ሙሉእ video ልደት ወድና እዮኣስ🥰 ኣብ ለደት ወድና ልገጠመና ችግራት😔 መሩቑልና እስቲ🙏

  Рет қаралды 28,659

Selam Tsegay Smile:)

Selam Tsegay Smile:)

2 ай бұрын

#smile #tigray #tigrignamusic #ethiopia #video #habesha #music #youtuber #ትግራይ #selam

Пікірлер: 282
@668-tj6oz
@668-tj6oz Ай бұрын
ኣቶም ሰባት ሰብ ሓሚቁ ኣይባሃልን ይሕመቅ ይፀብቅ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እየ ዝባሃል ዞም ኣሕዋተይ ማዓረይ ❤
@AhmedAli-zo2sx
@AhmedAli-zo2sx Ай бұрын
ብሓቂ ሰበይ 👏ኣይ ሰብ እንታይ ገደሰም 😳
@fhydjdg6692
@fhydjdg6692 Ай бұрын
ሰላመይ ሓዳርኩም ውላድኩም እግዚአብሔር ይባርከልኩም ❤ ብምቅፃል አትን ሰብአይኪ አበይ አሎ ተባላሽዪ ትብላ አትን አሕዋተይ አስተውዕላ አብ ሓዳሮም ሂወቶም መን ተቆፃፀርቲ ገይርክንዩ ገዛ ክራይ ንሮ ኮእዮም ዝመርሕ ዘለው ተሓመቀ ድሩኡ ላሓመቀካ ላተባላሸካ ላሳአንካ ላረከብካ ላፀገመካ ላሞቸውካ እዩ ዝንበር እምበር ንሮ ዓድና ኮእዩ ንስክን አብ ዘይምልከተክን ጉዳይ አይትእተዋ አዳመይ ልባዕላ ገለ መሲላስ ካብ ሰላም ድዩ ለቢምክን ገረምቲ ሰላም ክአ ልምለስ ሕቶ መልሲ እምበር ስቁሉ ሃለውለው አብ ሂወትኩም ክሕግዘኩም ክበራትዐኩም ጌጋ ተሎ ክእርሞኩም እምበር ካብኡ ዝዓቀብ አይምልከተናን እዩ ንስኪ ትፈልጥዮ ስብአይኪ ልሕተትን ዘይሕተትን ንፍለጥ አሕዋት ብዝበለፀ ቀፅልሉ ሰላም በቢ ዘለናዮ❤❤❤
@mashomashosara8047
@mashomashosara8047 Ай бұрын
ብሓቂ ሓፍተይ❤
@user-wd2dk6di7g
@user-wd2dk6di7g Ай бұрын
መን እሞ ይርደኦ ሓፍሸይ ኣብዘይ ዘእትዮ ጉዳይ እዩ ጦውለቅ ዝብል
@user-sv8qi5ok7x
@user-sv8qi5ok7x Ай бұрын
ትክክል❤❤❤
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Ай бұрын
​@@mashomashosara8047ሳብስክራይ በልለይ ማዓረይ❤❤❤
@user-mb6cr9cb8z
@user-mb6cr9cb8z Ай бұрын
ናይብሓቂ ማዓረይ❤❤❤❤
@user-pc3if8nz4o
@user-pc3if8nz4o Ай бұрын
እረ ኣትን ኣበላሽኽዮ ገለ ትብላ ተፅልኣ ከምኡ የባሃሊይ ጥዕና ጥራሕበ ነብሲ ኸዋዲ መፃኢ እዩ ካብኡለ ስብኣያ ልባዕላ ቃርባ ጠፍእዋ የኾነይ እንጀራ ኾይንዋበ 👏💕 ሶ እንካዕ ተዎለድካ እዩኣሰይ ብጥበቡ የዕብየልኩም ሰሉየ👏💕
@ndjs6045
@ndjs6045 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@tsegatsega238
@tsegatsega238 Ай бұрын
ደምራኒ አሕዋተይ❤
@smkle7079
