ንባዓል ገዛይ ፕራንክ ገይረዮ 😱😀😁

  Рет қаралды 60,051

Nueud (ንኡድ) Tube

Nueud (ንኡድ) Tube

2 ай бұрын

like, share, comment and subscribe our channel 🙏👈

Пікірлер: 1 300
@britgraweyti
@britgraweyti 2 ай бұрын
ሕንኡ ይፍደ ትብሉ Like ውቀጥኒ😅🤣
@user-ox7me9gu9e
@user-ox7me9gu9e 2 ай бұрын
🤣
@genet3442
@genet3442 2 ай бұрын
😂እወ ሕንኢ ኪፈዲ ኣለዎ ሙቁራት ዝከኑ ፍጥረት ኣነሰ ኪፈትየም ❤❤❤❤
@user-ke5kb9wl7j
@user-ke5kb9wl7j 2 ай бұрын
ፅብቅት ሓሳብ😂
@user-cn6ip2gp6d
@user-cn6ip2gp6d 2 ай бұрын
ሙዑዝ ልቁሑ ይምለስ ትብሉ ላይክ❤❤❤❤
@user-wd2dk6di7g
@user-wd2dk6di7g 2 ай бұрын
ብናሙዑዝ ዓቅሊ ደስ ዝበለክን ላይክ ናፀፋዕክናኒ ሕለፍ ደቁ ማድ ሕኒኡያ ዘይ ፈድስ ወዲ ኣድግ ከምዛ ኣሕርር ዘበለትካ ኤሚ ልቃሕካ መሊስ ንፅበ ኢና ግን ብፋቅሩኩም ሙሰዙይ ነይርኪ ሙስዙይ ነይርካ ዝብሉ ኘራንክ ከይትለምዱ ፍቅርኩም ንፋስ ከይተእትይሉ ብመመሀሪ ክኮን ኣለዎ ብዝተረፈ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም❤🎉
@Samri16
@Samri16 2 ай бұрын
ልቃሕካ መልሰ ን ኤሚ ብራንክ ግበራ ትብሉ ላይክ👍 ግበሩ
@user-ke5kb9wl7j
@user-ke5kb9wl7j 2 ай бұрын
እዛ ፅብቅት ሓሳብ😂❤
@semiraabrahim1264
@semiraabrahim1264 2 ай бұрын
ብራንክ ፅቡቕ ኣይኮነን ናይ ብሓቂ ፅቡቕ ኣይኮነን ናይ ብዙሓት ፍቑራትን ማሓዙትን ናይ መፃኢ ሰላም ዝዘርግ እዩ ስለዚ ይትረፍኪ ዝሓፍተይ ኮመንቲ ከምተንብቢ ተስፋ ይገብር❤
@Titi_Agamawit
@Titi_Agamawit 2 ай бұрын
ውይ መዓረይ ክንደይ ይልውህ ዙወዲ❤የመዳም ቀመሞች ከምዝወዲ ዝበለ ሰብኣይ ይፈጠረልና🙏😅 ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፅቡቋተዬ😍
@SmretSmret-in4ot
@SmretSmret-in4ot 2 ай бұрын
ዝያዳይ ደምርኒ❤
@user-bx2zl8hu8u
@user-bx2zl8hu8u 2 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን ይግበሮ 😁😁😁
@user-genet
@user-genet 2 ай бұрын
ጏለይ ብጣዕሚ እዩ ደስ ልብል ታይ ኢኽን ተካብዳ ፕራንክ ኣይትግበሪ ግዛዕ ውይይ ተጋሩ ገርና መትሐዚ ተስኢኑና እኒኦቐፅልሉ ምቅርተይ❤️
@user-pk3mu2wq1o
@user-pk3mu2wq1o 2 ай бұрын
ጎይታ ዓቅሊ ቃላት ሲኢነሉ ኡነት ብጣዕሚ እዩ ምስኪን ሓዳርኩም ይባረክ ኣብሳኣላተይ
@Hagush-love
@Hagush-love 2 ай бұрын
ቆልዓ ናብ ካሜራ ኣይተምጽእዮ ኤሚ ሽኮር።
@user-np8pz3qj1i
@user-np8pz3qj1i 2 ай бұрын
ግን ሓደ ነገር ክነግረኩም ፕራንክ ኣይትግበሩ ኣብቲ ፅብቅ ሓዳርኹም ንፋስ የተእትዉሉ ፅብቅ ኣይኾነይ ምዑዝ ክም ስሙኻ ምዑዝ ኢኻ ዘለካ ትዕግስቲ ዋዉዉዉ እዩዘብል😍😍😍
@NuedTube
@NuedTube 2 ай бұрын
