ን ድምፃዊ ዲጄ ኣሹ ዘደንግፀ ፕራንክ - ጉረኛ ዲያስፖራ | New Tigrgna music 😂

  Рет қаралды 87,716

Yada Tube

Yada Tube

Жыл бұрын

please share ,like and subscribe.
@gereemunentertainment
@neshnesh_show
@DimtsiWeyaneTV
@LazaRecords
@ATAMediaProduction
@LihamMelody
@maggyshow
@eri-tv
@zomaychannel
@DadiMami
@HDMONANEBARIT
@StarEntertainmentEthioEri
@meadimedia
@zaramedianetwork
@tefetawitalkshow
@Gedli_plus
@Gereemunmedia
@EriOneTouchEntertainment
ፕራንክ ቪዲዮ,eritrean movie,tigrgna music,new eritrean music,tigrgna comedy,gere emun,tegaru,yonas minus,comedian eyob,funny video,tigrgna interview,mezengie camera

Пікірлер: 613
@fjb5157
@fjb5157 Жыл бұрын
ኮሜ ብድንግላ ረኪበያ😂ንኣሹ ትፈትዉ እስቲ👍 ግጨዩኒ❤❤❤❤❤
@FahadFahad-xb2hp
@FahadFahad-xb2hp Жыл бұрын
ድንግል 😂😂😂
@adm4023
@adm4023 Жыл бұрын
ኮሜንትስ ድንግል ረኸብኽያ ንብዓልኺ ኸ ድንግል ዲኺ😫😫🤣🤣🤣🤣
@user-ss4ht5vw8o
@user-ss4ht5vw8o Ай бұрын
ያዳ ብክያት ማራ ኣይትግጠምን❤
@KhanKhan-re3mq
@KhanKhan-re3mq Жыл бұрын
ተጋሩዋኒ ልጅግና ኣሹ ልፎቲ እሲቲ ላይክ 🎉🌍🦋
@LiliKing-ku6dt
@LiliKing-ku6dt Жыл бұрын
ያዳ ሓወይ ብጣዕሚ ኢካ ለዋ ለዞም ኣብ ሕክምና ዘለው ተጋድልቲና እባ ከይደካ ኣዛናግዕዮም ወለላይ❤️💛😥
@user-vz8pf7vt9f
@user-vz8pf7vt9f Жыл бұрын
ኣሹዋይ ምስ በልኩ ኣይጸግብን ምክንያቱ ጅግና ኢኻ ናዓይ ዘይ ከም ዕድሜኻ ሶ ኣዝየ እየ ዝፈትወካን ዘክብረካን ወለላይ😍❤💛
@MariGaltigray
@MariGaltigray Жыл бұрын
@ndjs6045
@ndjs6045 Жыл бұрын
❤❤❤❤😂😂
@lemlemwoldegerima3598
@lemlemwoldegerima3598 Жыл бұрын
❤❤😅😅
@tdfdemey5554
@tdfdemey5554 Жыл бұрын
ኣሹዋይ ክሪኦ ከለኹስ ራህራህ ልክዕ ከም ኣዶ ኮይኑ ይስመዐኒ ለለ ስሚዒት ሰብ ብቀጥታ ዝርዳእ ህድእ ኢሉ ከዉግዕ ከሎ ብጣዕሚ እዩ ደስ ዝብለኒ ብጣዕሚ የድንቆ ይፎትዮ ለ ዕድመ ይሃብካ ጅግናዋይ❤❤❤Yada ለ ንፎትየካ ኢና😍😍
@meri.tigraweti
@meri.tigraweti Жыл бұрын
እስኺ ናኣያ ዘብራኣብሩክ😊ፕራንኽ ግበረልና❤ ብምቅፃል ንቱ ሰናይ ስራሕኻ ነመስግን😊
@eyerusalemhaylemaryam-vg4rl
@eyerusalemhaylemaryam-vg4rl Жыл бұрын
ኣሹ ብተፈጥርኡ ክግምቶ ከለኹ ራህራህ ኮይኑ ይስመዓኒ እግዚአብሔር ዕድመን ጥዒናን ይሃብካ ኣሹዋ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወካ ኣሕዋትካ ተጋሩ😘❤
@user-cn3xl2eb4b