@smkle7079 Ай бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ነዊሕ ዐድመ ይሃብኹም ንኩልኹም ሰልየ ደማ መልካም ልደት 🙏💝🎂🎉🎉❤❤🌹🌹🌹🌹🌹
@user-iq8gr7qd3r
@user-iq8gr7qd3r Ай бұрын
እንኳዕ ተወልደካ 🎉እግዚአብሔር 🎉አምላክ የዕብዮ ❤ሰሉዋየይ እንኳዕ ደሰ በለኪ
@Melat____
@Melat____ Ай бұрын
ሓሳዳት ታይ ይምልከተን እዩ ኣብ ሓዳር ኣቲኻ ጠውለቕለቕ ክፈትዋ ሓደ ሓደ ዘለዋ🤭 Happy birthday kea nwedki🎉❤
@yyghhu9146
@yyghhu9146 Ай бұрын
ኩሉ ፅብቅ ነይሩ ግን ሰሉየይ ኣባት ንሰህኩም ትፅውዑ ነይርኩም👏🥰💘
@user-mc1mg2rm5z
@user-mc1mg2rm5z Ай бұрын
እወ ቴዲ ሓመቅመቅ ኢሉዋ ኣይትሕመቁ ልወድኩምለ እግዚአብሔር የዕብየልኩም ዕድመን ጥዕናን ንኩለኩም ይሃብኩም❤❤❤
@tsegatsega238
@tsegatsega238 Ай бұрын
ደምርኒ ዝያዳይ❤
@netsanetalem2975
@netsanetalem2975 Ай бұрын
ማኣዲሰ ኣብ ሓደ ሸሓን 9 ሰብ ገይረካ መብላዕ እዩ ፅቡቁ
@fgchffhfh9256
@fgchffhfh9256 Ай бұрын
7 ዝግበር
@UmArsulove
@UmArsulove Ай бұрын
እንኳዕ ተወለድካ መፃኢካ ብሩህ ይኩን ኡዩዋይ ፅሩይ ዓለም🎂🍾🍬 እግዚአብሔር ኣምላክ ሓዳርኩም ይባርክ ኣሕዋተይ ማዓረይ ደስ ዝብል እዩ ሰሉየይ ሽኮር❤😘🥰
@user-yg3fz3pg6y
@user-yg3fz3pg6y Ай бұрын
እግዚአብሔር ብጥበቡ የዕቢኻ ብሩክ ኹን! ግን ታይ እዩ ዝኹለይ መርዓ ዘሕለፍኺ ትመስሊ ልክልተ ኪሎ ስጋ ክልተስ ስሙንኺ ገይርኺ ድግስ ድግስ ካብትብሊ
@djsv1094
@djsv1094 Ай бұрын
እንኳዕ ተወልደካ🎉እግዚአብሔር አምላክ የዕብዮ❤❤❤ ሰሉዋየይ እንኳዕ ደሰ በለኪ😘😘😘
@user-jc8wx3qz4k
@user-jc8wx3qz4k Ай бұрын
እግዚአብሔር ኣምላክ ነዊሕ ዕድመ ይሃብካ ይሃብኩም ንኩሉኩም ሰሉየይ መልካም ልደት 🙏❤🎉🎉
@user-xx8iv1cy5e
@user-xx8iv1cy5e Ай бұрын
እዮኣሰይ ፅቡቐይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ መሕደሪ ሽሕ ይግበርካ ሰላመይ ቴዲ ሓወይ እንኳዕ ነዚ ኣር አየኩም❤❤❤
@user-wd2dk6di7g
@user-wd2dk6di7g Ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃቡኩም ፅቡቃተይ እዮኣሰይ እንኳዕ ተወለድካ እግዝኣቢሔር ነውሕ ዕድመ ይሃብካ❤🎉
@MazuHabshwitYouTube
@MazuHabshwitYouTube Ай бұрын
ጎቦዝ እኺ ዛሓፍተይ🎉❤❤ እግዚአብሔር ይባርኩም
@motherTdaughter
@motherTdaughter Ай бұрын
Edmen tenan yhabk zwedey.🎉🎉🎉. Gna Mama tama abzi video zeyrakwa dhan diya?
