መርኣያ ፃዕራማት ጉዱኣት ኣካል መሓመድ ስራጅ!!

  Рет қаралды 37,410

Wushatena Media

Wushatena Media

3 жыл бұрын

ናብ ቻነልኩም ዝኾነ ውሻጠና ሚድያ Join ብምግባር ሕልናዊ ዕግበት ንርከብ!!
/ @wushatenamedia
ብጉዱእነቱ ዘይተሐለለ መርኣያ ፃዕራማት ጉድኣት ኣካል መሓመድ ሲራጅ ህይወቱን ህይወት ስድርኡን ከመይ የመሓድር? ንኹላትና መምሃሪ ዝኾነ ትሕዝቶ ስለዘለዎ ነቲ ቪድዮ ተኸታተሉ።

Пікірлер: 161
@hjcjxjjj8679
@hjcjxjjj8679 3 жыл бұрын
መምህር ሙሉ ሃይለ ስላሰ ሰላምኻ ይብዛሕ ደኽሙን ሰልቹይን ከይበልኻ ሞስልም ክርስትያን ኣምሓራ ትግራይ ኤርትራ ከይፈለኻ እት ትገብሮ ዘለኻ ፃዕር እግዚያብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ናብራኻ ዘልኣለም ብርሃን ይኹን
@mizimizi2519
@mizimizi2519 3 жыл бұрын
መምህር ሙሉ ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ መሓመድ ሲራጅ ብጣዕሚ ጣንካራ ሰብ ሰበይቱ ከኣ ብጣዕሚ ኣድኒቀያ 👍
@MP-lu8mh
@MP-lu8mh 3 жыл бұрын
ደስ ክብሉኻ ማዓራተይ ሓዳርኩም ይባርኸልኩም ፈጣሪ ። ሙለረይ ዕንቅፋት ኣይውቃዕኻ ዝሓወይ ህያብ ናይና ጌርካ ትሰትረና ዘለኻ ሙለረይ እንድዒ ክነግረካ ኣይክእል።💐💐💐
@emiruokbamichael9612
@emiruokbamichael9612 3 жыл бұрын
Mb Mb mb mb mlm mlm Mnkmb. Ml Mlm Mm mm Ml . Mb
@user-dd3un7of9r
@user-dd3un7of9r 3 жыл бұрын
መምህረይ ዓይነይ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ካብ ኣስመራ ኤርትራ
@user-vd3md4wm6d
@user-vd3md4wm6d 3 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ጀግና ከምዚኦም ዝበሉ የብዛሓልና ! እግዚአብሔር ሓዳርኩም ይባርኮ
@ilove_you_ereyyyyy1997
@ilove_you_ereyyyyy1997 3 жыл бұрын
ዋውውውው መምህረይ ካብዚ ኩሉ መደባትካ ዝራኣኹዎ እታ ብጣዕሚ ዝተገረምኩላ መደብ እዚኣ እያ ዋውውውውው ከምዚ ዓይነት ሓቦ ክህልወና ኣሎዎ ተስፋ ክንቆርጽ የብልናን እንድዒ በቃ በዛ ናይ ሎሚ መደብ ቃላት ከማን የብለይን።
@user-ud2zs8qm7m
@user-ud2zs8qm7m 2 жыл бұрын
ሰላም መምህር ሙሉ ሓውና ኣቦ ውፁዓት ዕድመ ይሃብካ እግዚአብሔር ውለታኻ ይኽፈልካ መሓመድ ሓውና ውን ጠንካራ ብጣዕሚ ሓፍትና ሰሚራ ጠንካራ ኣሜን ያ ሓዳርኩም ይባረኽ ምቁራት ዝኾኑ ቆለዑ ይባርኮም 🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿
@ggss6258
@ggss6258 3 жыл бұрын
አሰይይይይ ጸጉኡ የብዘሐልኩም ሰሚራየይ አነ ከባኪ ብዙሕ ተማሂረ💝💝💝💝💝
@aesugaltewahdo5132
@aesugaltewahdo5132 3 жыл бұрын
እንካዕ ብሰላም መፀካ መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ አቦ ፁጉማት 🌷🌷
@rich-do4wz
@rich-do4wz 3 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ንፉዕ እግዚአብሔር ኣምላኽ ሓዳርኻ ይባርኮ ኣብ ዝለዓለ ደረጃ ከምትበፅሕ በዓልቲ ሙሉእ ተስፋ እየ
@ascalaacal2481
