መልሲ ድራማ ተዋሳእቲ ኣብ መንጎ ቀረፃ ዘሕልፍዎ ናይ ፀወታን ምሳሕን ሰዓት_ Melsi tigrigna drama members

  Рет қаралды 12,790

ጣዕሚ ኢንተርተይንመንት - TAEMI ENTERTAINMENT

ጣዕሚ ኢንተርተይንመንት - TAEMI ENTERTAINMENT

Ай бұрын

#melsi #melsitigrignadrama #መልሲ tigrignadrama #comedy #subscribe #subscribemychannel ‪@wendwa7710‬ ‪@WazaHagereseb-‬ ‪@mslientertainment1588‬

Пікірлер: 386
@user-sb4jm6kt2s
@user-sb4jm6kt2s 26 күн бұрын
ላይክ ኮሜንት ሸርርርር እሞ ናዓኹም ተዘይ ገይርናስ ልመን ንገብር ማዓራት ደቂ ትግራይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 26 күн бұрын
ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤❤
@abie3566
@abie3566 25 күн бұрын
@@user-sb4jm6kt2s እእ😅💝😍
@user-cn9zq7yn7w
@user-cn9zq7yn7w 26 күн бұрын
የማነ ሰላም ንዓካ እና እንታይ ድየ ክብለካ ደልየ ንስኻ ተዋሳኢ ኢኻ ስለዚ ከም ተዋሳኢ መጠን ኣብዚ ኣክተር ናይ መልሲ ዝሰራሕካዮ ኩሉ ኦዴንስ ብሕማቅ ነገር ስለዝፈልጠካ ኣብ ካሊእ ይኹን ኣብ ዝተፈላለየ ነገር ብፅቡቅ ስራሕ ምፀና ክንፅበየካ ኢና። እና ብጣዕሚ እየ ዘድንቀካ ሓዉካ ካብ ስዕዲ ዓረብ እየ ❤❤❤❤
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 26 күн бұрын
ደምሩኒ ኽብሬተይ❤❤❤❤🎉🎉
@BriBrii-ku9my
@BriBrii-ku9my 26 күн бұрын
ኩሉ ብሓራሰታይ እዩ ሓቅኹም ሓረሰታይ ይለምለም ❤ግን ያማነሰ ካፍረሕካ😢
@user-bl9tg7ub6t
@user-bl9tg7ub6t 26 күн бұрын
ኣነስ የማነ ናይ ናማን መሲሉ ይሰመዐኒ ብሓቂ ጀጋኑና መሲልኩም ከይ ኮነስ ኮይንኩም ስለትሰሩሑ ክብሪ ይግበኣኩም❤
@RaSs-xj1lt
@RaSs-xj1lt 26 күн бұрын
አነስ ክፈትወኩም ❤ ብፍላይ እዚ ሓደ ብጣዕሚ እየ ዝፍትወይ❤ ሽኮረይ ኩሉ ግዜ እየ ዝርኦ ደሙ ብጣዕሚ እየ ተፈተዊ ርጉእ እየ ለ ቀጢነ እዩ ለ ብዝኮነ ብጣዕሚ እየ ስፈትዎ እም ከም ፍቃድ አምላክ ካብ ስዕዲ ተመሊሰ እቲ ልዑል ፈጣሪ ፍቃዱ እንተ ኮይኑ ብአካል ንክረክቦ ብጣዕሚ ብጣዕሚ እየ ዝምነ ከም ፍቃድ አምላክ የኔ ልዩ ነህ ለእኔ❤ ❤❤ ፍቃደኛ ተኮይነካ ውን ተላሊና ክንጸንሕ ደስ መበለኒ ❤ ብካሊእ አይትሕሰቦ ብጣዕሚ ዝፈትዎ ወዲ ቤተሰበይ ነይሩ ንዓካ እዩ ዝመስል እሞ ግን የለን ተሰዊኡ እየ ንዓካ ክርኢ ከለኩ ድማ እዚ ቤተሰበይ ይመስለኒ መልክዕካስ ትሕትናካስ ዓይንካስ በቃ ንዑኡ ኢካ ትመስል ❤❤❤ ንመን ኮን ትከውን ዶ ትብሉ አለኩም ? ንኩለኩም አይኮነን አጆኩም ንሰየ ሰብአይ ብረይ እየ ❤❤❤❤