@genetzerihun5658
@genetzerihun5658 Ай бұрын
እድመን ጥዒና ይሃቦ Beautiful Family 🎉🎁🎂
@user-zp3ts9ji1v
@user-zp3ts9ji1v Ай бұрын
ደስ ክትብሉ ዝፈትወኩም ኣሕዋተይ ፈጣሪ ኣይፈለሊኹም ወድኹም ለ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕና ይሃበለይ ♥♥♥♥♥♥♥♥🌿🌿🌿🌿🌿🎂🎂🎂🎂🎂🎂🎂🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
@AhmedAli-zo2sx
@AhmedAli-zo2sx Ай бұрын
ሰሉዋይ እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመይ ጥዒና ን ይሃብኩም ፍጣሪ 👏🌺♥️🌺♥️🌺♥️🌺♥️🌺♥️🌺♥️♥️🌺♥️♥️
@meriyhabesha6103
@meriyhabesha6103 Ай бұрын
Happy birthday habibi 🎉🎉🎉🎊🎊🎈🎈🎊🎈🎊🎈🤴🎁🎂
@alemdeborah2226
@alemdeborah2226 Ай бұрын
Happy Birthday Habibi 💐🥳🥳🥳 Hakeki selamey ❤❤🙏🙏
@user-nt1gq9qh3g
@user-nt1gq9qh3g Ай бұрын
ሰሉየ ፅሪቲ ስለስብኣይኪ ክጥይቅ ከለና ደስታኪ ደስታና እዩ ንመልስኪ ለለድስባሃሊ ዝያዳይ ኣምላክ ኣይፈላሊኩም❤❤
@user-wg4cm6ok4u
@user-wg4cm6ok4u Ай бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ብጥበቡ የዕበየልኪ ሰሉዋይ ማዓረይ ❤❤❤❤❤
@MhretTades
@MhretTades Ай бұрын
ዋውውውው ደስ ክብል ዝተረፈ ዕድመኻ እግዚኣብሄር ኣምላክ ይባርኮ ❤ሳብስክራይብ❤ ቦለኒ ናይ ሰላም ተኻታተልቲ❤
@user-ri6dw4hu7j
@user-ri6dw4hu7j Ай бұрын
እሽን❤
@user-di4lm9vc6w
@user-di4lm9vc6w Ай бұрын
አሰይይይ እንኳዕ ተለድካ ዝወደይ ብጥበቢ የዕቢካ ሰሉይ & ቴዲይ & ሓዳርኩም ወላድኩም ይባርክልኩም ፈጣሪ ቴዲ ሓወና ናፈቀናካ ነይረና ሐዚ ረኤካ ደሰሰ ኢሉኒ ኣይተጥፍኡ ሓደ ሓደ ግዜ ንዑ ብሓደ ሰሉየይ😍💕🌹
@jastavms2119
@jastavms2119 Ай бұрын
ብጥበቡ የዕብየልኪ እግዚአብሔር አምላክ ሰሉየይ በእውነት ብጣዕሚ ጎቦዝ እኪ እነንሽቲ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-dr9fs2gn3k
@user-dr9fs2gn3k Ай бұрын
እዩኣስ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሰሉየ ቆንጆ program eyu kea entay godiluwo ❤❤❤❤❤
@EvanayouTube
@EvanayouTube Ай бұрын
Wow amazing❤Enqan teweldka marey❤❤
@668-tj6oz
@668-tj6oz Ай бұрын
ደስ ክብሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ🙏🙏🙏❤ደሞ ኣይፈላሊኩም ❤❤❤
@sameralibis6724
@sameralibis6724 Ай бұрын
እንኮዕ ተወለድካ ማዓረይ ዝተረፈ ዕድመካ ይባረክ🎂🎂💦🕯
@TsarkanGalTigray-cq3yg
@TsarkanGalTigray-cq3yg Ай бұрын
እንካዕ ተወለድካ ኡዩዋይ ዝተረፈ ዕድመካ ይባርኮ ገታዋይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@ufh4391
@ufh4391 Ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም እግዚኣብሄር ብጥበቡ የዕብየልኩምም❤❤❤❤❤
@selamSelu-im4je6jh1s
@selamSelu-im4je6jh1s Ай бұрын
ኣትን አሕዋተይ አሕሚቅክዮ ትብለክን ትናብራ ናይ ዓድና ዘይትፈልጣ ዲኪን ዋላስ ኣብዚ መፂክን ለባም ለባም ክትጫወታ ኢኪን ኣጆኪ ሰሉየይ ሰብ ሎሚ ባዕልና ንፈልጦ ዝረክቦ ዘሎ H.B❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@Tsgab-Tube
