No video

Mezmur: Ayni May genet (ዓይኒ ማይ ገነት)

  Рет қаралды 3,892,386

EndaMariam

EndaMariam

9 жыл бұрын

መዝሙር ብ ት/ሰንበት ደ/ግ/መድኃኔ ዓለም ቤተክርስቲያን ገዛባንዳ ኣስመራ
Debre Geezan MedhanieAlem Gezabanda Asmara,
Eritrean Orthodox Tewahdo Mezmur
© Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
ዓይኒ ማይ ገነት ኢኺ ድንግል፣ ተኽሊ ሕይወተይ ንዘጥለል
መትንታት ልበይ ተመጊቡ፣ እስትንፋስ ድኅነት ተዋሂቡ
ተቐቢለየ በረኸት ጽጌኺ፣ ማርያም ኢለ ንኽውድሰኪ
መድኃኒተ ናሆም ንቑስለይ ፈዋሲት
ዔላ ቅድስና ጽድቂ ኣፈልፋሊት
ውቅያኖስ ኃጢኣት ዝሠግረላ መርከብ
ብኣኺ እበጽሖ ዘዕርፈሉ ወደብ
ዕቤት ክብራ ንመስክር ስቕ ኣይንበል ንዘምር ዕልል ንበል
መሰንቆና ቃኒና ከበሮና ኣልዒልና ማርያም ንበል
ዓይኒ ማይ ገነት .....
ራእየ ሕዝቅኤል ዘይትርሖ ማዕጾ
ንድንግልናኺ ብምንታይ ክገልጾ
ብራና ፍሒቖም ድርሳናት ክደርሱ
ምሳሌ ስኢኖም ኣበው ክውድሱ
ዕቤት ክብራ ንመስክር ስቕ ኣይንበል ንዘምር ዕልል ንበል
መሰንቆና ቃኒና ከበሮና ኣልዒልና ማርያም ንበል
ዓይኒ ማይ ገነት....
ፍጹም ኣይጠምን´የ ስምኪ ኾይኑ ስንቀይ
ከቶ ኣይደክምን ኪዳንኪ´ዩ ኃይለይ
እኔኹ ኣብ ቅድሜኺ ኃሴት ተመሊአ
ክዝምር ከም ዳዊት መሰንቆይ ኣልዒለ
ዕቤት ክብራ ንመስክር ስቕ ኣይንበል ንዘምር ዕልል ንበል
መሰንቆና ቃኒና ከበሮና ኣልዒልና ማርያም ንበል
ዓይኒ ማይ ገነት ኢኺ ድንግል፣ ተኽሊ ሕይወተይ ንዘጥለል
መትንታት ልበይ ተመጊቡ፣ እስትንፋስ ድኅነት ተዋሂቡ
ተቐቢለየ በረኸት ጽጌኺ፣ ማርያም ኢለ ንኽውድሰኪ

Пікірлер: 1 300
@radarad7250
@radarad7250 3 жыл бұрын
በስም ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣኅዱ ኣምላኺ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ። ዓይኒ ማይ ገነት እኪ ደንግል ተክል ህይወተይ ንዘጥልል መትነታት ልበይ ተመግቡ እስትንፋስ ድሕነት ተዋህቡ ተቅብለየ በረከት ጸጌኪ ማርያም እለ ንክውድሲ ስምኪ መድሃኒት ንሆም ንቁስለይ ፈዋስኢ ዒላ ቅድስና ጽድቅ ኣፈልፋልኢ ውቃንዮስ ሓጥያት ንስግረላ መርከብ ባኣኪ ንበጽሖ ንዕርፈሉ ወደብ ዕቤት ክብራ ንመስኪር ሰቅ ኣይንበል ንዘምር ዕልል ንበል መሰንቆና ቃኒና ኮቦሮና ኣልዕልና ማርይም ንበል ራእይ ህሲቂኤል ዘይትርሖ ማዕጾ ንድንግልናኺ ብምንታይ ክግልጾ ብራሃና ፍሕቆም ደርሳናት ክደርሱ ምሳሌ ስእኖም ኣበዉ ክውድሱ ዕቤት ክብራ ንምስኪር ስቅ ኣይንበል ንዘምር ዕልል መሶንቆና ቃንና ኮቦሮና ኣልዕልና ማርያም ንበል ፍጹም ኣይጠምኔ ስምኪ ኮይኑ ስንቀይ ኮቶ ኣይደክምኔ ኺዳንክ ዩ ሓይለይ እኔኩ ኣብቅድሜክ ሓሴት ተመልኤ ክዝምር ከም ዳዊት መሶንቆይ ኣልዕለ ዕቤት ክብራ ንምስኪር ስቅ ኣይንበል ንዘምር ዕልል ንበል መሶቆና ቃኒና ኮቦሮና ኣልዕልና ማርይም ንበል ስብኅት ለእግዚኣብሔር ወወላድቱ ድንግል ወለመስቀሉ ኩቡር ኣሜን ኣሜን ኣሜን ።
@yekalohagos5688
@yekalohagos5688 3 жыл бұрын
zimare meliakti ysimalina
@user-mw4wc4ln3i
@user-mw4wc4ln3i 10 ай бұрын
ዘምረ ምላኣክቲ ይስመዓለና ኣኣኣኣኣኣኣኣኣኣኣኣልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል❤❤❤❤❤❤❤
@user-wj9yc4dq3n
@user-wj9yc4dq3n 7 ай бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉
@MamiNatey-ul6kd
@MamiNatey-ul6kd 3 ай бұрын
እልልልልልልልልልል❤❤
