🔥 ሜሮን ን ዉፍይ የጠንቅቆ ኣሎ / 😍 ሱዛን ማም ሕሽዋ ገዝኣ ተመሊሳ ኣላ

  Рет қаралды 47,145

ዳኒ ቤሪ reaction

ዳኒ ቤሪ reaction

16 күн бұрын

1 ) This video has no negative impact on the original works ( It would actually be positive for them )
2 ) This video is also for informational purposes .
3 ) It is not transformative in nature .
4 ) I only used bits and pieces of videos to get the point across where necessary
#eritrea #eritrean #eritreanmusic

Пікірлер: 101
@umamier3318
@umamier3318 14 күн бұрын
ምሮን ኩሉ ግዝየ ተቕርቦ ጽቡቕ እዩ ግን ብዛ ክዳምኩም ቀይርኩም ማክና ጋዛ በልካዮም ንባዓል ውፉይ ስደተኛ ከማኻ ከማይ ካብ ድኽነት ውግእ ጸልኦም ናብረኦም ከማሓሹ ዝተሰዱ ግን ኣብርእሲ ህወቶም ምምራሕ ምምሕያሽ ኣብቲ ዓድና ዘሎ ምምሕዳር ይቃወሙ ከም ዘመነ ገድሊ ናብራኹም ኣይትግበሩ እቲ ገድሊ ምግዳል እዩ እቲ ስእነት ይጻወሮ ነር ህዝብና ዕላምኡ ከዕውት ድሕሪ ናጽነት ከ እዞም ኣርማ ድኽነት ናብረኦም ዘየምሕሹ ካብ ብረት ምግዛእ ንውፉይ ምስቶም ሃብቲ ሃገር ዝሓዙ ኣይተዋዳድሮ ኣብ ዓለም መራሕን ተመራሕን ኣብዘድማዓሉ ይሰሪሕ ታራ ኣባል እምኒ ደርቡ ሸብሮ ገሩ እቲ ካልእ ስራሕ ዘድማዓሉ ዝሰሪሕ ምስቲ ሸብሮ ዝገብር ክስራዕ ሃብታ ድኻመራሒ ተመራሒ ዝነበረን ዝሎን እዩ ፡ይፍጠረሎም ገዛ ማክና ኩልኻ ሓደ ኣይትኹን ካብ መን ዓምጾም ወስዶም ዝሰሪሕ ዓስቡ ይርከብ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም መይሮነይ ኣብ ማይ ቀጠነ ኣይትእቶ ቅጽል ጽቡቕ ተድምዕ ኣለኻ ግን ንዝሰርሑ ኣይትዓንቅፍ ፡ያረት እዞም ኣርማ ድኽነት በልዖም ኣብልዖምና እዞም ካብ ጁባኻ ገንዘብ ካብ ሕቕፍኻ ውላድካ ዝምንጥሉ ዓይይኒ ዝምንጥሉ ሓራግጽ ፡ተተድምዕዎ ስርሑ ካብ ጅባኹም ዘይተወስደ ገንዘብ ካብ ትጻባጸቡ ፡ውግእን ጥምየትን ጸልእና ተሰድድና ዓዕቕምና ንቃወም ንህዝቡ ዝሰምዕ መራሒ የብልናን ክሳብ ዝወግሕ እቲ ዝኹርካሓና ንዛረብ ናብራና እንዳኣለና ውፉይ ወዲ ህዝቢ ዝሓለፍካዮ ሓርኮትኮት እልካ ዝዓበኻዮ ኣብ ደቅኻ ካይድገም ኣይትርሰዖም ድላዮም ግበረሎም ዕድመ ይሃብካ እንሻኣላህ ደቅኻ ኣብ ሕቕፈኻ ክሕንቅቁ ወይጉድ ትቃለሱ ኣለኹም ደቅኹም ኣይተሐንቅቑ ማይክና ኣይትሰቐሉ ገዛ ኣይተጥርዩ መስደመም ካብቲ ኣርማ ድኽነትን ጸበባን ወጽዮም ተሰድዶም ረቢ ባ የርህወሎም ዝሰራሕክዮ እኻ ትሓፍስ መሮነይ ኣብታሕቲ ኣይትውረድ ስብ ረቢ ዝኸተበሉ እዩ ዝነብር ተኸድንኩም ብልዕኩም ገድፍና ንታኣማመን ሰርቑ ዝወሰደ ንረቢ ንግደፎ ለካምኡ እዩ
@user-qz6kq7in2p
@user-qz6kq7in2p 14 күн бұрын