@berryfamily2846
@berryfamily2846 26 күн бұрын
እሰይይይይ❤❤❤❤❤
@user-bo4yr7ms2d
@user-bo4yr7ms2d 26 күн бұрын
ኣነስ የመነ ናይ ብሓቂ ጨካን ዝመስለኒ ነገርስ😂 ቐደማኹም ተጋርዋኒ ሳሓቑም የብዘሐዮ ፍትዉ እየ ዘብሉኩም❤🎉
@user-jw7zo8es4b
@user-jw7zo8es4b 26 күн бұрын
ዋላ ኣነ ካብቲ ድራማ ወፃኢ እውን ጨካን እዩ ዝመስለኒ
@EtadaErada-rs9bz
@EtadaErada-rs9bz 25 күн бұрын
ዋላ ኣነ😂😂😂
@amekaa1044
@amekaa1044 24 күн бұрын
ንኩሉ እዩባ ጨካን ዝመስሎ
@user-bo4yr7ms2d
@user-bo4yr7ms2d 24 күн бұрын
@@amekaa1044 ክክክ እወ 😁
@user-hk1bq7tr7t
@user-hk1bq7tr7t 24 күн бұрын
ዋላ አነ😂😢
@user-tl4ez9so7r
@user-tl4ez9so7r 26 күн бұрын
ጥዒምናካ ጣዓመዋይ ይጥዓምካ❤❤ ግጥሚ እያ ተጋሩዋይ ጥዑማት😂❤❤
@edltiabrha7716
@edltiabrha7716 26 күн бұрын
comments ብየማነ መሊኣ ኣጀኩም ተጋሩዋይ ድራማ እዩ ዘፍርሐኒ😂ዋላ ኣነ ግን ብጣዕሚ እዩ 😅 ሶ ይሞቹኩም ፅሩያት❤
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 26 күн бұрын
ሳብስኽራይብ ግበሪለይ ማዓረይ❤❤❤❤
@Azebsabawitg
@Azebsabawitg 26 күн бұрын
ዋይዋይ ወዮ የማነስ ናይ ብሓቂ ፀላኢኦም ዝሞተ መሲሉኒ ደንጊፀ ድራማ ምኻኑ ረሲዐ ንዕድመ ይግበረልካ 😂
@fryattsegay
@fryattsegay 26 күн бұрын
Kkk
@fotofoto378
@fotofoto378 26 күн бұрын
ብሞት መሲሎም ዝፍለዩ ዝነበሩሲ ሓደሓደ ሰባት ሓቂ ገይሮም ዝወስድዎ ብዝሓት ኣለው
@yfu9997
@yfu9997 26 күн бұрын
❤❤ ጠጥዕሙ ልኣኩም ተጋርዋይ የማነ ናፍቀዮ ነይረ ተመስገን ❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@user-yb9fv7xy6l
@user-yb9fv7xy6l 26 күн бұрын
ሽኮሪናታት ደቂ ሪመይ ዓይኒ ምሸት ግን ከመይ ገይርኻ ክትሰርሕ ኢኻ ሓፋር ኢኻ ኢለ እየ ኣብ ኩሉ ሓፋር ኢኻ ኣጆኻ እባ ድፈር ቧእ ይመቸውኩም❤
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 26 күн бұрын
ሳብስኽራይብ ግበሪለይ ማዓረይ❤❤❤❤
@user-uy1tl1cq7m
@user-uy1tl1cq7m 24 күн бұрын
ኣቱም ሰባት ፊቅር ዝዳሓዘኩም ኣለኹምዶ ከምዚ ከማይ ምዞም ፁሩያት ተዋሰእቲ😂❤❤❤❤
@konjo-vq9bz
@konjo-vq9bz 27 күн бұрын
የማነ እውን እንሄ 😂
@HIfti-H
@HIfti-H 26 күн бұрын
ሳብስክራይብ ግበሩለይ🎉❤
@fotofoto378
@fotofoto378 26 күн бұрын
😂😂😂
@dfghhhdfgghh6981
@dfghhhdfgghh6981 26 күн бұрын