@user-iq1ss4kf3b
@user-iq1ss4kf3b Ай бұрын
Amen♥️🥰
@omegabookstore-6914
@omegabookstore-6914 4 жыл бұрын
በስመ ስላሴ ---------------- ዓይኒ ማይ ገነት ዓይኒ ማይ ገነት ኢኺ ድንግል ፣ ተኽሊ ሕይወተይ ንዘጥለል፣ መትንታት ልበይ ተመጊቡ ፣ እስትንፋስ ድሕነት ተዋሂቡ፣ ተቀቢለየ ብረኸት ጽጌኺ፣ ማርያም ኢለ ንኽውድሰኪ። መዳሓኒት ናሆም ንቑስለይ ፈዋሲት ፣ ዔላ ቅድስና ጽድቂ ኣፈልፋሊት ፣ ውቅያኖስ ሓጢኣት ዝሰግረላ መርከብ፣ ብኣኺ እበጽሖ ዘዕርፈሉ ወደብ ፣ ዕቤት ክብራ ንመስክር ፣ ስቕ ኣይንበል ንዘምር ዕልል ንበል ፣ መሰንቆና ቃኒና ከበሮና ኣልዒና ማርያም ንበል ። ራእይ ሕዝቅኤል ዘይትርሖ ማዕጾ ንድንግልናኺ ብምንታይ ክገልጾ ብራና ፍሒቖም ድርሳናት ክደርሶ ምሳሌ ስኢኖም ኣበው ክውድሱ ዕቤት ክብራ ንመስክር ፣ ስቕ ኣይንበል ንዘምር ዕልል ንበል መሰንቆና ቃኒና ከበሮና ኣልዒና ማርያም ንበል ። ፍጹም ኣይጠምን´የ ስምኪ ኮይኑ ስንቀይ ከቶ ኣይደክምን ኪዳንኪ´ዩ ሓይለይ እኔኹ ኣብ ቅድሜኺ ሓሴት ተመሊአ ክዝምር ከም ዳዊት መሰንቆይ ኣልዒለ ዕቤት ክብራ ንመስክር ፣ ስቕ ኣይንበል ንዘምር ዕልል ንበል መሰንቆና ቃኒና ከበሮና ኣልዒና ማርያም ንበል ። ክብሪ ንስሙ ይኩን [ ኣሜን ]
@mihretyemane5579
@mihretyemane5579 4 жыл бұрын
Thanks
@Gebriel19
@Gebriel19 4 жыл бұрын
Thanks for writing it, it helps a lot.
@user-yn9uf2ul3z
@user-yn9uf2ul3z 2 жыл бұрын
Amen
@azmarafitwi4547
@azmarafitwi4547 2 жыл бұрын
Amen(3)❤❤❤❤❤❤
@nahabsamuel1379
@nahabsamuel1379 Жыл бұрын
Amen Amen Amen 🙏❤️❤️
@amanueltesfuweldemichael3973
@amanueltesfuweldemichael3973 Жыл бұрын
ዓይኒ ማይ ገነት ኢኪ ዓይኒ ማይ ገነት ኢኺ ድንግል ተኽሊ ሂወተይ ንዘጥልል መትንታት ልበይ ተመጊቡ እስትንፋስ ድሕነት ተዋሂቡ ተቐቢለኢየ በረኸት ጽጌኺ ማርያም ኢለ ንኽውድሰኪ +---------------+-------------------+ መድሃኒት ናሆም ንቑስለይ ፈዋሲት ዔላ ቅድስና ጽድቂ ኣፈልፋሊት ውቅያኖስ ሓጢኣት ዝሠግረላ መርከብ ብኣኺ እበጽሖ ዘዕርፈሉ ወደብ ዕቤት ክብራ ንመስክር ስቕ ኣይንበል ንዘምር ዕልል ንበል መሰንቆና ቃኒና ከበሮና ኣልዒልና ማርያም ንበል +-----------------+-----------------+ ራእይ ሕዝቅኤል ዘይትርሖ ማዕጾ ንድንግልናኺ ብምንታይ ክገልጾ ብራና ፍሒቆም ድርሳናት ክደርሱ ምሳሌ ስኢኖም ኣበው ክውድሱ ዕቤት ክብራ ንመስክር ስቕ ኣይንበል ንዘምር ዕልል ንበል መሰንቆና ቃኒና ከበሮና ኣልዒልና ማርያም ንበል +---------------+-----------------+ ፍጹም ኣይጠም'የ ስምኪ ኮይኑ ስንቀይ ከቶ ኣይደክምን ኪዳንኪ'ዩ ሓይለይ እኔኩ ቅድሜኪ ኃሤት ተመሊአ ክዝምር ከም ዳዊት መሰንቆይ ኣልዒለ ዕቤት ክብራ ንመስክር ስቕ ኣይንበል ንዘምር ዕልል ንበል መሰንቆና ቃኒና ከበሮና ኣልዒልና ማርያም ንበል
@user-ci5jl4gs3m
@user-ci5jl4gs3m 8 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ስለ መዝሙር ቁዱስ ኣምላኽና እግዚአብሔር ዝኸበረን ዝተመስገነን ይኩን ኣሜን
@bettypremium2367
@bettypremium2367 7 жыл бұрын
zemare melkaten yasemalen
@crazyme.4953
@crazyme.4953 3 жыл бұрын
Amen (((3))) zmare melaekit yesmalena . des zebl Nay bhake....
