu4ye9rn7l ቃል ህይወት ይስመዐልና ✅
@yodittsegay3693
@yodittsegay3693 2 жыл бұрын
ጽቡቕ አለካ አረጋዊ ስምኦን ነቲ ትንቢት ከንብብ ከሎዩ ከመይ ኢሉ ይከውን እንዳበለ ዝድምስሶ ዝነበረ
@mikalhayelom3562
@mikalhayelom3562 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና እግዚአብሔር ጸግኡ ይብዝሓልኩም የሕዋት 🙏💒🙏❤️❤️❤️
@shewitchannel9851
@shewitchannel9851 2 жыл бұрын
ከየድነቁኹካ አይሓልፍን ቶማሰይ ሓፍትና ኸዓ ንፍዕቲ
@fromtgray6076
@fromtgray6076 2 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስማዓና ቶሚየ ቡሉጽ በጃካ ሙሉእ መንፈሳዊ ኩን 🙏♥
@khamisramadan6764
@khamisramadan6764 2 жыл бұрын
ኣሜን ቃለ ሂወት የስምኣልና ግን ሓወይ ክርስትና ምጅማር ዘይከነ መፍጻም ኢዩ እሞ እዚኩ ሕዝካ ናብ ኣገልግለትካ ተትምለስ ናይ ኣለም ኩሉ ሓላፋይ ኢዩ ስብ ከ ንኩላ ዓለም ረቢሑ ንነብሱ ተጥፍኣ ወይስ አንተጥፍኣ እንታይ ይጠቅሞ ሉቃ 9:25 ኢዩ ሓወይ ይኣክል ኣብ ዓለም
@usren7
@usren7 2 жыл бұрын
✅ብሓቂ ፁቡቅ ነይሩ ተሰምዑስ
@simu1931
@simu1931 2 жыл бұрын
Nbalkum tefikum si nseb ktmudu, grm aba ab aynka zelo gundi zeyraka ab ayni bxayka
@hiwetzerufael6787
@hiwetzerufael6787 2 жыл бұрын
ቴሜ ሓወይ ዓቢ ሰብ ብጣዕሚ ኣደኒቀካ ቀጽለሉ
@tsegaygebreyohanes2305
@tsegaygebreyohanes2305 2 жыл бұрын
ቶማስ ሓውና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓታቲት ድማ ንፍዕቲ ደመክረሳዊት ከማኺ የብዝሓየን ኦርቶዶክስና ትዓንብብ።
@luultsegay4067
@luultsegay4067 2 жыл бұрын
Acts 4 (ትግ) - ግብሪ ሃዋ 12: ብእኡ ኽንድሕን ዚግባእ ካልእ ስም ኣብ ትሕቲ ሰማይ ንሰብ ኣይተዋህበን እሞ፡ ምድሓን ብሓደ ኻልእ ከቶ የልቦን።
@user-lb5js7pg3l
@user-lb5js7pg3l 2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም አግዚአብሔር አምላኽ ክቡራት አሕዋተይ ዋይ ቶማስ ሓወይ ብጣዕሚ አየ አድኒቀኻ ቡዙሓት አለና መን ፈጠረና ዘይ ንፈልጥ አና ካበካቱም ብዙሕ ተማሂረ 🥀🥀
@user-ls1lt5xw7j
@user-ls1lt5xw7j 2 жыл бұрын
😓😓
@selam801
@selam801 2 жыл бұрын
ብሓቂ ጸግኡ የብዘሐልኹም ፍትዋተይ ካባኹም ብዙሕ ተማሂርና በእውነት መግለጺ ሰኢነልኹም እግዚአብሄር በቤቱ ያጽናችሁ ቶሚ ሓውና አነ አብ ኹሉ ሰራሕኻ more eye ዘድንቐኻ ግን እዚ ጾጉርኻ እንተትቆርጾ ጽቡቅ ነይሩ ምሰ ሰናይ ይቅሬታ
@user-bt8cu2lv8p
@user-bt8cu2lv8p 2 жыл бұрын
እዚ ቆልዓ ክፈትወ ፅጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ
@muluemehari6914
@muluemehari6914 2 жыл бұрын
des tbl snetbebawi thanks hasabka kxbq bflay እታ ኣብቲ መንፈሳዊ ቦታ ዘሎ ኣተሓሕዛ ዝበልካያ ዓባይ ነጠቢ ኣይተጸበኩካን ኣምላክ ሂወትካ ይባርኽ
@haftisami
@haftisami 2 жыл бұрын
