No video

ንቕሓት ዘይብሉ ሰብ ወይ ሕብረተሰብ ኣንጻር ረብሓታቱን ድልየታቱን ክቃለስ ግድን’ዩ (ዝበለጸ ትግርኛ ሞትቨሽን,best tigrigna Motivation)

  Рет қаралды 19,596

Lbona media

Lbona media

Күн бұрын

ንቕሓት ዘይብሉ ውልቀ ሰብ ወይ ሕብረተሰብ ኣንጻር ረብሓታቱን ድልየታቱን ክቃለስ ግድን’ዩ (ዝበለጸ ትግርኛ ሞትቨሽን,best tigrigna Motivation) #lbonamedia
ብቐዳምነት ነቶም ሳብስክራይብ ዘይገበርኩም ሳብስክራይብ ብምግባር ቀጻልነት ናይዛ ቻነል ክራጋገጽ ኣበርክቶኹም ከተዕዝዙ ብትሕትና ይሓተኩም። ነቶም ሳብስክራይብ ብምግባር ሃናጺ ርእቶን ምብርታዕን ትገብርሎይ ዘሎኹም ተኻታተልቲ ኻኣ ካብ ልቢ የመስግነኩም ክብረት ይሃበለይ።
እዛ ቭድዮ ማለት ንቕሓት ዘይብሉ ውልቀ ሰብ ወይ ሕብረተሰብ ኣንጻር ረብሓታቱን ድልየታቱን ክቃለስ ግድን’ዩ Tigrigna Motivation ትብል ኣብ ህይወትኩም ገለ ኣበርክቶ ክህልዋ ተስፋ ይገብር።
ልቦና መድያ (lbona media) ቐዳምነት ህባ ትሰርሓሉ ዕላማ ንሰባት ኣናቓቕሕኻን ኣባራትዕኻን ህይወቶም ክቕይሩሉ ዝኽእሉ ትምህርትን ማዕዳን ምሃብ እዩ። መቸም ኩላትና ዘዘለናዮ ገጻት ህይወት ውጽእት ኣብ ልዕሊ ገዛእ ርእስና፡ነገራትን ሰባትን ዘለና ኣመላኻኽታ እዩ። እንተዳኣ ኣብ ገዛእ ርእስና፡ ሰባትን ነገራት ኣወንታዊ ኣመላኻኽታ ኣማዕብልና ነቲ ንሓልሞን እንምነዮን ክንረኽቦ ቀረባ እዩ። ቁኑዕ ኣታሓሳስባ እንተ ወንና ዓወትን፡ሓጎስን ጥዕናን ድማ ባዕላቶም ናብ ህይወትና ክሳሓቡ ግድን እዩ። እንተዳኣ ብኣልታዊ ኣታሓሳስባ ተዓብልልና ግና ውድቀት፣ ሕማም፣ ተስፋ ምቑራጽ፣ ድኽነት፣ ኮታስ ሐሕማቕ ጥራሕ እዩ ናብ ህይወትና ዝሳሓቡ።
ሰለዚ ልቦና መዲያ(lbona) ንሰባት ኣነቓቕሕኻን ኣባራትዕኻን ህይወቶም ንምቕያር ዝሕግዞም ትምህርቲ ምሃብ ናይ ቀዳምነት ቀዳምነት ህበ ከምዝሰርሕ ክህብረኩም ይፈቱ። ኣነ እምነተይ ናይ ሓባር ዕብየት፣ ዓወት ፣ ሓጎስን ምጉንጻፍ እዩ ። ሰለዚ ተታሓሕዝና ክንዓቢ ፣ክንሕጎስ፣ ክንዕወት እዩ ድልየተይ እሞ ኩላትና ተማላልእና ንቕድምት ንጓዓዝ። ኣነ ብወገነይ ናይ በይነይ ሓጎስ ሙሉእ ሓጎስ ኣይኮነን፣ ናይበይነይ ዓወት፣ ሙሉእ ዓወት ኣይኮነን፣ ናይ በይነይ ዕብየት፣ ሙሉእ ዕብየይ ኣይኮነን ዝብል ርድእት እዩ ዘለኒ። ሰለዚ ዕላማይን ድልየተይን በቲ ዘለኒ ዓቕሚ ንየሕዋተይን ሕብረተሰበይን ገለ ኣበርክቶ ክገብር ኣለኒ ዝብል እምነት እዩ ነዛ ቻነል ክጅምራ ዝደረኸኒ። ከም ሰብ ኣብ ስርሐይ ገለ ገለ ጌጋታት ክፍጽም ይኽእል እየ እሞ ክትርድእለይ ኣቐድመ ብትሕትና ክሕብረኩም ይፈቱ። ንትገብርሎይ ኩሉ ዓይነት ደገፍን ርእቶን ምኽርን ካኣ ካብ ልቢ የመስግን የቐንየለይ ሰላም ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን።
ተስፉ ክንፍ ( ወዲ ክንፈ)

Пікірлер: 204
@Nevergiveup-vp9vc
@Nevergiveup-vp9vc Жыл бұрын
ኣነ ብወገነይ ካብዛ ቭድዮ ብዙሕ ተማህረ መቐረት ስለዘለዋ ኻኣ ደጋግመ ተኻታትለያ። ኣጋላልጻኻን ዘለካ ብቕዓትን ብጣዕሚ ፈትየዮ። ልቦና መድያ ከምዚ ዓይነት መደባት ዝያዳ ክትደፍኣሉ እንዳ ተላበኹ ሕብረተሰብና ኣብ ምንቃሕ ትገብሮ ዘለኻ ጻዕሪ ዝናኣድ እዩ የቐንየልና።
@davidyared7857
@davidyared7857 Жыл бұрын
ወይለይ ኢዛ ልቦና መድያ ኢባ ከምቲ ስማ ኢያ ።ብጣዕሚ አገዳሲት አርእስቲ ሕዝካ መፂካሞ አዚና ነመስጊን።ኮለል ዘብለና ዘሎ ዳአ ብቐንዱ ንቅሓት ስለዝጎድለና ኢዩ አንፃር ነብስና ብምቅላስ ንህግደፍ ንመዋእል አብ ሕሰም ንነብር ዘለና።በል አጆካ ኢስከ ቀፅሎ ክብለካ ይደሊ።
@lbonamedia
@lbonamedia Жыл бұрын
Thank you David ❤️❤️❤️❤️❤️👍👍👍🙏🙏🙏🙏
@azebogubamichael7082
@azebogubamichael7082 Жыл бұрын
ብሓቂ ብሱል ዘረባ ኣብዚ ግዜና ከምዚኣቶም ኣዚዮም ኣገደስቲ ሰባት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ክቡራት 👍👌❤️💯💯😍😍
@lbonamedia
@lbonamedia Жыл бұрын
Thank you very much sister ❤️❤️❤️❤️❤️💯💯💯💯💯
@meharikidane5161
@meharikidane5161 Жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ቡሱል ዝኮነ ዘረባ ቀጽልዎ ከምዚ ዓይነት መሃሪ ዝኾነ ትምህርቲ የድልየና ኣሎ ኩቡር ሓው የቄኔልና
