ንኣብይ ኣሕመድ ክንኣምኖ ንኽእል ዶ? ህውሓትን ህግደፍን ከ ክዕረቁ ይኽእሉ ዶ?

  Рет қаралды 25,556

ADMAS FORUM

ADMAS FORUM

Ай бұрын

I will giving an interview to Eripm live now in few minutes.

Пікірлер: 57
@habtomabay5276
@habtomabay5276 Ай бұрын
ሰላም ሰላም ሓው ኻልድ ትንታኔኻ ብሃንቀውታ ☝️🙏🙏🙏🌿🌹🌿
@hahu3301
@hahu3301 Ай бұрын
Thank you God bless Kalide
@yashenfalgena6247
@yashenfalgena6247 Ай бұрын
Thank you 🙏 Henok for the emotional music you make me cry. ❤❤😪😪😪😪😪😪😪😪😪😪
@yemanegebrehiwotwoldemaria5938
@yemanegebrehiwotwoldemaria5938 Ай бұрын
When Aljezeera journalist asked him about elections, Essayas's dramatic surprise response was, 'what election'?
@Jemal1990
@Jemal1990 Ай бұрын
Please continued this discussion because is usefully
@EfremHaileslasei
@EfremHaileslasei Ай бұрын
Henok hawey nkald ankea amxekayo thanks
@fitsumhabtom2572
@fitsumhabtom2572 Ай бұрын
Kalid kalid abiseb tesfalewa zahager.
@natnaelgebreamlak6854
@natnaelgebreamlak6854 Ай бұрын
Good explain heni and kaled
@mojohn701
@mojohn701 Ай бұрын
Kalid🎉 we have a lot of respect for you. You’re one of the best 🎉
@Meko86
@Meko86 Ай бұрын
ከም ኩሉ ግዜ ጽቡቕ ሚዛናዊ መግለጺ ቀጽሎ 💙💙💙💙
@binites7284
@binites7284 Ай бұрын
Waww kaldeyy
@fishzeweldi8739
@fishzeweldi8739 Ай бұрын
Good job
@yashenfalgena6247
@yashenfalgena6247 Ай бұрын
Khalid hawena Germa Eartra.❤❤
@lamekbabu6597
@lamekbabu6597 Ай бұрын
Wonderful
@getachewtsegaye9511
@getachewtsegaye9511 Ай бұрын
I really appreciat the thought of Kalid. To my understanding the first issue to raise the public movement is to equip the youth with the fundamental knowledge of humanright ,nationalizm,organization ,civic educationand others like conflict settlement.While doing this we will come to form a democratic movement for change.Let us unite and shape our youth to the better future .
@gebraisamuel8369
@gebraisamuel8369 Ай бұрын
well informed fair and balanced analysis by Khalid.
@mentakeremla7626
@mentakeremla7626 Ай бұрын
ጹቡቅ ስራሕ ቀጽሉሉ ኣሕዋት 💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@mesghinnatedla6766
@mesghinnatedla6766 Ай бұрын
I agree with khalid special about high rank eritreans diplomacys to participate and deligate in agreement with neibouring countrys and international level
@akliluadumer9138
@akliluadumer9138 Ай бұрын
Proud of you, Khalid hawna🎉🎉🎉🎉
@adhanomkidane6903
@adhanomkidane6903 Ай бұрын
💙💙💙💙💙💙💙💙💙👏💪🏼.
@yashenfalgena6247
@yashenfalgena6247 Ай бұрын
Absolutely 💯. Denakure endyom.😢
@fthawitabraham4195
@fthawitabraham4195 Ай бұрын
💙💙💙💙💙
@AaAa-km9pk
@AaAa-km9pk Ай бұрын
ዚከበርኩም ደለይቲ አነ ከም ደላይ ፈትሒ ድልየትና ፈትሒ እንተኮይኑ መጀመርታ ሙሁራት አዳሉ ባጀት ሰሊዕ ወተሃደራዊ አቃዉማ ሓያል ዉዳበ ክቀዊም አለዎ
@fthi3585
@fthi3585 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@binites7284
@binites7284 Ай бұрын
Ny behaki
@YosefTsehay
@YosefTsehay Ай бұрын
We eritrean live usa deleyti fthi brged nhamedu we have vote to President Beden we votes to democrat because Beden is anti dictatorship so we eritrean deleti fthi please vote to baden thank you yosef from seattle
@gorfubitew6142
@gorfubitew6142 Ай бұрын
እዚ በላዒ ሰብን ዘራጊ ህዝቢ ኤርትራን ቀርኒ አፍሪቃን አብ ዓዲ ሃሎ ዘሎ ድያብሎስ ንምእላይ ኩሎም ተቃወምትን ደለይቲ ፍትሕን ፓሎቲካ ውድባት ፍልልዮም አወጊዶም ሓደ ኮይኖምን ሓደ ዉሂድ አብ ደገ ስዱድ መንግስቲ ምምስራት ጥራሕ እያ ፍታሕ እተመፅእን ንአሜሪካን ኢትዮጵያን ትግራይን ዓለምን ሩፍታ አብ ቀርኒ አፍሪቃን ኤርትራን ዉሕስና ዘመፅእ ምክኒያቱ እውን ኤርትራ ናይ ተሮሪስትን አኽረርቲ እስላማዊያን መዐንደሪት ከይትኮውን እዩ ዋና ምኽኒያት እሞ መፍትሒ ካብ ኤረትራዊያን እዩ ስለዝነ ሕሰቡሉ በይዛኩም ???