ንርኢቶኪ ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ቅልል ልበለ ፕራንክ እምበይ ህንድዚ ናብ ሓዳርና ንፋስ ዘእትው ፕራንክ ኣይንሰርሕይ ልሓልዮትኪ ክብረት ይሃበልና ዛሓፍተይ
@user-sy8hs2zj9y
@user-sy8hs2zj9y 2 ай бұрын
1ማዕተብ እሰሪ 2 ሰላም ኢና እግዚአብሔር ይመስገን እዩ ዝበሃል ጋል ዓበይቲ ምስጋና ንአምላክ አይክፈሎን ብዝተረፈ ፍቅርኩም ይብዛሕ ⛪❤
@user-bx2zl8hu8u
@user-bx2zl8hu8u 2 ай бұрын
ብሓቂ መጀመሪያ ከብኩሉ አምንትና ገብዘት ንኩን አሕዋተይ
@agehxhdb6690
@agehxhdb6690 2 ай бұрын
አቱም ሰባት ብራንክ ዝበሃል ዘይ ስሩዕ ክትገድፍዎ ይግባእ አሕዋተይ መዓረይ ንፋስ መእተይ እዩ አብየት ዓቅሊ ተዓድልካ ቀፅለሉ ❤❤❤❤
@user-hh3ib9hj4x
@user-hh3ib9hj4x 2 ай бұрын
ኤሚየ ብዉላድኪ ፕራንክ ዝባሃል ግደፈዩ ንሓደርኪ ዝፈትን ይትረፈኪ በጀኪ ሙዑዝ ግን ትዕግስቱ ❤❤❤❤
@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv
@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv 2 ай бұрын
ፕራንክ ይቅረይኩም አብ ሓዳር ጭቅጭቅ እዩ ዝፈጥር ብዝኮነ ፍቅርኩም ይብዛሕ ❤❤❤❤❤
@tarhastube9099
@tarhastube9099 2 ай бұрын
ፍጣሪ ከምዝይ ዓነት ሰብአይ ሃበና አብ ሰደት ዘለና ታዓዲልኪ መዓረይ❤❤❤❤
@user-uu1gp7mh8y
@user-uu1gp7mh8y 2 ай бұрын
ብኡነት ታዓዲላ እያ❤❤❤
@user-np8pz3qj1i
@user-np8pz3qj1i 2 ай бұрын
በጃኺ እቲለዋህ ስብኣይ ኣብ ሚድያ ኣይተዉፅእዮ ብዙሕ ደስ ክብለካ ለዋሀይ ፍቅርኹም የብዘሐዮ ምስ ዉላድኹም መዓረይ ፅቡቃት ስድራ ኢኹም ❤በተለይ ዘለኩም ስነስርዓት ኣከዳድናኹመ ኣነጋግራኹም ርጉዓት ኡፍፍፍ ኩሉ ዓዲልኩም ፅቡቃተይ😍😍😘
@salamaaa905
@salamaaa905 2 ай бұрын
ካልኣይ ግዜ ፕራንክ ከይትገብርዮ ሓዳርኪ ከይፈርሰኪ ተጣዒስኪ ኣይትወፅዮን ኤሚየይ ስባኣይኪ ግን ዓቅላም እዮ
@user-mp2vj1vv4g
@user-mp2vj1vv4g 2 ай бұрын
ምሕረት የዉርደልኪ ማዓረይ🙏ኣብየት ዓቅሊ ዝናተይ እማ እሰይ ገበርኩ ምበለኒ ቅጭ እዩ ዘመፆ ዘይገበሮ ተኾይኑ😂
@SalamSha-wl4tm
@SalamSha-wl4tm 2 ай бұрын
ዋውውው ጠባይ ግን ተዒዲልኪ በኡነት ኣስጢምኪ ሓዚ ስብኣይኪ🌹🌹ናተይ ተዝከውን ከምኡ ካልብሎ ነይረ እቲ ቆልዓ ደብርይለይ እዩ ክከድ ነይሩ ንደገ ዓቅሊ የብሉን😂😂😂
@user-or7fs3wl4l
@user-or7fs3wl4l 2 ай бұрын
ፕራንክ ከይትደግም ተኸታተልትኽ ከይትከስር ማዓረይ ኣንሕና ንደልዮ መምሃር ካብ ሰብ ሓዳር ንደልዮ ነገር ትምህርት እዩ ስለዝ ፕራንክ ብጣዕም እዩ ሰብ ፀልእዎ ዘሎ ፕራንክ ተጀምርኽ ሓዳርኽ ከይበላሸይ ማዓረይ ቡዙሓት ዩቱበራት ብፕራንክ ንፋስ ኣትዩዎም እዩ ስለዝ ይትረፊኽ ከምዝ ዓይነት ማዓረይ ከም ናይ ወትሮኹም ፁቡቕ መደብ ዳኣ ሱሩሑሉና ብዝተረፈ ብጣዕም እየ ዝፈትወኩም ዘኽብረኩም ዓድ ወለላይ ከም ናትኹም ሓዳር ይፊጠረልና ❤️🥰🥀
@sarahsarah4584
@sarahsarah4584 2 ай бұрын