@sabateame7312
@sabateame7312 Жыл бұрын
መርሐባ ኩቡር መምህር ወዲ ክንፈ ንዓካን ንጋሻካን ሰለ አዝዩ ውሕሉል ትምህርቲኩም ምስጋና ይግባአኩም ከምዚ ዝበልኩሞ አተሐሳስስባና እንተሃፍቲሙ ወዬ ድክነትና ሽዑ አክቲሙ (ኩቡር አብርሃም አፈዌርቂ) መማህራን ብዝሑልና 🦾🦾🦾🦾✍✍👍👍🙏🙏❤
@lbonamedia
@lbonamedia Жыл бұрын
ሰላም ናዓኺ ይኹን ሳባ ሓፍተይ ስለ ምትብባዕኺን ሃናጺ ርእቶታትክን ካብ ልቢ የመስግን ክብረት ይሃበለይ። ናታትኩም ርእቶን ምትብባዕን ናዓና ሓይሊ ምዃኑ ፈልጥኪ ብትገብርዮ ዘለኺ ቀጻሊ ተሳትፎ ልባዊ ምስጋናይ የቕርበልኪ።
@zaidmebrahtom4728
@zaidmebrahtom4728 Жыл бұрын
@@lbonamedia👍 💕💕💕
@rahelgergis3001
@rahelgergis3001 3 ай бұрын
ናይ ባሃቂ ልኢቦና ሚዲያ ደስ ዘቢል ቲምህርቲ ቀጸሊዎ ቢለቢ ኢና ነምድግን ❤❤❤❤❤❤❤
@felgechannel
@felgechannel 4 ай бұрын
❤❤ ብጣሚ ነመስግን ለባማት ደቂዓበይቲ ንብዙሕ ይጠቅም ኣሎ ትምህርትኩም ቀጽሉዎ ኣጆኩም❤
@lbonamedia
@lbonamedia 3 ай бұрын
ክብረት ይሃበልና ❤❤❤
@ghiweandrias
@ghiweandrias 10 ай бұрын
I am very happy because man or woman is the best leader for Eritrea national and keep up Eritrea is always green and peaceful thanks again
@lbonamedia
@lbonamedia 10 ай бұрын
Thank you so much ❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@ezratesfom9350
@ezratesfom9350 Жыл бұрын
ካብ ቲ ትፈልጦ ከምዚ ምክፋልካ እግዚኣብሔር ኣብዚሑ ይሃብካ። ነዚ ዝሰምዕ ሰብ ግን ውሕደ እዩ ህዝብና 2 ነገር እዩ ደስ ዝብሎ ወይ ጸርፊ ወይ ናእዳ።ከምዚ ናትካ መደብ ዝሰምዕ ኣዙይ ውሕድ ብምዃኑ ዝገርም እዩ። ንስኻ ግን ክትቕጽሎ ይላበወካ ዛሓወይ።
@lbonamedia
@lbonamedia Жыл бұрын
ኣሜን ኢዝራ ሓወይ ንተሳትፎኻን ምትብባዕኻን እንዳ ኣመስገንኩ እንተ ጽዕርና ኩሉ ናብ ጽቡቕ ክቕየር እዩ።
@fkadutsaidi9538
@fkadutsaidi9538 Жыл бұрын
100% ጽብቅ ኣለኻ ስደተኛ ኮይና ኩቡር ሓው የቐኔልና
@efremmahari8264
@efremmahari8264 Жыл бұрын
ኣቤት ውሕልነት ዘደንቅ ብስለት ኣጋላልጻ ነቶም ትብሎም ትነበሮም ምኾንካ ካብ ገጽካ ነቢበዮ ማሪኹኒ። ለባምት ከምዚ ከማኹም ይራቡሕ ኣብ'ዛ ምድሪ ምስጋናይ ወሰን የብሉ የቐንየለይ!!!
@lbonamedia
@lbonamedia Жыл бұрын
Thank you Efrem. I appreciate your comments thank you again.❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@user-nu5fb8qy6x
@user-nu5fb8qy6x Жыл бұрын
ዋዉ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ምሂርኩምና ብድጋሜ ትዕድመልና ተስፋ ንገብር🥰🥰
@habtomkahsay9949
@habtomkahsay9949 Жыл бұрын
ጽቡቕ ምኽሪ ክቡራት ኣሕዋትና ብጣዕሚ ጽቡቕ ጌርካ ገሊጽካዮ ክብሪ ይሃብኩም ቀጽልዎ
@lbonamedia
@lbonamedia Жыл бұрын
Thank you Habtom ❤️❤️❤️❤️❤️
@saintgallus8047
@saintgallus8047 Жыл бұрын
መምህር ተስፉ ክንፈ የቀንየለይ ኣምላክ ይባርካ። አጆኩም በርትዑ ብጥዕሚ ጽቡቕ ትምህርቲ አዩ
@lbonamedia
@lbonamedia Жыл бұрын
Thank you very much. I appreciate your comments ❤️❤️❤️❤️❤️❤️👍👍👍👍👍👍
@ludadego4189
@ludadego4189 Жыл бұрын
Hawuna Mebrhtu yeqenyelna , xega Egzieabher ybzahalka 🙏🏽 N nqhat hbretesebna kndqs yeblnan
@lbonamedia
@lbonamedia Жыл бұрын
Amen thank you very much ❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@weinighebreindriase7698
@weinighebreindriase7698 Жыл бұрын
Creative,Your words can heal many dead souls .
