ንወያነ ኣብ እንዳ ጎሓፍ ዝደርበየ ታሪኻዊ ጌጋታት (2ይ ክፋል) - DimTsi Hafash Eritrea/ድምጺ ሓፋሽ ኤርትራ

  Рет қаралды 49,658

DimTsi Hafash (ድምጺ ሓፋሽ - Official)

DimTsi Hafash (ድምጺ ሓፋሽ - Official)

2 жыл бұрын

ንወያነ ኣብ እንዳ ጎሓፍ ዝደርበየ ታሪኻዊ ጌጋታት (2ይ ክፋል) - DimTsi Hafash Eritrea/ድምጺ ሓፋሽ ኤርትራ

Пікірлер: 145
@08dawit
@08dawit 2 жыл бұрын
እንቋዕ ኤሪትራዊ ኮንኩ። ውላድ ጀጋኑ፡ ውላድ ሓላል መሬት፡ ውላድ ሰብ ስረ፡ ውላድ በላሕቲ ፍጥረት። ኣንዊሖም ዝጥምቱ፡ ኣብ መትከሎም ነቕ ዘይብሉ፡ ርህሩሃት ሰብ ሕልና። ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ። 🌹🌹🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤♥️♥️❤💯💯💯💯💯⭐⭐⭐⭐⭐
@mihrettewelde4975
@mihrettewelde4975 2 жыл бұрын
Well come deki Erey ZKRI NSEMAETATNA AWET N SERAWITNAN HAFASH HZBINA 🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪💪🇪🇷💪
@amanuelberhane5249
@amanuelberhane5249 2 жыл бұрын
We Eritreans need to be strong. We are concerned by the war in Ethiopia and weyane can be a threat to our country. We are happy to come back to our home and defend our country. We are fighting here against Eritreans who wants TPLf to attack Eritrean. I want to see Eritrea being strong military and economically.
@ghenetmedhane9515
@ghenetmedhane9515 2 жыл бұрын
ጁንታ ኢደቤዛ ምዕራባውያን: ብኢደ ዙር ክቡር ዋጋን ግዜን በሊዓትልና: ሞታ ስለ ዝረኣና ግን ተኻሒስና ተመስገን🙏 ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑና 🇪🇷💖✊️::
@fthawitmengstab7906
@fthawitmengstab7906 2 жыл бұрын
ስቕታ ይኣክል በልዎ ዳሕድሕዎ እቲ ሓቂ ።
@eritreatebareki4750
@eritreatebareki4750 2 жыл бұрын
ብሐቂ ተባረክ
@rezenetsegai6982
@rezenetsegai6982 2 жыл бұрын
Eritrea 🇪🇷 forever ♥
@alenalkieritrea3862
@alenalkieritrea3862 2 жыл бұрын
ተንኮለኛን ሓሳድን እንተኮንካ ደአ ኩልግዜ አብ መጨረሻ ናብ እንዳ ጎሓፍ ኢካ ክትጎሓፍ . ኤርትራና ንዘለአለም ተከቢርኪ ንበሪ. God bless Eritrea and it's people!!!
@kibromzeru671
@kibromzeru671 2 жыл бұрын
ሓቅኻ ንወያነ ጁንታ ናብ ዚኣ👉⚰️⚰️⚰️⚰️⚰️⚰️⚰️👎👎👎👎👎👎👎
@wedikebarikbreab6982
@wedikebarikbreab6982 2 жыл бұрын
Degim weyane mbal nab mgdafna eyu nab lmat hagerna metaw eyu 🇪🇷❤✊🏿💪🏾
@saidsalehmohamed9429
@saidsalehmohamed9429 2 жыл бұрын
Hi Dimsi Hafash kemey dahando.kulegizie hakie kelebkume ahwetey neberulena keberulena long live.AWET NEHAFASH KEBRENE MOGOSEN NE JEGANU SEMAETATENA
@almazfikadu823
@almazfikadu823 2 жыл бұрын
MerhabA TV eri demxi hafash demxi haki dahyqum aythba ayni hsdat defnlna hagerna hyab jegamu Smatatna nzlalem tenberlna 💚💚💚🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💛💛💛💛💙💙💙❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💙
@dsolomon7150
@dsolomon7150 2 жыл бұрын
THANK YOU HZBAWI GNBAR FOR MAKING US WALK WITH OUR HEAD UP 🇪🇷💪🇪🇷
@negstihagos7275
@negstihagos7275 2 жыл бұрын
Merhaba wedi erey ❤❤❤🇪🇷🇪🇷❤
@sarueri2351
@sarueri2351 2 жыл бұрын
ብጻይ ኣስመሮም ጭዋ ኤርትራዊ ኣይጻረፍን እዩ ደኣምበር ውድቦምን ህዝቦምን ኩሎም ሓደ ሓሳዳት ጎሮቤት
@YourWorstNightmare525
@YourWorstNightmare525 2 жыл бұрын
Absolutely true but we are not like them we are better than them 🇪🇷❤️
@eyassugenzebu2214
@eyassugenzebu2214 2 жыл бұрын
ብጻይ ኣስመላሽ ደኣ በሊ ሳሩ ነብሲ !
