ንሉአላውነት ኤርትራ እየ ተቃሊሰ፣ ንሉአላዊነት ኤርትራ ክደፍር ንዝመፅእ ሓይሊ ድማ ክቃለሶ እየ፣ ተጋዳላይ የማነ ተኽለገርግሽ

  Рет қаралды 71,114

Tigray Media Network

Tigray Media Network

Жыл бұрын

ኤርትራ ብቃልሲ ህግ ነፃ ዝወፀት ሃገር እያ፣ ነፃነታ ድማ ንደቅና ክነውርሶም አለና!

Пікірлер: 752
@gemelbarka9345
@gemelbarka9345 Жыл бұрын
ኤሰያስ 10 ሓንጎል ኣብ ሓደርአእሲ ወድ ኣፌ ሰብኣይ ሰቡኡት ኣደ ወሊዳ ትምከን✊🏼✊🏼✊🏼✊🏼✊🏼✊🏼✊🏼🇪🇷💞🇪🇷💞🇪🇷
@hideatg6312
@hideatg6312 Жыл бұрын
Amen
@medhanealemeritreaybark3478
@medhanealemeritreaybark3478 Жыл бұрын
ትባረኽ ንሕና ኤርትራውያን ኢሱ ወዲ አፌ ኢና ንሱ ኽአ ንሕና እዩ ሰብ መትከል ደቂ ኤረይ THANK YOU 🙏
@shabaymender9126
@shabaymender9126 Жыл бұрын
@@medhanealemeritreaybark3478 kkkkk
@gemelbarka9345
@gemelbarka9345 Жыл бұрын
@@medhanealemeritreaybark3478 🌺❤️🌺❤️🌺🇪🇷💞🇪🇷💞💪🏼💪🏼
@gemelbarka9345
@gemelbarka9345 Жыл бұрын
ኤሰ ያስ ኣይትበል የማነዋ ጎይታይ ወድ ኣፎም በል ምኽንያቱ እስኻ ሃዲምካ ኤሱ ግን ሃገር ገጥ ኣቢሉ ሒዝዋ ኣሎ። ህዝባዊ ግንባር ግን ቴስዓ ሽሕ ምሩኻት ኢትዮጵያ ዉያን ብስርዓት ብለው ሃት ኣስኒቁ ኣፋኒዉዋም ኣየ ስርዓት ኣየ ሕጊ 🇪🇷💞🇪🇷💞🇪🇷💞🇪🇷✊🏼🇪🇷✊🏼🇪🇷✊🏼🇪🇷✊🏼
@HaraGhirmai
@HaraGhirmai Жыл бұрын
ንጀጋኑ ተጋደልቲ ህዝባዊ ግንባር ግን ትሕቲ መሬት ብሂወቶም ቀቢርዎም ኣሎ።ነቲ ንወያነ እምቢ ዝበለ ተባዕ ቢትወደድ ኣብራሃ እነሆ 32 ዓመት ኮይኑ ካብ ዚኣስሮ😪😪😪
@medhanealemeritreaybark3478
@medhanealemeritreaybark3478 Жыл бұрын
እንጀራ ዝጊ ብላዕ ክቡር ሓወይ
@HaraGhirmai
@HaraGhirmai Жыл бұрын
@Saba Tekeste ኤርትራ ዶ መንግስቲ ኣለዋ እዩ😂😂 ህዝቢ ኤርትራ ዘይሃቦም ንወደ- ባት ኣብ ማዕሙቅ ኣስፊሮም ስልጣንን ሃብትን ዝሰረቁ ደቂ ስደተኛታት እምበር
@sanaytsanayt9512
@sanaytsanayt9512 Жыл бұрын
@@HaraGhirmai ሃለውለው አትበሊ
@sabaghebreghzabhier3382
@sabaghebreghzabhier3382 Жыл бұрын
@@HaraGhirmai This is Woyane’s agenda
@gemelbarka9345
@gemelbarka9345 Жыл бұрын
ኤርትራ ቤሰንኪ ከማኻ ዛኣመሰሉ ጠላማት ደቂ ሃገር የማነ ንድሕሪት ተመሊሳ ግን ሕልምኹም ኣይክጋሃድን እዩ 🇪🇷🌺🇪🇷🌺🇪🇷🌺🇪🇷🌺🇪🇷💪🏼🇪🇷💪🏼🇪🇷🌿🇪🇷💫🌺🌺🌺🌺💫
@ruthshimey6717
@ruthshimey6717 Жыл бұрын
ንሱ ድዩ ንኤርትራ ዘማሓድራ ዘሎ ብወንጭፍ። ድኽመትካ ዘይምእማን: ካብ ጌጋታትካ ንኸይትምሃር ይዓግተካ።
@tesfaytesfazgy6502
@tesfaytesfazgy6502 Жыл бұрын
የማነ ተኹላ !! ነቶም 21 ኮማንዶ ናይ ህዝባዊ ግንባር ንስርሒት ድሬዳዋ ምስከዱ ንስኻ ትመርሖ ስለዝነበርካ ንደርጊ ሓበሬታ ብምሃብ ከምዘፍሸልካዮን ደርጊ ድማ ካብ ሶማል አውጺኡ ንምብራቕ ጀርመን ሰዲዱካ ። እዚ ጸሊም ታሪኽ ናትካ ኢዩ። ናትናኤል ! እዚ ሰብ እዚ በዚ ዘለካ ተቐባልነት ኤርትራውያን ተጎልቢቡ ነቲ መርዛም መልእኽቱ ከመሓላልፍ ኢዩ መጺኡ ንወያ ዝቃወም እንዳመሰለ ንሻዕቢያ ወንጀለኛ ኢዩ ዝዛረብ ዘሎ። እዚ ሰብ እዚ ብደም ናይ 21 ተጋደልቲ ተሓታቲ ኢዩ። ናቲ ! ምስ ኤርትራውያን ዘላካ ጽቡቕ ዝምድና ኮነ ኢሉ ከበላሽወልካ ብስውር መገዲ ኢዩ ቀሪቡካ ። ንበዓል ገብሩ አስራት ቅኑዓት ንመንግስቲ ኤርትራ ገበነኛን ከማፊያ ክተኸስስ አጀንዳ ስለዘለካ ኢዩ። እምበር የማነ ወያነ ብዶብ አሳቢቡ ንኤርትራ ክጎብጥ ዝወለዖ ውግእ ምዃኑ አይጠፍኣካን ኢዩ። ንካሕሳ ዝበልካዮ መንግስቲ ኤርትራ ናይ መጻኢ ረብሓ ብምጥማት ኢዩ ገዲፉዎ እምበር ወያነ ኤርትራ ብኢትዮጵያ ተጎቢጣ ስለዝበለ ፈቲዩ አይፈቲዩ ኤርትራ ክትከሓስ ናይ ሞራል ልዕልና ነይሩዋ።
@erifreeone8083
@erifreeone8083 Жыл бұрын
የማነ ኸዳፅ ኣእዳውካ ብደም ንጹሃት ጀጋኑ ተጋደልቲ ኤርትራውያን ዝጠልቀየ ጽዩፍ ሰብ ኢኻ! ዝበልካ እንተበልካ ካብቲ ዝፈጸምካዮ ጥልመትን ክድፃትን ኣየድሕነካንዩ: ደም የሕዋተይ ኣብ ልፅሌኻን ከማኻን ፍትሒ ከይረኸበ ኣይንድቅስን ኢና: Mark it down you will be haunted down for the rest of your life.