@meleymeley8215
@meleymeley8215 4 жыл бұрын
Btami wshtey ttnkfeni mezmur ab Sudan koleku nay lomi 3 amet ysema zfetwa mezmur hasabey asmiruley amlak ab Canada ykmet aleku thanks God deki tewahdo amlak ab zezelenayo msana ykun
@fevenokbaymichael2707
@fevenokbaymichael2707 4 жыл бұрын
Ameeeeeeeeeeeeen Ane wen kemaki eyea heje thanks God abe canada aleku meriyam tesmea nay bahaki kebert nea ukun adey ♥️♥️♥️♥️♥️
@yorusalemtesfamichel8054
@yorusalemtesfamichel8054 4 жыл бұрын
Hhhuiii Upc0ff0,i6 dll
@yorusalemtesfamichel8054
@yorusalemtesfamichel8054 4 жыл бұрын
@@fevenokbaymichael2707 tyre and the new Jersey bridge of St. John's ⁹0
@robiasli2442
@robiasli2442 8 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና እቲ ኩሉ ዝክእል ኣምላኽናን መድሃኒናን ኢዮሱስ ክርስቶት ናይ ዕድመ ኣጎልጉለትኩም ይባርኸልኩም ከምኡ ድማ እታ ኹሉ ግዝየ እትልምነልናን/ እተምልደልናን ኣደና ቅድስተ ቁድሳን መላእክት ድንግል ማርያም ዝኽበረትን ዝተመስገነትን ትኹን እሜን ኣሜን ኣሜን I Love you orthodox tewhdo እምነተይ እታ ሃቀና እምነት
@teklabsereke7373
@teklabsereke7373 8 жыл бұрын
amen.ahawat.bejakumalakna.nekbr
@teklabsereke7373
@teklabsereke7373 8 жыл бұрын
amen.njamta.kmze.yebtsehana.ahwat
@nazrawikesete6884
@nazrawikesete6884 5 жыл бұрын
Amana amana amane
@helensyum5989
@helensyum5989 4 жыл бұрын
እሜን እሜን እሜን
@ketchalover6463
@ketchalover6463 Жыл бұрын
Amen
@michaelmehari1053
@michaelmehari1053 2 жыл бұрын
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አኃዱ አምላክ አሜን! ዓይኒ ማይ ገነት ኢኪ ድንግል ተኽሊ ሕይወተይ ንዘጥልል መትንታት ልበይ ተመጊቡ እስትንፋስ ድኅነት ተዋሂቡ ተቐቢለየ በረኸት ጽጌኺ ማርያም ኢለ ንኽውድሰኺ መድኃኒት ናሆም ንቑስለይ ፈዋሲት ዔላ ቅድስና ጽድቂ ኣፈልፋሊት ውቅያኖስ ኃጢኣት ዝሠግረላ መርከብ ብኣኺ እበጽሖ ዘዕርፈሉ ወደብ ዕቤት ክብራ ንመስክር ስቕ ኣይንበል ንዘምር ዕልል ንበል መሰንቆና ቃኒና ከበሮና ኣልዒልና ማርያም ንበል ኣዝ………… ራእይ ሕዝቅኤል ዘይትርሖ ማዕጾ ንድንግልናኺ ብምንታይ ክገልጾ ብራና ፍኂቖም ድርሳናት ክደርሱ ምሳሌ ስኢኖም አበው ክውድሱ ዕበት ክብራ ንመስክር ስቕ ኣይንበል ንዘምር ዕልል ንበል መሰንቆና ቃኒና ከበሮና ኣልዒልና ማርያም ንበል ኣዝ…………… ፍጹም ኣይጠምን'የ ስምኺ ኮይኑ ስንቀይ ከቶ ኣይደክምን ኪዳንኪ'ዩ ኃይለይ እኔኹ ኣብ ቅድሜኺ ኃሤት ተመሊአ ክዝምር ከም ዳዊት መሰንቆይ ኣልዒለ ዕቤት ክብራ ንመስክር ስቅ ኣይንበል ንዘምር ዕልል ንበል መሰንቆና ቃኒና ከበሮና ኣልዒልና ማርያም ንበል ኣዝ……………… ስብኃት ለእግዚኣብሄር ወለወላዲቱ ድንግል ወለመስቀሉ ክብር አሜን!
