እንተይተፈሰወ ኣይጭኑን መንዩ ጉባኤ ህወሓት ከይካየድ ዝቃወም ዘሎ፣ ልመና ኣረጋ ከበደ፣ ሓይሊ ጉሕለት ቅዱስ ያሬድ ክሰርቕ ሃረምረም 7/15/2024

  Рет қаралды 10,904

Tigrai Online

Tigrai Online

Күн бұрын

እንተይተፈሰወ ኣይጭኑን መንዩ ጉባኤ ህወሓት ከይካየድ ዝቃወም ዘሎ፣ ልመና ኣረጋ ከበደ፣ ሓይሊ ጉሕለት ቅዱስ ያሬድ ክሰርቕ ዝግብሮ ዘሎ ሃረምረም 7/14/2024
www.gofundme.c...
Please join and become a member / @tigraionline
#Tigray #Tigrai #Eritrea #ethiopia #amhara #almata #tdf #WesternTigray
www.tigraionlin...
/ tigraionline
/ tigraionline
/ tigraionline
/ tigraionline

Пікірлер: 46
@wahidkiflegiorgis267
@wahidkiflegiorgis267 Ай бұрын
Thanks Tigray on line for what you do on behalf of the Tigray people. We heard and follow you everyday. We know our enemies interest that’s why they opened war on Tigray to dismiss us from the face of the earth and to own our heritage. Let us to stand together for our freedom. Tigray will prevail!!!!!
@Peaceonearthforall
@Peaceonearthforall Ай бұрын
Tigray Online, Viva brother 👌✅️💐💖✅️💪✅️👌 Your integrity is TOP OF MOUTAIN 💖👌
@Muez_Gidey
@Muez_Gidey Ай бұрын
@Tigray Online - Thank you for your service! We proud of you 💛❤🎉🎉🎉
@azmeratesfay6273
@azmeratesfay6273 Ай бұрын
ብሃቂ ዝገርም እዩ እግዚአብሄር ምስትውዓል ይሃቦም 🙏🙏🙏🙏
@user-xd9gm8lf3k
@user-xd9gm8lf3k Ай бұрын
ሰላም ሰላም ክቡር ሓውና ንህዋሓት ንበዓል ጌታቸው ክፍርሱ ውሽጣ ውሽጢ ትርኹርኹርኽ ዝሰርሑ ዘለው ኣየኹም ህዋሓት ክንስዕር ኢና ዋ❤
@user-re4hs8mw4r
@user-re4hs8mw4r Ай бұрын
ትግራዋይ ረብሕኡ ጠመተ ይግበር ዋላ ውድብ ህወሓት ፀገም ይሓልዋ ንምሰፍራስ ዝግበር ቃልሲ ንማንም አይጠቅምን ። ህወሓት ናይ ደብረጽዮን አይኮነትን ናይማንም አይኮነትን ድህረትን ውልቃውነት መስመር ህወሓት አይኮነን በዴሞክራሲያዊ ቃልሲ ትመኣራረይ።
@azmeratesfay6273
@azmeratesfay6273 Ай бұрын
አለና TOL 💪💪💪💪❤💛
@gimjaamare509
@gimjaamare509 Ай бұрын
Thanks Tigrai on line our trhuful hero. The museum will build so the income should be to Gonder so Tigrai will not have tourist.