ታአዲልኹም ኩልኹም ርግዕ ዝበልኹም ቀፅልሉ አይትጥፉዑ ሕነኻ ፍደ ኢኻ❤
@user-ox7me9gu9e
@user-ox7me9gu9e 2 ай бұрын
ደሰ ክተበሉ ሓዳረኩም ይባረክ❤❤❤❤ ሰበኣይኪ ሚሰክን እፍፍ ትዕግሰቱ ❤😮 በጃኩም አተም ተጋሩ አውዳተ ካበዚ ተማሃሩ
@user-lq2kj6yd5t
@user-lq2kj6yd5t 2 ай бұрын
እውይ ከሕዝነካ ማዓረይ😢 አረ ከምዚ ዓይነት ፕራንኪ በጭራሽ ደስስስ ኣይብልን ንሓዳርኩም ፈታኒ እዩ ግደፍዮ ማዓረይ ተክእልኪ ብዘሐጉስ ነገር ፕራንክ ግበርዮ😢 ስብኣኪ ለባም ተዕግስተኛ እዩ ግን ተናዲዱ ሕማቕ ነገር ተዝዛረብስ ፅቡቕ ድዩ ማለት?ፅቡቕ ኣይኮነን ምኽንያቱ ብዙሕ ተከታታሊ ስለ ዘለኪ ፅቡቕ ነገር ስርሑ ሙቁራተይ ምስ ይቅርታ❤❤
@ummeritigraweyti
@ummeritigraweyti 2 ай бұрын
ኣድነቅቲ ሙዑዝ👍ግጨው😘😘😘
@user-gi3gk9dd9y
@user-gi3gk9dd9y 2 ай бұрын
ሙዑዝ ናብ ሕጊ ኣቅርባ😂😂😂😂😅😅😅😅😅😅
@birtukan1145
@birtukan1145 2 ай бұрын
😂😂😂😂😂😂
@user-lq1tz6hw2r
@user-lq1tz6hw2r 2 ай бұрын
ልቃሕካ መልስ ኣብ ስራሕ ኣብ ዝዋዓሎቶ😂😂😂
@Hareg675
@Hareg675 2 ай бұрын
ዓቅሊ ትፀልእእእ ሙዑዘይ ይመልአልካ❤ ሕነኻ ፍደ ኣብሳኣለየ ምሕረት የውርደልኪ🤲
@betegaltigray1989
@betegaltigray1989 2 ай бұрын
ፕራንክ ሕማቕ እዩ ንፋስ መእተዊ እዩ ተጠንቀቑ ኡነት ሕማቕ እዩ😢
@NuedTube
@NuedTube 2 ай бұрын
ንርኢቶኪ ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ቅልል ልበለ ፕራንክ እምበይ ህንድዚ ናብ ሓዳርና ንፋስ ዘእትው ፕራንክ ኣይንሰርሕይ ልሓልዮትኪ ክብረት ይሃበልና ዛሓፍተይ
@user-xi9en4qu3c
@user-xi9en4qu3c 2 ай бұрын
ድባዓል ገዛኽ ፕራንክ ኣይትገበርዮ ውዴ ፅቡቅ ኣይኾነይ እሰይይ ትእግስት ሞልእዎ ይኡ በእውነት።
@Atseatsbeha1212
@Atseatsbeha1212 2 ай бұрын
ሽኮሪና ከምዚ ዐይነት ነገር አቁሚ ደስ አይብልይ ካብ ስራሕ መፅዩ ከምዚ ከይትደግሚ ከምልማድኪ አቀራሪብኪ ተፀበይዮ እምበይ አቤት ትዕግስቱ ❤❤❤❤❤
@NuedTube
@NuedTube 2 ай бұрын
ንርኢቶኪ ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ቅልል ልበለ ፕራንክ እምበይ ህንድዚ ለክፍእ ፕራንክ ኣይንሰርሕይ ልሓልዮትኪ ክብረት ይሃበልና ዛሓፍተይ
@seft5286
@seft5286 2 ай бұрын
ኣቤት ትዕግስት ክፈትወኩም ኣነስ ፍቅርኩም ይብዛሕ ክቡራተይ❤🤲
@user-fe2pn4oi9n
@user-fe2pn4oi9n 2 ай бұрын
ኣብ ሓደርኩም ከምዚ ኣይትግበሩ ፅቡቁ ኣይኳነንን ❤😊
@user-sx2rf9om9c
@user-sx2rf9om9c 2 ай бұрын
ወድኩም እማ ስምዕዎ ግደፉ ይብለኩም ኣሎ ኣጨኒቅኩምዎ እዚ ፕራንክ ግን ግደፍዎ ንፋስ መእተዊ እዩ ሙዑዝ ግን ኣሕዚኑኒ ቱ ዓቅሉ ግን ኣቢየ እምነቱ ንክጎድል ኣይትግበርዮ ከምዚ ሕማቅ እዩ ብዝተረፈ ይመቸኩም ፍቅርኩም ይብዛሕ❤❤❤❤💞💞💞💞💞💞💞💖💖💖💖💖💖💊💊💊💊💊💊💗💗💗💗😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘
@user-bx2zl8hu8u