@user-cn3xl2eb4b Жыл бұрын
ቡጣዕም የዋህ ቡአካል ይፈልጦ እየ❤
@user-wf3bg2zu2x
@user-wf3bg2zu2x Жыл бұрын
አሹዋይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ንእስነትካ የሙኒኻ ዘይውዳእ እንጀራ ይሃብኻ ልኹሉኹም 🔥🥳
@user-by5fm2pc8o
@user-by5fm2pc8o Жыл бұрын
ኦ አታ አምላክ አቦይአብ ትግራይንህዝበይን ዳግማይ ኲናት ከይካየድ ዓርስኻ ሓልወልና ክብሪT.D.F❤
@brhaneye9521
@brhaneye9521 Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን መዓረይ 🙏😢
@dadadadadada9100
@dadadadadada9100 Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን
@yes6292
@yes6292 Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤
@zfanlave7057
@zfanlave7057 Жыл бұрын
ኣሜን🙏
@user-by5fm2pc8o
@user-by5fm2pc8o Жыл бұрын
@@zfanlave7057 amennnnnnnn
@user-jw6le6tn5s
@user-jw6le6tn5s Жыл бұрын
እህ 😔ኣሽዋይ🥀ጎይታ ፀቫይ ♥️ክፈትወካ መዓት እየ🥀ድምጺ ውጽዓት ዕድመን ጥዕናን ይሃብካፈጣሪ 🤲💥🥀
@user-df1yt5pb2n
@user-df1yt5pb2n Жыл бұрын
አሽዋይ ንፉዕ ትግራዋይ ኣብ ህዝቡ ዘለዎ ሓልዮትስ አንበሳ ግን ያዳ ከምቲ brank ዝገበርካዮ ሓደ ማዓልቲ ጋብዞ♥️
@heyabamanual5845
@heyabamanual5845 Жыл бұрын
አሹ ዓብይ ሰብ ❤️ዘይተገንፀለ መፅሓፍ እዩ!!
@galzomweyenti129
@galzomweyenti129 Жыл бұрын
ሓደራ ንአሹ አብፁሑለይ ተጠንቀቅ ኩሉ ዝቆፀረካ አይትራኸብ ኩሉ ፈታዊካ ወይ ገባሪ ሰናይ አይኮነን በሉለይ አሹተይ❤🎉ጠንክሩ ተጋሩኒ ንፈትወኩም ኢና❤🎉
@hewangrma6836
@hewangrma6836 Жыл бұрын
ኣሺዋይ መኽበሪ ሰብ ወዲ ሪመይ ይመችኩም ተጋሩዋኒ 💊💊💜💜💜
@mairyleb9245
@mairyleb9245 Жыл бұрын
አሹዋይ አነስ ብጣዕሚ እየ ዝፍትዋ ኩርዓተይ TDF ጀግና ያዳ ሓወይ ብጣዕሚ ፅቡቅ እየ ቀፅለሉ ❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@merigaltgray211
@merigaltgray211 Жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ተጋሩዋይ💊 ኣሽዋይ ጅግና ዓብይ ሰብ💚🙏
@user-kp3fb6fy8l
@user-kp3fb6fy8l Жыл бұрын
ያዳ መሕረር ዲጀይ ኣሹ ዝፈትዎ ኣርቲስት ♥️
@user-mc2jm1bl8i
@user-mc2jm1bl8i Жыл бұрын
ያዳ ጅግና እትገብሮ ፕራንክ ብጣዕሚ እዩ ደስ ዝብልኒ ቀፂለሉ ኣሹየ ጅግና ሓውና ዕድመን ጥዕናን ይብኹም ተጋሩዋ❤❤❤
@merigalmarye7051
@merigalmarye7051 Жыл бұрын
ሰብ,ክራይብ ግበርለይ ሓፋተይ
@alnnerahoxfh
@alnnerahoxfh Жыл бұрын
ናይ ባሓቂ ለባም ሰብ ጅጅታል ትግራዋይ❣️👌👌👌👌
@merigalmarye7051