@eritreastrongestnation
@eritreastrongestnation Ай бұрын
Klae xelaekum zeytfelxu, hasewti😅😅😂
@abielkiflay3382
@abielkiflay3382 Ай бұрын
ኣይ ትግራዋይ ክኣ ወደይ😂😂😂
@Demmbe
@Demmbe Ай бұрын
Khaild as Eliette & wise Eritrean ; you should dare to criticize him for adding diesel and prompting civil war among Eritreans.
@elduAbraham
@elduAbraham Ай бұрын
He is Smart😢
@awetshmangus9928
@awetshmangus9928 Ай бұрын
Memhr kald kemwwtru nesturn stfufn tentena ❤
@Demmbe
@Demmbe Ай бұрын
Well Khaild. So Issyas has been right through out his time for blaming America for interfering in horn Africas polotics. Do you accept that America would interfer in Eritreas domestic issues, like they did In Ethiopia?
@yhrahdesta7577
@yhrahdesta7577 Ай бұрын
👉👂ንኻልድ ብኣይ ወገን ዕድመን ጥዕናን አየ ዝምነየሉ አቶም ኣንጻር ረብሓኹም ትቃለሱ ግን ንኻልድ ክንዲ ድላይኩም ስልአዎ ቃሉ ግን መድሃኒት አዩ ውሐጥዎ 💯💯💯
@omarosmann8324
@omarosmann8324 Ай бұрын
ልቃሕ ዳ እንታ ፁብቅ ኮይኑ እሞ 😂😂😂
@metkel100
@metkel100 Ай бұрын
ብሓፈሻ እቲ ትሕሶ ጽቡቕ። ኣቶ ካልድ ዓብዱ ጽቡቕ ትንታነ ብፍላይ እቲ ኣብ ዓቕሚ ኤርትራውያይ ተቓውሞን ዘሎ ጉድለታትን ተበግሶን ኣብ ሕሉፍ ተቓውሞን ኣብ መጻኢ ስትራተጂን ኣነጺርካ ዝተዛረብካዮን ኣብ መንጎ ኣብይን ኢሳያስን ሕወሓትን ኣልዒልካ ዝሃብካዮ ሓሳብ ውን ንኡድ። እንተኾነ ንዓቕምታት ኣሜርካ ብመንጽር ዓለምለኻዊ ለውጢ ግን ቁሩብ ብሓደ ሸነኽ ጥራይ ክትርእዮ ዝደለኻ ትመስል። ምኽንያቱ ኣብ ኩሉ መጻኢን ድሮትነትን ጽጋዕትነትን እናርኣኻንስ ንኣሜርካ ግን ከምዚ ክቅየር ዘይክእል ሓይልን ዓቕምን ዘለዋ ኣምሲልካ ጥራይ ከተርእየና ዝፈተንካ ትመስል። ነቲ ዘሎ ዓለምለኻዊ ምልውዋጥን ልዕልና ናይ ከም በዓል ሩስያ ቻይና ኢራን ጽልዋታተንን ፈጺምካ ሸፈፍ ኢልካ ዝሓለፍካዮ ትመስል። ከምዝፍለጥ ኣብዚ ግዜ እዚ ዓቕምታትን መጻኢ ኣቑዋም ናይ ኤውሮጳውያንን መጻኢ ቅርጺ ምስሊ ኣሜርካን ካልእ መልክዕ ከትሕዝ ዝመስል ኩነታት ኢና ንዕዘብ ዘሎና። ሓይልታት ኣሜርካን ፈረንሳን ካብ ሓያለ ዝዓረዳሉ ሃገራት ኣፍሪቃ ተቐሲቦም ይወጹኡ ኣለዉ። ልዕልና እታ ብኣሜርካ ንምወል እስራኤል ኣብ ሚድል-ኤስት ናብ ኣዝዩ ኣሰካፊ ይኸይድ ኣሎ። ጉዳይ ዩክሬን ንዓቕምታት ኣሜርካን ኣውሮጳን ወይ ኔቶን ጸንቒቑን ኣብ ቁጦባዊ ቀውስ የእትይዎም ኣሎ። ኣብዛ መግለጺኻ ግን ኢሳያስ ክጠፍእ ከሎ ኣሜርካ ድማ ኣብታ ዘላታ ትጸንሓና ኣምሲልካ ነጊርካን። እዚ ከምዚ ዓይነት ኣባኻ ጥራይ ዘይኮነ ኣብ ዝበዝሑ ምሁራት የሕዋትና ንሰምዖ ብህሎ ኮይኑ። ምኽንያቱ ምሁራትና ኣብ መንጎ ናይ ኣሜርካ ሓይልን ናይ ሩስያ ሓይልን ብሚዛናዊ ዝነግር ዘይኮነስ ነቲ ብወገን ሩስያ ዘላቶ ምልዕዓል ናይ ሓያሎ ብፖሎቲካ ኮነ ብቑጦባ ሓያላት ዝኾና ሃገራት ኣትሒትካ ምርኣይ ብምዕዛብና ቁሩብ የሰክፈካ።
