No video

Muza TV - New comedy ፍሉይ ቃለ-መጠይቕ ፕረዚደንት ኢሳይያስ፡ ኤርትራ ኣብ ቅድድም ብሽክለታ

  Рет қаралды 51,291

Muza TV ሙዛ

Muza TV ሙዛ

Күн бұрын

©Muza TV is a Tigrigna satire comedy and entertainment channel.
#biniamgirmay #comedy #habesha #eritreancomedy #funny #tigrignamusic #eritreanmusic #ethiopianmusic #ትግርኛ #ትግርኛ_ሙዚቃ #ትግርኛኮሜዲ #film #ethioforumኢትዮፎረም #minas #bbc #tdf2024

Пікірлер: 609
@mnbar_tum_eyu
@mnbar_tum_eyu Ай бұрын
ካልኣይ ክፋል Pls. እተን ጫምን ክዳንን ኣይትረስዕወን 😅😊
@ConCourseAB
@ConCourseAB 26 күн бұрын
እታ ናይ የማን ኢድ ሰዓት ከኣ
@hopeyohanes
@hopeyohanes Ай бұрын
ልክዕ ኣምጺዎ እዚ ወዲ😅😂
@MerhawitTesfay-zf2rb
@MerhawitTesfay-zf2rb 26 күн бұрын
😂😂😂😂😂😂 perfect imitation of the mad dog, please keep the good work. I love it. Thanks Teme jigna and your partner for bringing such work. Great!
@TsehayGhebremiceal
@TsehayGhebremiceal Ай бұрын
ዋዉ 💯አምጼካያ ብጣዕሚ ጐዳም አዘራርባ እንታይ ይግበር ጎይታ ንሕዝቤ ኤርትራ ይርኤ አሜን🙏🏾💕
@filmonnguse330
@filmonnguse330 Ай бұрын
Tomi part 2 gberela moyte😂😂😂
@user-xj1pi5ec6x
@user-xj1pi5ec6x Ай бұрын
ሰሓቕን ብኽያትን ተሓዋዊሱና። ናይ ብሓቂ ስነ-ጥበብ። ብራቮ !!!!!!
@netseriabtesfalem8560
@netseriabtesfalem8560 Ай бұрын
እዚ ርጉም ድያብሎስ ኢሰያስ ክምዚ ገይሩ ኢድዩ ንህድብና ደሞም ዝሰትዮም ዘሎ ንፍዓት እንጀራ ዓለም ብልዑ ክምዚ ገርኩም ብጥቦምኩም ናብ ህዝቢ ኣናቃቕሕዎ እዞም ዝጻረፉ ዘሎዉ ከኣ ብዙሕ ኣይትገደስሎም እዚ ኢዩ ጸርፊ ኢዪ ዓቅቦም። ልክዕ ኣብጽዮ ዘረብኡ ክምዚ ገይሩ ኢዩ ኢሰያስ ተጻውትልና ዘሎ
@arkenhabte6154
@arkenhabte6154 Ай бұрын
እታ ርእሱ መሊጡ ይመለሰና 2ይ ክፋል ድምጺ 100 ሰንደል ከኣ ግበር ከምኡውን ሰዓት ኣብ የማናይ ኢድ😂😂😂😂😂😂
@user-qu1lz5dw8f
@user-qu1lz5dw8f Ай бұрын
This is so hilarious for a second I thought he was real dictator isaise 🤣🤣
@hagereyalemey
@hagereyalemey 15 күн бұрын
ከም'ዚ ከማይ ነዛ ቪድዮ ደጋጊሙ ዝርእያ ኣሎ'ዶ😂 ተሜ ድገሙና በጃኹም
@asmarino598
@asmarino598 Ай бұрын