ማዓረይ ፀጥ ኢለ አምቢበያ ግን ከብደይ በሊዕክኒ እቲአነባብራኩም አብዚ ሰለሰተ ዓመት እዩ አዘኪሩኒ አምላክ ሰደትኩም የሕፅረልኩም እንተገደደ ካብ መዕርፎ ነፈረቲ ንወለድኩም እትሪእሉ ብናፅነት ይፍጠረልኩም ናይ ልበይ እየ ዝሐዝን ሰደት እኮ ዘይሰደት የለን እዚ መራሒ እዚ ግን ንበይኑ እዩ። እት መግዳል እኮ ሀገረ ምሕላዉ እንተበልካሰ እቱ ዝተሰደተ ገዛ ወለዱ እንድሕር ዘየማሐይሽ ከተማኡ እንድሕር ዘየማሐይሸ እንታይ ዓይነት ምሕደራ እዩ ፅረ ወድሰብ አብ ትግራይ ብርግፅ ሰብ ረጊፉ ምሕደራ ተባላሽዩ ግን ቢያንሰ ዋላ ከምኡ ኢሉ እነ ሀለወ አይራከባን ምሰ ኤርትራ ። ምሕረት የዉርደልና ንኩልና
@tgtgtg806
@tgtgtg806 14 күн бұрын
ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም ❤❤❤❤
@Sky20844
@Sky20844 14 күн бұрын
ኣጀንዳ ስለ ዘይብሉ ኪሮስ ኣሰጋጊርናዮ ክብለና እዚ ኩሉ ኣዋረሕ ቆጺሩና ብቀደሙ ናይ ዘረባ ብቅዓት ኣይነበሮን
@Ninotes17
@Ninotes17 14 күн бұрын
ሜሮን ን ዉፉይ ምኻኑ ብኸመይ ኣረጋጊጽኩም? ተዛሪቡ ኢልኩም ናብ ዉፉይ ኣጸግዕ. እንዳፈተናኹም ዘየለ ኣብ screen ኣይትግበሩ ተኣማምነትኩም ከይጠጥፍኡ ምስ ሓቅኹም ኢና ንፈትወኩም
@simusemere
@simusemere 14 күн бұрын
love you guys from Eritrea🥰😘😘💞💞
@teamemedhanie3669
@teamemedhanie3669 14 күн бұрын
Meron dea entay ketenqiq hlus medenagri
@habtomrussommebrahtu6147
@habtomrussommebrahtu6147 13 күн бұрын
Abzi da eshug megbi,zeytexareye megbi, amet ab frij zgebere megbi, shkorawi megbi ina nbel ntnaka hmak u nebska gn btami u zegjfeka nskum da kulu fresh megbi ikum tbelu kemey gerna ina nketn tna nrekb ina nhasb
@Yyyyyyyyy872
@Yyyyyyyyy872 13 күн бұрын
ናይ ይቱብ ቅብኣ ትምህሩላ ሊንክ እባ ጽሓፉልና ወይ ክኣ ስም ናይቲ ቻነል ንገሩና❤❤❤❤❤❤
@ghde996
@ghde996 12 күн бұрын
Tigrayans please do not blame Debresion, he mobilized his forces and fought against hostile forces and gained respect for his people
@rogerjoned9924
@rogerjoned9924 8 күн бұрын
Goay went crazy absolutely 💯
@jacfarmacaskar8188
@jacfarmacaskar8188 14 күн бұрын
Tigrawot wey nzaba tigray alilkum kitizarebu yahfirekum dyu koynu ?