ቃል ሂወት ይስምዓና ክቡራት ኣሕዋትይ❤️❤️❤️🙏🙏🙏
@shewitgush8865
@shewitgush8865 2 жыл бұрын
Nay bhaki nefu qale hiwet yesmelna tomas hawey ajoka kexlo
@AsSa-bd7nk
@AsSa-bd7nk 2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐና ክቡራት አሕዋትና ፀጉኡ በረከቱ የቅዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ ብጣዕሚ ደስ ዝብል መንፈሳዊ ሕቶታት ተማስ ሓውና እውን አብ ቤቱ የንብርካ 🙏🙏🙏
@Taemo767
@Taemo767 2 жыл бұрын
ብሐቂ ቃል ህይወት የስምዐና ቶማስ ሓውና❤
@vipvip3278
@vipvip3278 2 жыл бұрын
Aሜን ፫👏👏👏ቃለህይወት የስምዐና ብሩኻት የሕዋት እግዚኣብሔር ፀጋኡ የብዝሐልኩ🙏 ብጣዕሚ ፅቡቅ መሃሪ መደብ ቀፅልዎ👍
@knowledgeisneccessaryknowl5904
@knowledgeisneccessaryknowl5904 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ-ሂወት የስምዓልና ኩቡራት የሕዋትና ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ። ብጣሚ ጽቡቕ ትምህርቲ ምሂርኩምና ፡ ግን 2 ቅሬታ ኣለዋኒ ወስ ክብል ፣ ቶማስ ጽጒርኻ ምስ ሃይማኖትና ኣይከይድን ኢዩ ። 2ይ ድያና ሓብትና ክኣ ኩልንትናኺ ጽቡቕ ነሩ ኣብ ኣጽፋርኪ ግን ጉብአን ኣይሓዛን ኣብ ቀጻሊ ኣማሕይሽየን ናይ ተፈጥሮ ክኸውን ኣለዎ ።
@TV-vh2im
@TV-vh2im 2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ኅይወት የሠመዐልና ጸጉኡ የበዘሐልኩም ጸጉሪካ ከም ቆረጽካዮ አብ እዝናካ ዘሎ ሻቁረ ውን ካም አወጸእካዮ ሰናይ ነይሩ ምስ ይቅሬታ
@galaxym127
@galaxym127 2 жыл бұрын
ኣስይይ ናይ ብሓቂ ቃል ህይወት ይስመዐናሎ ፀጋኡ ያብዘሐሉኹም ኣሕዋተይ ማዓረይ💞🙏💞ኣብ ሃይማኖትኻ ያፅንዕኻ ቶማሰይ ኣደናቅትኻ እየ መብ ካብ ትግራይ ሓፊትኻ💖
@aastersamuel4175
@aastersamuel4175 2 жыл бұрын
Sakit fake Christian eyiom
@user-qd6cl5yx9r
@user-qd6cl5yx9r 2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ህይወት የስምዓልና ጸግኡን በርክቱን የብዝሓልኩም ክብራተይ
@mlatikalayu4408
@mlatikalayu4408 2 ай бұрын
አሰይይይ ቶማስዋይ ቡሩከይ ፈጣሪ ፀጉኡ የብዘሓልካ ወድነይ መክርዕ ፈተውቱ❤ ባለህበት ሰላምህ አብዝቶ ራሱ ገብረመንፈስ ቅዱስ ይጠብቅህ🙏🏻
@4stargeneral542
@4stargeneral542 2 жыл бұрын
ቃል ህወት የስማዓልና ቡዙሕ ምህርክምና እንተ ዘይ ተጋግየ ይቅረታ እሄር ብሰለስተ ዓይነት እዩ ፈጢሩ ብቃል ይኩን በለ ብግብሪ ብኣእዳው ንኣቦና ኣዳም ብኣርምሞ ብስቅ ንመላእክቲ እንተተጋ ግየ ኣርምኒ ቀጽልዎ ብዙሕ ኢና ካባኩም ንጽበ ቶሚ ከኣ ጎበዝ ኣምላክ ጸግኡ የብዘሓልካ
@ugyugyytgty9690
@ugyugyytgty9690 2 жыл бұрын
ቃል ህይወት ያሠማልን እህት ወንድሞቻችን ፀጋዉን ያብዛላችሁ
@hgkodxzx1378
@hgkodxzx1378 2 жыл бұрын
ኣሰይይ ቃል ህወት የስመዕልና እግዛኣብሔር ኣምላክ ፀጉኡ የብዘሕሉኩም ቶሚ ሓወይ ሉዕል ኣድናቀት ኣለኒ ኣባካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
@ZflyeDroba