ዋላ ኣነ ነማን መስልን ዝመተ ስ ደንግፀ 😂😂❤❤❤❤
@dfghhhdfgghh6981
@dfghhhdfgghh6981 26 күн бұрын
😂😂
@user-rs8bd8un8y
@user-rs8bd8un8y 26 күн бұрын
​@@dfghhhdfgghh6981😂😂😂😂
@MedhinDesta-mt5vj
@MedhinDesta-mt5vj 26 күн бұрын
ቃደማኩም ተጋሩዋይ ዓይኒ ፀላኢኩም ይደፈን🙏የማነ ግን ማኣዝ ተመሊሱ😂😂😂
@HIfti-H
@HIfti-H 26 күн бұрын
ሳብስክራይብ ግበሩለይ❤
@Asa-dv3gv
@Asa-dv3gv 26 күн бұрын
😅😅😅😂😂😂
@dfghhhdfgghh6981
@dfghhhdfgghh6981 26 күн бұрын
😂
@user-sc2di1uv7s
@user-sc2di1uv7s 26 күн бұрын
😂😂😂😂😂 ምይትካ መምላስ እባ ኢኒየ እዩ😂😂 ወዮ የማነ ተመሊሱ
@slamah.33slamah2
@slamah.33slamah2 26 күн бұрын
ንሱኩም እናሳሓቁኩም ትሰርሑዎ ኣነ እናበከኩ ይሰሞዖ 😢
@HIfti-H
@HIfti-H 26 күн бұрын
ሳብስክራይብ ግበሩለይ አዘና
@selamSelam33-ll1bs
@selamSelam33-ll1bs 26 күн бұрын
ብሓቂ ንሕና ሓቂ መሲሉና 😢ንበኺ ንሶም 😁😁😁😁 ይመችኩም ግን ሎሚ ታይኮየና ዘይመፀት ንጭንቀት ተወሳኪ ጭንቀት ብሃንቀውታ ከም ጥንስቲ ሳዓታት ይቆፅር ቀንየስ ተወሳኪ ከአ ክቋፅር ዋይይይይይ😢
@Asa-dv3gv
@Asa-dv3gv 26 күн бұрын
ብጣዓሚ እዩ እኮ ዘገረም ❤❤😂😂😂
@FanaMahari-bf8tv
@FanaMahari-bf8tv 24 күн бұрын
ዋላ ሳሓቅ ይወስኽሉ እምበር ኣብ ትግራይ ዝስራሕሎ እዮም ዘውፅእወሎዉ​@@selamSelam33-ll1bs
@brijap5171
@brijap5171 18 күн бұрын
ዋላ ኣነ ድራማ ምኻኑስ ዘንጊዐ ነይረ ኣይይ😂😂😂ብዝኮነ ይመቺየና👍😘
@GmhlHpyu
@GmhlHpyu 24 күн бұрын
ኣየ መጀሙዐይ ኩሉ ዘጥዕመሉ. ጀግና❤❤❤❤ ዓይኒ ትግራይ ኢካ ኮ❤❤❤❤❤
@HiwanAbdi-zc5fz
@HiwanAbdi-zc5fz 4 күн бұрын
ታጋሩዋይ ሰላምኩም ይብዘሐለይ 🥺🤲❤️💛
@zufangaltewahado7247
@zufangaltewahado7247 26 күн бұрын
ደስ ባሃልቲ ደቂ ሪመይ ብፃይ ዓይኒ ምሸት ብክልተ መባይል ገይረልኻ ጅግና ሓውና ናይ ባዕልና ነዐቢ ተጋሩ ኣሕዋተይ❤❤❤
@Hareg675
@Hareg675 26 күн бұрын
ግርምም ማዓሸይ እዩ ጎበዛት ዞም ናትና❤🙏
@dudy8366
@dudy8366 26 күн бұрын
ተጋሩዋይ❤❤❤የማነ የፍረሐኒ ነይሩ😁😁
@AbiAbiHadgu
@AbiAbiHadgu 26 күн бұрын
🤣🤣
@user-sc2di1uv7s
@user-sc2di1uv7s 26 күн бұрын
ኣነ ለ😂😂😂
@Tdf-fg9qc
@Tdf-fg9qc 24 күн бұрын
ክሳብ ትመፅና ብሃንቅውታ ንፅበለና ደቂ ሓራስ ነብሪ ትግራይ ❤
@tigstitigsti9607
