እንዳ ገብረሂወት-ምስ ኣቦይ ኣርኣያ ወርቅነህ ኬሚካል መሓንዲስ: ተጋዳላይ:ደራሲ ክፋል 1 ኣተዓባብያ ካብ ተንቤን፤ኣስመራ፤ቻርሊ ቻፕሊን፤ሼክስፒር፤ተጋዳላይ ሙሴ

  Рет қаралды 3,259

UMD Media

UMD Media

Ай бұрын

ምስ ኣቦይ ኣርኣያ ወርቅነህ ኣብ እንዳ ገብረሂወት ሰፊሕን ጥዑምን ዕላል ጀሚርና እኒሄና
ኣብ ክፋል ሓደ እዋን 1950ታት
ክፋል 1
- ካብ ተንቤን ዓብዪ ዓዲ ዓዲ ኣይስምዖን እስካብ ኣስመራ ዝነብሮም ጐዕዞ
- ፃምእ ትምህርቲ
- ነብሪን ጫካን ዝነበረላ ትግራይ
- ምስሊ ሙሴ (ሰዉእ ተጋዳላይ) ዝነበሮም ናይ ቁልዕነት ተዘክሮታት
- 7 ክፍሊ ኾይኖም MIT ኬሚካል ኢንጂነሪንግ ዝምሃር ዝነበረ ጎረቤቶም ዘህደረሎም ፅልዋ
- ንምንታይ ቻርለስ ይበሃሉ ከምዝነበሩ
- ናብ ባህር ዳር ፖሊ ቴክኒክ እዋን
- ናይ ሸክስፒር ድርሰታት ዝተዋስኡሉ እዋን