@user-gj8wf7xe4x
@user-gj8wf7xe4x Ай бұрын
ኩቡሩ አያ ጌታችው እዩ ጉባኤ ክይካየድ ዝደልዘሎ እንበር ናይሕዋሐት ጸገም አይኮነን ጌታችው ካአ ንህዋሐት ንክፍርስ ሀገዝቲ ኣለውዎ ብሕልፍ ጀናራ ጻድቃን ዋላ ውድባትን ንምንታይ ንቲ መሽረፍት መንግስቲ ታኣማምነም እዮም ግን መስልዎም እምበር ሕዋሐት ክፍርስ እልካ ኣይህለምን እዩ
@Muez_Gidey
@Muez_Gidey Ай бұрын
ንኽብረትን ህላወን ትግራይናን ህዝብናን ክንብል፥ 1). ብዛዕባ 100% ርግፀኛታት ዘይኮናሉ ነገር ካብ ምዝራብን ምፅሓፍን ንቆጠብ። 2). ንሂወቶም ከይሰስዑ ዝተደላደለ መነባብሮኦም ገዲፎም ምእንቲ ትግራይ ክብሉ ዝተንከራተቱን ዝንከራተቱን ዘለዉ ጀጋኑና ብበለካ ለኸዐካ ኣይነፀልም። 💛❤️
@Seb15
@Seb15 Ай бұрын
@@Muez_Gidey 👍
@Muez_Gidey
@Muez_Gidey Ай бұрын
@@kakiko-fm5gu ኣበይ ኣሎ ጭብጢ? በለካ ለኸዕካ ዘረባ ንግደፍ። አዞም ቓላት አዚአም ንዝክር፦ ሳኒታይዘር ኣዮኻ-ናይና
@semirberhe7592
@semirberhe7592 Ай бұрын
TIGRAY TSIER ❤️💛
@meazat.4857
@meazat.4857 Ай бұрын
You are right ❤
@MmMm-x4v
@MmMm-x4v Ай бұрын
ጅግና ኢካ ቀፅለሉ
@azmeratesfay6273
@azmeratesfay6273 Ай бұрын
Selam TOL 💪💪💪❤💛
@AmbachewFiseha-yv9mf
@AmbachewFiseha-yv9mf Ай бұрын
እቲ ናይ ሕወሓት ሚሽጢር አብ ማሕበራዊ ሚድያ ዝዝርግሕዎ ዘለው ሰባት ትግራዎት አይመስለንን, ነዚ ኹሉ ሕንክርክር ድማ ጉባኤ ምክያድ እዪ መድሓኒቱ ::
@SelanlmatDimokracy
@SelanlmatDimokracy Ай бұрын
ጉባኤ ንኸይካድ ጌታቾዉ ድምፂ ተዓቅቦ ወፅኡ።እቲ ጉባኤ ግን ንህዝቢ ትግራይ ይጠቅም አምበር አይጎድእን።
@getahunlegesse6462
@getahunlegesse6462 Ай бұрын
ዝተፋላለዩ ሓሳባት ቀሪቦም ክትዕ ተኻይድሎም ንሃገርን ህዝብን ዝኸውን ዝበለጸ ሓሳብ ክስዕር ምስራሕ ስልጡን ኣካይዳ ምዃኑ እዩ ዝእመን !!
@tekiaegebremichaelhantal3158
@tekiaegebremichaelhantal3158 Ай бұрын
ዞም ናይ ትግራይ መንነት ዘይብሎም ረብሓ ትግራይ ንምሻጥ ቀይሕባሕሪ ንኢትዮጵያ ኣብ ክባ ኣእትዮም ከጦፍኡና ዝደልዩ ተጋሩ ዝመስሉ ልሙሳት ይድግፉ ቀይሕባሕሪ ምሰቶም ማንነቶና ዝሓዙ ተጋሩ ኤረትራ ኮውንንዎ ኣለዎም ጽባሕ ኢሳያሳውያን ኣታሓሳስባ ክጠፍእ እዩ ።
@haderah.4958
@haderah.4958 Ай бұрын
ኦርጅናል! ኦርጅናል ሃይማኖታዊን ታሪካዊ መሰረታት ማንም ክወስዶ ኣይኽእልን። ዳሓር ዝስርሑ ነገራት ኣረሰተፊሻል እዮም!ሙሉእ ሰላም ይግበረልና እምበር ፤ሓቂ ዓቂብና ስረመሰረትና ኣፅኒዕና ልበለፀ ክንሰርሕ ኢና! ምምሳል ምዃን ኣይኾነን!!! ጎልጎታ፤ ጎልጎታ እዩ! ዓወት ዓድዋ፤ ኣብ ባዕላ ኣብ ዓድዋ ኣብ መሬት ትግራይ ኣብ ዓድዋ እምበር ኣብ ሙዝየም፤ ኣብ ስእሊ /ምስሊ ዓድዋ ኣይኾንን! እቲ ሓቂ፤ ሓቅታት ኹሎም ኣብ ቦቶኦም እዮም! ዳግማይ__፤ቐዳማይ__ ማለት ኣይኾነን! ተጋሩ!ታሪኽና ንዓቅብ!ልበለፀ ክንሰርሕ ኢና!