@ascalaacal2481 3 жыл бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን በተለይ ንዓይ ዓብዪዪ ት/ቲ እዩ። ኣብዓቢ ደረጃ ከምዝበፅሕ ኣይጠራጠርን ፍቅሪ እንተሎ ኩሉ ኣሎም ፈጣሪ ይሓግዝ
@solomonmebrahtom1313
@solomonmebrahtom1313 3 жыл бұрын
ፍሽኽታ ዝመልኦ ወዲ ታዓድልካ ጎይታ ጸጉኡ የብዝሓልካ ሰበይትኻ አውን ክብርቲ ደስ ትብሉ ስድራ ኣጆኻ ዝሓወይ 🙏👌💪❤️❤️
@user-dv8fw2jb9i
@user-dv8fw2jb9i 3 жыл бұрын
አሰይ ፅርያት ሓደርኩም ይባርካ ኣምላክ መምህር ሙሉየይ ማዓረይ ብኣምላክ ርከቦ ንዋሃብቲ እውን አብዚሑ ይሃባም
@haftombsrat1221
@haftombsrat1221 3 жыл бұрын
ፈጣሪ ይሓግዝኮም ክንደይ ኢና ምስ ዓይኒ ብርክና ዘለና ሰኒት ዘይብልና ኣብ ሕማቅ ነገር ንውዕል ካብዙይ ብዙሕ ትምህርቲ ንመሃር
@stigheghebreyesus
@stigheghebreyesus 3 жыл бұрын
ኣምላኽ ባሪኹሎም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ብደቅኹም ትሓጎሱ ፍቅርዝኩም ናብራኹም ይባርዝከልኩም
@user-wk8lk2gq4u
@user-wk8lk2gq4u 3 жыл бұрын
ለካስ ፍቅሪ እንቶሎስ ኩሉ ሙሉእ እዩ እግዚአብሔር አምላክ ሓዳርኩም ይባርከልኩም ፍቁራተይ ሙላረይ እውን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ምስ ኩሉ ሓቦኛ እቲ አነ ዝገርመኒ እኮ ሙሉእ ዘይ ጉዱል ዓይነ ብርኪ ሒዝናስ ነንጸርፅር አምላክ ይቅር ይበለልና መስተውዓሊ ዓይነ ልቦና ይዓድለና እበር
@merhawitembaye7473
@merhawitembaye7473 3 жыл бұрын
ፍቅሪ እንተሊዩ ሰላም ኣሎ ሰላም እንተሊዩ ኣምላኸ ኣሎ ኣምላኸ እንተሊዩ ኹሉ ኣሎ ሰለዚ እግዚአብሔር ልዕሉ ኹሉ የሕድርኹም ዘምሕዋተይ 🙏❤️
@user-nu7sh7mt6s
@user-nu7sh7mt6s 3 жыл бұрын
እስይይይይ ፅሪቲ ዓለም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ
@aesugaltewahdo5132
@aesugaltewahdo5132 3 жыл бұрын
ፊሊየይ ንዓካውን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ወዲ ዓደይ ማዓረይ 🌷💕
@user-dt1yh3lc6k
@user-dt1yh3lc6k 3 жыл бұрын
እዋይ ኣታ እዚ ፊልስ ክፈጥን ኩሉ ግዜ ትጽሕፍ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ንዓኻ ውን ብሩከይ
@kahasitatsebeha3284
@kahasitatsebeha3284 3 жыл бұрын
መምህር ሙሉ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ።ነዚ ሐውና ከአ ከማካ የብዘሐዬ ሐዳርኩም ይባረኽ።
@user-gt1wf4tw6f
@user-gt1wf4tw6f 3 жыл бұрын
እዋይ ደስ ክብለካ ዝወዲ በተለይ ታ ሰቡይቱ እሞ ፍልይቲ
@fmhabeshawit5079
@fmhabeshawit5079 3 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ መርኣያ ፅንዓትን እምነትን ፍትዋት ምስጋና ድማ ንመምህር ሙሉ
@kahsayemane4559
@kahsayemane4559 3 жыл бұрын
ኣቤት ፅንዓት ኣቤት ሓቦ ብሓቂ ንሱን ሰበይቱን ጀጋኑ መርኣያ ህዝቢ እዮም ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም ፍሽክተኦም ደስ ክብልኻ😍😘
@muzitambase3012
@muzitambase3012 3 жыл бұрын