@yhrahdesta7577
@yhrahdesta7577 Ай бұрын
🩵🩵🩵🩵
@YosefTsehay
@YosefTsehay Ай бұрын
Kulu delay fthi ndimocrat malet nperesident biden knmerx bezi agatami ktehasasb edeli
@YosefTsehay
@YosefTsehay Ай бұрын
When dictator iseas sfwerqi he consider to go everything is vacation not to works for eritrea he is a gambler
@AaAa-km9pk
@AaAa-km9pk Ай бұрын
ወያኔ በየናይ መርቶዖን ሓላፈነትን ሰላም ክትገብር ምስ ኤረትራ እንታይ ሓላፈነት ወይ ዓቅሚ ወይ ሰልጣንአለዋ ወያኔ ምስ ሻዕብያን ታዓረቆም ማለት ዒልዋ አብሊዕሊ አቤ ዒልዋ ማለትዩ
@amlesomkelati4750
@amlesomkelati4750 Ай бұрын
Erqi kisab kindzi yu zefrihakum
@abielkiflay3382
@abielkiflay3382 Ай бұрын
Entay aynet xebib hade anfet tray zrie tntena eyu wedey,, You made America your bible. America nata gudayat, tebhatatn wn alewa,,Dhar kea Issayas 20 years contain kgebrwo fetinom endiom. Entay wxiet terekibuwo? Issayas ekua b america deykone ezghieru xewiewo kikeydyu,,,America teawitom dika ktbl shuuke??
@kidanehabtom1963
@kidanehabtom1963 Ай бұрын
ከም ወትሩ ብሉጽ ኣስተምህሮን ትንተናን ኩቡቡር ሓው ካልድ ዓብዱ
@dahlakdahlak8740
@dahlakdahlak8740 Ай бұрын
ህወሓ...ደአ ዳርጋ ነበር ኮይና እንድያ ። ሕጅስ እቶም ዝተረፉ ዝደሓኑ ብልጅ አብይ ከም ቸስ ዝተመደበሎም/ዝተመርጸሎም ብአይተ ጌቻቸው ብዛዕባ ሓገዛት ይሕሰቡ እምበር ብዛዕባ ዕርቂ ምስ ጎረባብቲ ሀገራት ደአ መን ምስ ተገደሰሎም ። አብ ቀላያት ራያ ክንጠልቕ ወይ ውሕጅ ተከዘ ይውሰደና እንተ በሉ ኸአ ደርገፍገፍ እበሉ እምበር ክሳብ ነገራት ባስታ ዚቶ ዝብሎም።
@wewe4481
@wewe4481 Ай бұрын
ካልድ አማኑኤል አክንዲ ሐቅን ሐሶትን ምርግጋጽ አንጠልጥል አቢሉ አብ ሚድያ ምብታኑ ትኽክለኛ ደላይ ፍትሒ እዩ ኢልካዶ ተአምን ?
@realtube6031
@realtube6031 Ай бұрын
ካልድ ብዘይ ድሌት አሜሪካ ዝግበር ከምዘየለ ገሊጽካልና ወያነ ካብ ሰንዳፋ ከምዝምለሱ ጌሮም ንፋኖ'ዉን ነቅ ከምዘይብሉ ናይ ምግባር ዓቕሚ አሜርካ እንተሃለዎም ስለምንታይ ድአ አብ ኢስት አፍሪካ ጸገም ዝፈጥር ዘሎ ሻዕቢያ ከልግሶ ዘይፍትን? ብከመይ ኢሳያስ ቀይዲ በተኽ ኮይኑ ከምድሌቱ ዝኸይድ?
