𝐄𝐑𝐈𝐒𝐀𝐓: ንመደብ ድራርን ደሳለን ዝምልኚት እንታይ'ዩ ኣጋጢሙ | ሄኖክ ተኜለ (ብጫ) ኣካያዲ ስራሕ ኀሪሳት

  Ð ÐµÑ‚ қаралЎы 19,010

ERISAT

ERISAT

Жыл бұрыМ

𝐒𝐄𝐂𝐎𝐍𝐃 𝐂𝐇𝐀𝐍𝐍𝐄𝐋 : 𝐒𝐔𝐁𝐒𝐂𝐑𝐈𝐁𝐄
/ @erisatentertainmented...
ኀሪሳት ካብ ጥቅምቲ 2018 ጀሚራ፡ ናብ ውሜጢ ኀርትራ፡ ማእኚላይ ምብራቕን ምብራቕ ኣፍሪቃን ኣብ መዓልቲ 24 ሰዓታት፡ ሰሙን ምሉእ፡ ብሳተላይት መደባት ቎ለቪዥን ትፍኑ። ክሳዕ ሎሚ ብኣርባዕተ ቛንቋታት እትፍኑ ዘላ ኀሪሳት፡ ዓቕሚ እናወሰኞት ብኹሉ ኀርትራዊ ልሳናት መደባታ ክትፍኑ እያ። ኀሪሳት፡ ህዝቢ ኀርትራ ኣብ ሃገራዊ ጉዳያቱ ዘገድሶ ሓቂ ንኜድህስስ፡ ኩነታት ሎሚ ንኜርዳእ፡ ንጜባሕ ሰላም ኚምጜእ ዘተ ኜካይደላ ዝቘመት ሃገራዊት መስመር ቎ለቪዥን እያ። ኀሪሳት፡ ኣብ ሓንቲ ልኡላዊት ኀርትራ፡ ምእንቲ መላእ ህዝቢ ኀርትራ፡ ንናይ ሓባር መጻኢ፡ ብናይ ሓባር ራኢ፡ ኣብ ፍቓድ ዜጋታት ተሰሪቱ ኣብ ዝትኚል ደሞክራሲ ትኣምን።
ራኢኹም ኹም ራኢና እንተዀይኑ፡ ንስራሕና ውን ክትድግፍዎ ምስእትደልዩ፡ ኣብዚ ዝስዕብ መተሓሓዚ ጠዊቕኩም ተዓወቱ፥
erisat.org
paypal.me/erisat
ERISAT is a diaspora based independent Eritrean satellite television channel which is run by exiled journalists and activists. ERISAT broadcasts 24 hours of programming every day of the week on issues that raise the most repressed issues in Eritrea in the last 20 years. Our aim is to promote a national discussion based on learning from our recent past, being well-informed abut today and setting the agenda for tomorrow’s peace. We strive for a common national destiny towards a free and democratic Eritrea.
ERISAT Agat addal tan ni Ummatta Baadal geyneh nan currik yan woyti affaf geyaana gidah ERISAT Sittlite gitak baxsale Rasi agatinaaneh afaiteh Ayrol 24 saaqat Programat tatrusam abbinosseh tan, Ta taama bisoh intuh maali cato ERISAT TV abaamih fayxi le toboko kee maqanxiixik ahak gubal siinih yambule gitak nee eleltaanam duude liton.
ኀሪሳት ኣርባ መተሉትሪ 2018ትልድ ተርስሚ፡ ኀርትራ ኮሪል፡ ነበካ ብርክስጛዲ ብርክስጛ ኣፍሪቂዂዲትል ግርግል 24 ሰዓት፡ ኡናር ተማም፡ ሳተላይት ሳብድ ስታት ቎ለቭዥኑ ጠለቐቲ። ንኪ ኣኜራሲክ ሰጃ ጋብድ ጠለቕሚሪ ኀሪሳት፡ንር ግርስሲ ለገድሩ ኀርትራ ጋብ ናትክድ ስታት ጠለቕቶ ግን። ኀርሳት፡ ኀርትሪ-ኹው ፡ ና በለዲር ጋራትድ ሓሰርደውሎም እምን በሓስትሮ፡ ኣዋይን ሁመቱ ፈሃምስስትቶ፡ ኣመሪር ደባን እንትሮ ፍዲ-ጉዲር ኮዳ ወሞቕድቶ ተወብስሚሪ በለዲር ቎ለቭዥን ሳብ ግን። ኀሪሳት ፡ ላሪ መጆባ ኣኜሚሪ ኀርትራ፡ ናውክ ኀርትሪ-ኹዋ መታን፡ ላትሩዂ ኣመሪዲ፡ ላትሩዂ መኞላዲ፡ ኪን በለዲ-ቁሩዂል ትንክብሶ ተኚልሳዂ ዲሞክራሲትል እምነቲ።
እንታ መኾላ ይና መኾሊሰና ኣኚን፡ ይና ክድመትስኜር ካቢትኖ ጀሚብደነን፡ እና ተለያዂ ክታርሊ ሰጐጥነድ ሰርገላ።
Click here to donate -- erisat.org
paypal.me/erisat
لتأكيد حق ؎عؚنا في الداخل في الحصول على المعلومات التي يريدها، تعمل قناة (إري سات) على ؚث ؚرامجها داخل الؚلاد وخارجها على مدار الساعة.