@lbonamedia
@lbonamedia Жыл бұрын
Thank you very much. I really appreciate your comments ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@user-sm4hz6ll7g
@user-sm4hz6ll7g Жыл бұрын
Baba mebrie bejaka ab zi media aytfeleyena kemziom abotat bmhlawna btami tehagise, ክንትስእ ከም ንክእል ተተስፍየ ሞራለይ ከ ኣ ሓፍ ኣቢለ ተበጊሰ ኣለኩ፡ ኣብ መወዳእት ቡዙሕ ዝጽበየካ ወለዶ ኣሎ ሞ ብዘይ ተስፋ ምቅራጽ ከተንቅሕ ይላቦ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ባባ መብርየ ብርሃን መድያ ከ ኣ ካብ ልቢ የመስግን ከምዚኦም ለባማት ምእንጋድኩም ኣብ ቀጻሊ ❤❤❤❤❤❤ ቡዙሕ ንጽበዮም ሓደዝቲ መክሪ ኣለዉና❤❤❤❤
@lbonamedia
@lbonamedia Жыл бұрын
Thank you my lovely brother ❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@MuluAbreha
@MuluAbreha 2 ай бұрын
ክብሪ ዝግበኦ ማዕዳ እዩ ሂብክሙና ክብረት ይሃብኩም🙏🙏🙏
@lbonamedia
@lbonamedia 2 ай бұрын
Thank you Mulu hawey❤️❤️❤️
@abrahamabr9729
@abrahamabr9729 Жыл бұрын
Thank you agedasi ariesti mehari ariesti
@gerebrahanandat5405
@gerebrahanandat5405 Жыл бұрын
Bekedament. Belbi yemesgnekum. Mis mulu sedrakum mulu teana yemenyelkum. Nay lomi. Fluy temhrti eya neay Selzi thank you .
@lbonamedia
@lbonamedia Жыл бұрын
የቐንየልና ገብረብርሃን ሓወይ ናዓኻ ውን ሰላም ጥዕናን ዓወትን ንምነየልካ
@ghenethaile2803
@ghenethaile2803 Жыл бұрын
Nay bhaki Lbona Media ❤️❤️❤️
@yohannesberhe9995
@yohannesberhe9995 Жыл бұрын
ብጣዕሚ ዓቢ ትምህርቲ እዩ። ኩብራት የሕዋት ኣጆኩም ፍልጠትኩም ናብ ህዝብኹም የሕልፉ
@lbonamedia
@lbonamedia Жыл бұрын
የቐንየልና ዮውሃንስ ሓውና
@wedihazomotube
@wedihazomotube Жыл бұрын
ዋውውው ልቦና ተስፉ ሓውና ቀጽሎ ብጣዕሚ ነድንቀካ ቀጽሎ ኣዚዩ ጠቓሚ ንሂወትና።
@lbonamedia
@lbonamedia Жыл бұрын
Thank you wedi Zemo. ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️💯💯💯💯💯💯💯
@tsegatesfahanes7325
@tsegatesfahanes7325 Жыл бұрын
ብሓቂ ኣብዚ ግዜና ከምዚኦም ሰባት እዩም ዘድልዩና ኣምጽኣልናቦ ብድጋመ ነዊሑ ምጸባይ 🙏
@lbonamedia
@lbonamedia Жыл бұрын
Ajoku ab kereba gizye kekirbo kiftin eye thank you❤️❤️❤️❤️❤️
@gherekidane7652
@gherekidane7652 Жыл бұрын
Bhaky bsul hasab ms tsfufu agelaltsa Thank to much
@lbonamedia
@lbonamedia Жыл бұрын
Thank you very much Ghere. I appreciate your comments ❤️❤️❤️❤️❤️😒
@yordanosmehari6340
@yordanosmehari6340 11 ай бұрын
Waw btaemi meharn tekamn tmhrti countine ......wedi habitaGod bless you
@lbonamedia
@lbonamedia 11 ай бұрын
Thank you Yorda my dear sister ❤️❤️❤️❤️❤️
@user-eb7vs8md8k
@user-eb7vs8md8k 10 ай бұрын
ዋውውው እግዚኣብሔር ኣምላክ ይባርኩም ኣሕዋተይ ደስ ዝብል ትምህርቲ ቀፅል ሉ ❤❤❤🙏
@lbonamedia
@lbonamedia 10 ай бұрын
Thank you ❤️❤️❤️❤️❤️
@user-tx1lu1ms4h
@user-tx1lu1ms4h 5 ай бұрын
Wowwwww! Aziu blux zkone tmrti nqhat bzbl aresti btaemi mesati u nieru, btaemi enamesgenku qexlwo yehwatey❤
@lbonamedia
@lbonamedia 5 ай бұрын
Thank you so much ❤️❤️❤️❤️
@michaelg8630
@michaelg8630 Жыл бұрын
I appreciate your explanation bro ,keep teaching people
@lbonamedia
@lbonamedia Жыл бұрын
Thank you very much my dear brother. I also appreciate your comments ❤️❤️❤️❤️❤️💯💯💯💯💯
@tsadeytekle593
@tsadeytekle593 Жыл бұрын
ውርቂ ዚኮነ ተምህርቲ ❤️🙏
@lbonamedia
@lbonamedia Жыл бұрын
Thank you Tsadey❤️❤️❤️❤️❤️❤️👍👍👍👍👍👍
@misgnaoqubaghebreal4343
@misgnaoqubaghebreal4343 9 ай бұрын
I really appreciate Thank you so much the bottom of my heart our brothers
@lbonamedia
@lbonamedia 9 ай бұрын
Thank you so much❤️❤️❤️❤️❤️
@titibrhane7479
@titibrhane7479 Жыл бұрын
Waw bzuh temahire ❤❤
@lbonamedia
@lbonamedia Жыл бұрын
የቐንየልና ቲቲ ሓፍትና
@ghiweandrias
@ghiweandrias 8 ай бұрын
Keep up this is great special about Eritrea 🇪🇷 what we can do to grow and improve our nation
@goitommeasho2469
@goitommeasho2469 Жыл бұрын
ጠቓሚ ትምህርቲ። ጎይታ ዪባርኽኩም
@lbonamedia
@lbonamedia Жыл бұрын
Thank you Goitom
@michaeltecle1389
@michaeltecle1389 Жыл бұрын
I'm really really appreciate that mebre hawey God bless you Thank you so much.