@tigstitigsti9607 16 күн бұрын
❤❤❤ እሰይይ ናይ ቀደም ኣብ ድግሳት ዝድረፍ ደርፍታት ኣዘኪርኩምና
@user-kq3dk6mf5w
@user-kq3dk6mf5w 25 күн бұрын
የማነ ናይማን ጨካን ይመስለኒ ብድራማ ዝረኣኩዎስ ይመችውኩም ፅራያት እንኳዕ ድማ ኣብፀሐኩም ንሓወርያ❤❤❤❤❤
@user-wd1oz4ru4z
@user-wd1oz4ru4z 26 күн бұрын
አጀኩም ጥዑማተይ ንዓካቱም ዘይአዕበነ ንመን ክነዕቢ ፍቅርኩም ይብዛሕ🎉🎉🎉
@fdg761
@fdg761 26 күн бұрын
ንኹሉ ግዜ ስሓቑ እግዚአብሔር ሰላም ይሃበና❤❤❤
@jdjd3051
@jdjd3051 26 күн бұрын
የማነ ኣይሞተይ ድዩ ዝጨካን 🤣🤣🤣🤣🤣
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 26 күн бұрын
ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤❤
@user-sc2di1uv7s
@user-sc2di1uv7s 26 күн бұрын
😅😅😅😂😂
@user-jh1xc7pi8i
@user-jh1xc7pi8i 23 күн бұрын
ተጋሩዋይ ፅባቃት❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@mohausnegmmadkurdi796
@mohausnegmmadkurdi796 24 күн бұрын
እሰይ ደስ ክትብሉ ሽኮራት ንዓኹምስ ሳብስክራይቨ ጥራሕ ዘይኮነስ ካልእ እውን ይግበኣኩም እዩ
@SmilingDinosaurFossils-oi3jx
@SmilingDinosaurFossils-oi3jx 25 күн бұрын
የማነ እውን እኒሀ ኣሰይ 10000 ዓመት ንበርሉና❤❤
@user-ed7oq6yy9p
@user-ed7oq6yy9p 25 күн бұрын
ዠፈትወኩም ተጋሩዋይ ፃሓይ ገፆም ንብሩልና ኣሕዋተይ ንፈትውኩም ኢና 🙏❤❤💋💋💋
@Alamenashymana
@Alamenashymana 23 күн бұрын
ጡጡዑሙ. ናዓኹሙ. ተጋሩዋ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@Meme-kk4wg
@Meme-kk4wg 26 күн бұрын
ኣሰይይይይ ዕዲመን ጥዕናን ናኣኩም ደቂ ዓደይ ማዓረይ
@Hareg675
@Hareg675 26 күн бұрын
ሽሻይ ሓወይ ኣይረሳዕኻዮን ዘለኻ ማዓሸይ ጎበዝ ኢኻ ዓደይ አረሳዕኻዮን ጎበዝ ወዲ ሩባይ
@user-fw6bz8sq3v
@user-fw6bz8sq3v 24 күн бұрын
ተጋሩዋይ🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
@SelamTesfay-df8xn
@SelamTesfay-df8xn 26 күн бұрын
እንዃዕ ብሰላምምምም መፃኩም ብፃይ ዓይነምሽት ሰናይ ምጅማር ይግበረልኩምምምምም
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 26 күн бұрын
ሳብስኽራይብ ግበሪለይ ማዓረይ ❤❤❤❤🎉🎉🎉
@user-di3oq5rt4u
@user-di3oq5rt4u 24 күн бұрын
ተጋሩዋይ ኣነስ ክፈትወኩም መዓት እየዋ ድራማኩም ግን ናይ በሓቂ እዩ ዝመስለኒ ❤