@merigalmarye7051 Жыл бұрын
ሰብ,ክራይብ ግበርለይ መአኣረይ
@zuzizuzinatigiraweti5337
@zuzizuzinatigiraweti5337 Жыл бұрын
ኣሰይ ደቂ ትግራይ ሹኮራት❤❤😊ያዳ ክሪአካ ከለኹስ ይስሕቅ ኣሰኪፍካዮምኮ😅😅😅
@NatnaelGergish-zy3vh
@NatnaelGergish-zy3vh Жыл бұрын
ኣነ ነዚ ፕራንክ ዝገብር ማራ እየ ዘድንቖ ብጽፈት ስሩሑን ብኣራዳዱኡኡን ብጣዕሚ ኑፉዕ ቀጽሎ❤❤❤❤❤❤🎉
@Sara-wd7gb
@Sara-wd7gb Жыл бұрын
ኣሹየ ፀባየ ሰናይ ያዳየ ዝፈትወካ ዘክብረካ💘💘💘💘
@user-li4oz5lf5c
@user-li4oz5lf5c Жыл бұрын
እዋይ ያዳ ናስራሕኻ ይሃብኻ😂😂😂 ኣሹየይ ጅግና ፍቱውውው እየ ዘብለካ ወድነይ❤❤
@ArshadKhan-kp5hv
@ArshadKhan-kp5hv Жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ደቅ ሓላል 💊💊💊መሬት ኣሹየ ጅገናና❤❤❤
@Teshemewedishewittig
@Teshemewedishewittig Жыл бұрын
ዲጂ ኣሹ ትግ ትግ ጅግና💛💖💘
@user-km3qr7ni4q
@user-km3qr7ni4q Жыл бұрын
ተጋሩዋይ እግዚአብሔር አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም አሹ ጅግና ወዲ ህዝቢ ያዳ መሕረር ❤❤❤❤❤❤
@2Corinthians.10-17
@2Corinthians.10-17 Жыл бұрын
ኣሹዋይ ብሉጽ ሰብ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ🥰❤️💛 ያዳ መሕርር ዋዛ ምስ ቁምነገር እዩ ቐጽሎ ለባም ሓውና❤😂
@malatkalayu8501
@malatkalayu8501 Жыл бұрын
ታይ ገበረካ ዋይ ምስኪናይ ኣሰኪፍኻዮ ተጨኒቁ የዋሀይ ኣሹ ዓቁሉ ፀቢብዋ😂❤
@user-wt7fn6qb2z
@user-wt7fn6qb2z Жыл бұрын
ኣሹዋይ ጎይታ ጠባይ ኣቤት ያድየይ መሕረር😂 ማስቲካ😂ግን ኝኝኝኝ ደቂ ሓላል መሬት
@user-pg9hg2kh5d
@user-pg9hg2kh5d Жыл бұрын
ያዳ ሓወይ ፁቡቁ ስራሕ እዩ ቃፅለሉ ኣሹዋይ ፀበይ ሰናይ🎉❤
@bhhsswarjun8926
@bhhsswarjun8926 Жыл бұрын
ኣሹ ዓብይ ሰብ ተጋሩዋይ ፅሩያት❤❤❤❤❤
@user-zn4rq4sx4b
@user-zn4rq4sx4b Жыл бұрын
ኣየ ትግራዋይ ርህሩህ ናዓዶ ፀገም ምተገበእካ ኩሎም ተጋድልትና ይዋሀት ቅድመኹም❤❤❤❤
@salmasalm8448
@salmasalm8448 Жыл бұрын
አሹ ጅግና ሓውና ብጣዕሚ እና ንፈትወካ ተጋሩዋይ አስልታት ❤❤❤
@agehxhdb6690
@agehxhdb6690 Жыл бұрын
ቅድመኩም ይስጥሐኒ ተጋሩዋኒ ❤❤❤❤አጆኩም ቀፅልሉ 🥰
@user-sm6bx5hn5i
@user-sm6bx5hn5i Жыл бұрын
ንዝካነ TDF ብራክ ግበረልና ❤ኣብ ቀፃሊ
@bri7094
@bri7094 Жыл бұрын
ምሳኺ ኻ ኣለኹ ልtdf ኣምፀልና ያታየ መሕረር❤❤❤
@berihukahsay7143
@berihukahsay7143 Жыл бұрын
ብጣዕሚ ጎበዛት። ኣብ ቁምነገር ምስራሕኻ ደስ በሃሊ።
@SalamSa-ym8ju
@SalamSa-ym8ju Жыл бұрын
ተኽእልኻ በድሓደ ኣቕሪበልና ዞም ጀጋኑ ኣሕዋትና ✝️