@lbonamedia
@lbonamedia Жыл бұрын
Thank you very much Michael ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️💯💯💯💯💯💯💯
@misgnaoqubaghebreal4343
@misgnaoqubaghebreal4343 9 ай бұрын
woww instructive and constructive thought thank you keep it up
@filifilmon3741
@filifilmon3741 2 ай бұрын
Nay bahk libona media
@meriheylslse4791
@meriheylslse4791 Жыл бұрын
ዋውውውውውውው ብጣዕሚ ፉሉይ ዝኮነ ሰልጠና እዩ ኣካፊልኩምና ብልቢ እየዘመስግን ንቅሓት እንታይ እዩ ኣብዚ ረኪበያ መልሰይ ብወገነይ ንቅሓት ዘለዎ ዝተምሃረጥራይ እየ ዝወስዶ ነይረ ሕጂ በሩህለይ
@lbonamedia
@lbonamedia Жыл бұрын
Thank you very much ❤️❤️❤️❤️❤️❤️💯💯💯💯💯💯
@semerehabteyohannes8596
@semerehabteyohannes8596 Жыл бұрын
Lbona media appreciated.especially at the closing. Thanks goes to you too.
@lbonamedia
@lbonamedia Жыл бұрын
Thank you very much Semere. I appreciate your comments ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️💯💯💯💯💯💯💯
@LOVELOVE-nj3jf
@LOVELOVE-nj3jf Жыл бұрын
ኣሰይይይይይይ እንኳዕ ብሰላም መፃካ ብተስፋ ክፅበየካ ፀኒሐ 💗💗💗💗🌹🌹🌹🌹🌹🌷🌷🌷🌷🌷🌷
@lbonamedia
@lbonamedia Жыл бұрын
የቐንየለይ ክብረት ይሃበለይ ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️💯💯💯💯💯💯
@matthewshaile5072
@matthewshaile5072 Жыл бұрын
Very good speech l wishes l know this program long time
@lbonamedia
@lbonamedia Жыл бұрын
Thank you very much ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@antonioabrahazereyohannes3086
@antonioabrahazereyohannes3086 Жыл бұрын
Outstanding job keep going .
@selamawitafeworki9057
@selamawitafeworki9057 Жыл бұрын
wawww anes adniqe Kaye zeyxgbeka 10gzi subscribe zgber tezkewn aymtehakekunn ! memeliska qexl menesey thnx aloka tebarek!!
@lbonamedia
@lbonamedia Жыл бұрын
የቐንየለይ ሰላማውት ክብረት ይሃበለይ ከምዚ ናትኪ ሓደ ሳብስክራይብ ክንዲ ሽሕ እየ ዝቆጽሮ ሓፍተይ ናተይ።
@semerehabteyohannes8596
@semerehabteyohannes8596 Жыл бұрын
Great job.congratulstions to your first video.Mebre arkey.keep it up!!!
@lbonamedia
@lbonamedia Жыл бұрын
Thank you very much brother. I really appreciate your comments ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️💯💯💯💯💯💯💯
@saraberaki3916
@saraberaki3916 Жыл бұрын
Btaemi tsekami hasab eyu beiakum Aytitsfiena 💖💖💖
@lbonamedia
@lbonamedia Жыл бұрын
የቐንየልና ሳራ ሓፍትና ብኻልእ ኣርእስቲ ነዚ ጋሻይ ሕዘዮ ክመጽእ ኻኣ ቃል ይኣትወልኪ።
@senaitmebrahtom961
@senaitmebrahtom961 Жыл бұрын
Thanks you so mach 👍💪💪💪💪🥰
@lbonamedia
@lbonamedia Жыл бұрын
You are welcome my sister Senait ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️💯💯💯💯💯💯💯💯
@berearsh7091
@berearsh7091 Жыл бұрын
ብጣዕሚ ብሱል ሰብ ፡ንህዝብና ብዙሕ ክጠቅሞ'ዩ፡ድግምግም እንተ ተብለና ኣይምጸላእናን። ናብ ሕቶይ ክሰግር ኣብ ስደትና እዚ ፖሎቲካዊ ኣካይዳ ኣብ ህዝብናን እቲ ምስ ወጻእና ዘጋጥመና ዘሎ ብድሆታትን ዘለዎ ርድኢት እንተ ዘካፍለና ኣይምጸላእናን፡ ምኽንያቱ እዚ ኣብ ነፍሰ ወከፍ ሜድያታት ዝካይድ ፖሎቲካዊ ጎስጓስ ነቲ መንእሰይ ቅድሚ ምስ ነብሱ ምዕራቁ ካልእ ብድሆ ይኾኖ ኣሎ።
@lbonamedia
@lbonamedia Жыл бұрын
Thank you so much. I appreciate your comment ❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@nigistibahata1696
@nigistibahata1696 Жыл бұрын
Wow ብሓቒ ብጣሚ ጠቃሚ ደስ አሉኒ 🥰🥰🥰🥰
@lbonamedia
@lbonamedia Жыл бұрын
Thank you very much ❤️❤️❤️❤️❤️❤️💯💯💯💯💯💯💯
@yosiefmentay2548
@yosiefmentay2548 Жыл бұрын
God bless you Important point thank you
@lbonamedia
@lbonamedia Жыл бұрын
Thank you very much Yosief ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️💯💯💯💯💯💯💯
@semerearaya7302
@semerearaya7302 Жыл бұрын
Btami Dess Zbill Tmhrtii 🙌🏻🤝🏻👌🏻 Wedi Knfe
@lbonamedia
@lbonamedia Жыл бұрын
Thank you very much my lovely brother ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️💯💯💯💯💯💯💯
@almazreda2174
@almazreda2174 Жыл бұрын
የቀንየለይ፡ ኣዝዩ ዝምስገን ተበግሶ አዩ ተስፉ ሓወይ። እት ኩሉ ግዘ ተቅርቦ መሃሪ መደባት አንዳቀጸልካ፡ ከም በዓል መብራህቱ ሓዉና ዓዲምካ ብሰፊሕ ክንመሃር ዕድል ብምሃብካ ደጊመ የመስግነካ። መብራህቱ ሓዉና ከኣ ከይተሓለልካ ፊልጠትካ ንህዝባ ክተካፍል ይላበወካ። ብዙሕ ነገር እየ ተማሂረ፡ ንገዛእ ርእሰይ አውን ተዓዚበያ።