استمراريتها ؚحاجة إلى تضافر جهود الجميع؛ سيما توفير الدعم المادي. على الراغؚين في دعم قناة (إري سات) الفضا؊ية المستقلة ماديا، يمكنكم استخدام الخيارات التالية:
erisat.org : الخيار الأول:
paypal.me/erisat : الخيار الثاني
#ERITREA #Eritreanpolitics #Eastafrica #ERISAT#Unity#News#news#Eritreannews#ERITREANNEWS#afar#afer#qafar#eritreanmovie#tigrignyamovie#tigrignyafilm#eritreanfilm#eritreanmusic#tigrignyamusic#eritreansong
#eritreanmusic​ #tigrignamusic​
#eritreanmusic​ #tigrignamusic​
#NewEritreanMusic2020#NewEritreanMusic20201​ #Eritreanmusic​ #Eritreansong​ #Eritreannewsong​ #NewEritreansong​ #MusicofEritrean​ #MusicofTgirigna​#EritreanBest ​ #NewEritreanSongs​ #NewEritreanMusic​ #BestEritrean​ #Eritreannewmusic​ #Tigirignamusic​ #Eritreanbestmusic​ #Eritriantigirgna​ #tigirigna#besttigrignamusic​ ​ #EritreanMusic2020​ #Tigrignamusic2020​ ​ #Eritreanderf​ #EritreanDrama​ #EritreanMovie​ #Eritreanfilm​ #Eritreannewmovies​ #EritreanDramas​ #Eritrean2020bestdrama​ #Eritreanbestfilms​ #Eritreanbestfilm​ #Eritreandrama2020#Eritreandrama2021​ #BestEritreandrama​ #EritreanBestdrama2020#EritreanBestdrama2021​ #ERISAT#eritreanprisoners#eritreanesurat#إري سات#Eritrean_music #tigrgna_music #hyesa_music

Пікірлер: 129
@andebrhanteame2234
@andebrhanteame2234 Жыл бұрыМ
በጣዕሚ ደስ ዘብል ኣገላልፃ ሀኖግ ዕድመን ጥዕናን ዚሃብካ ፈጣሪ እዞም ናይ ኣጎሮት ይትበራት እዮም ዘጋውሕዋ ዘለው ።
@yohannesdesta6954
@yohannesdesta6954 Жыл бұрыМ
ምስጋና ዚቅርብ ።።ሓዊይ ሄኖክ ፣good that you added it .✅💝
@tess8603
@tess8603 Жыл бұрыМ
አቱም ሰባት ነዛ ኀሚሳት ተስፋ አምቢርናልና ዝነበርና ናይ ደለይቲ ፍትሒ መዲያ ናብ መእኚቢ ፋሜሜቲ ትገብርዋ አለኹም። ካብ ተፈታዊ ሾዉ እንታይ ይፈልዚኩም? ዹርህዎ አምላኜ። ❀🇪🇷❀🇪🇷❀🇪🇷❀🇪🇷
@erihalal621
@erihalal621 Жыл бұрыМ
Erisat deykonet tegraysat eya
@erihalal621
@erihalal621 Жыл бұрыМ
Hezbi zerbeh ka yebel kab beruh mexai entay kerbeh eyu hezbi
@zibanhgi8472
@zibanhgi8472 Жыл бұрыМ
ምዝራብ እንታይ ጾገም ኣለዎ ብትሒም ትሒም ኩሉ ይዝሚብ እዩ ሰብ ኚኣ ይፈርድ
@simonm.7755
@simonm.7755 Жыл бұрыМ
This is journalism at its best! This will cleared that up. Henoka, great job! Thanks!
@danielberhane1770
@danielberhane1770 Жыл бұрыМ
thank you for the clarification
@kebrontedmer6581
@kebrontedmer6581 Жыл бұрыМ
Well done Henoka..well said!!! Keep doing the good Job.
@michaelissack9271
@michaelissack9271 Жыл бұрыМ
Please don't stop erisat everything not the same way so I wish anytime anywhere everyday continues to watch TV erisat ❀Michael issack Florida USA God bless you and your family employees
@jeganewyehwatna8040
@jeganewyehwatna8040 Жыл бұрыМ
Erisat እዚ ሕዝቢ አብ ሓጠው ቀጠው እዩ ዘሎ ሱቅ ኢልኩም ትክዕልዎ ግበሩ🙏👍🏜
@genetbeyene8105
@genetbeyene8105 Жыл бұрыМ
ቁሩብ ዘይንመሃር ምበር ብጣዕሚ ዹሕዝን በቃ ዲና ኣብ ምኩርባብ ክነብር ፎእ ብጀካ ጾርፍን ዘለፋን ካልእ ቁምነገር ሲኢና ብዙሕ ዝስራሕ ኹለና
@AT-ut7yx
@AT-ut7yx Жыл бұрыМ
Be mindful hzbi eilka nkulu....❀
@wediasmer1991
@wediasmer1991 Жыл бұрыМ
Tigray sat maletika du
@desbelegabriel9535
@desbelegabriel9535 Жыл бұрыМ
Erisat እንተፈሪሳ ደኣ ሄኖክ ጜቡቕ ጌርካ ትጉዳእ እንበር እቲ ትሚኜቊ ሰኣቕራሜ ይጎድለካ
@brikityrustu9780
@brikityrustu9780 Жыл бұрыМ
Ferah eleka aleku
@ሰላማዊ
@ሰላማዊ Жыл бұрыМ
ንፉዕ ኹምዚ ገርካ መግለጺ ምሃብ'ውን ናይ ልቩና ጥበብ አዩ።❀
@nosacurry4257
@nosacurry4257 Жыл бұрыМ
Hi bro take it easy it is part of the struggle
@genetbeyene8105
@genetbeyene8105 Жыл бұрыМ
Thank you henog jigna ❀❀❀❀❀
@elilta70
@elilta70 Жыл бұрыМ
እሞ አታ ሄኖክ ንምንታይ ብቀይሕ ኀክስ ጌርካዮ?
@ghirmaytekie2108
@ghirmaytekie2108 Жыл бұрыМ
Eri sat has deeply immersed itself to Agaiazian tigrai tigrin.
@selamnegusse3443
@selamnegusse3443 Жыл бұрыМ
@ghirmaytekle ኀሚሳት ናይ ህዝቢ ብህዝቢ። ናይ ኣገኣዝያን ትግራይ ትግርኝ ስክፍታ እንተልዩካ ብሓሳብን ብዘተን ተዛሚብ። ኣጆኹም ኀሚሳት ድምጺ ውጹዓት ንድምጺ ውጹዓት ዝዓግት ሓይሊ ዚለን።👍
@Joe123_
@Joe123_ Жыл бұрыМ
ግርማይ ተሚዋኢ እንታይ አፍሊጡካ ኣንታ ባርያ ጥሪት
@estifanosghebrezghi3526
@estifanosghebrezghi3526 Жыл бұрыМ
Ziserihe anikifati zitekaliariya silezi stiniati yedolo .kigestimaka eyu. Ezieniteaminika tistinia malet ryu.nialenawini ghestimiwa neyuru.... ...😊
@ashebrhabtegergish4233
@ashebrhabtegergish4233 Жыл бұрыМ
ጜቡቕ ሓሳብ ሄኖክ እዛ መድብ ግን ብሕጜር ዝበለት ኣብታ ግዜ እቲኣ ኚተውርዳ ኔሩኩም ቁሩብ ኮንፊጅን ፈጢሩ ቀንዩ ሞ ጜቡቕ መብርሂ።
@Ninotes17
@Ninotes17 Жыл бұрыМ
በዓል ሰልጠነ ነዚ ቃልሲ ይርብሜዎ ኣለዉ ኚይሓሰቡ live እንዳ ኣተዉ ሓሳብ ዱ ዝሰኣን ኮይኑ ተባህለ ተገበሹ ተዛሹበ እንዳ በልካ 2 ሰዓት ብሰብ live ምታው ንዕኡ ዹርበሖ ይኾውን እንተ እቃልሲ ግን ዓንቃፊ እዩ.