@ZflyeDroba 2 жыл бұрын
ፀግኡ የብዘሐልካ ቶማስ ሓውና ብጣዕሚ ጎቦዝ
@rahilrahil9744
@rahilrahil9744 2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐና ክቡራት ኣሕዋትና ፀግኡ የብዝሕ ኣብ እምነትኩም ፅንዑ ❤🌿
@haftisami
@haftisami 2 жыл бұрын
ቶሚ ሽኮር ኣጆካ ኣብ እምነትካ ጽናዕ🙏🙏🙏👈
@user-hr4mz2gq3v
@user-hr4mz2gq3v 2 жыл бұрын
ኣሰይ ቶማስ ሓውይ ቃል ህይወት የስመዐልና እግዚኣብሔር ኣምላክ ፀጉኡን በረከቱን የበዘሐልካ ዝሓውይ ኣብ ቤቱ የንብረካ🙏🙏🙏💖
@ristomyeman2210
@ristomyeman2210 2 жыл бұрын
ቃል ሂወት የስምዓልና ንኹላትኩም ኣቦና ኣዳም ድሕነት ዝረኸበ ብኣደና ድንግል ማርያም ኣይኮንን። ብክርስቶስ ኣብ ድንግል ማርያም ሓድሩ ድግማዊ ኣዳም ክይኑ ድሕነት ሂብዎ
@user-su8by1vd9s
@user-su8by1vd9s 2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስምዓልና ፀጉኡ የብዝሓልኩም እግዚአብሔር አብ እምነትኩም የፅንዕኩም እና ቶማስ ብሩኽ ከም ስምካ ቶማስ እና ጨጉርኻ ተትቆርፆ እተን ሽቋር ናይ እዚኒ ዶማ ተትሓድገን❣️❣️❣️❣️❣️❣️
@eritreamezumr5056
@eritreamezumr5056 2 жыл бұрын
👍👍👍👍👍👍👍
@freedomhabte4957
@freedomhabte4957 2 жыл бұрын
Xegurika kurexo zbil xhuf alo ente dea alo koynu abeyenay meraf alo wey kea nieu zgelix tmhrti ente alo koynu mharuna
@bhlnanber3920
@bhlnanber3920 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ቃል ሂወት የስማዓልና ፡እግዚአብሄር ጸጉ የብዝሓልኩም ክቡራት የሕዋተይ፡ ግን ተዘይ ተጋግየ ኩትሻ ጌርካ ኣለካ መስለኒ ጻዕዳ ይርኢ ኣለኩ ኮምኡ ውን ፡ ጸጉርካ እንተተሕጽሮ ጽቡቅ ነይሩ ፡፡ ብዝኮነ ጽቡቅ ። ሕብትና ካኣ ሕቶ ኣነጽርዮ ።
@user-js7ib8yw6b
@user-js7ib8yw6b 2 жыл бұрын
ባሓቂ ንፋዓት ፀግኡ የብዘሐልኩም የሕዋት🙏❤
@brhanegebreab410
@brhanegebreab410 2 жыл бұрын
ሰላም ! ተስፋ እገብር ኣብ ዝሓጸረ ግዘ ኣብ ዝለዓለ ክሪኦ ንቶማስ
@user-vp7sc1xn1q
@user-vp7sc1xn1q 2 жыл бұрын
ቃል ህይወት የሰምዐልና🤲🤲✝️🙏 ክቡራት ኣሕዋተይ✝️🙏
@egziabhereregnayenewtemesi7846
@egziabhereregnayenewtemesi7846 2 жыл бұрын
ኣሰይይይይ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጋኡ በረክቱ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ቃፅልሉ
@Mum81Alemeyy
@Mum81Alemeyy 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ቃል ህይወት የስማዓልና እግዚአብሔር ኣምላክ ጸጉኡ የብዛሓልኩም ጾምና ብሰላም ኣወዲኡ ናብ ብርሃነ ትንሣኤ ብሰላም የብጻሓና
@user-mw1dz1rh8n
@user-mw1dz1rh8n 2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ፀጉኡን በረከቱን የብዝሐልክም ፍቅራት ኣሕዋተይ ኣጀኩም ቀፅልሉ እግዚአብሔር ኣምላክ ሓሉ ይሃብክም
@Bri_Tgraweyti....