@Tsgab-Tube Ай бұрын
ሰላመይ ሓዳሪኩም ይባሪክ👏💕 ወዲኩም ለ ብጥበቡ የዕብየልኩም ፈጣሪ ብጣዕሚ እኩም ደስ ትብሉ💕💕💕💕💕
@mulutube3627
@mulutube3627 Ай бұрын
Waw betami des behali enka teweledka fetari yebika zewedey❤❤❤ happy to you cute boy
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s Ай бұрын
ደምሪኒ ዝያዳይ❤❤❤❤
@rahewmiks4143
@rahewmiks4143 Ай бұрын
ነዉሕ ዕድን ጥዕናን ይሃብካ ዝወደይ ማዓረይ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@Dolar1219
@Dolar1219 Ай бұрын
እንኳዕ ተወለድካ ዝወደይ❤❤ ብጥበቡ የዕብካ ። ፍረዩ ፅገዩ ደቅነዋ
@merimeri4933
@merimeri4933 Ай бұрын
እንኳዕ ተወለድካ ማዓረይ መፃኢካ ብሩህ ይኩን እግዚኣብሄር ብጥበቡ የዕብየልኩም ሓዳርኩም ይባረክ ሰላም ሓፍተይ ❤❤❤🎉
@tsegatsega238
@tsegatsega238 Ай бұрын
ደምርኒ ዝያዳይ❤
@Mar-kc5sp
@Mar-kc5sp Ай бұрын
zterefe eadmik ybarek maareyyyy🙏🙏🙏💘💘💘💕💕💕💕💕
@LH-iu7mx
@LH-iu7mx Ай бұрын
እንኳዕ ትወለድኻ መፃአኻ ቡሩህ ይኹን🙏🙏🙏
@TemesgnAmlake-ub4jx
@TemesgnAmlake-ub4jx Ай бұрын
ዝተረፈ ዕድመካ ይባርከልካ ማዓረይ
@brzafwelday6959
@brzafwelday6959 Ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፅብቃት ስድራ ❤
@user-iq1xu6hr1n
@user-iq1xu6hr1n Ай бұрын
ዕድመ ጥዕናን ይሃብካ ዝወደይ ፈጣሪ🌹🌹🙏🙏🙏🌹❤❤
@user-ws7pk2sz2y
@user-ws7pk2sz2y Ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ንውላድኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ይዕቢየልኩም❤
@KhanKhan-ys9yk
@KhanKhan-ys9yk Ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ በሃሊ ብጥበቡ የዕብየልኩም ፈጣሪ ❤❤❤
@sonaabachaa1670
@sonaabachaa1670 Ай бұрын
Happy birthdy እዩዋይ😘
@user-on2wf3tl2e
@user-on2wf3tl2e Ай бұрын
ብጥበቡ የዕበልኪ ሰሉየይ ❤❤❤🎉🎉🎉
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Ай бұрын
እግዚአብሔር ብጥበብ ይዕብካ ዝወደይ❤🎉🎉🎉🎉
@FbIh-ri2et
@FbIh-ri2et Ай бұрын
ዝተረፈ ዕድመካ ይባረክ እዩኣሰይ 🎂🎂🎂🍉🍉🍉
@Meriy69
@Meriy69 Ай бұрын
ኣንክዕ ኣብፅሐካ ዕድም ጥዕና❤❤❤❤
@user-im7pc5zg4y
@user-im7pc5zg4y Ай бұрын
እዩዋይ እንኳዕ ተወለድካ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@user-in4hz6ew8oSelam
@user-in4hz6ew8oSelam Ай бұрын
መልካም ልደት 🎉🎉🎉🎉
@temsgne7752
@temsgne7752 Ай бұрын
መጻኢኻ ቡሩሁ ይኹን ምዓረይ ብዉላድኩም ከመገንባት ሱ ቴዲ ሰሉ ❤❤
@tsegatsega238
@tsegatsega238 Ай бұрын
ደምርኒ ዝያዳይ❤
@DdMm-vh4ne
@DdMm-vh4ne Ай бұрын
ዋዉ ደስ ባሃልት🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@user-od1nc4fd8e
@user-od1nc4fd8e Ай бұрын
እንኳዕ ተወለድካ ኡዩዋይ❤❤❤❤❤
@user-wy6ev4tn1c
@user-wy6ev4tn1c Ай бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉እንኳዓ ተወለድኻ ዩኣሰይ🎉🎉❤❤❤❤❤
@user-lc5qc3it2x