@user-bx2zl8hu8u 2 ай бұрын
ብሓቂ ተከክል አለኪ አብቲ ግዘ እዝየስ ❤
@UjJh-yw9hi
@UjJh-yw9hi 2 ай бұрын
ሙዑዝ ዓቅሊ100% ኤሚ ግደፊ ተዘይኮይኑ ንሙዑዝ ሕነኻ ፍደ ክንብሎ ኢና❤❤😂😂
@GenetBrhane-fk8bl
@GenetBrhane-fk8bl 2 ай бұрын
ችሎት ማለት ናይ ኣቃብ ሕጊ! ፍርዲ!ኣብ ናይ ጠበቃ )ስራሕ ዝሰርሕ ይመስለኒ ኣብ ክምዝይ ዓይነት ስራሕ ዝሰርሕ ሰብ እንተድኣ ኮይኑ ብናተይ ኣተሓሳስባ ብዙሕ ናብ ሚድያ ምውፃእ ኣየድልን ::
@hanayemaryam12
@hanayemaryam12 2 ай бұрын
እዛ ፕራክ ትትረፍ ባሃሊት እየ አብ መንጎ ፍቅርኹምን ሓዳርኩምን ንፋስ አይተእትዉ
@NuedTube
@NuedTube 2 ай бұрын
ንርኢቶኪ ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ቅልል ልበለ ፕራንክ እምበይ ህንድዚ ናብ ሓዳርና ንፋስ ዘእትው ፕራንክ ኣይንሰርሕይ ልሓልዮትኪ ክብረት ይሃበልና ዛሓፍተይ
@hanayemaryam12
@hanayemaryam12 2 ай бұрын
@@NuedTube 🥰🥰🥰🥰❤️❤️❤️
@kbkejivjr3601
@kbkejivjr3601 2 ай бұрын
ኤምየይ ምዓርይ ፕራንክ ይትረፍኩም ካሊእ ስርሁልና ስብአይ በረካ ዊዕሉ ደኪሙ መፅኡ ደስ አይብልን bzkhone ኤምየይ እዚ ቀሊል ፕራንክ እዩ ግን ከም አነ ፕራንክ አብ ውሽጥኩም ምቅይያም ከይፈጥር ከምዚ ኢለ ምፅሓፈይ ግን ከይኮርየኩም sorry
@GmhlHpyu
@GmhlHpyu 2 ай бұрын
ምስኪናይ ትሕትና ከ ግን ከምዚ ትሕትና ዘለዎ ወዲ ፍጠረለይ❤ ኣቲ. ኤሜ ግን ኣይትቅለሊ
@makbiel21
@makbiel21 2 ай бұрын
❤❤❤ምሕረት የውርደልኪ ውዴ ዋው ባዓል ገዛኪ ትእግስተኛ እዩ
@hgf6568
@hgf6568 2 ай бұрын
እሚዋይ ምሕረት የውርደልኪ ፈጣሪ
@user-lq7rd2ri4s
@user-lq7rd2ri4s 2 ай бұрын
ፕራክ ምግባር ይትረፍኪ ኤማየ ማዓረይ ኩሉ ግዜ ፅብቅ ኣይመፅእን ሓደ ሓደ ናይ መፃሓፍ ቅዱስ ጥቕስታት ተትታሓታተቱ ክንደይ ጥዑም ነይሩ 😢🤲💜ካብኡ ለ ፍቅርኩም ይብዛሕ ሓዳር ኣብራሃም ሳራን ይግበረልኩም 💜💜💜
@NuedTube
@NuedTube 2 ай бұрын
ንርኢቶኪ ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ቅልል ልበለ ፕራንክ እምበይ ህንድዚ ናብ ሓዳርና ንፋስ ዘእትው ፕራንክ ኣይንሰርሕይ ልሓልዮትኪ ክብረት ይሃበልና ዛሓፍተይ
@ftaw6221
@ftaw6221 2 ай бұрын
ኤምዋይ መኣረይ ብጣዕሚ እየ ልፈትወኩም 🥰❤ግን ኣይደልን ፕራንክ በቃ ይትረፍ 😔
@NuedTube
@NuedTube 2 ай бұрын
ንርኢቶኪ ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ቅልል ልበለ ፕራንክ እምበይ ህንድዚ ናብ ሓዳርና ንፋስ ዘእትው ፕራንክ ኣይንሰርሕይ ልሓልዮትኪ ክብረት ይሃበልና ዛሓፍተይ
@ኣፅቢ
@ኣፅቢ 2 ай бұрын
ዋይ ሓወይ ለዋሃ ኣትየ ኢሚ ግደፍዮ ክንዲ ማይ ንብላዓ ምቅራቡስ ከይትደግምያ 😮😮😮😮
@deradubai1754
@deradubai1754 2 ай бұрын
እግዚአብሔር የይፈትወ ስራሕ ኣይትስርሑ ሓዳርኩም ፈተና ከይኣቱ ተጠንቀቁ
@NuedTube
@NuedTube 2 ай бұрын