@zebibtomas4782
@zebibtomas4782 Жыл бұрын
ተመስገን ኣምላክና ነዛ ቅድስቲኢ ኣዴና ዝሃብካና።ስማ ን ዘላለም ከቢሩ ክነብር አዩ።ድንግለይ ክብርኪ ካብ ሰብ ኣይኮነን ካብ እግዚኣብሔር እዩ ኒሕና ነክብረኪ ነብስና ደስ ንክብላ አምበር ንውስከልኪ ክብሪ የለን።ዓይኒ ማይ ኢኪ ማርያመይ
@blablablashit2
@blablablashit2 3 жыл бұрын
ኦ"ፈታሪ ኣቦይ ባርኮም እባ ነዞም ይሕዋተይ። ኣሜን።
@brhaneyouqdmenayes7726
@brhaneyouqdmenayes7726 8 жыл бұрын
ዕልልልልልልል ንበል ዕልልልልልል ንበል ዕልልልልልል ንበል ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኪ የስመዓልና
@akbertakilili4550
@akbertakilili4550 7 жыл бұрын
e/r ykadscu wendemuca zemar malakt ysmlen
@VenusZerom
@VenusZerom Ай бұрын
I love the Eritrean orthodox community and Mezmur ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷⛪️💒
@user-ct5yd4tw3b
@user-ct5yd4tw3b 10 ай бұрын
ዋሕሰይ ንስኺ ኢኺ ጸግዕይ ድማ ኣባኺ እዩ እሞ ድንግለይ ኣይትግደፍኒ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-kg4yy1oz5y
@user-kg4yy1oz5y 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን✝️ኣሜን 🇪🇹 ⛪🇪🇷 ኣሜን 🙏🏽🙏🏿🙏🏽
@helentesfom8006
@helentesfom8006 8 жыл бұрын
ቃል ሂወት የስመኣና ናይ በሓቂ ጽቡቅ ስራሕ
@simontasfey9194
@simontasfey9194 8 жыл бұрын
iuv
@iamacriminalfili7759
@iamacriminalfili7759 7 жыл бұрын
Amen Amen Amen zmare melakti yesmalna
@tesfitzeray7956
@tesfitzeray7956 4 жыл бұрын
2
@zeadhal8485
@zeadhal8485 3 жыл бұрын
amen amen amen
@zelalemtesfaye891
@zelalemtesfaye891 3 жыл бұрын
@SahleMsghna-bc6zv
@SahleMsghna-bc6zv 2 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና❤❤❤❤❤❤❤❤
@dawitgebreluol8799
@dawitgebreluol8799 6 жыл бұрын
Amen amen amen asey ahwatey marey zmarei melakt ztekebele amlak zmarekum ykebelelkum nay agolgulet zebenkum ybarkelkum kdsti kdusan dngl egzietne maryam beti luul amaldnetan tsegean tbarkena
@lemlemtsegay6552
@lemlemtsegay6552 6 жыл бұрын
በርከት ናይ አመኣምላክ የብዛሃልኩም በረክታ ጸሎታ ናይ ቅድስተ ቅድሳን አመብርሃን የካፍለና
@Vulcan_Fun
@Vulcan_Fun 7 ай бұрын
Amlak Msgana ykuno 2024 still listening to this blissful mezmur .. 😊
@kritikathapaliya3702
@kritikathapaliya3702 4 жыл бұрын
I don’t understand this language but I love to hear at morning n evening. Really very nice
@Dakota_LB
@Dakota_LB 4 жыл бұрын
If you wont to know the name of the language it is called "Tigrinya language"
@kritikathapaliya3702
@kritikathapaliya3702 4 жыл бұрын
Yared Kifle i got it. Thank you so much.
@user-xb7lq4rc5v
@user-xb7lq4rc5v 3 жыл бұрын
It is just holy song about mother of our lord JESUS. Same i hear often and sing to myself, then i feel very specialy.
@yorsalemgebrehiwot1467
@yorsalemgebrehiwot1467 2 жыл бұрын
This language is called tigrinya I am an expert at this language it's such an beautiful language
@yorsalemgebrehiwot1467
@yorsalemgebrehiwot1467 2 жыл бұрын
@@kritikathapaliya3702 hiì kemey dhan
@ogbamicaelangesom3240
@ogbamicaelangesom3240 6 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን! ቃለ ሂወት የስማዓና ክቡራት መዘምራን/ት ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ሂቡ ናይ ኣገልግሎት ዘምንኩም የንውሓዮ ። ብእውነት ኣዕምትኻ ዘለምልም ጥዑም! ምኡዝ! እጹብ-ድንቅ!! ግጥሚ ፡ድምጺ፡ ዜማ ውህደቱ ሕልዩ ኣብ ውሽጢ መንፈስካ ዝኣቱ ስራሕ ቀጽልዎ ።
@eriandethio6360
@eriandethio6360 7 жыл бұрын
Ich liebe euch sehr. Gott segne euch 💜💜💜💒💒💒💛💛💛
@mahtbdr5887
@mahtbdr5887 5 жыл бұрын
ናይ ቀራንዮ ርስትና ናይ አግረ መስቀል ህያብና ኣዴና ቅድስቲ ማርያም ፣ ብደም ወዳ ኣብ ልብና ንዘልዓለም tሓቲማ ኪትነብርያ ኣሜን።
@IsraelMosazghiLebasiOrthodox
@IsraelMosazghiLebasiOrthodox 19 күн бұрын
Zmare Melaekti Yesmealna Egziabher Amlak Amen Amen Amen 🙏🙏🙏✝️
@febenmeasho2008
@febenmeasho2008 3 жыл бұрын
ዝማሬ መልኣክቲ የስመዓና እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል
@habtomhailselasie6515
@habtomhailselasie6515 9 жыл бұрын
