No video

ንሱዳን ዝብጽብጽ ዘሎ መሓመድ ሓምዳን ደጋሎ ሕሜቲ

  Рет қаралды 44,336

Fnan App Infotech

Fnan App Infotech

Күн бұрын

fnan app infotech
ሰላም ተኸታተልቲ መደብና ቻነልና ኣብ ትምህርቲ ሓዘል መደባት ዘተኮረ ኮይኑ መዓልታዊ ብዝቀርብ መደባት ስፖርት ውን ዝማሞቀዩ።ዝኾነ ሰበ ኣብመደባትና ከቅርቦ ዝኽእል መደባት ኣለኒ ዝብል እንተሎ ማዕጾና ርሑውዩ።
ኢመይልና finangebretinsae@gmail.com
ንእትህቡና ሃናጺ ርኢቶ እቐዲምና ነመስግን
ናይ ፌስቡክ ኣድራሻና
/ finan.gebretinsae
ናይ ዩቲዩብ ኣድራሻና
• ገንዘብ ዘኻዕብቱን ሚልዮነር ዝገብሩ...

Пікірлер: 60
@DawitTesfamariam-dv8xi
@DawitTesfamariam-dv8xi Жыл бұрын
ሰላም ዘይብሉ ዞባ ተወሊድና በቃ መዓልታዊ ኲናትን ወረ ኲናትን ጥራሕ ትሰምዓሉ እስከ ኣምላኽ ሰላም የውርድ ንሙሉእ ህዝቢ ኣፍሪቃን ዓለምን።
@tesfayguesh5098
@tesfayguesh5098 Жыл бұрын
ሓይልን ብቅዓትን ናይ ኣል ብርሃን ካኣ ምደለና ገምጋም ክንወስድ ፋኒ
@samuelteame7210
@samuelteame7210 Жыл бұрын
Tenx bro ❤
@habteabraha610
@habteabraha610 Жыл бұрын
I love your voice May God bless you❤
@asmaraeritrea6386
@asmaraeritrea6386 Жыл бұрын
ዓርኪ ሰባር ነቓዕ🤔🤔!! ሞዴሉ መን ምኻኑ ፍሉጥ ስለዝኾነስ ሕጂ ውጽኢቱ ምስ ተራእየ ኣየደንቅን'ዩ።
@teamemedhanie3669
@teamemedhanie3669 Жыл бұрын
What is a great job brother Fnan thank you for the interesting information
@Shabay_mender
@Shabay_mender Жыл бұрын
ስልጣን ናብ ህዝቢ ክሳብ ዘይተዋህበ ኣልቡርሃን ይምጻእ ዋላ ሕሜቲ ...ካብቲ ቅድሚኦም ዝነበረ ዑመር ኣልበሽር ዝገዱ 'ምበር ዝሓይሽ ኣይክህልዎምን 'ዩ ። # ኣምላኽ ሰላም የዉርደሎም !
@genettedla4209
@genettedla4209 Жыл бұрын
Thank you fnan for this program it's important 👍
@danielwoldu1855
@danielwoldu1855 Жыл бұрын
ሰላም ሰላም ፍናን ሚዲያ ካብ ባህርዳር ከተማ
@robiye3496
@robiye3496 Жыл бұрын
ህዝቢ ሱዳን መካራን ሽግርን ዝጻወር ህዝቢ ኣይኮነን ቀንዲ ሕቶ ህዝቢ ሱዳን ባኒ እዩ ሕሜቲ ይምጻእ ኣልቡርሃን ይምጻእ ሓምዶክ ይምጻእ ኣጋዳሲ ኣይኮነን ንህዝቢ ሰዳን ዘድልዮ ሰላም ናይ ስራሕ ዕድላት ቡዓቢኡ ኪኣ ድጎማ ደጉሙ ባኒ ብሕሳር ዝሸጠሎም መንግስቲ እዩ ዝድልዮም
@erimoon1077
@erimoon1077 Жыл бұрын
fnieks Anbesa, keep it up.
@user-vo3mq7zw1r
@user-vo3mq7zw1r Жыл бұрын
ሱዳን 💔🥺🙏
@abrahamahforom
@abrahamahforom Жыл бұрын
Thanks bro
@amanueldawit563
@amanueldawit563 Жыл бұрын
ሑሜቲ ሓቢብና ዓወት ናትካ እዩ ኣልቡርሃን ነዴኹም ወያነ ስለ ዝሓገዘ ዲኽን
@woldaislassie2930
@woldaislassie2930 Жыл бұрын
😂😂😂😂😂😂 ኣቤት ርእሲ !!
@robitete3838
@robitete3838 Жыл бұрын
ሕመቲ ግን ቀሊል ሰብ ኣይኮነን፤ብሩስያን ቻይናን ኣቢሉ ኣብ ስልጣን ከም ዝመጽእ ፉሉጥ እዩ
@peacetoworld1516