ንርኢቶኪ ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ቅልል ልበለ ፕራንክ እምበይ ህንድዚ ናብ ሓዳርና ንፋስ ዘእትው ፕራንክ ኣይንሰርሕይ ልሓልዮትኪ ክብረት ይሃበልና ዛሓፍተይ
@user-ft3ky8qf1o
@user-ft3ky8qf1o 2 ай бұрын
ቱ ዓቅሉ ኣብ ስራሕ ዊዑሉስ እሞ ዘይገበሮስ ክንዱዚ ትዕግስቲ ኣምላክ ዓዲሉኪ፡
@akberetgezae4268
@akberetgezae4268 2 ай бұрын
አብ ሓዳር ከምዚይ ዝበለ ቀልዲ ፅቡቅ አይመስለኒ
@user-nn2fd4bf4v
@user-nn2fd4bf4v 2 ай бұрын
ሕነ ኻ ፍደ😆😆ሙዕዝ ከይትምሕሯ🤨💚❤️
@user-ft4ed5vk7o
@user-ft4ed5vk7o 2 ай бұрын
ዘለኻ ሓቅሊ ታዓዱሉ ሕሪሪ ናበለስ ስቅ ኩሉ ብዉሽጡ❤❤❤
@gfugufyfuf8409
@gfugufyfuf8409 2 ай бұрын
ብራክ ዝበሃል ነገር ብጣዒሚ እየ ዝፀልኦ ብዙሕ ከሙኡ አይትግበሩ ❤❤❤
@user-lt5rm4vj2s
@user-lt5rm4vj2s 2 ай бұрын
ሙዕዘይ ትዕግስተኛ ኣሕዝንካኒ🥹❤️ልቃሕካ ምለስ😂😅ኤማየ Prank ግደፊ😅
@aasaas7284
@aasaas7284 2 ай бұрын
ታዓዲልኺ ምርጉዑ ትዕግስተኛ ጠባይ መሊኡ ኣብሳላተይ ፅሪቲ ኸም ናትኺ ይፍጠረለይ❤❤❤
@RrSd-ze8fv
@RrSd-ze8fv 2 ай бұрын
ኣብየት ትዕግስቲ ምዑዘይ ❤❤❤❤ ግን ከምዙይ ዓነት ብራክ ኣየድሊይ 🥰🥰🥰🥰🥰
@user-lq1tz6hw2r
@user-lq1tz6hw2r 2 ай бұрын
የኔ ኣባት ኣሕዚኑኒ ግን ካምዚ ዓይነት ፕራንክ ተዝቀሪ ንፊስ መእተዊ እዩ ክብርተይ ብዝተረፈ ግግ ይፍትዎኩም እየ ምስ ወድኩም❤❤❤❤❤❤❤አሙ መሕረር🌹❤😏
@NuedTube
@NuedTube 2 ай бұрын
ንርኢቶኪ ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ቅልል ልበለ ፕራንክ እምበይ ህንድዚ ናብ ሓዳርና ንፋስ ዘእትው ፕራንክ ኣይንሰርሕይ ልሓልዮትኪ ክብረት ይሃበልና ዛሓፍተይ
@user-lq1tz6hw2r
@user-lq1tz6hw2r 2 ай бұрын
@@NuedTube እዎ ዛምቤተይ መዛናጋዒ ዝኮነ ቅልል ዝበለ ትዝኮን አሙየይ❤🌹🙏
@SmretSmret-in4ot
@SmretSmret-in4ot 2 ай бұрын
ዝያዳይ ደምርኒ❤
@HayetTesfay
@HayetTesfay 2 ай бұрын
ማርያምን ደባሪ እዩ ኣነ የፈተኽዎይ ፕራንኩ ድሕሪ ካሜራ እርግጠኛ እየ ካምዚ ኢልካ ነይርኻ ምባልኪ ኣይተርፍን ሶ ልመሳርሕትኺ ተትኸውን ይምረፅ በሃሊ እየ ምስ ይቅርታ 🙏
@hgfgghgvjggf9916
@hgfgghgvjggf9916 2 ай бұрын
ዋዉዉዉ ለለዎ ትዕግስቲ ከየድነቅኽዎ ኣይሓልፍን እግዛብሄር ኣምላክ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ለባመይ❤❤❤❤
@user-dy2hu8hs9h
@user-dy2hu8hs9h 2 ай бұрын
ነዊሕ ዕድመ ምስ ሙሉእ ጥዒና ይሃብኩም ❤❤❤❤❤
@user-rg4vb2pw2e
@user-rg4vb2pw2e 2 ай бұрын
ምሕረት የውርደልኪ ኤሚየ ውዑይ ማይ ምስ ሎሚን ኣፍሊሕኪ ተዓጠኒ ማርያምን ምሕር ትብሊ ኢኪ ደሞ ሎሚ እየ ሳብስክራይብ ገይረኩም ሽኮሪናታት❤
@user-cx7vk5vj6j
@user-cx7vk5vj6j 2 ай бұрын
