ንሰላምን ኣንጻር ሰላምን ኮይኖም ዘለዉ

  Рет қаралды 15,635

AAN MEDIA NETWORK

AAN MEDIA NETWORK

9 күн бұрын

ንሰላምን ኣንጻር ሰላምን ኮይኖም ዘለዉ
#aanmedia #eridronawi #eritrea #ethiopia #egypt #uae #china #sudan #somalia #russia

Пікірлер: 90
@motherland1510
@motherland1510 7 күн бұрын
ኣነ. ዝገርመኒ... እዚ ሚድያ.. እዚ መርገጺ.. ኣልቦ ዝኾነ ኣጀንዳ እዩ.. ዘለዎ. ላንጋላንጋ... ሚድያ 🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
@amhgreat4658
@amhgreat4658 7 күн бұрын
Ata soqe eilkasi poltice temahare donqoro
@motherland1510
@motherland1510 7 күн бұрын
@@amhgreat4658 ክኽክክክክክክ, ፈላጥ.. ፖለቲካ... ሰሚዕናካ.... ሓተላ 🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮
@amhgreat4658
@amhgreat4658 7 күн бұрын
@@motherland1510 aye gelatame dika terdaa eyou mesiluni kide bele texarefe eso eyou eti aqmeka
@eyassutesfay6196
@eyassutesfay6196 7 күн бұрын
Thuogh I agree most of the time with your analysis, your analysis at this time has excludeded a key component, which is sanction. Thus your analysis has become half baked bread.
@weldeyemane9633
@weldeyemane9633 6 күн бұрын
👍🇪🇷
@jRedsea
@jRedsea 7 күн бұрын
Lekabit entay ekum niskum dehan alkum kitbhalu lekbetbet tiblu mishmushat degefti Esayasn ferekan terewaty neakum kab mismai redyo weyane misma yihayish wedi sebeyty
@downdownw7374
@downdownw7374 7 күн бұрын
ንወያኔ ሃገር ሸጥኩማስ ሕጂ ንመንግስቲ ተመኽንዩ።
@enabitadese4211
@enabitadese4211 7 күн бұрын
ሃገር ኣይትሽየጥን እያ
@downdownw7374
@downdownw7374 6 күн бұрын
@@enabitadese4211 ምስ መለስ ተሰማሚዕና ኣሎና አጆኻ ህዝቢ ኤርትራ ወያኔ ይግዞኣና ኢልኩም ምስ በዓል ስምኦን አብ አዋሳን ደብረዘይት ትጎዩ ዝነበርኩም እዞም ሕጂ ምስ ወያኔ ሑቖኹም ዝተጎዘዝኩም ምስ አኸዳሚትኩም ወያኔ፡። ዓበይ ትግራይ ምባላ ኤርትራ ምሻጥ ዘይኮነን።
@ephraimtephraim9358
@ephraimtephraim9358 7 күн бұрын
እዚኦም ድጉላት ወያነ እዮም፡ ግልብጥ ግልብጥ፡ ዝብል መርገጾም።
@girmaymengesha6365
@girmaymengesha6365 6 күн бұрын
መርገጺ ኣልቦ
@kibrommen87
@kibrommen87 7 күн бұрын
Utterly untrue analysis
@mebrahtomnegash2969
@mebrahtomnegash2969 6 күн бұрын
ወላወላ አይሓዝኩካን
@hizbawignbar8484
@hizbawignbar8484 6 күн бұрын
Hasewti eritrean leader still they're Hero ....mukutaar dikum melhaas hasawi poor analysis...
