Meron Estifanos FT. Soli Jon - Senbet Mshet - ሰንበት ምሸት ብ ሜሮን እስቲፋኖስ ምስ ሶሊ ጆን - Eritrean Music

  Рет қаралды 854,958

Yonas Maynas

Yonas Maynas

11 ай бұрын

Eritrean Music: A heartfelt song by Meron Estifanos featuring Soli Jon about the paradoxical relationship between war and noble sacrifice. Official Music Video.
Ⓟ 2023 Yonas Maynas Entertainment. All rights reserved.
#yonasmaynas #eritrea #solijon #meronestifanos #eritrean #eritreanmusic #music #musicvideo

Пікірлер: 987
@amanyemane6384
@amanyemane6384 10 ай бұрын
My father died in 2000s war i never have his image but this music gives me hope 🙏 love my eritrea 🇪🇷
@kaylazegowitz13
@kaylazegowitz13 9 ай бұрын
He is a hero
@amandesbele3832
@amandesbele3832 8 ай бұрын
ነፍሱ ይምሓር።
@cinnamorollandrufta
@cinnamorollandrufta 7 ай бұрын
​@@kaylazegowitz13he is a hero your Right 👌
@HaraGhirmai
@HaraGhirmai 7 ай бұрын
❤❤❤
@sabbie971
@sabbie971 7 ай бұрын
He is a hero !!!
@user-en8dy9bi5p
@user-en8dy9bi5p 11 ай бұрын
ilove you Eritrean music.and peopels . from Ethiopia 🇪🇹❤
@mandelaman776
@mandelaman776 11 ай бұрын
@Eri_Et_Ge
@Eri_Et_Ge 10 ай бұрын
@EdenTekle-kr8vi
@EdenTekle-kr8vi 10 ай бұрын
​@@Eri_Et_Gem¹
@akiaki8366
@akiaki8366 10 ай бұрын
♥️🇪🇷
@Eri_Et_Ge
@Eri_Et_Ge 10 ай бұрын
@@EdenTekle-kr8vi ?
@simonbeyene9937
@simonbeyene9937 11 ай бұрын
ክብርን ሞጎስን ነታ ዘይትድገም ሂወቶም ን ስለ ሃገር ዝወፈዩ ን ዝዉፍዩ ዘለዉ ኩቡራት ኤርትራውያን ❤ ሓይልታት ምክልኻል። ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ን ሰማእታትና🎉🎉🎉
@berniegumbira2370
@berniegumbira2370 7 ай бұрын
💛 ብእግዚኣብሄር የሱስ እመን ክትድሕን ኢኻ። ግዜ ምስ ኣኸለ ናብ መንግስቲ ኣምላኽ ምእንቲ ክትኣቱ፡ ከም መድሓኒኻ ተቐበሎ። እቲ ልዑል ኣምላኽ ምስኡ ክትድረሩ ይዕድመኩም ኣሎ። “ዮሃ 3፡16, 18 NLT “ኣምላኽ ንዓለም ከምዚ ኢሉ እዩ ኣፍቂርዋ፡ ብእኡ ዝኣምን ዘበለ ዅሉ ናይ ዘለኣለም ህይወት ምእንቲ ኺረክብ እምበር፡ ሓደ ወዱ ሃበ . “ኣብ ልዕሊኡ ንዝኣመነ ሰብ ፍርዲ የለን። ብእኡ ዘይኣምን ግና ድሮ በቲ ሓደን ሓደን ወዲ ኣምላኽ ስለ ዘይኣመነ ተፈሪዱ እዩ።” ( ወዲ ኣምላኽ የሱስ) ናይ ንስሓ ጸሎት፡ ጸሎት ድሕነት | ሰማያዊን ኩሉ ዝኽእልን እግዚኣብሄር፡ ሓጢኣተይ እናፈለጥኩን ንኽንሳሕ ድሉው ኮይነን ትሑትን ሓዚነን ኣብ ቅድሜኻ ይመጽእ ኣለኹ። እግዚኣብሄር ኣብ ቅድሜኻ ሓጢኣት ስለ ዝገበርኩ ይቕረ በለለይ። ሓጢኣተይ ሓጺብካ ኣንጽህኒ፡ ካብዚ ሓጢኣተኛ ባህርይ ክምለስ ድማ ሓግዘኒ። ኣብ ክንድኡ ኣብ መንገድኻ ክኸይድ መርሓኒ፣ ናይ ቀደም ህይወተይ ገዲፈ ኣባኻ ሓድሽ ህይወት ክጅምር። የሱስ ከም ጎይታይን መድሓኒይን ተቐቢለካ ሎሚ ድማ እግዚኣብሄር ህይወተይ ክገብረካ ደልየ ኣለኹ። ኣነ ብዘይካ ንስኻን መንገድኻን ጥራሕ ዝመርጽ የለን፣ ብሓያል ስምካ ኣሜን ✝︎🕊️ 0:01