ዋዉ ቡሩህ ገጽ ደስ ክትብል ዋዉ ስሚራ ድማ መግለጺ የብለይን ❤️❤️ ሽኮሪናታት ቆልዑት ማሽአላህ
@gedammikaleimbadebresina9268
@gedammikaleimbadebresina9268 3 жыл бұрын
አሰይይይ አብዚ ሐዚ አዋን ከምዙይ ደስስስ ዝብል ተስፋ ዘለዎ ክትሰምዕ ደስስ ይብል እግዚአብሔር አምላኽ ሰላም የውርደልና ማማየይይ ለ ቅድስቲ ሰበይቲ ኢኺ ሓዳር ማለት ከምዚኦም ዝበለ እዩ
@emufatuma5184
@emufatuma5184 3 жыл бұрын
ማሽኣላህ ተባረከላህ ረቢ ኣብ ዝዓበየ ደረጃ የብፅሕኹም ያረብ እንሻኣላህ ያረብ
@mostkeepkeep4859
@mostkeepkeep4859 3 жыл бұрын
መም/ምሉ ናይ ብሓቂ ትድነቕ ሰብ ኢኻ ኣጆኻ ቀጽሎ
@binyam1578
@binyam1578 3 жыл бұрын
ብተወሳኪ ልሙጽ ቦታ ገዝኡን ስርሑን ቀረባ እንተዝኮዉ 💙💖ሙቁራት ስድራቤት🧸🌻🧸🌻🧸🌻🗝🏠
@musearayagaltigray8682
@musearayagaltigray8682 3 жыл бұрын
👉ኣታ ምስ ሙሉእ ጥዕናና ነማርር እንተ ሃልና ንዑ ካብዚ ንመሃር ፣ካብ #ሰሚራን ካብ #መሓመድ ስራጅን ።
@zufanhadush3615
@zufanhadush3615 3 жыл бұрын
ሕጉስ ዝኮነ ወዲ ኩሉ ግዜ ሓጎስ ካባኩም ኣይፍለ
@azmeramohammed4782
@azmeramohammed4782 3 жыл бұрын
ኣሚን
@fanazerai1865
@fanazerai1865 3 жыл бұрын
9
@jamiebarber5484
@jamiebarber5484 3 жыл бұрын
እግዝአብሄር፡ይሃብኻ፡
@nwnjwwnwnjwwjnw8550
@nwnjwwnwnjwwjnw8550 3 жыл бұрын
ኣሰይይይይይይይይ ፁርያት ዓለም ሓዳርኩም ይባረክ
@shleg1973
@shleg1973 3 жыл бұрын
ብፍቂ ምባር ብዘለካ ተመስገን ፍሽክቱኡስ ይምስክር
@user-wf7ul7bm1y
@user-wf7ul7bm1y 3 жыл бұрын
ሓወይ ደስ ክብል ለኻ ብሓቂ ኣምላኽ ባዓል ቲ ገዛካ ደቅኻ ጀጋኑ እኩም ፍቅሪ እዩ መክሰብ ኩሉ ኽእልኻ ፍሽኽታ ኻ ምስ ጋና እእዩ መምህር ኣብ ዝክድካዮ ለምለም ርገፅ
@naema3396
@naema3396 3 жыл бұрын
ማሻአላህ ማሻአላህ ረቢ ጥዑም ጸደፊ የፈጥር መደያየቦ የፈጥር ሰሚራየይ ማሻአላህ ብደቅኪ ታሐጐሲ ማ ሰራጀ ረቢ ዕምርን ዓፊያን ያሀብካ ደሰ ዛብሉ ሰደራ አልሐምዱሊላህ
@mohammedabdella9916
@mohammedabdella9916 3 жыл бұрын
Mashalah mehmed siraj rebi yahgzkum wa kubur hawuna idmen tinan yahbka inshalah 🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@user-cg9gw2vf4y
@user-cg9gw2vf4y 3 жыл бұрын
ዝገርም መርእያ ስብኣይ ንፉዕ መምህረይ ምሉእ ስብ
@binyam1578
@binyam1578 3 жыл бұрын
ጽቡቅ ዛንታ ኣጆካ 🧸🧸🧸🧸💕💖👋🍇💜🌻💖🌻💖🗝🏠🌽🌽🌽🌽🌽
@user-nu7sh7mt6s
@user-nu7sh7mt6s 3 жыл бұрын
እንካዕ ሰላም መፃካ
@user-ql9pw6md2k
@user-ql9pw6md2k 3 жыл бұрын
ሰሚራ ዓባይ ሰብ ተባረኪ
@user-zv7eb8ou9v
@user-zv7eb8ou9v 3 жыл бұрын
መምህር ሙሉ ዕድመን ጥዕናንይሃብኻ ፈጣሪ ዓስብኻ ካብ ኣምላኽ ሪከብ ናይ ኩሉ ህዝብ ሽጊር ኣብ ቲሕት ፈጣሪ ብኣኻ ዘይፍታሕ ፀገም የለን
@brhananatey2780
@brhananatey2780 3 жыл бұрын
Eway Egzabhir amlak haderkum yebarik des kibluka ❤🇪🇷