@habtom3411
@habtom3411 Ай бұрын
አብነታዊ መንእሰይ ትብሎ ናይ ካልድ ዘረባ ናይ ሐደ ተመሃራይ አብ ኤረትራ ሕልምካ እንታይ እዩ ምስተባህለ ሕልሚ ኢስያስ እዩ ዝሐልመልና ምክንያቱ አብ ዝመደበና ስለ ዘእርገና ኢሉ
@hagos5543
@hagos5543 Ай бұрын
አቱም ሰባት አብይ ንአሜሪካ ከይኮነስ ንጦንቆልቲ ዩ ዝሰምዕ ጠንቆልቲ ዘአዘዝዎዩ ዘተግብር
@ghebreselassieghebregziabi597
@ghebreselassieghebregziabi597 Ай бұрын
ጉድ እኮ እዩ። ንመግለጺ ጓህን ሓዘንንዶ ብኽራርን ከበሮን ደርፍን ሳዕስዒትን ተሰንዮ ኢኻ? ? ኣቱም ናይ መድያ ኣካየድቲ በ ጃኻትኩም ዝሰማማዕ ሙዚ ቃ ሕረዩ። በጃኻትኩም።
@tnsaietsion575
@tnsaietsion575 Ай бұрын
አብ ብርጌድ ንሓመዱ ሓደ አስላማይ የለን ።እሞ ዝትንትን ሲኢንኳ ዲካ ነዚ አምፂካ ዮ። ሎቅማፅ።
@tesfaitecle7677
@tesfaitecle7677 Ай бұрын
ኣብብርጌድ ንሓመዱ ዘሎ ኮ ነብሱ ውኪልኡ'ምበር ሃይማኖትን ኣውራጃን ውኪሉ ኣይኮነን መጺኡ ዝቃለስ ዘሎ። ንዝመጸን ንዘሎን ኣጆኻ ምባል ዝሓሸን ዝበለጸን እምበር ምቁንጻብን ምጽራፍን ዘርብሕ ኣይመስለንን።
@Meko86
@Meko86 Ай бұрын
በዚ ጽሕፍቶኻ ኣባል ወይ ደጋፊ ብ/ንሓመዱ ኣይትመስልን
@hadgu2562
@hadgu2562 Ай бұрын
ኣየካሊድ ኣብዘየለ ዓጀውጆው ኪቲቢል ኣኪሉካ። ወያነ ዑሱብ ናይ ኢመሪካ ከምዝኾነ ደኣ ኣነጽርካ ኢበር ቲብላዕ ዘረባ ኣይተዛረብካን። ወያነ ሚስ መንጊስቲ ኤሪትራ ሪኪብ ይደሊከምዘሎ ይራኸብ ከምዘሎ ኣጸብቅና ኒፋለጥ ኢና። ኒዳዊት ገብረዝጊኣቢሀር ሕተቶ።
@hadgu2562
@hadgu2562 Ай бұрын
ኣኺልኩም ኢመሪካ ኢመሪካ ኪትብሉ ዑሱባት
@hadgu2562
@hadgu2562 Ай бұрын
ሺሕ ኢሳያስ ተዳልዮም ከምዘለዉ ኣይፈለጥኩሚን
Llegó al techo 😱
00:37
Juan De Dios Pantoja
Рет қаралды 59 МЛН
Mama vs Son vs Daddy 😭🤣
00:13
DADDYSON SHOW
Рет қаралды 48 МЛН
НЫСАНА КОНЦЕРТ 2024
2:26:34
Нысана театры
Рет қаралды 1,4 МЛН
ኣቓልቦ ዝሰኣነ ውሽጣዊ ኩነታት ኤርትራ
59:09
ኤርትራውያን ንለውጢ ድልዋት ኣለና
59:36
ADMAS FORUM
Рет қаралды 29 М.
ብድሕሪ ኣኼባ ኣንካራ መንዩ ዘሎ?
30:29
ADMAS FORUM
Рет қаралды 14 М.
ቃልስና ክዕወት ይኽእልዶ?
59:44
ADMAS FORUM
Рет қаралды 18 М.
Doing This Instead Of Studying.. 😳
0:12
Jojo Sim
Рет қаралды 14 МЛН
KARMA AT SCHOOL 🏫 Stop time
0:32
dednahype
Рет қаралды 51 МЛН
Арбузорезка 🍉
0:42
Сан Тан
Рет қаралды 4 МЛН
❗️XOTINI HAMMASINI URMOQCHI 😱😱😱
0:14
HUSAN_SHORTS1
Рет қаралды 2,7 МЛН