@atewerkigebrekrstos2237
@atewerkigebrekrstos2237 Жыл бұрын
እዝጊኣፍለጠካ እዚከዳዕእወ ንክደይ ጀጋኑ እሕሊፉ ንሰራዊት ደርጊ ዝሃበ ግንሓንቲ መዓልቲ ኣላናይኢዱ ዝፍደየላ
@asgedomtekie1738
@asgedomtekie1738 Жыл бұрын
አቶ የማነ ተክለገርግሽ እቲ ሐደ ከዳዕ ብሂወት ብዙሐት ተጋደልቲ ህ.ግ ካብ ዝሕተቱ 1ይ ምዃኑ ኩሎም ተጋደልቲ ህ.ግ ዝፈልጥዎ ኢዩ። አብ ክንዲ ዝሕባእ ንኩለን ሜድያታት ተቃወምቲ ኤርትራ በጺሕወን ሕጂ ድማ ናብ ናይ ኢትዮጵያውያን እሰግር አሎ። ናይ መወዳእታ ናብ ሐመድ ድበ በጺሑ ምህላዉ ተዓዚብናዮ አለና፤፤
@HaraGhirmai
@HaraGhirmai Жыл бұрын
እንድሕሪ ብሂወት ተጋደልቲ ዝሕተት ኮይኑ..ቀዳሞት ዝሕተቱ መራሕቱ በዓል ኢሳያስ እዮም።
@user-ob4zl9pk9h
@user-ob4zl9pk9h Жыл бұрын
@@HaraGhirmai ስቅ ኢልኪ ሓለው ለው ኣይትበሊ ኤርትራ ትብል ኣይትምከተኬን እያ
@zufanmicael6070
@zufanmicael6070 Жыл бұрын
ሐሶት!!!!!!!!!!!!!!!!!!.
@danieluk3151
@danieluk3151 Жыл бұрын
@@HaraGhirmai tiena akeki dyu n mukuanu,? bzaeba yemane eyu zelo eyu ariesti, yemane kidat kemzfexeme yhger alo, hken eyen gual mlisha srnay kblaki
@almazasghedom6233
@almazasghedom6233 Жыл бұрын
ከዳዕ ካብ ዓይኒ ህዝቢ አየምልጥን እዮ
@aklilukaleab1758
@aklilukaleab1758 Жыл бұрын
የማነ ከዳዕ ን ፕረስደን ኢሰያስ ስለ ዝጸላእካዮ ሲ ሰራዊት ኤርትራ ተሳዒሩ ትብል ተካል ሓሶቱ
@astergebreyesus1253
@astergebreyesus1253 Жыл бұрын
ለክባጥ ዝትሐተ ትካዬ መልስ ኤርትራ ስብ አለዋ ከዳዕ ናቱ ሐወይ ስብ ሲኢካስ ነዚ ተቅርብ
@wintahabtom9894
@wintahabtom9894 Жыл бұрын
ኪድ ስደተኛ ጋዕጋዕ ረሳሕ
@wintahabtom9894
@wintahabtom9894 Жыл бұрын
አታ ጋዕጋዕ ረሳሕ ደጊምካ ስምዓዮ ሃሳስ ደንቆሮ
@meharigoitom4495
@meharigoitom4495 Жыл бұрын
ናትናኤል ብዝበዝሑ ኤርትራውያን ከይትጽላእ እዚ ከዳዕ ጠላም ኣብዚ ከትምጽኦ ኣይነበረካን:ከየዳናግረካ ተሓቢኡ ዝነበረ ብስም ላምፓዱዛ ዝወጽአ ሳሕል ወፊርና እንታይ ኣምጺእና ኢሉ ዘቃሸሸ ብገበን ዝሕተት ከዳዕ እዩ:ስለዚ ንካልኦት ተቅረብካ ይሕሸካ ናቱ::
@shabaymender9126
@shabaymender9126 Жыл бұрын
ናትናኤል እኮ ፍልልይ ናይ ሓሳብ ስለዝርዳእ እዩ ዓዲምዎ ......... ሓደ ክፈትዎ እቲ ሓደ ድማ ክጸልኦ ምኽንያት ኣይኮነንን ። ብናጽነት ሓሳብካ ምግላጽ ማለት እኮ ምፍልላይ ማለት ኣይኮነን ። ኩሎም ሓደ ዓይነት ሕሳብ ዘለዎም ምዕዳም ድማ ትርጉም የብሉን ። ብተወሳኺ እዚ ባዕልኻ ቤት ፍርዲ ባዕልኻ ፈራዲ ምዃን ግደፍ !!!!!!
@HaraGhirmai
@HaraGhirmai Жыл бұрын
@@shabaymender9126 እንዳ ዓፍራ ርእሶም ንሶም ዝደልዩዎ ክሰምምዑ ጥራሕ እዮም ዝደልዩ እዚ እንድዩ ሽግርና ካብስና ፍልይ ዝብል ሓሳብ ዘለዎ..በቃ ትጉሕፎ
@natnaelnega6657
@natnaelnega6657 Жыл бұрын
ብልዕሊ 19ኮማንዶ ተጋደልቲ ዘቅተለ እዩ
@medhanealemeritreaybark3478
@medhanealemeritreaybark3478 Жыл бұрын
አቦይ ዝብኢ ክቡር መራሒ ሃገረ ኤርትራ ጅግና ኢሰያስ አፍወርቂ ዝትንክፍ ሙሉእ ህዝቢ ኤርትራ ክም እንጀራ ይበልዓካ ንስኻ ንጥቅቅምኻ ወዲ አፌ ኽአ ንሃገሩ ኪዱ ድአ ኮራኹር ወያኔ ሕጂ ምስትሰዓረት ንኢሰያስ ጥራሕ ኢና ንጸልእ ሃየ ንህዝብን ሰራዊትን አይኮናን ሃየ እሞ ቅበጽ ከም ጡብ አዴኻ ጉሒላ ንሕና ንሱ ንሱ ንሕና ትብል ቴማ አይርአኻያን ክሕብረካ ድሁል
@tezarerstom298
@tezarerstom298 Жыл бұрын
ሙሽሙሽ ከዳዕ ጸረ ህዝቢ
@abrahamhayantu5910
@abrahamhayantu5910 Жыл бұрын
የማነ ተክለገርግሽ ሐደ ከዳዕ ናይ 19 ስዋአት ተጋደልቲ ሐላፍነት ዝስክመ እዩ።ነዚስ እንታይ ክትገብር አቅሪብካዮ ይገርም እዩ።ምስ 21 ብጾቱ ስሪሒት ክሰርሕ ብሶማል አቢሎም አትዮም እዚ ሰብ እዚ ግን ጠሊምዎም ንደርጊ ኢዱ ሂቡ ዘቅተሎም እዩ።ክሰምዖ አይደልን እየ እዚ ከዳዐረ እዚ ሐንቲ መዐልቲ ብሕጊ ይተሐዝ ይኸዉን።ከዳዐት አይተቅርብ።
@wintahabtom9894
@wintahabtom9894 Жыл бұрын
ሕርር ኩምትር ዳኣ በሉ እምበር እታ ን40 ዓመታት ካብ ህዝቢ አውራጃ ሰራየ አውራጃ ሐማሰንን አከለጊዛይን ትሐቢኣ ዝጸነሔት ሚስጢር ኢሳያስ ምስ ወያነ ኮይኑ ንተጋድሎ ሐርነት ኤርትራ (ተሐኤ) ከምዘጽነቶም ብኹቡር ጅግና የማነ ስለ ተሰነደት ኢኹም።
@wintahabtom9894
@wintahabtom9894 Жыл бұрын
አስማት እቶም የማነ ዝኽደዖም እቢ ንገሩና። ከምኡ’ውን ሳዓትን ዕለት
@abrahamhayantu5910
@abrahamhayantu5910 Жыл бұрын