@tolosabejiga8736
@tolosabejiga8736 2 жыл бұрын
ወያኔኮ የማይገባው የደደቤት ደደብ መሰደብ አደለም ገና ይቃጠላል የናንተ አይነት ጎረቤት አያስፈልግም ወያኔ ከምድረ ገፅ መጥፋት አለበት
@user-zb8cn5uv5e
@user-zb8cn5uv5e 2 жыл бұрын
🦁🇪🇷💪🇪🇷:: 🇻🇳🐒🇻🇳🤣😂😂
@selamg3325
@selamg3325 2 жыл бұрын
ወያነ ዝልከም ለኪሙ ናብ መቃብሩ ይኸይድ ኣሎ
@ArtistKMW16
@ArtistKMW16 3 ай бұрын
ኣንቱም ደቂ ዛርቲ። ደቂ'ዛ ዕብዲት... እምበርከ ሓደ ጥዕና ዘለዎ ሰብ'ዶ ኣለኩም። እምበኣርከስ "ስርሐይ ኢልኩም ብእቅድ ክፍለሰራዊታት መዲብኩም ክንዲ ዝኣኽለኩም ካብ መወልወሊ መጎጎን ጀበናን ክሳብ ዘይተመረቐ ሓደሽቲ ፋብሪካታት ጉሒልኩም ወሪርኩም... እቲ ተሰኪምኩም ክትወስድዎ ዘይከኣልኩምን ኣዕኒኹምን ኣውዲምኩን ምኻድኩም ከይኣክልስ ሐዚ'ውን ምስ ትኩስ ቁስልና "ናይ ኢድኩም እዩ" 'ውን ትብሉና ኣለኹም??!!!!.... ► ናይ ኢድና'ስ እባ ካብ'ቲ ዝሰራሕኹምዎ ብተፃራሪኡ ነይሩ ዝግበአና... ካብ ጫፍ ናብ ጫፍ ህዝቢ ትግራይ 👉... "ኣሕዋትና እዮም፣ ሓደ ህዝቢ ኢና...!!" እናበልና እባ ኣብ ከምኒ ማይካድራ ዝኣምሰሉ ሰፋሕቲ ቦታታት ሰሊዕና ብኢድና እናበላዕና እናሰተና... ብስነ ስርዓት ምሳና እናተምሃርኩም...ኣንቢርናኩም። መግለሲ ኮይንናኩም ኣባና ዓስኪርኩም። ► ካብዚ ሓሊፉ'ውን ናብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ንምኻድን ከም ሰብ ክትኮኑ ክኢልኩም። ዋላ'ቲ ውቕረት ስነ-ልቦናኹም ኣይቀየር...። ገለ ሓድ ሓዴኹም እኳስ ከም ሰብ ምሕሳብ ጀሚርኩም ኔርኩም። ሞሳ ናይ ኢድና 'ማ ካሊእ እባ ይግበአና ነይሩ። ግናኸ ደቂ ዛርቲ ኣራዊት እንዲኹም... ካባኹም እንታይ ይፅበይ... ብነውራም ስራሕኹም ኣዝዩ ዘይተርኣየ ዘይተሰምዐ ንዓለም ሓዱሽ ቅዲ ዝኾነ "ነውሪ" ኣብ ልዕሌና ሰሪሕኹም። ሕማቕ ፈዲኹምና። ግናኸ... ጊዜ ሞ ሃቡና ኣይትረበፁ... ሃሪስኩም ኣይትሕደሩ... ከምቲ ጊዜ ረኺብና ኢልኩም "አረመንያዊ ግፍዒ ዝሰራሕኹምና..." ተፀበዩ ጥራሕ "ዘይንህርሰልኩም" ምስ መን ዲኹም ፀሚድኩም እኔኹም። ዋላኳ ምስ ኣዝዮም ብዙሓት ሓሻኽርኩም (110ሚልዮን ኢትዮጵያውያን፣ ሶማልያ፣ ቱርኪ፣ ኤሜራትን ሩስያን) ተላፊንኩም እንተመፃኹም... ኣይንሃፀልኩምን'በር ዘይንለቀኩም። እወ! ፃዕራማትን ናይ ዕቤትን ምዕባለን ሰባት ስለዝኾንና ፈለማ ንልምዓት ኢልና ኢና ስቕ ኢልና ዘለና'በር... እቲ ዘይሃስስ ዘይርሳዕ ግብርኹም ድኣሞ ኣብ ርእስና ኣብ ልብና እኮ ተነቒስናዮ። ፍፁም ከይርሳዕ ኢልኩም ዝገበርኩምዎ እንድዪ ፍፁም ኣይንርስዖን። ► ተኾነ ተኾነ ምስ ሳጥናኤልን ዋና ኣገልጋሊኡ ምስ "ኣረጊት ሰይጣን ዝኾነ ኢሳያስ" ተሰሊፍኩም እንዲኹም ኣንፃር ፍጥረት ልዑል ኣምላኽ እንዲኹም ተላዒልኩም ባዕሉ ክፋረደኩም እዩ። ፈለማ ፍርዲ እቲ ዓይኑ ዝበርሀ ልቡ ዝሰፍሐ ልዑል ኣምላኽ ኢና ነቐድም ዘለና። ዝኾነ ግና ፈፂምና ኣይንርስዖን... ካብ መዓልትታት ሓደ መዓልቲ እቲ ነውራም ግብርኹም ኣብ ልዕሌኹም ክድገም ክደጋገም እዩ ፤ ከም ዘይንህርሰልኩም...ፍለጡ። ► ክትፈልጥዎ ዘለኩም ግና ተጋሩ ክንበሃል ከምቲ ኣቦኻን ኣዴኻን " ዓጋመ " እናበለ/ እናበለት ዘውረሰካ/ ዘውረሰትካ ምስሊ ኣይብልናን... ዓለም እትፈልጦ መንነትና 👉 ብነፃነትና ዘይንዋገ... "ካብ ብሂወትካ ባርነት ፤ ብክቡርካ ሞት" ኢልና እናኽመስመስና ብኽብሪ ንመውት... ማንም ብጫምኡ ክረግፀና ወይድማ ብላይ ክገብረና ዘይንፈቅድ ነፃን ብነፃነት እንነብርን... ርሂፀ በላዕ ፃዕራማት ሰብ ስረ ጀጋኑ ደቂ ጀጋኑ፣ ሰብ ብዙሕ ስርዓት ፣ ሰብ ታሪኽን ዛንታን ኢና...። ► እንታይ ክብለኩም ደልየ እየ እቲ ዝበረሰን ዝፈረሰን ጥሪትና ሐዚ ብሕልፍን ትርፍን ክነጥርዮ ኢና... ገና ካብ ባርነት ከይተናገፍካ ከለኻ። ንስኻትኩም ንስኻትኩም... ኣብ ቀይዲ ውልቀመላኺ መሬት ዓሪባትኩም። 😂😂😂 ► ደጊመ ደጋጊመ ክነግረኩም ዝደሊ "ንስኻትኩም ኣይግበረና..." ካሊእ ተሪፉስ እታ ብሳላ ባዕልና ብድሌት መራሕትና ብቃልሲ በዓል መለስ ዜናዊ ዝሃብናኩም "ሃገርነት" እውን ድሕሪ ሐዚስ ከም ጡብ ኣዴኹም እትስእኑዋ ኢኹም። ኣይ ዕለትን ኣይ ሰዓትን እታ ዝገደደት ሓሳረመከራ ኣብ ቅድሜኹም እያ ዘላ...። ጥራሕ ነዚ ክትርኢ ዕድመ ይሃብካ ይሃበና። ብሓቂ ንምዝራብ ንሕና ብስብእናና ኮነ ብውቕረት ስነልቦናና ኣዚና ሓፍ ዝበልና ስለዝኾንና... ዝበልኩም እንተበልኩም ንዒቕናኩም ኢና ንሓልፈኩም ኔርና። ► ሐዚ ግን በዚሑ... ስቕ እንተበልና'ውን ፍፁም ስቕ ክተብሉና ኣይከኣልኩምን። ብደውኩም ስለዝሞትኩም መሲሉኒ... ፃዕረሞት በዚሑኩ...!!! ► ካባኹም ይምሓሮ ንወዲ ኣዳም ንስኹምስ ኣፍ ኣሎና ኢልኩም ምዝራብኩም ኩሉጊዜ የግርመለይ። ማለተይሲ 👉 ካብ ዘበነ ጥልያን ክሳብ ሐዚ ንኣስታት #120ዓመታት ብባርነት ዝነበርኩም... ሕልናኹም ኮነ ኢድና እግርኹም ከምዘይወሳወስ ተቐይዱ። ►ሐዚ ድማ ድሕሪ ጀጋኑ ተጋደልቲ ትግራይ ሳሕል ወሪድና ኣብ በዓትታት ናቕፋ ተሾኲዖም ኣራዊት ህግደፍ ኣውፂእና ኩሉ ዝገብርዎ ዝነበሩ ኣዝዩ ብዙሕ ግብረተ ክፍኣት ክኢልና ምሳኹም ተቓሊስና ክሳብ "ሃገርነት" ኮነ ሓርነት ዘለዎም ህዝቢ ዋላ እንተገበርናኩም። በዓል ግብረ እከይ ነዊሕን ጎብለል ኣራዊትን ኢሳያስን ጊልያታቱን... ትበልዕዎ ትሰትይዎ እናተለክዐ ዝውርወረልኩም... ጓልኩም ወድኹም ብመዓኮርኩም(ባዕልኹም ዝሃብክምዎ ምስክርነት መሰረት ገይረ ማለተይ እየ😭😭😭😂😂😂) እናእተውልኩም... ኣእዱግ ወታደራት ህግደፍ፣ ጠይቂ መራሕቲ ህግደፋውያን ኮይንኹም መዋእል ሓሊፍክምዎ። ኣብ #367ሸላታት ዝተቐየድኩም ሓመድ ዘይተጎልበቡ ጥንብታትን ሬሳታት እንዲኹም... ንሓዝነልኩም ስለዝነበርና ምዕጒ ተዛሪብና ኣይንፈልጥን ኔርና!! እዚይ ወዲ ከምዚይን ኣፀቢቐ ስለእንፈልጥ/ ስለዝፈልጥ ዋላውን ድሕሪዚ ኹሉ ግፍዒ... ካብ ባዕለይ ጀሚሩ ብጅምላ ኣይንፈርደኩምን ኔርና። ► ሐዚ ግን በዚሑ... ስቕ እንተበልና'ውን ፍፁም ስቕ ክተብሉና ኣይከኣልኩምን። ብደውኩም ስለዝሞትኩም መሲሉኒ... ፃዕረሞት በዚሑኩ...!!! ሐዚ ግን ደጊምኩም ደጋጊምኩም ፍለጡ "ተጋሩ ኣኽሱማውያን ኢና... ንስኻትኩም ስለዝኸሓድክምዎ ኣይምልከተኩም። ትማሊ ኾነ ሎሚ ከማኻትኩምን ኣይኮናን። ፍፁም "ዘይንሕለኽ ዘይንምለኽ ዘይንምብርከኽ... ኣእምሮና ነፃ ኢድና እግርና ነፃ... ብነፃነት ዘይንዋገ ብስረና ንልለ ፃዕራም ህዝቢ ኢና። ► እሞሲ ፅባሕ እታ ፀሓይና ደጊማ ምስ በረቐት ፤ ዘበንና ምስተመልሰ ሳላ'ቲ ዘይርሳዕ ሕሱርን ነውራምን ግብርኹም... "ንስኻትኩም ኣይግበረና..." ልቓሕኹም ናይ ኢድኩም ክንህበኩም ኢና።
@zafubeyene4688
@zafubeyene4688 2 жыл бұрын
God Bless our president Esayas A and long live för all the gavernment and PEOPLE awet n HAFASH WETRU ZKRI N SWIHAT ❤❤🙏🙏🇪🇷🇪🇷🌷🌷
@teklehaimanotrossom1753
@teklehaimanotrossom1753 2 жыл бұрын
Welcome deqe erey Jeganu anabayekum yedefen admen tanan yhabekum 🇪🇷🇪🇷✊✊✊🇪🇷❤✊💪❤🐅💯
@angesomgebre6866
@angesomgebre6866 2 жыл бұрын
God bless Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹✌️❤️👍
@zerayhabtu3193
@zerayhabtu3193 2 жыл бұрын
ወትሩ ድልዋት ንኩሉ
@nopenot4058
@nopenot4058 2 жыл бұрын
The nation any human being to be a citizen let alone The Eritrean proud of Eritrean
@user-ht1wn6bl3k
@user-ht1wn6bl3k 2 жыл бұрын
መርሐባ ደቂ ኤረይ መዓረይ ።ዓወት ንሐፋሽ ውድቀት ንፈሽፋሽ ።
@ArtistKMW16
@ArtistKMW16 3 ай бұрын
ኣንቱም ደቂ ዛርቲ። ደቂ'ዛ ዕብዲት... እምበርከ ሓደ ጥዕና ዘለዎ ሰብ'ዶ ኣለኩም። እምበኣርከስ "ስርሐይ ኢልኩም ብእቅድ ክፍለሰራዊታት መዲብኩም ክንዲ ዝኣኽለኩም ካብ መወልወሊ መጎጎን ጀበናን ክሳብ ዘይተመረቐ ሓደሽቲ ፋብሪካታት ጉሒልኩም ወሪርኩም... እቲ ተሰኪምኩም ክትወስድዎ ዘይከኣልኩምን ኣዕኒኹምን ኣውዲምኩን ምኻድኩም ከይኣክልስ ሐዚ'ውን ምስ ትኩስ ቁስልና "ናይ ኢድኩም እዩ" 'ውን ትብሉና ኣለኹም??!!!!.... ► ናይ ኢድና'ስ እባ ካብ'ቲ ዝሰራሕኹምዎ ብተፃራሪኡ ነይሩ ዝግበአና... ካብ ጫፍ ናብ ጫፍ ህዝቢ ትግራይ 👉... "ኣሕዋትና እዮም፣ ሓደ ህዝቢ ኢና...!!" እናበልና እባ ኣብ ከምኒ ማይካድራ ዝኣምሰሉ ሰፋሕቲ ቦታታት ሰሊዕና ብኢድና እናበላዕና እናሰተና... ብስነ ስርዓት ምሳና እናተምሃርኩም...ኣንቢርናኩም። መግለሲ ኮይንናኩም ኣባና ዓስኪርኩም። ► ካብዚ ሓሊፉ'ውን ናብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ንምኻድን ከም ሰብ ክትኮኑ ክኢልኩም። ዋላ'ቲ ውቕረት ስነ-ልቦናኹም ኣይቀየር...። ገለ ሓድ ሓዴኹም እኳስ ከም ሰብ ምሕሳብ ጀሚርኩም ኔርኩም። ሞሳ ናይ ኢድና 'ማ ካሊእ እባ ይግበአና ነይሩ። ግናኸ ደቂ ዛርቲ ኣራዊት እንዲኹም... ካባኹም እንታይ ይፅበይ... ብነውራም ስራሕኹም ኣዝዩ ዘይተርኣየ ዘይተሰምዐ ንዓለም ሓዱሽ ቅዲ ዝኾነ "ነውሪ" ኣብ ልዕሌና ሰሪሕኹም። ሕማቕ ፈዲኹምና። ግናኸ... ጊዜ ሞ ሃቡና ኣይትረበፁ... ሃሪስኩም ኣይትሕደሩ... ከምቲ ጊዜ ረኺብና ኢልኩም "አረመንያዊ ግፍዒ ዝሰራሕኹምና..." ተፀበዩ ጥራሕ "ዘይንህርሰልኩም" ምስ መን ዲኹም ፀሚድኩም እኔኹም። ዋላኳ ምስ ኣዝዮም ብዙሓት ሓሻኽርኩም (110ሚልዮን ኢትዮጵያውያን፣ ሶማልያ፣ ቱርኪ፣ ኤሜራትን ሩስያን) ተላፊንኩም እንተመፃኹም... ኣይንሃፀልኩምን'በር ዘይንለቀኩም። እወ! ፃዕራማትን ናይ ዕቤትን ምዕባለን ሰባት ስለዝኾንና ፈለማ ንልምዓት ኢልና ኢና ስቕ ኢልና ዘለና'በር... እቲ ዘይሃስስ ዘይርሳዕ ግብርኹም ድኣሞ ኣብ ርእስና ኣብ ልብና እኮ ተነቒስናዮ። ፍፁም ከይርሳዕ ኢልኩም ዝገበርኩምዎ እንድዪ ፍፁም ኣይንርስዖን። ► ተኾነ ተኾነ ምስ ሳጥናኤልን ዋና ኣገልጋሊኡ ምስ "ኣረጊት ሰይጣን ዝኾነ ኢሳያስ" ተሰሊፍኩም እንዲኹም ኣንፃር ፍጥረት ልዑል ኣምላኽ እንዲኹም ተላዒልኩም ባዕሉ ክፋረደኩም እዩ። ፈለማ ፍርዲ እቲ ዓይኑ ዝበርሀ ልቡ ዝሰፍሐ ልዑል ኣምላኽ ኢና ነቐድም ዘለና። ዝኾነ ግና ፈፂምና ኣይንርስዖን... ካብ መዓልትታት ሓደ መዓልቲ እቲ ነውራም ግብርኹም ኣብ ልዕሌኹም ክድገም ክደጋገም እዩ ፤ ከም ዘይንህርሰልኩም...