No video

ባዕልና ሓድሕድ ኩናት ንውልዕ ኣለና ኣውራጃ መፍትሒ ኣይኮነን

  Рет қаралды 10,900

MERON SAT ሜሮን ሳት

MERON SAT ሜሮን ሳት

Күн бұрын

Join this channel to get access to perks:
/ @meronsat7665
@DEHAY TV @ZENATIGRIGNA @zarafltet @solomedia9376 @AlenaWaltaHager @fnanappinfotech @DrSharonWoldu @neshnesh_show @EriOneTouchEntertainment @MahdernaEntertainment @MahderPro @zomaychannel @erisat @eritv @meronsat

Пікірлер: 88
@MichaelAbrham-lf9zj
@MichaelAbrham-lf9zj 2 ай бұрын
ብኣውራጃ ኣይኮነን ፖለቲካ ክስራሕ ንሓደር ከማን ጠንቂ ፍትሕ ኮይኑ ኣሎ። ኣውራጃ ዝብሃል ክጠፍእ ጥራይ እዩ ዘሎ። ኣውራጃ ጸላእቲ ንምክፍፋል ዝተኸልዎ እዩ። ስለዚ ክተርፍ ጥራይ እዩ ዘለዎ።
@rushbush7320
@rushbush7320 2 ай бұрын
ይገርም ኮ ዩ ዚ ሓሰብኩም ኣንታ ክቡር ኣንብብ ተማሃር እዘን ኤውሮጳ ብኣውራጃ የን ዝመሓደራ እቲ ዝዓበየ ጸገም ጌጋ ስነ ልቦና ጌጋ ሓሳባት ጌጋ ርድኢት ዩ እዚ መንእሰይ ንኣውራጃ ምሕደራ ብዶብ ምሕደራ ምድሪ እምኒ ጌሩ ት ትግርኛ ነቲ ትግርኛ ዳጸልኦ ዓሌታዊ ጽንተት ክፍጽም ይሓስብ ኣሎ።ስለዚ ጌጋ ኣተሓሳስባ ዩ ክፈርስ ዘለዎ ምበር ኣውራጃ ኣይፈርስን ዩ ተፈሪሱ ሃይማኖት ውን ክፈርስ ኣለዎ ክንብል ኢና ብኡ ቀጺልና ባህልና ምኽንያቱ ዞባ ምሕደራ ዩ እልውራጃ ምሕደራ ዩ ሕጊ ዩ።ንሕጊ ወይ ካብ ሕጊ ሃዲምካ ናበይ ኢኻ ክትከይድ😮
@ruta1324
@ruta1324 2 ай бұрын
Millen is the most intelligent Eritrean ever. Please, Meron, bring more young girls because they are very intelligent and the motherly instinct which make them think all Eritreans as one family with different opinions and they are trying to units all Eritreans young men so please give them more chance to come and give their opinion
@henoknguse6864
@henoknguse6864 2 ай бұрын
ሰላም ሜሮን ተኸታታሊ መደብካ ኢየ በጣዕሚ ጽቡቕ እቲ እንኮን ጠቓምን ሓደ ነገር ኢዩ ንሱ ኽኣ ኣብ ነንሕድሕድና ዘሎ ፍልልያት ኣጽቢብና ናብ ሓደ ሓሳብ ምምጻእ ማለት ኢዩ ንሱ ኸኣ ኣነ ንወዲ ኣኩሎጉዛይ ቀቲለ እንታይ ረብሓ ኣሎኒ ንሱ ወን ንኣይ ቀቲሉ እንታይ ረብሓ ኣለዎ ግን እቲ ዝሓሸ ንሕሰብ ረብሓ ሓውኻ ረብሓኻ ጌርካ ምርኣይ ፍቕሪ ትሕትና ክብሪ ልዝብ ክህልወና ጽቡቕ ኢዩ ማለት ኩልና ደቂ ሓንቲ ሃገር ኢና ኣሕዋት ክኣ ኢና ሰለዚ ጉዕዞና ጉዕዞ ገርግስ 50 ዓመት ከይከውን ንጠንቀቕ ማለት ብዙሕ ክንገብሮ እንኸእል እናሃለወ እዝንና ኣይነጽምም በዚ ኣጋጣሚ ኩሉኹም ከመስግነኩም ይፈቱ ኣጆኹም ቀጽልዎ ብዝያዳ ኽኣ ጆን ሓውና ብጣዕሚ ኣድኒቐያ ኣሎኹ ኣምላኽ ሰላምን ድሓንን ይግበረልና Thanks for every one
@MichaelAbrham-lf9zj
@MichaelAbrham-lf9zj 2 ай бұрын
ኣውራጃ ናይ ጸበብትን ናይ ዓሌታውያንን መሕብኢ እዩ።
@user-lp2ql2xg6g
@user-lp2ql2xg6g 2 ай бұрын
Gual tekle jigna,hasabatki no 1 just absilki amxyo
@mebrattesfay5436