@jacfarmacaskar8188
@jacfarmacaskar8188 14 күн бұрын
Like aykonen kitbeni deliye kitmeleseley iye deliye
@Wedi--May--Weyni
@Wedi--May--Weyni 14 күн бұрын
ትርጉም ምንባር ዘይትፈልጥ ደነዝ ዳኣ ኬንካ እምበር ንሶም ዳኣ ኩሉ ግዜ ንፍቕሪ ምስ ዘመሩ like ምግባሩ ካኣ ኣኽቢሩካ እምበር ነዚ ሳክት ሕቶኻ ከም ሕቶ ዝለ ዝቖጸሮ ኣይኮነን ጥዑይ ሕቶ ዘይትሓትት ግዳ
@rahelasmerinabelalifestyle5566
@rahelasmerinabelalifestyle5566 12 күн бұрын
ነግራም ሰብ እንታይ ትብሎ ሸለል ኢኻ ትእዝዘሉ ጥራይ
@biniamkidane7119
@biniamkidane7119 14 күн бұрын
des behalti qexiliwo deqi Abeyti
@yonasberhane5076
@yonasberhane5076 14 күн бұрын
ቀዳምን ሰምበትን ዕረፍቲ ስለ ዝኾነ ቀልጢፍኩም ስደድዎ ኣይትደንጉዩና እንዳ ዳኒ
@medhin8187
@medhin8187 14 күн бұрын
ናይ ሕማመይ ዝኾንኩም 😂ዕቡዳተይ❤😂
@hanayemaryam12
@hanayemaryam12 14 күн бұрын
እዙ ኹሉ ፍልጠት አብ ሓበሻ ቐፅሉሉ ንሕብየኩም ኢና
@Awliemeror
@Awliemeror 14 күн бұрын
Nay language link gidefulna ikum❤❤❤
@merhawiteame3402
@merhawiteame3402 13 күн бұрын
በገና ኸ ትሰርሑ ዶ ጽቡቓት
@Tesfaxbah1234
@Tesfaxbah1234 14 күн бұрын
Naranshi Bangladesh 🇧🇩 eu zwegra bunet
@selamlehulum9990
@selamlehulum9990 7 күн бұрын
Kifetiwokum Shikorinatat🥰
@jackaleph6409
@jackaleph6409 14 күн бұрын
ስላም እንዳ ዳኒ ኣብ ስራሕኩም ዓወት ኣብ ሂወትኩም ስላምን ጥዕናን ይምነየልኩም ። ሓደ ካብ ናይ ወትሩ ተኸታተሊኹም እየ ንሓደ ሓደ ርእይቶን ንሕቶ ፍርያትኩምን please ስልኩኹም እንተትልእኹለይ ። የቀንየለይ
@user-dw5wn9dw8w
@user-dw5wn9dw8w 14 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@ffmoffenbach
@ffmoffenbach 14 күн бұрын
❣️❣️❣️❣️❣️🌹🌹🌹
@rosettazavarize1258
@rosettazavarize1258 13 күн бұрын
❤❤❤
@user-gs2ee8nc4m
@user-gs2ee8nc4m 13 күн бұрын
admenn tanan yhabkum
@negasiberhane1483
@negasiberhane1483 13 күн бұрын
🌾🌾🌾🕊🙏
@user-jn1li8cj9y
@user-jn1li8cj9y 13 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤
@user-qy8hp2gr1o
@user-qy8hp2gr1o 13 күн бұрын
❤❤❤❤❤mkuratey
@mihretkidau5047
@mihretkidau5047 14 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@SelamGere-bn3yy
@SelamGere-bn3yy 12 күн бұрын
Nskum gn entay aynet sebat ekum foto😢😢😢😢
@sjhshjsjs6154
@sjhshjsjs6154 12 күн бұрын
❤❤❤❤❤✅✅❤️❤️❤️❤️❤️
@kokobnegassi7558
@kokobnegassi7558 12 күн бұрын