zamr mailekti yasmelin Amen Amen Amen 💒 💒 💒 💒 💒 💒 💒 💒 💒 💒 💒 💒 the
@user-lv6yk9kz2p
@user-lv6yk9kz2p 3 жыл бұрын
እልልልልልልል ዝማሬ ምላካን ይስምዓና ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲
@user-gj2mj9lv7l
@user-gj2mj9lv7l 8 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝምሬ መላእክቲ የስማዕልና እግዚኣብሔር ጸግኡ የብዝሓልኩም ኣሜን።
@huruyshow1131
@huruyshow1131 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን (((3))) ድንግል ማርያም ፡
@user-ch1kk7bb4r
@user-ch1kk7bb4r 8 жыл бұрын
እልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት ያሰማልን ወንድማችን አሜን
@salamasalooma4266
@salamasalooma4266 7 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መልእክት ያሠማል ኣሜን
@hussle5846
@hussle5846 6 жыл бұрын
ፌቨን
@hussle5846
@hussle5846 6 жыл бұрын
ፌቨን የድንግል ማርያም ልጅ
@monlife9275
@monlife9275 9 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን እወ ዕልል ንበል ዕቤት ክብራ ንመስክር ወላዲት ኣምላኽ ዝኾነት ኣዴና ብጽእቲ ማርያም ኣሜን ኣሜን።
@IsraelMosazghiLebasiOrthodox
@IsraelMosazghiLebasiOrthodox 19 күн бұрын
May Jesus Christ Bless you and keep you safe Amen Amen Amen 🙏🙏🙏✝️
@filmontumzgi2852
@filmontumzgi2852 3 жыл бұрын
Zmare malaekti yesmalna
@allthingsgrowwithloveizak5994
@allthingsgrowwithloveizak5994 6 жыл бұрын
ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ኣሰይ ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ሂቡ እግዚኣብሄር ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርኽልኩም ዝማረ ኣቦታትና ዝተቀበል ኣምላኽ ዝማረኽም ይቀበለልክምን ይቀበለልናን ኣሜን ።
@evenezeryohannes3213
@evenezeryohannes3213 4 жыл бұрын
Hnnbj HnjVc
@atranos.online
@atranos.online 7 жыл бұрын
ኣሜን ዝማረ መልኣክት የስምዓልና ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልል
@simrettekle9962
@simrettekle9962 6 жыл бұрын
ሓበን ተኪኤ ተስሓበ ok
@Rlil493
@Rlil493 3 жыл бұрын
Elllllllllll Zmari melakt ysmana
@lu1ianaAndom
@lu1ianaAndom 3 жыл бұрын
Amen!!! Zefetwa mezmur!💕💖🌹
@user-xb7lq4rc5v
@user-xb7lq4rc5v 3 жыл бұрын
Just like me i hear often and i sing to myself about this and others about MARY mother of lord jesus zmare melakt yesmalna
@user-gj2mj9lv7l
@user-gj2mj9lv7l 7 жыл бұрын
ዕልልልልልልልልልልል ዕልልልልልልልልልልልል ዕልልልልልልልልልልልልል ኣሚን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስማዕልና
@gebrehiwotgebrihans543
@gebrehiwotgebrihans543 9 жыл бұрын
Wustin yemineka mezmur'zimare melaeikt yasemalin' God bless you
@hermonsahle3726
@hermonsahle3726 9 жыл бұрын
Zmare melakti yesmana yhwat
@abrahamghebru8562
@abrahamghebru8562 Ай бұрын
Amen Amen Amen zmarie melakti yesmealna kuburat Ahwatna xegeu yebzhalkum nay agelgulot zemen yibarkelkum 🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@diana06081
@diana06081 Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስምዓልና 🙏 🙏 🙏 ❤️❤️❤️⛪⛪⛪☦️☦️☦️
@solomonberhane8125
@solomonberhane8125 9 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ማራኪትን ደስ ትብል መዝሙር ተባረኩ ኣሕዋት ዝማረ መላአክት የስምአልና።
@mengstabwelday8169
@mengstabwelday8169 7 жыл бұрын
Amen amen amen egziabhere amlak xeguie yebzehlkeum berket redeat ney adyenea kedeste kedsen dengel meryiam meskultenea hezebe kerstyian tekune
@habtomgebrehiwet3697
@habtomgebrehiwet3697 7 жыл бұрын
Mengstab Welday
@semereabissak1576
@semereabissak1576 7 жыл бұрын
amen
@cristianoRonaldo-lv7wj
@cristianoRonaldo-lv7wj 6 жыл бұрын
ኣሰይይይ,ኣሰይይ,ኣሰይይይ ዕልልልልልልልልል ዕልልልልልልልልል ዕልልልልልልልል ዝማረ መልኣክቲ የስመዓና ኩላትኩም ኣመንቲ ክርስርና እታ ወላዲት ድንግል ማርያም ኣብ ዙርያና ትኹን ኣሕወተይ።
@ichliebemeinmutter8649
@ichliebemeinmutter8649 6 жыл бұрын
Eelllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllll zemari melaketi yesmalena Amen Amen Amen 💜👏💋💔💗💥❤😗😙😘
@kahsayfkadu9240