@Bri_Tgraweyti.... 2 жыл бұрын
ኣሰይይይ ደስ ክብሉ ቃለ ህይወት የስመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልኩም ፍትዋተይ✝️🥰🥰
@luultsegay4067
@luultsegay4067 2 жыл бұрын
John 1 (ትግ) - ዮሃንስ 16-17: ሕጊ ብሙሴ ተውሂቡ እዩ እሞ፡ ጸጋን ሓቅን ግና ብየሱስ ክርስቶስ መጸ። እምብኣርከ ንሕና ዅላትና ኻብ ምልኣቱ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ተቐበልና፡ 18: ሓደ እኳ ንኣምላኽ ዝረኣዮ የልቦን፡ እቲ ኣብ ሕቝፊ ኣቦኡ ዘሎ ሓደ ወዲ፡ ንሱ ኣግሃዶ።
@mesitube218
@mesitube218 2 жыл бұрын
ቃለ በጣም ሕይወት ያሠማልን ተወዳጆችደስ የሚል ቆይታ ነው ቡዙ ትምህርት አለው ነገር ግን ልጁ ነጠላ መልበስ ነበረበት
@user-jz4yg9gg1t
@user-jz4yg9gg1t 2 жыл бұрын
ቃል ህይወት የስመዐና ክብራት ኣሕዋተይ እግዛብሄር ኣምላክ ኣብታ ፅንዕቲ ዝኮነት እምነትና የፅንዐና
@user-uu1gp7mh8y
@user-uu1gp7mh8y 2 жыл бұрын
ኣስይይይይይ ቃል ሂወት የስመዐልና ፀጉኡን በረከቱን ይብዘሐልኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏👏👏👏👏👏👏
@zenbzz4533
@zenbzz4533 2 жыл бұрын
ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዝሐልኩም ምቅራት ንደሕረዉን ዘለና አሕዋትኩም ጽቡቅ ትምህርቲ♥️♥️🤗
@merhawihaile1488
@merhawihaile1488 2 жыл бұрын
ብታዕሚ ደስ መንፈሰዊ ሕቶ ቅጻሊ ተትምጽልና ደስ ምበለና ቶማስ ሓወይ ካኣ ብዙሕ ምሂርካና ጸጉኡ የብዝሓልካ
@tesman5836
@tesman5836 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ መሃሪ ትምህርቲ ቶማስ ከኣ ኣብ እምነትካ ዘለካ ኣፍልጦን ጽንዓትን ብጣዕሚ ዝነኣድ, ሓደራኻ መስመርካ ከይትስሕት ❤ ቃለ ህይወት የስመዓልና 🙏
@user-cr3if4lf8b
@user-cr3if4lf8b 2 жыл бұрын
ቃለ ህይወት የስመዐልና ብሓቂ ቶማስ ሓወይ ፀግኡ የብዘሐልካ ነቲ መደብ ዘዳለውክሙልና ሉል ወርቂ እንተርታይመት አዚና ነመስግን ::
@Awet-zn1dw
@Awet-zn1dw 2 жыл бұрын
ብጥዓሚ ደስ ዘብል እዩ ህቶን መልስ አይጸላኹዎን ግናስ አብዚያ ጾም ምድሪስ እዚያ ሃብተይ ሜካብ አዝማልቶ ጽፍሪ ብምግባርኺ ብጥዓሚ ሃዚነ
@solianamaharay1161
@solianamaharay1161 2 жыл бұрын
Makeup aygeberetn brkti.xbuk gerki raya
女孩妒忌小丑女? #小丑#shorts
00:34
好人小丑
Рет қаралды 49 МЛН
Fast and Furious: New Zealand 🚗
00:29
How Ridiculous
Рет қаралды 49 МЛН
Kids' Guide to Fire Safety: Essential Lessons #shorts
00:34
Fabiosa Animated
Рет қаралды 14 МЛН
The Giant sleep in the town 👹🛏️🏡
00:24
Construction Site
Рет қаралды 19 МЛН
መንፈሳዊ ሕቶታት
20:02
ቢታንያ bittanya tube
Рет қаралды 106 М.
TOMAS YEMANE ABERA messages from abolentertainment''
20:31
abolentertainment
Рет қаралды 106 М.
መንፈሳዊ ሕቶታት አብ ጎደናታት ዙሪኽ
24:37
sulamatis ደብረሰላም መድሃኔኣለም ዙሪክ
Рет қаралды 188 М.
女孩妒忌小丑女? #小丑#shorts
00:34
好人小丑
Рет қаралды 49 МЛН