ጥዕና ዕድመ እንተሂቡኩ ክትሰምዕዮ ኢኻ።ሐደ ካብ አቶም ዝወጸ ማንታ ሐዉ አብ አሜሪካ አሎ ብሂወት ባዕሉ እዉን ካብቶም ዝተረፉ ሐዉ ምዃኑ ገሊጽለይ ነይሩ።
@abrahamhayantu5910
@abrahamhayantu5910 Жыл бұрын
ጀብሃ እኮ ኢና ነይርና ዘይትፈልጥዮ ታሪኽ አይትዛረቢ።አብ አብ 1965 ምክፍፋል ክፍልታት አምጺአ ጀብሃ እኮ እይ ትሐርድን ትቆርጽን ነይራ።ንአብነት ቁጽሪ ሐሙሽተ በዐል መምህር ወልዳይ ዝመርሕዋ ዝተነበረት ብሰኪ ቁጽሪ ሐደ ጋሽ ባርካ ዝነበሩ ሐይልታት ምቅንጻል ስለዝጀመርዎም ተገዲዶም ናብ ኢትዮጵይ ኢዶም ሂቦም ካብኡ ንነጀዉ ዉግእ ሕድሕድ አየዕረፈን ታሪኽ ተመሃሪ።ብሰንጊ ዉግእ ሕድሕድ ድማ ቃልሲ ናብ 30 ዐመታት ተመጢጢ።
@rahelogbaghiorghis2895
@rahelogbaghiorghis2895 Жыл бұрын
ንናትናኤል ኤርትራዊያን ኣሚናዮ ሕጂ ካኣ ንጸላእቲ ኤርትራ ኣምጺኡ ደጊፉ የስማዓና ኣሎ ጉድ ኢዩ ። ንናትናኤል ኣብ ጥርጣረ ይእቴዮ ኣለኹ ፡
@yordanosteages76
@yordanosteages76 Жыл бұрын
ከም እርትርው ምቅርብክ ዝሕዝንይዮ እዝ ልክብጥ ዕሽክር ንይ ወያነ
@hermelayegzao7329
@hermelayegzao7329 Жыл бұрын
ናትናኤል ሓውና ብጣዕሚ ኢና ነኽብረካ ግንናብ መድያኽ ከምዝኦም ዝበሉ ከዳዓት ኣይተቅርበልና ብልስ
@MuhammadIbrahim-el9pi
@MuhammadIbrahim-el9pi Жыл бұрын
Wha have u done for your country
@sabaghebreghzabhier3382
@sabaghebreghzabhier3382 Жыл бұрын
@@MuhammadIbrahim-el9pi If you are praising Woyane and Melees. This guy is useless
@yemanegebreab1150
@yemanegebreab1150 Жыл бұрын
ጽሩያት ሃገራውያን ኤርትራውያን ስኢንካ ዲኻ ንከምዚ ዝኣመሰሉ ገበነኛታት ሰውራ ኤርትራ ተቕርበልና ናቱ? ኣሽሓት ሀገራውያን መሊኦም ስለ ዘለዉ: ከምዚኣቶም ዝኣመሰሉ ሓተላታት ግን ነመድያኻ ክሳራ እዩ ክብለካ እደሊ።
@gemelbarka9345
@gemelbarka9345 Жыл бұрын
ናይ ባሓቂ ሰብ ክኸስር ኤዩ ናቱ
@astertesfazgi2750
@astertesfazgi2750 Жыл бұрын
Nay behaki nezi seb dhre bayta yfelto aymeslenn
@edengebreselasie5291
@edengebreselasie5291 Жыл бұрын
አዞም ንቲ ዝተጋደሎሎ ዕላማ ደርብዮም ንኤርትራ ከፍርሱ ናይ መለስ ጫማ ዝልሕሱ ዝነበሮ በዚኦም ዝታለል ኤርትራዊ የለን ምናልባሽ አብ ክድዓት ዝተጨማለቀ ከምኦም ሕጂ ኩሎ ነቅሑ ምስፈለጦም ምስ ሃገረይዶ ዓደይ አይሰርሕንእዮ ኤርትራ ንሻዕብያ ዝጸርፍ ዘቋሽሽ ብማዕዶ ኢዱ ዘዋጣውጥ ብዙሕ እዮ ብሐሳብን ብስብእነት ግን የለን። ሐቁ እዮ ክቡር ጀነራል ኤፍረም እታ መንገዲ እንዳተረረት ክትከይድ ኩላ እቲ ሓያል ጥራሕ እዩ ዝወጻ ክብል ክድዓት ናይ ሃገር ድሕነት ምስጥርን አብ መራከቢ ብዙሐን ከም አብ እንዳ ስዋ ዘዕልሌ ዘሎ ክዛረብ መዕረ ክንደይ ድንቆርናን ዕሽነት ትግኖዘብ። ኤርትራ ዕድለኛ እያ ብአግኡ ዝከሐድዋ ነዘም ሐደሽቲ ወለዶ እዝ 2ዓመት መን ከምዝኮነ ንዓድና ዝጸልእ በርሁልና አሎ እታ ምዕብልቲ ኤርትራ አብ ተቀበልቲ ናይቱም ተባዓት ምስ ጉድለታቶም አለና ዋርሳይ መንደላይ ንብሃል Wrong right my country 🇪🇷
@ertrametkel700
@ertrametkel700 Жыл бұрын
A man who betrayed our brilliant heroes in Somalia could not preach us about peace or politics. Tell him, Eritrean has more than enough heroes and heroines. Leave us alone mr yemane!
@azebghidey6457
@azebghidey6457 Жыл бұрын
👏👏👏 yes leaves alone ጠላም የማነ ረሲዕኻዮም እቶም 19ኮማዶ።
@yosiefghebre6831
@yosiefghebre6831 Жыл бұрын
እዚ ከዳዕ አብፈቆዶ ኘሮግራም እንዳኸደ ለባም ክመስል ዝፍትን::
@yosiefghebre6831
@yosiefghebre6831 Жыл бұрын
ርግቢት ሲ አብ በተ ክርስቲያን ተሰፈረረትሲ ጳድቅ ትመስል::
@hailekidanetesfai8814
@hailekidanetesfai8814 Жыл бұрын
ናይ ደንቆሮ መጽሓፍ ኣይነብብን
@kumbraza
@kumbraza Жыл бұрын
ኣፉ ከልቢ ይሽነሉ,, ንሕና ውግእ ክውድኣልና አዩ ንብል አዚ ከዳዕ ከኣ ውግእ ከስፋሕፍሕ አዩ አብለና,,
@smihmhh3423
@smihmhh3423 Жыл бұрын
ከዳዕ ጠላም ብጾቱን ህዝቡን ሐሳዊ
@rahelogbaghiorghis2895
@rahelogbaghiorghis2895 Жыл бұрын
ንናትናኤል ኣብ ጥርጣረ የእቴዮ ኣለኹ
@Fyon686
@Fyon686 Жыл бұрын
Tgraway mikuanu aytresie!!! Kabana enawesede keman ni weyane yeqebel ykewun !!!
@abrahamasfaha5651
@abrahamasfaha5651 Жыл бұрын
AYe tgrawet.!!!!
