ንህወሓት እፎይታ ዝፈጥር ኣገዳሲ ምዕባለ/ ፕረዝደንት ጌታቸው ዝቀረበሉ ምጎሳ/ቀ/ሚ ሕቡእ ዘተ ምስ ፕረዝደንት ጎረቤት ሃገር/ "ENDF ዶብ ኣይጠሓሰን"

  Рет қаралды 15,058

Tigray Horizon

Tigray Horizon

Ай бұрын

#Tigray #raya #Humera #welkayt #tselemti #eritrea #russia #sudan #libanon #usa #Ethiopianews #Ethiopia #Tigray Horizon #usa #jawarmohamed
Ethiopia News - Feta Daily News | Ethiopian Airlines | Abiy Ahmed Ali | Tewelede Gebremariam | EU on Ethiopia | Sileshi Bekele Tigrai | general Abebaw Tadesse | ABiy Ahmed | General Tilaye Asefe | Mekelle | Amhara | Dessie
#Ethiopianews #Ethiopia
Ethiopia news / Eritrea news / Sudan news / Debretsion Gebremichael / Amhara Regional state / Tplf / Sudan Army / Jawar Mohammed | Eritrea news | Abey Ahmed | Abadulla gemeda / Semehal Meles / Mekelle / Samora Yenus / Meles Zenawi / Azeb Mesfin / Taye Dendea / NAMA / Tigray news / / Sebehat Nega / Tigrai news | Getachew Reda
Subscribe ይግበሩ!
-----------------------------
©Copyright: Tigray Horizon
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.

Пікірлер: 12
@mehariredaie591
@mehariredaie591 Ай бұрын
ሚኒስትር ፍትሒ ንመረጻ ቦርድ መምርሒ ከውርድ ሥልጣን የብሉን። የግዳስ ናብ ዘየድሊ ህልክ ከየኣትዉ የስግእ፣ ብናይ ክልቴኦም ህልክ ዝጉዳእ ህወሓት ይኸውን።
@shiwayealemseged2547
@shiwayealemseged2547 Ай бұрын
Selitewo tigringa tesakielu amharinga astekakelu
@user-ou4sx6oq7h
@user-ou4sx6oq7h Ай бұрын
Tigary....... Hroizon.... Media...........Tg........ City... Country.
@abmo4956
@abmo4956 Ай бұрын
ርኢቶና ደኣ ነፍሒን ተርባዕባዕን ኣኻ ኢና ንብለካ።
@user-py3hv4vr5d
@user-py3hv4vr5d 29 күн бұрын
ብውልቀ ሰብ ድዮም ዝኣምኑ? ብትካላዊ ኣሰራርሓ ዘይተኣማመኑ ዳያኑ ተስፋዘቁርፁ እዮም።
@Zkassa
@Zkassa Ай бұрын
ትኩረት ናይ ምድላይን ኣፍልጦ ናይ ምጥላብን ነገር እያ እዛ ናይ ዳያኑ ስራሕ ለቂቅና ኣዋጅ
@AdhanomHagos-r7j
@AdhanomHagos-r7j Ай бұрын
ልዕሊ ኹሉ ተኣመንቲ ኹኑ።ተኣማኒ ተኸታሊኡ ብዙሕ እዩ ።
@naodasmerom4900
@naodasmerom4900 Ай бұрын
Higdef tehakiku kitefie alewo
@sababerhe
@sababerhe Ай бұрын
ካበይ
@selamnkulu2541
@selamnkulu2541 Ай бұрын
እንድዒ አብዚ ሱቕ ምባል ዶ መልሲ ምሀብ ይምረፅ? "ሕውሓት ዓመፅ ከቋርፅ እየ ስለዝበለ ንክምዝገብ ትሓባበሩዋ" ማለት እኮ ሕውሓት ከምዝዓመፀ አሚኑ እዮ ማለት እዩ:እንተኸማይ "ንኽንምዝገብ ብምፍቓድኩም ነመስግን ንሰላም ዘለኩም ድልየት ዘመላኽት ውሳነ እዩ: ይኹን ድአምበር ኸምቲ አብ ናይመንግስቲ ሚድያ ዝበልኽሞ ብተግባርውን ዝፈፀምኹሞ ትግራዋይ ፀኒቱ ትግራይውን ዓንያ: ነብስና ንክነድሕን ተቓለስና እንበር ፈፂምና አይዓመፅናን: ብዝተረፈ ፀገማት ብዝርርብ ምፍታሕ ንሓደ ሀገር ናይ ብስለት መርአያ ስለዝኾነ ቐፅሉሉ:" ኢልኻ መልሲ ምሀብዶ ይጎድእ: እዛ ዓመፅ ገዲፋ ትብል ቃል ሕማቕ ሪኮርድ እያ ሕውሓት ኾነ ህዝቢ ትግራይ ዘይዓመፀ ! አይትቕተሉኒ አይተጥምዩኒ እንዶ ዝበለ: ጀኖሳይድውን ከይድገም ፍትሒ አብምፅባይ ስለዘለና:አምሓርኛ ብምጥማም ዘይበደልናዮ በዲልኹም እንትብሉና ችላ ኢልኻ ምሕላፋ ፅቡቕ አይመስለንን: እዛ ደብዳበ ሰብ ሞያ ሕጊ ይርአይዋ:መልሲ ምዓስን ብኸመይ ይዳሎ ናይሰብሞያ ሓላፍነት እዩ: ናይውጫለ ውዕልውን ናይ ባዕድ ቛንቛ ሽርሒ ተፅሓፈ እዮ ነይሩ:
@nigusehaftu201
@nigusehaftu201 Ай бұрын
ቀልዶ ንበሎ ምንስቴር ፍትሒ ዝፀሓፎ ናይ እውቅና ዉድባት ይመለስ ዝብል ናብ ምርጫ ቦርድ ዝፀሓፎ ደብዳቤ መሰሐቂ እዩ ህወሓት ጣጣ ዘለዎ ደብዳቤ እዩ ብትኹረት ክርእይዎ ይግባእ ዓርሳ ምክልኻል እሞኸዓ ናብ መረበትና አትዮም ዝወረሩ ሓይልታት ከም ዓመፀኛ ምሕሳብ ጌጋ ዘለዎ ሓረግ እዩ
@seidedris3325
@seidedris3325 Ай бұрын
ሓሶት
A teacher captured the cutest moment at the nursery #shorts
00:33
Fabiosa Stories
Рет қаралды 27 МЛН
Пранк пошел не по плану…🥲
00:59
Саша Квашеная
Рет қаралды 6 МЛН
ለማመን የሚከብድ ተዓምር ያየችው ሴት አስገራሚ መጨረሻዋ
19:12
Abel Birhanu የወይኗ ልጅ 2
Рет қаралды 80 М.