No video

Mebred Media | Part Two ዊንታ ሞኮነን ምስላ ዝጋጊየትሉ መድረኽ| New Eritrean show with Awet, Winta & Hannibal

  Рет қаралды 276,003

MEBRED MEDIA

MEBRED MEDIA

Күн бұрын

Mebred Media | Part Two ዊንታ ሞኮነን ምስላ ዝጋጊየትሉ መድረኽ|
unauthorized use, distribution, and reupload of this content is strictly prohibited
Copyright © Mebred Media 2020
© All rights reserved.

Пікірлер: 1 400
@user-hy2pt3tr1d
@user-hy2pt3tr1d 3 жыл бұрын
ሜሮን ወዲ ሓውቦይ & ልዋም ቴድሮስ ኣቅርበልና ትብሉ ኤፊ ካማን ላይክ በቃ ዊንታ & ሃኒ ዓዊታ ስሕንክምዋ እዋይ ሓሩጭ ከፀብቀልኩም 😁😂😂 ዜናዊ ዓርከይ love you😘
@oneloveonelove6032
@oneloveonelove6032 3 жыл бұрын
Yes wedi hawebey amxealna🙏👍
@montehalamadrid7932
@montehalamadrid7932 3 жыл бұрын
yes
@filibahta8534
@filibahta8534 3 жыл бұрын
Yes
@amanueltesfagebriel753
@amanueltesfagebriel753 3 жыл бұрын
Awe
@user-st6kh9fu2b
@user-st6kh9fu2b 3 жыл бұрын
Yes
@mamaafrica786
@mamaafrica786 3 жыл бұрын
ሜሮን ወዲ ሓወበይ ኣሙጹልና ትብሉ ላይክ ወቅጡ፡፡
@ShushayHagos-tb7rp
@ShushayHagos-tb7rp 9 ай бұрын
Ewe ymxae❤
@tsegayteame2363
@tsegayteame2363 3 жыл бұрын
ናይ ልበይ ዝሳሓቁኩላ ግዜ ንዓካትኩምስ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ላይክ ድኣ ኣየናይ ኮይኑ
@binbinamedia2501
@binbinamedia2501 3 жыл бұрын
Kkkk
@Asmaraultra
@Asmaraultra 3 жыл бұрын
ዓወታ ሓወይ ኣብ ቀጻሊ ናሆም ሑቢ ን ሉል ቴድሮስ ኣምጻልና ኢኻ
@loveislove5857
@loveislove5857 3 жыл бұрын
Ya ane wun asmirela aleku gn ኣብዛ ጸወታስ ዓወት ሲዒሩ ኔሩ ምኽንያቱ እታ እንቃቅሖ ናቱ ጥራር ዝበሰለት ስለ ዝጸንሐት በዚኣ ፈልይዎም ኔሩ kkkkk
@wedigashbarka3215
@wedigashbarka3215 3 жыл бұрын
Master Awet zifetu like habuley
@habtegatmt1041
@habtegatmt1041 3 жыл бұрын
ድሕሪ 11 ዓመት ሎሚ ናይ ልበይ ስሕቀ ብሰንኪ ናብራ ስደት ሰሓቅ ርሕቁኒ እዩ ነሩ
@samrawitselemun8329
@samrawitselemun8329 3 жыл бұрын
Abayka
@missufamily28
@missufamily28 3 жыл бұрын
Oww hawey abayka😢❤✌
@aderufta561
@aderufta561 3 жыл бұрын
Halaley ajoka sehaq oalem sehaq u trfa
@delinakidane1526
@delinakidane1526 3 жыл бұрын
Abayka hawey natey🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-nc5wv3nl1b
@user-nc5wv3nl1b 3 жыл бұрын
Ajoka hawey natey
@haben760
@haben760 3 жыл бұрын
ን ሃኒባል ዝፈቱ ላይክ ይስቀት ኣብዚኣ
@lwamtesfit9982
@lwamtesfit9982 3 жыл бұрын
Betami ka enbr tefetawi nay ades abeba tewasati hani sekoer
@febufebu2592
@febufebu2592 3 жыл бұрын
ኣነ ኣለኩ😘💞💞
@yordanosteklu4340
@yordanosteklu4340 Жыл бұрын
Kkkkkkkkk
@solwadidesta890
@solwadidesta890 3 жыл бұрын
ሜሮን ወዲ ሓወቦይ ኣቕሪቡልና
@bereketkidane8375
@bereketkidane8375 3 жыл бұрын