OMG what a talent 😂😂😂😂 loved it so much
@mebrahtsamuel2348
@mebrahtsamuel2348 Ай бұрын
ክላአ ሃለውለው።
@etuetufashion
@etuetufashion Ай бұрын
ውድቀት ኣብ ሃለወለው የውዕለካ እዚ ግዜ እዚ ጸዓት ካልእ ክተፍርየሉን ናይ 2016 ዝነበረካ ራኢ ክትሰርሓሉን ይግባኣካ ነሩ
@berhanesium6489
@berhanesium6489 13 күн бұрын
Ajaw eyu wedu hakika
@user-jw9li3qh8w
@user-jw9li3qh8w 29 күн бұрын
እዋይ ሃለው ቴሜ ዝረብሕ ዶ ከይትሰርሕ ቀንጠመንጢ ኣቅሑት ክሽነ😂😂😂
@zezuzanzan4946
@zezuzanzan4946 Ай бұрын
ናይ ብሓቂ ዝገርም እዮ:: ክም ዘላታ ኮፍ ኣቢልዋ
@paulosasmerom1404
@paulosasmerom1404 Ай бұрын
ተመስገን ሲ ትግራዋይ ኢየ እንዳ በልካስ እንታይ ዘዛርብ ኣለካ ብዛዕባ ኢሰያስ😢
@Znab11
@Znab11 Ай бұрын
🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣👍🏻👍🏻👍🏻
@zeritabreham6312
@zeritabreham6312 Ай бұрын
00000000000000000000000000000⁰000000000000000000 ኣታ ወድ መድሂን
@user-qw5xo2bo4n
@user-qw5xo2bo4n Ай бұрын
መቸም ወዲ ኣፌ ኣንበሳ ኣብ ልብክን ጽቡቅ ጌሩ እዩ ኣትዩ። ኣብ አንዳ ጉሓፍ ዲኩም ኮፍ ኢልኩም ዘለኩም ወላስ እንታይ እንድዒ ክንድምንታይ ሃመማ ይዓስልኩም ኣለዉ ። ንዓኩም ዲና ክንሰምዕ ወላስ ክንደይ ሃመማ ዓሊቦምኩም ኢና ክንቆጽር...
@senayzemen3963
@senayzemen3963 Ай бұрын
እቶም ሃመማ ን ደገፍቲ ዕቡድ ከልቢ እሰያስ ወኪሎም እዮም ዝዋስኡ ዘለዉ።
@ste972
@ste972 Ай бұрын
It’s the eye movement for me 😂
@elianachannel1175
@elianachannel1175 Ай бұрын
😅😅😅
@wediwelday
@wediwelday Ай бұрын
Ezom ziero ziero senefat temaharo Resahat Tegaru
@AaAa-km9pk
@AaAa-km9pk Ай бұрын
@@wediwelday መሰክን አደካ አይትረኤ ወደይ ይሰረሕ አሎ ትብል ንሰካ ትክድም
@user-cj2nu8ug9e
@user-cj2nu8ug9e 23 күн бұрын
What a great job keep going brother! U are just funny and u own incredible talent!!
@fab6025
@fab6025 29 күн бұрын
ኣብዚኣ ዶ ነፊዕካ ተመስገን ወዲ ብዳና
@EMH91
@EMH91 Ай бұрын
😂😂😂😂😂ኢሰያስ ድምጺ መሊኡ ሰድድልካ ክኾውን ኣለዎ
@swel7586
@swel7586 Ай бұрын