@dawitjigna
@dawitjigna Жыл бұрыМ
ሐሲዊ ኮይንካ። ሐቂ እዩ ሰልጠነ ሐሳብ አይመምይን እዩ - no filter .ሚድያ ማለቶ ክአ ንሱ እዩ። ሐሳብ ዝፈርሕን ዝዕዖልልን ንሱ እዩ ቀንዲ ዉልቀ መላኺ። ሐሳብ ይቐርብ እሞ ነታ ሐሳብ ሰብ ይመዝኖ ነቲ ሰብ አይኮነን። እቲ ወናኒ ሐሳብ ክአ እንዳ ሹዘነ ሁብብነት ዚጥሪ ወይ ክአ እንዳ ፎኟሰ ክሳብ አብ ምርሳዔ ወይዉን ወናኒ ልሙድ ኑጜግ መደሹ ይኞዉን። ቡን ሒዝካ ግን ተወዛያይ ክኾዉን ይኜእል።አብቲ ሐሳብ እምበር አብ ሰብ ምቱካር ዉልቀ ምልክነት ነብሰ ምትሐትን ዘይተአማንትን ዚንጞባርቕ።
@Ninotes17
@Ninotes17 Жыл бұрыМ
@@dawitjigna እሞ erisat ዘይኮነት እቲ ህዝቢ እዩ ዓፋኒ ህዝቢ እዩ ተቓዉምዎም. እንበር erisat ዳ እንታይ ክትገብር ዳ ኣድማቶም ነራ እንተ ክትዕፍኖም ደልያ? ደሓር ካ ወላ ኣፍናቶም እንተ ኮነንት ምጉህሃር ዓበይቲ ኣርስቲ ገዲፍካ ሰምሃር komment ሂባ እልካ ምህራም ዚድሊ ዱ?
@dawitjigna
@dawitjigna Жыл бұрыМ
@@Ninotes17 Erisat ናይ ህዝቢ ዘይኮና ሚዛን ናይ እቶም አባላት ቊርድ ገሊኩም ብሀይማኖት ዝተባዕጡ ንዉሕ ግዜ አድሐርሐርቲ እዬም፥ እዝኚሚኒ ምስ አሰና ዝፈጠርዎ ግርጭት። ሄኖክ ጅግና በሊሕ ኢዩ ቁኑዕ እዩ ኩምኡ እዉን ፈታዉ ህዝቡ እዩ ግን ኹም ተፈታዊ ን ኀሪሳት አይዉንናን እዩ ኹም አማኑኀል አይዉንናኔ እዩ። do your homework well ወዲሐዎቊይ ፎእ ቊርድ ናይ Erisat (
@dawitjigna
@dawitjigna Жыл бұрыМ
@@Ninotes17 እቲ ህዝቢ ድአ አርእይካ ድሌቱ፥ ዉፋይ ቊኜሪ ዕድሙኡ ልዕሊ13ሜሕ ተዓዛባይ ሲሒብሎም ሪእይሞ ዘይፈልጡ ቑጜሪ። አብዛ ምሰ ሰሎሞን ዝገበራዉን ልዕሊ 2500
@freweynikidane4943
@freweynikidane4943 Жыл бұрыМ
Bja Seltene gah bel kndi Seltene zserh yalen ::
@zibanhgi8472
@zibanhgi8472 Жыл бұрыМ
ሄኖክ ዕድመን ጥዕናን ሓይልን ይሃብካ
@abrahamtekle4944
@abrahamtekle4944 Жыл бұрыМ
Thank you Henok
@tesfughebreweldi8433
@tesfughebreweldi8433 Жыл бұрыМ
አቀዲመ ጊዜኩም ወፊኩም ንናይ ህዝብና ሚብሓ አቐዲምኩም እትህቡና ዘለኹም ዓቢ ምስጋናይ ዚቕርበልኩም። ድምጺ ውጹዕ ህዝቢ ኮይንኩሙና አለኹም ቀጜልዋ አብ ጎኑኹም አሎና አጆኩም !!
@zyadaengida1266
@zyadaengida1266 Жыл бұрыМ
Yes❀❀❀❀❀❀
@zewelditesfazghi4270
@zewelditesfazghi4270 Жыл бұрыМ
Who said you are eritrea? Qondaf
@Joe123_
@Joe123_ Жыл бұрыМ
qedemu zeweldi shim nay barya eyu anta adgi trit denqoro
@mikeberhane
@mikeberhane Жыл бұрыМ
Selam Henock. I appreciate all the good work you have been doing. Feel free to invite whoever you want. Don't be distracted by PFDJ puppets.
@zyadaengida1266
@zyadaengida1266 Жыл бұрыМ
❀❀❀❀❀❀❀❀
@dtmedianetwork3861
@dtmedianetwork3861 Жыл бұрыМ
Keep going forward Bro
@themars5452
@themars5452 Жыл бұрыМ
Go head Henok
@dawitkifle9183
@dawitkifle9183 Жыл бұрыМ
ሓው ሄኖክ ብሓፈሻ ኀሪ ሳት ነዚ መደብ ምኜንያቱ ብዘዚገድስ ኚተቋርጜዎ ምኜኣልኩም ክድገፍ ዘለዎ እዩ ኢለ ይኣምን ስለምንታይ እቲ መደብ ኣብ ካልእ ሚድያ ኚቅርብዎ ኚምዝራእክዎ ወላ ሓንቲ ዝጠቅም ስነ ሓሳብ ዘይብሉ ነዚ ዘለናዬ ሃገራዊ ጾገም ዘይፈትሕ ኣብ ድሑርን መቃቃሊ ስነ መጎት ዘተኮሚ እዩሞ ፡ክትምገኑ ጥራይ ይግባእ።
@tesfamariamtewoldeberhan4731
@tesfamariamtewoldeberhan4731 Жыл бұрыМ
አዚኣ ተፈታዊ አዩ ኣግዊሁዋ ኩሉኹም ተቅለስቲ ስለዝኟምኩም መስሃቅ ናይዞም ባሚዩ ደገፍቲወዲ መድሂን በራድ ኣይትኹኑ
@tsehayeyohannes4999
@tsehayeyohannes4999 Жыл бұрыМ
I think you make mute your mike
@wedesmera
@wedesmera Жыл бұрыМ
ብጣዕሚ ጜቡቕ መብርሂ፡ ጜቡቕ ስጉምቲ ኢኹም ወሲድኩም፡ ተስፋ ይገብር ሓደ ማዓልቲ ኚትምጟም፡ ምስኣ ቀጺለ ክሓታ ዝደሊ ን ፈላስፋ ዮሎፍ ገብሪሂወት ኣቊወንበር ናይ ፈልሲ ሰላምን ደሞክራስን ኀርትራ ክትዕድሞ መደብ ኣለካዶ?