@mebrattesfay5436 2 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷💕💕Anbesa guale ereye sukore 🌹🌹🌹
@tesfaytsige8683
@tesfaytsige8683 2 ай бұрын
Yes..jegn
@yosiefmhretab4617
@yosiefmhretab4617 2 ай бұрын
Hager dereja nkhat u. Fetyom aykonkun bzaeba awraja zihasbu zelewu. Nkhatom tuhut slezkone u
@ghidegebremichael6470
@ghidegebremichael6470 2 ай бұрын
Oy ezi wedi hayle kbl eye sahsah qondaf
@senaittesfazgi9707
@senaittesfazgi9707 2 ай бұрын
There is Eritrean community everywhere , Hasewti, there is noting to do with government
@goitompaulos6794
@goitompaulos6794 2 ай бұрын
Ayrı dikeni Eritrea aynine İran ena bizi tikeduwo zeleku nuhuna ödüme a Mulie Wedi 60 Ömeroba Keri bina b Awuraga kivas semiona aynifelit higi weledo nausea gal haftana Serena hala Awuraga entetefie tsibuk eyu
@OgbaiZera
@OgbaiZera 2 ай бұрын
ዝኮነት ሃገር ንምሕደራ ዝጥዕም ክፍልታት ኣለዋኣ። ወከልቲባይቶ ኣውራጃ ዘባ ከተማ ዓዲ ዘይብላ ሃገር ስምይለይ። እታ ሃገር ውልቀ መላኪ ወይ ንጉስ እንተለዋ ብዘይባይቶ ምልኪ ምንጋስ እይ ዝጥዕም። መጀመርያ ብዘይ ዓዱ ኣውራጃ ዝመርሕ ንጉስ ውልቀ መላኪ ብዘይ ፍትሒ ሓታትን ወከልትን ዘይብሉ ስርዓት ባርዩ ዝድግፉ ጥራይ እዮም ብፍርሃት ክዋሓጡ ጌርዎም ይዕብድብዱ ኣለዎ። ነዚ ኩነት ዘይሕጋዊ ስሪኣት ምድጋፍ ማለት'ዩ። እስከ ከም ኣብነት ቦጦልሎኒ፡ ብርጌድ ኩለን ምሕደራ ኣለወን ክፍልታት ካብ መሰርዕ ዝጀምር ኣለወን።
@Tesfaeusinkey
@Tesfaeusinkey 2 ай бұрын
እዚ ኣብ ናይ መወድእታ ዝሃበ ሪኢቶ ጆኒ ትጉሓፍ የብላን ብቅዕቲ ሪኢቶ 👍👍👍👍
@user-lp2ql2xg6g
@user-lp2ql2xg6g 2 ай бұрын
Felsi Awrajawnet ketetfu B haxiru n shabyan snehasabun degfu
@Asmera-1
@Asmera-1 2 ай бұрын
ብኣውራጃ ዕላል ብ1970ታት ተኣልዩ። ንስኹም ድሕሪ 1991 ዝተለድኩም ግን እዞም ኢልየን ካብ Mars መጺኦም ሓራስ ኣደ ኤርትራ ደቂሳ ኸላ ቆልዑ ቆይሮምና ኸኮኑ እዩ ዘብል። እቲ ጽቡቕ ግን እንቛዕ ተሰደድኩም፣ ኣምላኽ በታ ዝወጻኹማ ኣብ ስደት ኣሪኩም ትመቱ ይግበርኩም ኣመን። 🙏🙏🙏
@TesfaalemTesfaalem
@TesfaalemTesfaalem 2 ай бұрын
Team beal leakomax asmera adi aykonean zeakonea zeakeabalu aykonean asmerea meakabi beal keamzi keamkea eiyu nefesk weakeaf seab mobkea adi
@OgbaiZera
@OgbaiZera 2 ай бұрын
ካብ ኪትዛረቢ ኪትማሃሪ ዘይትፍትኒ። ጊዜ ንጥፋእ፡'ዩ እዚኣ ቆልዓ እያ ና ሻዕብያ ጽለዋ ሂዛ ብምምጻእ ነቲ ቁምነገር ዝሓዘ እዕኑድ ዓድታት ኣውራጃታት ዞባታት ይትፋእ ይትረፍ ኪትብል ከላ። ዓዲ ኣውራጃ ዞባ ኣብ ዝክድካዮ ህስገርስት ኣለዋ። ፋሕ ዝብላት ቆልዓ ኪትስምዑ ትሕዝኑ።
@goitompaulos6794
@goitompaulos6794 2 ай бұрын
You are nice speech my friend it is nice Asia Gon boy
@habtommasgina4065