ውይ ከብደይ በሊዑኒ ታይ ዓይነት ተዕግስቲ እዩ ዘለዎ
@SmretSmret-in4ot
@SmretSmret-in4ot 2 ай бұрын
ደምርኒ ማዓሪተይ😍
@user-cx7vk5vj6j
@user-cx7vk5vj6j 2 ай бұрын
@@SmretSmret-in4ot እሽኒ ደሚረኪ ዝሓፍተይ
@user-op8dr9fy7t
@user-op8dr9fy7t 2 ай бұрын
አቤት ትዕግስትካ ትዕድልካ ክብር ሓውይ ማዓርይ ብዝከነ ሓዳርኩም ይብርክ እግዚአብሔር አምላኽ
@SmretSmret-in4ot
@SmretSmret-in4ot 2 ай бұрын
ማዓረይ ደምርኒ😍
@user-sr2cr5og5u
@user-sr2cr5og5u 2 ай бұрын
ጎይታ ጰባይ ሙኡዝ ኹሉኹም አወዳት ትግስቲ ይሃልኹም ኤሚየይ ምሕረት የውርደልኺ❤❤❤❤❤
@hareyatbebe
@hareyatbebe 2 ай бұрын
ዓብዩ ሰብ እዩ ኣቢ ግደፊ😊 ረግዓቱ ግን ዋው♥️🥰
@user-kz3ov3ju4w
@user-kz3ov3ju4w 2 ай бұрын
ጎይታ ፀባይ ጎይታ ዓቅል እዩ ስባኣይኪ እሙ መሕረር ፍቅሩኩም ብዝሕ ይበል ሙቁራት ክልተ ሓደ❤❤❤❤
@hgyy2926
@hgyy2926 2 ай бұрын
ተጋሩዋይ ኣነስ ክፈትወኩም ግን ናብ ቤት ፍርዲ ወሲድካ እማ ፍርዳ ሃባ ማርያም ፅዮን ፍቅርኩም የብዝሓዮ❤❤❤❤
@user-dw4sc6wv7z
@user-dw4sc6wv7z 2 ай бұрын
ብራክ እብ ሓዳር ሕማቅ እዩ ሳብራዝ እዩ ፅቡቅ😢
@ZufanZufan-qj2yq
@ZufanZufan-qj2yq 2 ай бұрын
ብመጀመርታ ኤምዋይ ምሕረት የውርደልኪ ዋው ምዑዝ ትዕግስቱ ኤምየ ፈጣሪ ባሪኩ እዩ ሂቡኪ ደስክትብሉ ደሞ ፕራንክ ግበርዬ ኢለ ፅሒፈልኪ ነይረ የቀንየለይ❤
@tesfaeyusnkay5168
@tesfaeyusnkay5168 2 ай бұрын
እግዚኣብሔር ምሕርት ይወርደልኪ ኢሚዋይ ጸርይቲ 🙏ፕራንክ ተሳኪዕልኪ እዬ😂😂 ሶ ፍቅርኩም ይብዛሓዬ ሙቁራተይ🙏
@MuseHuluf
@MuseHuluf 2 ай бұрын
ምሕረት ያዉርደልኺ 🥰🥰 ኣቤት ትዕግስቲ ታዓድልኺ👌 በደንብ ኣኽብርዮ በቢዬ ፈጣር ያዕብይኻ🥰🥰
@alexslovelove8904
@alexslovelove8904 Ай бұрын
ብጣዕሚ ፁብቁ ዓቅሊ ኣካ ቀፅለሉ ዛሓወይ ዓቅሊ ንባዕለካ እዩ ሶ ምሕረት የውረደልኪ ሓዳርኩም ድማ ይባረክ እና እሙ ሓፍተይ ፕራንክ ኣየድልየኩምይ ፅልዋ ከየምፀልኩም ኣብ ሓዳርኩም
@elsaberhe3671
@elsaberhe3671 2 ай бұрын
ኣቲ ምቅርቲ ታይ ገበረኪ ኣብ ተካል ብዕራይ ዉዒልካስ ኣብተካል ሰበይታ ኣይትእተ ኮ ጌርክዮ ኣሕዚኑኒ ወለላኺ ምስኪናይ ከብደይ ቡጭ ቡጭ ኢሉ እስኻ ዉን ሕኔኻ ፍደ ሸቆጥቆጥ ኣብላ 👌👌👌።
@vjr7453
@vjr7453 2 ай бұрын
እህ😢ምስክን ታይ ገይርኪ ጓለይ ክንድ ነብስኺ ትሓፅብኪ ዓይኒ ደርሆ ዝኾነት ቡና ምስራሕ ድዩ ተኸኽ ተብለክዮ
@SamiGuesh-jy3nl
@SamiGuesh-jy3nl 2 ай бұрын
Nebsey hxebeni elatka dya toblak 😢
@shewit505
@shewit505 2 ай бұрын
ዋይ ዓቅሊ ታዓዲልኪ ኢሚየይ ❤❤❤❤🎉
@freweynihadush255
@freweynihadush255 2 ай бұрын
😢
@BirhanAbraha
@BirhanAbraha 2 ай бұрын
ምሕረት የውርደልኪ❤ፕራንክፀላእኩ ናእሙ ተከታተልቲ ሳብስክራይብ በሉኒ🎉