@selamhagos7024
@selamhagos7024 Жыл бұрын
ኣንታ ናትናኤል ጥማዕ ወያኔ ኢካ ተዛርብ ዘለ እንትኮነ ግን ባዕሉ ነታ ነብሱ ኣቀዲሙ ገሊጽዋ ኔሩ ጥማዕ ተጋሩ ዚበለካ ነብሱ ሓዊሱ እዩ፡ እቲ ቀንዲ ከዳዕ ናይ ኤርትራ የማነ ቂሉ እዩ። ረኤካ እቲ ስዲ ምካኑ ግን ንፕረዚደንት ኢሰያስ ኣፈወርቂ ጂግና ክትጻረፍ ዘይተሕፍር ሰብ ኢካ ሰነፍ ቃላትካ መግለጺካ እዩ። መን ምኳንካስ ባዕልካ ገሊጽካዮ ኣንታ ጥማዕ ወያኔ ፡ኣራት ኪሎ ዚኣኪል ኣብጺሖም ንኣርባዕተ ዓመት ኮፍ ኢሎም ምስ ስልጣን ኣላልዮምም ንስካ ግን ኣሰንዮምም ኢልካ፡ ንወያኔ ሽዲሻይ ወራር ክትሕግዝ ከላ ግን ታራ ተጋዳላ ከመይ ገርካ ፈሊጥካ ክንደይ ኮምዝኮኑ ሰራዊት ወያኔ ሓለፍቶም ብምሎም ክመጽዎም ዝሓሰቡ ንስካ ግን ኣጸቡቅካ ኔጊርካሎም ኣለካ ከምተሰውኡ ፡ ይኩን እምበር ካብ ምስ ወያኔ ኮይኖም ዝተሰውኡ ዝፍለጡ ምስ ህዝባዊ ግንባር ኮይኖም ዚተሰውኡ ምስክር ወረቀትን ኣበይ መዓስ ከምተሰውኡ ሰነድ ኣተሓሂዙ ኢብዎም ንስድራቤቶም እስካ ግን ናትካ እንዳኣቃለልካ ናይወያኔ ተማሓይሽ ፡ ንስካ ህዝቢ ኤርትራ ኪከሰካ ከምዝኮነ ኣይትረስዕ ከዳዕ ስለዝኮንካ፡ መሊስካ ከኣ ወያኔ ትብሎ ዝደገምካዮ ከኣ ከማካን ወዲከማካን ወያኔ ኣስመራ ሒዙ ከረክበኩም ኢንዲኩም ትሓስቡ ዝነበርኩም ነገር ግን ሳላ ኣትኪልና ኣጽኒዕና ዝተቃለስና እዩ ካቡኡ ክሓልፍ ዘይካለ ሰራዊት ወያኔ ንስካ ግን ወያኔ ያኢ ሓልያስ ሸለል ኢላትና በዓል ንስካትኩምን ከማካትኩምን ከደዓት ኣባኡ ክበዝሑ ስለ ዝሓገዝኩሞም እምበር መንእሰይ ኤርትራ ጂግና ኣሰር ኣያታቱ ሒዞም ብጅግንነት እንዳተቃለሱ ተሰዊኦም እዮም እስካትኩም ግና ኣሽካዕልሉ ጥራይ።
@smihmhh3423
@smihmhh3423 Жыл бұрын
Wel said, nab hager kiatwu sle zeykielu Beal ezi kedat. N Isaias and hager afrisom mis weyane kiatwu eyom hah elom terifom telamat
@huruyghidey5700
@huruyghidey5700 Жыл бұрын
ናትናኤል ነዚ ለኽባጥ ወዶ ገባ እንታይ ክትገብር ኣምጺእካዮ
@yordanosteages76
@yordanosteages76 Жыл бұрын
ክሲርካ ናትናኤል ነዚ ከዳዕ ሽያጢ ዐድ እርትርው እልካ ምምጻእካ
@user-tx6oh9xp4v
@user-tx6oh9xp4v Жыл бұрын
የማነ ከዳዕ ጠላም ብጾቱን ህዝቡን ሐሳዊ ::
@user-fy9ym2cw4u
@user-fy9ym2cw4u Жыл бұрын
እቲ ዝሓመቀ ኤርትራዊ.
@shunumii7214
@shunumii7214 Жыл бұрын
ሕማቕ ሕማቕ ኣይበልካ።
@user-fy9ym2cw4u
@user-fy9ym2cw4u Жыл бұрын
@@shunumii7214 ኣሜን ሓቢቢ
@biriktihaile5499
@biriktihaile5499 Жыл бұрын
ዕሱብ ጀጋኑና ንጸላኢ ኣረኪብካ ሃገር ምስ ጸላኢ ኮይንካ ኣብሪስካስ ሕጂ ሓላይ ህዝብን ሃገርን ኮይንካ ክትቀርብ መስሓቅ
@wintahabtom9894
@wintahabtom9894 Жыл бұрын
ጅግና ሃገራዊ ኢዩ የማነ። ከዳዓት ጠላማት ደም ደቀባት ሰቲኹም አብ ኤርትራን አብ ደገ ኮንኩም እታ ምስጢር ማለት " ምስ ወያነ ኮይንኩም ደቀባት ኤርትራውያን ከምዘጽነትኩም ብወግዒ ብጅግና የማነ አብ ዝዋዓለ ዝነበረ ዝሰመዔን ዝራኣየን ብተባዕነት ስለ ዝዛረብ ዘሎ ኢኹም።
@rahelogbaghiorghis2895
@rahelogbaghiorghis2895 Жыл бұрын
ኣታ እዚ ረሳሕ ብጥዕኑኡ ዲዩ ።
@HabeshaKitchenForYou
@HabeshaKitchenForYou Жыл бұрын
እዚ ሰብ ንተጋደልቲ አሕሊፋ ንደርግ ዝሓበ እዩ
@tezarerstom298
@tezarerstom298 Жыл бұрын
ከዳዕ ሙሽሙሽ
@wintahabtom9894
@wintahabtom9894 Жыл бұрын
አማን ብአማን አታ ጅግና ምእንቲ ኤርትራ ንመዳ ወሪድካ ተቃሊስካ ❤ ሕጂ ውን ከምወትሩ ምእንቲ ኤርትራ ሉአላዊነት ከምእትቃለስ ከምእትስዋእ ወን 1000%100 ኩሉ ወደባት ጹሪይ ኤርትራዊ ይአምነካ ኢዩ ክበር ንበር ዕድመን ጥዕናን ፈጣሪ ይሃብካ አመን🙏👏🌹❤️🌷👍✊💪
@mebratlibanos3110
@mebratlibanos3110 Жыл бұрын
ብሐሶት ዝጨነወ ከዳዕ ፎእእእእእእ🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
@ogbaitesfamichael6034
@ogbaitesfamichael6034 Жыл бұрын
ኢሰያስ ጅግና ኢዩ ጠላማት ግን ክጻረፉ ይውዕሉ ሰራዊት ኤርትራ ትሳዒሩ ኣይፈልጥን ኣስኻ ግን ሐደ ከዳ ኢኻ ከምቲ ዕረ ዝጥመካ ዘሎ ሕጅውን ዕረ ይጥዐምካ ኤርትራ ክትዕወት ኢያ
@rahelogbaghiorghis2895
@rahelogbaghiorghis2895 Жыл бұрын
ናትናኤል ጉዳይካ መጺጻ ።ሓሶት እዚ ከዳዕ ኤርትራዊ ኮይኑ ዘይኮነ ትግራዋይ ዑሱብ ኮይኑ ኢዩ ዝዛረብ ዘሎ ። ጌጋ ሰብ ኣምጺእካ ። ትግራዋይ ኮይኑ ይዛረብ ኣሎ ረሳሕ ።
@abebaasgedom3393
@abebaasgedom3393 Жыл бұрын
እወ ፈሊጥካ ኣለኻ ዕድል ከምዘይ ብልኻ ኣፍኻ ዓጺካ ስቅ ጥራይ በል
@user-bg4xr5hx5c
@user-bg4xr5hx5c Жыл бұрын
እዋይየማነ ጁንታ ግልብጥ ግልብጥ ካሕዳይ ሓሳዊ ጠንቃላይ
@gemelbarka9345
@gemelbarka9345 Жыл бұрын
የማነ ወያነ ንሰሜን እዝ ኣግዲዖሞ ንስኻ ካኣ ንዝተቃለስካሉ ዕላማ ኣግዲዕካ ክልቴኹም ሓደ ኢኹም የሕዋት
@barkatv6463
@barkatv6463 Жыл бұрын
ናቱ ሰብ ተወዲኡ ነዚ ከዳዕ መትከል ኣልቦ ከዳዕ ኣምጺኻዮ እዚኮ ምስ ደርጊ ተሓባቢሩ ንክንደይ ተጋደልቲ ኣወዲኡ ካብ ሶማል ደርጊ ንጀርመን ዝሰደዶ ብደም ዝሕተት ኣራዊት እዩ
@MFish7980
@MFish7980 Жыл бұрын
Mr. Yemane, You came forward and talked opposite to what you wrote in your books. It shows how incredible person you are. History will judge you . Remember your status is changed from a Hero to a Zero !! What a shame !!