@habtommasgina4065 2 ай бұрын
እሞ ንምንታይ ድኣ ነቶም ደቀባት ዶ ብተወደድ ዶ እንዳበሉ ዝውደቡ ዘይትቃወምዎም
@abelmehreteab2372
@abelmehreteab2372 2 ай бұрын
እዚ ኮብራ ዝብሃል ጸገም ኣለዎ ብከመይ መዳይ'ዩ ነብሰ ፍትወት ኣለዎ ዝብሎ ዘሎ ነዚ ጆን ዝብሃል ካብኡ ንላዕሊ ሓቂ ከመይ ጌሩ ከብርሃልካ ደሊኻ፡ብጻሩ ናትካ ነገር ናይ ኣቦታትና ታሪክ እንዳ ኣምጻካ ኣብኡ ካብ ምሕባእ ፍሉይ ነገር ሓሳብ ዘምጻካ'ዮ ሓሳብ የብልካን።
@OgbaiZera
@OgbaiZera 2 ай бұрын
ግርም ጊበዝ ወዲ ስሌ
@jemalabdulkadir9141
@jemalabdulkadir9141 2 ай бұрын
Eza koulah Zobbann Awrajan ketereff alewo meknyiato felaley eyou b'hanty Eritrea niheseb zbelet betamey lebamen knyio tematyten professor iye zibla . Geleyom gen resi ztechefleke taneykha eyiom .
@sidetkertet6545
@sidetkertet6545 2 ай бұрын
Anta ezi wedi sele zibehalsi abey eyu abiu aded
@TesfaalemTesfaalem
@TesfaalemTesfaalem 2 ай бұрын
Alweao
@TesfaalemTesfaalem
@TesfaalemTesfaalem 2 ай бұрын
Zebeahl teabakum keatneaberu ekum teadealu
@ghidegebremichael6470
@ghidegebremichael6470 2 ай бұрын
Srat aytbel wedi za resah mengsti eyu zelo ab Eritrea
@user-ki3nl8yz9t
@user-ki3nl8yz9t 2 ай бұрын
Awraja, haymanot ,bi biher miflilay ab eritrea bota yeblun
@Halamadr146
@Halamadr146 2 ай бұрын
ኣዋልድ ትግርኛ ክስድዳ ኢኮ እንዳ ተዛረቡ ማይ ትሰቲ ሽንቲ ስተይ
@yerustekeste2461
@yerustekeste2461 2 ай бұрын
Awrajawnet entezeyhlu ko des mbelena entekone gn wala abtom awraja xsbuk aykonen khlu yeblun zblu sebat eyom awrajawi hmam zelewo meron hji adi agedasyu gual dekemhare diki meliska ndhnetki eleye awrajawi hmam slezeleka eka nayzthabaeka aykonen
@Asmera-1
@Asmera-1 2 ай бұрын
ኣውራጃውነት ብመሰረቱ ካብ እዚ ዝተወሰነ ኸባቢ እዩ ዝነቅል። ስለ ዝኾነ ድማ ደቂ ኣከለ ጉዛይ ነንሕድ ሕዶም ዝቃተሉ ዘለው። እቲ ንሓዉ ዝቐትል ካብ ሽመጃና ፣ጾሮና ጨዓሎ፣ ሎጎ ሳርዳ እዮም። ኣብ እዚ ኸባቢ መንእሰይ ዝብሃል የለን። እተን ዘለዋ መንእሰያት ኣንስትዮ መርዓ ዝሓለፈን እየን። እስኹም እምኒ ኽትድርብዩ ኣብ ስደት፣ ቀደም ዝሞተ ኣውራጃነት ኸተባራብሩ ኣብ ሕንጻጽ ዓዲ ሓሪሽ ዝተመሃርኩሞ ዑና እንዳ ኣብሓጎኹም ተዓጽዩ፣ትጸንቱ ኢኹም ዘለኹም። ቀብሪ ንሕጓዕና ሽመጃና ኸይደ 33 ገዛ ተዓጽዩ።
@azmarina
@azmarina 2 ай бұрын
Eza kolea kef kthbeni gal dc kemziean neashtu haramu rese teamamnenet zelewn si ybzha dea
@aastersamuel4175
@aastersamuel4175 2 ай бұрын
Meron hi u r the best but...these guys wired
@teberihtwolde9593
@teberihtwolde9593 2 ай бұрын
Schiti..wedi.schiti.gohaf..