@samuelberhe1766
@samuelberhe1766 6 күн бұрын
Grm tntena muktar Ali thanks bro
@user-dy1tk9ce5k
@user-dy1tk9ce5k 7 күн бұрын
❤❤❤❤❤🇪🇷⭐️🇪🇷⭐️🇪🇷⭐️🇪🇷⭐️🇪🇷
@loveamong4799
@loveamong4799 6 күн бұрын
Ane zgermeni mergetsi zeybla media,ab hade regitska abti tamnelu elama eski tegoaz,loqmatsa aytkun😢😢
@tsegayteame729
@tsegayteame729 7 күн бұрын
Hasawi abey tfelt Eritrea ni Somalia hagza tibl
@FiliFtsum-wi4ve
@FiliFtsum-wi4ve 6 күн бұрын
Shnti entay iyu metkelka hasad
@anwarjahar9154
@anwarjahar9154 6 күн бұрын
شكرا وى على تقرير جميل لاىعجىب المنبطىحين ولالمطبلين ❤
@user-vv3sy1wo4k
@user-vv3sy1wo4k 6 күн бұрын
😂 haki mechem zifetwa yelen .lomi nikula laxikaya❤ viva aan media
@HabtomBerhane-rc7so
@HabtomBerhane-rc7so 7 күн бұрын
👍
@edenkidane1625
@edenkidane1625 7 күн бұрын
ስልጣን ብኾፍካ አይርከብን ዋና ዘገልገሉ አለዉዋ ዋእ ሃገር ከተፍርሱ የለን አይትሕለሙ
@akubitgebrengus397
@akubitgebrengus397 7 күн бұрын
Well Come dronawi ❤❤❤❤
@maxtec2835
@maxtec2835 7 күн бұрын
😂😂😂ወዲ ዓሊ ምዓስ ኢኻ ብኽያት ትገድፎ? ምዓስ ኢካኸ ቁሩብ ለውጢ ተምጽ? always the same boring
@mussieghebrengus3478
@mussieghebrengus3478 7 күн бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@rezenegebre6779
@rezenegebre6779 6 күн бұрын
ሓሎውሎው
@user-wk7cr6mw7m
@user-wk7cr6mw7m 3 күн бұрын
Bzkone, Endafeltkum , Dikum keyfeletkum Nstelim Staeda Sle Tblwo,. Nhna keae "LEKBAT " Media . Nblekum. Serektiy medenaghertiy .
@user-wk7cr6mw7m
@user-wk7cr6mw7m 3 күн бұрын
G15, Ms Aemerica, Weyane. Endawdekdeku kemey geru mengstiy Mrcha kgebr ykel???????
@trussom647
@trussom647 7 күн бұрын
ሕማምካ ኻኣ መጺኢካ እታ ሓደ ሓደ ግዜ ትመጸካ ኣብ ኤርትራ እዚ ሕጂ ዘሎ መንግስቲ ኤርትራ እንተዘይ ነብር ኤርትራ ከም ሱዳን፣ ሊቢያ፣ኢትዬጵያ ምሃለወት ኔራ ደገፍቲ ካብ ምባል ካኣ ሃገራዉያን በል ዓወት ንሓፋሽ 🇪🇷🐪9️⃣✝️☪️💪🏻👈🏻
@yosiefmichael5427
@yosiefmichael5427 7 күн бұрын
ተቓመርቲ እንበር ተቃወምቲ ይብልናን ኤርትራ ።ድሕሪ 93 ፎእ ኢልናዮም ኢና ዝርዳካ ኣይመስለንን።
@danidaniel7685
@danidaniel7685 7 күн бұрын
Halewulow abzihka hjis
@user-xm5vj4ro3u
@user-xm5vj4ro3u 7 күн бұрын
ክላእ ርሙስ
@semiradem5095
@semiradem5095 6 күн бұрын
Entay xegemkum eba wegennet zeybla eta zneberetn zelekan kunetatan kebabina aflitna. gdn nay hade wegen kun koynu beqa 😢😢😢
@gebrehiwottewolde9089
@gebrehiwottewolde9089 7 күн бұрын
ጨና ዊኻሪያ ዝጨኑ አናሊስስ። 🚯🚯🚯🚯🚯🚯🚯🚯🚯🚯🚯🇦🇿
@keshimen3875
@keshimen3875 6 күн бұрын
I❤ like it😢🎉🎉😂😂😂😂😊😊😊
@yohannesestifanos9504
@yohannesestifanos9504 6 күн бұрын
ናይ ዓለምና ለኽባጥ ሜድያ
@mohammedatta236
@mohammedatta236 6 күн бұрын
❤🎉❤🎉❤like like 👍 ❤❤
@samsonderar9720
@samsonderar9720 6 күн бұрын
Zeykemaka xruy Eritrawi aslamna krstianna bhade hrmet lbi Ertra nbl, bhade sanbuE Ertra netenfs, bhade hangol Ertra nhasb. Bàkal, bmenfes kulsab hade.