@kahsayfkadu9240 6 жыл бұрын
amen amen amen
@user-wj9yc4dq3n
@user-wj9yc4dq3n Жыл бұрын
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉ኣሰይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይእዕጽተይ ጠሊ ልበይ ፍስሃ ወርስዎ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉
@fitsummakebay721
@fitsummakebay721 8 жыл бұрын
, Amen , Amen Amen AmenAmenAmen AmenAmenAmen Amen Amen Amen Amen Amen Amen ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓና,
@asmeretberaki3446
@asmeretberaki3446 7 жыл бұрын
zmare melkty yesnlna agelglotkum ybark bhaki bdgl maryam sahra egppty feleg nil sahra kadeas kulu halfnayo bnay dgl xelot
@KASSANDR97
@KASSANDR97 5 жыл бұрын
Asmeret Beraki amen 🙏🏻🙏🏻🙏🏻
@saroniyob7722
@saroniyob7722 2 жыл бұрын
Zemarie Melakti Yesmalna
@user-mp7hb5mz6f
@user-mp7hb5mz6f 2 ай бұрын
𝐊𝐚𝐥𝐞 𝐡𝐞𝐰𝐞𝐭 𝐲𝐞𝐬𝐞𝐦𝐚𝐧𝐚❤❤❤
@smarttvsmarttv1094
@smarttvsmarttv1094 8 жыл бұрын
Amen I love you mather of God today and alweys
@yeebyotesfa3694
@yeebyotesfa3694 2 жыл бұрын
ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና
@keshifthawihaileselassie9248
@keshifthawihaileselassie9248 2 жыл бұрын
ባርክዮ ለዝንቱ ማሕበር ድንግል ምስለ ወልድኪ መድሃኔ ኣለም
@user-vi6bd3dd2g
@user-vi6bd3dd2g 7 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእክቲ የስማዓልና ዕልልልልል፡ ዕልልልልል
@netsereabhaile3251
@netsereabhaile3251 8 жыл бұрын
Zimare melakty yesmalna kuburat ahwatey - Bitamy des zibl mezmur nay adena kidst dingl Maryam - tsegu yebzhalkum Amlak abotatna+++
@dawitdave765
@dawitdave765 7 жыл бұрын
Amen amen amen bereket nay adena kidisti mariyam ayfeleyen kal hiwet yesmena hizbi kirstian
@merateki4495
@merateki4495 7 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜንኣሜንኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜንን ኣሜንንን ኣሜንንንን ኣሜንንን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣ ሜ ን ን
@selamweldu7884
@selamweldu7884 2 жыл бұрын
Assey zmare melaiekt yesmealna
@danynatey2635
@danynatey2635 7 жыл бұрын
Amen Amen Amen zmate melaekti yesmalna
@kebrabkesetehaile3022
@kebrabkesetehaile3022 6 жыл бұрын
Amen amen
@dianayirgealem9208
@dianayirgealem9208 Жыл бұрын
ፈጣሪ ኣዕዚዙ ዪባርኩም ፍቁራተይ ኣጆኹም!::
@simonkifleyesus3929
@simonkifleyesus3929 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእክት የስማዓልና እግዚኣብሔር ኣምላክና ፡ እግዚኣብሔር ኣምላክና ስለ ቃሉ ስለ ኩሉ ሰናይ ውዕለታቱ ዝከበረን ዝተመስገነን ይኩን ፡ በረከታን ጣዕማን ፍቕራን ናይ ኣዴና ንጽህተ ንጹሃን ቅድስተ ቅዱሳን ቅድስት ድንግል ማርያም ምስ ኩሉና ይኩን ፡ እግዚኣብሔር ኣምላክና ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ የብዛሓልኩም
@feruzaman9391
@feruzaman9391 3 жыл бұрын
Zemarey melaekiti yesmealna zefetiya semie zexegba mezumuru eya
@kisanetabraham9657
@kisanetabraham9657 7 жыл бұрын
zemare melaekti yesmealna elllllllllllllllllllllllllllllll
@feventesfamichael4879
@feventesfamichael4879 7 жыл бұрын
kisanet abraham
@titiigebresus3143
@titiigebresus3143 7 жыл бұрын
Amen amen amen zmare melaekti yesmealna
@atekle5349
@atekle5349 7 жыл бұрын
Ellllĺllllllllllllllllllll
@robelhabtit30
@robelhabtit30 7 жыл бұрын
kisanet abraha
@berihugerezghier6451
@berihugerezghier6451 6 жыл бұрын
Elllllllllllllll ellllllllllllllll ellllllllllllllll
@wedihabte9488
@wedihabte9488 7 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስማዕልና ።
@user-tz3hp7wn5s
@user-tz3hp7wn5s 6 ай бұрын
Amen Amen Amen Kela Hiwet yisemielna
@lemlemtsegay6552
@lemlemtsegay6552 6 жыл бұрын
ዕቤት ክብራ ንመስክር ሰቅ ኣይንበል ንዘምር ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልንበል መሰንቆና ቃኒና ከበረና ኣልዕልናስ ማርያም ንበልልልል
@shewittekie9401
@shewittekie9401 7 жыл бұрын
Amen amen zmara malakti yesmena yehwat.