@goitompaulos6794
@goitompaulos6794 2 ай бұрын
Kab Auropawian zelewu Hagerat metsinaoti gerna bilemeyiz kinemahadira elma metsinoti nigiber begakum
@aastersamuel4175
@aastersamuel4175 2 ай бұрын
Ehe dea hgdf dekalu niakum hademti mehaymat duhulat fetiru eziom dob ekum cancer Eri ..ketema keyreakum beza Tigray sutuk sutuk elkium hadmkum ab Diaspora arkibkumuna kundi timeharu nay WESTERN HIWET LIFE shigir tray kitizarebu Europe welfare bi sirki tinebru kidim hiwetkum amhayishu kidimi politics
@user-qz9qk4xg9v
@user-qz9qk4xg9v 2 ай бұрын
Komite nay kltiu Aledo hentimelti tekaykom ay fltun ayom bzyada fetira hetitka kulu theki ktrekbo tkal
@user-td1vk1el8q
@user-td1vk1el8q 2 ай бұрын
Donkoro Alekum Abzi awrdo
@goitompaulos6794
@goitompaulos6794 2 ай бұрын
Kıvıra Antsar seb eka tsibu Adia zelewa seb ekum
@tekesterezene3902
@tekesterezene3902 2 ай бұрын
One love one blood
@tesfaihailemichael7432
@tesfaihailemichael7432 2 ай бұрын
ሃይ ሜሮን እዚ ወድ ኮብራ ዝባሃል ኣብ ሙስሊይነት ተጎዝግዙ እዩ ዚዛረብ ዘሎ እቶም ካልኦት ግን ኣዎንታዊ መልሲ ይህቡ ኣለዉ
@abelgere601
@abelgere601 2 ай бұрын
💙💙💙
@goitompaulos6794
@goitompaulos6794 2 ай бұрын
Ezia gal ezia seb ezia azia tikikil ala Ane keman sigiat aleni buzu discrimineshin zigebiru aleku wıyoruz kab Ruwanda nimahar
@azmarina
@azmarina 2 ай бұрын
Ezom mdre fara meaar amsilom ere eyom,zzereulka bertrawnet ktekeb keleka b awrajawnet xubuk eyu,kea yblu ezi nreyo zelena du eti xubuk nmntay nferhom merahtom eko bshm dimocaraci endabelu nmen target ygebru alewu entay beti resom dyom zlkewo neti hzbi wala bjokeom felat yelen elom zhasbu entay adleye awraja mejemreya awrajawnet ke entay eyu nmntay eyu zedlyom nhgdef emo,ngdefo aydeleywom gn si nmntay ke bhager deki hager mukanka ktekeb zeydelwo
@tesfamariamfesseha5470
@tesfamariamfesseha5470 2 ай бұрын