@user-lc5qc3it2x Ай бұрын
ኮመንት ብድንግላ ፈጣሪ ይሓልኩም ፍቅርኩም ይሰስን❤❤❤💊💊ተጋሩዋይ💊❤
@brhanmahari6031
@brhanmahari6031 Ай бұрын
ሰሉዋይ ኩሉ ግዜ ተቀላቀልሊ❤❤
@Juandb-dn6vi
@Juandb-dn6vi Ай бұрын
መልካም ልድት 🎉🎉🎉🎉❤❤❤
@mrhwtmrhwt7384
@mrhwtmrhwt7384 Ай бұрын
Happy birthday 🎂 ❤❤❤❤❤
@zufanamera8795
@zufanamera8795 Ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ሰላመይ ልወድኹምለ ዝተረፈ ዘመኑ ይባረኽ እቲ ሕምባሻ ግን ኣባት ነብስኹም እዮም ኣብ ዝባኑ ክቖርሱሉ ዝግባእ ሰበይቲ ክቖርሳሉ ስለ ዝረኣኹ እየ ዓድኹም ካብ ሃለኹም ፀሎት ገይሮም ኣባትነብስኹም እዮም ክቖርሱዎ ዝግባእ ብዝተረፈ ኣይፈላሊኹም❤❤❤
@fevenyami8737
@fevenyami8737 Ай бұрын
Bexega abe zwedey
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Ай бұрын
ደቅ ሰባት ክንብሃልስ ኣብ ናይ ሰብ ሂወት ንሞንታይ አዩ ንኣቱ
@HadasTadese
@HadasTadese Ай бұрын
Happy birthday 🎉🎉🎉🎉❤
@user-if4wo6dg2g
@user-if4wo6dg2g Ай бұрын
ዋይይ መጠረሻሻ መንኮራረፊትት😂🎉🎉🎉
@user-ys9yj7en6v
@user-ys9yj7en6v Ай бұрын
እንኮዕ ተወልድካ ዝወደይ እግዚአብሔር ብሞጎስ የዕቢካ።❤❤
@tsegatsega238
@tsegatsega238 Ай бұрын
ደምራኒ ማዓረይ❤
@axumtsion9216
@axumtsion9216 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉 የዕቢኻ ዘወደይ❤❤❤❤
@ShamS-hp3vn
@ShamS-hp3vn Ай бұрын
ዕድመ ይሃቦ ኣምላክ🙏🙏🙏❤❤
@senaittewelde4123
@senaittewelde4123 Ай бұрын
Muqurat fetewtew beqa betbeb bexga yebka eu ❤🎉🎉🎉
@uutgmf0gy921
@uutgmf0gy921 Ай бұрын
ዋውውውው❤❤❤
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s Ай бұрын
እንኻዕ ብሰላም መፃኹም ሰላመይ ብጥበብ የዐብየልኹም ፈጣሪ🎉❤❤ብስም ሰላም ሳብስኽራይብ ግበሪለይ ናረኦኹም ኣይትሕለፉ ተጋሩዋይ በጃኹም ውቅዕ ኣብልኹም ሕለፉ ሓደራ😢😢❤❤❤❤
@user-uy9ww7so7k
@user-uy9ww7so7k Ай бұрын
ዋይ ዳየወእ ምሰለ 🎉❤
@jegaaesba1855
@jegaaesba1855 Ай бұрын
ናይ ሰብ ዘረባ ኣይስዒ ዝያዳይ ❤
@ihhb1835
@ihhb1835 Ай бұрын
Hbd eyuway
@user-td9yc9dn5l
@user-td9yc9dn5l Ай бұрын
Wawwwwww good❤❤❤❤❤ video
@mdhdd9899
@mdhdd9899 Ай бұрын
መፃእኻ ብሩክ ይኹን እዝ ወደይ❤❤❤
@user-kt3ul4yi1v
@user-kt3ul4yi1v Ай бұрын
hbd 👑🥰🥰🥰
@AaSs-gx6nj
@AaSs-gx6nj Ай бұрын
ቃደሞይቲ ባዕለይ🎉♥️🥰
@user-yc5yl1ti6f
@user-yc5yl1ti6f Ай бұрын
❤️❤️❤️
@hshshzhhsh4437
@hshshzhhsh4437 Ай бұрын
ከምዙ ከማይ ቢድዮ ክትለቅቅ ይቱብ ናሓለየ ዝውዕልስ ይህልዶ
@user-kp9vc6uh9c
@user-kp9vc6uh9c Ай бұрын
ዋለኣነ ብጣዕሚእየ ዝሕልዋ🎉🎉🎉🎉🎉
@selamtsegaysmile9152
@selamtsegaysmile9152 Ай бұрын
Mearey🙏
@user-cp3kr1hu1g
@user-cp3kr1hu1g Ай бұрын
Hbd
@your1773
@your1773 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-oz2jm2ks4j
@user-oz2jm2ks4j Ай бұрын
❤❤❤❤
@user-mw2yi3nw7p