@user-zm4ww6oq6h
@user-zm4ww6oq6h Жыл бұрын
ያዳ ዓይነይ ኣቱሞ ድያሰፓራ ባ ከሞአ ኢለሞ ድዩም ዝዛርቡ😂😂😂😂😂 ኣሹዋይ ጅግና ትግራዋይ ከፍተውካ ኣነሰ ሓወይ ናተይ❤❤❤❤
@user-lj1ll3hx3d
@user-lj1ll3hx3d Жыл бұрын
እንድዒ ጓለይ 🤣🤣🤣
@shewitmedia
@shewitmedia Жыл бұрын
ክንሕርፍ ኢልካ ምሕርፋፍ እዩ ዘሎ እቲ ጉዳይ ዲያስኮራ😂😂😂😂😂
@user-lj1ll3hx3d
@user-lj1ll3hx3d Жыл бұрын
@@shewitmedia ወይ ታኣምር ጉድ🤣🤣
@shewitmedia
@shewitmedia Жыл бұрын
​@@user-lj1ll3hx3dጉድ ጥራይ😂😂😂😂ሳብስክራይብማ ፀፊዕኪ ሕለፊ ዝያዳይ❤
@xsvfr147
@xsvfr147 Жыл бұрын
ኣሹየ ጅግና ፀባየ ሰናይ❤❤❤
@utfgighjj868
@utfgighjj868 Жыл бұрын
ኣሹዋይ ብሉፅ ሓውና ያዳየ ንፈትወኩም ሰላምኩም ይብዛሕ ተጋሩዋይ ፅሩያት❤❤❤
@zafuzanbeyegaltigray
@zafuzanbeyegaltigray Жыл бұрын
ጅግና ትጋዳላይ ሓውና ኢካ ኣሹዋይ 💝💝💞የቀንየልና መዓረይ
@tigraywerki1355
@tigraywerki1355 Жыл бұрын
ኣብ ሳዑዲ ዘለና ዲያስፖራ ከምዚ ኢልና ተተዛረብና ከ 😂😂 ብዝኮነ ደስ ዝብል ፕራንክ እዩ ኣሹ ጅግናና❤
@tigraywerki1355
@tigraywerki1355 Жыл бұрын
@user-jp1wc9mc8q 😄😄😄😄
@HgHf-jw5vy
@HgHf-jw5vy Жыл бұрын
ኣሹ ጅግና ❤❤
@user-kz1mt1sh4r
@user-kz1mt1sh4r Жыл бұрын
እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ምቁራተይ❤💛❤️
@user-cr1yp9ow6f
@user-cr1yp9ow6f Жыл бұрын
እግዛብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክም ተጋሩዋይ🙏ኣሹዋይ ሓላል ንፈትወካ እና💘💋💊ያዲየይ እውን ጎበዝ በርተዐለይ💘💋
@hxhx1761
@hxhx1761 Жыл бұрын
Ashuway marey anes kfetwo😂❤
@hhdhrhhbebrb2682
@hhdhrhhbebrb2682 Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😂😂😂😂😂😂😂😂the 😂😂😂❤
@rroshan6975
@rroshan6975 Жыл бұрын
ዕድሜን ጥዕናን ይሃብኩም ጀጋኑና ❤❤❤❤❤ትግትግ ኣሹ 💞💞💞💞
@semeretukue2256
@semeretukue2256 Жыл бұрын
ብዉሽጢ ርኸበኒ ሓወይ ክሕግዚ ይደሊ እየ
@yadaprank
@yadaprank Жыл бұрын
ብ 0945530001 ደውልለይ ወይ ድማ ብ whatapp telegram ወይ ድማ imo ኣዛርብኒ ::
@user-ss7xv7dk8d
@user-ss7xv7dk8d Жыл бұрын
ዕደመን ጥዕናን ይሃበኩም ፈጣሪ ደቂ ትግራይ❤❤❤❤
@mediwukro6662
@mediwukro6662 Жыл бұрын
ኣሹዋይ ጅግና ዝሓወይ እዙይ ትገብሮ ዘለካ ሓፍተቦዋይ ትትሪአኦስ ክንደይ ምትሓበና ነይረን 😭 ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝሓወይ ❤
@user-vt6jw7jw3g