ፍለጡ። ► ክትፈልጥዎ ዘለኩም ግና ተጋሩ ክንበሃል ከምቲ ኣቦኻን ኣዴኻን " ዓጋመ " እናበለ/ እናበለት ዘውረሰካ/ ዘውረሰትካ ምስሊ ኣይብልናን... ዓለም እትፈልጦ መንነትና 👉 ብነፃነትና ዘይንዋገ... "ካብ ብሂወትካ ባርነት ፤ ብክቡርካ ሞት" ኢልና እናኽመስመስና ብኽብሪ ንመውት... ማንም ብጫምኡ ክረግፀና ወይድማ ብላይ ክገብረና ዘይንፈቅድ ነፃን ብነፃነት እንነብርን... ርሂፀ በላዕ ፃዕራማት ሰብ ስረ ጀጋኑ ደቂ ጀጋኑ፣ ሰብ ብዙሕ ስርዓት ፣ ሰብ ታሪኽን ዛንታን ኢና...። ► እንታይ ክብለኩም ደልየ እየ እቲ ዝበረሰን ዝፈረሰን ጥሪትና ሐዚ ብሕልፍን ትርፍን ክነጥርዮ ኢና... ገና ካብ ባርነት ከይተናገፍካ ከለኻ። ንስኻትኩም ንስኻትኩም... ኣብ ቀይዲ ውልቀመላኺ መሬት ዓሪባትኩም። 😂😂😂 ► ደጊመ ደጋጊመ ክነግረኩም ዝደሊ "ንስኻትኩም ኣይግበረና..." ካሊእ ተሪፉስ እታ ብሳላ ባዕልና ብድሌት መራሕትና ብቃልሲ በዓል መለስ ዜናዊ ዝሃብናኩም "ሃገርነት" እውን ድሕሪ ሐዚስ ከም ጡብ ኣዴኹም እትስእኑዋ ኢኹም። ኣይ ዕለትን ኣይ ሰዓትን እታ ዝገደደት ሓሳረመከራ ኣብ ቅድሜኹም እያ ዘላ...። ጥራሕ ነዚ ክትርኢ ዕድመ ይሃብካ ይሃበና። ብሓቂ ንምዝራብ ንሕና ብስብእናና ኮነ ብውቕረት ስነልቦናና ኣዚና ሓፍ ዝበልና ስለዝኾንና... ዝበልኩም እንተበልኩም ንዒቕናኩም ኢና ንሓልፈኩም ኔርና። ► ሐዚ ግን በዚሑ... ስቕ እንተበልና'ውን ፍፁም ስቕ ክተብሉና ኣይከኣልኩምን። ብደውኩም ስለዝሞትኩም መሲሉኒ... ፃዕረሞት በዚሑኩ...!!! ► ካባኹም ይምሓሮ ንወዲ ኣዳም ንስኹምስ ኣፍ ኣሎና ኢልኩም ምዝራብኩም ኩሉጊዜ የግርመለይ። ማለተይሲ 👉 ካብ ዘበነ ጥልያን ክሳብ ሐዚ ንኣስታት #120ዓመታት ብባርነት ዝነበርኩም... ሕልናኹም ኮነ ኢድና እግርኹም ከምዘይወሳወስ ተቐይዱ። ►ሐዚ ድማ ድሕሪ ጀጋኑ ተጋደልቲ ትግራይ ሳሕል ወሪድና ኣብ በዓትታት ናቕፋ ተሾኲዖም ኣራዊት ህግደፍ ኣውፂእና ኩሉ ዝገብርዎ ዝነበሩ ኣዝዩ ብዙሕ ግብረተ ክፍኣት ክኢልና ምሳኹም ተቓሊስና ክሳብ "ሃገርነት" ኮነ ሓርነት ዘለዎም ህዝቢ ዋላ እንተገበርናኩም። በዓል ግብረ እከይ ነዊሕን ጎብለል ኣራዊትን ኢሳያስን ጊልያታቱን... ትበልዕዎ ትሰትይዎ እናተለክዐ ዝውርወረልኩም... ጓልኩም ወድኹም ብመዓኮርኩም(ባዕልኹም ዝሃብክምዎ ምስክርነት መሰረት ገይረ ማለተይ እየ😭😭😭😂😂😂) እናእተውልኩም... ኣእዱግ ወታደራት ህግደፍ፣ ጠይቂ መራሕቲ ህግደፋውያን ኮይንኹም መዋእል ሓሊፍክምዎ። ኣብ #367ሸላታት ዝተቐየድኩም ሓመድ ዘይተጎልበቡ ጥንብታትን ሬሳታት እንዲኹም... ንሓዝነልኩም ስለዝነበርና ምዕጒ ተዛሪብና ኣይንፈልጥን ኔርና!! እዚይ ወዲ ከምዚይን ኣፀቢቐ ስለእንፈልጥ/ ስለዝፈልጥ ዋላውን ድሕሪዚ ኹሉ ግፍዒ... ካብ ባዕለይ ጀሚሩ ብጅምላ ኣይንፈርደኩምን ኔርና። ► ሐዚ ግን በዚሑ... ስቕ እንተበልና'ውን ፍፁም ስቕ ክተብሉና ኣይከኣልኩምን። ብደውኩም ስለዝሞትኩም መሲሉኒ... ፃዕረሞት በዚሑኩ...!!! ሐዚ ግን ደጊምኩም ደጋጊምኩም ፍለጡ "ተጋሩ ኣኽሱማውያን ኢና... ንስኻትኩም ስለዝኸሓድክምዎ ኣይምልከተኩም። ትማሊ ኾነ ሎሚ ከማኻትኩምን ኣይኮናን። ፍፁም "ዘይንሕለኽ ዘይንምለኽ ዘይንምብርከኽ... ኣእምሮና ነፃ ኢድና እግርና ነፃ... ብነፃነት ዘይንዋገ ብስረና ንልለ ፃዕራም ህዝቢ ኢና። ► እሞሲ ፅባሕ እታ ፀሓይና ደጊማ ምስ በረቐት ፤ ዘበንና ምስተመልሰ ሳላ'ቲ ዘይርሳዕ ሕሱርን ነውራምን ግብርኹም... "ንስኻትኩም ኣይግበረና..." ልቓሕኹም ናይ ኢድኩም ክንህበኩም ኢና።
@user-ht1wn6bl3k
@user-ht1wn6bl3k 3 ай бұрын
@@ArtistKMW16 ጥዕና: 'ዶ:አሎካ ።እንታይ አምጽኦ እዚ ኩሉ ሃለውሎው:መልሲ ብግብሪ ።ባድመ ናይ ዋናታታ:ሕርርር.....ደአ ይበል: ጸላኢ።
@embatekalamedia6832
@embatekalamedia6832 2 жыл бұрын
ወያነ ደመኛ ጸላኢ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ቆላታት ተንቤን ግንባራ ተተርቢኣ ተቀቢራ። ወይዛ ለማኒት ጭፍራ ረሳሕ
@Ghebrhiwethabtay
@Ghebrhiwethabtay Жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷ኤርትራ ምድረ ሰማእታትን ጀጋኑን ሓቅን ሳላ ቅኑዕ ኣመራርሓን ንጹር ዕላማን ብሩህ መጻኢን ነጻን ሕፍርትን ሃገርን ኮይና ክትነብርን እያ ዘልኣለማዊ ዝክሪ ንሰማእታትና ዓወት ንሓፋሽ!!!🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@meleyisaak3746
@meleyisaak3746 2 жыл бұрын
ዓወት ንሓፍሽ ደቂ አረይ።
@lemlemghidey1660
@lemlemghidey1660 2 жыл бұрын
Merhaba Hegere Sema'etat!!