@zufanamera8795
@zufanamera8795 26 күн бұрын
😂😂😂የማነ እንዮ ድዩ ለካስ ቸጫዋቲ እዩ ከፍረሐኒ ነበረ ሓደ ጨካን እዩ ዝመስለኒ ነበረ ተጋሩዋይ መቸኹም
@HIfti-H
@HIfti-H 26 күн бұрын
ሳብስክራይብ ግበሩለይ
@ኣፅቢ
@ኣፅቢ 26 күн бұрын
😂❤😂❤😂❤
@SOLYANA434
@SOLYANA434 2 күн бұрын
ተጋሩዋይ🥰😘
@user-oe1vl4rh7c
@user-oe1vl4rh7c 25 күн бұрын
ተጋሩዋይ ይሞቸኩም ❤❤❤❤❤
@HhBb-lr4tn
@HhBb-lr4tn 26 күн бұрын
አየ ስዋ አየ መንኪዒቶ ብዓለባ እያ ፀሚቃቶ😂😂 #አወዳትለ ይፎልጥዎ ድዮም ዙናእዳ😂❤
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 26 күн бұрын
ሳብስኽራይብ ግበሪለይ ማዓረይ❤❤❤❤
@KhanKhan-xw1hn
@KhanKhan-xw1hn 24 күн бұрын
ዋይ እዚ ሽላ ድቃቶሎ ቆንዓ እንሆ አይመተይ መይቱ ላመሰለን😂😂❤❤❤❤
@user-bp5ye2rh6f
@user-bp5ye2rh6f 25 күн бұрын
እሺ ቃልጢፍኩም ኑዑ❤❤❤❤
@UjJh-yw9hi
@UjJh-yw9hi 26 күн бұрын
ዝሞተ ይምለስ ድዩ😂 የማኖ ማኣዝ መፂኻ😂😂ብዝኾነ ይፈትዎኩም እየ❤ እስኹም ላሳሓቅኩም ትሰርሕዎ😂 ኣነ ናበኸኹ ይሪኦ😢❤❤
@tirhasagw5728
@tirhasagw5728 26 күн бұрын
This is so beautiful❤❤💃😂🎉🎉
@brhaneye9521
@brhaneye9521 24 күн бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃኹም በርትዑ 😊
@sarayan525
@sarayan525 26 күн бұрын
አኘስ የማነ ናይ ብሓቂ ጨካን ኮይኑ ዝሰማዓኒ ነገርስ 😂😂😂😂
@Abea-gw6ud
@Abea-gw6ud 26 күн бұрын
ብጣዕሚ ደስ ባሃሊ ብፃይ ዓይኒ ምሸት❤❤❤❤
@EtadaErada-rs9bz
@EtadaErada-rs9bz 25 күн бұрын
ኣቱም ሽኾራት እንቋዕ ብደሓን መፃኹም ብሉፃተይ ተጋሩዋይ❤️💊💎🥰
@hdjf4
@hdjf4 26 күн бұрын
አነስ ክፎትዎም ይመችኩም ተጋሩየይ ❤❤❤
@SmilingDinosaurFossils-oi3jx
@SmilingDinosaurFossils-oi3jx 25 күн бұрын
መጅሙዕ ዘድንቀካ ሽላ ዘፍቅረካ ዓይንምሸት ትሕትናካ❤መንጢላ ዝፈትየኪየድንቀኪ ለ የማነ ክተፍርሕ ኩሉኩም ❤ይፈትወኩም ❤ቀልጢፍኩም ከይተቋርፅዋ መልሲ 100ታት ትብፃሕሕ❤
@AndebrahanHaile-zc7mk
@AndebrahanHaile-zc7mk 26 күн бұрын
መጢላ ሸኮር ❤❤❤ከመይ ድየ ፍትዉትዉ ዘብለኪ❤❤❤❤❤
@mlientesfahney
@mlientesfahney 25 күн бұрын
አነስ ንየማነ ናይ ብሓቂ ጨካን ዩ ዝመስለኒ ተስፋ ይገብር የዋህ ኮንካ ብኻልእ ገፀ ባህርይ ክትመፅና So I Love all ጀጋኑ ጎቦዛት ጥራሕ ዘይገልፃም ኣሕዋተይ ❤
@EtadaErada-rs9bz