@user-we7wy2wt8e
@user-we7wy2wt8e 3 жыл бұрын
እውይ አሓተይ ድስስ ክብሉ ሙሉእ ፍፅም ይግበረልኹ ሓዳርኩም
@stigheghebreyesus
@stigheghebreyesus 3 жыл бұрын
እቶም ብዝተጸገመ ህዝቢ ትሓስቡን ትድጝፉን ዘለኹም ኣብ ዓንዲ ወርቁ ይጽሓፈልኩም ዘልዓልኩሞ ይተካኣልኩም ተማቂልካ ምንባር ዓቢ ጸጋ ኢዩ
@shleg1973
@shleg1973 3 жыл бұрын
ደስ ድብሉ ስድራ እቶም ሚሎናት ድውንኑን ከማን ከምዚ ናይዚ ህጉስ መፈስ የብሎምን ሂወት እታይ እዩ ትርጉማ ብዘለካ ዕጋበትን ተመስገንን
@tesfahiwetyohannes2443
@tesfahiwetyohannes2443 3 жыл бұрын
Woww bitami xbuk des zebil aedimen tianan yihabka fetari mis sdraka zihawey♥️👍♥️
@galzalikuluhalafi2669
@galzalikuluhalafi2669 3 жыл бұрын
አላህ ይጠውል ዕምሪክ ሰሚራ ሓፍተይ
@fintra26
@fintra26 3 жыл бұрын
Ezgi yhagzkum desybluka 🇪🇷
@musearayagaltigray8682
@musearayagaltigray8682 3 жыл бұрын
እንኳዕ ብደሓን መፃእኻ መ/ር #ሙለር #ሓበን ትግራይና ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣብ ዝኸድካዮ ቦታ ክፉእ ኣይትርከብ ድንግል ማርያም ፅላል ትኹንካ መሓመድ ስራጅ ሓውና ንኩሉ ጉድኣት ኣካል መርኣያ ኮይንካና ኣለኻሞ እግዚአብሔር አምላክ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 👉ንበዓልቲ ቤቱ #ሰሚራ ዝኸውን ቃላት የብለይን ጅግና ዋይ ኣታ ኣነ ምስ ሙሉእ ጥዕንአ ንእግዝአብሄር ዘማርሮ ዘለኹ ልቦና ይሃበኒ ፣ከምቲ ከማይ ምስ ሙሉእ ጥዕናና ንእግዝአብሄር ነማርር እንሃሊና ንኩልና መስተውዓል ዓይነ ልቦና ይዓድለና 👉ኣቱም ለገሲቲ ወገናትና ድማ ብዝወፀ እግዚአብሔር አምላክ ይተክኣልኹም ።
@user-xm5ym7gy8x
@user-xm5ym7gy8x 3 жыл бұрын
መምህር ሙሉ ሓወይ ስላምካ ይብዛሕ
@user-jm4rc6bw4b
@user-jm4rc6bw4b 3 жыл бұрын
ኣሰይ ፅሪቲ ዓለም ዕደመን ጥዕናን ይሃብኪ
@askalkahsay2874
@askalkahsay2874 3 жыл бұрын
መምህር ውን እግዚአብሔር ይሃብካ
@mg-kb9cr
@mg-kb9cr 3 жыл бұрын
አጆካ ሐሳብ ልብካ የስምረልካ
@user-rd7bs9wj1j
@user-rd7bs9wj1j 3 жыл бұрын
እፍፍፍ ደስ ክቡሉ ስድራ እግዚአብሔር ሓዳርኩም ይባርከልኩም ሰምራ ብጣዕሚ እየ ዘድንቀኪ
@galtigray6523
@galtigray6523 3 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም💖💖
@meronkidanemariam3363
@meronkidanemariam3363 3 жыл бұрын
Btaemi znead jigna meraya.....wetat....memhr kufue aytrkeb edmen tenan yihabka ms mulue sdraka...🙏🙏🙏
@binieriboy28
@binieriboy28 3 жыл бұрын
ውሻጠና ሜድያ ቁጽሪ ሞባይል ናይዚ ሓውና ባ ጸሓፉልና ፕሊስ።
@WushatenaMedia
@WushatenaMedia 3 жыл бұрын
ናብ facebook.com/wushatena.media መልእኽቲ ፀሓፈልና እሞ ንሙሉ ሓቲተ ፅባሕ ክምልሰልካ እየ።
@user-rm8bw7kf8d
@user-rm8bw7kf8d 3 жыл бұрын
ሙሉየ ክብሪ ይሃብካ ዘሓወይ መዓረይ ፈጣሪ ይሓልካ