@letinatekle9626
@letinatekle9626 2 жыл бұрын
ኣጆካ ህዝበይ ኣመሪካ ቅኑአ ፍርዲ ሂባ ኣይትፈልትን አያ ኩሉ ግዘ ንትክማ አያ ትጓዝ ንህና ትራይ መስመርና ኣይንስሃት አንበር ወያነስ ሰረታ ኣይተርፍን አዩ ።ቅኑቲ ሰለ ዘይኮነት
@tsnathiyabu9927
@tsnathiyabu9927 2 жыл бұрын
Welcome halalat
@geregebre2742
@geregebre2742 2 жыл бұрын
ዞም ረስሓት ተንኮለኛታት እንቃዕ ጥፍኣቶምን ጭንቀቶምን ረኣና ሑሱራት ለመንቲ።ንዞም ከዳዓት መልመጽቲ ውን ነትኩረሎም ደኣ ሓቢርና።ዓወት ንሓፋሽ ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና።ብጣዕሚ ሰሓብን ገላጽን ዝኮነ ትንተና።ብዝሑ ሽሕን ዋልታን ኩኑ ደቂ ታሪኽ ኤርትራውያን ሂወተይይይ።ሎሚ ኮነ ጽባሕ ነዓኩም ዝትንክፍ ወትሩ ኣብ ጎንኹም።
@ehabhaile467
@ehabhaile467 2 жыл бұрын
ዕላማን ራእን ዘይውንን ጉጅለ ኣይኮነን ንሃገር ናይ ገዛእ ርእሱ ፍሉይ ህዝቢ ውን ክሓሊ ኣይክእልን :: 🇪🇷⭐️🇪🇷
@yonasmihrteab9685
@yonasmihrteab9685 2 жыл бұрын
ZELALMAWI ZEKRI NE SEWATNA WETRU AWET NE HAFASH 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
@abrahamalazar8821
@abrahamalazar8821 2 жыл бұрын
Eritrea prevail!!
@mathu4616
@mathu4616 2 жыл бұрын
🇪🇷💪🇪🇷❤️🇪🇷💎🇪🇷!!!
@amanuelbelay8486
@amanuelbelay8486 2 жыл бұрын
Juntan seabtan nezelaelem helmen gaehedn zredaelu behyli jeganu serawiten merihenten enda baherea kemahara eyen awet nehafashe 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤💯💪👌
@tewelde9778
@tewelde9778 2 жыл бұрын
በትሪሓቂ ትቅቀጥን እንበር ኣይትስበርን ፡ሓሶት ፡ሕስድና፡ተንሎል ሒዙ ዝነብር ኣካል መወዳእትኡ ኣብ እንዳ ጎሓፍ ።ካብ ውድቀቶም ዘይመሃሩ ዓሌት ።
@habtemariamdebesay2559
@habtemariamdebesay2559 2 жыл бұрын
Nice
@loveyouall1996
@loveyouall1996 2 жыл бұрын
ወያነ ስስዕቲ መሬት እንዳባታ ገቢታ ዓባይ ትግራይ መስሪታ ህዝብታት ኢትዮጵያ ፋሕፋሕ ኣቢላ ናይ ምዕራባውያን ከደምቲ ኮይና፡መሬት ኢሪትራ መንጢላ ንዘልኣለም ክትነብር እዩ ድሌታታ ዝነበረ ግን ህዝቢ ኤሪትራ ኣብትሕቲ ህዝባዊ ግንባር ዘይካኣል ምኻኑ ትፈልጥ ነይራ እያ፡፡ ካብ ዝፈርሓቶ ኣይወጸትን እንዳጋሓፍ ከምትድርበ፡
@harounekubal8436
@harounekubal8436 2 жыл бұрын
ብዛዕባ : ወያኔ : ዝተዘርበ : ኩሉ : ሓቂ : እዩ ። አብ : ነንሕድሕዱ : ዝጋጮ : ዘይንጹር ዕለማ : ሒዙ : ብምቁማር : ከታልል : ጸኒሑ ። ተፈሊጡ : ኸአ : አብዘይወጻእ : መጻወድያ : አትዩ : ዝሞተ : ሞይቱ ተረፈዉን : ይስዕብ : አሎ ። እንተ : ብዛዕባ : ህዝቢ : ትግራይ : ብፍላይ : ህዝቢ : ኢትዮጵያ : ከአ : ብሓፈሻ ። እወ : ሓቂ : እዩ : መንግስቲ : ብዲፕሎማስያዊ : መንገዲ : እንዳተዛረበን : እንዳኸደን : ንሰላማዊ : ጉርብትና : ብምስራሕ : ናይሓባር : ብልጽግና : ንምምጻእ : ክሰርሕ : ሓላፍነትን : ግዴታን : ስለ : ዘሐዎ : ናቱ : መንገዲ : አለዎ ። ብዓይንሓቂ : ክንርእዮ : ተኾና : ወይድማ : መጻኢ ወሎዶታት : ደቅና : እትሓቂ : ታሪኽ አባሕጎታቶም : ክፈልጥዎ : ናይ : ግድን : ስለዝኾነ ። ክንገር : አለዎ ። ሓቂ : ተዛሪብካ : አሳፊሕካ ምሕዳር : እዩ ። ስለዚ : ኢትዮጵያ : ብሓፈሻ : ብፍላይ : ከአ : ትግራይ : ኤርትራ : ካብ : ምዉራርን : ምዝማትን : ዓዲ : ዉዒሎም : አይፈልጡን ። እንታይ : ዘይዘመቱ : ጥሪትና : ንብረተና : መሬትና : ታሪኽና : ቋንቋና : ባህልና : ጥበብና : ወዘተረፈ ። እዚ : ኩሉ መጻኢ : ወለዶ : ፈሊጥዎ : ከይድገም : ክጥንቀቀሉ ይግባእ ። ዝኾነ ነገር መበገሲ : አለዎ ካብ ባዶ : ዝብገስ : የለን ። ሕወሓት : አወዳድባና : ሓደ : ንሓሙሽተ : እዩ : ስለዝብሉ ። እዚ : ብቁጽሪ : 1/5 : ናይ : ህዝቢ : ትግራይ : ዝኾነ : ሕወሓት ካመሬት : ዘምጸኦ ባህሪ : ዘይኮነ ካብ : ወለዱ : ዝወረሶ : ጠባን : እዩ ። ስለዚ : ቁጽሪ / ብዝሒ : ሕወሓት ጥራሕ : እኳ : በይኑ ህዝቢ ከብሎም : ይኽእል : እዩ ። አመወዳእታ : ካብተንኮሎም : እንዳተጠንቀቅና : ንሰላማዊ : ጉርብትና ካብ : ምስራሕ : ከአ ዓዲ : አይንዉዕልን ።