@lbonamedia
@lbonamedia Жыл бұрын
ኣልማዝ ሓፍተይ ኣነ ውን ኣዝየ እየ ዘመስግነኪ ካይተሓለልኪ ብቐጻሊ ምትብባዕኺ ኣብ ርእሰኺ ዘለኒ ክብርን ኣድናቆትን ወሰን የብሉን። ድልየታት ተኻታተልቲ ከማልእ ዓቕመይ ዘፍቅዶ ክሰርሕ ምዃነይ እንዳ ገለጽኩ ብቕዓት ዘለዎም ኣጋይሽ እንዳ ዓደምኩ ዝበለጸ ስራሕ ክንሰርሕ ናይ መጻኢ መደባተይ ምዃኑ ክሕብረኪ ይፈቱ።
@almazreda2174
@almazreda2174 Жыл бұрын
ኣብ ምንቃሕ ህዝብኻ ትገብሮ ዘለካ ኣስተዋጽኦ ኣዝዩ ዝምስገን ስራሕ እዩ። መምህር መብራህቶም ድማ ደጋጊምካ ክትዕድሞ ይላበወካ።
@tomieberaki4053
@tomieberaki4053 Жыл бұрын
ሰላም ነኩም ይኩን ተኣዘብቲ ኣዚ ቻነል ልቦና ሚድያ ቀጺለ ንተስፉ ሃው ካላኣይ ግዘ ከምጾኦ ብትህትና ንውከስ ,🙏
@genigebre2752
@genigebre2752 Жыл бұрын
ኣጆኩም ኣብ ጎኑኩም ኣለና ከማኩም ዝበሉ ቡሱላት ሰባት የብዘሐልና
@lbonamedia
@lbonamedia Жыл бұрын
የቐንየለይ ክብረት ይሃብኪ ገነት ሓፍተይ
@bmmehari4577
@bmmehari4577 Жыл бұрын
Hi lebona it very good it helps for our family our people thanks 🙏
@lbonamedia
@lbonamedia Жыл бұрын
Thank you very much Bm Mehari ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️💯💯💯💯💯💯
@temesgengebregergshio402
@temesgengebregergshio402 Жыл бұрын
Xubuk medeb thanks
@gebrielgebremeskel2356
@gebrielgebremeskel2356 Жыл бұрын
ወዲ በሪሁ ዓርከይ :: ብልክዕ ኣዚዩ ማሃሪ ምኸሪ ኢዩ:: ኣብዚ ኣእስቲታት ምልስ ምልስ በለና:: ምሰናይ ምስጋኑኡ ንጋዓን ዓዳሚኻን::
@lbonamedia
@lbonamedia Жыл бұрын
Thank you very much friend. I appreciate your comments. ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️💯💯💯💯💯💯
@muluetemesgen2895
@muluetemesgen2895 Жыл бұрын
Thanks Ab resi shiro tesmi entetehawoso xbeke di u zibehal Nay bhaki ab resi kubur hbrete seb tekosiqisu ziabeye tmhrti tewosikuwo .drb fltet Mebreye hawna
@lbonamedia
@lbonamedia Жыл бұрын
Thank you very much Mulue
@eritreanunity5274
@eritreanunity5274 Жыл бұрын
I admire you brothers and i hope you introduce a fundamental change in our society.go ahead!!!
@lbonamedia
@lbonamedia Жыл бұрын
Thank you very much
@yonasbelay8505
@yonasbelay8505 Жыл бұрын
Amen neakatekom wen brukat ahwatey . Betamy ezey naye lobona meda temhalalefewo zelokom dess enabeleny : nehanty vido klip kesemea kelko tedaleye qelekemaharelo eye bemebale nhanqloyn lebaeyen adaleye kabe mejemereta wala newhe tekon zene ele hadekobaya chie heze seqabe tewede yketatela, mekenato ane zetekemela abahela alateny : zkone zereba abemejemereta zeykone zemeker wey ety tehzeto zelo abe mewedaeta eyo zelo abehahela eyo zeloni. Kemo dema abemezhafekodesena zelo zehofe kabe bezhe mezerab bezho meseme dema yetekemela eye. Ane zebelo entelo dema eze abe deqezelo deras orange ykon abe weseti haqer zelo menesey ykone aby nay zereba Desbilin yebelenane behalay eye . Abebasen zereba hemetan chreneremen : zereba kabeten abeten beleka lekaka zereba mebezeshe mebasen tserfen kabe Desbelin zereba zeymemehare kekewen yekel eyo. Azerarebawen desebilen alewo maletey. Hadesebe entezarebe akendy etesebe kesabe hasabo zefeses (kesabe zewede zerebeo abe kendy mezebay : abemenqo akarezeka zereba mejemare cheo basi yjemero bezerefen zeymerededaen bebasi yefelaloyo. Ety zezarebe sebe hasabo ksabe zewede : ety semay kendi zetsebeyo abemenqo zereba yejemer ezi eye zebelko: they Deciliter zeyebelo. Kolo qeze ety zezarebe zelo kesabe zewede ety semay mes zezebeyo : ety tezarabay sebe zezarebo zereba kowenqer zelewo abemecheresta mekano selezeamen ety semaye wen kesabe mexmcheresta entesemo newen zehqes mekane mesfelete nero. Nesebate zerebeom : hasabom nesemayo kesabe zewedeo. Ewe zereba zefetewo mederek neom ember nekale zeye hasebo keqatemkom jelewo dema ezhawey / ezahafetey anewen zereba alony yeakelka bemebale dew ketebelom aleka meknato ety akeba merekabekom naykeletekom eber nato/nata teray kemzeykone kabe menqaee ady keytewel/keyteweli. Mekerey !