@user-dt1yh3lc6k
@user-dt1yh3lc6k 3 жыл бұрын
ብሓቂ ኣሰይይይ ጹሩያት ክንደይ ደስ ይብሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ደስ ዝብሉ ስድራ ኣጆኹም ኣሕዋተይ
@bestebeste1813
@bestebeste1813 3 жыл бұрын
♥️♥️🙏
@muezmehari4364
@muezmehari4364 3 жыл бұрын
አምልክ ዕደምን ጥዕናን የብካ
@biniamandegiorgis7081
@biniamandegiorgis7081 3 жыл бұрын
መሓመድ ሰራጅ ጻዕራም ሰብ በዓል ምሉእ ኣካል ዕድመና ከይዱ እንዳሃለናወ ብምንታይ ክነዕብዮም ደቅና እንዳበልና ንነብስና እውን ይኸብደና ኣሎ እዚ ወዲ ግን ሓያል እዩ ተስፋ ሂወት እዩ
@azmeramohammed4782
@azmeramohammed4782 3 жыл бұрын
ደስ ክብሉኻ ዕድመን ጥዒናን ይሃንኩም ማሻ ኣላህ ፅቡቃት ቆልዑ ወሊድኹም ብጣዕሚ ደስ ዝብል እዩ
@uehudh6134
@uehudh6134 3 жыл бұрын
ሙሉየ ክቡር ኢኻ ክብሪ የሃብካ
@mulugebre6918
@mulugebre6918 3 жыл бұрын
Thank you so much for everything !!🙏
@binyam1578
@binyam1578 3 жыл бұрын
አምበሳ 😭🌻😭💜🧸🧸🧸🧸🍇💐💖
@lave9644
@lave9644 3 жыл бұрын
ኣምላክ ምስ ፍቅርኩም የንብርኩም ሙልየ ፈጣሪ ምሳካ ይኩን
@mazafrish5545
@mazafrish5545 3 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም ሓዳርኩም ይባርኮ አሕዋተይ
@gerebrhane6777
@gerebrhane6777 3 жыл бұрын
ኣብቤየት ፍቅሪ ጥዑም
@user-bp6jp4qh3j
@user-bp6jp4qh3j 3 жыл бұрын
ማሻአላህህህ ጠንኮራ ማሻአላህህ ብደቅካ ተሐጎስ ሙሉ ሐውና ዕድመን ጥእናን ይሃብኩም
@user-yv2cs8ml7k
@user-yv2cs8ml7k 3 жыл бұрын
ሓወና ጀግና 😍😍😍😍
@letinaabreha3205
@letinaabreha3205 3 жыл бұрын
God bless u guys🙏🙏🙏🙏😍😍❤❤✊✊
@harakmaid5869
@harakmaid5869 3 жыл бұрын
Asey zhaftey tebareki
@allemkidanemariam2164
@allemkidanemariam2164 3 жыл бұрын
እሰይይይ ደሰ ክብል
@HiHi-gx6bi
@HiHi-gx6bi 3 жыл бұрын
ስላም ሓወን
@mikalberhanehailu8124
@mikalberhanehailu8124 3 жыл бұрын
Ajoka hawey nàtey
@destakonjo6192
@destakonjo6192 3 жыл бұрын
መምሃር ሙሉ ዕድመ ይሃብካ
@binyam1578
@binyam1578 Жыл бұрын
ሰላም ሰላም ኣማኒ ረቢ ኢካ እሞ ኣብዚ እዋን 🧸☂️🧸☂️🧸☂️🧸☂️🌿
@zewditesfatsin7114
@zewditesfatsin7114 3 жыл бұрын
og amlak yhagzika hawey kelil srah aykonen tserho deleka anes bkemey zisided kemzikone zeyfelt koyne ember des mbeleni tebareku haftkum zewdi kab eritrea
@user-bs8db6iu6j
@user-bs8db6iu6j 3 жыл бұрын
ኣሰይይይይይይ❤❤❤🥀🥀🥀
@user-ie4sp3wn6t
@user-ie4sp3wn6t 3 жыл бұрын
Mashaallah
@mhreteabandom6529
@mhreteabandom6529 3 жыл бұрын
🌹🙏
@jju8558