@peacetoworld1516 Жыл бұрын
Fnan resah hasawi akilka lehashas zblu merahti eka tednik ...lehasi wahid esub
@bigboy9099
@bigboy9099 Жыл бұрын
Anta stupido kemey dea afka kelbi yshnelu. Entay chipti aleka hasawi tblo zeleka eske ngerena.
@TeklitSolo
@TeklitSolo Жыл бұрын
Weshlak atine
@mskinhagerey
@mskinhagerey Жыл бұрын
Fanu yaho kewtru ms mlue adnaqot
@danielkesete9754
@danielkesete9754 Жыл бұрын
Hemti 🎉
@danielkesete9754
@danielkesete9754 Жыл бұрын
Haswti
@user-sh3hn8ut8j
@user-sh3hn8ut8j Жыл бұрын
Nirebha America 🇺🇸 Russia 🇷🇺 zimowoit meskin hizi
@saimonteklemicael7286
@saimonteklemicael7286 Жыл бұрын
Omedunia sudan
@futurandom1604
@futurandom1604 Жыл бұрын
ሕሜቲ ብዙሓት ምሁራት ተመክሮ ዘለዎም ኣባኸርቲ ኣለዎ። ሕሜቲ ተባዕ መራሒ እዩ። ሱዳን ኣብ ኢዱ ከእትዋ ይመስል ፡ ሕሜቲ ሓቅርኛ ሱዳናዊ እዩ። ዘርኢ ዓረብ የብሉን፡ እቲ ዝብሃል ሓሶት ስናዕ ፖለትካ እዩ።
@gm5215
@gm5215 Жыл бұрын
ሱዳናውያን ተባዓት ምኹኖም ንእመን ዘይከማናኤርትራውያን ፈራሓት ኣይኮኑን ኣናብስ እዮምዓአወት ይምነየሎም
@medateklay3531
@medateklay3531 Жыл бұрын
Entay nenhdhdom sle ztewageu hzbi sle gday zgeberu diom sebut.beali berger wahid
@saimonteklemicael7286
@saimonteklemicael7286 Жыл бұрын
Ahlelik sudan
@ihateethiopia5865
@ihateethiopia5865 Жыл бұрын
ኣል ብርሃን 🇸🇩🦁💪 ንፈትዎ ኦርጅናል ሱዳናዊ
@fthawi32
@fthawi32 Жыл бұрын
Tarih mngar entay Yu khonelna hagez zedlyom eritrawiyan alewu ab sudan bzaeba ezi tezareb
@kaibronabraham3470
@kaibronabraham3470 Жыл бұрын
አዚ ዞባ ምብራቅ ኣፍሪቃ ብወታሃደራዊ ጀነራላትን ምንም ራኢ ህዝቢ ዘይብሎም ብሃይሊ ብረት ህዝቢ ከማሃድሩ ፥ህውከትን ኩናትን ከም ስልጣንን ሃብትን ከጥሪዩ አንተዘይኮይኖም ንህዝቢ ዝጠቅም ተግባር ዘይፍጽሙ ዲክታቶራት ክሳብ ዘለዉ ኣብዚ ዞባ ወትሩ ህውከት ዝፍጽሙ ወታሃደራዊ ሃይሊ ተጠቂሞም ነዚ ዞባ ኣብ ህወከት የአትዮሞ ይርከቡ፥
@almazeyasu7388
@almazeyasu7388 Жыл бұрын
Sudnwe ko ayknn chat eyu kem esyas deqla eyu
@abetybaye1950
@abetybaye1950 Жыл бұрын
mewekesi eba haw fnann
@asmoromasfha6901
@asmoromasfha6901 Жыл бұрын
Aye afrikawian akilna kuinat tirah
@bereketgebre4685
@bereketgebre4685 Жыл бұрын
ካብ ሕጂ ብ ሃገር ኤርትራ ምውርዛይ የብቅዕ ! ናይ ካልኦት ሃገራት ታሪኽ ዘይምፍላጥ ሕሱም : እዚ ኣብ ኢትዮጲያን ሱዳንን ኣጋጢሙ ዘሎ ቅልውላው ቁጠባ ንኤርትራ ሹው ኢሉ ዝሓልፍ ክስማዕ ዘይክእል ነገር ኢዩ ምኽንያቱ ለሚዳቶ ስለዝኾነት ቀዳመይቲ ኮይና ኣላ ብ ጥሜትን ጽምኢ ማይን
@tesfagabergebreselasie6433