@Joe123_
@Joe123_ Жыл бұрыМ
ፈላስፋ ዶ ኢልካዮ ኹመይ መፍለስ ይብላዕካ ንስኻ ኹ ምስኡ አንድነት ምስ ኢቶጵያ ዲኻ ኮንካ
@Only-true91
@Only-true91 Жыл бұрыМ
Nay behaki dikum ezi nay low IQ HASABATS BE SATELLITE 📡??? Really??? Betami eu zegerem!!
@kalMHe
@kalMHe Жыл бұрыМ
Share your “high IQ” if you think you have that so others can benefit from your “intelligence” !
@oneday5636
@oneday5636 Жыл бұрыМ
Good job henoga
@user-xv3se1vp8z
@user-xv3se1vp8z Жыл бұрыМ
hade seb biawiraja zihasib kab kanza eritrawi kaniza tigray zihmam axebiku shaebiya yhayshi kbakum
@MekonnenBeyene-fd4pf
@MekonnenBeyene-fd4pf Жыл бұрыМ
Eti shigirkym eko hijis yihibiu yikonu elna tesfa nigebir emo meliskum kea metsiukum tigiteru mukankum eyu Henoka
@ttek9180
@ttek9180 Жыл бұрыМ
ተሃዊኜካ ፍርዲን ሰብ ምኹናንን፣ ጫውጫው ምባልን ምክሳስን ናይዚ ዘበንዚ ባህልን ሕማምን ኀርትራውያን ኢዩ ኮይኑ ዘሎ። ነቶም መንቀሊን ምኜንያትን ኚይመርመርኩም ፍርዲን ኩነኔን ትገብሩ፣ ካብዚ ክፉእ ሕማም'ዚ ምሕሚት ዚውርደልኩም። ትምህርቲ ኹአ ይኹንኩም። አጆኹም ኀሪሳት ገለ ኮነ ኢሎም ብፍላጥ፣ ገለ ኹአ ሰአን ፍላጥ ኢዮም እሞ ቅር አይበልኩም ቃልስኹም ቀጜሉ!!!
@lulaahmed8369
@lulaahmed8369 Жыл бұрыМ
Tv ab meserti 📺
@senaitsenu4559
@senaitsenu4559 Жыл бұрыМ
Bravo my brother ❀❀👍💯
@asmarah3174
@asmarah3174 Жыл бұрыМ
ምናልባት ድራር ጥራይ ንበይኑ እንተትብል ኣይምተቕወሙካን፡ ደሳለ ግን ንኣኻትኩም ስለ ዘይለመድኩሞ እሞ ኚኣ ብዛ ሓጂ ሂቩማ ዘለዉ ስም ኣለርጂክ ስለትገብሚልኩም ኢኩም። ንደሳል ስለ ዘይደልክሞ ካልእ ሕቶ ዚለን።
@efremtecle4234
@efremtecle4234 Жыл бұрыМ
ሄኖክ ምዝራቊም ጾገም ዘለዎ ኣይኮነን ኣይነበሚን: ሓሳቊም ድማ ኣብዝተፈላለዚ ማዕኚናት ሓበሬታ ብቀጻሊ ይዛሚብዎ እዮም:: ሕጂ ሓድ ነገር ብዛዕባ ሓሳቊም ንፈልጩ ዹለን:: ህዝብ ስለምንታይ ቅሬትኡ ገሊጹ ዝብል ዛዕባ ምርኣይ ግን ኣገዳሲ እዩ:: ብኣሚኣእያይ ህዝቢ ንምንታይ ይዛሚቡ ኢሉ ዝተቃወመ ኣይመስለንን ዚግዳስ ኣብዚ እዋን ብሓደ ጞላኢ በልማማ እናጞነትና ንስኻ እዚ ትመስል ኣነ እዚ ይመስል ኣይኮነን ዘድልዚና ዘሎ ዝብል ዘሎ ኮይኑ ይስምዓኒ:: እቲ ጜባሕ ኣብ ሓራ ሃገርና ክንብሎ ዝግብኣና ሎሚ እንተ ተናቆትናሉ እንታይ ይዓብሰልና:: መራጺ ኣብ ዘዚብሉ ውድድር መን ይዕወት? ሃገርና ኣብ ናይ ህላወ እናተሳሕገት ሎሚ ፖለቲካዊ ኣመራጺታት ነውግዓሉ ኣይኮነን:
@MFish7980
@MFish7980 Жыл бұрыМ
Well said brother Henok. It is a wise decision. Thank you!!
@mussiegebreyouhans1160
@mussiegebreyouhans1160 Жыл бұрыМ
ሄሪሳት። ግዜኹም ንዓንቐፍቲ ቓልሲ ዝኟኑ ሰባት ንምርዳእ ኣይተጥፍኡ። ምኜንያቱ ንለውጢ ቑሩባት ስለዘይኮንኑ። ወዲ ድሙ ዘይገድፍ ........ ኣብጜቡቕ ጎደና ኢኹም ዘለኹም በርትዑ.