@tsehayeamanuel682
@tsehayeamanuel682 6 ай бұрын
Zeysnka
@user-fv8nt9yo4j
@user-fv8nt9yo4j 2 ай бұрын
😢😢😢😢😢
@selamseluma4279
@selamseluma4279 11 ай бұрын
እውይ መዐረይ ክንደይ ከ ይጥዕም ድምጹኩም አጆኩም ደቂኤረይ ሕጅስ ተወዲእልና እይ ንእግዝአብሄር እንታይ ይሰአኖ ድዩ ሰሊሆመይ ከመይ ድየ ናፊቀኪ ዘለኩ እዛጉለይ አዘካኪርክኒ ናይ ቀደም ድምጸይ I love you ጋል ሐፍተይ ቅጭን ተባረክለይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@berniegumbira2370
@berniegumbira2370 7 ай бұрын
💛 ብእግዚኣብሄር የሱስ እመን ክትድሕን ኢኻ። ግዜ ምስ ኣኸለ ናብ መንግስቲ ኣምላኽ ምእንቲ ክትኣቱ፡ ከም መድሓኒኻ ተቐበሎ። እቲ ልዑል ኣምላኽ ምስኡ ክትድረሩ ይዕድመኩም ኣሎ። “ዮሃ 3፡16, 18 NLT “ኣምላኽ ንዓለም ከምዚ ኢሉ እዩ ኣፍቂርዋ፡ ብእኡ ዝኣምን ዘበለ ዅሉ ናይ ዘለኣለም ህይወት ምእንቲ ኺረክብ እምበር፡ ሓደ ወዱ ሃበ . “ኣብ ልዕሊኡ ንዝኣመነ ሰብ ፍርዲ የለን። ብእኡ ዘይኣምን ግና ድሮ በቲ ሓደን ሓደን ወዲ ኣምላኽ ስለ ዘይኣመነ ተፈሪዱ እዩ።” ( ወዲ ኣምላኽ የሱስ) ናይ ንስሓ ጸሎት፡ ጸሎት ድሕነት | ሰማያዊን ኩሉ ዝኽእልን እግዚኣብሄር፡ ሓጢኣተይ እናፈለጥኩን ንኽንሳሕ ድሉው ኮይነን ትሑትን ሓዚነን ኣብ ቅድሜኻ ይመጽእ ኣለኹ። እግዚኣብሄር ኣብ ቅድሜኻ ሓጢኣት ስለ ዝገበርኩ ይቕረ በለለይ። ሓጢኣተይ ሓጺብካ ኣንጽህኒ፡ ካብዚ ሓጢኣተኛ ባህርይ ክምለስ ድማ ሓግዘኒ። ኣብ ክንድኡ ኣብ መንገድኻ ክኸይድ መርሓኒ፣ ናይ ቀደም ህይወተይ ገዲፈ ኣባኻ ሓድሽ ህይወት ክጅምር። የሱስ ከም ጎይታይን መድሓኒይን ተቐቢለካ ሎሚ ድማ እግዚኣብሄር ህይወተይ ክገብረካ ደልየ ኣለኹ። ኣነ ብዘይካ ንስኻን መንገድኻን ጥራሕ ዝመርጽ የለን፣ ብሓያል ስምካ ኣሜን ✝︎🕊️ 0:01
@egrimekel7054
@egrimekel7054 11 ай бұрын
ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ሞጎስን ንሰማእታትና ክብሪ ንጀጋኑ ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ❤️🇪🇷 ጽቡቕ ስራሕ ❤️🇪🇷 ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ ✊🏾❤️
@berniegumbira2370
@berniegumbira2370 7 ай бұрын
💛 ብእግዚኣብሄር የሱስ እመን ክትድሕን ኢኻ። ግዜ ምስ ኣኸለ ናብ መንግስቲ ኣምላኽ ምእንቲ ክትኣቱ፡ ከም መድሓኒኻ ተቐበሎ። እቲ ልዑል ኣምላኽ ምስኡ ክትድረሩ ይዕድመኩም ኣሎ። “ዮሃ 3፡16, 18 NLT “ኣምላኽ ንዓለም ከምዚ ኢሉ እዩ ኣፍቂርዋ፡ ብእኡ ዝኣምን ዘበለ ዅሉ ናይ ዘለኣለም ህይወት ምእንቲ ኺረክብ እምበር፡ ሓደ ወዱ ሃበ . “ኣብ ልዕሊኡ ንዝኣመነ ሰብ ፍርዲ የለን። ብእኡ ዘይኣምን ግና ድሮ በቲ ሓደን ሓደን ወዲ ኣምላኽ ስለ ዘይኣመነ ተፈሪዱ እዩ።” ( ወዲ ኣምላኽ የሱስ) ናይ ንስሓ ጸሎት፡ ጸሎት ድሕነት | ሰማያዊን ኩሉ ዝኽእልን እግዚኣብሄር፡ ሓጢኣተይ እናፈለጥኩን ንኽንሳሕ ድሉው ኮይነን ትሑትን ሓዚነን ኣብ ቅድሜኻ ይመጽእ ኣለኹ። እግዚኣብሄር ኣብ ቅድሜኻ ሓጢኣት ስለ ዝገበርኩ ይቕረ በለለይ። ሓጢኣተይ ሓጺብካ ኣንጽህኒ፡ ካብዚ ሓጢኣተኛ ባህርይ ክምለስ ድማ ሓግዘኒ። ኣብ ክንድኡ ኣብ መንገድኻ ክኸይድ መርሓኒ፣ ናይ ቀደም ህይወተይ ገዲፈ ኣባኻ ሓድሽ ህይወት ክጅምር። የሱስ ከም ጎይታይን መድሓኒይን ተቐቢለካ ሎሚ ድማ እግዚኣብሄር ህይወተይ ክገብረካ ደልየ ኣለኹ። ኣነ ብዘይካ ንስኻን መንገድኻን ጥራሕ ዝመርጽ የለን፣ ብሓያል ስምካ ኣሜን ✝︎🕊️ 0:01
@cinnamorollandrufta
@cinnamorollandrufta 2 ай бұрын
​@@berniegumbira2370 hero!