@user-vt6jw7jw3g Жыл бұрын
ኣጆኪ መዓረይ ቤተሰብ ምርኣይ አዉን ዓብይ ፀጋአዩ
@user-kn8yy7wy9d
@user-kn8yy7wy9d Жыл бұрын
አጆኺ ዝሓፍተይ ማዓረይ አደዊትና እውን አብኡ አይፀግመን ንአሹየይ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ ፈጣሪ ዕድምኡ ዕድመ ማቱሱላ ይግበረሉ እግዚአብሔር አምላክ❤❤❤
@FIDEL0102
@FIDEL0102 Жыл бұрын
ዊይ ደክታም ድዩ😢😢
@LiliKing-ku6dt
@LiliKing-ku6dt Жыл бұрын
ፅሑፍኪ ሪአ ከም ገለ ኢሉኒ ባዓሉ ለ ለኮነ ግዜ ከምኡ ናበለ ነይሩሰ ብለኮነ ምሰ ወላዲካ ኣይነበርይ😢
@mediwukro6662
@mediwukro6662 Жыл бұрын
@@FIDEL0102 ኣብኡ ኣለዎ እዩ ኣድኡ ግን 😭
@abigaltigray-ur2ih
@abigaltigray-ur2ih Жыл бұрын
ዝፈትወኩም ደቂ ሪመይ ኣሹዋይ ጂግናና❤❤💛💛🤗😍😘😘✊✊✊✊
@TesfayTig-1214
@TesfayTig-1214 Жыл бұрын
ኣሹዋይ ውሩይ ጅግና ናይና ያዳውን ንበረልና ብሉፀይ❤️🥰
@fregoitom6568
@fregoitom6568 Жыл бұрын
Ashu shikor jegna wedi Tigrai hawey 🐆 🐅 🐆
@user-ds1bt1of4g
@user-ds1bt1of4g Жыл бұрын
ኣሹዋይ ኣቦ ዓቅሊ ዝፈትወካ ጀግናየ ❤️
@yes6292
@yes6292 Жыл бұрын
ኣሽዋይ ጅግና ❤❤❤❤ፍልይ እካ እኮ TDFይ ደመይ❤❤❤
@hgf6568
@hgf6568 Жыл бұрын
ትግራዋይ ጀጋኑ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ
@user-yo7oy4fb5x
@user-yo7oy4fb5x Жыл бұрын
አሹየ ለባመይ ርግአትካ ንባዕሉ ዝገርም ፈጣሪ ንህዝብና ሰላምይልአከልና አነስ ናይ ትግራይ ነገር ክሓስብ ከለኩስ ልበይ ይደሚ መአዘ ከምዝፅገን እንድዒ ኡፍፍፍፌፌ😢😢😢😢😢😢 አይ ህዝበይ ንኩሉ ዝኮን ዓቅሚ ተዝህልወንሲ ካብቲ ፀገም ተዘውፅኦ ህዝበይ ክንደይ ደስ መበለኒ ፈጣሪ ክሕግዘኒ ተስፋ ይገብር. 😢😢😢😢
@user-bj1oq2dr4q
@user-bj1oq2dr4q Жыл бұрын
ኣሹየይ🤣🤣😂😋💪ተጋሩና መን ከማኩም✊💖💖💖💖💖
@user-gd7dk4ie7w
@user-gd7dk4ie7w Жыл бұрын
ኣሹ ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ❤❤❤❤❤
@user-gi1ly3uv1l
@user-gi1ly3uv1l Жыл бұрын
ኣሹዋኒ ♥️🦋🥀🥰
@akezaberhe6216
@akezaberhe6216 Жыл бұрын
_ኣሹዋይ ጎይታ ፀባይ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ያዳዋይ ወለላ አቤት ትኽእለሉ_
@user-yy8yx8yn8x
@user-yy8yx8yn8x Жыл бұрын
ይፈትወካ እየ ግን ን ለምነም ዓነይ ንአብሽ ምስ ተሐሽ ዘሰርሕ ን ዘብራአብርክ ገበረለይ❤
@user-hm6ez8dx1x
@user-hm6ez8dx1x Жыл бұрын
ፍትሒ ንማስቲካ ማስትካ ዝሓይክ ወዲ ዘይፈቱ😁🤣🥳❤❤
@abebafkri975
@abebafkri975 Жыл бұрын
ኣሹዋይ ወዲ ሪመይ ዝፈትወካ ዘክብረካ ጅግና ሓወይ💚🥰
@user-gq1is1eh2s