ጸላኢና ይጥፋእ ብጀካ ምጥፋእ ምልማዕ ዘይተማህሩ በሉስኪ ኣምላክ ምሕረቱ ይላኣከልና።ኣውራጃ ዘይኮንኩም ከተጥፍኡ ዝማሃርኩም ነቲ ህዝቢ ኣብቲ ኣውራጃታት ዘሎ ንምጥፋእ እዩ እቲ ኡኩይ ትምህርቲ ዲያብሎስ፥ እምባኣርከስ ነብስኩም ንምጥፋእ ኢዮም ከም ሃገራውነት ኣእሚኖሙኩም ንጠፍእን ንጸንት ካኣ ኣለና። ኣውራጃታት ኤድስ ተዝኮውን ከምዚ ትብልዎ ዳኣ እቶም ደቂ ኣውራጃታት እንድዮም ኣብ ሳሕል ከዶም ተቃሊሶም፥ ትብልዎን ትዛረብዎን ደጊምኩም ስምዕዎም ።ኣውራጃስ ክጸንት ኣለዎ ትብለኩም ኣላ እዛ ሰብ ትመስል ናብ ኣራዊት ዝተቀየረት ተሕፍር ኔርትራስ ባዕልና ነጥፋኣ ኣለና ትብል ኣላ ዝገርም በጃኪ ፎ ፎ ፎ በልዮ ነዚ ነውሪ ሞዝሙርኪ። በሉ ክነግረኩም ባዓል ኢሳያስ ናብ ኣስመራ ከይ ኣተዉ ኤርትራዊያን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይኩኑ ኣብ ዓለም ፋሕ ኢሎም ዝነበሩ ኤርትራዊያን ደቂ ሰናይን ደቂ ፍቅርን ጻዓርትን ፉቁራትን ተሓጋገዝትን ዝነበሩ ኩሎም ደቂ እተን ኣውራጃታት ኤርትራ ዝነበሩ ኢዮም ኩሉ ኢቲ ኣውራጃታት ናቶም ኤርትራዊያን ሙኳኑ ፈሊጦም ሓማሴ ስራየ ኣኮሎጉዛይ ሰንሒት ወዘተ ክንብል ከለና ኤርትራዊያን ሙኳና ፈሊጥና ኢና ንትሓጋገዝ ነርና ነዚ ፍቅርን ምትሕግጋዝን ዝነበረ ናይ ኤርትራዊያን ንምጥፋእ እቲ የሚን መንካዕ እንዳበለ ነቶም ጀጋኑ ኤርትራዊያን ሕድሕዶም ኣጻሊኡ ክጨካከኑ ዝገበረ ኣራዊታዊ ዲያብሎስ ዘምጽኦ ሕማም እበር ኣውራጃታትና ሕማም የብሉ። ኣይነቦሮን ።ባዕሉ ጽልኢ ዘለዎ ኒከጽንተና ዘእተዎ ሕማም ኢዩ ኣውራጃ ይጽነት ክትብሉ ከለኩም ኮ ነቲ ህዝቢ እኩም ንክጸንት ትፈርድዎ ዘለኩም ትብልዎ ዘለኩም ዲያብሎስ ኢሳያስ ንከተምልክዎ መጽነቲ ኡኩይ ትምህርቲ ፎ ፎ ፎ በልዎ ጸኒትና ኣለና ክንደሻዕ ክንጸንት ፎ ፎ ፎ በልዎ ጽንተት ዝብል ቃላት።
@michaletkesete7179
@michaletkesete7179 2 ай бұрын
Ezi Sami eti ab Libya koinu yehwatna nubur kebri kinrkbelom aykalnan zebl zenbre Diu mis Hgdef alo tiray keytbluni!!!!💔💔
@TesfaalemTesfaalem
@TesfaalemTesfaalem 2 ай бұрын
Aweareagea yeabeneni eiyu nea y kemezi keamkea gen abti asmera
@yohanneskiflay9391
@yohanneskiflay9391 2 ай бұрын
ሜሮን ነዚ ወዲ ሰሊ ኔው በሎ ሐሳብ ዝብሃል የብሎን
@user-qz9qk4xg9v
@user-qz9qk4xg9v 2 ай бұрын
Abza nyzhewena zereba meri Howey tekawemnt begftn aerbn kedemn bhensab kof elna neallelu diskas ngebrelu ayu
@OgbaiZera
@OgbaiZera 2 ай бұрын
ቀምቃም ቤት ትምህርቲ ኪዲ
@mulugetatemesgen3352
@mulugetatemesgen3352 2 ай бұрын
ገለ ናይ ፕሮፌሰር ርእሲ ዝሓዘ ገለ ድማ ናይ ጓሶት ርእሲ ዝሓዘ ኣብ ሓደመኣዲ ከቢቦም ክካትዑ ውጽኢት የብሉን።
@teberihtwolde9593
@teberihtwolde9593 2 ай бұрын
Wedi.siley.fara.donkoro..abizi.kof.elika.nikales.alono.