Пікірлер: 15
@Tigray_Hagerey
@Tigray_Hagerey 29 күн бұрын
የቐንየልና ፕሮፌሰር ጌታቸው ከምዚ ዓይነት መንእሰይና ናብ ሳይንስ ናብ ፍልጠት ከዘንብል ዝገብር ታሪኽ ብጣዕሚ እዩ ዘድልየና። ቅርሳዊ ታሪኽ ጥራይ ትኹረት ምግባር ንቕድሚት ኣየሰጉመናን
@hailemariamlegesse8800
@hailemariamlegesse8800 27 күн бұрын
I am happy to see him after 23 years, he is ful of history Blessings for Dr. Getachew for bringing him to your media forum
@hadashailu158
@hadashailu158 25 күн бұрын
ብጣዕሚ ፅቡቕ ገይርካ ፕሮፌሰር ጌታቸው ድሕሪ ክንደይ ዓመት ንምርኣይውን ዕድል ረኺበ ኣርኣያ ፅቡቕ ስብ እዩ ፅቡቕ ገይርካ ዕላሉውን ደስ ይብል የቕንየልና ፅቡቕ ኣሎ ዕድመን ጥዕናን ይሀቦ።
@hailekidu
@hailekidu 27 күн бұрын
እንዳ ገብረህይወት ዝተፈላለዩ ምሁራት ዝቐርብሉ ኣዝዩ ደስ ዝብል መደብ እዩ።ቐፅልሉ።
@janetjohannes3392
@janetjohannes3392 29 күн бұрын
UMD media the voice of our people of Tigray! Thank you!
@tigrayfirst3162
@tigrayfirst3162 29 күн бұрын
ፅቡቐ ገይርካ ክምዚኦም ዝበሎ ታሪክ ዘለዎም ምቐራብ ቀፅለሎ
@tsehayberhe1063
@tsehayberhe1063 29 күн бұрын
Wow what a fasinating story. Thank you.
@kindman4130
@kindman4130 27 күн бұрын
Thank you pro❤
@AxumawiBoss
@AxumawiBoss 29 күн бұрын
#ሓፂር ዛንታ ተጋዳላይ ኣርኣያ ወርቅነህ ንዚ ክፅሕፍ ዝተገደድኩ ናይ ኣቦይ ኣርኣያ ወርቅነህ ታሪክ ብዝተፈላለየ ሰባታት ሓቂን ሓሶትን ተሓዋዊሱ እንትፀሓፍ ንቶም ኣድነቅቲ ኣርኣያ ወርቅነህ ዘይኮነ ምስሊ ንከይሕዙ ዝፀሓፍክዎ ሓቀኛ ታሪክ ተጋደላይ ኣርኣያ ወርቅነህ እዩ፡፡ ተጋደላይ ኣርኣያ ወርቅነህ ብ1938 ዓ.ም ኣብ ማእከላይ ዞባ ተንብየን ዓብዪ ተወሊዱ፡፡ ዕድምኡ ንተምህርቲ ምስ በፅሐ ናብ ምዕባይ ሓው ሸቃ በዛብህ ወርቅነህ ኣስመራ ብምካድ ናይ ቀዳማይን ካልኣይን ብርኪ ትምህርቱ ኣብ ሃይለስላሴ ቐዳማይን ብርክን ካልኣይ ብርክን መሰናድኦ ት/ቤት ኣገባዲዱ፡፡ ብድሕሪኡ ናብ ፖሊ ቴክኒክ ኢንስቲትዩት ባህርዳር ብምካድ ብ (Industrial Chemistry) ዲፕሎም ናብ ሳቭየት ሕብረት ስኮላርሽን ብምርካብ ናብ ሞስኮ ብምካድ ኣብ M.V. lemonosove Moscow Fine Chemical Engineering & Technology Institute ብ Chemical technology of Biological Active Substance he is qualified as chemist, technologist, Chemical Engineer and he is awarded the degree of master of science in Engineering. ኣብዚ ክፍለጥ ዘለዎ ግን ከምዞም ናይ ሎሚ ከይተመሃሩ ብሰርቲክፌት ብቻ ኢንጅነር ዶክተር በሉኒ ከይኮነ ብተግባር ትምህርቱ ቁልጭ ኣቢሉ ኣርእዩ ተጋዳላይ መምህር ኢልኩም ፀውዕኒ ዝብል ሰብ እዩ፡፡ ትምህርቱ ምስወደአ ብዘምፀኦ ውፅኢት ምንም እንኮን ዶክትሬቱ ንክመሃርን ብዝነበሩ ፕሮፌሰራት መማህራኑ ይኩን በቲ ናይ ዩኒቨርስቲ ኣመራርሓታት እንተተለመነ ኣደይ ናፊቀ እየ ብምባል ከምዚከድ ቁርፆም ነገሮም፡፡ ነዚ ብዓል በሊሕ ኣእምሮ ብቀሊሉ ክሰድኦ ዘይመረፁ ኣመራርሓ ናይቲ ዩኒቨርስቲ ግን ካሊእ መማረፂ ኣቅረብሉ፡፡ ንሱ እውን ናብ ኢትዮጵያ እንተከይዱ ስለዝቀትል ናብ ሱዳን ንክከድ ኢንተርናሽል ቪዛ ብምዝግጃው ነዲኡ እውን ናብኡ ንክትመፅእ ንክገብር ናይ ኣየር ቲኬቱ ይኩን ናይ 7 መዓልቲ ኣብ ካርቱም ዝርከብ Grand international hotel ተተሓዘሉ፡፡ በዚ ስምምዕ መሰረት እውን ናብ ሱዳን ካርቱም ከደ፡፡ እቲ በዓል በሊሕ ኣእምሮ ግን እቲ ቃል ዝኣተሉም ንጎኒ ብምዕሕዳግ ዘለዎ ወርቁን ቅርሹን ብምህጋር ብ1968 ዓ.