@eyobsemere2536
@eyobsemere2536 11 ай бұрын
ክብርን መጎስን ነቶም ንስለ እዛ ሓላል መሬት ዝወደቁ ጀጋኑ ሰማእታትና ክብርን መጎስን ነዓኹም ኣያታተይ 🇪🇷 🕯🇪🇷🕯🇪🇷🕯🇪🇷🕯🇪🇷🕯
@YoditRezene-hy1tg
@YoditRezene-hy1tg 11 ай бұрын
❤❤❤😍😍✊✊✊✊✊✊🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@berniegumbira2370
@berniegumbira2370 7 ай бұрын
💛 ብእግዚኣብሄር የሱስ እመን ክትድሕን ኢኻ። ግዜ ምስ ኣኸለ ናብ መንግስቲ ኣምላኽ ምእንቲ ክትኣቱ፡ ከም መድሓኒኻ ተቐበሎ። እቲ ልዑል ኣምላኽ ምስኡ ክትድረሩ ይዕድመኩም ኣሎ። “ዮሃ 3፡16, 18 NLT “ኣምላኽ ንዓለም ከምዚ ኢሉ እዩ ኣፍቂርዋ፡ ብእኡ ዝኣምን ዘበለ ዅሉ ናይ ዘለኣለም ህይወት ምእንቲ ኺረክብ እምበር፡ ሓደ ወዱ ሃበ . “ኣብ ልዕሊኡ ንዝኣመነ ሰብ ፍርዲ የለን። ብእኡ ዘይኣምን ግና ድሮ በቲ ሓደን ሓደን ወዲ ኣምላኽ ስለ ዘይኣመነ ተፈሪዱ እዩ።” ( ወዲ ኣምላኽ የሱስ) ናይ ንስሓ ጸሎት፡ ጸሎት ድሕነት | ሰማያዊን ኩሉ ዝኽእልን እግዚኣብሄር፡ ሓጢኣተይ እናፈለጥኩን ንኽንሳሕ ድሉው ኮይነን ትሑትን ሓዚነን ኣብ ቅድሜኻ ይመጽእ ኣለኹ። እግዚኣብሄር ኣብ ቅድሜኻ ሓጢኣት ስለ ዝገበርኩ ይቕረ በለለይ። ሓጢኣተይ ሓጺብካ ኣንጽህኒ፡ ካብዚ ሓጢኣተኛ ባህርይ ክምለስ ድማ ሓግዘኒ። ኣብ ክንድኡ ኣብ መንገድኻ ክኸይድ መርሓኒ፣ ናይ ቀደም ህይወተይ ገዲፈ ኣባኻ ሓድሽ ህይወት ክጅምር። የሱስ ከም ጎይታይን መድሓኒይን ተቐቢለካ ሎሚ ድማ እግዚኣብሄር ህይወተይ ክገብረካ ደልየ ኣለኹ። ኣነ ብዘይካ ንስኻን መንገድኻን ጥራሕ ዝመርጽ የለን፣ ብሓያል ስምካ ኣሜን ✝︎🕊️ 0:01 0:01
@Messi-Natey
@Messi-Natey 11 ай бұрын
❤🎉ነዛ ቆልዓ ትፈትዋ 👍ርገጸለይ
@meripicture6006
@meripicture6006 Ай бұрын
Ane sisterey koyuna iya tirayine zela
@MohamedEri22
@MohamedEri22 11 ай бұрын
Mashallah ጎቢዝኪ❤ Glory to our martyrs ☪️🇪🇷✝️
@abdulkadertaha1891
@abdulkadertaha1891 11 ай бұрын
ሕጅስ ይኣክል ይበለና ፈጣሪ ንመራሕትና ልቢ ይሃቦም።😭💔
@berniegumbira2370
@berniegumbira2370 7 ай бұрын
💛 ብእግዚኣብሄር የሱስ እመን ክትድሕን ኢኻ። ግዜ ምስ ኣኸለ ናብ መንግስቲ ኣምላኽ ምእንቲ ክትኣቱ፡ ከም መድሓኒኻ ተቐበሎ። እቲ ልዑል ኣምላኽ ምስኡ ክትድረሩ ይዕድመኩም ኣሎ። “ዮሃ 3፡16, 18 NLT “ኣምላኽ ንዓለም ከምዚ ኢሉ እዩ ኣፍቂርዋ፡ ብእኡ ዝኣምን ዘበለ ዅሉ ናይ ዘለኣለም ህይወት ምእንቲ ኺረክብ እምበር፡ ሓደ ወዱ ሃበ . “ኣብ ልዕሊኡ ንዝኣመነ ሰብ ፍርዲ የለን። ብእኡ ዘይኣምን ግና ድሮ በቲ ሓደን ሓደን ወዲ ኣምላኽ ስለ ዘይኣመነ ተፈሪዱ እዩ።” ( ወዲ ኣምላኽ የሱስ) ናይ ንስሓ ጸሎት፡ ጸሎት ድሕነት | ሰማያዊን ኩሉ ዝኽእልን እግዚኣብሄር፡ ሓጢኣተይ እናፈለጥኩን ንኽንሳሕ ድሉው ኮይነን ትሑትን ሓዚነን ኣብ ቅድሜኻ ይመጽእ ኣለኹ። እግዚኣብሄር ኣብ ቅድሜኻ ሓጢኣት ስለ ዝገበርኩ ይቕረ በለለይ። ሓጢኣተይ ሓጺብካ ኣንጽህኒ፡ ካብዚ ሓጢኣተኛ ባህርይ ክምለስ ድማ ሓግዘኒ። ኣብ ክንድኡ ኣብ መንገድኻ ክኸይድ መርሓኒ፣ ናይ ቀደም ህይወተይ ገዲፈ ኣባኻ ሓድሽ ህይወት ክጅምር። የሱስ ከም ጎይታይን መድሓኒይን ተቐቢለካ ሎሚ ድማ እግዚኣብሄር ህይወተይ ክገብረካ ደልየ ኣለኹ። ኣነ ብዘይካ ንስኻን መንገድኻን ጥራሕ ዝመርጽ የለን፣ ብሓያል ስምካ ኣሜን ✝︎🕊️ 0:01
@Solo20210
@Solo20210 11 ай бұрын
ዘልኣለማዊ ዝኽርን ክብርን ነቶም ኣብ ትሕቲ ፈጣሪ ሓንትን ዘይትትካእን ሂወቶም በጃ ኸፊሎም ዳግማይ ዝፈጠሩና ኣብ ልብና ዝመቃብሮም ጀጋኑ ሰማእታት ኤርትራ! ዓወት ንሓፋሽ!!!
@Amber1919
@Amber1919 11 ай бұрын
🇪🇷❤️🐪 🕯️🕯️🕯️ ዘልአለማዊ ዝክሪ ንሰማእታትና ። ብጣእሚ መሳጢት ዜማ ንናይ ኩሉ ኤርትራዊ ገዛ ትኩኩህ ሃያል ዜማ እያ ። 🕯️🕯️🕯️❤️🇪🇷🐪 እዘን ሰለስተ ሽምአ ዝገበርክዎን ንሰለስተ ወለዶታት ሰማእታት ንምዝካር እዩ ። ❤️🇪🇷🐪 🕯️🕯️🕯️
@heirtedros1870
@heirtedros1870 11 ай бұрын
ክብርን ሞገስስ ነዚ ኣየር ከነስተንፍስ በጃ ዝኮኑልና ሰማእታትና 🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@user-ll7oo8nu4p
@user-ll7oo8nu4p 11 ай бұрын
🙏🏽
@edengebreselasie5291
@edengebreselasie5291 11 ай бұрын
It’s very touching music , reminds us how much we paid the price to protect our country from the evil enemy. Glory to our martyrs 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 Eritrea is a nation of Heroes . I salute you to Eritrea Defence Force!thanks for the great job all of you 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪 Eritrea will shine by her young talents children
@hizbawignbar8484
@hizbawignbar8484 11 ай бұрын
I can't say nothing ❤I love ma country ERI 💓 I feel it🇪🇷❤️🇪🇷❤️
@confirm5929
@confirm5929 10 ай бұрын
Well said.......🙏🙏🙏
@harnet2483
@harnet2483 11 ай бұрын
Wow very touchy 😢😢 ,PEACE to our beloved country and our people ❤❤❤❤
@madbestking4798
@madbestking4798 11 ай бұрын
Afffff lbka tinkifka hji ykilana selam ywurdelina
@madbestking4798
@madbestking4798 11 ай бұрын
😭😭😭
@eldanasemere
@eldanasemere 11 ай бұрын
😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@hello-nz4hy
@hello-nz4hy 11 ай бұрын
No peace while essais and hgdef are around. We must remove them asap. They have done to much damage.