ሜሮን ወዲ ሓወቦይ እቕሪቡልና
@Hordata770
@Hordata770 3 жыл бұрын
ስደት ካብ ዝወጽእ 6 ዓመተይ ከም ሎሚ ስሒቐ ኣይፈልጥን የ ሂወት ስደት ፍሽኽ ዘብል ምበር ዘስሕቕ ስለ ዘይኮነ ሎሚ ግን ናይ ሓቂ ስሓቕ ስሒቐ ንዓና ከተዘናግዑ ትገብርዎ ዘለኹም ጻዕሪ ኤርትራውያን ስነ ጥበባውያን ነበርቲ ኣዲስ ኣበባ ክብረት ይሃብኩም ኩሉ ግዜ ኣብ ጎኒ ህዝብኹም ምዃንኩም ከየመስገንኩም ክሓልፍ ኣይደልን ዓወተይ proud of you bro keep going ምስ መሳርሕትኻ ቤላ መደብ ኢኻ ኣዳሊኻ ዘለኻ ከምቲ ዝበልካዮ ኽኣ ታሪኽ ና ታሪኽ ኤርትራውያን ሕውስ እንዳበልኩም ብሉጻተይ ኣብ ዘለኹሞ ሰላምን ክሳነትን ይሃብኩም
@liyateklay5871
@liyateklay5871 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ ቀጽልዎ ኣብ ቀጻሊ ከኣ ንወዲ ሓወቦይን ልዋምን ከተቅርቡልና ንላቦ
@Abi-gl2bg
@Abi-gl2bg 3 жыл бұрын
እዋይ ካብደይ ቆስለ ብሳሓቅ ኣይትሳኣኑ ደቂ ኤረይ😂😂😂😂
@wegihuyemane2469
@wegihuyemane2469 3 жыл бұрын
ሜሮን ወዲ ሓወቦይ ሉዋም ቴድሮስ ኣምጻዮም ዜናዊ መሕጎል
@user-rq2zt7ff1h
@user-rq2zt7ff1h 3 жыл бұрын
ካብ እዞም ናይ ካምፓላ ብ100% ንስኻትኩም ትሕሹ፡ማለት ኩሉ ግዜ ትስሕቁ።ሙሉእ ዕድሜኹም ስሓቕ ይግበረልኩም
@onedaytv3053
@onedaytv3053 3 жыл бұрын
ብስሓቅ ዝጠረጠ ላይክ ኣብዚኣ
@asmeromlebassi1309
@asmeromlebassi1309 3 жыл бұрын
እዋይ ብስሓቅ ዝጠረተ ክክክክክክክክክ
@hayathayatrj6045
@hayathayatrj6045 3 жыл бұрын
BNATKA TSUHUF DEA TERTINA EMBEY
@rutaamaniel3502
@rutaamaniel3502 3 жыл бұрын
😆😆😆😆😆😆😆 motku 😆😆😆
@nardosyoutube1634
@nardosyoutube1634 3 жыл бұрын
Bnatka comment sihike 🤣🤣🤣🤣
@user-ou7rq5yj5n
@user-ou7rq5yj5n 3 жыл бұрын
ኣብ ዕድመይ ከም ሎሚ ስሒቀ ኣይፈልጥን ብዝኮነ ጎበዛት
@JOKER-bu1yr
@JOKER-bu1yr 3 жыл бұрын
ሓቅኛ ሰሓቕ ካብሰይ ሰሕቕ ነዊሕ አየ ጌረ ኔረ ከም ተፍልጥዎ ናይ ሰደት ናብራ መይጽ ጠራሕ አዩ ዘብልካ ሎሚ ገን በሓቂ ስሒቀ🤣🤣🤣 God bless you ደቂ ጀጋኑ ዓደይ 🇪🇷 ❤️❤️❤️
@matistudio596
@matistudio596 2 жыл бұрын
Ab asmera aleku do. Tbl nerka haqey🤣🤣🤣🤣
@JOKER-bu1yr
@JOKER-bu1yr 2 жыл бұрын
@@matistudio596 አወ ኣነ አየ አዚኣ ገን ኢድ ናይ አሜሪካ ምትአትታው ከይሃለወታ ኣይትተርፍን አያ በየን ደኣ ረኺብኻኒ ምዞም ሞሳድ ኢድ geዲ ኣለካ ኤዩ 😂😂🤣🤣😂✌️
@matistudio596
@matistudio596 2 жыл бұрын
@@JOKER-bu1yr 🤣🤣🤣ወኪል ናይ ዩትዩብ እየ😏
@l77nstore99
@l77nstore99 3 жыл бұрын
ኡፍፍ ከብደይ ቆሲለ ብሳሓቅ 😂😂😂
@user-im7lp7fm8t
@user-im7lp7fm8t 3 жыл бұрын
ቶማስ የማነ ይምጻእ ትብሉ ላይክ
@DestaFish98
@DestaFish98 3 жыл бұрын
ድሕሪ 5 ዓመተይ ኣብ ስደት ካብ ዝወጽእ ሎሚ ናይ ልበይ ስሒቐ!! ሶ ቀጽልሉ ዜናዊ ምሕረር ፡ ኣብ ቀጻሊ ከኣ(ሜርንወዲ ሓወቦይ)ምስ ( ልዋል/ሳሮን ) ኣቕርቡልና!thanks ከኣ guy's
@teweldebrhannegassi6404
@teweldebrhannegassi6404 3 жыл бұрын
ን ዘናዊ ዝፈቱ like ይግበር ቀጽሎ ዘናዊ ሃወይ ብታኣሚ ኢየ ዝፈትወካ።
@user-ty6bx8ge9p
@user-ty6bx8ge9p 3 жыл бұрын
ከክንድኦም ኣነ ማራ እየ ሓሪቀ ዘለኩ ኣባይኩም ሃኒ ዊንቲ መታባቢዒ ግጨውኒ ንወዲ ሓዎቦይ ምስ ክብረት ኣቅርበልና
@abrahamyohannes2267
@abrahamyohannes2267 3 жыл бұрын
Kibret ethiopiawi tgraway eyu slezi abti nay tegaru medeb teketatelo.