@genetkebede3379
@genetkebede3379 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Feryweldelchel8502
@Feryweldelchel8502 Ай бұрын
No complicated but each other un respect that's why unfairly because thr people who are suffering, starving,& struggling for their homes and Lands so priority people next the party of sivilization so they should be respect those politicians party.They must be understand each others then requested justice & peace people.God bless Tigaru. 🙌 🙏 party
@iamfree347
@iamfree347 Ай бұрын
ያአክል ፡ ሰሚዕናካ ፡ ዐድዋን ፡ ሽረን ፡ አክሱምን ፡ ዘይውለድ ፡ ትግረዋይ ፡ አይኮነን ፡
@brhanetewold9767
@brhanetewold9767 Ай бұрын
ጉባኤ ሓደጋ ገታቾው ረዳ ጹቡቕ ገሩ ይፈልጥ ኢዩ ኣቤይ ዝላኣኾ ምትግባር እዩ
@girmayyohannes2828
@girmayyohannes2828 Ай бұрын
Well said. I too agree with you.
@hagosGebrehaweria
@hagosGebrehaweria Ай бұрын
ጉባኤ ሕወሓት ከይካየድ ካብ ማከላይ ሕወሓት ጌታቸው ረዳ በየነ መኩሩ ሓጎስ ጎደፋይ ረዳኢ ሓለፎም ካብደገ ጀነራል ጻድቃን ሕወሓት ንምፍራስ ካብ ዝሓስቡ ሰባት አዮም@@@@@@&
@letchalemu6831
@letchalemu6831 Ай бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤🎉❤
@abrehaweldegebrial3741
@abrehaweldegebrial3741 Ай бұрын
እቶም ካብ ጉህለት ሃፍቲ ህዝቢ ትግራይ ነፃ ዝኮኑ ከይፀረየ ክካየድ የብሉን ዝብሉ ለዉጢ ደለይቲ እዮም።
@mehari1315
@mehari1315 Ай бұрын
ጭቃ ዲ ጭቃ ገደል እቶ መሰመር ስርቅን ዓለታዉነት እዮ መሰመር ሕወሓት:: መሰመር ሕወሓት እዮ ንልመና ኣብቅዕወን ዘሎ እቶም መላጣት ዓለትካ::
@hagosGebrehaweria
@hagosGebrehaweria Ай бұрын
ፕሮፌሰር ክንደያን ጌታቸውን ምስጥር ይህቡ እዮም ነአብነት ሚስጥር ካብዝቅበሉ ሰባት ክጠቅስ አታኽልቲ ሃይለሴ ጎይቶኦም (ዘፀአት) ብዝብል ዝፍለጥ መዘክር አባዲ ስዩም ተሾመ ብስራት አማረ ካብ መንግስቲ ጌታቸው ሓበሬታ ዝረክቡ እዮም
@meselemesfin-qh1hw
@meselemesfin-qh1hw Ай бұрын
ድምፂ ተኣቅቦ ምግባር እኮ እቲ ሽርሒ ኣብ መን ከምዝኾነ ኣሪኡና እዩ ዕድመ ንካድረ ትግራይ ጉባኤ ብእዋኑ ክካየድ እዩ
@misginagebremedhin7762
@misginagebremedhin7762 Ай бұрын
ፋሲል እው እኳ ወዲ ያሓ እዪ ዝውለድ አብ ናይ ነገስተት መፅሓፍ አሎ፡ ሰለዚ ተሪክ ምስራቅ አመሎም እዪ
@user-gt2ol9ev2l
@user-gt2ol9ev2l Ай бұрын
ኣብ ላዕለዋይ ኣመራርሓን ካድረን ዝተገበረ ፅሟቕ ገምጋም ዛጊድ ኣይሰማዕናን እሞ ድማ ንልዕሊ 6 ኣዋርሕ ዝወሰደ ኣኼባ ጠብ ትብል ፍረ ዘለዎ ገምጋም ኣብዘይብሉ በሸፉኑ ናብ ጉባኤ ንውረድ ማለት እቲ ጉባኤተኛ መረዳእታ ከይሓዘ ብቲፎዞነት ጥራሕ ንክውስን ዘመቻችው ዶ አይመስልን፧ ሰትራተጂካዊ ፀገም ነይሩኒ ዝብል ኣመራርሓ ውረድ አንትብሃል ንምንታይ እዩ ንከይወርድ ካድረን ጉባኤን ይፍረደኒ ዝብል ቅዋም ይሕዝ? እዚ ማለት እቲ ኣመራርሓ ካብ ስልጣን ክወርድ ዘይምድላይ ዶ ኣይኾነይ?