@biniluwyz4981
@biniluwyz4981 11 ай бұрын
ክብርን መጎስን ንሰማእታትና ፡ ንስድርኦም ንኽንሕግዝ ከኣ ምሉእ ኢድን፡ ሓቦን፡ ልቦናን ይዓድለና።
@user-df3jm5cv2z
@user-df3jm5cv2z 11 ай бұрын
ምስጋና ገጣሚ ናይዛ ደርፊ ገብርሂወት ጸሃየ
@saratsegay6095
@saratsegay6095 11 ай бұрын
ዘልኣለማዊ ክብርን ዝክርን ንሰማእታትና 🙏😥🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
@HolaBruv
@HolaBruv 11 ай бұрын
ጎይታናን ምድሓኒና ኢየሱስ ነፍሶም የዕርፎም ንዝ ሓለፉ ኣሕዋትናን ኣቦታትናን ናዓና ንዘለና ድማ ጸግኡን ምሕረቱን ይብዝሓልና 🇪🇷🌍✝️❤
@liwamfili2892
@liwamfili2892 11 ай бұрын
Amen Amen Amen 🤲🙏
@chuchusolomon8614
@chuchusolomon8614 11 ай бұрын
Amen!!
@berniegumbira2370
@berniegumbira2370 7 ай бұрын
💛 ብእግዚኣብሄር የሱስ እመን ክትድሕን ኢኻ። ግዜ ምስ ኣኸለ ናብ መንግስቲ ኣምላኽ ምእንቲ ክትኣቱ፡ ከም መድሓኒኻ ተቐበሎ። እቲ ልዑል ኣምላኽ ምስኡ ክትድረሩ ይዕድመኩም ኣሎ። “ዮሃ 3፡16, 18 NLT “ኣምላኽ ንዓለም ከምዚ ኢሉ እዩ ኣፍቂርዋ፡ ብእኡ ዝኣምን ዘበለ ዅሉ ናይ ዘለኣለም ህይወት ምእንቲ ኺረክብ እምበር፡ ሓደ ወዱ ሃበ . “ኣብ ልዕሊኡ ንዝኣመነ ሰብ ፍርዲ የለን። ብእኡ ዘይኣምን ግና ድሮ በቲ ሓደን ሓደን ወዲ ኣምላኽ ስለ ዘይኣመነ ተፈሪዱ እዩ።” ( ወዲ ኣምላኽ የሱስ) ናይ ንስሓ ጸሎት፡ ጸሎት ድሕነት | ሰማያዊን ኩሉ ዝኽእልን እግዚኣብሄር፡ ሓጢኣተይ እናፈለጥኩን ንኽንሳሕ ድሉው ኮይነን ትሑትን ሓዚነን ኣብ ቅድሜኻ ይመጽእ ኣለኹ። እግዚኣብሄር ኣብ ቅድሜኻ ሓጢኣት ስለ ዝገበርኩ ይቕረ በለለይ። ሓጢኣተይ ሓጺብካ ኣንጽህኒ፡ ካብዚ ሓጢኣተኛ ባህርይ ክምለስ ድማ ሓግዘኒ። ኣብ ክንድኡ ኣብ መንገድኻ ክኸይድ መርሓኒ፣ ናይ ቀደም ህይወተይ ገዲፈ ኣባኻ ሓድሽ ህይወት ክጅምር። የሱስ ከም ጎይታይን መድሓኒይን ተቐቢለካ ሎሚ ድማ እግዚኣብሄር ህይወተይ ክገብረካ ደልየ ኣለኹ። ኣነ ብዘይካ ንስኻን መንገድኻን ጥራሕ ዝመርጽ የለን፣ ብሓያል ስምካ ኣሜን ✝︎🕊️ 0:01
@HolaBruv
@HolaBruv 7 ай бұрын
@@berniegumbira2370 ኣምቢብካ ምፅሓፍ ኣይምሓሸን ዶ?
@Fikrehager
@Fikrehager 11 ай бұрын
This song is so sad, powerful and empowering all at the same time. Our Martyrs are always in our hearts, never forgotten, always alive in our hearts and mind. We are reminded of your greatness through every breath we take, saying “I am Eritrean”. 🙏🏽 🙏🏽🙏🏽
@selamhagose2892
@selamhagose2892 11 ай бұрын
ዘልኣለማዊ ክብርን ዝኽርን ንሰማእታትንስ🕯🕯🕯🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@myjobistoworkhard7715
@myjobistoworkhard7715 11 ай бұрын
When I listen the song I just remembered my brother I can’t stop crying ufffff😢😢😢
@rimeyblieney3506
@rimeyblieney3506 6 ай бұрын
😭😭😭😭😭
@awettesfazghi6119
@awettesfazghi6119 11 ай бұрын
God protect our country Eritrea and may all the heroes who fell for this country rest in peace
@abrahambrhane3920
@abrahambrhane3920 11 ай бұрын
Eritrea, my country, your price is precious...the price of your red and black children, young and old 😢😢 O Lord keep to our people and country.