Ab srahkum tnkukat kunu zmeslekum aytzarebu nay sltan zserahkumo bzaeba milen ykreta tethatwo xbuk u
@DivoraTesfay-ke9vz
@DivoraTesfay-ke9vz 12 күн бұрын
❤❤❤❤❤🎉
@titishkor9096
@titishkor9096 14 күн бұрын
Anes kfetwoekm b 75tv gere ye zriokm shkorinatat I love you kab haftkum gal Erey
@miraclemiracle3216
@miraclemiracle3216 14 күн бұрын
😂 ani Dima 95 tv gere yriom
@binagazi
@binagazi 14 күн бұрын
Enkuwa hagosekum eway hebush alena malet du😂
@GoneTsehaye
@GoneTsehaye 14 күн бұрын
75 inch tv ካብ ትግራይ ሰሪቅክያ ማለት ድዩ ካበዲኪ ኣምጺኽያ ዳ ቆማጥ
@titishkor9096
@titishkor9096 14 күн бұрын
Ya kab tgray n USA wesideya habibti 😍
@user-jk2ev9wk8o
@user-jk2ev9wk8o 14 күн бұрын
Afar mesila/lutgray እኮ ኣድዋያ መቕነታል እዩ
@user-jm4vy1ri7t
@user-jm4vy1ri7t 12 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@GoneTsehaye
@GoneTsehaye 14 күн бұрын
ኣረ በጃኩም ዝ ኣረጊት ቲክቶከር ኣጥፍእዎ በተክርስትያኑ ይኪድ ኣይተተባብዕዎ
@yordanoshaile8263
@yordanoshaile8263 12 күн бұрын
ካብ ወረ ኣኪብኩም ስምዕ ዝቐነናዮ ተምጹኡልና ናትኩም መደብ ዚዝኩም ተትመጹ ጽቡቕ ኔሩ ይፈትወኩም ኔረ ናይ ተባህለ ተገብረ ኬንኩም ተሪፍኩም
@yeheoso369
@yeheoso369 14 күн бұрын
Telefon xhafulna krar delina alena
@AdhanetBerhe
@AdhanetBerhe 13 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@fruitsarelife7073
@fruitsarelife7073 12 күн бұрын
💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙
@user-md6tu2vy9d
@user-md6tu2vy9d 14 күн бұрын
Gn sebayn sebytn dikom walas ahwat?
@miraclemiracle3216
@miraclemiracle3216 14 күн бұрын
Sebayin sebatın eyom
@Yirgalemftwi
@Yirgalemftwi 12 күн бұрын
መድብኩም ጺቡቅ ን ሕማቅን ብከመይ ኪንፍሊቶ ናይ ኪሊትኩም አላላ ኣብ ገዛኩም ጊበሪዎ
@lilisereke1044
@lilisereke1044 14 күн бұрын
Zeytgedfuna nay adkum zeytgebru
@KemalMahamed-pk2fx
@KemalMahamed-pk2fx 14 күн бұрын
❤❤😂
@HanadiJibril-tc4xf
@HanadiJibril-tc4xf 14 күн бұрын
Meron nfoe iyo zerebio kabio bzuh temaharo
@user-ik2zk4of1v
@user-ik2zk4of1v 13 күн бұрын
ሕወሓት እናበለ ውልቃዊ ፅልእካ ትነፍሕ እሞ ንህዝቢ ዝጠቅም ስራሕ መጭበርበሪ ዝኾነ ወዲ
@user-jk2ev9wk8o
@user-jk2ev9wk8o 14 күн бұрын
7 እኮ እተን መሓዙት ከማ ስለ ዝክደና keykewn
@yonasyowhans5397