@lbonamedia
@lbonamedia Жыл бұрын
ዮናስ ሓወይ ብጣዕሚ ጽቡቕ ርድእት እዩ ዘለካ ። ጽን እልካ ምስማዓ ዓቢ ነገር እዩ። ንስምዕትካ ገትእኻ ጽን እልካ ክትሰምዕ ቀልል ስለዘይኮነ ብጣዕሚ ጽቡቕ ባህሪ እዩ ኣጆኻ በርትዕ ሓወይ ናተይ። ስለ ተገዳስነትካን ተሳትፎኻን ካብ ልቢ ከመስግነካ ይፈቱ።
@brhanetekle7659
@brhanetekle7659 Жыл бұрын
የቀንየለይ ጽቡቅ ትምህርቲ
@lbonamedia
@lbonamedia Жыл бұрын
You are welcome my dear brother ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️💯💯💯💯💯💯
@estifanostsemere3585
@estifanostsemere3585 Жыл бұрын
አምላኽ ሰላሙ የብዝሐልካ
@lbonamedia
@lbonamedia Жыл бұрын
Amen Estifanos hawina❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@filmonfkadu3
@filmonfkadu3 Жыл бұрын
Waw btaemi mehari medeb Des zbl thanks 🙏 so much
@lbonamedia
@lbonamedia Жыл бұрын
Thank you so much ❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏
@mussiesemere7385
@mussiesemere7385 10 ай бұрын
It is good person 😊
@asterabrham5592
@asterabrham5592 Жыл бұрын
Azyu xebuk tekami zekone medeb kexelo bergex zetekmena gedifna ab zeytkmena ina newel gen wala wuhudat yeketatelwo kexelo mebrie hawena kea tnx ezi kulu lubona zelwo hasabat netom mesaka zelena akaflena
@lbonamedia
@lbonamedia Жыл бұрын
የቐንየልና ኣስተር ሓፍትና ተሳትፎኺ ኣይፈለየና
@elsazeweldi4315
@elsazeweldi4315 Жыл бұрын
ኩሉ ጊዘ ግበርዋ አዛ መደብ የከኒየልና አዞም ኣህዋተይ አግዚኣቢሀር ኒፍልተትኩም መመሊሱ የአቢየልኩም ኣሽሃት ኣአላፋት ኩኑ።
@lbonamedia
@lbonamedia Жыл бұрын
Amen. Thank you Elsa ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@RobelAsmelash-d1m
@RobelAsmelash-d1m Ай бұрын
Tankew bro ❤❤❤❤
@sultankahsay7417
@sultankahsay7417 11 ай бұрын
Great 👍
@saintgallus8047
@saintgallus8047 Жыл бұрын
መምህር ምብራህቱ በረክታአብ ጽቡቅ ትምህርቲ ተባርክ። What is the human consciousness? To be “conscious” is to be “aware.” The general term for a person’s thoughts, emotions, sensations, and general awareness is human consciousness. Scripture does not explicitly define what human consciousness is, though the Bible provides perspectives on it. A biblical view of human consciousness might be summarized as “the soul’s awareness of itself and its surroundings.” However, defining human consciousness is notoriously difficult. Exploring consciousness means probing the deepest questions about what it means to be human. Such discussion typically involves a long list of mysteries and dilemmas. Some concepts are unresolved; others present competing or apparently contradictory truths. The Bible gives us practical ways to understand some such issues. On other details Scripture is silent, and we’re left to untangle questions on our own. Biblical terms related to this subject should be carefully understood, especially according to their immediate context. Ancient terminology did not distinguish between the “mind” and the “heart” to the same extent seen in modern languages. That’s not to say emotions and intellect were never distinguished. Rather, it means words translated as “heart” in Scripture are not necessarily references to “pure feeling.” In some cases, what the Bible refers to as “the heart,” a modern writer might well label as “the mind.” Where it touches on human consciousness, Scripture describes it as follows: • Human consciousness is part of being made in the image of God (Genesis 1:27; Psalm 139:14). Human beings are composed of distinct-yet-unified members, such as the body, soul, and spirit. There is an intimate and unavoidable connection between those members, yet they are not identical. This is similar to the relationship among the members of the Trinity, and it contrasts both with entirely physical animals and entirely spiritual angels. Another aspect of this “image-bearing” is that man is capable of self-awareness and objective thinking. • Human consciousness is influenced-not initiated-by the body (Romans 7:23; Ephesians 5:18; 1 Corinthians 6:12). Physical factors influence awareness and thinking. However, the consciousness is not the same thing as the material body. Nor is it an uncontrolled, mindless effect of material processes. Myriad questions about this relationship are often referred to as “the mind-body problem.” • Human consciousness is distinct from the “self” (Colossians 3:2; 1 Peter 1:13; Romans 12:2). Our conscious thoughts are something “other” than our own selves; we are aware of this distinction. Human beings can deliberately influence their own thoughts and perspectives. We retain some level of control over such things, or, at least, we can deliberately seek to change them. • Human consciousness is perceived only by the individual and God (1 Samuel 16:7; 1 Corinthians 2:11; John 7:24). An enormous barrier to scientific study of consciousness is that it cannot be directly measured or observed. It can only be subjectively reported by the consciousness itself. Likewise, no human being can ever know with absolute certainty what another person is feeling or thinking. This is a fundamental reason to be cautious when attempting to judge others (Romans 14:4; John 7:24). • Human consciousness is not the same as the “conscience” (1 Timothy 4:2; 1 Samuel 25:31). The conscience is one narrow part of consciousness. The conscience is a God-given emotional reaction to conflict between our values and our thoughts and actions. • Human consciousness is an integrated part of the whole (Matthew 22:37; Hebrews 4:12; Psalm 103:1). While Scripture implicitly distinguishes between mind, body, soul, spirit, intellect, heart, and so forth, all these are meant to be entirely focused on the will of God. So far as our daily lives are concerned, fine-tuned distinctions between these are irrelevant. All that we are, and that which we can control, should be submitted to God to the best of our ability. The relationship between soul, spirit, mind, and body includes human consciousness and is indescribably complex. The existence of consciousness-at least, our own individual consciousness-is impossible to deny. When philosopher René Descartes attempted to create an absolute starting point for all human knowledge, he began with the self-evidence of his own human consciousness: “I think, therefore I am.” The Bible may not give details on the nature of consciousness, but it accurately reflects ideas that our experience confirms.