@rigatgirmay2958
@rigatgirmay2958 2 жыл бұрын
ክብርን ምስጋናን ነቶም ብብልሓትን ብትዕግስትን ወዲትወያነን ላኣክቶምን ዘፍሸሉ መራሕትናን ሓይልታት ምክልካል ኤርትራን ከብርን ዝክርን ንስዉኣትናን እምበር ወያነስ ዘይነቃሕናሉ ጸኒሕና ተዘየኮንና ፍጥር ክብል ብጌጋ ዝተፈጥረ ዉድብ እዩ።ኣንጻር ጭቆና ተቃሊሱ ከብቅዕ ተመሊሱ ንኤርትራ ዘዉርር እንታይ ነይርዎ እሞ ክኣ ነቲ ዘዕጠቆን ኣብ ስልጣን ኮፍ ዘበሎ ሻዕብያን
@eridaeromedia1156
@eridaeromedia1156 2 жыл бұрын
ብሓቂ ትግህዩ። ህዝብኹም ኣጽኒትኩም፡ ጓና ህዝቢ ትተኽሉ።
@samuelsolomonmebrahtu609
@samuelsolomonmebrahtu609 2 жыл бұрын
ምስኪን ህዝቢ ትግራይ ዝብል ዘረባ ፍጹም ካብ ሃኪ ዝረሃከ ኢዪ አርትራ ኣብ ኣይኖም ኢያ ቦቂላ ዳግማይ ምድንጋር ከይፍጠር።
@tigstiabraham4284
@tigstiabraham4284 2 жыл бұрын
👍🏽❤🇪🇷
@lulamozulo5358
@lulamozulo5358 2 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿
@almazfikadu823
@almazfikadu823 2 жыл бұрын
Wo amlaky Nezom hsdat telmat balka fedylna amen amen amen
@eritreashikoradijeganu2039
@eritreashikoradijeganu2039 2 жыл бұрын
Erey adey ksanet selam rahwa nErey ykun
@tadeseyonas9130
@tadeseyonas9130 2 жыл бұрын
merhaba ayni nsri adey halal
@user-bk6bg3vo3x
@user-bk6bg3vo3x 2 жыл бұрын
30 ዓመት ወያነ ወያነ
@okbamkal9426
@okbamkal9426 2 жыл бұрын
Willkommen deki eri
@azebweldu1949
@azebweldu1949 2 жыл бұрын
እዋይ እዚ ጋዜጠኛ ክንጽር ትግርኝኡ ታዓወት ወዲ ኤረ
@ritagiovanni6116
@ritagiovanni6116 2 жыл бұрын
Merhaba jiganu eritrean
@luciaiyasu3342
@luciaiyasu3342 2 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤💪💪💯
@danielkidane1258
@danielkidane1258 2 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍
@tehabenhizbey2778
@tehabenhizbey2778 2 жыл бұрын
ወያነ በቲ ኣብ ልዕሌና ዝፈጸሞ መሪር ግፍዒ ምኽንያት ኣብ ታሪኽ ኤርትራ እቲ ቀዳማይ ጸላኢ ኮይኑ ይብል። ነቲ ግፍዒ ክሳብ ሕጂ ነውርን ዓገብን ዘይበለ ህዝቢ ይኹን ዉልቀሰብ ትግራይ ከኣ ከም ጎረቤት ኣይትብህጎን። ብዝሐለፈ መስዋእትን ሕሰምን ይኣኽለኩም ይበለና። 🌷🙏🇪🇷👍🇪🇷👏🇪🇷❤️
@ArtistKMW16
@ArtistKMW16 3 ай бұрын
ኣንቱም ደቂ ዛርቲ። ደቂ'ዛ ዕብዲት... እምበርከ ሓደ ጥዕና ዘለዎ ሰብ'ዶ ኣለኩም። እምበኣርከስ "ስርሐይ ኢልኩም ብእቅድ ክፍለሰራዊታት መዲብኩም ክንዲ ዝኣኽለኩም ካብ መወልወሊ መጎጎን ጀበናን ክሳብ ዘይተመረቐ ሓደሽቲ ፋብሪካታት ጉሒልኩም ወሪርኩም... እቲ ተሰኪምኩም ክትወስድዎ ዘይከኣልኩምን ኣዕኒኹምን ኣውዲምኩን ምኻድኩም ከይኣክልስ ሐዚ'ውን ምስ ትኩስ ቁስልና "ናይ ኢድኩም እዩ" 'ውን ትብሉና ኣለኹም??!!!!.... ► ናይ ኢድና'ስ እባ ካብ'ቲ ዝሰራሕኹምዎ ብተፃራሪኡ ነይሩ ዝግበአና... ካብ ጫፍ ናብ ጫፍ ህዝቢ ትግራይ 👉... "ኣሕዋትና እዮም፣ ሓደ ህዝቢ ኢና...!!" እናበልና እባ ኣብ ከምኒ ማይካድራ ዝኣምሰሉ ሰፋሕቲ ቦታታት ሰሊዕና ብኢድና እናበላዕና እናሰተና... ብስነ ስርዓት ምሳና እናተምሃርኩም...ኣንቢርናኩም። መግለሲ ኮይንናኩም ኣባና ዓስኪርኩም። ► ካብዚ ሓሊፉ'ውን ናብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ንምኻድን ከም ሰብ ክትኮኑ ክኢልኩም። ዋላ'ቲ ውቕረት ስነ-ልቦናኹም ኣይቀየር...። ገለ ሓድ ሓዴኹም እኳስ ከም ሰብ ምሕሳብ ጀሚርኩም ኔርኩም። ሞሳ ናይ ኢድና 'ማ ካሊእ እባ ይግበአና ነይሩ። ግናኸ ደቂ ዛርቲ ኣራዊት እንዲኹም... ካባኹም እንታይ ይፅበይ... ብነውራም ስራሕኹም ኣዝዩ ዘይተርኣየ ዘይተሰምዐ ንዓለም ሓዱሽ ቅዲ ዝኾነ "ነውሪ" ኣብ ልዕሌና ሰሪሕኹም። ሕማቕ ፈዲኹምና። ግናኸ... ጊዜ ሞ ሃቡና ኣይትረበፁ... ሃሪስኩም ኣይትሕደሩ... ከምቲ ጊዜ ረኺብና ኢልኩም "አረመንያዊ ግፍዒ ዝሰራሕኹምና..." ተፀበዩ ጥራሕ "ዘይንህርሰልኩም" ምስ መን ዲኹም ፀሚድኩም እኔኹም። ዋላኳ ምስ ኣዝዮም ብዙሓት ሓሻኽርኩም (110ሚልዮን ኢትዮጵያውያን፣ ሶማልያ፣ ቱርኪ፣ ኤሜራትን ሩስያን) ተላፊንኩም እንተመፃኹም... ኣይንሃፀልኩምን'በር ዘይንለቀኩም። እወ! ፃዕራማትን ናይ ዕቤትን ምዕባለን ሰባት ስለዝኾንና ፈለማ ንልምዓት ኢልና ኢና ስቕ ኢልና ዘለና'በር... እቲ ዘይሃስስ ዘይርሳዕ ግብርኹም ድኣሞ ኣብ ርእስና ኣብ ልብና እኮ ተነቒስናዮ። ፍፁም ከይርሳዕ ኢልኩም ዝገበርኩምዎ እንድዪ ፍፁም ኣይንርስዖን። ► ተኾነ ተኾነ ምስ ሳጥናኤልን ዋና ኣገልጋሊኡ ምስ "ኣረጊት ሰይጣን ዝኾነ ኢሳያስ" ተሰሊፍኩም እንዲኹም ኣንፃር ፍጥረት ልዑል ኣምላኽ እንዲኹም ተላዒልኩም ባዕሉ ክፋረደኩም እዩ። ፈለማ ፍርዲ እቲ ዓይኑ ዝበርሀ ልቡ ዝሰፍሐ ልዑል ኣምላኽ ኢና ነቐድም ዘለና። ዝኾነ ግና ፈፂምና ኣይንርስዖን... ካብ መዓልትታት ሓደ መዓልቲ እቲ ነውራም ግብርኹም ኣብ ልዕሌኹም ክድገም ክደጋገም እዩ ፤ ከም ዘይንህርሰልኩም...ፍለጡ። ► ክትፈልጥዎ ዘለኩም ግና ተጋሩ ክንበሃል ከምቲ ኣቦኻን ኣዴኻን " ዓጋመ " እናበለ/ እናበለት ዘውረሰካ/ ዘውረሰትካ ምስሊ ኣይብልናን... ዓለም እትፈልጦ መንነትና 👉 ብነፃነትና ዘይንዋገ... "ካብ ብሂወትካ ባርነት ፤ ብክቡርካ ሞት" ኢልና እናኽመስመስና ብኽብሪ ንመውት... ማንም ብጫምኡ ክረግፀና ወይድማ ብላይ ክገብረና ዘይንፈቅድ ነፃን ብነፃነት እንነብርን... ርሂፀ በላዕ ፃዕራማት ሰብ ስረ ጀጋኑ ደቂ ጀጋኑ፣ ሰብ ብዙሕ ስርዓት ፣ ሰብ ታሪኽን ዛንታን ኢና...። ► እንታይ ክብለኩም ደልየ እየ እቲ ዝበረሰን ዝፈረሰን ጥሪትና ሐዚ ብሕልፍን ትርፍን ክነጥርዮ ኢና... ገና ካብ ባርነት ከይተናገፍካ ከለኻ። ንስኻትኩም ንስኻትኩም... ኣብ ቀይዲ ውልቀመላኺ መሬት ዓሪባትኩም። 😂😂😂 ► ደጊመ ደጋጊመ ክነግረኩም ዝደሊ "ንስኻትኩም ኣይግበረና..." ካሊእ ተሪፉስ እታ ብሳላ ባዕልና ብድሌት መራሕትና ብቃልሲ በዓል መለስ ዜናዊ ዝሃብናኩም "ሃገርነት" እውን ድሕሪ ሐዚስ ከም ጡብ ኣዴኹም እትስእኑዋ ኢኹም። ኣይ ዕለትን ኣይ ሰዓትን እታ ዝገደደት ሓሳረመከራ ኣብ ቅድሜኹም እያ ዘላ...። ጥራሕ ነዚ ክትርኢ ዕድመ ይሃብካ ይሃበና። ብሓቂ ንምዝራብ ንሕና ብስብእናና ኮነ ብውቕረት ስነልቦናና ኣዚና ሓፍ ዝበልና ስለዝኾንና... ዝበልኩም እንተበልኩም ንዒቕናኩም ኢና ንሓልፈኩም ኔርና። ► ሐዚ ግን በዚሑ... ስቕ እንተበልና'ውን ፍፁም ስቕ ክተብሉና ኣይከኣልኩምን። ብደውኩም ስለዝሞትኩም መሲሉኒ... ፃዕረሞት በዚሑኩ...!!! ► ካባኹም ይምሓሮ ንወዲ ኣዳም ንስኹምስ ኣፍ ኣሎና ኢልኩም ምዝራብኩም ኩሉጊዜ የግርመለይ። ማለተይሲ 👉 ካብ ዘበነ ጥልያን ክሳብ ሐዚ ንኣስታት #120ዓመታት ብባርነት ዝነበርኩም... ሕልናኹም ኮነ ኢድና እግርኹም ከምዘይወሳወስ ተቐይዱ። ►ሐዚ ድማ ድሕሪ ጀጋኑ ተጋደልቲ ትግራይ ሳሕል ወሪድና ኣብ በዓትታት ናቕፋ ተሾኲዖም ኣራዊት ህግደፍ ኣውፂእና ኩሉ ዝገብርዎ ዝነበሩ ኣዝዩ ብዙሕ ግብረተ ክፍኣት ክኢልና ምሳኹም ተቓሊስና ክሳብ "ሃገርነት" ኮነ ሓርነት ዘለዎም ህዝቢ ዋላ እንተገበርናኩም። በዓል ግብረ እከይ ነዊሕን ጎብለል ኣራዊትን ኢሳያስን ጊልያታቱን... ትበልዕዎ ትሰትይዎ እናተለክዐ ዝውርወረልኩም... ጓልኩም ወድኹም ብመዓኮርኩም(ባዕልኹም ዝሃብክምዎ ምስክርነት መሰረት ገይረ ማለተይ እየ😭😭😭😂😂😂) እናእተውልኩም... ኣእዱግ ወታደራት ህግደፍ፣ ጠይቂ መራሕቲ ህግደፋውያን ኮይንኹም መዋእል ሓሊፍክምዎ። ኣብ #367ሸላታት ዝተቐየድኩም ሓመድ ዘይተጎልበቡ ጥንብታትን ሬሳታት እንዲኹም... ንሓዝነልኩም ስለዝነበርና ምዕጒ ተዛሪብና ኣይንፈልጥን ኔርና!! እዚይ ወዲ ከምዚይን ኣፀቢቐ ስለእንፈልጥ/ ስለዝፈልጥ ዋላውን ድሕሪዚ ኹሉ ግፍዒ... ካብ ባዕለይ ጀሚሩ ብጅምላ ኣይንፈርደኩምን ኔርና። ► ሐዚ ግን በዚሑ... ስቕ እንተበልና'ውን ፍፁም ስቕ ክተብሉና ኣይከኣልኩምን። ብደውኩም ስለዝሞትኩም መሲሉኒ... ፃዕረሞት በዚሑኩ...!!! ሐዚ ግን ደጊምኩም ደጋጊምኩም ፍለጡ "ተጋሩ ኣኽሱማውያን ኢና... ንስኻትኩም ስለዝኸሓድክምዎ ኣይምልከተኩም። ትማሊ ኾነ ሎሚ ከማኻትኩምን ኣይኮናን። ፍፁም "ዘይንሕለኽ ዘይንምለኽ ዘይንምብርከኽ... ኣእምሮና ነፃ ኢድና እግርና ነፃ... ብነፃነት ዘይንዋገ ብስረና ንልለ ፃዕራም ህዝቢ ኢና። ► እሞሲ ፅባሕ እታ ፀሓይና ደጊማ ምስ በረቐት ፤ ዘበንና ምስተመልሰ ሳላ'ቲ ዘይርሳዕ ሕሱርን ነውራምን ግብርኹም... "ንስኻትኩም ኣይግበረና..." ልቓሕኹም ናይ ኢድኩም ክንህበኩም ኢና።
@dawitgebrat1878
@dawitgebrat1878 2 жыл бұрын