@leleygilay3002
@leleygilay3002 3 жыл бұрын
ክክክክክክክክክ ሰሓቅ ዕድመ፡የወስክ እዩ ሲሕቅና ሎሚ ናይ ሓርጭ ዝበለጸት ከምዚ ናይ ሎሚ ካብ ዘይ ንስሕቅ 10 ዓመት ኮይኑ ዕድመን፡ጥዕናን የሃብኩም ኣብ ስራሕኩም ካኣ ዓወትን ኣሳልጦን ይምነይ
@user-nd1ug7ff6j
@user-nd1ug7ff6j 3 жыл бұрын
عععععععععععععععع
@dave9428
@dave9428 3 жыл бұрын
ዊንተይ ደላቶ ኩሉ’የ ድሕብዮ ጽቡቕ መደብ ኣሕዋት ቀጽሉዎ!
@azmeragevh9993
@azmeragevh9993 3 жыл бұрын
እውይ በስምኣም ምዓንጣይ ቆሲለ ብስሓቅ ወዲ ሓወበይ ኣምፅእልና ሜሮን ገብሪሂወት ማለተይ እየ
@yonasmesfen4312
@yonasmesfen4312 3 жыл бұрын
N wedi haweboy , kbret amare, tomas rasta amxalna
@solomonokbaghbriel3800
@solomonokbaghbriel3800 3 жыл бұрын
ዝኸበርኩም ኣዳለውቲ እዚ ጸወታ ብጣዕሚ ኣዘነጋዕን መሳጥን ኢዩ ፡ ግዜኹም ኣጥፊኢኩም ከተዘናግዕና ምኽኣልኩም ብጣዕሚ ከመስግመኩም ይፈቱ። ግን እታ ብእኽሊስ ደስኣይበለትንንንንን። ብዝተረፈ ሰላም ወሰናይ ንዓኹም ።
@user-hh5jo7eb4b
@user-hh5jo7eb4b 3 жыл бұрын
ማራ ተጨኒቀ ኔረ ንዓኩም ምስ ራኣኩ ኩሉ ረሲዐዮ ኣድናቂትኩምን ሓፍትኩምን ካብ ትግራይ
@Wedi_lewi
@Wedi_lewi 3 жыл бұрын
don`t worry zhaftey
@mathiatemesghen3496
@mathiatemesghen3496 3 жыл бұрын
Aytcheneki shikor haftey kulu halafay eu
@user-hh5jo7eb4b
@user-hh5jo7eb4b 3 жыл бұрын
እሺ ኣሕዋተይ ማዓረይ የቀንየለይ
@user-bw9pp2gu1f
@user-bw9pp2gu1f 3 жыл бұрын
ሑሩጭ ከጸብቅርላ ንዊተይይይ ሞይተ በቃ ስሓቅ
@hadgunatnal9959
@hadgunatnal9959 3 жыл бұрын
ከም ሎሚ ኣይሰሓኩን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ጽቡቃት
@user-wh1sd6yj6r
@user-wh1sd6yj6r 3 жыл бұрын
ዓወት ሓወይ ንወዲሓውቦይይ ኣምፃኣልና ጁቡዐዐይ ደሞ ኬፍ ኣለኩም❤❤❤
@ShushayHagos-tb7rp
@ShushayHagos-tb7rp 9 ай бұрын
❤❤❤❤ewe
@maxamedmuxudincade3100
@maxamedmuxudincade3100 3 жыл бұрын
ኤፍሬም ኣፍሮ አንኮላይ ክብረት ኣማረ አንተ ዝመጹ ደስ ምበለና አስከ ምስዛ ሃሳበይ ትሰማመኡ
@user-uv3of1jg2y
@user-uv3of1jg2y 3 жыл бұрын
ዓወት ሓወይ ወዲ ሓወቦይ &ኢፊሬየም & ሜላት ገረመስቀል ኣብ ቀፃሊ ታሓባበረና
@hiwiqueen6099
@hiwiqueen6099 3 жыл бұрын
ዊንታ ሽኾር ማዕተብ እሰሪ
@user-tp9le9rw8o
@user-tp9le9rw8o 3 жыл бұрын
@okbagergsyonas2313
@okbagergsyonas2313 3 жыл бұрын
Ya
@yohanabeyene1509
@yohanabeyene1509 3 жыл бұрын
Ya
@robertgittens6120
@robertgittens6120 3 жыл бұрын
For what mateb
@hyabfetari9053
@hyabfetari9053 3 жыл бұрын
😂😂😂😂😂 eway moytee aytseanu deki Eri mearey Ayni ayni Abaykum ydefen 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 Love u all ❤❤❤