@amanuelberhe5677
@amanuelberhe5677 4 күн бұрын
Nkhulu anetsirkan nety netsur degimkan ketebkie gina ni rieskhas ayenetserkayan emo anetseran ane khea abzy alekhu bel. ERITREAWINET KUBUR MENENET. ZEKHERIN KEBRIN NI SEMAETATNA AWET NI HAFASH.
@EfremHans
@EfremHans 7 күн бұрын
Kmy Eka gn ayrdeananyu ??????
@Josi6451
@Josi6451 7 күн бұрын
ዓቅሚ ፍልጠትካ መርምር^። ኢሂ ንሓዳር ዲካ ደልካዮ ከመይ ኢካ እይርዲኣንን አዩ ትብል^? እፍቃሪካ ድዩ^? ወይ እንታይ እዩ.?!እቲ ክትሓቶ፥ ኪትብሎ ዚደለካ^? እዚ ፖሎቲካ ቻነል ኮይኑ^/ ነዚ ሾርሙጣ ዚኮነ ፖሎትካ ዓለምና^ ሾርሙታ ኾንካ እንተይ ሰሚካዮ^^ ቻነል ተጋጊካ እለካ^^ ስማዕ፥ ተመሓር፥ እሰሳሲል፥ ምዘን^^። ወድሓንካ ካብ እፍንጫካ እርሒካ እንተሓሰብካ ይሕሸካ^ ናይ ኣእምሮ ህውከት ይብሃል ከምዚ ናትካ nonsense.!!
@meb66
@meb66 6 күн бұрын
መርገጺ የብሎምንኮ! ትማሊ ዝበልዎን ሎሚ ዝብልዎብ በበይኑ ኢዩ። ሰናቲም ከመይ ይእክቡ ጥራይ ኢዩ ዕላምኦም።
@tesfaiadhanom4403
@tesfaiadhanom4403 2 күн бұрын
ሕጂስ እንድዪ ኣሜሪካ እንድያ በዘይ መንእሰይ እንታይ ክገብር እዩ ዝበሉ
@jRedsea
@jRedsea 7 күн бұрын
Niska tenbib zeleka tekawemtin degeftin tibil zeleka niska ke kab men eka aqawumoka anetsir gilbit gilbit eka tibil kem sefie
@mesfinmichael5693
@mesfinmichael5693 7 күн бұрын
ዝተሓላለከ ምባል እዩ ዘምሕረልካ እምበር ዝተነጣጠገ አይተድምጻ ኩቡር ሓው
@Seysey770
@Seysey770 3 күн бұрын
Tkkil
@mussiegerezgier4476
@mussiegerezgier4476 6 күн бұрын
Kemey aynet lekbat denkoro eka hasawit mediya
@samsonhaile5072
@samsonhaile5072 4 күн бұрын
Kkkkkk ክላእ ዘየለ ኢካ ተውሪ ኩሉ ሰብ ዝርአዮ ዘሎስ ሃለው ለው ትብል ጩቡጥ
@yonasmengs5011
@yonasmengs5011 6 күн бұрын
Hasawi tgbaka eya
@Mengshaile
@Mengshaile 6 күн бұрын
ሎሚ ዜና ናይ መሃያ እያ
@user-mr4iw4tj3u
@user-mr4iw4tj3u 2 күн бұрын
ናይ ባሓቂ ናይ ጣዓሞት $$ ዝተዋህበ ይመስል😂
@mohammedhassen2839
@mohammedhassen2839 6 күн бұрын
ነብሲ መንቃፈ ግን ስለምንታይ ኢዩ ቀጨውጨው ዝብለና። ጹማቅ ኩነታት ከባቢናን ጉዳይናን ከንብብልና ጸኒሑ ቁሪብተይ እባ ዓይንና ነፈጥጥ ከመይ ከመይ ድና።
@teamrgomida7834
@teamrgomida7834 7 күн бұрын
ኣቤት ወርዘይዘይ። "ለተቀማጭ ሰማይ ቅርቡ"