@user-gq1is1eh2s Жыл бұрын
ኣሽዋይ ጅግና ወዲ ህዝቢ ሓላል ኢካ ባሓቂ👑♥️🥰🥰🥰
@HdhdhdEbeheh-qr5vr
@HdhdhdEbeheh-qr5vr Жыл бұрын
ሕብሽ ኣብዚ እሺ ናበለት ትግዛእ ኣፍሪካ ከይዳ ትዋራዘ😂😂😂😂ኮሞዲ ጎበዝ ኢካ😊
@user-td3xm9vq8d
@user-td3xm9vq8d Жыл бұрын
ፅቡቅት ኣሕዋተይ❤
@SaraSarita-ri3ui
@SaraSarita-ri3ui Жыл бұрын
እቲ ናይ ድያስፓራ ኣነጋግራ ንባዕሉ ፍሉይ ኣርት ዩ
@selamyamenemh1100
@selamyamenemh1100 Жыл бұрын
ኣሹዋይ መዓረይ ኣዝየ እዩ ዝፈትወካን ዘክብረካን ጅግናይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ🤲🤲🤲❤❤❤❤✊✊
@Azebkiros-nv7cl
@Azebkiros-nv7cl Жыл бұрын
ኣሹዋይ ጅግና ዓብዩ ሰብ ክብር ❤❤❤❤
@dgkj1203
@dgkj1203 Жыл бұрын
ኣሹዋኒ የኔ ለባም❤❤❤❤❤❤
@gcghd2355
@gcghd2355 Жыл бұрын
ኣሹየይ 💖💛💊💋
@user-el1rx6zm6v
@user-el1rx6zm6v Жыл бұрын
ኣሽዋይይይ ❤❤❤💊
@hew883
@hew883 Жыл бұрын
ኣሹ ዓብይ ሰብ 🥺❤ጸግም ህዝቡ ዝርደኦ marey ♥️♥️♥️ዕድመን ጥዕናንን ይሃብካ እግዛብሄር ኣምላኽ
@user-hq7ik9kh9l
@user-hq7ik9kh9l Жыл бұрын
ኣሹ ምርጢ ትግራዋይ ይፈትዎ እየ የቀንየልና ብዓል ይቱብ❤
@selamtigray3173
@selamtigray3173 Жыл бұрын
Ashuawy jgna so edmen tenan yhabkum❤💙
@palpak4151
@palpak4151 Жыл бұрын
ኣሹ ጅግና ፎታይ ዓዱ❤❤
@medhin8187
@medhin8187 Жыл бұрын
ሰላም ሰላም ያድሻ እንኳዕ ሰላም መፃእኻ 🌹❤ #ያዳ ዲያስፖራ ኣይትመስልን😀 ፅቡቕ ዩ ግን ተጠንቀቕ ቦግሲ 😂😂 ከይረኽቡኻ ከምዛ ናይ ኣያ ጆኬር😂 ብዝተረፈ ቀጽለሉ ብlike ኣብሽር👍❤ ashu ጀግና tdf 👍😘 ጀጋኑና ከይጥለሙ !
@salamaaa905
@salamaaa905 Жыл бұрын
ኣሹዋይ ጎይታ ወዲ መንደረይ❤😘
@mebratitekle9606
@mebratitekle9606 Жыл бұрын
ኣሹየይ ጅግና❤❤ ይመችኹም ፅሩያተይ♥♥♥
@ሳሌም
@ሳሌም Жыл бұрын
ኤህ ምስኺናይ ኣሹዋይ መዓረይ 🥹🥹ካብደይ በሊዑኒ ❤️❤️❤️❤️🥰🥰🥰💔💔
@user-ls5im9tb1m
@user-ls5im9tb1m Жыл бұрын
ዕድመ ይሃብኩም ደቂ ትግራይ
@yezkertv6150
@yezkertv6150 Жыл бұрын
Respect TDF 💙✊💔
@user-nw3xs9px3y
@user-nw3xs9px3y Жыл бұрын
ኣሹየ ኣድናቂትካ የ ቀጽለሉ ❤ተጋሩዋኒ ሓልየትኩም እኮዩ ዝማርከኒ ኣይትዘንጉዑና ❤
@getachewniguse
@getachewniguse Жыл бұрын
ኣሹዋይ የዋህ ሰብ❤❤❤ ብጣዕሚ ኢናንፈትወካ❤❤❤❤🙏
@harfemengesha3845
@harfemengesha3845 Жыл бұрын
Ohh, it’s challenging euffff. Ashu, jigna I appreciate your confidence, and adaptability of emotions, feeling management.