@sameerasameera6563
@sameerasameera6563 3 жыл бұрын
ዓወታ ሕወይ አነ ሓፍትካ ካብ ትግራይ ብጥዓሚ ዝፍተወካ
@jermenhaj3224
@jermenhaj3224 3 жыл бұрын
Wela ane
@mahderbrhane9117
@mahderbrhane9117 3 жыл бұрын
ኝኝኝ እንታይ ካብ ትግራይ አበለኪ
@azebweldu1949
@azebweldu1949 3 жыл бұрын
@@mahderbrhane9117 ክክክክክ
@user-bp8ee3kz7m
@user-bp8ee3kz7m 3 жыл бұрын
@@mahderbrhane9117 ምሉእ መልሲ ኣነ ከማን ከምኡ ክብላ እንከለዋ ማራ እየን ዝድብራኒ ክጽረፋ እየን ዝደለያ ማለት ኣብ ቡዙሕ ቪዲዮ ክጻረፉ ስለ ዝሪኦም
@zakariamera3601
@zakariamera3601 3 жыл бұрын
ዋውውው ኩቡራት ተዋሳእትና ብጣዕሚ የ ዝፈትወኩምን ዘድንቐኩምን ።ብመጀመርያ ዊንታ ናብ ሓርጭ ምስ ኣእተኩማ ሰሓቕ ሞይተ ብድሕሪኡ ሃኒባል ምስ ተደግመ ከብደይ ቆሲለ: ዓወት ክድገም ከሎ ሰሓቐይ ወዲአ ።ናይ ብሓቂ ሽኮሪናታት ዝፈትወኩም ተዋሳእቲ ሰሓቕቲ ብምንባርኩም ኩሉኹም ካብ መጠን ንላዕሊ ተሓጉሰ ኣምስየ ።ናይ ወትሩ ተኸታተሊኹም የ ኣጆኹም ኣብ ጎንኹም ኣለኹ ብወገነይ ካብ ኢስራኤል የ ።ንዝመጽእ ክመርጽ ተኾይነ ብወገነይ ከኣ ፍቓደኛታት ተኾይኖም ልዋም ቴድሮስ: ሜሮን ገብርሂወት (ወዲ ሓውቦይ) ክብረት ኣማረ እንተ ኣቕሪባካልና ከኣ ዓወታ እታ ናይ ሎሚ ምሸት ምቅርቲ ስሓቕ ዝበዝሓ ኔራ መቐረት ሂብዎ ኔሩ ስሓቕ ዊንታ መኮነን ከምኣ ክትከውን መታን ልዋም አብ መንጎኦም ጌርካ ከተቕርባ ንጽበ ኩቡር መራሒ መደብ ዓወት ገብረጻድቕ ወደሓንኩም ።
@user-dw9jb4ow6m
@user-dw9jb4ow6m 3 жыл бұрын
ክክክክክክክ ኣታ ሰሓቅ ቀቲሎምና ክክክክክ ኣብ ዝመጽእ ክፋል ከኣ ፈይሰል ጃምዕ & ቶማስ ራስታ ኣምጻኣልና ዓዊታ ሽኮር
@yosefyemane7730
@yosefyemane7730 3 жыл бұрын
ነዛ መብረድ ኢንተርተይመንት ኣዛናጊዒት ዝኮነት ቻነል ንክትዓቢ ዕብያ ድማ መተካአታ ኤላ ሪከርድስ ንክትኮውን ኢድይ ኢድካ ንበል ምሳይ ዝሳማማዕ ተሎ ላይክ ጣዕ።
@user-zc4pb8ym6n
@user-zc4pb8ym6n 3 жыл бұрын
ማዕተብ ዘይትገብሩ ግን ይቅርታ በሰመአብ በወል መንፈሰ ቅዱሰ ኢኩም ቶብሉ ዘለኩም ግን ማዕተብ የለን
@JOKER-bu1yr
@JOKER-bu1yr 3 жыл бұрын
ኣንታ ሓወይ አግዛብሄር abe ማአተብ ጠራሕ ኣይኮነን ዘሎ egzabiher ኣብ ኩሉ አዩ ዘሎ በስመኣብ በወልድ መንፍስ ቁዱስ አንተ ኢልካ ኣኸለ አግዛብሄር ነቲ ዘሓዝካዮ የባርከልካ :: ኣይኮነን ነቲ ማአተብ አግዛብሄር ባርከለይ ኢልካ ተዘይ ተክድንካዮ አንታይ የኣብስልካ ደይ enchetnen cherqen አዩ leke ከምዚ ሰብ ዘግብሮ ዘሎ በሩር ዶ ገለ ናበለ ከም መጋይጺ ዘጥቅምሉ ዘሎ
@yibrahgebre4895
@yibrahgebre4895 3 жыл бұрын
@@JOKER-bu1yr ata gahaf menafkan abey emo elkayo nska ngenzeb ktbl haymanotka keyrkas hji neti kunue neykedemkan nabotatkan txerf aleka
@JOKER-bu1yr
@JOKER-bu1yr 3 жыл бұрын
@@yibrahgebre4895 ኣንታ ብአግርካ ኢኻ ተሓሰብ መስለኒ ዘትጋግክዎ ከንዲ ተንግርንስ ተጽርፈኒ ክርስትያን ኣይጻርፈን አዩ netmrti ከኾንካ ::
@savesafety1861
@savesafety1861 3 жыл бұрын
@@yibrahgebre4895 denkoro
@pisunatey361
@pisunatey361 3 жыл бұрын
@@JOKER-bu1yr ሓወይ ናተይ ጹቡቅ እኮ እንተሃለካ ማዕተብና ግን መንነትናዩ ሶ.....
@shikorinashikorina2085
@shikorinashikorina2085 3 жыл бұрын
Wwwwe ናይ ብሓቃ ክብረት ሰብ ኣለኩም ንሰብ ከይ ተቀይሙስ ንባዕሉኩም ሲሒንኩማ
@nebyatgebremikeal4348
@nebyatgebremikeal4348 3 жыл бұрын
ንሜሮን ገ/ሂወትን ንሳሮን ነማርያምን ኣቅርበልና
@kokomanwedielyas3912
@kokomanwedielyas3912 3 жыл бұрын
ሰሓቕ ሞይተ ንወዲ ሓዎቦይ፡ ንቶማስ ራስታ፡ ንጂጂ ኣምጸኣልና ዜናዊ
@tesfaxbah4890
@tesfaxbah4890 3 жыл бұрын
ሜሮን ወዲ ሓወበይ & ክብረት ኣማረ
@tigraweyti7855
@tigraweyti7855 3 жыл бұрын
ክክክክክክክ ኣታ ሞይተ ሰሓቅ ከዚ ከማይ ዝሳሕቀ ኣሎ ዶ
@robirobitey9580
@robirobitey9580 3 жыл бұрын
ክክክክክ ዊንተይ ኣጸብቅልኪ ሃኒ ኣረጊት ሰባኣይ መስልካ ዓወት ካኣ ናብ ቆልዕ ምርሲልካ ክክክክ
@dejenhans3899
@dejenhans3899 3 жыл бұрын
ክክክክክክክክክ ዊንታ ሽኮር ሻዕላይ ፈረስ መሲላ
@emteemte3985
@emteemte3985 3 жыл бұрын
kkkkklklllk
@kibromhabtemichael6442
@kibromhabtemichael6442 3 жыл бұрын
Kkkkkkkkk
@user-ec5zs3sf5o
@user-ec5zs3sf5o 3 жыл бұрын
ካብ ልተወለድኩሉ ማዕልት ከም ሎም ስሕቐ አይፈልጥን 🤣🤣🤣🤣🤣 እረ ሞቶኩ ክክክክክ ከብደይ ቆሰለ አደዋይ😂😂 ዉይይይ
@hanaberhane2374
@hanaberhane2374 3 жыл бұрын
ሜሮን ወዲ ሓወቦይ ኣምጻዮ
@habtomhabtom5913
@habtomhabtom5913 3 жыл бұрын
ክክክክክ ኡይይይይይይይ ብስሓቅ መዓንጣይ ሓሚመ ስደት ካብዝወጽእ ከምዚ ስሒቀ ኣይፈልጥን።
@lixmony8391
@lixmony8391 3 жыл бұрын
ክክክኡይይይይብስሓቅመዓንጣይሓሚመስደትካብዝውድእክምዚስሒቀኣይልጥን
@ethuibiya1701
@ethuibiya1701 3 жыл бұрын
እዝገፅ እዚዶ ማ ክልተ መንኩዒተ ምወደአ ለኮ ኣለዎ ወዲ ረመይ ክክክክክ ሞይተ በሉ
@emu1693
@emu1693 3 жыл бұрын
ወይን በሳቅ ሞትኩኝ😂😂😂😂❤🇪🇹❤🇪🇷❤
@aduhabeshawit1012
@aduhabeshawit1012 3 жыл бұрын
ሜካኣብ ለክይዋ ዓወት ከጸብቀልኪ ዊንቲ ሽኮር so ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም መድብ ንቀደም 🙏🙏🙏
@user-yh3bb3gu8z
@user-yh3bb3gu8z 3 жыл бұрын
ትግርኛ ብችል ደስ ይለኚ ነበር ግን አልችልም ዝም ብየ ልህያችሁ ብማር
@weldehiwettsegu
@weldehiwettsegu 3 жыл бұрын
ሂድ ኣህያ
@user-yh3bb3gu8z
@user-yh3bb3gu8z 3 жыл бұрын
@@weldehiwettsegu ጭቃ ውዳቂ ሸርሞጣ እራሳችሁ ጥፉ እበት
@john12753
@john12753 3 жыл бұрын
@@weldehiwettsegu koshasha
@user-ec9dj4yu7s
@user-ec9dj4yu7s 3 жыл бұрын
ዋይ ከም ለምይ ሲሒቅ አይፍልጥን ብሳሓቅ ካብደይ ምይተ
@natimili6721
@natimili6721 3 жыл бұрын
እዋይይይይይ ኩሉ ግዜ ይስሕቅ እሞ ኣይከም ሎምን ብሃንቀወታ እንድየ እንዳተፀበኹኹም ቀንየ ምቁራተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ተካታታሊትኩም እየ ኣቢ ጋል ትግራይ ካብ ሳዑዲ ዓረብ እና ቀፅልሉሉሉሉ