@user-bp3vd6oc7h
@user-bp3vd6oc7h 6 күн бұрын
ሲዒድ ኣንባቢ እስካ ግን ኣይደጋፊ ኣይተቋዋሚ ላንጋ ላንጋ ኮንካ ተሪፍካ ዋይ ተሕዝን ኢካ ሓደ ቦታ ሕዝ ወዲ ዓሊ ኣንበሳ
@ehabhaile467
@ehabhaile467 6 күн бұрын
እዋይ ስዒድ ዓርከይ ናይ እፍሊ ደምበ ጉማ ተልመደን ፖለቲከኛታትን ተቀየምትን ክተንብብ ጦቕ ኢልካ : ነዓ በጃኻ ክብረትካ ከይተጎድል ንሙኽታር ዓጢነ ናትካ ቻነል ከፊትካ ኣንብቦ በሎ ‼️
@abrahamafewerki9925
@abrahamafewerki9925 7 күн бұрын
Your proficiency in Tigrinya does not qualify you as a political analyst of the Horn of Africa. Get involved and contribute to nation-building. Lend a helping hand, and together we can achieve the aspirations of all Eritreans. Criticizing the Eritrean government while living off welfare and earning cents from KZfaq-is this a meaningful life, sir? Without actively participating, you lack the moral authority to blame the Government of Eritrea. Wedi Ararib
@fessehazeru1946
@fessehazeru1946 7 күн бұрын
ትንታኔኻ አቲ ካብ 1994 ድሕሪ ናይ ህዝቢ ግንባር ክሳብ 1998 ካሳብ ውግአ ዝነበረ ናይ ደማክራሳዊ ምሰርሕ ዝካየደሉ ዝነበረ ፣ጎሲኻ ሰለዝኸድካ ባዕላዊ ትንታኔ ከይኑ ይረአ።
@zekariasbahlibi2890
@zekariasbahlibi2890 7 күн бұрын
ኣግኣዝያን ኣይትፈልጦን ኢኻ ኣብ ዘይትፈልጦ ኣይትሃውትት
@amhgreat4658
@amhgreat4658 7 күн бұрын
Ata soqe eilkasi poltice temahare donqoro
@zekariasbahlibi2890
@zekariasbahlibi2890 7 күн бұрын
@@amhgreat4658 ፖለቲካ ድኣ ተማሂረ እኮ ካብ ሊቀ ሊቃውንቲ ተስፋጽዮን በርሀ።ምርር ዝበለ ሓቂ ክትጎስም ምስ ነብስኻ ክተተዓረቕ ኪድ ቪድዮታቱ ስማዕ።እንቅዓ ሓሶት እሞ እንታይ ክሰምዓሉ ፖለቲካ ስማዕ ትብለኒ። ድሕረትካን ብድዐኻን ግን በቲ ለባም ኮይኑ ዝስመዓካ ልቦና ዝመስል ባዶነትካ ተሸፊንካ ኣሎ፡ ስለ ዘይትፈልጥ ኢኻ ክኣ ደንቆሮ ኢልካ ተወራዚኻ ድንቑርና ኣብቶም ለባማት ኢና ዝብሉ ተማሂርና ኢና ዝብሉ ትምክሕተኛታት እዩ ዝያዳ ዝርአ።
@biniamteklemariam2202
@biniamteklemariam2202 7 күн бұрын
ንዓድኣ እዛ ናይ ሎሚ ጸብጻብካስ ከመይ ከመይ ድኣያ ንኹልና ኣሕቢርካ በለና ዝበላ ጀነራል ውጩ ገርካያ ቀንዲ መበገሲ ኲናት ዘይተማእዛዝነት መንግስቲ ኤርትራ ንምዕራባውያንያ ቀጺሎም ኣብ ጎንና ክድምና ዘይምነዎ ስርዓት ኣቀሚጠሙልና ዘዝጎበዝና ናብ ድፋዓት ኮይኑ ዕጫና ስለዚ ተስፋና ብሕጂ ዘሎ ትውልዲ ኤርትራ ሰላም ክረክብዩ