@jju8558 3 жыл бұрын
ayzka zhwey
@isaiastesfahannshaile2892
@isaiastesfahannshaile2892 3 жыл бұрын
Waww dess kubluka ab gethom hagos meliwom. 👍👍👍👍👍👍👍👍👍
@hiadd3496
@hiadd3496 3 жыл бұрын
ማሓመድ ሲራጅ ኣብሽር ኩሉ ናይ ረቢ እዩ ሞ ኣጆኻ ኣላህ ይሕፈዘክ መምህር ሙሉ ካዓ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@azmeramohammed4782
@azmeramohammed4782 3 жыл бұрын
ማሻ ኣላህ ክቡር ሓውና ዕድመ ጥዒናን ይሃብኻ ብደቅኻ ኽበር
@user-xm5ym7gy8x
@user-xm5ym7gy8x 3 жыл бұрын
አስይይይ ደስ ክብልኩ ሓድረም እግዚአብሔር ይሓልውኩም
@neaminalawi2647
@neaminalawi2647 3 жыл бұрын
Eway ezia media ezias GBU guys
@mariamkasa5825
@mariamkasa5825 3 жыл бұрын
Mashaaallah
@gebreandemichael8975
@gebreandemichael8975 3 жыл бұрын
WOW HE IS SMART AND GREAT
@aslitub
@aslitub 3 жыл бұрын
Betam des zebel eyu
@hiyabhabtestsien7344
@hiyabhabtestsien7344 3 жыл бұрын
Eway teawitlki brkti xbukat sdrabet bruhat gex 😊😊🇪🇷🇪🇷
@hdhdhrhd8405
@hdhdhrhd8405 3 жыл бұрын
😘😘😘😘😘😘
@makdasadonya7290
@makdasadonya7290 3 жыл бұрын
Wawwwwwww
@isaibrahim2375
@isaibrahim2375 3 жыл бұрын
Rebi idmen teinan yehabka ab srahka asalto yminyelka. Nseka bhaki lewah seb ika 👉🏾💛💛 much love From your Ertrean Brother,
@AhmedMohammed-ui7gn
@AhmedMohammed-ui7gn 3 жыл бұрын
Mashalah
@jemilaunurhusien8546
@jemilaunurhusien8546 3 жыл бұрын
Mash"Allah yane konjo... Super woman....
@neamagualasmara9094
@neamagualasmara9094 3 жыл бұрын
Alhamdililah. Mahamed Sirag Masha Allah bedqeka Tehagos
@salehmahmud9887
@salehmahmud9887 3 жыл бұрын
Mashallah edmen teinan yehabka
@dawitteame3666
@dawitteame3666 3 жыл бұрын
Nay behaqi zgerm egziabhier hadarkum ybark
@naxnetkidane288
@naxnetkidane288 3 жыл бұрын
Bhaqi azu des debl lbka ztnkf moral delewom sdra iyom
@osamapad2765
@osamapad2765 3 жыл бұрын
Aguoka mashailh🎧🐴
I Can't Believe We Did This...
00:38
Stokes Twins
Рет қаралды 127 МЛН
Зачем он туда залез?
00:25
Vlad Samokatchik
Рет қаралды 3,2 МЛН
ገድልን ቲክቶክን - ሰላም ኣብ ላዛ - ላዛ ትግርኛ
30:37
ላዛ ትግርኛ Laza Tigrigna
Рет қаралды 6 М.
DW International ውፅኢት ምርባሕ ደራሁ
21:54
Dimtsi Weyane Television
Рет қаралды 3 М.