@user-rl1dk8zv4n
@user-rl1dk8zv4n 3 жыл бұрын
ክክክክክክክ በርግጠኝነት በነፃነት የሳቃቹሁበት እና የዝናናቹሁበት ጫወታ ነው ብየ እገምተሎህ
@semharkidane7664
@semharkidane7664 3 жыл бұрын
Be tigrina semieki be tigrina zeytexehfi fulut tegraweyti iki mekneyatu amahru ikum ketkonu tedelue
@user-rl1dk8zv4n
@user-rl1dk8zv4n 3 жыл бұрын
ክክክክክ ምነው ተናደድክ ዘመደይ እኔ እኳን ይሄን ያህል ኣስቤ የፃፍኩት ኣልነበርም
@semharkidane7664
@semharkidane7664 3 жыл бұрын
@@user-rl1dk8zv4n kidi anbeta zemedki deleyi agame
@fnantedros4610
@fnantedros4610 3 жыл бұрын
Aw ehete cheweta now
@user-rl1dk8zv4n
@user-rl1dk8zv4n 3 жыл бұрын
@@semharkidane7664 ኦኦኦ አረ ሰከን ሆ ኳስ በመረት
@temuzgiselomon7493
@temuzgiselomon7493 3 жыл бұрын
ኣታ ዓወት ሲ ዝኣረገ ቻይናዊ መስሉ😂😂😂😂
@Gal_eri3441
@Gal_eri3441 3 жыл бұрын
Kkkkk zearget negram sebyti ember
@temuzgiselomon7493
@temuzgiselomon7493 3 жыл бұрын
@@Gal_eri3441 😂😂
@dareen7588
@dareen7588 3 жыл бұрын
ዋይ ዓወት ምስክን
@nardosnardos4332
@nardosnardos4332 3 жыл бұрын
Kkkkk
@kflomgebrhiwet1599
@kflomgebrhiwet1599 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዘብል ናይ ሰሓቕ ጸወታ ግዜ ኣይትሰኣኑ በርትዑ ፍቕርኹም የብዛሓዮ።
@almazhadgu5704
@almazhadgu5704 3 жыл бұрын
ደቅ ኤረይ ብጣዕሚ እየ ዝፍትወኩም ቀጽልዎ እግዝአብሄር አብዘለኹሞ ይሐልኹም።
@eyerusgaltgray8350
@eyerusgaltgray8350 3 жыл бұрын
ሙቁራት ደስ ክትብሉ ደቂ ኤሬ ሓፍትኩም ካብ ትግራይ
@meley4239
@meley4239 3 жыл бұрын
እዋይ ልበይ ብሳሓቅ ሞይተ
@user-jj6ky8sf9l
@user-jj6ky8sf9l 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዘብል ስነ ጥበባውያን ምስ ህዝብኹም ከምዚ ምቅርራብ ምግባርኩም ደስ ዘብል ኣብ ዝተፈላለኹም ሃገራት ዘለኹም ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን
@jegaaesba1855
@jegaaesba1855 3 жыл бұрын
እዋይ ካብደይ ቆስለ ብሳሓቅ ኣይትሳአኑ ደቂ ኤረይ ሽኮርናታት ሓፍትኩም ካብ ትግራይ
@We-ub3dh
@We-ub3dh 3 жыл бұрын
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅድስ ወሃዳ አምላክ ብእክላ ቀልድ የለን ስብ ከተፍትው ምስ እግዚአብሔር አየትብአስ
@user-jd7zf6dj1e
@user-jd7zf6dj1e 3 жыл бұрын
ዋላታ ሞኮነን ማዕተብ ኢሰሪ
@user-mn8kv6si7p
@user-mn8kv6si7p 3 жыл бұрын
ቆሲለ ደቂ ኤረይ ምቁራት💋❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏
@queengaltigray3159
@queengaltigray3159 3 жыл бұрын