ኣብዚ ኣብ ኢርትራ፡ ወይ ኣብ ኣፍሪቃ ከምኡ'ውን ኣብ መላእ ዓለምና ጥራሕ ዘይኮነንስ፡ ታሪኻዊ ፍጻሜ እንዳተባህለ ዝንገረሉ ዘሎ ህሞት፡ ንስኻትኩም ግን ኣብኡ የለናን፡ እዚ ሓጎስ ኣየገድሰናን እዩ ኢልኩም፡ ከነላግጽ ይሕሸና ትብሉ ኣለኹም ማለት'ዩ። ኤርትራውያን ክትበሃሉ ኣይትኽእሉን ኢኹም፡ ምኽንያቱ፡ ኤርትራዊ ከምዚ ናትኩም ስነ ምግባርን ድሑርን ድንቁርናን ዘለዎም፡ ተግባር ኣይገብርን'ዩ። ምናልባት ኣብ ኤርትራ ዓቢኹም ትኾኑ፡ ግን ዋላ እንተኾነ'ውን ፡ ከምዚ ዓይነት ሕሰዳን ቅንእን፡ ይትረፍ'ዶ ካብ ኤርትራዊ፡ ወይ ኢትዮጵያዊ፡ ካብ ዝኾነ ጸሊም ወዲ ሰብ ኣብ ምሉእ ዓለም ዝርከብ ዘይትጽበዮ ተግባር እዩ። ንስኻትኩም ጥራሕ ዘይኮነ፡ ነዚ ዘቕረብኩሞ ስራሕ ርእየ ኢሉ ዝስሕቕ ሰብ፡ የዋህ ዓሻን comedy ወይ ሰሓቕ እንታይ ምዃኑ ዘይፈልጥ ድሑር፡ ከማኻትኩም ደንቆሮ ጥራሕ እዩ ክስሕቕ ዝኽእል። This is not funny!!! It's sad 😔 For those of you who might not read Tigrigna, allow me to say this. 🇪🇷 Eritrea is commemorating a happy occasion and a historical milestone. Not just for Eritrea, not even for Africa, but for the entire world, Biniam has changed history. Worldwide awareness of Biniam Girmay's victory is generated by "A Blackman Breaking Barriers". But look at you two scumbags, looking for an opportunity to ruin the joy and celebration. You have chosen to make fun of, disparage, and denigrate our nation and leader. Your credibility has reached an all-time low. You have disgraced yourselves, your family and shown that you are both cruel, hateful, and stupid creatures.
@a.a7441
@a.a7441 Ай бұрын
Ata leba tigrway
@MFish7980
@MFish7980 27 күн бұрын
Thank you Teme and your Team! Great imitation 😅!
@netseriabtesfalem8560
@netseriabtesfalem8560 Ай бұрын
ክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክ
@Naodteklezgitewelde
@Naodteklezgitewelde Ай бұрын
Wedi afie ayismaa✌✌✌
@a.a7441
@a.a7441 Ай бұрын
Adka mis tigray Tiger nera
@fab6025
@fab6025 Ай бұрын
ብ ዓወት ናይ ቢኒ ላግጺ ኣይትግበር ተሜ ወዲ መበለት ፡ ጉዳይ ትግራይካ ግበር
@JohnGebrihiwet
@JohnGebrihiwet Ай бұрын
Tame hawey part 2 and cheheme keme nay esayass gebra bolo please 🙏 😅
@yonasaraya3159
@yonasaraya3159 28 күн бұрын
Excellent performance....Good Job..
@ermiastekele5002
@ermiastekele5002 Ай бұрын
ትጋሩ ይሕዋትና የቀንየልና እታ ቡሉ ጨርቅኩም ረሲዕኩማ ኣደ ትግራይ ዕልል በሊ
@fanuelmesgena2945
@fanuelmesgena2945 Ай бұрын
ናይ ብሓቂ ኢካ እባ ዝወረደ ኣተሓሳስባ ዘለካ "ነጅስ" ሓድስ ዓሻ ክኣ ኣምጺካ ኣይትውዱኡን ዲኩም
@user-zk4kz1oo8s
@user-zk4kz1oo8s Ай бұрын
Nejaues zetmeharu gida zereba seb keydegemkum tegaru akilabat semay
@Tigrai24
@Tigrai24 Ай бұрын
ጎይታይ ክቡር ፕረሲደንት😂😂😂😂
@yoditsahle2046
@yoditsahle2046 Ай бұрын
ሐተላ ደናቁር እድለኛታት ተኾይኖም ወለድኹም ሞይቶም ይኾኑ መቼም ብሕይወቶም እንተሐልዮም ሐጢያትዩ ንዓኻትኩም ወሊድና ዉላድ አለዉና ክብሉስ መርገምዩ ።ካልዕ ዉን ምናልባት ወሊድኩም እንኾንኩም ብደቅኹም ክትካዓቡ ኢኹም ምናልባት እቶም ካባኹም ዝዉለዱ ባጋጣሚ ለባማት እንተኾይኖም እምበር ክንደየናይ እዚ ሕጅስ ምናልባት መስሐቅ ዲኹም ሐሲብኩማስ ዋላስ እንታይ ምዃኑዩ ምንዓስኩም በዓል ቢኒ ሔኖክ ዓለም ብዓለማ የዛርቡ ታሪኽ ቅያ ይሰርሑ ክትሰርሑስ ደሐን ይትረፍ መዓስ ምስጸዓርኩም እንኳይ ሽም ሐገርኩም ክተጸዉዑ ሽም አቦታትኩም ተኽንኹ : ተሸማቅቁ : ዘይትማሐሩ ጊዜኹም ብሐጠዉቀጠዉ ተባኽኑ ። አቡኡር ሼጥኩም ኢኹም ወጺኹም ዝተሸጣ አቡኡር ዋጋ መሊስኩሞ አይብልን ስርሑ አብሐጠዉቀጠዉ ሐለዉለዉ ጊዜ አይተባኽኑ ናይ መንነት ቅልዉላዉ ከምዘለኩም ፍሉጥዩ ክሳብ ክንድዚ ነብሰምትኻት አይጽቡቅንዩ ካብ ኤርትራዊያን ተማሐሩ እንበር ዝበላዕኹሙሉ ጻሕሊ አይትስበሩ ።ኤርትራዊያን ስለዘይኮንኩም ብዉሽጢ ትሳቀዩ አለኹም እቲ ዉሽጣዊ ሕማምኩምዩ ሓሳዳት ዘዕበኻዮ ኸልቢ ድዮም ዝብሉ አቦታት ሐቂ ብሐቂ ዋላ ጽሩያት ኤርትራዊያን እሞ አይትኹኑ ብእንጀራ ኤርትራዊያን አቢኹም ኢኹም እዋይ ዕሱባት መሳኪን ወዲ አፌ አበይ አሎ ሳላ ሚዲያታት ኩሉ ግሑድዩ ንኹላ ሰጥ ለበጥ ዘበለ ንጉስ ብደቁ ዝኾርዕ ኢሱ ኢሱ ኢሱ ኢልና ዘይንጸግቦ ጀግና መራሒና ደቁ አብ ሳዋ ኢሱ ኢሱ እንዳበሉ ዝሽልምዎ አለዎ እዚአ ድያ የሕሪቃትኩም መዓስ መጀመሪኡ ኮይኑ ብሕዝቡ ክሽለም ጎኒ እዚ ጅግና መራሒና ወዲ አፌ ከም ዓይኒ ብሌን ንፈትዎ ወዲ አፌ ምዃኑ ዓለምዩ ዝምስክሮ 4።
@user-ox5ok5df4w
@user-ox5ok5df4w Ай бұрын
Nice job bro please part 2
@raiseup4000
@raiseup4000 Ай бұрын
What a talent 😀😀😀 you’ve also won 🥇 a sarcastic award congratulations. On your victory
@mesfingebremedhin7922
@mesfingebremedhin7922 Ай бұрын
Exceptional talent, entertaining!