@tesfagabergebreselasie6433 Жыл бұрын
ግን ብርግጽ አዞም ንሱዳን ዝህውኩ ዘለው ሱዳናውያን ከምዘይኮኑ አዩ ዘኢመት ዘሎ ካብ ጎረባብቲ ሃገራት ኣባሓጎታቶም ተሰዲዶም ዘግነት ረክቦም ሶዳናውያን ዘይኮኑ ሱዳን ሓሚሶማ ብሕጊ ዳኣ ይታሓተቱ አምበር
@abetybaye1950
@abetybaye1950 Жыл бұрын
ን ኣብ ሱዳን ዘሎ ሰብ ዝሕሾ ዶ ክነግረካ ሰላም እዩ ኣይኮውንን እንተ ኾይኑ ከኣ ሓዲኦም ሲዒሩ ከዕርፉ
@berhetensea451
@berhetensea451 Жыл бұрын
NAY ISEYAS GENERALAT GHENA BEJEKA ESHI GHOITAY KURUB GHENZEBN WHISKITATNHEBKA SELTAN AY HATU GHELE AYHATU.
@endlessefforts6015
@endlessefforts6015 Жыл бұрын
# alburhan vs humeti ማለት ምዕራባውያን÷ግብፂ vs ምብራቃውያን÷ኢትዮ ኤርትራ ዝሓዘ ዩ !!
@shewitbrhane1153
@shewitbrhane1153 Жыл бұрын
Tarik al burhan kea aqribelna ba
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 Жыл бұрын
ሰራዊት ሱዳን ብፈኸራ ክደርፉ እንከለዉ ፥ ንኢሳያስ ከም ኣባሓጎኡ ክሳዱ ቆሪጽና ዶ ወይሲ ሬሳኡ ጎሲስና ከነምጽኣልኩም ፡ ይብሉ ኔሮም። ኢሱ መእተዊ ቀዳድ እንተረኺቡ ደኣ ንሱዳን ሓዊ ክዉትፈላ እዩ ። ንዕንወት ደኣ መን ክወዳደሮ፧ መኣረምታ እቶም ልሂቃን መራሕቲ ሱዳን ኣብ ኣፍሪቃ ኣህጉር ይንበሩ እምበር ፡ ንነብሶም ከም ኣፍሪቃውያን ዘይኮነ ያኢ ከም እስላማውያን ዓረብ እዮም ዝቖጽርዋ። ኣብ ዝኾነ ጉዳይ ምስ ዓረብን ማሕበር ሃገራት ዓረብ እዮም ዘሻርዉ። ኣብዚ ፡ ሱዳን ኣንጻር ረብሓ ኣፍሪቃውያን ኣብ ፈለግ ኣባይ ምስ ግብጽን ሃገራት ዓረብ ዘለዋ መርገጽ ኣኻሊ ጭብጢ እዩ። ከምዚ ኮይኑ ፡ ኣንጻር ኣፍሪቃን ኢትዮጵያን ምስ ግብጺ ኮይና ሓባራዊ ወተሃደራዊ ልምምድ ትገብር ንሰራዊትን ሓይሊ ኣየርን ንስለያ ግብጺ ውን ወተሃደራዊ ካምቦ ኣፍቂዳ እያ። ብርግጽ ኣብ ሱዳን ንነብሶም ብቐዳምነት ከም ኣፍሪቃውያን እምበር ከም ዓረባውያን ዘይሪኡ ኩሩዓት ኣብ ዳርፉር ኑብያ ኢኳቶርያን ደቡብ ሱዳንን ኣለዉ። ኣብ ኤርትራ እተወልዱ ነቲ ናቶም ቋንቋታትን መንነትን ፈንፊኖም ዓረብ ኢና ዝብሉ ወሽላኻት ውን ኣለው። እቲ ሕቶ ነዞም መንነት ተኻርዮም ዘውደኽድኹ ፡ እቶም ዓረብ ከመይ ጌሮም ይርእይዎም እዩ፧
@user-sh3hn8ut8j
@user-sh3hn8ut8j Жыл бұрын
Musa hilal wedi hawabuyu ni hamedti
@yosief9945
@yosief9945 Жыл бұрын
Anta fnan loms akfika eko gena abkunat kelos wulke melaki kser dyu ksear kmewt dyu knebr zeyfeletkas wulke melaki olkayo beka
@fnanappinfotech
@fnanappinfotech Жыл бұрын
MEJEMERYA TARIK HIWETU SIM''AYO
@kingeri8837
@kingeri8837 Жыл бұрын
😂😂😂 sxemam eika mish yosief
@shishaytesfamicael8662
@shishaytesfamicael8662 Жыл бұрын
አንታይ ገሩካ ትጸርፎ ኣሎኻ አንታይ ዩ ረብሓኻ ኸ ሒመቲ ምስ ዝስዕር
@sulumcom3335
@sulumcom3335 Жыл бұрын
@@hagerey9448 men yu komu eleka nes adeka dyu rekib alwo dyu wedi amharay
@sulumcom3335
@sulumcom3335 Жыл бұрын