@hagosGebrehaweria
@hagosGebrehaweria Ай бұрын
ድምፂ ተአቅቦ ዝገበረ ጌታቻው እዩ ጉባኤ ሕወሓት ንከይካየድ
@HalefomM
@HalefomM Ай бұрын
ጌታቸው እዩ ከሓዲ ንታ ውድብ ዘሕምማ ዘሎ ጌታቸው እዩ ስለ ዝኮነ እዚ ስብኣይ ብጥብቂ ክትትል የድልዮ ምክንያቱ ናይ ኣብ ተልኮል ይኩን ኣካይዳ ንጀጋኑና ምጥፋእ ህወሓት እውን ክትጠፍእ ህዝቢ ትግራይ ብዘይ መራሒ ከትርፈናን ንባዕሉ ኣብ ስልጣን ንክነብር እዩ ዝሰርሕ ዘሎ ናይዚ ኩሉ ዘፈፅም ካዓኒ ኣቶ ጌታቸው ረዳ እዩ
@legesseabadi4161
@legesseabadi4161 Ай бұрын
ውድባዊ አሰራራሐ ዝተከተለ ዘይኮነ ብዕሰለ ብኔትወርክ ዝግባር ናይ ጥቅሚጉባኤ ኢዩ ውፅኢቱ ከዐ ዕሰለ ዘሰባሰበ ኢዩ ዝዕወት ምሰቲ ውድብ ዕለማ ብዘይኸይድ ብሸፈጥ ብምጥቅቃም አሻነፊ ኮይኑ ይወፅእ ኢዙይ ከዐ ንዐመታት እናተሰረሐሉ ዝተመፀኤ ኢዩ
@arielasgedom3242
@arielasgedom3242 Ай бұрын
Tigrai online, Dr. Debersyion, on his interview last time, he said they have a problem with the interm administration of Tigrai.
@Gyoutubeme
@Gyoutubeme Ай бұрын
ታሪኽ ዘይብሎም ናይማቶምታሪክ ወሪሮም ክፅሕፉ ይፅዕሩ !ንሕና ድማ ዓለም ዘረጋገፆ ታሪኽ ሒዝና ምውናንን ምዕቃብን መንግስትነትና ምፅናዕ እሺሽ ኢልና ብቁዕ ኣማራርሓ ንቅድሚት ንምምፃእ ከቢዱና ሕርዲግ ስራሕና ኮይኑ!!
@user-ep9jd1mn1q
@user-ep9jd1mn1q Ай бұрын
Which haregewoyni ?
@kiroswalker7444
@kiroswalker7444 Ай бұрын
TOL, it is not only Axum, they already took the history of Adwa to Addis. By the way did you the program in Tigrai press that the Amhara are brewing another war in Tigrai? Please find out the topic and discuss it . Another Isat look alike propaganda has been started. It is heartbreaking they still are dreaming to eradicate our existence, leave alone our history. ☝️
@arielasgedom3242
@arielasgedom3242 Ай бұрын
Tigeru, you didn't want to talk about the dangerous of the interm administration of Tigrai. You kept quiet and we will pay the consequences of your silence
@meselemesfin-qh1hw
@meselemesfin-qh1hw Ай бұрын
ዘፀኣት ሓሳዊ እዩ ቀደሙ እውን ፀረ ህወሓት እዩ ካብ ዶክተር ጎይተኦም ጥቅዊ ዘረባ ኣይንፅበን
@user-gj8wf7xe4x
@user-gj8wf7xe4x Ай бұрын
ኩብክር አያና አነ ናይ ማንም ውድብ አይኮንኩን ግን ዋላ እቶም ውድባት እንተኾኑ ናቶም ሐሳብ ንህዝብ ድዩ ዋላ ንህዋሐት እንዳ ጸለምካ ድዩ ትግራይ ትመርሕ ዋላስ ንስልጣን ሕርፍት እዩ
طردت النملة من المنزل😡 ماذا فعل؟🥲
00:25
Cool Tool SHORTS Arabic
Рет қаралды 9 МЛН
Они так быстро убрались!
01:00
Аришнев
Рет қаралды 3,1 МЛН
艾莎撒娇得到王子的原谅#艾莎
00:24
在逃的公主
Рет қаралды 50 МЛН