@wintahabtom9894
@wintahabtom9894 Жыл бұрын
He is responding to the questions that was asked. As for his book it is only a drop in the ocean (ካብ ባሕሪ ብጭልፋ) he is a hero to us the native Eritreans!! To you the settlers of course he is not. You are are so stupid and ignorant about Eritrea and about the people of Eritrea. Go and read!! ጋዕጋዕ
@exoduseritrea614
@exoduseritrea614 Жыл бұрын
"ኣስመራ ክኣትዉ ምክኣሉ ኔሮም" ትብል ደኣ፥ ጉዳይ ዓዲ በጊዖ ረስዒኻዮ ዲኻ ...ገዲም ተዳላይ!?
@erifreeone8083
@erifreeone8083 Жыл бұрын
የማነ ኸዳፅ ኣእዳውካ ብደም ንጹሃት ጀጋኑ ተጋደልቲ ኤርትራውያን ዝጠልቀየ ጽዩፍ ሰብ ኢኻ! ዝበልካ እንተበልካ ካብቲ ዝፈጸምካዮ ጥልመትን ክድፃትን ኣየድሕነካንዩ: ደም የሕዋተይ ኣብ ልፅሌኻን ከማኻን ፍትሒ ከይረኸበ ኣይንድቅስን ኢና: Mark it down you will be haunted down for the rest of your life.
@senayitbirhane4665
@senayitbirhane4665 Жыл бұрын
ወይ ጉድ ንእሰያስ ስዕራማ ዳ ኢልካ። ሐሳዊ ወያነ ንኤርትራዊ ስዒሩ አይፈልጥን እዩ እግሪ መከል ይመስክር ከማካን ወዲ ከማካን ከዳዕ አፍታ ግዜ የሕሊፎም ዘሃቡ ኔሬም ግን ኩቡር ብረዝደንታ ኤርትራ ኢሰያስ አፈወርቃ ብጣዕሚ ኪኢላ ስለ ዚኮነ አብ ዝጣዕሟ ክቅጥቃጥ ስለ ዘለዎ ቀጥቂጥዎ እስካ ጋሐፍ ሐስዊ
@debessaihagos3017
@debessaihagos3017 Жыл бұрын
Natnael thanks all you are messages To night.
@yonasiyassu7763
@yonasiyassu7763 Жыл бұрын
Tgedalay eye edabeles sbhat Efrem tefiwo . Sbhat nega yblll lokumax
@lulaweldeabgebremichael6256
@lulaweldeabgebremichael6256 Жыл бұрын
ብሩክ ወላዲ ፍቅሪ ይምህር❤ ርጉም ወላዲ ከኣ ጽልኢ ይምህር ከምዚ ከማካ😢
@meharim7246
@meharim7246 Жыл бұрын
ናቱ እዚ ሀለውለው ዝብል ውልቃዊ ጸገም ዘለዎዩ።
@Aba-nebri
@Aba-nebri Жыл бұрын
ከዳዕ የማነ ልእላውነት ኤርትራ ደኣ ሸጥካዮ እንዲኻ ሂወት 19 ኮማንዶ ኤርትራውያን ብሰንክኻ ሓሊፉ ሂወት 2 ኮማንዶ ድማ ተኸላቢቱ ብሂወት ናብ ሰውራ ተመሊሶም ናይ 19 ውፉያት ኮማንዶ ነፈርቲ ከቃጽሉ አትዮጵያ ዝኸዱ ንደርጊ ሓሲኻ ዕላማ ከይተወቐዐ 21 ኮማንዶ ምስ 2 ክፍለ ሰራዊት ናይ ደርጊ ተረባሪቦም 19 ተሰዊኦም 2 ድማ ድሒኖም ድሕሪ 6 ወርሒ ናብ ሳሕል ተመሊሶም ሕጂ መን እዩ ክኣምነካ ብመትከል ዝሰዳዕካ ዘይሕሰብ እዩ ከዳዕ የማነ ተሓታቲ ኢኻ
@HaraGhirmai
@HaraGhirmai Жыл бұрын
@@Aba-nebri ጽጽዋይ ኢሱ ድዩ😂😂😂 ኢሱ ንዝቃወምዎ ኣበር ዝፍብርክ ጂግና ምኳኑ ንፈልጥ ኢና።ስጋ ኣቦታተይ ሻዕብያ ኣብ ዒራዒሮ ዘለዉ ስጋ ቢትወደድ ኣብርሃ😪
@Aba-nebri
@Aba-nebri Жыл бұрын
@@HaraGhirmai 🤠
@filimontsegay9289
@filimontsegay9289 Жыл бұрын
@@Aba-nebri አዚ ርአሲ ሰብ ንምድናን ትጥቀሙሉ ናይ ሓሶት ክሲ ደርሆ ጥራይ ዘይኮነትሲ ጫቒት ውን ፈሊጣቶ አንድያ ካልአ ናይ ሓሶት ክሲ ሜላ ድለዮ ጥሪት ህግደፍ ርአሲ ኩቦ
@solomonteshagerethiopian6483
@solomonteshagerethiopian6483 Жыл бұрын
Natu the interview it didn’t go the way you wanted to go 🤷‍♂️👀🤷‍♂️👀
@gigiyoga1
@gigiyoga1 Жыл бұрын
የማነ ከዳዕ:: ኤረትራዉነት ኩቡር መንነት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯
@rahelogbaghiorghis2895
@rahelogbaghiorghis2895 Жыл бұрын
ንስኻ ዉን ሓደ ሽንቲ ኢኻ ፡ ተኸፊልካ ብወያነ ዓጃዉ ። ናይ ሎሚ መደብ ሕማቕ ኢያ ኔራ ። መደብካ ጸይቕካዮ ። ናቱ ንዓይ ካኣ ኣምጽኣኒ ኣብ መደብካ ከምድላየይ ተዛሪበ ክወጽእ በጃኻ ፡ ካብዚ ዓዋን ኣነ ይሓይሽ
@shabaymender9126
@shabaymender9126 Жыл бұрын
ንምንታይ ግን ምስ ወያነ ተተኣሳስርዮ ። እቲ እትቃወምዮ ሓሳቡ ብግልጺ ከተቕርቢ 'ዶ ኣይምሓሸን ሓቢብቲ
@habtermariamaraya8483
@habtermariamaraya8483 Жыл бұрын
Etom bsenkaka zetefakiom tegadelti Eritrean 21 geganu, yeqerre bell. Tsadk ktkewen yeqerre hittet
@jemalabdulkadir9141
@jemalabdulkadir9141 Жыл бұрын
Atow Yemane Teklegergish ; naye bahaki muhuron mestewaleyen ezi melseyetatwo khab mejemeria sigab mechereshta sne feltetawey atahasasba hanti cheyeram wun twokun tederbe yeblan . Thank you atow Yemane sleti selamawey mahareye mekreykha.