@@hagerey9448 wedi argit gahba wedi komarit ab enda sewa zeabkum seb ketbxebxu wedi terf amhary
@kubromwedikeshi2862
@kubromwedikeshi2862 Жыл бұрын
ሩሑስ ኣወዳኣመት ፋኑ ናዓኻን ምስ ኩሉ ኣማኒ ኦርተድውክስን እዛ መደብ እዚኣስ ምቅርቲ እያ ኣጥቢቕካ ዳኣ ሓዛ
@mussiehailemicael7449
@mussiehailemicael7449 Жыл бұрын
sek bel hasawi halayey kea tmesil amelu hmieti kemzewet gen ab resieka giebro sudanawyan kea ezi egirgir ygbom u tmali tmali n eritrawyan kegafiu enkelwu tshiq nierka tkewin hji gen mot beabaya tmexiom ala issiyas eid alewo kea bel ember bejekiu kalie entay keytihasib anjal
@matiabraham483
@matiabraham483 Жыл бұрын
Nezi kea wlqemelaki elkayo sebay enber etom qedamotke entay ybehalu donqoro nhzbi zhaysh sgumtiyu wesidu 😂😂😂 kemza nay junta
@erisoc109
@erisoc109 Жыл бұрын
Sek bel mednageri feger dehri tigray doo hegi nab sudan metsikum bezkone tsebuk negeru sudanwi tigrigna selzysemiue edil gerka aleka kofkaf sahsha 🤣🤣
@yohannesasmerom7873
@yohannesasmerom7873 Жыл бұрын
Kkkkkkkk aye ska abas men flet elka
@amanuelhabte7506
@amanuelhabte7506 Жыл бұрын
Fenan ka Kabaka tentena zetsebe yelen loksas
@amanueltekleab2428
@amanueltekleab2428 Жыл бұрын
ከምዛ ሻዕብያ ዘዕበየታ ጠላም ወያነ ማለትካ ድዩ
@selemehaile2961
@selemehaile2961 Жыл бұрын
shabya wn hzbi zebeyo telam mkanu zeymrsea
@mullerkesete1425
@mullerkesete1425 Жыл бұрын
Kella loqsass Tay tefelt suk Elka shehane hexeb! Ensesesa.
@tsinatabraha9598
@tsinatabraha9598 Жыл бұрын
ሕልኩስ፡ንዓካ ድኣ ኩሉ ዩ ውልቐ-መላኺ ዝመስለካ፡ዓቕሚኻ ጥራይ ኣቅሪብ።
@user-qy8fx6lp5h
@user-qy8fx6lp5h Жыл бұрын
እዚ ጅልጋፍ ደጋሎ እንተሰዒሩ ኤርትራዊ ከም ድይናሰር ክፍእ እዩ ካብ ሰዳን ሰዳን መውዓሊ ሻዕብያ ክትከውን ኤርትራዊ ክኣ ካብኦም ክሃደም ምካኒ ፍሉጥ እዩ ንኤርትራዊ ክጥዕሞ ሰልጣን ናብ ህዝቢ ዓወት ንህዝቢ🎉
@sadamsalih4613
@sadamsalih4613 Жыл бұрын
​@@hagerey9448 magli anchwa teblaka 😂
Little brothers couldn't stay calm when they noticed a bin lorry #shorts
00:32
Fabiosa Best Lifehacks
Рет қаралды 21 МЛН
Мы сделали гигантские сухарики!  #большаяеда
00:44
Little brothers couldn't stay calm when they noticed a bin lorry #shorts
00:32
Fabiosa Best Lifehacks
Рет қаралды 21 МЛН