@yoelkm8178
@yoelkm8178 6 күн бұрын
ሓቂ ኣይ ትሸፍኖ እዚ ብመለስ ዘይናውን ኣመሪካን ኤውሮጳን ብዕሊ ብዝገበርዎ ብቃሎም ኢዩ ንኤርትራ ብኹሉ ዓጺኻ ሰንዓ ፎሮም ኢሎም ኣዊጆም ሱዳን ጅቡቲ የመን ሃንዳሲተን ኢትዮጵያ ከምኡ ውን ምዕራባውያን ኮይነን ኣይ ሰላም ኣይ ኩናት በዚ ዝብልዎ ሕጂ እዞም ተጋሩ ዕጽዋን ክባን ኤርትራ ብኢኮኖሚ ጌርና እገዳ ኣጊድና ነቲ ህዝቢ ኣጨኒቅና ከም ዝብተን ክንገብሮ ኢና ኢሎም ገይሮሞ ኢዮም ኣብ ኢትዮጵያ መዓስከራት ጌርካ ንመንእሰይ ንዑ የሕዋትና ኢኹም ናብ ደስ ዝበለኩም ሃገር ክንሰደኩም ኢና እንዳ ተባህሉ ህዝቢ ኤርትራ ብዙሕ ሽግር ረኺቡ ኢዩ ፣መንእሰይ ክኣ ንግዚኡ ሰሪሐ ስድራይ ዘይ ኣሊ እንዳ በለ ወጽዩ ብፍላይ ኣብ መዓስከር ዝነበረ ንወጻኢ ክንከይድ ኢና ኢሉ ንኢትዮጵያ ዘይ ኣተወ መንእሰይ የሎን ፣ግን እቲ ንወጻኢ ምኻድ ባዕላቶም ይጥቀምሉ ነይሮም ፣ርኢናዮም ክኣ ኣብዚ ዝሓለፈ ወራራት ብሽም ኤርትራውያን እዚ ኹሉ ንዑ የሕዋትና ኢኹም ዝብሉ ዝነበሩ ክንደይ መናእሰይ ቀቲሎምን ዘሪፎምን ክሳብ ሕጂ ሕማቅ ኣለው ።ስለዚ እቲ ጠንቂ ክኣ ክተምጽእዎ ኣለኩም ቀደም`ዶ ከምኡ ኔርና ኢና ኣይ ነበርናን ካብ 1991 ክሳብ 1997 መንእሰይ ከም ድላዩ ይኸይድ ከም ድላዩ ይሰርሕ ነይሩ ህዝብና ኣብ ተዘማዲ ኣብ ጽቡቅ ኩነታት ነይሩ ኣብ 1994 ሃገራዊ ኣገልግሎት ተጀሚሩ ሰብ ኣገልጊሉ ናብ ደስ ዝበሎ ይኸይድ ነይሩ እዚ`ዶ ኣይ ኮነን እቲ ሓቂ ግን እንታይ ኢዩ እቲ ጠንቂ ናብ ከምዚ ዘብጽሓና ኢልና ንበርብሮ ።
@seyoumkedrom4998
@seyoumkedrom4998 4 күн бұрын
ናትካ ነገርሲ ዘገርምዩ ሓንሳብ ቡሉጽ ሃገራዊ ከትከወን ተደሊ ሓንሳብ ሓንሳብ ከኣ እንጻር ሃገራዊ ትኸወን ኢዚ ኹሉ ኣያታትካ ባረዩ ኣመሪካ ዝኾኑ ሱዛን ራይስን ኦባማ መነኢሰይ አሪትራ ጋሕጊሑ ብዕሊ ዝወጆ ጥፊኡካ ማለትዱ
@berhaneweldemichael2683
@berhaneweldemichael2683 3 күн бұрын
Lekebate no more flow you
@Eri-star
@Eri-star 7 күн бұрын
Eritrean pride and plz Matte, dont forget our EPLF-15 G
@gideyalem6475
@gideyalem6475 7 күн бұрын
ሳክራም ሓሽሽ ቁሒምካ ኢካ መጺካና ምሽ ።
@HenokHiyabu
@HenokHiyabu 3 күн бұрын
ቅርኒ ኣፍሪቃ ኣብ ክንዲ ፖለቲክ፡ሕሳብ፡ቋንቃ፡ቁጠባ ገለመለ ብክራር ዘይራከቡ፡ንሕና ኤርትራዊያን ክራር ንብላ ነታ ባዓልቲ ሓምሽተ ስልክ ክራር፡ኣብ ኤትዬጲያ ኣምሓራን ትግራይን መሰንቆ፡ኣብ ሱዳን፡ሶማሊያን ጁቡትን ዑድ ይብለወን።ሙዙቃን ደርፍን ጥራይ'ሰከ ንኩን ካብ ኣንቺ መንቺ፡የዝንጅሮ ማንጋን።
@janbessa7051
@janbessa7051 6 күн бұрын
መርገጺካ ከም ነፋሒቶ ዝለዋወጥ። እቲ ከፈአ ከኣ ከምዚ ናትኩም ልውጥ _ ልውጥ መርገጺ ኣልቦ እዩ። ስርዓት ጭፍራ ኮ ከምዚ ናትኩም ንጹር መርገጺ ስለ ዘይብሉ እዩ ሓማሲ ሰላም ቅርኒ ኣፍርቃ ዝበልባዮ!