ም ናብ ህዝባዊ ግንባር ብምፅንባር ናይ ቃልሲ ሂወቱ ሀ ኢሉ ጀመረ፡፡ ኣብዚ ክፍለጥ ዘለዎ ኤርትራዊ ስለዝኮነ ኣይኮነን ናብ ቃልሲ ህዝባዊ ግንባር ተፀንቢ እኮ ድኣስ ኣብ ናይ ኤርትራ ናይ ነፃነት ሕቶ ብምድጋፍ ከሎም መማህርቱን መተዓቢቱን ኣብኡ ስለዝርከቡ እዩ ናብ ኤርትራ ሳሕል ንምቅላስ ዝወረደ፡፡ ብወረያወረ ግን ሙሴ (መሓሪ ተክላይ) ኣበይ ኣሎ እንተበለ ናብ ትግራይ ምካዱ ይሰምዕ እንታይ ኣሎ እንተበለ ቃልሲ ከምዘሎ ይሰምዕ፡፡ ብዙሕ ናይ ትግራይ ቃልሲ ከምዘሎ ይንገሮ በሉ ሙሴ እንተመፅዩ ኣራኩብኒ ብምባል ቃልሱ ይቅፅል፡፡ ብድሕሪኡ ግን ብዙሓት ናይ ህወሓት ተጋደልቲ ይመላለሱ ነበሩ፡፡ ዓላምኦም ብደንቢ ምስ ኣፅነዐ ድማ ንምካድ ይውስን፡፡ ግን እቲ ወቅቲ 6 ወራር ድርጊ ዝኣወጀሉ ህዝባዊ ግንባር ንምድምሳስ ዝተለዓለላ ስዓት “ትግራይን ለመዳሰስ ኤርትራን ለመደምሰስ” ዝበለላ ስዓት ቁርፂ ሰዓት ነበረ፡፡ እሞከ በቃ ኣብዛ ቁርፅ ሰዓት እውን ካልኣይ ውሳነ ኣድለዮ እንተተሰኢዉ ኣብ ዝተሰወአላ መሬት ሳሕል ክቅበር ብሂወት እንተተሪፉ ግን ናብ መበቆሉ ትግራይ ከይዱ ክቃለስ ወሰነ፡፡ ኣብ 6 ወራር ደርጊ መርዛማ ጋዛት ክጥቀም ይክእል እዩ ዝብል ዓብዪ ጥርጣረ ነበሮም፡፡ ኣብ ሳሕል ሓሊበት ዝበሃል ቦታ ነዚ መከላከሊ ዝኮን ማስክታተን ካብ ፈሓምን ካልኦት ንጥረ ነገራት ብምቅማም ምስ ዶ/ር ሚኪኤሌ ብምኮን ዲዛይን ኣዘጋጅዮም ናብ ኩለን በርጌዳት ህዝባዊ ግንባር ንክሰራጫ ገበረ፡፡ ኣብቲ ኩናት ዝተጠቀሙሉ ፉሉይ ማስክ ብህዝባዊ ግንባር ተሰኒዱ ብ ኤርትራ ተሌቭዥን ኣብ ናይ ቀይሕ ኮኮብ ዘመቻ ፕሮግራሞም ብተደጋጋሚ ንሪኦ እዩ፡፡ ንሓገዝ ዝከዱ ናይ ህወሓት ተጋደልቲ እውን እቲ ማስክ ተዋሂብዎም ተጠቂሞምሉ እዮም፡፡ እቲ ዝነበረ ኩነታት እውን ኣብ ሕዝከ- ናበይ መፅሓፍ ብደንቢ እዩ ዘንቲዎ፡፡ ብእግዛብሄር ሓይሊ ድማ ካብዚ ኣሰቃቂ ኩናት ብሂወቱ ተረፈ፤ ቃሉ ድማ ኣያዕበረ ካልኣይ ክፍል ክቅፅል እዬ...
@SamraGebru
@SamraGebru 26 күн бұрын
❤❤❤❤
@serenityshalom7387
@serenityshalom7387 29 күн бұрын
Weyane Tigrai TPLF for eternity ❤❤❤
@janetjohannes3392
@janetjohannes3392 29 күн бұрын
UMD media- the voice of our people of Tigray!
@girumgebre1546
@girumgebre1546 25 күн бұрын
ክብረት ይሃበልና ዩ አም ዲ መቃልሕ
@gorfubitew6142
@gorfubitew6142 27 күн бұрын
ጌታቸው ብከምዙይ ታራኽን ሳይንስን ማሕበረ ሰብን ባህልን ቋንቋን ቁጠባዊ ምዕብልናን ዓይነት ፕሮግራም እንተትቅፅለሉ ብዙሕ ስምን ዕብየት ሚዲያካን ንህዝብና ጠቃምን ምኮነ!!!! አብዘይትፈልጦ ፓሎቲካ ብፍላይ አብቲ መዳርግቲ አልቦ ህዝባዊ ውድብ ዘለካ ዝንቡዕ አረኣእያን መርገምን መረረን ክስን ኝኝኝ እተበልካ ፍረ አልቦን ዘራጊቶን ጥራሕ እዩ ትርፍካ እሞ ከምዙይ ቀፅለሉ !!✍️🤝💪✌️👏
መስፍን ተድላ ዑቕቢት  1ይ ክፋል
39:59
Mosaic Bahli
Рет қаралды 17 М.
Каха и суп
00:39
К-Media
Рет қаралды 6 МЛН
- А что в креме? - Это кАкАооо! #КондитерДети
00:24
Телеканал ПЯТНИЦА
Рет қаралды 7 МЛН
Happy 4th of July 😂
00:12
Alyssa's Ways
Рет қаралды 65 МЛН
ዘመነ ንግስነት ንግስቲ ኤልሳቤጥ ከመይ ነበረ
16:21
اخبار شبانگاهی| سه‌شنبه، ۲ مرداد
41:59
Iran International ايران اينترنشنال
Рет қаралды 4,5 М.
Waka waka #4 🤣 #shorts
0:15
Adani Family
Рет қаралды 13 МЛН
Кого она вытащила из воды?😱
0:51
Следы времени
Рет қаралды 3,4 МЛН
Приятного аппетита 🤣
0:15
Dragon Нургелды 🐉
Рет қаралды 7 МЛН
Всегда проверяйте зеркала
0:19
Up Your Brains
Рет қаралды 18 МЛН
Нажимай выше ☝️☝️☝️ #а4 #глент #риви #viral
0:25
Как меняются люди
Рет қаралды 3,5 МЛН