@yonasyowhans5397 14 күн бұрын
ኣብ ዓድና በቃቕ ገንዘብ ዘይውጽእ ሰብ እንተ ሪአና ትግራዋይ ኢና ንብሎ
@GoneTsehaye
@GoneTsehaye 14 күн бұрын
ቆማጥ ተዛረብ ኢሉካ ካባኩም ዝሓስም የለን ድርባያት
@tesfaldet-vq6lo
@tesfaldet-vq6lo 14 күн бұрын
ሓቂ እዩ ተጋሩ ገንዘንብ ምኽፋልን ጥይቶም ንሓንቲ ጠለብ ብሓባር ይበልዕዋ ከይሓፈሩ ኣብ ቅድሚ ወይተር እስኻ ክንድዚ ቀሪከካ እንሄ ንስኻ ደሞ ክንድዚ ክብሉ ወይተር ገዲፋቶም ትኸይድ
@GoneTsehaye
@GoneTsehaye 14 күн бұрын
ይቦቅስካ ቦሉለይ ዝድርባይ ቆልዓ
@meladtesfay1075
@meladtesfay1075 14 күн бұрын
Nihizbi tigray kab tmyetu zhagezo hizbi eritrea eyu
@nebiatmehari9838
@nebiatmehari9838 14 күн бұрын
😂😂😂😂😂
@Habuhabus6277
@Habuhabus6277 11 күн бұрын
እዚኣ ንጾግራ ኢላ ያ ተሰዲዳ
@DtF-ds3os
@DtF-ds3os 13 күн бұрын
desta ysmeani
@maharigerenchel-ve5pp
@maharigerenchel-ve5pp 14 күн бұрын
Ewaisebeytika biladiyas temesasali bambula eya ezi bnetsa rekibato ember kefilatulu tiray keytbleni zmerete zingo mesila
@AbelGebey-om4so
@AbelGebey-om4so 13 күн бұрын
Qanza ysmeana
@user-en8qk9pt6u
@user-en8qk9pt6u 13 күн бұрын
Atum yhwat bmtay iye be zftwom nzom
@user-do7hd4jr4y
@user-do7hd4jr4y 14 күн бұрын
Bangali malet bangaladesh eyu habayb
@senaitteame9183
@senaitteame9183 12 күн бұрын
Omg $30 nihde da kabey kibuki zekowun halewolow
@yohanneskbrom8299
@yohanneskbrom8299 12 күн бұрын
Bxbx kondaf entay zerakb alewo ezi ztezarebo ms wfuy tekalu hasewti
@user-jk2ev9wk8o
@user-jk2ev9wk8o 14 күн бұрын
ወዲ ገብራይ ጎቢ ዙ.ድሙ ኮማሮ መሲሉ.
@asmeraasmera2668
@asmeraasmera2668 13 күн бұрын
Telephonkum please
@almazgiday9935
@almazgiday9935 13 күн бұрын
ሸውዐተ ቤሎ ሸውዐተ ሰብአይ ማለታ እዩ ።
@tirhasbaraky5740
@tirhasbaraky5740 14 күн бұрын
ኣይ ትግርው ኮፕ ክኽጅክጅ
@1979amanuel
@1979amanuel 14 күн бұрын
እቲ ኣፋስ ክገፍሕ
@wediEri_9
@wediEri_9 13 күн бұрын
ንስኹም ግን ተጋሩ እኮ ኢኹም፡ ንመን ምድንጋር'ዩ በዚ ቆልዓ "መለስ ጨናዊ" ኢሉ ክዛረብ ዝጸንኸ ትላገጹ? ብላህጃኹም ብኹሉ ኣቀራርባኹም ተጋሩ ኢኹም። ዋእ ቁሩብ ሕፍር በሉ ጠዋያት
@user-xj9uu8oc5n
@user-xj9uu8oc5n 14 күн бұрын
🤑🤑🤑🤑🤑 ክተፅልኡኒ
@aziebtekie4932
@aziebtekie4932 14 күн бұрын
aye enda lele😅😅😅😅
@FkroyKidane
@FkroyKidane 14 күн бұрын
ኣንታ እዘን ኣዋልድና ሲ ደይጾግረን ደይጽፍረን ደይቆርበተን ሊቢሰን እንዳ ኸዳስ በራሕ ኢለን ይጻረፋ ይገርም !!!