Btaemi des zbl btaemi ena nfetwekum bhankewtawun ntsbeyekum ena Kbretn wedi hawebyn tomasn ewun amtsuulna
@mohannig7919
@mohannig7919 3 жыл бұрын
"ክልተ ጎማ ማይ ክንውዲኢ ተረብሪቡ ማይ ዘይጸግብ ገጽ ሒዙ" I'm dead 😂😅
@user-bc7ct3gr2z
@user-bc7ct3gr2z 3 жыл бұрын
ደስ ባሃልቲ ደቂ ኤረይ 💝💝💝💝
@amangoitom1233
@amangoitom1233 3 жыл бұрын
Ata kndey kthasm eka awet eway wintey natey love you more
@betremaryamey8984
@betremaryamey8984 3 жыл бұрын
Wowwww mara ashikumna mkurat soo thanks sle eti tegedasnetkum😍🤩😘😘😘🤩🤩😍🥰
@winwin3990
@winwin3990 3 жыл бұрын
እውይ ነዓና ነዞም ኣብ ስደት ንጭነቅ ዘለና ፍቱን መድሃኒት ትህቡና ኣለኩም ኣይትሰኣኑ ደቂ ኤረይ
@issacabraham8054
@issacabraham8054 3 жыл бұрын
ሜሮን ንወዲ ሓቦቦይ ቅርቡልና ደቂ ኤረይ
@user-uv3of1jg2y
@user-uv3of1jg2y 3 жыл бұрын
ኢፊሬም ዝባሃል ኣብ ደለልታ ዝሰርሕ ዝነበረ ማራ እየ ዘድንቆ ክስርሕ ኣለዎ ኣወተይ ተረደአለይ
@luteinfishi9490
@luteinfishi9490 3 жыл бұрын
ናይ ልበይ ዝሰሓቅኪላ መዓልቲ ዓወት ሓወይ ኣባይካ
@hadshhadsh8037
@hadshhadsh8037 3 жыл бұрын
ከብደይ ቆሲለ ብስሓቅ 😂😂😂 ደስ በሃሊ መዘናግዒ ቀፅልሉ
@minabhabtom8265
@minabhabtom8265 3 жыл бұрын
ሜሮን ወዲ ሓቦቦይ ትብሉ እስከ ወቅጡ
@ahmedabderhim3491
@ahmedabderhim3491 3 жыл бұрын
Nhanibal zfetu like mqurat
@yut9623
@yut9623 3 жыл бұрын
ከብ ክሎም እማ ዊኒታ አጢዕምላ ዝናዊ እና ሃኒባል እሞ በቃ ብሳሓቅ ቃቲሎሙኒ😁😁❤
@user-lv6yk9kz2p
@user-lv6yk9kz2p 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ ይበል መዛናጊዒ
@Sky-qt7fi
@Sky-qt7fi 3 жыл бұрын
1- Awet G/dk 2- Hanibal Tedros 3- Winta Mekonen asihikumna amlak sehakn ksanetn yhabkum azye zednko Kbret amare ab kexali ketekrbulna bthtna yhatit 🤙🇪🇷🙏
@herihermon7274
@herihermon7274 3 жыл бұрын
Tomas (rasta) amd luli tedros amxala awita
@gashgisha6608
@gashgisha6608 3 жыл бұрын
Ya entay konkata seli nay wedi haweboy letifkas nay wedi haweboy zeytbl
@dianagebre7194
@dianagebre7194 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዘብል መደብ ቀጽልዎ ደቂ ኤረይ መዓረይ። ሓንቲ ናይ ዕረ መቅጻዕቲ ግን ወስከላ በጽቢጽካ ምስታይ፡
@user-zv2mz2iq3n
@user-zv2mz2iq3n 3 жыл бұрын
ከከከከከከከከ እ?ግዛቢሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ደቂ ኤረይ
@yohannesamani
@yohannesamani 3 жыл бұрын
ዋይ ዊንታ ሽኮር 🤣🤣🤣 so kef alekum 👍👍
@pistapista136
@pistapista136 3 жыл бұрын
28:34 "ዊንታ ንበልዕ እወ" ኢላ ነታ እንቋቚሖ ህልኽ ናይ ዓወት በሊዓ ተነፈሰላ kkkkkk