@tsegayhigusha7881
@tsegayhigusha7881 11 ай бұрын
can't stop crying😢😢😢 Glory to our beloved martyrs😢😢😢😢😢
@LuliaMicheal-ou6mj
@LuliaMicheal-ou6mj 11 ай бұрын
Me too ahhh😢😭😢😭😢😭😢😭
@rishetalem6634
@rishetalem6634 11 ай бұрын
Me too 😢😢😢
@rahwaybrah151
@rahwaybrah151 11 ай бұрын
Me too😢😢😢
@michaelnugussie6023
@michaelnugussie6023 11 ай бұрын
Almost I heard 10x I cried 10x
@fanefane5862
@fanefane5862 11 ай бұрын
😢😢
@hunchojackkk1180
@hunchojackkk1180 11 ай бұрын
It’s every Eritrean citizen responsibility to help the families of our martyrs, it’s not just about dancing to Mendelay!
@rutinanu
@rutinanu 11 ай бұрын
Right,
@TheDigitala
@TheDigitala 11 ай бұрын
I hope you are doing your part already not just writing comments
@hello-nz4hy
@hello-nz4hy 11 ай бұрын
There is no governement in eritrea with the interest of the people. Hgdef dogs, taken our money every year. Wake up eritreans.
@confirm5929
@confirm5929 10 ай бұрын
Right......!!!!!!!!
@eri-pride
@eri-pride 11 ай бұрын
Very touching and soul-searching music. ክብርን ሞጎስን ንስዋ ኣትና። ዮናስ ክኣ ብጣዕሚ ብልጽቲ ስራሕ። ከምዚ ዓይነት ክረኣቲቭቲ ዝመልኦ ገርካ ዝሕሪ ስው ኣት ክትገብር ዝበቓዕካ ዕድመን ጥዕናን ይሓብካ ኮም ኡ ውን ንሶሊን መሮንን.
@merihhabte9071
@merihhabte9071 11 ай бұрын
ዘልኣላማዊ ዝኽሪ ንሰማታትና❤ 🇪🇷💐🕯🕯🕯 ዓወት ንሓፍሽ ✊🏾✊🏾
@BereketB-vk1jm
@BereketB-vk1jm 11 ай бұрын
ክብርን ሞጎስን ነዛ ዘይትድገም ሂወቶም ንስለ ኢሩና ዝወፈዩ ንዘትእለት ይዘከሩ ጀጋኑና ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ
@helenamilab6272
@helenamilab6272 11 ай бұрын
ክብርን ምስጋና ንስውኣትና ። ሃገራውያን ኮይኖም ሃገር ዘረከቡና ሃገራውያን ኮይኖም ኤረይ ዝዓቀቡልና ።
@ghenimb3823
@ghenimb3823 11 ай бұрын
Wow it’s very touching . It’s in all Eritrean family houses happening this time !! God please help us and heal everyone heart ❤️ in the name of Jesus !!!
@millionefrem
@millionefrem 11 ай бұрын
ግብርን ሞጎስን ንዞም ዝይትድገም ሂወቶም ዝውፈዩ ሰማእታትና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ብጣዓሚ ብሉጽ ስራሕ ኣቡኡ ከሎ ይርዳኣካ
@gaulmokieerey263
@gaulmokieerey263 11 ай бұрын
I can’t stop crying 😢 I proud to be Eritrea 🇪🇷
@cinnamorollandrufta
@cinnamorollandrufta 7 ай бұрын
Same😭
@rimeyblieney3506
@rimeyblieney3506 6 ай бұрын
Same here 😭😭😭😭
@ksdncakjnliagbvh
@ksdncakjnliagbvh 5 ай бұрын
Please stop crying
@eri.1159
@eri.1159 11 ай бұрын
🇪🇷thank u for remind us, glory to our martyrs😢❤
@kemalemey
@kemalemey 11 ай бұрын
ዘልኣለማዊ ክብርን ዝኽርን ንሰማእታትና ዓወት ንሓፋሽ
@YonatanKidane-xd2fz
@YonatanKidane-xd2fz 11 ай бұрын
I can't control my tears .what a touchy song .victory to the masses deki eriay ...🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@hello-nz4hy
@hello-nz4hy 11 ай бұрын
We have to get rid of essais first. Then we can rest and have a normal country
@eldanasemere
@eldanasemere 11 ай бұрын
😢😢😢😢😢
@asterkidane3093
@asterkidane3093 11 ай бұрын
ዘልአለመዊ ክብርን ሞገሰን ንሰውአትና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
@SelamErey3172
@SelamErey3172 11 ай бұрын
Beautiful performance, amazing melody, heartwarming lyrics and wonderful video clip 🙏🏽🇪🇷❤️🇪🇷🙏🏽
@eriangelino7800
@eriangelino7800 11 ай бұрын
Great story, great song. Eternal Glory to our martyrs.
@biniamhabte6148
@biniamhabte6148 11 ай бұрын
Very touching music Gloria to our brave martyr ⚘♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@thomaszerai174
@thomaszerai174 11 ай бұрын
Great job 👏 👍 deki Erey xubukat 🇪🇷 🐪 👏 👍
@sabrinaestifanos3585
@sabrinaestifanos3585 11 ай бұрын
ሰላማዊ ሰናይ 😭😭 .. I don’t check ደርፊ but I just checked this one and made me cry … remembering the innocent ones how paid their life for this country . I pray that God will say enough and no more blood 🩸 blood 🩸😭
@zemen8046
@zemen8046 11 ай бұрын
Heart breaking 🥲🥲💔🕯️🕯️🕯️🇪🇷May our heroes Rest in peace !Wetru zkrom ab libina ewe alewu msana. Sematatna wetru yzekeru ykberu.Mwedata ygberelna 🇪🇷🇪🇷🇪🇷Awet nwxue hafash ✊🏾✊🏾✊🏾
@mikimiki8486
@mikimiki8486 11 ай бұрын
ዘልኣለማዊ ዝክርን ን ሰማኢታትና ❤❤❤ክብርን ሞጎስን ወትሩ ኣብ ልብና
@user-dy5kf3dr4h
@user-dy5kf3dr4h 11 ай бұрын
እቲ ጥምረት እቲ ሓድነት እቲ ሃገራውነት እቲ ሓላፍነት እቲ ሕውነት እቲ ክብረት እቲ ኤርትራውነት እቲ ጅግንነት እቲ ሓባርውነት እቲ ኣነ ክሓልፍ ንስኻ ጽናሕ በሃልነት እዚ እዩ ክብርና
@nurkahssay689
@nurkahssay689 11 ай бұрын
For real fir real
@gualjeganu1086
@gualjeganu1086 11 ай бұрын
What a touching song with modern touch, love it. Glory to our martyrs it is our duty to build the Eritrea they lost their life for. God willing ❤🇪🇷
@hello-nz4hy
@hello-nz4hy 11 ай бұрын
Essais and dogs will not let you build. They almost the counrty to Ethiopia. We list so many in essais's recent war.