@EtadaErada-rs9bz 25 күн бұрын
ኣቤት ማዓሸይ ትክእልሉ ኢኹም😂❤❤🎉
@user-sc2di1uv7s
@user-sc2di1uv7s 26 күн бұрын
ዋይ ወዮ የማነ ይርእ አለኹ ፍሪሕ😊
@user-qs8tv3hq7u
@user-qs8tv3hq7u 5 күн бұрын
ክፋል 51ከመይ ገይርና ንረክቦ🙏🤲
@BreFekr
@BreFekr 26 күн бұрын
❤❤ተጋሩዋይ ሙቅራት❤❤💊💊💊😘
@Slama-yv2ei
@Slama-yv2ei 26 күн бұрын
በርትዑ ተጋሩዋይ ይመቺኩም❤❤❤❤
@Mqnay
@Mqnay 23 күн бұрын
ብጣዕሚ ደስ ትብሉ
@azitabrha
@azitabrha 19 күн бұрын
😊ere feliyat zekonukum sebat ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉yemchkum❤🎉🎉🎉🎉
@user-ru9df1lv4z
@user-ru9df1lv4z 25 күн бұрын
ንኹሉም ይፎትወኩም እየ የማነ ግን የፍቅሮ እየ ብሓቂ
@user-hq9pw6up8b
@user-hq9pw6up8b 26 күн бұрын
ኣሰይ ደስ ትብሉ ተጋሩዋ ስሓቅኹሙ ያብዝሓዮ❤❤❤❤❤
@user-qb1rc9lm3r
@user-qb1rc9lm3r 26 күн бұрын
ተጋሩዋይ ጹቡቃተይ ❤️❤️
@beriresom6689
@beriresom6689 26 күн бұрын
የማነስ ብሓቂ ኹፉእ እዮ ዝመስለን ዝነበረ ይሞችኹም ሙቁራት ❤❤❤❤❤
@MaMa-el7jq
@MaMa-el7jq 26 күн бұрын
ተጋሩዋኒ❤❤❤❤ፍቅርታት ፍትውትው❤❤❤❤🎉🎉🎉
@asayyeebyo182
@asayyeebyo182 21 күн бұрын
ንሞተ ዶ ይምለስ እዩ የማነ😢😂😂 አሰይይይይ ፍቁራተይ አምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤❤❤
@brllabay3842
@brllabay3842 26 күн бұрын
ተጋሩዋይ ጀጋኑ የማነ እንካዕ ብሰላም መፃካ😂😂😂😂🤣🤣❤❤❤❤❤❤❤
@AbiAbiHadgu
@AbiAbiHadgu 26 күн бұрын
ሳብሰሰክራይብ ግበርለይ ሓላለይ
@rewina11
@rewina11 25 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ንኩልኩም ፈተውተይን ፀላእተይን ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@KhanKhan-xw1hn
@KhanKhan-xw1hn 24 күн бұрын
አነ ግን ናይ ብሓቅ ጨካን ይመስለን ነይሩ😂❤
@WeWe-iz2eh
@WeWe-iz2eh 26 күн бұрын
ሰናይ ሰራሕ ይግበረልካ❤❤❤
@user-my8yp8xv6l
@user-my8yp8xv6l 26 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😂😂😂😂😂🎉🎉
@tamaykndeya1107
@tamaykndeya1107 26 күн бұрын
ከም ናይ የማነ ዓይነት ካራክተር ሒዙ ዝዋሳእ ተዋሳኣይ ቀልጢፉ እንተርቢው ክግበረሉ እዩ ዝግባእ ።ክመፀልና ኣለዎ ትብሉ ላይክ ርገፁ ኣብ ዝቅፅል የማነ ቃለ መሕተት ይገበረሉ ብዝተረፈ ስራሕኩም ፅቡቅ እዩ ንጓል ትግራይ ውን ኣምፁልና