@user-mw2yi3nw7p Ай бұрын
🎉🎉❤❤❤❤
@abrehatgebrhansgebrhans9400
@abrehatgebrhansgebrhans9400 Ай бұрын
💞💞💞💞💞💞🥰🥰🥰🥰🥰🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉አሰይ አሰይ
@TrhasAtsebeha-fp4jw
@TrhasAtsebeha-fp4jw Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@selameyytube
@selameyytube Ай бұрын
ዝተረፈ ዕድሚኡ ቡሩኽ ይኩን🎉❤
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s Ай бұрын
ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤❤❤
@user-ri6dw4hu7j
@user-ri6dw4hu7j Ай бұрын
ፅሪያተይይይይ
@LatiHailu
@LatiHailu Ай бұрын
Melkam ldet🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@XawdDswddwd
@XawdDswddwd Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@galtomjoganutdf
@galtomjoganutdf Ай бұрын
ብጥበቡ የዕቤልኩም ፈጣሪ ሰልዋይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@user-gf4ze4ez1s
@user-gf4ze4ez1s Ай бұрын
ናይ ኣህዛብ ወይ ናይ ዘይኣመንቲ እዩ ኣሕዋተይ ሃቢ ብሪዝደይ እና በቢ ሻዉር ናትና ልደት ግን ጋል ብሰማንያ ወዲ ብኣርባዓ እዩ በቃ ኩሉ ግዜ ክነክብር እንተደሊናዉን ናይ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ኣለና ብሙዚቃ ዝሓልፍ ጉዳይ ከኣ ብቻ ህዝበይ ካብ ዘይፈለጠ እቲ ዝፈለጠ ስለ ዝበኣሰ ምንም ምባል ኣይካኣልን ምሕረት የዉርድ እቶም ዝዉለዱ ቆልዑ ከኣ ዘክበርናዮም መሲሉና ንጎድኦም ብቻ ህዝበይ ልቢ ይሃብ
@user-fq7ej3fh6n
@user-fq7ej3fh6n Ай бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@MaryZggzgz
@MaryZggzgz Ай бұрын
🥳🥳🥳🥳
@sjsughjdjd1130
@sjsughjdjd1130 Ай бұрын
❤❤❤❤🎉🎉
@user-kw4wu1bb2d
@user-kw4wu1bb2d Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@salmasalma-en2ef
@salmasalma-en2ef Ай бұрын
❤❤
@arz9027
@arz9027 Ай бұрын
❤❤❤❤❤
@user-iy4yu7wm7c
@user-iy4yu7wm7c Ай бұрын
❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
ዋው ደስ ዝብል ክዳን ሓበሻ
13:33
yodahe TV ዮዳሄ ቲቪ
Рет қаралды 28 М.
Mama vs Son vs Daddy 😭🤣
00:13
DADDYSON SHOW
Рет қаралды 43 МЛН
Как бесплатно замутить iphone 15 pro max
00:59
ЖЕЛЕЗНЫЙ КОРОЛЬ
Рет қаралды 8 МЛН
Jumping off balcony pulls her tooth! 🫣🦷
01:00
Justin Flom
Рет қаралды 13 МЛН
Finger Heart - Fancy Refill (Inside Out Animation)
00:30
FASH
Рет қаралды 25 МЛН
ዮአዳን (ክፍል 18)
32:27
ለዛ
Рет қаралды 119 М.
ለሽምግልና ቀናቶች ሲቀሩ ሮቤል ሌላ ፍቅረኛ እንዳለው ታወቀ።
19:25
DW International  ወግዒ ምስ ከያኒት ዛፉ ኪሮስ
30:02
Dimtsi Weyane Television
Рет қаралды 13 М.
ኣብ ርእሲ ቤቢ ጠኒሰ | surprise  😂 prank ኣሻብኪ
19:35
Mama vs Son vs Daddy 😭🤣
00:13
DADDYSON SHOW
Рет қаралды 43 МЛН