@IseyasWeldeslasie-ku9ev
@IseyasWeldeslasie-ku9ev 6 күн бұрын
ስማዕ ወይ ስሙዕ እዚ ተቕርቡዎ መድብ ተምሉስኩም እሞ ባዕልኹም ስምዑዎ ዋላ ናዓኹ ክገርሞኩም ዩ ክክክክክ
@IseyasWeldeslasie-ku9ev
@IseyasWeldeslasie-ku9ev 6 күн бұрын
መትከል ኣልቦ ዝኾነ ውልቀስብ ይኹን ውዳበ ተቐባልነት ዞሎዎ ኮይኑ ስለ ዘይስማዓኒ ዩ።ኤርትራውያን ኩኑ ኤርትራዊ ልዕሊ 90% መትከላዊ ዩ ወዳሓንኩም
@mggeek3669
@mggeek3669 7 күн бұрын
Rational analysis wedi Ali. Keep it going.
@HaileYemane-ii4ud
@HaileYemane-ii4ud 3 күн бұрын
ላንጋላንጋ ፡ተቃወምቲ፡ደገፍቲ ስ በልካ ንስኻ(ጸሓፊ ኮነ ኣንባቢ)ከ ኣበይ ኢኻ ትምደብ ? ኣነ መርገጺኡ ዘይፍለጥ ንነብሱ ውርዙይ ተንታኒ ገሩ ዝሰኣለ ውርዙይ መሲሉ ተበላጺ (ሸቃጢ) መሳወሪ ነገራትን በታኒ ምርግጋእን ምመደብኩዃ።
@downdownw7374
@downdownw7374 7 күн бұрын
ከድዐት ድኣ ሕጅስ መዓስ ገዲፍክሞ በዓል ሚቴዎስ መትከለቢስ።
@user-wn2ke3zx6y
@user-wn2ke3zx6y 7 күн бұрын
ኣነ ዝገርመኒ እቲ ትዛረብዎ ትመሊስኩም ትሰምዕዎ ዶ? ኣብዛ ናይ መድህን ነዚ ቀሺ ዝገበረትሉ ኢንተርቪው ከም ግብረ መልሲ ኢልካ ዘቅረብካዮ ብሰንኪ ኤሊታት ተጋሩ ኤርትራን ህዝባን ጸኒቱ ኣደዳ ስደትን እገዳን ኮይኑ ኢልካ ተዛሪብካ እዚ ቃል ብቃሉ ዘበልካዮ እዩ። ብኸመይ ምኽንያት ድኣሉ? ብስንኪ መንግስቲ ኤርትራን ዝተኸተሎን ፖሊስን ኤርትራዊ ተሰዲዱ ትብሎ ዘለኻ? ንህዝቢ ኤርትራ ሓደ ጸላኢ እምበር ክልተ ጸላኢ ክህልዎ ኣይክእልን እዩ ካልኣይ እዚ ናይ እገዳ ኲናት ካብ ኣመንካሉ ንባዕልኻ ትሓታቲ ኢኻ ምኽንያቱ ብስንኪ ተቃወምቲ ኢና በሃልቲ ዝተገብረ ናይ እገዳ ኲናት ኢድ ስለ ዘለካ መቸም እዚ እገዳ ኲናት ንመን ጎዲኡ ትዝንግዕ ኣይብልን እየ ስለዚ ኣብዚ እገዳ ኢድ ካብሃለወካ ጸላኢ ህዝቢ ኤርትራ ኢኻ ብዛዕባ ኣታዊኻ እምበር ብዛዕባ ህዝቢ ሓሲብካ ኣይትፈልጥን ኢኻ ምኽንያቱ ጸላኢኻ ኣነ ጸላኢኻ እየ ስለ ዘይብል እዚ እዚ ብሰንኪ ተቃወምቲ ዝተገበረ ኣጀንዳን እገዳን ዘይፈልጥ ይመስለካ ህዝቢ ነቂሑ እዩ እንተኽኢልካ ኣፍካ ሓዝ ካብኡ ተረፈ ብኣኹም ዝመጽእ ሰላም የለ ብኣኹም ዝመጽእ ፍትሒ የለን እንትርፎ ሓዊ ክትኣጉዱ።
@user-uy3yi4kr6x
@user-uy3yi4kr6x 7 күн бұрын
ኢስኻ ኸኣ ከም ወያነ መትከልካ ዘይንጹር ናትካ ገዲፍካስ ኮለል ኪትፈቱ!!