@azakmashoiiir3413
@azakmashoiiir3413 Жыл бұрын
ኣሹዋይ ማዓረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ወድነዋ❤❤❤❤
@user-ut3tc8js4q
@user-ut3tc8js4q Жыл бұрын
ኣሹዋይ❤️💛👑
@mebrhit-vz5mr
@mebrhit-vz5mr Жыл бұрын
ኣብ እተቀረፁሉ ቦታ መረፁ ረባሺ ደምፂ ኣብ ዘለዎ እንተዘይ ትኮኑ ይመረፅ
@salamsere6403
@salamsere6403 Жыл бұрын
ሐዚ ፅቡቅ ሓሲብካ❤
@sarayan525
@sarayan525 Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤❤አሹየይ ጅግና
@igsg7672
@igsg7672 Жыл бұрын
ኣሹየይ ወድነይ ጎይታ ጠባይ🤴😊🌹🦋
@user-xs8el1ot9q
@user-xs8el1ot9q Жыл бұрын
ኣሹዋይ ማርርርርር❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉♥️♥️♥️🍃🍃🍃🍃
@meri.tigraweti
@meri.tigraweti Жыл бұрын
ኣሽዋይ❤ ጀግና ወዲ ህዝቢ❤💛
@samurisamuri4424
@samurisamuri4424 Жыл бұрын
ነዛ መስቲካ መከራኣ ኣብሊዑዋ ኣየየየ ያዳ ብሰሓቅ ቆሲለ😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
@user-ui6ss9ee8p
@user-ui6ss9ee8p Жыл бұрын
ኣሹዋይ ትሑት❤ ያዱ ዓርከይ 😅
@maazakioros-tc8zz
@maazakioros-tc8zz Жыл бұрын
እስት ዲዘመን አለም ሰገዲ አምፅእልና ሽልማት ካሪዲ እነሀካ ❤ ሓፈትኻ ካብ ስዕዲ ዓረብ❤❤
@kuflomangsom3880
@kuflomangsom3880 Жыл бұрын
ንስኺምበር ናዓይ እስኪ ተመርዐዊኒ ካርዲ ኣለኪ ሽሊማት ሓዉኪ ካብ ካናዳ /kelowana city kkkk
@user-kn8yy7wy9d
@user-kn8yy7wy9d Жыл бұрын
​@@kuflomangsom3880😂
@ExRc-xx5xn
@ExRc-xx5xn Жыл бұрын
ንዘመን ኣለም ሰገድ ኣምፀአና❤
@ArsuMan-sz7uk
@ArsuMan-sz7uk Жыл бұрын
@@kuflomangsom3880 😀🤣
@maazakioros-tc8zz
@maazakioros-tc8zz Жыл бұрын
@@kuflomangsom3880 ወዲያዉ😂😂
@tgray1588
@tgray1588 Жыл бұрын
ተጋሩወይ ፅሩያት❤❤❤
@rahewmiks4143
@rahewmiks4143 Жыл бұрын
ተጋሩዋኒ ማዓረይ❤❤❤❤❤
@bri7094
@bri7094 Жыл бұрын
😂😂😂😂😂ኣሕ ታእያ ነበረትያ መሕጎል ልኾነ ቆልዓ
Beautiful gymnastics 😍☺️
00:15
Lexa_Merin
Рет қаралды 15 МЛН
እንደማይወዳት ነገራት ለሚዲያ ብቻ ነው የፈለኩሽ አላት
16:44
Eyobel tube-እዮቤል ቲዩብ
Рет қаралды 109 М.
ፈኪ እና አህሙ እውነታውን አፈረጡት😱❤️
19:14
Fekiha show / ፈኪሀ ሾው
Рет қаралды 115 М.