@merhawi2290
@merhawi2290 2 ай бұрын
ሰይጣን ኣብ ሓጢያት ክሳብ ትወድቕ ጽቡቕ ምዃኒ ኢዪ ዘእምነካ።እዞም ኣውራጃውያን ውን ልክዕ ክምኡ ኢዮም።
@teberihtwolde9593
@teberihtwolde9593 2 ай бұрын
Abesa.galtechile.
@KINGISCO-mw5fc
@KINGISCO-mw5fc 2 ай бұрын
Tahanti shukorina gol azareb uwo deqi erey
@doitnowstudio7867
@doitnowstudio7867 2 ай бұрын
ጢቅጦቆ ያ ኤርትራ 😅 ትኽኽል ዘረባ እገርም ኣብ ፋንታዝያ ምንባር ዩ ዘመኑ.
@user-qz9qk4xg9v
@user-qz9qk4xg9v 2 ай бұрын
Merit hewey
@mehariweldeab3288
@mehariweldeab3288 2 ай бұрын
Awrajawnet ab abotatna mekebabriomn megayeshiomn nieru ab sdet gn meleleykan mefelalaykan eyu koynu zelo felalyo beal kobiiiii
@ሲባ
@ሲባ 2 ай бұрын
Aytehtsro ba meri tehtsro aleka
@gelilahailom6609
@gelilahailom6609 2 ай бұрын
Haka eya zoba keman ktefi alwo ❤️
@DanielHaile-yr2kl
@DanielHaile-yr2kl 2 ай бұрын
Nigeria k abeynay awraga eyom
@ghidegebremichael6470
@ghidegebremichael6470 2 ай бұрын
Kid mushmus resah hasawi etia kab wiegn zqauhmkuma kenina lekimtkum ktefe eya ab Europa Eritreawi eye enber hgdef zbl yelen bandera zhaze hgdef ekum tblwo bflay nska ezi kobra zbluka sahsah wahid
@TN-ie1yh
@TN-ie1yh 2 ай бұрын
ሰራዊት ቲክቶክ ጀነረሽን ዘሮ ካብ ዘሮ እንታይ ይርከብ? ኣይ ካብ ፖሊቲካውያን ፖሊትካውያን ኮንኩም ኣይ ካብ ሞያውያን ሞያ ምስ ምንታይ ክትቁጸሩ ኢኹም? ብ ኣውራጃ ብዱሑር ሕብረተሰብ ኣዊ ሕማማት ተላዕጢጥኩም ኣብ ጸቢብ ኣተሓሳስባ ትነብሩ ፍጡራት? ካባኻትኩም ሃገርኩም እንታይ ትኸስብ? ጥራሕ ክሳራ። ሃ ገር ካባኻትኩም ተሪፋ። ንዓኻትኩም መን ኮን ኢዩ ረኺቡኩም ጸረ ሃገራውነትኩም ሰሪዮም ኹም? ተጋሩ? ኣቢ? ምሕረት የውርደልኩም።
@Lemmeyoh4312
@Lemmeyoh4312 2 ай бұрын
Menon I appreciate what you doing But those people did you ask them about our country. Ask not what your country can do for you.ask what can do for your country. Guys don't make excuses ask yourself. If you have problem in your country go there and fight don't run your Mouth on KZfaq. I know people there were fighting for 33 years I never see any change ...P.I.A live long ❤
@abono9160
@abono9160 2 ай бұрын