@thomasbairu3926
@thomasbairu3926 11 ай бұрын
Sensational work!! It took me back home in memories and contemplated the heavy price we paid to our freedom and sovereignty
@HuongThu-vw6tz
@HuongThu-vw6tz 10 ай бұрын
I know this song through Miss Winta Russom. With all the love from Vietnam, I don't quite understand it because of the language gap. It's also coming July 27 - the day to remember the heroes and martyrs of Vietnam.
@HuongThu-vw6tz
@HuongThu-vw6tz 10 ай бұрын
Thank you to the heroes and martyrs who sacrificed themselves to protect our independence ❤
@biniamftsum2610
@biniamftsum2610 11 ай бұрын
ክብሪን ሞጎስን ንስዉኣትና ወትሩ ዓወት ንሓፍሽ ✊️✊️✊️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Ibrahimwedisaho
@Ibrahimwedisaho 11 ай бұрын
🥺🥺🥺💔😭💔 My Eritrean heroes!! 🇪🇷⛪💍🕌🇪🇷
@MAATO9
@MAATO9 11 ай бұрын
المجد والخلود لشهدانئا الأبرار ✌️🫶🕯🕯🕯🇪🇷
@wintamehari3569
@wintamehari3569 11 ай бұрын
I can’t stop crying 😢 I miss my brother 😢😢😢kbrn mogosn nswuatna tnx maynas kulatkum tesatefti nayza srah
@eritrealonglive2803
@eritrealonglive2803 11 ай бұрын
Oww I cnt stop crying 😢😢😢..how many eritrean family hve sacrificed Thier beloved sons ND daughters for this beautiful country...may all our martyrs rest in peace..you r always on our heart..you are loved, appreciated..nfld I wish all of us try to do our best to help Thier families ND give them hope,love ND support. ❤
@yowhanayowhana2001
@yowhanayowhana2001 11 ай бұрын
Omg I can’t stop crying 😢 😢😢😢😢😢 I miss my brothers 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢 Sunday is the big day ❤❤ keeps going Deqi Erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 Seluhom shikor gobiza
@semsem4563
@semsem4563 11 ай бұрын
ዓሕ ኣምላክ ሰላም ሃበልና ነዛ ብርክቲ ዓድና 🇪🇷❤
@zeromhabtemariam9587
@zeromhabtemariam9587 11 ай бұрын
ምስ 20 ሰነ ብምውጽኣ እዛ ደርፊ ደስ ኢላትኒ:: ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@berniegumbira2370
@berniegumbira2370 7 ай бұрын
💛 ብእግዚኣብሄር የሱስ እመን ክትድሕን ኢኻ። ግዜ ምስ ኣኸለ ናብ መንግስቲ ኣምላኽ ምእንቲ ክትኣቱ፡ ከም መድሓኒኻ ተቐበሎ። እቲ ልዑል ኣምላኽ ምስኡ ክትድረሩ ይዕድመኩም ኣሎ። “ዮሃ 3፡16, 18 NLT “ኣምላኽ ንዓለም ከምዚ ኢሉ እዩ ኣፍቂርዋ፡ ብእኡ ዝኣምን ዘበለ ዅሉ ናይ ዘለኣለም ህይወት ምእንቲ ኺረክብ እምበር፡ ሓደ ወዱ ሃበ . “ኣብ ልዕሊኡ ንዝኣመነ ሰብ ፍርዲ የለን። ብእኡ ዘይኣምን ግና ድሮ በቲ ሓደን ሓደን ወዲ ኣምላኽ ስለ ዘይኣመነ ተፈሪዱ እዩ።” ( ወዲ ኣምላኽ የሱስ) ናይ ንስሓ ጸሎት፡ ጸሎት ድሕነት | ሰማያዊን ኩሉ ዝኽእልን እግዚኣብሄር፡ ሓጢኣተይ እናፈለጥኩን ንኽንሳሕ ድሉው ኮይነን ትሑትን ሓዚነን ኣብ ቅድሜኻ ይመጽእ ኣለኹ። እግዚኣብሄር ኣብ ቅድሜኻ ሓጢኣት ስለ ዝገበርኩ ይቕረ በለለይ። ሓጢኣተይ ሓጺብካ ኣንጽህኒ፡ ካብዚ ሓጢኣተኛ ባህርይ ክምለስ ድማ ሓግዘኒ። ኣብ ክንድኡ ኣብ መንገድኻ ክኸይድ መርሓኒ፣ ናይ ቀደም ህይወተይ ገዲፈ ኣባኻ ሓድሽ ህይወት ክጅምር። የሱስ ከም ጎይታይን መድሓኒይን ተቐቢለካ ሎሚ ድማ እግዚኣብሄር ህይወተይ ክገብረካ ደልየ ኣለኹ። ኣነ ብዘይካ ንስኻን መንገድኻን ጥራሕ ዝመርጽ የለን፣ ብሓያል ስምካ ኣሜን ✝︎🕊️ 0:01
@rdfchannel5358
@rdfchannel5358 11 ай бұрын
እንክትሰምዓ ብኽያት😭 ኣዝያ ተንካፊት። ኣብ ውሽጥኻ ዝተሓዋወሰ ስምዒት ተምጽእ። ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንስውኣትና❤
@yoditsahle2046
@yoditsahle2046 11 ай бұрын
ዋዉ ዘልዓለማዊ ዝኽሪ ክብሪ ንሰማእታትና ዓወት ንሓፋሽ♥🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏
@senaittewolde2625
@senaittewolde2625 11 ай бұрын
Zelamawi kebren mogosen ne sewatna ne jeganu 🇪🇷❤🌹🙏🇪🇷❤🌹🙏
@hizbawignbar8484
@hizbawignbar8484 11 ай бұрын
Eritrea prevails ❤️🇪🇷 one Nation 🇪🇷❤️ one people ❤️🇪🇷 we are hizbawi gnbar 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 Awet N Hafash ❤
@msganayoseftewelde8146
@msganayoseftewelde8146 11 ай бұрын
The Sadness music I've ever heard in my life I'm literally crying right now🥹❤️😭😢😢
@erimetera4208
@erimetera4208 11 ай бұрын
What ??? this is the first touching your heart. We have so many like this.
