Рет қаралды 52,275
ተጋዳላይ ገ/መስቀል ንመሐከሚ እንኮ ወዱ ልዕሊ 700 ሺሕ ብር ተጠይቑ፤ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ መንፈሳውያን ኣሕዋትና ሰብኣውነት መንፈስ ኣገዲዱዎም ንህፃን ማቲዎስ ፈቐዶ ጎደናታት እናዘሩ ብሰናይ ፍቓዶም ይልምንሉ ኣለዉ። ንሕናኸ ኣለናዶ ከም ልማድና?
--- ገብረመስቀል ኪዳነ
--- ቴሌፎን 251911902567
--- ኣካውንት 0027683530101 ወጋገን ባንክ ጎፋ ቅርንጫፍ