ካን ቃልስኹም እዚ ዩ.።ወላሓንቲ ኳ ዝብላዕ ዘይብልኩም።ትግርኛ ትዛረቡ እምበር ኩሉኹም ትግርኛ ኣይስወጠኩምን ዩ።ዑውር ተኾብለለ ድሕሪ ገዛ .ንነብስኹም ሓሶት ኣይተልምድዋ።ብርግጽ ንሙዃን ሓቂ ክድሕዳሓልኩም ላም ብኢዳ ንዝቀርባ ብእግራ ትሓክኽ ዩ ድብሃል።ንስኹም ትማል ኣብ ኤርትራ ኣይነበርኩሙን ድኹም ሽዑኡ ዩ ነይሩ ሓቀኛ ፍትወት ህዝብን ሃገረን ።ሽግርኩም ፍትሑ ኣካይዳኹም ኣማሓይሹ በቃ ኣኸለ ንፋላጥ ኢና ጉድኩም ከይንውጾኦ ok habayib
@habenn7407
@habenn7407 2 ай бұрын
ኣውራጃ ሕማም ዘለዎም ዓጋመገዛይ እዮም። ሕጂ እኮ ናብ ወረዳ ገጾም ይወርዱ ኣለው። ጸኒሖም ብዓድን ገደቦን ዝበአስሉ ግዜ ርሑቕ ኣይመስልን😮😅😅
@sidetkertet6545
@sidetkertet6545 2 ай бұрын
😂😂😂😂😂😂😂 yedhinena
@zemenambaie197
@zemenambaie197 2 ай бұрын
What a waste of time
@eritreafirst8659
@eritreafirst8659 2 ай бұрын
They are very stupid they are trying to divide Eritrean people exactly Ethiopian politics system and they think they're going to leave in peace very stupid
@amangoitom1233
@amangoitom1233 2 ай бұрын
Welcome tekle yahoo 😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
@naserzeinu7604
@naserzeinu7604 2 ай бұрын
Ahehehehehehehehehehehe awerjejejejejejeje hmmnnononoottt atotootoomm sebebebebebebett seb ettffefefefefe allololooooloo
@user-cw2yi3ne8x
@user-cw2yi3ne8x 2 ай бұрын
ኣቱም ሰባት ሻዕቢያ ኣውራጃ ኣፍሪሱ አንታይ ጺቡቅ ኣምጺኡልና እዛ ናይ ኣውራጃ ምእካብ ምፍራሕ እመኑኒ ናይ ህግደፍ ኢዩ ኣምጺእዋ ከምቲ ሊማድና ካኣ ብዓይኒ ፊርሒ ንሪኦ ምኽንያቱ ካብ ፍርሒ ኣይተላቐቅናን ዞባ ገሩ ፋሕ ፋሕ ኣቢሊዎ ህዝቢ ካበይ ናበይ 30ዓመት ዝተዋረደ ሂዝቢ ከምዘሎ ዘይቲፈልጡ አሪትረኣውያን ካባይ ናበይ ኢያ ኪንደይ ዚኣኪል ዚርገሐ ዘለዎ ህዝቢ ኣሎ ኣይቲፈልጡን አኹም ስጋብ ኒዓኹም ዚርዳኣኩም እቲ ዝዋረድ ዘሎ ሂዝቢከ ክሳዕ ንስኹም ጸገሙ ቲፈልጥሉ ክጺበ ዘርብሖ ክመሪጽ ኣለዎ ኣስፊሕና ኒሕሰብ ብብዛዕባ ሂወት ዝተዋረደ ሂዝቢ ኩሉ አንድዩ ተዋሪዱ ዘሎ ዚያዝተዋረደ ከምዘሎ ዘይቲፈልጡ ቲበዝሑ
@user-cw2yi3ne8x
@user-cw2yi3ne8x 2 ай бұрын
ሓንቲ ክትፈልጥዋ ዘለኩም ግን ምጥርናፍና ኒፖለቲካ ኣይኮነን ቃልሲ ብሓባር እዩ ተጠርኒፍካ ምጽናሕ ግን ሓጋዚ ይኸውን ነቲ ቃልሲ
@redaetesfamariam221
@redaetesfamariam221 2 ай бұрын
ኮብራ ለኽባጥ ባውራጃ ዲካ ተወዲብካ ዘለካ ኮንካ ክንድዚ መመኽነይታ ትገብረላ ዘለኻ ነዛ ኣውራጃውነት ኣብኡ ኣብ ስደት ክትበሊ እኻ ከምቶም ናይ ቀደም ቶቓወምቲ ነዚ ህዝቢ ኣብ ክንደይ ምውሓዱ ናብ ኣውራጃ ኣውሪድካዮ በቃ ክክክ ጎሓፍ ዋሒድ !!!!!