@lbonamedia
@lbonamedia Жыл бұрын
ኣሚን saint Gallus ። ሰላም ዝመለኦ ህይወት ይምነየልካ ብምቕጻል ስለ ተገዳስነትካን ሰፍሕ መብርሂ ስለዝሃብካና ካብ ልቢ የመስግን ኣዝየ ኻኣ የድንቐካ። ፍቓደኛ እንተኾንካ ዘለካ ፍልጠትን ብቕዓትን ንየሕዋትካ ብትግርኛ ክትምህረና ኣብ ምንቃሕን ምህናጽ ሕብረተሰብካ ኣበርክቶኻ ከተዐዝዝ በዚ ኣጋጣሚ ብትሕትና ይሓተካ። በዛ ቻነል ፍልጠትካን ተመክሮኻን ናብ የሕዋትካ ከተታሓላልፍ ይላቦ። ንዝያዳ ሓበሬታ ብምንታይ ክረኽበካ ከምዝኽእል ጸሓፈለይ። የቐንየለይ
@goitomfessaha2690
@goitomfessaha2690 9 ай бұрын
Welcome Lbona media
@kdusfqri1917
@kdusfqri1917 Жыл бұрын
Xbuk agelalxa yekenelna
@yirgalmsolomun7587
@yirgalmsolomun7587 Жыл бұрын
Betami sebuk temrti yehwaty ajokum bertiu amlak libonakum yexfehayo
@lbonamedia
@lbonamedia Жыл бұрын
ኣሜን ኢርጋኣለም ሓፍተይ የቐንየልና ሰሰናዩ ናዓኺ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️💯💯💯💯💯💯
@mihretgebrehiwet2125
@mihretgebrehiwet2125 Жыл бұрын
Edmen tenan yhabkum kets Lwa des zbl tmhrti eyu
@lbonamedia
@lbonamedia Жыл бұрын
Thank you Mihret ❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@meronrussom1
@meronrussom1 Жыл бұрын
Good job Lbona media!! keep it up. And well said brother
@lbonamedia
@lbonamedia Жыл бұрын
Thank you very much Meron. I appreciate your comments ❤️❤️❤️❤️❤️❤️💯💯💯💯💯💯
@saraberaki3916
@saraberaki3916 Жыл бұрын
Ayewe Lubena Medya agedasi eyu Yhwat smewo💖🙏💖
@lbonamedia
@lbonamedia Жыл бұрын
Thank you Sara ❤️❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏🙏
@ዮሓንስ
@ዮሓንስ Жыл бұрын
Betami xebuk agelalexa azyu heduen mesaten Bravo
@lbonamedia
@lbonamedia Жыл бұрын
Thank you very much Yohanes
@selamdawit8323
@selamdawit8323 Жыл бұрын
Btami des zibile libona media thanks
@lbonamedia
@lbonamedia Жыл бұрын
You are welcome Selam. I appreciate your comments ❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@elnatanberhane320
@elnatanberhane320 10 ай бұрын
Thanks
@rigat9671
@rigat9671 Жыл бұрын
Thank you 🙏 ❤btaemi xbuk zkone timhrti yehiwat
@lbonamedia
@lbonamedia Жыл бұрын
የቐንየልና ርግኣት ክብረት ይሃብኪ ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️💯💯💯💯💯💯
@goytomSeyum-hk4kc
@goytomSeyum-hk4kc Жыл бұрын
Mebra awey naye bhaqi
@genethagos6333
@genethagos6333 Жыл бұрын
Thank you
@lbonamedia
@lbonamedia Жыл бұрын
You are welcome ❤️❤️❤️❤️
@filmon7858
@filmon7858 Жыл бұрын
Nay bhaki sbuk geru gelslna 👍👍👍
@lbonamedia
@lbonamedia Жыл бұрын
Thank you Flimon hawey
@nebukesete-mk1gy
@nebukesete-mk1gy 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@user-bt7zo2uq3e
@user-bt7zo2uq3e 3 ай бұрын
🙏❤❤❤
@rahelgergis3001
@rahelgergis3001 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@alemashtesfagabriel5022
@alemashtesfagabriel5022 Жыл бұрын
Nay bhaki tsubuk astmhro 💜
@lbonamedia
@lbonamedia Жыл бұрын
Thank you very much my dear sister Alemash ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@erihalal3290
@erihalal3290 Жыл бұрын
Fltetka yzariii
@lbonamedia
@lbonamedia Жыл бұрын
ኣሜን የቐንየለይ
@asgodomhadege9855
@asgodomhadege9855 Жыл бұрын
Behaki Hanaxi timhirti Yemsgin
@lbonamedia
@lbonamedia Жыл бұрын
Thank you Asgodom
@meriheylslse4791
@meriheylslse4791 Жыл бұрын
ብሓቂ መብዛሕቴና ሰባት ኣብ ናይ ፖሊትካ ኢና ተጠሚርና ንውዕል እቲ ናትና ሓሳባት ተካፍለና ብጣዕሚ ሃናፂእዩ ብወገነይ ህይወተይ ኣብቲ ናትካ ቭድዮ ይረክባ ካብቶም ዓሰርተ ሰባት ኣነ ሓንቲ ህይወተይ ምሉእ ብምሉእ ከም ዝቅይር ክቅይርእየ ኣጀካ ኣብ መጨረሻ ንስካ ኢካ ተዓዋቲ ዝሓወይ ብወገነይ እቲ ሰብ ኣብዘይርብሕ ክውዕል ብጣዕሚ የሕዝን
@lbonamedia
@lbonamedia Жыл бұрын
የቐንየለይ ርእቶታትኩምን ምብርታዕኹምን ዝያዳ ክሰርሕ ልዑል ሓይሊ እዩ ዝህበኒ።❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️💯💯💯💯💯💯
@searefissahaye8663
@searefissahaye8663 Жыл бұрын
Zikeberka memhir mebre ab lieleka zeleni akbrot deret yblun!!! Eti zeywedae fltetkan b mexhaf e tethatmo nweledo mtemhalalefe ybli!!!