@FyoriBaraki
@FyoriBaraki 2 ай бұрын
ውይ ፀባየ ሰናይ ልኮነ ሰብአይ አለኪ ❤ ሽኮራት ደስ ትብሉ ሰብ ሓዳር❤
@komaistekle4512
@komaistekle4512 2 ай бұрын
ኣብዝ ገዛ ግን ክርስትያንዶ ኣይኮኑን እዮም ልምንታይ ኢኩም ማዕተብ ዘይትገብሩ ወይ ክርስትያ የኮንኩምን እዩ
@SmretSmret-in4ot
@SmretSmret-in4ot 2 ай бұрын
ዝያዳይ ደምርኒ❤
@ትግራወይቲ
@ትግራወይቲ 2 ай бұрын
ዉይ ጎይታዋይ ከብደይ በሊዑኒ የኔ ለዋህ 🥺ኤምዋይ ምኣረይ ታገበረኪ ሙዑዘይ ሒኑእያ ዘይፈድስ ወድ ኣድጊ ዉዓለላ ሓደ ምኣልቲ😁❤️
@arddgtyhu
@arddgtyhu 2 ай бұрын
ጎይታ ዓቅሊ❤ ሙዑዝየ ሕነኻ ፍደይ😂😂
@malataregawe8730
@malataregawe8730 2 ай бұрын
ፍቅርኩም የብዛሓዮ ሙቅራት ደስ ክብል ትዕግስቱ❤❤❤❤❤
@user-ss5yw8ny6s
@user-ss5yw8ny6s 2 ай бұрын
ንሓዳር ፅቡቅ የኮነን ዝሓፍተይ እምነትካ መቀነሲ እዩ
@yyghhu9146
@yyghhu9146 2 ай бұрын
ወለላይ ማዓር ኣፍ ሸኮርይ እፍ እሕዝነኒ😢🥰💘💘💘
@FreweiniFreweini
@FreweiniFreweini 2 ай бұрын
እተን ፍሩት ናብ ድንካን መልሰን አይሓመመትን 😂😂😂 ዝፈትወኩም ❤❤❤❤
@ArsemaTube-bq8gu
@ArsemaTube-bq8gu 2 ай бұрын
ዋው ሙዑዘይ ትዕግስተኛ፣የዋህ የሕዙኒኒ😂
@user-fs9ve2ss8l
@user-fs9ve2ss8l 2 ай бұрын
ለባም ሰብኣይ ዓቅሊ ግን 100%👌 ካሊእ ምኮነ ምቅንጫርኪ ኢሉ 44 ኣጋንንቲ እስካብ ልረአዩኪ ከላገዐኪ ነይሩ😂 ደሞ ምሕረት የውርደልኪ ምቅርተይ❤
@WeWe-vw5rg
@WeWe-vw5rg 2 ай бұрын
😂😂
@user-ys4do8fs7j
@user-ys4do8fs7j 2 ай бұрын
😂😂
@user-bn3om9pl4b
@user-bn3om9pl4b 2 ай бұрын
😄😄
@melatlove2767
@melatlove2767 2 ай бұрын
ሞይተ😂😅
@melataskal9201
@melataskal9201 2 ай бұрын
ዋይ ጠባይ ስብኣይኪ ጠባይ ሚሌን ፈጣሪ ፎቅርኹም ያኣብዘሐዮኦ❤❤❤
@user-rt8iz5yu6f
@user-rt8iz5yu6f 2 ай бұрын
ምህረት የዉርደርኪ ኤሚዋይ ከዓ ፅብቕ ስራሕ
@user-te2yv8tu5y
@user-te2yv8tu5y 2 ай бұрын
የኔ የዋህ😢❤ሰብኣይ ማለት ሀምዚ እዩ💙
@hthf454
@hthf454 2 ай бұрын
ወለላይ ክብል ከሎሰ ደሰ ክብለካ ተዓዲልኪ ኢሚዋ😊
@selamabrah6512
@selamabrah6512 2 ай бұрын
ዋይ አረ ሕደጊ ልዓቅላም ሰብ ፕራንክ ምግባር ይከብድ እዩ
@dadsfade477
@dadsfade477 2 ай бұрын
ዋይ ጎይታዋይ ከሕዝነካ ገለ ሰቡኡት እማ አብስራሕ ውዒሎም ከምዚ ዓይነት ዘረባ ተት ፀንሓም ጀላሊዖም ምዓረፉ😍ተዕግስትካ ከየድነቅኩ አይሓልፍን
@DejenGebreyesus
@DejenGebreyesus 2 ай бұрын
መጋባእያ በሊ ችሎት ኣምሓርኛ እዩ ኣየተምሐርሕሪ ጓል ዓበይቲ
@gullala4624
@gullala4624 2 ай бұрын
ልቅሑ ዘይመልስ ዘይ መልስ ወዲ አድግ 😂😂ልቃሕካ ምለስ
@user-qk9rq3jj3j
@user-qk9rq3jj3j 2 ай бұрын