@asterkidane3093
@asterkidane3093 Жыл бұрыМ
ንሕዝቢ ኀርትራ እንታይ ገርካሉ አዛ ኀሚሳት እንተ ተሚፈት ቅሳነት እዩ ንመን ኹም ት ሰርሑ በአልኩም ብሩህ ገርክሞ አለኩም
@Joe123_
@Joe123_ Жыл бұрыМ
አስ቎ር አድጊ ጥሪት ባርያ አበይ አዎኺ ትፈልጥዮ ሕዝቢ ኀርትራ ገስሚጥ ሓደ ጡባ
@asterkidane3093
@asterkidane3093 Жыл бұрыМ
@@Joe123_ እንድእላ ደካ ነሰካ እድጊ ወዲ አድጊ በአለገሰዲ አተአባያ ዝበደሎ ደንወቆሮ
@tesfayghebremedhin5176
@tesfayghebremedhin5176 Жыл бұрыМ
Let's go with tigrinya. Yikinis ans Isir bet is pure Amharic.please Yiniki ,Yigodil and Bet ma'aserti isour mother language .Thank you God bless you.
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 Жыл бұрыМ
... ሓቂ ተዛሚቡ !! ኣብ እስላማዊት ሱዳን እዚ ኩሉ ግፍዕን ሜግርን ዘጋጥሞም ዘለዉ ዳርጋ መብዛሕትኊም ክርስትያን ኀርትራውያን ደቂ ኚበሳ እዮም። ኣብቲ ቀት ማእሰርቲ ናይ ሱዳን ገንዘቩም ንብሚቶም ወርቆም ሞባይሎም ዝውሚስ ኩሎም ግዳያት ክርስትያናዊ ብሄሚ ትግርኛ ኀርትራውያን እዮም። ኣብ ቀት ማእሰርቲ ብመንግስቲ ፖሊስ ዓሚባዊት እስላማዊት ሱዳን ብእሱራት ሱዳናውያን ኣብ ቀት ማእሰርቲ ጟታዊ ዓመጜን ወሲባዊ ግህሰት ዘጋጥመን ኣዋልድን ኣወዳትን ሜማግለን ዳርጋ ኩሎም ግዳያት ብሄሚ ትግርኛ ኀርትራ እዮም። ነዚ ፖሊስ ሱዳን ብሜምን ብታሎራን ይፈልዩ። እዚ ነዊሕ ዓመታት ዝግበር ግፍዒ ኩሉ ፍሉጥ እዩ ፡ ንዝክኟነ ኣብ ሱዳን ዘሎ ኀርትራዊ ደዊልኩም ሓቲትኩም ፍለጡ። እቶም ተሓባበርቲ ገፈፍቲ በዓል መን ዝኟኑ ኣበይ ኹም እተወልዱ ኩሉ ሰብ ይፈልጥ እዩ። mmmm
@alazarasefaw8506
@alazarasefaw8506 Жыл бұрыМ
Aya Drar bel bejaka???
@serekeyosief3233
@serekeyosief3233 Жыл бұрыМ
ኀሪ ሳት ናይ ህዝቢ እተኮና ህዝቢ እተተቋዊሞሞ ግድን እዚ ተተው ኚለብልዎ ። ሓደ ግን ናተይ ትብል ኣለካ ። 2ይ ስለምንታይ እዮም ስባት ጾሊኩሞም ዝብክ ክትምልዎ ኣይትኩእሉን እኩም ፡ ህዝቢ ካብ ዝድልዮ ንላዕሊ ኣብ ኮለል ትብሉ ኚይትህልዉ ኣስተውዕሉ ። ኀሪ ሳት ባዕላ ትፈርስ ኣላ ኹም ናይ ኣሰና ክትኚውን ትደልይዋ ኣለኩም ።
@jujuwedi9410
@jujuwedi9410 Жыл бұрыМ
አስላማይ እንዳ ጞላእካ አበይ ክትበፁሑ እኩም ክንሪአኩም እና
@asmeralove4327
@asmeralove4327 Жыл бұрыМ
Ab Eritrea zeria zeyele mjemrij enber hije gene zegdesela yelen kkkkkkkkkkkk
@genetbeyene8105
@genetbeyene8105 Жыл бұрыМ
ሄኖግ ሓወይ መሰሚቱ ንሕና ኹም ህዝቢ ብህግደፍ ተሓጺብና ተለቕሊቕና ኢና ምኜንያቱ ዓቕሙ ዝቃለስ ዘሎ ሰብ ምዝንጣልን ምዝላፍን ዘሕፍር ዩ ሰብ እንተኺኢሉ ሃናጺ ነቐፈታ ኣራሚ ነቐፈታ ዘዕቢ ነቐፈታ ኚነቐምጥ ሓላፍነትና ዩ እንተዘዚለ ክብሪ ሰብ ጊሂስና ክንዝልፍን ክንዝንጥልን ግን መሰል ዚብልናን ምኜንያቱ ህግደፍ ጥራሕ ዩ ክብሪ ሰብ ዝግህስን ዝዝልፍን thank you ❀❀❀😂
@user-yc1oh7ei1i
@user-yc1oh7ei1i Жыл бұрыМ
ኣያ ድራር ኣክለግዛይ ስለ ዝብል ሰጉግክሞ ይርዳና እዩ።
@mahmudshedali5167
@mahmudshedali5167 Жыл бұрыМ
Hasawi kab wufuy entay xubuq hasab kerebih hezbi hasawi Eka tigray tigrena eka tedegif neseka😊
@selamnegusse3443
@selamnegusse3443 Жыл бұрыМ
@mahmudshedal ትሕዝቶ ኣልቊ ኢኻ። ዘሚብኡ ብጞርፊ ዝጅምር ሰብ ወይ ጥዕና ወይ ትሕዝቶ ዚብሉን። ባዶሜ ኢኻ።
@mahmudshedali5167
@mahmudshedali5167 Жыл бұрыМ
@@selamnegusse3443 tihesho nay tigrayka geber
@mahmudshedali5167
@mahmudshedali5167 Жыл бұрыМ
tiheshiyo beyati weyane
@fekarwedifekarat