@TesfahalemWoldegabriel
@TesfahalemWoldegabriel 27 күн бұрын
ብልቢ ሕቡእ ዳይመድ ሉል ኢካ ንዓይ ዝወዲ ግን ቃልት እዚ ኣረጊት ከልቢ መሊክወ ሰይ ሰይ ሰይ እንቆዕ ሰብ ኣይስኣንኩ 💙🌍💙🌍💙🌍💙❤️😍❤️
@yohannestekie2880
@yohannestekie2880 Ай бұрын
በዓል ዘሮ ከይትመሃሩ ደኣ
@Yosiefjose
@Yosiefjose Ай бұрын
Zero tray ilka -100 eyom eziom
@kibo9101
@kibo9101 Ай бұрын
Fesawi
@user-rt7gs1st6h
@user-rt7gs1st6h 26 күн бұрын
ዓጋመስ ብዛዕባ ብሽክለታ እንታይ ኣፍሊጡካ እዩ ፧ ዓረብያኻ ጥራይ ድፋእ 😂😂😂😂 ወይ ካብ ቤተክርስትያን መስቀል ትሰርቕ፡ ኣብ ባጃጅ ኣውልድ ትሰርቀንን ትደፍረንን። ሻዕብያ ኣቃጺሉ ዝገደፈልካ ታንክታት ከኣ ሓጺን ትሰርቕ። ኣረይቲ ኩዕንቲ። ናትኩም ግበሩ። ጌና ጌና..... ኣሎ ጌና ።
@AaAa-km9pk
@AaAa-km9pk Ай бұрын
ብሳሓቅ ከብድካ ዘቁሰል ድራማ ድክታቶር
@user-zs9sx1vq9g
@user-zs9sx1vq9g Ай бұрын
ተሜ ተመን ጸሊም መመሸት ርአሲ ጠበቅ ናይ ዓጋሜኻ ግበር ኣታ ከዳዕ ናይ ወዲ ኣፈየን ገዛናን ብዓልና ኣለናዮ ወዲ ገይ 🏳️‍🌈🏳️‍🌈🏳️‍🌈🏳️‍🌈🏳️‍🌈
@user-ft9vb7xx8h
@user-ft9vb7xx8h Ай бұрын
Temie shkor good job
@naboobsprit5638
@naboobsprit5638 Ай бұрын
ናይ መልሐስካ ኤርትራዊ ናይ ኢድካ ኣብ ዝሀለካ ሃሊካ ክሳድካ ተዘይ ቆሪጽካ ጡፍ በለለይ ከማካ ወዲ ሾርሙካ ሰብ ሪኤ ኣይፈልጥን
@robel4420
@robel4420 2 сағат бұрын
ክላኣ ሕሙም 😂😂😂😂 ጭንዊ
@Gira1995
@Gira1995 Ай бұрын
Wow lovely 😂😂😂👏🏽👏🏽👏🏽👏🏽💙💙💙🤣🤣🤩
@habenn7407
@habenn7407 29 күн бұрын
የመስገን ጓሓፍ ባርያ ወያነ ንዓኻ ጉዳይ ኤትራ ኣይምልከተካን እዩ
@danielghebre4511
@danielghebre4511 Ай бұрын
ሰቅ ኢልካ ብዓወት ቢንያም ዘይትሕጓስ ሰብ ክሕጓስ ክስሕቅ እናራኣኻ ጨው ዘይቡሉ ጭርቃን ከተስሕቀና ትፍትን
@user-wc3xm5us2x
@user-wc3xm5us2x 16 күн бұрын
😂😂😂😂😂😂 ኣንታ ሳሓቅ ወዲኢኩሚና
@Birabiro1
@Birabiro1 Ай бұрын
😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
@EbrahimAhmed-wn8vz
@EbrahimAhmed-wn8vz Ай бұрын
Thanks, Please invite him part 2
@Birabiro1
@Birabiro1 Ай бұрын
❤❤❤❤😂😂😂😂😂😂😂
@merhawiweldegebriel893
@merhawiweldegebriel893 18 күн бұрын
I'm not a fan of this guy but this is hilarious 😂😅😂😅😅😂
@messir363
@messir363 Ай бұрын
እዉይ ባዓል ኢንክላሎ መዘና ዘይብሎም ትፎፎ ጸሊም ታሪክ✅
@AaAa-km9pk
@AaAa-km9pk Ай бұрын
ፎንጓጽ
@amannegus8465
@amannegus8465 25 күн бұрын
ተጋሩ እንድዮም ተጋሩ ድማ ኮሊሎም ኮሊሎም ናብ ህልቂት እምበር ቁምነገር የብሎምን
@robel4420
@robel4420 2 сағат бұрын
ስክት ጭናዊ 😂😂😂😂
@habeshamehrer7962
@habeshamehrer7962 18 күн бұрын
🤢🤢🤢🤢🤢🤢🤢🤢🤢🤢🤢🤢🤢🤢🤢🤢🤢🤢🤢🤢🤢🤢🤢🤢🤢🤢🤢🤢 ዝሓመቅካ ሰብ ኣብ ዓለም። ንስኻ ተላገጽ ጥራይ
@eftemafework4907
@eftemafework4907 Ай бұрын
Nonsense!!