@Tsgab-Tube
@Tsgab-Tube 25 күн бұрын
ሳሓቅኩም ብዝሕ ይበል ደቅ ዓደይ🙏💕💕💕
@ejjshh2980
@ejjshh2980 16 күн бұрын
አነ የማነ ክሪኢ ናሃለኩ ይፈርሕ እየ
@gallwejerat147
@gallwejerat147 26 күн бұрын
የማነ ሽፍታ ከዓ ኣሎ 😂 ይመችኹም ተጋሩዋ❤
@user-fy7fz7dt1h
@user-fy7fz7dt1h 26 күн бұрын
በጣዕም ደስ ምባሉኹም
@kbragaltigray4687
@kbragaltigray4687 25 күн бұрын
Anes kfetwekum deki tgray adey💗💋💗💗💗💗💗🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳💋💋💋💋💋💋💋
@SaraSara-cg3fx
@SaraSara-cg3fx 25 күн бұрын
ኣታ የማነ ዉን እኒሀ ብጣዕሚ ከፍረሐካ እዋዕ እንኳዕ ኮላይ ኣብ መንገዲ ከይረኽቦ😅 ብሓቀይ እየ ጨካን ኮይኑ እዩ ድስመዓኒ🤗
@warkenhsam1362
@warkenhsam1362 25 күн бұрын
አታ ይመችኹም ተጋርዋይ አነስ ኽፈትየኩም መዓት ❤❤❤የሜ ኸዓ ካብ ሲኦል ስለልተመለስኻ😂😂 ዌልካም 🎉😊
@user-lh5xm9ct2t
@user-lh5xm9ct2t 26 күн бұрын
ኣነስ ክፎትወኩም ተጋሩዋይ ♥️♥️♥️♥️
@SwSw-gs9jc
@SwSw-gs9jc 26 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉ሰላም ምጅማር ይግበረልክም❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@IkramIkram-gr9il
@IkramIkram-gr9il 24 күн бұрын
ዋይ የማነ ዶ ኣሎ እዩ 😂😂😂🎉❤🎉❤
@mulualemayehu6576
@mulualemayehu6576 26 күн бұрын
እቲ ፀላኢ ኮይኑ ዝሰርሕስ ሓቂ እናመሰለኒ ፀሊአዮ።
@fdg761
@fdg761 26 күн бұрын
በርትዕ❤❤❤❤❤ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም ኣሕዋተይ❤❤
@user-ff8ow4tq1p
@user-ff8ow4tq1p 26 күн бұрын
ይመቸየኩም❤
@user-ek9eo4mc3z
@user-ek9eo4mc3z 26 күн бұрын
ኣዘኪርኩሙና ዓድና❤❤❤
@nebyat2363
@nebyat2363 26 күн бұрын
እልልልልልልልልልልልልልል❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@negestinina-dg6pi
@negestinina-dg6pi 24 күн бұрын
የመነ ለ እኒኦ😂😂😮
@user-sb4jm6kt2s
@user-sb4jm6kt2s 25 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉ድምፂ ብፃይ ሽላን ዝተመቸዉ ላይክ ንግበር❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Mqnay
@Mqnay 23 күн бұрын
ተሎ ምፁና