@fekarwedifekarat Жыл бұрыМ
@@mahmudshedali5167 emo kebila do dey xeweae delika Gbre shibera ngber zbl Nwfuy eko etom Tgrina eyom dsemawo wala nadi teatewe ember Etom kale bihiar dea kndeyenay nezi medeb yketatelwo eile emnet yebleyn Yehwatu kea ysmawo entay derebx aleka
@mahmudshedali5167
@mahmudshedali5167 Жыл бұрыМ
@@fekarwedifekarat Ewe gn tigrena Ahwatna eyom besakinki hade hade deki komandes Aynexelomin ena hagerawiyan bhager zemekuhu tigrean Alewuna mis 8 beher teradadeyom kekedu zedelyu kab 50 tat gele wuhudat ka kab tigray tigrena Amxeyom hade hagere tigray zehalmu Alewu kam Abinet wufuy John bilash neziyom eti tigrna kaman Aysemomin Aykonen kale beherat hager kea 9 eya
@selehaile3895
@selehaile3895 Жыл бұрыМ
እቶም ንህዝቢ ኀርትራ ዝናኡን ዝናሩን ዘይፈለጡ ሕጂ ውን ኹይዝንግዑ! ናይዚ እዋን ኣክቲቪስት ኢና እናበሉ! ኣብ መስኮት መራኞቢ ብዙሓን ውጥም ቅልቅል ዝብሉ ዘለዉ ወጣማት፡ካብ ዕሾል ፖለቲኮኊም፡ ዕላል ዕሞልነት ዝቀባበሉ፡ ናይ ስዑር ጭኑቅ ኣእምሮ ዝወነኑ፡ ስዑራት ስለ ዝኟኑ ! ኣይኮነን'ዶ ንህዝብን ሃገርን ኀርትራ ብሕልሚ ክደፍሩ፡ ንዝአጎለ እንቋቁሖ ጫቊት 'ኳ ኣይሰብሩን !!! ስለዚ ነታ ዘይትድፈር ! ዘይትምለኜ ! ዘይትሰዓር! ኀርትራና ኚነአእሱ ፡ንመራሒና ስም ኹልዕሉ ዝፍትኑ ዘለዉ ጊሔታት ናይ'ዚ ዘመን ! ኹም ዘይገርመና !ኹም ዘይድንጜወናን !ክንዲ ፍሹ ኣድሪ ውን ድብርጜ ኹም ዘይብለናን ፡ክፈልጡ ጥራሕ ኣለዎም ። እንበር እዚ ንክልተ ህዝብታት ኀርትራን ኢትዮጵያን ንሰላሙ ዝቅጜል ዘሎ ፡ናይ ሓባር ልምዓታዊ ምዕባለ፡ዛጊት ዘይተሚድኊምን ዘይተዋሕጠሎምን ውሑዳት ክህልዉ ባህርያዊ እዩ።
@charliemy1072
@charliemy1072 Жыл бұрыМ
ትግራይ ትስእር ምባል ደዩ ክተርፈኩም ድምሱሳት
@hagostekeste9002
@hagostekeste9002 Жыл бұрыМ
Bal dirar hizben hagern kewehesu eyom elka mimugat gizieka minéral eyu ,eti kalay neger kim gazetegna misgana ygbaka eyu gn please please kab kimzeom aynet wehabeti rieto way background zeyblom sebat kab teqmom gudatom yebhez.
@danielgidey4258
@danielgidey4258 Жыл бұрыМ
ልዕሊ ዚሱስ ክርስቶስ ሓያልን ፈቃርን ዹለን እሞ: ናብኡ ተመለሱ ሕጂ:ኣምላኜ ሂወትኩምን ሃገርኩምን ብርግጜ ክቕይሮ ዩ:: Deuteronomy 30 (ትግ) - ዘዳግም 2: ኹምዚ ሎሚ ኣነ ዝእዝዘካ ዘሎኹ ዅሉ፡ ንስኻን ደቅኻን ብዅሉ ልብኻን ብዅሉ ነፍስኻን ናብ እግዚኣብሄር ኣምላኜካ እንተ ተመለስካ፡ ቃሉ ድማ እንተ ሰማዕካ፡ 3: ሜዑ እግዚኣብሄር ኣምላኜካ ምርኮኻ ይመልስ፡ ይድንግጞልካ ኞኣ፡ ካብቶም ናባታቶም ፋሕ ኣቢሉካ ዝነበሹ ዅሎም ህዝብታት ኚኣ እግዚኣብሄር ኣምላኜካ መሊሱ ኺእክበካ እዩ። From Jesus christ 👇 Don't go left or right,
@keddek9810
@keddek9810 Жыл бұрыМ
ክንሰምዓኩም ኹማን ኣይንደልን ኩልኹም ሰብ ሳንቲም
@eritreainfo710
@eritreainfo710 Жыл бұрыМ
ባዓል ሰምሃር ሰሚቅቲ ገንዘብ ህዝቢ ኹማን መጜዚን ፡ ደሳለ ደአ ተባዕ ተቃላሳይ
@user-xv3se1vp8z
@user-xv3se1vp8z Жыл бұрыМ
Kkkkkkkkkk
@traveltoeritrea7557
@traveltoeritrea7557 Жыл бұрыМ
ብናይ ህዝቢ ርኢቶ ኣይኮነን፡ብናይ መን ርኢቶ ደኣ? ተመሊስካ ኚኣ "ርኢቶ ህዝቢ ዋጋ ኣይሃብናዮን" ብዘስምዕ ኣዘራርባ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ዘለካ ንዕቀት ትገልጜ ኣለኻ?