@naserzeinu7604
@naserzeinu7604 2 ай бұрын
Meshehehekekekettettete awerjejejejejejeje kkkkkkkkkkkkwed awerjejejejejejejejeje kkkkkkkkkkkkk
@wediselie2621
@wediselie2621 2 ай бұрын
Meron wedi Shermuta
@user-cw2yi3ne8x
@user-cw2yi3ne8x 2 ай бұрын
አዚ ኣውራጃስ መጽልእኹምሲ አንታይ ከምዚኮነ ኣይቲገልጹን ኢኹም ስሃዕቢያ እንታይኮይኑ ኣፍሪሲዎ እልኩምዶ ትሓስቡ ሕሰቡስከ ካልኣይ እቲ ሻዕቢያ ዘይገበሮ ኒሕና ኒግበሮ ሳልሳይ ቢኣውራጃ ምጥርናፍ ቢጀካ ምጺፋፍ ቃልሲ ካሊእ ጸገም የቢሉን እምበሺ ጸላኢኻ ቢቀረባ ጸላእኻ ሚሒኻ ኣብ ምውጻእ ይሕግዝ ምኽኒያቱ ሓውኻ እዩ ዚቐትለካ ዘሎ እዚኹሉ ግን ወዲሰብ ኣብ ማንም ኣሉታዊ ኣታሓሳስባ ካብ ሪእሱ ከወግድ ኣለዎ እንተዘየለ እዚ ኣውራጃዊ ስሚዕት ሒጂ ዝመጸ ኣይኮነን ዚነበረ አዩ ክቕጺልዩ ካኣ ከመይ ገርና ኣብ ረብሓና ነውዕሎ ኒመያየጥ ዓቅሚ አንተረኽቢና ኒታኣከብ ምእካብ ጸገም ናይማኒም ኣይኮዊኒን ኢዪ ነቦታቲና ዘይጸገመ ኒሚንታዩ ኒዓና ዘጸጊመና እንታዩ ዘፍራሓና ዘሎ ሰባት ናይ ጺልኢ መንፈስ ጥራይ ካብ ሪእሱ የወጊድ ፖሲቲቨ ኒሕሰብ
@wediselie2621
@wediselie2621 2 ай бұрын
Ata meron Sat Wedi kelbi afka haz lekbat hasawi hgdef mendef
@lion4as520
@lion4as520 2 ай бұрын
Tigray agenda no chance in Eritrea you are Agame evils regime Tigray southern Ethiopia four points Eritrea doesn't have protesters four points TDF means Burger 🍔 Wifuy
@teberihtwolde9593
@teberihtwolde9593 2 ай бұрын
Wedi.sem
@abelmehreteab2372
@abelmehreteab2372 2 ай бұрын
እዚ ኮብራ ዝብሃል ጸገም ኣለዎ ብከመይ መዳይ'ዩ ነብሰ ፍትወት ኣለዎ ዝብሎ ዘሎ ነዚ ጆን ዝብሃል ካብኡ ንላዕሊ ሓቂ ከመይ ጌሩ ከብርሃልካ ደሊኻ፡ብጻሩ ናትካ ነገር ናይ ኣቦታትና ታሪክ እንዳ ኣምጻካ ኣብኡ ካብ ምሕባእ ፍሉይ ነገር ሓሳብ ዘምጻካ'ዮ ሓሳብ የብልካን።
ሓቂ እያ ሓራ ተውጻና እቲ ሓቂ እዚ እዩ ።
40:03
MERON SAT ሜሮን ሳት
Рет қаралды 2,4 М.
Just Give me my Money!
00:18
GL Show Russian
Рет қаралды 539 М.
PEDRO PEDRO INSIDEOUT
00:10
MOOMOO STUDIO [무무 스튜디오]
Рет қаралды 19 МЛН
Magic trick 🪄😁
00:13
Andrey Grechka
Рет қаралды 56 МЛН
The Joker kisses Harley Quinn underwater!#Harley Quinn #joker
00:49
Harley Quinn with the Joker
Рет қаралды 19 МЛН
Just Give me my Money!
00:18
GL Show Russian
Рет қаралды 539 М.