@isaiaskiflay2520
@isaiaskiflay2520 Жыл бұрын
ለኽበጥበጥ ናይ የማነ መወዳእታ የብሉን
@solomonliza
@solomonliza Жыл бұрын
ናይ ኣእምሮ ሓኪም የድልየካ ኣሎ የማነ ። መጽሓፍካን ሕሉፋት ቃለመጠየቓትካን ምስ ናይ ሕጂ ሰማይን ምድርን ኢዩ ፍልልዮም!!!!
@russomgebrekidan847
@russomgebrekidan847 Жыл бұрын
ናትናኤል ብዙሕ ኤርትሪዊ እዩ ዝስዕበካ ነገር ግን ከምዚኦም ሰባት ኪኖ ሓጹር ክንዲ ምድርባይ ኣብዚ ምምጻእካ ዘሕዝን እዩ: በጃኻ በጃኻ ክሐድቲ ኣይተምጽኣልና።
@natnaelnega6657
@natnaelnega6657 Жыл бұрын
የማነ ታሪክካ ተፈሊጡ እዩ ኣንታ ከዳዕ
@wintahabtom9894
@wintahabtom9894 Жыл бұрын
ኩቡር አቶ የማነ ኩሉ ዝበልካዮ ሐቂ ኢዩ። ኢቲ ጸገም አብ ኤርትራ ዘለዉ ተጋሩ ይበዝሑ ካብ አብትግራይ ዘለዉ ተጋሩ።
@awetbelya4312
@awetbelya4312 Жыл бұрын
yeman hadme I'm not forget for ever Loqmxa
@hareguenigebregiogis7954
@hareguenigebregiogis7954 8 ай бұрын
ሰላም ናቱአኤ ሰላም ድኡ በአካ ወገን ኣምላኽ ጽ ጋን ጥዕናን እሓብካ ጽ ጋን ጥዕናን እሓብካ ሰላም ሃቦም ንግዝ ትግራእ ከምውን ቅሳነት ኣሜን 🙏🌹🌹❤❤❤.
@andemeskeltekleweini9970
@andemeskeltekleweini9970 Жыл бұрын
ኣታ እዚደኣ እቲ ለኽባጥ ሰበይታይ ዝኳነ ሰብ እንድዩ : መንግስትኻን ሰራዊትካን ድኣ ቀደም እንዲኻ ጠሊምካዬ ኣታ ጠላም። ናቲ ንዓኻ ግን የመስግነካ ።
@besm113
@besm113 Жыл бұрын
ኑዑኡ ከምሰብ ሙቕፃርካ ዘሐዝንዩ ሰብ ተሳኢኑስ ኤርትራዊ ኢልካ አምፂኻዮ።እሞ ዘይሓፍር አብፅንኩር እዋን ሂወት ጀጋኑ አጥፊኡ ዝኸደዐስ ሕጂ ብዛዕባ ኤርትራ ክዛረ ።አባኸ ዘለና ክብሪ ከምቀደሙዩ ብሰንክዚ ግን ክብሩ አጥፊኡ አባኻውን ዝኾነ አሉታዊ ይገድፍ አሎ።
@fussumtewelde5650
@fussumtewelde5650 Жыл бұрын
Natu why you bring this man ?
@zaidyemane8414
@zaidyemane8414 Жыл бұрын
Same times Natu get confused
@rahelogbaghiorghis2895
@rahelogbaghiorghis2895 Жыл бұрын
ከም ትግራዋ እንታይ ትመኽሮም ኢልካ ሕተቶ ፡ ከም ኤሪትራዊ ኣይትበሎ በጃኻ
@qaxaniyarde1380
@qaxaniyarde1380 Жыл бұрын
ናትናኤል ሓወይ ናይ ባሓቂ ዓቃል ስብ ንስካ ትሓቶ ካልአንሱ ዝምልሶ ካልአ ስብኣይ ቶኪቱ ኢዩ
@merhawigebremedhn1372
@merhawigebremedhn1372 Жыл бұрын
Natu tegagika ezi bhzbi eritrean ztexele nhzbi eritrean zkhade eu tegagika nezi bmmxaeka
@fussumtewelde5650
@fussumtewelde5650 Жыл бұрын
You made mistake to bring in your mediae
@sawa98
@sawa98 Жыл бұрын
ኣንታ ናቱ እንታይ ድኣ ሰብ ሲኢንካ? ንምንታይ ድኣ ንበዓል እዚ ኸዳዕ🤮
@arontesfazghi3779
@arontesfazghi3779 Жыл бұрын
ንክልቴኹም መግለጺ ሲእነልኩም!! ሕልና ኣልቦ ጓሓፋት።
@amatek5239
@amatek5239 Жыл бұрын
V m
@sabahaile9239
@sabahaile9239 Жыл бұрын
ክቡር ማዕረ ነብሱ የኽብር፣ ሕሱርከ?..............!
@bellighebremedhin9462
@bellighebremedhin9462 Жыл бұрын
ንደርጊ ሓበሬታ ተጋደልቲ ገደዓት ደቂ ሃገር ኔሮም እዮም ሕጂ ድማ ሳእኒ ወያነ ዝልሕሱ ዝነበሩ ሕጂ ንኢሳያስ ክግምጥሉ ዝፈሸሎም ዝመሻኸኑ ዘለዉ ውሕዳት ኣይኮኑን ክሕተቱ ድማ እዮም።
@momona369
@momona369 Жыл бұрын
ናቱ ድሕሪ ሕጂ ከይተምጽኦ ነዚ ሰብ እዚ!!ምስ ህዝቢ ኤርትራ ኸይትብኣስ🤚 ' ኣለሊክሞ ዶ ነቲ ከዳዕ! ኣመለኛ ከዳዕ ፡ ጉድካ ይቀላዕ ናይ ገንዘብ ዕሱብ ከዳዕ የማነ ተክለገርጊሽ ፣ ኣብ 1987 ኣለዉ ዝተባህሉ ውፍያት ኣባላት ኮማንዶ ህዝባዊ ግንባር ኣብ ዋራ -ሮብለ ጥቃ ድሬዳዋ ምስ ቀረቡ ፣ዝነበሮም ዕላማ ኣየርፖርት ድሬዳዋ ነበርያነበሬ ንምግባር፤ናይ ሰዓታት ተሪፍዎም ኣብ ዝነበረሉ ግዜ ፣ከዳዕ የማነ ተክለገርጊሽ ዕላምኡን መትከሉን ምሻጥን ነቲ ዝነበረ ውጥን ኣፍሺሉን ነቶም ካብ ሜዳ ኤርትራ ዝተላእኩ ውፍያት 21 ኣባላት ኮማንዶ ፣ነቲ ፍጻሜ ከተግብሩ ዝተበገሱ ተጋደልትና ከዲዑ ፣ኣብ ኢድ ናይ'ቲ ግዜ'ቲ ናይ ኢትዮጵያ ኣማከርቲ ዝነበሩ ሶቬታውያን ምብራቅ ጀርመን ኣሕሊፉ ብምሃብ፣ዘይሓሰብዎ ኣብ ከቢድ ናይ ኢድ ብ ኢድ ኩናት ምስ 2ተ ክፍለ ሰራዊት ኢትዮጵያ ገጢሞም። እቶም 19 በጃ ህዝብን ሃገርን ክስውኡ እንከለዉ እቶም 2ተ ኣባላት ኮማንዶ ግን ካብ ብሱል ጥረ ኣምሊጦም ድሕሪ 6ተ ወርሒ ኮለል ኢሎም ናብ ብጾቶም ንሜዳ ኤርትራ ኣትዮም። ሕጂ ብሂወት ኣለዉ ኣብ መሳርዕ መንግስቲ ኤርትራ። ከዳዕ የማነ ተክለገርጊሽ ሂወት ናይ እዞም ጀጋኑ ጥራሕ ዘይኮነ መግዛእቲ ንምሕጻርን መስዋእቲ ንምውሓድ ንዓመት ዝተደክሞ ውጥን ውድብ ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ ዘፍሸለ ዕሉል ከዳዕ ዕሱብ ደርግ ዝነበረ ኢዮ። ሕጂ ሓላዪ ህዝቢ ኤርትራ መሲሉ ከደናግር ተቀልቂሉ ኣሎ ! ኣይትተሃመል ሰበይ ኤርትራ ስለ ዝበለ በዚ ከዳዕ ከይትደናገር ! ከዳዕ የማነተክለገርጊሽ የእዳዉ ብደም ንጹሃት ውፍያት 21 ብሉጻት ተጋደልቲ ከም ዘይጨቀወ ንጹህ ክመስል፣ከምቲ "ወካርያስ ጻድቕ ክትመስል ፣ዝዋውዕ ትኣስር" ዝብሃል ሕጽብ ከም ጵላጦስ ኮይኑ መጽዩና በሉ እዚ ከዳዕ ንሰውራና ዝቆናጸበ። ንሰውራ ኤርትራ ከዳክም"ሳሕል ወፊርና እንታይ ኣምጺና ኢሉ" መጽሓፍ ዝጸሓፈ ወልደገባ ኢዮ።