@olgaberhane3684
@olgaberhane3684 Жыл бұрыМ
Respekt 🫡
@gideyantonio4629
@gideyantonio4629 Жыл бұрыМ
hasawi eritrawi aykonkan junta eka
@fekarwedifekarat
@fekarwedifekarat Жыл бұрыМ
Emo entay aleka abzi mexika nbaolka Kthasr mskinay
@Joe123_
@Joe123_ Жыл бұрыМ
gual Antonio dqala nsiki keman eritreawit eye tbli eleki dqala wahid
@edenkidane7813
@edenkidane7813 Жыл бұрыМ
Neta gal abashyl sebetca tgraweti ctehegus tgebro zeleca dhezen
@Joe123_
@Joe123_ Жыл бұрыМ
ደንቆሮ ቕድም ተማሃሪ ጜሒፍኪ ኹማን አይኚኣልክዮን ደሓር ኚኣ ጓል አባሻውል መለትኪ እንተኮይኑ ግደፊ አይትዛርብና አባሻውል ንስኜን አዎኜን ትሜርሙጣሉ ዝነበሹ ቊታ ምዃኑ አይትሚስዒ
@haregotzerom9373
@haregotzerom9373 Жыл бұрыМ
Shame on you semi-hgdef! Erisat is semi-hgdef
@toshememahari3441
@toshememahari3441 Жыл бұрыМ
Ajoka bro
@abrahamtekle4944
@abrahamtekle4944 Жыл бұрыМ
ቅሰን
@user25645
@user25645 Жыл бұрыМ
ይገርም እዩ ተጹቂነ ተዓፊነ ኢሉ ሃገሩ ራሕሪሑ መጜዪ አብ ዚ ኹአ ንህዝቢ ዝጠቅም ንህዝቢ ዝጠቅሞ ደአ መዓንጣካ ሞጥ አቢልካ ነቲ ህዝብካን ሃገርካን ደብርስ ደሎ ምቅላስ እዪ አብዚ መጺካ ክስቶ አቅርቩ ክስቶ ድብሃል ዹለን ሄኖክ ኹአ ደፊርካኒ ተደይልካ ጌጋ ጌርካ ኢካ ህዝቢ በዓሉ ምፈሹደ ግን ኹምዚ ኹይኹውን ኢልካ ፈሪሕካ ድብሃል አብ ዓለም ቃልሲ አይነበሹን ዹለን አይክህልውን ድማ እዪ
@solo850
@solo850 Жыл бұрыМ
ገደደ 😂😂😂😂
@Joe123_
@Joe123_ Жыл бұрыМ
ገደደ ዶ በልካ ኹመይ ጎዲም ካራ ይእቶኻ
@desbelegabriel9535
@desbelegabriel9535 Жыл бұрыМ
እሞ youtube ዘዚገድስ እንተኟይኑ ደኣ ንምንታይ ኣብ youtube ትጜዕንዎ ኣለኹም
@ibrahimsaid-saleh1601
@ibrahimsaid-saleh1601 Жыл бұрыМ
Sheytti hagerom deqi hager aykonen. Eritrea wanatata ab Eritrea eyom zelewoo.Mis shaebia ember xere shaebia zimexiee selam yelen.ERITREA IS NOT FOR SALE. H.E.I.AFEWER'S WORD.
@Joe123_
@Joe123_ Жыл бұрыМ
terewae
@Mantai-Tecle
@Mantai-Tecle Жыл бұрыМ
ኣቶ ሄኖክ ንስኻ መጀምርታ ኹም ጋዜጠኛ መሰሚት ቅድም ቀዳድም ብዛዕባ እተቅርቊ ሰብን መደብን ጠቕሙን ጉድኣቱን ኚዚሚጋገጜካ ዲኻ ናብ ተዓዘብቲ ትዝርግሖ? ቕድሚ ሕጂ ውን ንህዝቢ ዋላ ሓንቲ አቕሚ ዘይነበሮ ሓሳብ ሒዙ ዝመጌ ኣቶ ተስፎም መሓሪ ዕዱም ጌርኩም ምቕራብኩም ዘገርም ዩ ኔሩ።ዝኟነ ሜድያ ኜኣ ናቱ ስነምግባር ኹምዘለዎ መጠን ንህዝቢ ዘይጠቅም ናይ ቃንቃ ዶ? ናይ ሃይማኖት ዶ?ናይ ኣውራጃ ዝብል ጞቢብ ሓሳብ ንዘለዎም ሰባት ዝእንግድ ሜድያ እንተኮይኑ ድኣ ኹመይ ጌርካ ዩ ክስራሕ? ልዕሊ ኹሉ ኜኣ ንስኻ ኹም ኣካያዲ ስራሕ መጠን ምሳኻ ዝሕግዙካ ሰባት ወይ ኣባላት ቊርድ ዹለዉን ድዮም? ያዕ እዚኣስ ጜብቕቲ ኣይኮነትን ዝብሉኻ ኣብ ጎንኻ ሰባት ክህልው ኣለዎም ሕሰበሉ ኢኻ?ባዕልኻ ኣካያዲ ስራሕ፥ ስራዒ መደብ፥ኣቕራቢ መደብ፥ዓዳሚ ኣጋይሜ ፥ ንስራሕ ጜቡቕ ኣይኮነን።ዘርኚበ ኣፉ ዘዝኾፈተ ጋሻ ኀሪሳት ጌርካ ክተቕርቩ ዘገርም ዩ? ንህዝብን ሃገርን ዘርብሕ መደብ ድኣ ክትሰርዑ ፈትኑ።
@freweynikidane4943
@freweynikidane4943 Жыл бұрыМ
Seltene nekifkum ymedekum kea yatebabekum dima
@Joe123_
@Joe123_ Жыл бұрыМ
ገስሚጥ ሓደ ጡባ
@kesetegedey6728
@kesetegedey6728 Жыл бұрыМ
ስቅ ኢልካ ሄኖግ ኣቅርቊም ኣብ ዝሓጾሹ እዋን ሃተፍተፍ እዮም ዝብሉ ዘለዉ
@amanueltesfamichael1782
@amanueltesfamichael1782 Жыл бұрыМ
ኀሪሳት ካብ ድሌት ማሕበሚሰብ ኀርትራ ወጜያ እያ፡፡ እዚ ዝኟነሉ ኞኣ ናይ ኀርትራ ስነ ልቩና ዘይብሎም ሰባት ክትዕድም ምስ ጀመሚት እዩ ፡፡ ንዝኟነ ይኹን ኀርትራዊ ሃገራዊ ኣተሓሳስባ ዘይብሎም ወይ ን ድሌት ህዝቢ ኀርትራ ማእኚል ዘይገበሹ political ኣጀንዳ ዘለዎም ሰባት ምዕዳም ምስ መሰልን ዘይመሰልን ዘቑጜር ኣይኮነን ፡ መሰልን ዲሞክራስን እኮ ኣብ ጜላል ናይ ስነ ልቩናን ታሪኜን ሃገርን ኀርትራ እዩ ክኾውን ዘለዎ ፡፡
@danaygdey3960
@danaygdey3960 Жыл бұрыМ
Ambesa🎉
@tsegaabrham2087
@tsegaabrham2087 Жыл бұрыМ
Xbuk xrah henoka wana mrddae eyu .