@meriharaya4682
@meriharaya4682 5 күн бұрын
Akalb ynebHu dron ysgum❤❤❤
@samsonhaile5072
@samsonhaile5072 4 күн бұрын
ክክክክክ ስጉምትካ አይትሕሽ ናበይ እዩ ሰጉሙ እስከ በል ሃለው ለው ሲ ስጉምቲ ኮይና
@abrahamhayantu5910
@abrahamhayantu5910 4 күн бұрын
ስቅበል አበይ ትፈልጦ ህዝቢ ኤረትራ ኩሉ አባል መንግስቲ ኤረትራ እዩ ። ንኤረትራ ዝትንክፍ ምስ ዝመጽእ ከአ ከምዚ ቆፎ ንህቢ ዝተተከፈ ገንፊሉ ይወጽእ አይር ደአኩምን እዩ እንበር ዋላ ካብ ገድሊ በማኢት እዮም ተሰሪዖም ዝኸዱ ናገድሊ ወይ ናይ ሃገር ኩነታት ምስመጸ ሱሩዕ የለ ዘይ ስሩዕ ገንፊሉ እዩ ዝወጽእ ገንፊሉ ከአ ኩሉ ዝከአሎ ይገብር።ንአብነት አነ ተጋዳላይ ጀብሃ ዝነበርኩ ድሕሪ ዉግእ ሕድሕድ ዝተሰደድኩ እየ።ጀብሃ ነረ ኢለ ግን ኢደይ አጣሚረ አይረአኹን አብ 1986 ስርርዐይ ንነጻነት ተሰራዕኹ ክሳብ ቀረባ ግዜ አባል ነይረ ድሕሪ ኮረና ከምቲ ናይቀደመይ አይኮንኩን ጉበአይ ዝገብር መንግስተይ ብዐቅመይ ዝድግፍ መንግስቲ ኤረትራን ፍልስፍና ህግደፍ ንዘልአለም ክቅጽል ዝአምን እየ።ህግደፍ ሐይል መለኮታዊ ሐይሊ እዩ ከምኡ ስለዝኾነ ከአ ነዚኩሉ እንተታት ፈንጢሱ ዝወጸ ልክዕ ከምቲ ናይገድሊ ስለዝኾነ ሃገር ዘዉሕስ ቀጻልነታ ዘረጋግጽ ሐይሊ ስለዝኾነ ህዝቢ ኤረትራ እዉን ዐቢ እምነትን እዩ ዘለዎ ምስ ዝወረደና ኩናትን እገዳን ዘራይት ናይምዕራብ ነዚ ተቃሊሱ ዝወጽእ መሪሕነትን ህዝብን አብዐለም የለን።ሱሩዐት ግን ዉሑዳት ሐቦኛታት ኮይኖም ከምቲ ናይሜዳ ቁጽሮም አራቢሖም እዮም ዝቃለሱ።እዚኩሉ ንናጽነት ዘብዕል ፈስቲቫል ዝኸይድ ግን ሱሩዕ አይኮነን ብኤረትራዉነቱ ሕቡን ሴለዝኾነ ከምኡዉን ንህግደፍ ወይ መንግስቲ ኤረትራ የሕሊፉ ዘይህብ እዩ ከምቲ ንስኻትኩም ትብልዎ አይኮነን።
@habenhadish938
@habenhadish938 6 күн бұрын
ዘዋርድ ቅለት ናትካ"ዩ ማቲዎስ። ህግደፍን ጉጅሉኡን ኣብ ኤርትራ ዝፈጠሮ ኣደራዕ ጽቡቅ ጌርካ ትፈልጦ ኢካ። ግን ንስካ ውን ናብ ጥቅሚ ኣድሂብካ። በል ጉሰሞ እዚ ዝውርወረልካ ዘሎ ኣባትር። ኩላ ብምስሉዩነት ዛኣከብካያ ሓሳዊ ትብለካ ኣላ።
@habenhadish938
@habenhadish938 6 күн бұрын