@abihaile9730
@abihaile9730 Жыл бұрын
ብ ኤርትራዊ ዝኣምን ዝኽነ ሰብ ነዓና ኤርትራዊ እዩ:: የማነ ሕጂ ወያነ ኣይድግፍን ስለዝበለ ሽሙ ከተክፍእ ምፍታን ግን:እዚ ዕላማ ወያነ ምኻኑ እዩ ዝፈልጥ:: የማነ ሎሚ ኤርትራዊ ጽባሕ ኤርትራዊ::
@yoniyoni8714
@yoniyoni8714 Жыл бұрын
That's
@wintahabtom9894
@wintahabtom9894 Жыл бұрын
እቶም ክልተ ካብ ብሱል ጥረ አምሊጦም ዝበልካዮም ንምንታይ ዳኣ አስማቶም ዘይገለጽካዮም. ከምኡ’ውን እቶም ዝተሰውኡ?? አቃሚምካ አላጋብቃ ምዝራብ ቀልል ኢዩ አስማት እቶም የመነ " ዝኻሐዶም ዳኣ ብዝርዝር እንታይኮንኬ ዘየቅረብካዮ???
@wintahabtom9894
@wintahabtom9894 Жыл бұрын
አብዚ ናይ ኮመንት ሲ ኩሎም ዳርጋ ሕሙማትን ጸረ ደቀባ ኤርትራ ክንሶም ከም ኤርትራውያን መሲሎም ጀጋኑና ከምባዓል ጅግና የመነ ዝአምሰሊ ከጸልሙ ለይትን መዓልትን ይውዕሉ። ናይ ብሐቂ ብጽሊኢት ደቀባት ኤርትራውያን ዝዓበዱ ዝተጸለሉ ኢዮም።
@wintahabtom9894
@wintahabtom9894 Жыл бұрын
@@abihaile9730 ሕርር ኩምትር አቢላቶም ዘላ እታ ዓባይ ምስጢር ማለት " ሻዕቢያ ምስ ወያነ ኮይኑ ንተጋድሎ ሐርነት ኤርትራ (ተሐኤ) አጽኒቶሙዎም" ስለ ዝበለ ኢዩ። ንየማነ ዘጸልሙ ዘለዉ ናይ ተዝዊር ታሪኽ ንህዝቢ ኤርትራ ክንገር ስለ ዝጸንሐ ኢዩ።
@petrospetros5226
@petrospetros5226 Жыл бұрын
ጠያቃይ ሓሳዊ እቲ ወዶገባ ኻአ አብእሪጋኑ ዝፀየቀሉ ነብሠ ገዳይ
@Rakibella17
@Rakibella17 Жыл бұрын
ከም ኢሳያስ 3 ሚልዮን ኤርትራውያን ኣለውና ኘረሲደንት ኢሳያስ ከኣ ሰብኣይ እዩ ። ሽሕ ኣዒንትን 100 ልብን ኣለዎ
@gbm5905
@gbm5905 Жыл бұрын
ቖፎ ንህቢ ኣይትተንክፍ ኣቶ ናትናኤል!!!!!!
@josiefsisay3789
@josiefsisay3789 Жыл бұрын
This guy is tplf I don't know why you have him at your media he is tplf supporter
@erinatey2165
@erinatey2165 Жыл бұрын
Eseyas si jigna u, niaka atselilika alo yemane, reai zelewo ginna nay joganu u, kindi shih, wedi afom biri nusu anbesa serawitu nebri
@gbm5905
@gbm5905 Жыл бұрын
So sad to see this ከዳዕ in your channel 😔😔
@abrahamasfaha5651
@abrahamasfaha5651 Жыл бұрын
U r pur honest.!¡we love u bro
@bellighebremedhin9462
@bellighebremedhin9462 Жыл бұрын
ናቱ፡ ንኣቶ የማነ ምዕዳምካ ብወገነይ ኣይጸላእክዎን ምኽንያቱ እቲ ናይ መጻኢ ድሌቱ በሪህለይ፡ 1ይ ንኢሳያስ ምውራድ 2ይ ንባድመ ኣብ ክልተ ምምቃል 3ይ ሃብቲ ባሕሪ ምምቓል ማለት እታዓባይ ትግራይ ምምስራት እያ እተስምዕ። እዚ ግን ከምቶም ዝሓለሙ ሕልሚ እዩ 4።
@truelove2433
@truelove2433 Жыл бұрын
ናቱ ኣብዝለዓለ ደረጃ ክብጽሕ ኣለዎ ብሓቂ
@rorasabur2741
@rorasabur2741 Жыл бұрын
የማነ ተክለገርጊሽ ይገርም እዩ መጽሓፍካን ዘረባኻን ። መጀመርታይ ናይ 19 ብሰንኽካ መስዋእቲ ዘጓነፎም ። እቲ ሕቶ ግን ስለምንታይ ትሕሱ ኣለኻ ? ብሰንክኻ ዘተሰውኡ ተጋደልቲ ደሞም ኣብ ሓንጎልኻ ኣትዩ ቀቲሉ እንተዘየኦረፈካ ብሂወትካ ከለኻ ከምዘዕንነየካ ከምዚ ንርእየካ ዘለና ብሓሶትን ብነብሰ ምትሓትን ተዋጢርካ ጭንቀት ዝወረሶ ሓንጎልካ ንርእዮ ኣለና ። ሓሳዊ ናይ በሓቂ ።
@danielgebreyesus9027
@danielgebreyesus9027 Жыл бұрын
This is completely awkward interview lol
@alganeshmedhanie4775
@alganeshmedhanie4775 Жыл бұрын
Natu lomi ente begerhi diu ente beflat tefexmu alo dehri hiji aydegem 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
@user-lr1mo6vr8p
@user-lr1mo6vr8p Жыл бұрын
ኢሰያስ ጂግና እዩ።
@azebaraya5595
@azebaraya5595 Жыл бұрын
Egzabiner mes dr. Aeby eyu kemau burtua merahi yelen medemer Aentebelewin tedemiru entay geru riakayo eka we love you dr.Aeby❤🇪🇷🙏🏽🇪🇹
@NOOR-ni7vr
@NOOR-ni7vr Жыл бұрын
😂😂😂😂😂😂 Ane mis serawitey ya Bela 😂 shitaraka dewir beliwo deki erey .