@user-vc4jz7ij8i
@user-vc4jz7ij8i Ай бұрын
እንታይ ማለት ኢዩ ሕጂ እዚ ጠፈሻት
@FuegoHotel
@FuegoHotel Ай бұрын
meselchew qchi
@user-bg3qh6bv3w
@user-bg3qh6bv3w Ай бұрын
Kuufu gibri qinaat haderika .ab himaq eritrea tewafirka.eritrea yibatika nabta digahfetka tigray adicha tilagetz alecha
@a.a7441
@a.a7441 Ай бұрын
Denqoro adgi
@yibrahyosief4826
@yibrahyosief4826 Ай бұрын
ተሜ እንቓዕ ምስ ፕረዚደት ኢሳይያስ ቃለመጠየቕ ክትገብር ኣብቀዓካ።
@abrahampeace8083
@abrahampeace8083 Ай бұрын
Azmarino Hope ከምዚ ዘይመሰልካና ኔርካ! " Interview with the vampire"
@sahleyonas7844
@sahleyonas7844 27 күн бұрын
😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅kkkkkkkkkk 2ክፋልተሜ
@RahwakidaneHaile
@RahwakidaneHaile Ай бұрын
Good job azmirom keep it up
@jonjon9469
@jonjon9469 Ай бұрын
ናይዞም ሽፋቱ ሽሕል interview ,ዕንኪልል ኢዩ
@user-wc3xm5us2x
@user-wc3xm5us2x 16 күн бұрын
ግርም ጌርካ ኣቅርብካያ
@TomTom-dj7bq
@TomTom-dj7bq Ай бұрын
ኣየ ዓጋመታት እዚ መስሓቅ መሲሉካ ጎሓፈት ።
@zeben5063
@zeben5063 Ай бұрын
2 ክፋል ክንጽበ ኢና
@legesetesfau193
@legesetesfau193 Ай бұрын
Ata zwedi wedi kubur iseyas keykown
@darkj-kh7bm
@darkj-kh7bm Ай бұрын
Meskinay
@seattlewa.
@seattlewa. Ай бұрын
im happy dictator still alive to see Biniam champion
@fqrihaqi5453
@fqrihaqi5453 Ай бұрын
ሃሃሃሃሃሃ😅😅😅😅😅😅😅😂😂😂😂😂😂 ጽቡቅ ስራሕ
@a.a7441
@a.a7441 Ай бұрын
Terweai
@hantititi6879
@hantititi6879 Ай бұрын
Good tma🎉
@KT-gs7ib
@KT-gs7ib 26 күн бұрын
Very good kdan qeyr resaH kab enda gahaf dle
@Temesgen-ib7qq
@Temesgen-ib7qq Ай бұрын
ሞይታትኩም ፍሕር ፍሕር ኣቢልኩም ቅበርዋ😭
@fanitimilla3043
@fanitimilla3043 Ай бұрын
Qomal tigraway wedi dergi kabzi halifu kale Srah yeblun. Hiwet albo
@AaAa-km9pk
@AaAa-km9pk Ай бұрын
@@fanitimilla3043 አብ እቲ ዛዓበየ ዉርደት አበዚ 21 ከ/ ዘመን ባርያ ሙኳን ዩ
@habent649
@habent649 Ай бұрын
barya
@yonasaraya2402
@yonasaraya2402 Ай бұрын
Esu jigna u agombihu gerifu xegibu gedifika iyu🇪🇷💪🇪🇷
@a.a7441
@a.a7441 Ай бұрын
Qomal tigrway
@letebrhanhabtemichael3371
@letebrhanhabtemichael3371 Ай бұрын
Zeytserh alayyyyyy
@Bahgi_
@Bahgi_ Ай бұрын
❤💛 💙
@DanniPrima
@DanniPrima Ай бұрын