@user-uy1tl1cq7m
@user-uy1tl1cq7m 24 күн бұрын
ሐዚ አየ ሳሰክራይብ ገይር ❤🎉🎉
@khankhan1509
@khankhan1509 26 күн бұрын
❤❤❤❤❤
@HailayGebreegziabhier-mu4pv
@HailayGebreegziabhier-mu4pv 22 күн бұрын
ይደገም ወዲ ዓበይቲ
@tigraytigraweyti6747
@tigraytigraweyti6747 26 күн бұрын
ዋይይይ የማነ ጨካን አሞት ዱዩ😂😂😂 ጀጋኑ አጀኹም በርቱዑ❤❤❤❤❤❤
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s 26 күн бұрын
ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤❤🎉🎉🎉
@user-pu6yc3ov9o
@user-pu6yc3ov9o 26 күн бұрын
ኣሰይ ፅሩያት ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@yyuu5035
@yyuu5035 26 күн бұрын
ተጋሩዋኒ ፍሉያት❤❤❤
@solomonbeyan-zv5mp
@solomonbeyan-zv5mp 26 күн бұрын
ተጋሩዋኒ ኣሎ ዲዩ እዚ ንጋል ትግራይ ዝቀተላ ኣረመን ዝኮነ ስብ ሰላም ናዓኩሙ 😂😂😂
@fryattsegay
@fryattsegay 26 күн бұрын
Kkk
@HirHirhp
@HirHirhp 26 күн бұрын
ዓይኒ ምሸት ግን ማዓዝ ኢካ ክትደፍር 😅ይፈትየኩም እየ ደሞ ሓላላተይይይ❤❤❤
@TSGA97
@TSGA97 25 күн бұрын
Gal tgray iba amxiwa❤❤❤
@mebrihitgirmay3131
@mebrihitgirmay3131 18 күн бұрын
Betaemmm eku des bahelt deki aedey
ሄሉ እውነቱን ተናገረች #endalktube #helutube
33:16
ኣየ ባባ ዘርእስታ መስሐቂት ድራማ
19:13
Zufan Entertainment
Рет қаралды 93 М.
What it feels like cleaning up after a toddler.
00:40
Daniel LaBelle
Рет қаралды 91 МЛН
Survive 100 Days In Nuclear Bunker, Win $500,000
32:21
MrBeast
Рет қаралды 104 МЛН
哈莉奎因以为小丑不爱她了#joker #cosplay #Harriet Quinn
00:22
佐助与鸣人
Рет қаралды 8 МЛН
ኣብ ቀረባ እዋን ብሓዱሽ ስራሕ ተፀበዩኒ! ቲክቶኸር ኤሞን ፌክ
30:27
HARAMBEE SHOW WITH MULE | ሓራምቤ ሾው ምስ ሙሌ
Рет қаралды 12 М.
ትግርኛ tiktok
11:54
@አሹ የክር ጥበብ
Рет қаралды 18 М.
как пройти скулбоя за 36 секунд?
0:22
Holy Baam
Рет қаралды 1 МЛН
Мировой Рекорд по Засыпанию (@DazByron )
0:30
Голову Сломал
Рет қаралды 11 МЛН
Арбузорезка 🍉
0:42
Сан Тан
Рет қаралды 4,4 МЛН