@aronhenok6131
@aronhenok6131 11 ай бұрын
ዘልኣለማዊ ክብርን ዝክርን ንጅጋኑ ሰማታትና ክብርን ሞግስን ንሐይልታት ምክልካል ኤርትራ 🇪🇷✊🏽🇪🇷❤️
@yordanosweldense1276
@yordanosweldense1276 11 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@teddyabrah4608
@teddyabrah4608 11 ай бұрын
We are Eritreans We are heroes We are peaceful people We will protect our people and our country from Woyane and pro Woyane Asena etc
@zerithabte6575
@zerithabte6575 11 ай бұрын
ክብርን መጎስን ንሰማእታትና❤ ይበል ስራሕ ማይናስ ሓወይ ኣልያ & ዜማ ገባር ሓወይ ጽቡቅ ኩርናዕ ይበል ግጥሚ❤❤❤❤❤❤❤❤
@HARENA-wu9jg
@HARENA-wu9jg 11 ай бұрын
ክብርን ሞጎስን ነቶም ንስለና ጥዑም ከይበልዑ ከይሰተዩ መንነትናን ሃገርናን ኣረኪቦምና ዝሓለፉ ሰማኣታትና ወትሩ ኣብ ልብና🙏🕯🕯🕯😔🇪🇷❤️😭
@alekafewerky2628
@alekafewerky2628 11 ай бұрын
Maynas nay bhaki hayal seb eka ab Direktor & melody btaemi lbka ttnkf kexlo kbleka ydeli kemu wun getami Gebrihwet ✨🇪🇷✨ btaemi des zebl srah thax all Eritreans like comment shar aynewhd
@_sarina992
@_sarina992 11 ай бұрын
Can’t stop crying ufff💔😭🕊️glory to our martyrs😔
@user-ys7qq4tx2q
@user-ys7qq4tx2q 11 ай бұрын
ሜሪ ሓወይ ብጣእሚ እየ ዝፈትወካ እዛ ምጭዉቲ ከኣ በጣእሚ ብልጽቲ❤❤❤❤❤❤❤
@nayhimamey7358
@nayhimamey7358 11 ай бұрын
Minas. This is really unique and amazing lyrics u make remind us our brothers and ours sisters that they sucrificed their life for our country ErItrea ,,, ,Wetru senbet mishet.,,,,, senay ab gezana❤❤
@user-ci3zp1lt6g
@user-ci3zp1lt6g 11 ай бұрын
ካብ ዕላልን ፍቅርን ገዛናን እንደሞ ልዕሊ ሂዎቶም ዘፍቅርዋ ሓያል አፍቃሪት ኣፍቂሮም ❤️ ብዋጋ ሂዎቶም ፍቅሮም ዝገልጹላ ሓያል ኣፍቃሪት 🇪🇷❤️ ብዘይ ፍቅሮምን ብዘይ ብአኦምን ዘይትርከብ ኹሉ ዝጥምታ ተሃራፍት ዘዝተንስኣ ንዓይ ንዓይ ዝብላ መልከዓኛ #❤️🇪🇷ኤሩ ❤️# ዓደይ ፍቅሮም ብግብሪ ዝገለጹላ ትርጉም ምንባርናን ሓበንናን ! ዘላለማዊ ዝኽርን ክብርን ነቶም ሰብ ሓቀኛ ኣፍቀርቲ ሰማእታትና !!! ❤️🇪🇷❤️
@helentesfay8597
@helentesfay8597 11 ай бұрын
Very Touchable song ..... can't even hold my tears 😢 💔
@betelhemweledegabr-rb5bw
@betelhemweledegabr-rb5bw 11 ай бұрын
ዘልኣለማዊ ዝኽርን ክብርን ንስውኣትና ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና🕯️🕯️🕯️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@rutawelde4930
@rutawelde4930 11 ай бұрын
ዘልአለማዊ ዝኽሪ ሞጎስን ንሰማእታትና🇪🇷🇪🇷💗❤️
@user-js4gs4mc1d
@user-js4gs4mc1d 11 ай бұрын
❤ኣጆኺ ሰሊሆመይ : ሕርያይ እዩ መስዋእትነት : ናይ ምንባር ፍጹምነት❤🇪🇷 ኩሉ በጃኺ እዩ ሃገረይ 🙏🏾: ዓምብብልና ፍረይልና ጽገይልና : ኣብቲ ስቡሕ መሬትኪ ደቂሶም ኣለዉ ጀጋኑኺ። 🕯️💐ዘልኣለማዊ ክብርን ዝኽርን ንሰማእታትና ዓወት ንሓፋሽ!!!
@smerttesfahiwet4840
@smerttesfahiwet4840 11 ай бұрын
I can‘t stop crying my Dad 😢😢😢
@dj_hazeka.
@dj_hazeka. 11 ай бұрын
ክብሪ ነቶም ሂወቶም ከይበቀቁ ምአንቲ ሃገርን ህዝብን ዝሓለፉ ጀጋኑ ስውኣትና ይኹን 🕯️🕯️🕯️🕯️🕯️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😢😢😢
@rahelberhane2945
@rahelberhane2945 11 ай бұрын
Mery and Soli great work .💖🇪🇷💖 Glory to our Martyrs 💖🇪🇷💖🇪🇷💖
@edentecleab8169
@edentecleab8169 11 ай бұрын
I listen this song with my tear 😢😢😢.kibrin megos'n n semaetat.
@yohanatesfamariam2305
@yohanatesfamariam2305 11 ай бұрын
So touching 😢😢 may God bless our country. Glory to our martyrs n keep shining deki erey.