@OMAR-ky8kr
@OMAR-ky8kr Жыл бұрыМ
ምናልባት ነቲ ህዝቢ ክቅይር ዝኜእል ሪኢቶ ኔሪዎ ይኾውን ኹይተሰምዐ ክቋሚጜ ኣይነበሮን፡ ደሓር ኚኣ ምሶኊም ተሚዳዲእካ ኢኻ ፖስት ክትገብሮ ኔሩካ
@tesfamariamtewoldeberhan4731
@tesfamariamtewoldeberhan4731 Жыл бұрыМ
ንሰለስቶም ሰምሃር ደሳለ ድራር ኣቅሪብካ ስኒት ኚዝገሩ ግበር ኣብ ሞንጎ ተቃለስቲ ኣቱ መድያ ኣብ ሃዊ ላምባ ኣይተፍሡ ብኚዝዝንወዲ ኹምዝን ህዝብና ፋህብትን ተአትዉሉ ኣለኹም
@mandiblsas6220
@mandiblsas6220 Жыл бұрыМ
Let me ask you, you talked many years ,finally Eritrean people what he gets any profit from your what you provided. I think nothing. Only your business. So don't joke by our people. 😢😢😢
@yessir9421
@yessir9421 Жыл бұрыМ
ቀዳማይ፡ እቲ ህዝቢ ካብ ዜሮ ተበጊሱ ኣይኮነን ወቒስኩም፡ ካብቲ ድሕሚባይታኹም ተበጊሱ ኢዩ። ካልኣይ፡ ኣሰጋጊርናዮ ኣይበልኩምን፡ ሰሪዝናዮ ጥራይ ኢልኩም ኢኹም ዓጺኹማ። ብዙሕ ዝጎድለኩም ኹሎ መሊስኩም ካብ ምግጋይ ዓዲ ኣይትውዕሉን ኢኹም ኚምኡ ኮይኑ ኢዩ ኚኣ ብዙሕ ተቐባልነት ዘይብልኩም።
@selamnegusse3443
@selamnegusse3443 Жыл бұрыМ
@yessir ካብ ዘይሰርሕ ዝወራዘ ክሰርሕ ኹሎ ዝጋገ ክብርን ተቀባልነትን ኣለዎ። ኀሚሳት ድማ ዘይጋገዩ ፍሉያት ፍጥሚት ኣይኮኑን። ኣበርክትኊም ግን ንጌጋታቶም ብኣማኢት ይተዓጻጞፎ እዩ። ኀሚሳት ድምጺ ውጹዓት🙏🌷
@yohannessebhatu5641
@yohannessebhatu5641 Жыл бұрыМ
ሄኖክ፡ ንስኻ ኹም ኣካያዲ ኀሪሳት እንተኟነ እቲ ተቕርብዎ ፕሮግራም ኣቐዲሙ ክምርመርን ክንጾግን ቅቡል ክኾውን ብቊርድ ሰንሱስ ክሓልፍ ነይሩዎ፡ኣብዚ ግን ሕጂውን ኀሪሳት ትጋገ ኣላ፡መሰል ናይ ተዛተይቲ ኚተኜብርን መሰል ናይ ህዝቢ ጥሒሳ ኣላ ካብ ቀዳማይ ዳሕሚዋይ ውሳነኹም ይኞፍእ፡እቲ ቪድዮ ካብ ሟሻል መድያ ክስሚዝ ኣይነበሮን፡ንባዕሉ ሕጂ ውን ድሊት ምግባርኩም ነቲ ቪድዮ ካላኣይ ጌጋ ፈጺምኩም፡ኣብ ኀሪሳት ገለ ንዓይን ኹምዝኾማይን ክንሪኊ ዘይኚኣልና ውሜጣዊ ጾገም ኹምዘሎ ንርኢ፡እዚ ኚኣ ብፍላይ ሄኖክ ኣነ ኹም ፈታዊኻ ኣብ ተሕልፎ ፕሮግራም ብዙሓት ዘይ ኣገደስቲ ዝበልክዎም ፕሮግራማት ነቐፈታይ ይጜሕፈልካ ነይሚ፡መመሊሱ ቀጺሉ እምበር ኣይተኣሚመን፡እዚ ኚኣ ፐርሰናል ስታንድ ይመስል፡ሕጂ ውን እቲ ቪድዮ ብምውራዱ መሰል ሰማዕቲ ግሂስኩም ሕማቕን ጜቡቕን ክስማዕን ክሕለውን ይግባእ፡ውሕጅ ኹይመጾ መንገዲ ውሑጅ ጜሚግ ደኣምበር ውሕጅ ምስ ሓለፈስ ካብኡ ተማሂርካ ንመጻኢ ተማሂርካ ትዳሎ፡ነቲ ውሕጀ ምስ ሓለፈ ንድሕሪት ክትመሶ ዝኚኣል ኣይኮነን፡ስለዚ ሕጂ ውን እታ ቪዲዮ ክንሰምዓን ካብ ኣ ክንማሃርን ክትመልሳ ይላበወካ፡እቲ ገጋ ተፈጺሙ እዩ፡ተመሊስካ ነቲ ጌጋ ብጌጋ ምእራሙ ግን ቅቡል ኣይመስለንን።
@ahmadnasir9724
@ahmadnasir9724 Жыл бұрыМ
ዓፈና ግደፍ ሃኖክ ለይባ ንእሞተይ ሀግደፍ
@edenhabte9536
@edenhabte9536 Жыл бұрыМ
You are anti eritrean poeple dawn dawn ersat criminal person
@genetbeyene8105
@genetbeyene8105 Жыл бұрыМ
❀❀❀❀❀❀❀❀❀
@charliemy1072
@charliemy1072 Жыл бұрыМ
ትግራይ ትስእር ምባል ደዩ ክተርፈኩም ድምሱሳት
Как бесплатМП заЌутОть iphone 15 pro max
00:59
ЖЕЛЕЗНЫЙ КОРОЛЬ
Рет қаралЎы 6 МЛН
КАК ДУМАЕТЕ КТО ВЫЙГРАЕТ😂
00:29
МЯТНАЯ ЀАНТА
Рет қаралЎы 9 МЛН
Red❀Green💚
00:38
ISSEI / いっせい
Рет қаралЎы 80 МЛН
MISS CIRCLE STUDENTS BULLY ME!
00:12
Andreas Eskander
Рет қаралЎы 14 МЛН
ሓሳብ እንታይ’ዩ፧ Samuel Okubay
16:08
Samuel Okubay
Рет қаралЎы 4,7 М.
Budget 2024 : Biggest mistake of the Modi govt? | Complete analysis
29:38
Think School
Рет қаралЎы 742 М.
ልዩ መሰናዶ
KMN .. Voice
Рет қаралЎы 567
Как бесплатМП заЌутОть iphone 15 pro max
00:59
ЖЕЛЕЗНЫЙ КОРОЛЬ
Рет қаралЎы 6 МЛН