@samoragoitom3168
@samoragoitom3168 7 жыл бұрын
Amen amen amen Elelelelelelelelele 💖 💖 💖 💖 💖 💖 💖 zmarii melakt yesmana
@IsraelMosazghiLebasiOrthodox
@IsraelMosazghiLebasiOrthodox 19 күн бұрын
God Bless You Amen Amen Amen 🙏🙏🙏✝️
@user-ln9qf5ph1c
@user-ln9qf5ph1c 7 ай бұрын
Amen Amen Amen zmarie melakt yesmealna
@abrahammekonen9173
@abrahammekonen9173 6 жыл бұрын
ዕልልል ዕልልል ዕልልል ኣሰይ ክትዕም መዝሙር
@user-er8sj3qt9i
@user-er8sj3qt9i 4 жыл бұрын
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና አሜን አሜን አሜን አሜን 🙏
@user-oy2su2zn6u
@user-oy2su2zn6u 6 жыл бұрын
እልልልልልል እልልልልልል እልልልልልል ኣሜን ዝማሬ ም0ላእክት ያሰማልን ያገልግሎት ዘመናቹ እግዚአብሔር ይባርክ እህት ወንድሞቻችን የኤርትራን ኦርቶዶክስ ልጆች. እግዚአብሔር ኣምላክ ኣንድ ያድርገን እንወዳችዋልን ዓይኒ ማይ ገነት ኢኪ ድንግል ትክሊ ሕይወትይ ንዘጥልል መትንታት ልበይ ተመጊቡ እስትንፋስ ድሕነት ተዋሂቡ ተቀቢለ እየ በረኸት ፅጌኪ ማርያም ኢለ ንኽውድሰኪ እልልልል ዝማሬ መእክት ያሰማልን
@awacharie9291
@awacharie9291 8 жыл бұрын
. ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት ይስምዓልና ኣሕዋተይ ተባረኩ!!!
@teagesgiles1178
@teagesgiles1178 8 жыл бұрын
$
@weghenyselemon2753
@weghenyselemon2753 8 жыл бұрын
chekaw
@teagesgiles1178
@teagesgiles1178 8 жыл бұрын
twh
@farooqfaxer5337
@farooqfaxer5337 9 жыл бұрын
BERHANR GERIE Zmare melakti yesmalna Amen
@farooqfaxer5337
@farooqfaxer5337 9 жыл бұрын
Amen
@user-rr8br6we5x
@user-rr8br6we5x 3 жыл бұрын
ዝማሬ መላእክቲ የሰምዓልና እልልልልልልልልልልልልልልልልልልል🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤
@biweladitamilakayhafrineye6483
@biweladitamilakayhafrineye6483 7 жыл бұрын
Amen Amen Amen qal hiwet yesimealna yehiwatey egziabher amilak xegeua yebzihalkum
@Kolonial_platan
@Kolonial_platan Жыл бұрын
Stobok mezmur gerkum Amen stobok❤❤🇪🇷🇪🇷❤❤
@filirino1111
@filirino1111 8 жыл бұрын
Amen amen amen Mariam nebel ne behaki. Zemare melakti yesemealna
@potipoti8893
@potipoti8893 7 жыл бұрын
amen amen amen amlaki xegu yebzhalkumi
@iseyasberhe472
@iseyasberhe472 5 жыл бұрын
ኣሜን ናይ ቢሃኪ ዓይኒ ማይ ገነት፡ዝማረ መላኪት የስመኣልና፡በረከት ናይ ኣደና ኪድስት ድንግል ምስ ኩላትኩም ይኩን።
@behonesttoeveryone5718
@behonesttoeveryone5718 4 жыл бұрын
Zmare melaekti yesmalana kuburat ahwat amlak xegu ybzhalkum
@yikalodrar7063
@yikalodrar7063 7 жыл бұрын
Amen Amen Amen zimare melakti yesmealna yehwatey mearey
@Michael-rb5bm
@Michael-rb5bm 8 жыл бұрын
Amen amen amen qal hiwet yesemalena zemare melaketi zetakabale zemalukum yekabololokum
@tigstdaq8987
@tigstdaq8987 6 жыл бұрын
Michael Debru ny
@sami9086
@sami9086 7 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሕዋተየ ዝማሬ መላእኽቲ የስመዓና ብድጋሜ ዝማሬ መላእኽቲ የስመዓና
@meazagmichael2660
@meazagmichael2660 Жыл бұрын
Amen amen amen zmare melakt yesmealn
@user-yn1mg8zv8v
@user-yn1mg8zv8v 8 жыл бұрын
A m e n Amen amen amen qale hiwet yesmialna ellllllllllllllllll ellllllllllllllll Maryam Maryam MaryAm nbel ade gotta entay yiseana eza qdsti dngl
@shimanguszeresenay8597
@shimanguszeresenay8597 7 жыл бұрын
elllllllll ellllllll ellllll amen amen amen zmare melaekti yesmalna
@habenweldemaniel7423