TEMIE MALET ERITREA MALET;;❤
@a.a7441
@a.a7441 Ай бұрын
Ata terwai😊
@dahab8993
@dahab8993 Ай бұрын
ጽቡቅ ተሜ ቀጽሎ ❤❤❤❤
@AronAsefa-wn7sf
@AronAsefa-wn7sf Ай бұрын
Entay eyu ba keqexelo😂
@SimonErena-el4vz
@SimonErena-el4vz Ай бұрын
ኢሰያስ ከኣ ንዓኩም ምጽናት ክቅጽሎ ዩ
@AronAsefa-wn7sf
@AronAsefa-wn7sf Ай бұрын
@@SimonErena-el4vz አይ ፈሊጥካስ
@user-md4ji2we2o
@user-md4ji2we2o Ай бұрын
ኣዝማሪኖ መሕረር ንስካ ፍሉይ ክእለት ኢዩ ዘለካ ሓወይ ናተይ ተሜ ኣስሉ ኪኢላ 😂😂😂 ስሓቅ መይተ ኢየ ሎሚ ምስ ብረዚደን ኢስያስ
@user-ni7ky4tn8w
@user-ni7ky4tn8w Ай бұрын
He is not a bit funny, he can make jokes on your own bosses( juntas
@user-kz3ig9cf3e
@user-kz3ig9cf3e 29 күн бұрын
😂😂😂😂😂😂​@@user-ni7ky4tn8w
@user-bw2dy1di8w
@user-bw2dy1di8w 12 күн бұрын
💙💙💙💙💙💙💙💙
@samy3139
@samy3139 Ай бұрын
This is so funny....
@KsanetBerhe-pe6il
@KsanetBerhe-pe6il Ай бұрын
0⁰0000000
@user-wc3xm5us2x
@user-wc3xm5us2x 16 күн бұрын
ክክክሰ ዋይይይይይ ጂግና
@SenaitSolomon-o2n
@SenaitSolomon-o2n Ай бұрын
እቲ ዝሓትት ዘሎስ ሎቅማጽ ይመስል
@DanielAsgodom
@DanielAsgodom Ай бұрын
😅😅😅😅😅😅😅
@NurSeid-hn1sy
@NurSeid-hn1sy Ай бұрын
😂😂😂😂😂😂😂
@tomtomtombossa
@tomtomtombossa Ай бұрын
ጽላት ዝኾነ ሰብኣይ
@adhanomghebreyohannes9990
@adhanomghebreyohannes9990 Ай бұрын
Temie mehgol... 😆👌😆. እዛ ወዲ ማራ ኬፍ ኣለዋ። "ኣየናይ ታኽሲስታ፡ ኣየናይ ኣውቲስታ፡ ወይ ኣየናይ ፈተሪኖ እዩ ነዛ ሃገር ሽማ ዘጸወዓ!፧" ሞይተ ድየ ገለ... very creative.
@arsemajoel906
@arsemajoel906 Ай бұрын
ሑሱራት
@AaAa-km9pk
@AaAa-km9pk Ай бұрын
@@arsemajoel906 ባርራዩ ባአኩም ይሓዝን ኩሉ ወድ ተባዕታይ ሰብዩ እምበር ሰበአይ አይኮነን ዝብሉ ሓቂዩ ወለድ ክምሰሉ ከለዉ
@SimonErena-el4vz
@SimonErena-el4vz Ай бұрын
​@@AaAa-km9pk ቆማላት + ደቂ ባዝላኽ ጻንታታት ገለኪን ብስደት ገለኪን ብኩናት ኣጽኒትናክን ኢና
@tabihabtemicael1940
@tabihabtemicael1940 Ай бұрын
Part 2 ክንጽበይ ኢና:::
@GM-cu9qk
@GM-cu9qk 16 күн бұрын
😂😂😂😂you er clever 👏👏👏
Muza Tv- ርእይቶ ንጌታቸው ረዳ- New tigrigna comedy
8:56
If Barbie came to life! 💝
00:37
Meow-some! Reacts
Рет қаралды 66 МЛН
Smart Sigma Kid #funny #sigma #comedy
00:40
CRAZY GREAPA
Рет қаралды 38 МЛН
Please Help Barry Choose His Real Son
00:23
Garri Creative
Рет қаралды 21 МЛН
Muza Tv- እታ መንበር መን ይሓዛ?
9:36
Muza TV ሙዛ
Рет қаралды 34 М.