@biniamyemane9740
@biniamyemane9740 12 күн бұрын
Wedi shermuta
@erinatey2165
@erinatey2165 14 күн бұрын
Adgi nihamedu nay tigray kea adis abeba jemirkum, semeyawi bandera tekedinkum nay,wey agame wigien tehfru
@user-df1wp1iw2x
@user-df1wp1iw2x 14 күн бұрын
Nhamedu bel ata wedi dhul ✅🍀✅🍀✅🍀✅🍀✅🍀✅
@Wedi--May--Weyni
@Wedi--May--Weyni 14 күн бұрын
ኣታ መጋል ሓሳኽ ሜንታል ሁሩም መኻን ሓንጎል ፈዛዝ ጎዶሎ ኣካል ጉዙእ ባርያ ህግደፍ ንመነዴኻ ኢኻ ዳኣ ኣድጊ ክትብሎ ንስከ ጋህባብ ዓዋን መግዛእቲ እምበር ፍሪዶም ዘይፈቱ ትርጉም ምንባር ዘይፈልጥ ዓጋመ ዓጋመ እንዳበልካ ዳኣ ነብስኻ የዐሹ ኣንታ ተረፍ ጥይት ህግደፍ ምንባሩ ዘጽልኦ fooo 🤮🤮🤮
@FkroyKidane
@FkroyKidane 14 күн бұрын
ንሓመዱ እንድዩ ኢሉ ደሎ እታ ኣድጊ ዶ ኾን ደስ ደይበለትካ ኮይና ፧​@@user-df1wp1iw2x
@samiD220
@samiD220 14 күн бұрын
ብርጌድ ዛዓበዱ መራሒኦም ቺሮስ 🤣🤣🤣​@@user-df1wp1iw2x
@user-jr1fu3ct6d
@user-jr1fu3ct6d 13 күн бұрын
​@@user-df1wp1iw2xdenzuz...adgi tray yu gila nay hade party koynu zeneber..nesu kea weyn😂
@almazgiday9935
@almazgiday9935 13 күн бұрын
ኤረትራዊን ከመምዚ እዮም ዘዕብይውም አብ ተለቢዘን መለስ ክሪኢዎ ከለው በሎ ተኩሰሉ እዳ በላ የዕቢንኦም ሕጂ ሐረድቲ ሰብ ኮይኖም ዘለው እዚ ቆልዐ ንመለስ እዚ ኩሉ ዝፃረፍ ዘሎ ኤረትራዊያን ከምዚ ምካኑ ረኤዩ ሕጅከ አሕዋቶም ዝሐርዱ ዘለዎ ።
@alguyonas3312
@alguyonas3312 14 күн бұрын
Selam kemy cigorat ❤
@Fagi311
@Fagi311 14 күн бұрын
ሎምስ እንዳጸላእክኹም ከይደ ቪወር ንኽትረኽቡስ ሜሮን ንዉፉይ ኣጠንቂቅዎ ኢልኩም ትሕስዉ። ብዘይካ ዉፉይ ካልእ ባድላ ጌሩ ዝዘረብ የለን? መጣቆስቲ
@tgtgtg806
@tgtgtg806 14 күн бұрын
እሞ ሓስዮም ድዮም ሕዝዉንኮ ግደፍ ኢልዎ እዩ ። ኣይሰማዕካዮን ዲካ ዝሓወይ ንሜሮን
@miraclemiracle3216
@miraclemiracle3216 14 күн бұрын
😮
@FkroyKidane
@FkroyKidane 14 күн бұрын
ጎይታኻ ዉፉይ ደኣ እንታይ ምጽራፍ ኣድሊዎ ጹሩፍ እንድዩ ባዕሉ
@Fagi311
@Fagi311 14 күн бұрын
@@tgtgtg806 ዉፉይ ኢሉ ሽም ጠቂሱ ግደፍ ኢልዎ?
@Fagi311
@Fagi311 14 күн бұрын
@@FkroyKidane ኣነ ከማኻ ሰብ ጎይታ ኣይገብርን ጣውላ ነብሲ
@user-fn6gi6yy2d
@user-fn6gi6yy2d 14 күн бұрын
H
@DgSy-cu4xp
@DgSy-cu4xp 14 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
OMG 😨 Era o tênis dela 🤬
00:19
Polar em português
Рет қаралды 11 МЛН
La final estuvo difícil
00:34
Juan De Dios Pantoja
Рет қаралды 28 МЛН
🍟Best French Fries Homemade #cooking #shorts
00:42
BANKII
Рет қаралды 30 МЛН
🔥 ናይ ፍጹም ወሻሽም ኢና ኢለን
37:35
ዳኒ ቤሪ reaction
Рет қаралды 52 М.
ብሂወት ፍረሂወት ተሓተትቲ Josias denden
27:02
JOSIAS DENDEN TUBE
Рет қаралды 73 М.