@habenweldemaniel7423 7 жыл бұрын
Amen Amen Amen zmare meleakti yesmealna kburat yhwat xegau yebzhalkum Egzabher
@goitomnegasi69
@goitomnegasi69 7 жыл бұрын
amen amen amen zmarie melaekt yesmialna egziabhier nay zmarie zemenkum ybark dngl Miriam xega ablieli xega teadlkum
@tsegayteklu8715
@tsegayteklu8715 4 жыл бұрын
እልልልልልል እልልልልል እልልልልልል በርከታ ረዲኣታ ናይ እመ ኣምላክ ምስ ኩልና ይኩን ኣሜን።
@okbazgiembay1954
@okbazgiembay1954 4 жыл бұрын
Amen amen amen zemare mlakitey ysemalna ❤❤❤❤💙💙💙💙💙🙏🙏🙏🙏🙏🤲🤲🤲🤲💒💒💒💒
@tesfaaleni548
@tesfaaleni548 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና
@szazlzazm9647
@szazlzazm9647 Жыл бұрын
እልልልልልልል ልልልልልልል ልልልልልልልል ልልልልልልል ልልልልልልል ልልልልልል ልልልልልልል ልልልልልልል ልልልልልልል ልልልልልልል 👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏💗💗💗💗💗💗💗💗💗ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርክ ❤️🙏 ፀሎታን በረከታን ረድአት ናይ ኣዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ኣይፈለና ኣሜንንን
@jesuslovesyou2517
@jesuslovesyou2517 7 жыл бұрын
ellllllellllllllll zmare melaket yesmealna
@user-ev6xi3by5x
@user-ev6xi3by5x 4 жыл бұрын
እልልልልልልልል ቃል ሂወት የስመዐና
@YosiefGebru
@YosiefGebru 4 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማራ መላኣክት የሰማዓልና
@teweldewerede5442
@teweldewerede5442 7 жыл бұрын
Amen amen aman zmara meleakti yesmalna burukat yehwat
@starboy3326
@starboy3326 7 жыл бұрын
zmare melakti yesmealna Amen.
@awettewelde5745
@awettewelde5745 7 жыл бұрын
እልልልልልል እልልልልል እልልልል ዝማረ መላእክቲ የስማዓልና
@lolataki7820
@lolataki7820 5 жыл бұрын
Amen amen amen zmare melakti yesmalna💖📿🙇‍♀️
@user-ci2fv3yt1s
@user-ci2fv3yt1s 7 жыл бұрын
Amen bereketan redietan ms kulatna hzbe Christian ykun Amen
@alemtsewar1686
@alemtsewar1686 7 жыл бұрын
ዝማርየ መለአክት የስመዐልና ዕልልልልልልልልልልልልልልልልል ልልልልልልልልልልልልልል ልልልልልልልልልልልል amen amen amen
Mezmur: Enehet Eta Emba (እነሀት እታ እምባ)
6:43
EndaMariam
Рет қаралды 6 МЛН
Mezmur: Eme Berhan (እመ ብርሃን)
6:29
EndaMariam
Рет қаралды 2,9 МЛН
Smart Sigma Kid #funny #sigma #memes
00:26
CRAZY GREAPA
Рет қаралды 19 МЛН
Fast and Furious: New Zealand 🚗
00:29
How Ridiculous
Рет қаралды 48 МЛН
SCHOOLBOY. Последняя часть🤓
00:15
⚡️КАН АНДРЕЙ⚡️
Рет қаралды 11 МЛН
Harley Quinn's desire to win!!!#Harley Quinn #joker
00:24
Harley Quinn with the Joker
Рет қаралды 6 МЛН
ናይ ንግሆ  ጸሎት
44:56
ኖላዊ ( NOLAWI)
Рет қаралды 405 М.
የእሑድ ውዳሴ ማርያም - Wudase Mariam Sunday
16:46
Ethiopia Ortodox New Mezmur በህብረት (አለን)
14:14
Dekike betu
Рет қаралды 4,3 МЛН
Mezmur: Ndengil kwidis (ንድንግል ክውድስ)
5:56
EndaMariam
Рет қаралды 7 МЛН
Mezmur: Qalat Hitsan - ቃላት ህጻን | ዘማሪት ሜሪ
6:35
ኣብቲ ጽላሎትኪ / Abti Tslalotki / #Eritrean #Orthodox #Tewahdo #Mezmur ብምኽንያት ዓመታዊ በዓል ዝተዘመረ
6:25
ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ-ክርስቲያን ኪዳነምሕረት ኣቡዳቢ UAE
Рет қаралды 2,6 МЛН
እሙን ዓርኪ ልበይ~Emun Arki Lbey~By Zemari Henok Fikadu~New Eritrean Orthodox Tewahdo Mezmur 2024
6:19
መዝሙር ‘ዩ ህይወተይ Mezmur yu Hiwetey
Рет қаралды 2,4 МЛН
Smart Sigma Kid #funny #sigma #memes
00:26
CRAZY GREAPA
Рет қаралды 19 МЛН