በል ጸላዕላዕ ኣቢልዎም እዞም ኣብዛ ቻነል ዘለዉ ባራዩ 😂😂😂 ኤፐ። ኣብ ስደት ተሓቢእክን መነዴክን ዳኣ ክዋጋኣልክን ደሊክን ? ዘይተብርዮኦ ንሰራዊት ኤርትራ ። ታይ ትባቁጣ ኣለክን ኣብ ስደት ? ኣቤት በለጽ 😢
@TaherJemal
@TaherJemal 6 күн бұрын
ስርዓት ኢሰያስ ምባልካ ትገርም ኢኻ.
@andemeskeltekleweini9970
@andemeskeltekleweini9970 6 күн бұрын
ገና ገና ማቲ ነዛ ኤርትራ ክትስኩኑ ዘይገበርኩሞ ነገርዘይነበረሲ ሕጂ ሕጹብከም ጲላጦስ ተበልኩም መን ይኣምነኩሞ
@M.R.D586
@M.R.D586 5 күн бұрын
ሰክቱ ጃሱሳት ለውለው ትብል መልሓስ እምበር ካልእ ምያ የብልኩምን ሓሰውቲ።
@yaredtekeste7026
@yaredtekeste7026 7 күн бұрын
ኣቱም ከመይ ዝበልኹም ሽንፍላ ኢኹም ግርም ክኣ ክንንእደኩም ቀኒናስ ተሓጺብካ ናብ ጭቃ ኮይኑ ስራሕኩም ገጽኩም ትርሓቕ ድሁላት!!!
@milusayo
@milusayo 6 күн бұрын
ትንተናኩም ማይ ዘይጣዓመዩ ኩልሻዕ ላንጋ ላንጋ ሕሉፍ ሓሊፉካስካኣ ደገፍትስ ታሓቢኦም ዮም ኔሮም ኢልካ ኣይትሓፍርንዲኻኸ ንስኻን መሰልትኻን ዳኣ ዓዲኳ የሕሊፍኩም ንማለሊት ሂብኩማ ኢኹም ንስኻን መሰልትኻን ኢኹም ኣስቅጥ ኣቢልኩም ኔርኩም ብሳላ ዘይሕለሉ ደገፍትን ሓያል መሪሕነትን እቲ ኣብልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ኣንጠጥዩ ዝነበረ ፍጹም ምሕካኽ መንነት በርዒኑ ተሪፉ ጥራሕ ዘይኮን ንሃንደስቱ ትሕቲ መሬት ተቐቢ ሮምዮም።ንስላን መሰልትኻን ካኣ ቁሩብ ጩራ ብርሃን ምስረአኹም ቁሩብ ቁሩብ ሃገራውያን ክትመስሉ ትፍትኑ ኣለኹም።ሩሙሳት ፎእ
MEGA BOXES ARE BACK!!!
08:53
Brawl Stars
Рет қаралды 34 МЛН
OMG🤪 #tiktok #shorts #potapova_blog
00:50
Potapova_blog
Рет қаралды 17 МЛН
ОСКАР ИСПОРТИЛ ДЖОНИ ЖИЗНЬ 😢 @lenta_com
01:01
New Eritrean Comedy 2024  Tseyqlom// ጸይቕሎም  by Dawit Eyob
51:23
Star Entertainment
Рет қаралды 175 М.
MEGA BOXES ARE BACK!!!
08:53
Brawl Stars
Рет қаралды 34 МЛН