@user-tf4yh7ri9x
@user-tf4yh7ri9x 3 жыл бұрын
ዋውውው ኣብ ቀጻሊ ካ ንሜሮን ወዲ ሓወቦይ & ልዋም ተድሮስ ኣምጻልና
@sami-uc6cn
@sami-uc6cn 3 жыл бұрын
ን ኦባሕ ኣምጻዪ ትበሉ
@user-mc7do4bz5m
@user-mc7do4bz5m 3 жыл бұрын
ሃኒ ሽኮር ዝፈትወካ👌
@mylordmiosignore8746
@mylordmiosignore8746 3 жыл бұрын
Selam amlak niakum adalewti eza medeb mebred, xubuq mezengie & meshaqi neyri, gin ab kndi haruch hamukushti wey xelolo tezkewun zbelexe eyu. Huruch ybezhakum tekoynu, neti drar elet zsane xgum seb habuwo enda mebred
@umerwelidibr8599
@umerwelidibr8599 2 жыл бұрын
Betami kef zelwo medeb hani hawey mesknay zekoryet sebyti amsilkumo ember😂😂😂
@user-ev2ol3yt5z
@user-ev2ol3yt5z 3 жыл бұрын
ዊይ ኣታ ዓወት ሓዎይ በጃካ ሕደገጓ ዊታ ኣሕዝናትኒ ብዝኮነ ብጣዕሚ ኢና እንፈትዎኩም💖💖💖
@betielmehari9121
@betielmehari9121 3 жыл бұрын
🤣😂🤣😂🤣😂 ata ane shaq felihe uyyyyyy love you deki erey 🇪🇷🥰♥️
@yonietifekaradam5864
@yonietifekaradam5864 3 жыл бұрын
Haaaaaaa......tnx alot guy‘s❤btaemi tezanageuna alekum 🙏
@betty1252
@betty1252 3 жыл бұрын
Awet shikor kab sdet kab zwetsie kemzi sihike ayfeltn😄😄😄😄🙏🙏🙏🙏thanks.we love u all....
@matimati9513
@matimati9513 3 жыл бұрын
ውይ ከኒፈ ድየ ገለ ኣብ ዝመጽእ ን ቶማስ ራስታ pls
@Tom-po2og
@Tom-po2og 3 жыл бұрын
🤣🤣🤣🤣
@matimati9513
@matimati9513 3 жыл бұрын
@@Tom-po2og btaemi des deblu
@nebyatgebremikeal4348
@nebyatgebremikeal4348 3 жыл бұрын
ኣብ ሂወተይ ክንዲ ሎማዓልቲ ስሒቀ ኣይፈልጥን
@yut9623
@yut9623 3 жыл бұрын
ኡይይይ አረ ብሳሓቅ ክሞት እለ ረዳኢ ዘይብላ 😁😁ውድድድ💋💋
@user-fd3db4jv4m
@user-fd3db4jv4m 10 ай бұрын
እዋይ ካብደይ ቆስለ ብሳሓቅ ኣይትሳኣኑ ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም ❤️👌
@user-bq7lm1zy6f
@user-bq7lm1zy6f 3 жыл бұрын
ክክክክክ ከም ለማዓንቲ ኣይሳሓቁኩን ን ወዲ ሓወቦይ ንቶማሰ ኣቅርበልና ዜናዊ
@kiflayokbaslassie2358
@kiflayokbaslassie2358 3 жыл бұрын
መርሓባ ደቂ ሓላል መሬት ኤሬና ሰላምኩም ይብዛሕ ኣስሒኩሙና ሰሓኩም ሰናይ ይዛሪ ንወዲ ሓወዶይን ንሳሮንን ክተቅርቡልና ብትሕትና ንሓትት Bitte
👨‍🔧📐
00:43
Kan Andrey
Рет қаралды 10 МЛН
Logo Matching Challenge with Alfredo Larin Family! 👍
00:36
BigSchool
Рет қаралды 21 МЛН
WHO CAN RUN FASTER?
00:23
Zhong
Рет қаралды 42 МЛН
Daniel Pictures |ኣዘናጋዒትን ሓዳሽ መደብ  😂😂😂
27:11
👨‍🔧📐
00:43
Kan Andrey
Рет қаралды 10 МЛН