ውይ ውይ መዓረይ አሕዚኑኒ😢😢 ከይትደግምያ ካልኣይ መዓረይ❤❤
@tigraytigray5893
@tigraytigray5893 2 ай бұрын
ትዕግስቲ ትፅልእ❤❤❤❤🎉🎉 ኤሚዋይ ምሕረት የውረደልኪ ጓልኖ🙏❤️💞
@berekechtadese2084
@berekechtadese2084 2 ай бұрын
ምቅርቲ ምሕረት የውርደልኪ ❤❤❤❤❤❤
@Selam62420
@Selam62420 2 ай бұрын
ሞሕረት የውርደልኪ ኤሚየይ ከምዘይ ዓይነት ፕራንክ ግደፈ❤❤❤
@medhin8187
@medhin8187 2 ай бұрын
እዛ ብራንክ 😂/ፕራንክ እዚኣ ጎይታይ ፈጣሪ ይሕፀር ህዉከት ከማይ ዝፀልኣ ዶ ይህሉ😎 ዘለኩም ፍቕሪ ዋዉ ብሓቂ ዕድመ ይሃብኩም ❤ ሕነኡ ዘይፈዲ ... ዳይ 😂 ሕነ ፍደ በል 😂 ምቁረሰ ማሙሽ እኒአኩም ናሽዑ ሚድያ የተቕርቡ ወይ ክዳን ሙሉእ ግበርሉ ምቅርተይ ❤ ብጥበቡ የዕብየልኩም❤
@TtYy-pi6wk
@TtYy-pi6wk 2 ай бұрын
ደስ በሃልቲ❤❤ ኤሚየይ ለ ምሕረት የውርደልኪ ፅጋበይ❤❤
@AbushKiros-bo2zb
@AbushKiros-bo2zb 2 ай бұрын
ናይ ሕጊ ሙሁር ክኮን ተሞንየ ብሰንክካ ኣቤት ርግዓት💚 ግንሲ ፕራንክ ጌርክኒ ኢሉ ችሎት ከይግትረኪ ኣቲ ቆልዓ😂
@tigraytigray5893
@tigraytigray5893 2 ай бұрын
Ami meherere normal eya teblo 😂😂
@user-bd2vs4mc9j
@user-bd2vs4mc9j 2 ай бұрын
😅😅😂😂
@user-or7fs3wl4l
@user-or7fs3wl4l 2 ай бұрын
🤣🤣🤣🤣
@kdstiKidu-bu7qt
@kdstiKidu-bu7qt 2 ай бұрын
ካብ ፕራንክ ወፃኢ ተጫወቱ ደስ ኣይብልይ ብፕራንክ እውን ተሰላችዩ እዩ ተከታሊ ዩቲዩብ ብካሊእ ደስ ዝብል ናይ ቤተሰብ ማሓዛ ዝኣመሰሉ ጨወታት ልቀቁ።
@NuedTube
@NuedTube 2 ай бұрын
ንርኢቶኪ ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ቅልል ልበለ ፕራንክ እምበይ ህንድዚ ናብ ሓዳርና ንፋስ ዘእትው ፕራንክ ኣይንሰርሕይ ልሓልዮትኪ ክብረት ይሃበልና ዛሓፍተይ
@user-fj5pm5ez5o
@user-fj5pm5ez5o 2 ай бұрын
እግዚአብሔር ምሕረት ይሃብክ ኢሜየ🥰🥰 ቅልል ዲበለ ፕራንክ ስለ ዝኮነ ደስ ባሃል እዩ🥰 ግን ኣሕዝኑን😁
@rsjv415
@rsjv415 2 ай бұрын
ምሕረት ይውረደልኪ ኢማየይይይይ ማዓረይ
🫣ዝናብ ጉድ ጌሮምና 💦💦💦💦
9:30
Nueud (ንኡድ) Tube
Рет қаралды 14 М.
Inside Out 2: Who is the strongest? Joy vs Envy vs Anger #shorts #animation
00:22
Получилось у Миланы?😂
00:13
ХАБИБ
Рет қаралды 3,4 МЛН
EVOLUTION OF ICE CREAM 😱 #shorts
00:11
Savage Vlogs
Рет қаралды 7 МЛН
Jul 31/2024 እዋናዊ ሓቤረታ ዓጢነ ንዓጢነ ማይ ቀጠን Share ንበሎ
26:01
Filfil tv 2 ( ፍልፍል ቲቪ 2 )
Рет қаралды 20 М.
ኣብ ጦርነት ዝተወለደ ፍቅሪ ❤❤😲
27:17
Nueud (ንኡድ) Tube
Рет қаралды 32 М.
Inside Out 2: Who is the strongest? Joy vs Envy vs Anger #shorts #animation
00:22