@edengebreselasie5291
@edengebreselasie5291 Жыл бұрын
Wrong right my country 🇪🇷 We know those people they work hard to destroy state of Eritrea with enemy for grabbing power. ዋላ ነቲ ኩቡር ጀነራል ኢፍረም ሽሙ ዘይፈልጥ ከዳዕ ከዳዓዕ እዮ። ኤርትራ ብደቃ ተሐፊራ ክትነብር እያ።
@Saron_yacob99
@Saron_yacob99 Жыл бұрын
ኣየ የማነ መን ምካንካ ኪፍልጥ ምስመን ከምትከይድ ንገረኒ ይብሉ ወልድና ስቂ ዲኣ በል ብጸት ከድዕካ ዝክስዉኡ ዝገበርካ አያ ተጸበ ጥራሕ ዕድሚካ ዳኣ ኪቅድመና አዩ አበር
@edenfashion48
@edenfashion48 Жыл бұрын
Mr yemane ኻባኻ ,,,,,, አቶም ፌቕሪ ሃገር ዓዝዝና ስጋብ መጭርሻ ዝጽን ዐ. ዓሙቅ poltika ፈልጠት ዘይብልና ተጋደልቲ ንሓይሽ,,,, imaging prsdent Esyas Aforki🦁 ምዕረ ክንድይ ጅግና መኻኑ ስጋብ መጽርሻ ኣብ ሃገሩ ኸይኑ ተቃሊሱ ይቃለስ ኣሎ,❤🇪🇷❤💪))) ህዝቢ ኤርትራ ደማ ምሐረት ከሕበካ ዘይምሰል ,,, ክሕደት አቲ አንኮ ምደርግቲ ዝይብሉ ጌጋ አዩ👁️ ::ናቱ thanks 🙏Awet nhafash 💪wetru kebren mogosen neswatna. 🌹ብዝዓባ ዶብና ብዓልና ኣለናዮ ክንድቆ ዝጭንቅና ኣይኮነን ከም ዶብ ብርሊን ወላ ነምሰሎ.
@user-oe4sd5mg1g
@user-oe4sd5mg1g Жыл бұрын
ጽቡቅ ስራሕ ናቱ ግን እታ መጽሓፍ ኣበይ ክረክባ ይክእል።
@bellighebremedhin9462
@bellighebremedhin9462 Жыл бұрын
ህዝቢ ኤርትራ ዕድለኛ እዩ ንፕረስደት ኢሳያስ ኣምላኽ/ኣላህ ዝሃባ
@astertesfazgi2750
@astertesfazgi2750 Жыл бұрын
Natu nmediyaka zeybeqe sebyu
@yosefgeberay2143
@yosefgeberay2143 Жыл бұрын
Tank you MR yemane Eritrea Eritrea Eritrea Eritrea
@eriiq8208
@eriiq8208 Жыл бұрын
ኣይ የማነ ፈገር ከሓዲ ለኽባጥ ኣብ ውሽጢ እዝን ክልተ ዓመት ተጽበ ሓደ ካብቶም ነመስውእቲ ገንሽል ዝገብርካዮም ተጋደልቲ ሓውይ ኢዩ ብውልቂ ኢየ ዝደልየካ ህገር ትሓትካ ናታ ጉዳይ ኢዩ ።
@heavent883
@heavent883 Жыл бұрын
Natu ezi Yemane hasawi u keda ey
@amanuelkidane168
@amanuelkidane168 Жыл бұрын
ትግራዋይ ርግቢት ተመሲሉ ኣትዩ ተበን እዩ ዝቕየር ትግራውይ ምእማን ደው ይበል
@tgeb6431
@tgeb6431 10 ай бұрын
Eritrea is more than the government, any party, the president... So Mr. Yemane you are absolutely right. No matter what your political views if Eritrea is invaded or violated we all stand right behind our gallant EDF and the people of Eritrea.
@Eritrea-xz2pw
@Eritrea-xz2pw Жыл бұрын
ይቕሬታ ናቱ ሓውና እዚ ሰብ እዚ ከዳዕን ሓሳውን ሰብ እዩ። የማነ ተክለገርግሽ ማለት አብ ስርሒት ድሬዳዋ 21 አባላት ኮማንዶ የሕሊፉ ናብ ጸላኢ ዝሓበ ብሂወት ዝሕተት ሰብ እዩ።ስለ ኤርትራ ክዛረብ ሞራል ይኹን መሰል የብሉን ሙሩጻት ተጋደልቲ ብገንዘብ የሕሊፉ ዝሃበ እዩ።
@merhawigebremedhn1372
@merhawigebremedhn1372 Жыл бұрын
Ata natu lomi dea entay rekibka nezi lekbat amxikalna ezi eko lekbat kahdam eu nhzbi eritrea zkhade
@gulletcarreca9410
@gulletcarreca9410 Жыл бұрын
ሰሚዒናዮ ናቲ ኢዚ ዲኣ ተዳናጋጺ ወያነ ኢንዲዩ ኣኪቡ ብሙሉኡ ንሻዒብያ ሂብዎ ኢቲወራር ሓጋብ በለለይ ሰብ ጸዉዐ ተበሉካስ ብዓል በለስ:: ናቲ ከምዚኦምሲ ኣይተምጺኣልና ተረፍ ወያነ ኢዮም
@briktytesfay5898
@briktytesfay5898 Жыл бұрын
yemane malet Leba medanagere eyu.
@erivoice4633
@erivoice4633 Жыл бұрын
Eritrea for Eritreans ❤️🇪🇷🇪🇷
@user-lr1mo6vr8p
@user-lr1mo6vr8p Жыл бұрын
ኢሱ ጂግና🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@biniyammael8393
@biniyammael8393 Жыл бұрын
Seraqe eyo eze sebay
@ssmruz6452
@ssmruz6452 Жыл бұрын
Thank you Natu bzuh felitna bzeyegedis bmen,,,
Tigray Media Network ካድረን ጉባኤን ህወሓትJun 27, 2024
32:40
Tigray Media Network
Рет қаралды 1,1 М.
Stay on your way 🛤️✨
00:34
A4
Рет қаралды 10 МЛН
Happy 4th of July 😂
00:12
Alyssa's Ways
Рет қаралды 69 МЛН
ЧУТЬ НЕ УТОНУЛ #shorts
00:27
Паша Осадчий
Рет қаралды 9 МЛН
Tigray Media Network ፈኸራ ወዲ በሻሻ  Jul 25, 2024
1:04:27
Tigray Media Network
Рет қаралды 22 М.
Tigray Media Network ሓደጋ እዩ Jul 25, 2024
0:59
Tigray Media Network
Рет қаралды 643
ЖВАЧКИ!!!
0:47
Li ALINA
Рет қаралды 5 МЛН
Rang Pi Liya Mama 😂 #shorts #tiktokvideo #funnyshorts #comedy #ytshorts
0:46
Sukhasan Ka Rahman Bhai
Рет қаралды 15 МЛН
La emociones de Bluey #歌ってみた #bluey #burrikiki
0:13
Bluey y BurriKiKi
Рет қаралды 28 МЛН
Ах как прекрасно
0:17
Флюр Хафизов
Рет қаралды 13 МЛН
Would you recognize your soul mate by smell?
0:14
Den Done It
Рет қаралды 3,5 МЛН