@Gualmemhr123
@Gualmemhr123 11 ай бұрын
Oh it's really heartwarming ❤❤, amazing deqi erey ,selihom her voice is look like Elham's voice, external glory to our beloved martyrs .😢😢😢😢
@hafizo3901
@hafizo3901 11 ай бұрын
I DON'T KNOW WHAT TO SAY ' NO WRDS' BUT IT'S HEART TOUCHING SONG.😪 I can't stop listening to this song 😭
@Herojero669
@Herojero669 11 ай бұрын
Glory to our martyrs 🇪🇷🕯🕯🕯🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@eritrearedsea5386
@eritrearedsea5386 11 ай бұрын
Yoniye you are extremely amazing. We love it 🇪🇷💙🇪🇷💙🇪🇷💙🇪🇷💙💙🇪🇷
@user-cs9fp3yo4f
@user-cs9fp3yo4f 11 ай бұрын
Zis song is very touching....very..i cldnt stop remembering our heros.....wn zy wer laughing wz us on sunday...bt zy sacrifies to our beloved country.....ERITREA..First...may our heros rest in peace....in heaven.. ....u r oll days in our heart....
@yerusalemhailezgi3486
@yerusalemhailezgi3486 11 ай бұрын
ዘልኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ን ጀጋኑ ሰማአታትና። 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@dl4055
@dl4055 11 ай бұрын
ዘልኣለማዊ ክብርን መጎስን ንሰማእታትና 😢😢😢😢❤
@wt7061
@wt7061 11 ай бұрын
ክብርን ሞጓስን ንስወኣትና ወትሩ ኣብልብና ።
@yohanafessehazion9203
@yohanafessehazion9203 11 ай бұрын
Eternal Glory to our selfless Martyrs😇
@miriammichael4890
@miriammichael4890 11 ай бұрын
Omg it’s so 😢touching video and song great job.🎉Glory to our martyrs ❤
@simgher
@simgher 11 ай бұрын
Waw ❤ Kibrin mogosn nsematatna Wetru awet nihafash 💪🏽🇪🇷💪🏽🇪🇷💪🏽🇪🇷😘
@zaidtewelde2368
@zaidtewelde2368 11 ай бұрын
ዘልኣለማዊ ዝክር ን'ስማኢታትና 💪🕯🕯🇪🇷🇪🇷💕💕💐💐💐💐💐🌷🌷🌷ክብርን ምስጋናን ጅግና ን'ሓይልታት ምክልካል ኣብ ጻሓን ቁርን ንፋስን ጠጠዉ ኢሉ ዘሎ ምስጋናይ ይብጻሓዮ🙏🏾🇪🇷💪💕 ዓወት ን'ሓፋሽ 🇪🇷🐪🇪🇷💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌷🌷🌷🌷🌷💓💓💓💓🍀🍀🌻🌻🌷🌷🌷🌷🌷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💞
@zekariasberhe1059
@zekariasberhe1059 11 ай бұрын
ሕቑን ሕቑን ዝውሽጠይ ፡ ህውኽ ህውኽ ዝመንፈሰይ ። ድፍንቕንቕ ኢለ ተደፋኒቐ ክብርን ዝኽርን ንሰማእታትና
@asteremnet5930
@asteremnet5930 11 ай бұрын
Enteral Glory to our martyrs ,🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@yordanosasmelash2635
@yordanosasmelash2635 11 ай бұрын
ዘልአለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና 🇪🇷💐🕯️🕯️🕯️
@Furtunadebesai
@Furtunadebesai 11 ай бұрын
Um just in love with it👏👏👏soli bravo girl ❤❤
@ROOTSFILMS
@ROOTSFILMS 11 ай бұрын
Great song. Eternal glory to our martyrs
@jesusismylord1352
@jesusismylord1352 11 ай бұрын
So touching 😢it hits hard rest in peace ,our beloved martyrs .
@ZebibaBelay-dn4dt
@ZebibaBelay-dn4dt 11 ай бұрын
አጀና ይጥዓም ይሕሰም ኤረይ 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@soliyanadaniel3106
@soliyanadaniel3106 11 ай бұрын
Very touchy, 😢. Peace to our country and our people🇪🇷🇪🇷🇪🇷 forever❤
@Manu-md3xn
@Manu-md3xn 11 ай бұрын
This song made me cry a lot ❤‍🩹May God give endless strength to all families that lost their beloved ones because of the wars. Rest in peace our Heroes ❣
@zemen8046
@zemen8046 11 ай бұрын
Same 😢it’s heartbreaking. Loosing a Third generation into this war is shocking. May our neighbors come to peace after all this tough situation, loosing so many lives for western interest in our zone, east Africa in general need to come together for peace and save millions of lives that are victims of foreign policies. Peace for east Africa and rest of the world that are victims of similar situation. Zelalemawi zkri netom sle eza meret eta enko hiwetom zewefyu jeganuna 🕯️🕯️🕯️🇪🇷🇪🇷🇪🇷✊🏾
@maekelemebrahtu3886
@maekelemebrahtu3886 11 ай бұрын
Glory to our Heroes. All deep in our heart ❤❤❤
Soli Jon - Bandieray | ባንዴራይ - Eritrean Music
6:20
Yonas Maynas
Рет қаралды 370 М.
Cat story: from hate to love! 😻 #cat #cute #kitten
00:40
Stocat
Рет қаралды 16 МЛН
Miracle Doctor Saves Blind Girl ❤️
00:59
Alan Chikin Chow
Рет қаралды 60 МЛН
When someone reclines their seat ✈️
00:21
Adam W
Рет қаралды 19 МЛН
(Zegaki Eye Anti Meret) Meron and Estifanos (Zemach)@BurukTv
5:35
New Eritrean Music 2024 - Eden Teklit | Drar Lbey ( ድራር ልበይ)
4:38
Eri One Touch Entertainment
Рет қаралды 788 М.
Guljahon - Malohat | Xamdam Sobirov - Malohat (cover 2024)
3:05
Акмаль
Рет қаралды 3,4 МЛН
Sadraddin - Если любишь | Official Visualizer
2:14
SADRADDIN
Рет қаралды 217 М.
Diana Ismail - Kezdeser (Official Music Video)
4:01
Diana Ismail
Рет қаралды 1 МЛН
Eminem - Houdini [Official Music Video]
4:57
EminemVEVO
Рет қаралды 51 МЛН
Қайрат Нұртас - Қоймайсың бей 2024
2:20
Kairat Nurtas
Рет қаралды 1,2 МЛН
Максим ФАДЕЕВ - SALTA (Премьера 2024)
3:33
Saǵynamyn
2:13
Қанат Ерлан - Topic
Рет қаралды 434 М.