@lbonamedia
@lbonamedia Жыл бұрын
የቐንየልና ሰዓረ ስለ ሃናጺ ርእቶኻ
@smww6476
@smww6476 27 күн бұрын
😍😍😍😍😍
@mebrahtubereketeab2200
@mebrahtubereketeab2200 Жыл бұрын
ሰላም ሰላም ተኸታተልቲ ልቦና ሚድያ። ከመይ ኣሎኹም ጥዕናኹም፡ ስራሕኩም፡ ስድራቤትኩም? ሰላምኩም ክዓቢ ቅዱስ ፍቕድ ኣምላኽ ይኹን እንዳበልኩ፡ ንሃናጺ ርኢቶኹም እንዳ ኣመስገንኩ ንቕሓት ገዛእ ርእስኻ ክትመልኽ ስለ ዘኽእለካ ገዛእ ርእስና ክንመልኽ ሓያል ቃልሲ ክንቃለስ እላቦ። ልቦና ሚድያ ከኣ ዕዙዝ ምስጋናይ ይብጽሓያ ምሳኹም ክራኸብ ዘኽኣለትኒ። ስለዚ ናይ ከምዚኦም ስነ ልቦናዊ ሓሳባት ተኻፈልቲ ክንከውን፡ እዛ ሚድያ ክትዓቢ ናይ ኩላትና ተኸታተልቲ ዘየቋርጽ ተሳታፍነት ከድልያ'ዩ። አቐንየለይ።
@lbonamedia
@lbonamedia Жыл бұрын
Thank you Mebrye Arlkey. I am sure you will serve and do more to your people. You have knowledge,discipline,courage,moral and vision to change the lives of your people .we have to work hard to get the change that we want ❤️❤️❤️❤️❤️❤️👍👍👍👍👍👍👍🙏🙏🙏🙏👌
@filmonkibreab2685
@filmonkibreab2685 Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@Apollo-vq3no
@Apollo-vq3no 5 ай бұрын
ነዚኦም ብርጌድ ንሐማቶም ኢያ ዝያዳ ትምልኸት ንምታይ አንጻር ጥቅሞምን አንጻር ረብሖኦምን ስለ ዝኸዱ ዘለዉ ምኽንያቱ ኢቶም ብድሕሪት ኾይኖም ዝልኢኽዎም ሰባት ንባዕሎም መን ሙኻኖም ኽፍለጡ ወይ ኽራአዩ አይደልዩን ኢዮም
@user-dh8xu5gc5l
@user-dh8xu5gc5l 4 ай бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@danielawet3607
@danielawet3607 Жыл бұрын
Welcome welcome bro bblab zeftwak 😀😀😀
@lbonamedia
@lbonamedia Жыл бұрын
Thank you very much ❤️❤️❤️❤️❤️💯💯💯💯💯💯
@NiceNice-ff3fb
@NiceNice-ff3fb 4 ай бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉
@mehariteklay1486
@mehariteklay1486 Жыл бұрын
Xubuk qexiliwo
@lbonamedia
@lbonamedia Жыл бұрын
Thank you
@medhanieandu1669
@medhanieandu1669 Жыл бұрын
Ato mebrahtu azu agedasi tmhrti hbkani aye ymesgen
@lbonamedia
@lbonamedia Жыл бұрын
የቐንየለይ ክብረት ይሃበለይ
@embabazekarias3569
@embabazekarias3569 Жыл бұрын
♥️💓😍
@ghebrebelay9733
@ghebrebelay9733 Жыл бұрын
ክብሪ ይሃብካ ብዛዕባ Awareness ስፍሕ ዝበለ መብርሂ ብምሃብካ
@lbonamedia
@lbonamedia Жыл бұрын
Thank you very much my lovely brother ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️💯💯💯💯💯💯💯💯
@ezgezg2823
@ezgezg2823 Жыл бұрын
ኹቡር ሓዉና ሓንቲ ሕቶ ክሓተካ ደልየ ክትሓስቦ ዘይትደልዮ ሓሳብ መጽዩ ክሸግረካ ከሎ ብከመይ እቲ ዝሕርቀካ ክትርስዖ ትክእል መልሲ ክጽበይ ኢየ
@lbonamedia
@lbonamedia Жыл бұрын
Selam Ezg Ezg neza video kayterebeshika smaya emo nay htoka melsi ktrekb Eka zibil emnet aleni ንዝበደለካ ምሕረት ምግባር እቲ ዝበለጸ መድሃንት'ዩ /THE POWER OF FORGIVENESS Tigriyna motivation - kzfaq.info/get/bejne/b5iFfshhv6fOg2w.html
@ezgezg2823
@ezgezg2823 Жыл бұрын
@@lbonamedia kubur hawey facecbook krekbeka ykel do
@lbonamedia
@lbonamedia Жыл бұрын
Lbona media wey Tesfu mussie elka kitrekibeni tkel era
@ezgezg2823
@ezgezg2823 Жыл бұрын
@@lbonamedia Entay seli alewa
@lbonamedia
@lbonamedia Жыл бұрын
@@ezgezg2823 facebook.com/lbonamedia
@waltashow8732
@waltashow8732 Жыл бұрын
ሰላም ወሰናይ ንዓኩም ይኩን ብፍላይ መብርየ ሓወይ እንቃዕ ናብ ልቦና መድያ ሓሳብካ ክተካፍል ብምምጻካ ብስመይን ብስም ኣውድዮንስን የመስግነካ። ካብ ብሱል ሰብ ቡሱል ሓሰብ ኢካ ትረክብ። ልቦና መድያ ወይ ተስፉ ወዲ ክንፈ ድማ ዓስብካ ካብ ቪውስ ወይ ካብ ሳብስክራይብ ከይድሃብካ ሕብረተሰብ ክምህርን ከንቅሕን ዝብል ዕላማ ስለዝገበርካ መክሰብካ ህዝብን ሕብረተሰብን ምንቃሕ ኢዩ። በዚ ኣጋጣሚ ብታሚ ኢየ ዘመስግነኩም።
@lbonamedia
@lbonamedia Жыл бұрын
Thank you very much my lovely brother ❤️❤️❤️❤️❤️❤️💯💯💯💯💯💯
Please Help Barry Choose His Real Son
00:23
Garri Creative
Рет қаралды 23 МЛН
PEDRO PEDRO INSIDEOUT
00:10
MOOMOO STUDIO [무무 스튜디오]
Рет қаралды 19 МЛН
Running With Bigger And Bigger Feastables
00:17
MrBeast
Рет қаралды 167 МЛН