እቲ ጸገም ኣሳሰይቲ ወያነ እዚ ሕጂ ዝካየድ ዘሎ ምቅራም ኣብ ምንጎ ኢትዮጲያን ኤርትራን እምበር ኣብ መንጎ ኢትዮጲያውያንን ጁንታውያንን ክካየድ ኣይተጸበይዎን፡ ንምካኑ ዓጺድ ጅግና ዋርሳይ ውላድ ሳዋ ድሮ ሻማሻማ ኢልዎዩ፡ ሰኒ ክክክ
@azebweldu1949
@azebweldu1949 2 жыл бұрын
ሳብስክራይብ ጌርና እስኪ ነዕብየሎም ደቂ ኤረ ብሩኻት፡ ክክክ ንብዓል ነሽነሽ ከማን ትገብርሎም ኣለኹም ኣንባይ ዶ ናይ ገዛና ንዕብዮ ኣብ ከምዚ ዝነጥፉ ኤርትራውያን ንሓግዞም።
@wediyemane655
@wediyemane655 2 жыл бұрын
♥♥♥♥♥ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 👍👍👍👍👍
@biniamasmara3799
@biniamasmara3799 2 жыл бұрын
ዘይተረደኣኩም ሕጂ ፍለጥዎም ወያነ ሓሳዳት
@timeisfast1309
@timeisfast1309 2 жыл бұрын
Xbuq aqerarba eyu bflay nezi hadsh weledo kemzi kemay agedasi koynu rekibeyo so niccc deqi halal meriet ajona hayal u ezi gzie lebam u zdeli kab lomi halifu nxbah zeleli qal kbur snetbebawi abrham afwerqi 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-vm5cl5ul9s
@user-vm5cl5ul9s 2 жыл бұрын
፡እንታይ ኢዩ ኣገዳሲ እዚ ናዓካ ? ወይና ክብል ኣብዘይ ዕድሜና ዘስድድና ህግደፋዊንሲ ዘሮቦኦም ነዞም ናይ ሕጂ እሎዶ ወልሓንቲ ኣይጠቅመናን ኢዩ
@hgdfshaebia2488
@hgdfshaebia2488 2 жыл бұрын
Weyane the terrorist go on for ever, thanks God, Awet N Hafash
@hizbawiginbarginbarghinda3872
@hizbawiginbarginbarghinda3872 2 жыл бұрын
....The ignorant mind, with its infinite afflictions, passions, and evils, is rooted in the three poisons. Greed, anger, and delusion. Bodhidharma
@esiabu2261
@esiabu2261 2 жыл бұрын
ንስኻቱም ደም ሰብ ደይትጸግቡ ሰባት. ይኣኽለና ሞትን ዉግእን
@robelmehretab9442
@robelmehretab9442 2 жыл бұрын
Zetgahfe dea wedi medhen berad endyu weyane hadish tarik yesrh alo terwai wahid
@tsegaande9299
@tsegaande9299 2 жыл бұрын
👍😍❤️❤️🌹🌹🇪🇷🇪🇷🌹❤️❤️👍💐💐💐🙏🙏🙏
@nimrodgabriel2266
@nimrodgabriel2266 2 жыл бұрын
ሕጀ ውን ካልእ ኣማራጽ የሎን ብኩሉ ግንባራት ኩናት ከፍትካ ምጭፍላቁ፣ ኣመርካ ጸግዕ ናይ ወያነ ካብ ምካን ክዕታ ዝክእል የሎን፣ብወገን ኣምሓራ ብወገን ዓፍር ብወገን ኢርትራ ብክሉ ወገን ኣብ ሓደ ግዚ ኩናት ከፍትካ ምድምሳሱ ካልእ ወላ ሓንት ምርጫ የሎን፣ ፍትና ጸልእና ንሳ እያ እታ ፍታሕ፣ ሰጋብ ገዛና ዝመጽኡ ክንጽበ የብልናን
@michaelabrham4819
@michaelabrham4819 2 жыл бұрын
Tgaru ezni etelekum smau hji xelaekum alelyu
@mahmudshedali3664
@mahmudshedali3664 2 жыл бұрын
bolom teray gere mesxel Arku
@user-ve7ec2bn3q
@user-ve7ec2bn3q 2 жыл бұрын
ሎሚስ ሰልቺና 30 ዐመት ወያነ ወያነ አሜረካ ግደፉና ያሸኽ።
@sanaytredae1406
@sanaytredae1406 2 жыл бұрын
Shirikineti shirihi gorihi haki bahaki shirikineti shirihi gorihi 👍🏽🇪🇷🌽🇪🇷🌽🇪🇷🌽🇪🇷🌽🇪🇷🌽🌽🌽🇪🇷🌽🌽🌽🌽🌽🌽🌽🐫🐫🐫🐫🇪🇷🐫🇪🇷🐫🌽🌽🌽🌽🌽🌽🐯🌽🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌻🌻🌻
@majornamen7150
@majornamen7150 2 жыл бұрын
ጥልመት ወያነ ሓቃ እያ ናይመንዳኣ ክትወስድ ናይ ኣቦታታ እያ ጌራ
@tedrosabraham739
@tedrosabraham739 2 жыл бұрын
Betri haki kemu Eya tigebir! Melebemi yikunom.
@divtekie5472
@divtekie5472 2 жыл бұрын
ኩሎም ሕደ ጸረ ኤርትራ ሐሳዳት ጎሮቤት ጭዋ የብሎምን ጭዋ ህዝቢ ትግራይ ዘይ ናቱ ዘይ ደልይ ኣይትበሉና ዋእ ጌና ኣብ ኤርትራ እያ ዘላ ዓይኖም
@harounekubal8436
@harounekubal8436 2 жыл бұрын
እቲ : ሓቂ : ከምኡ : እንድዩ : ክንቅይሮ : ዘይንኽእል : ጎረቤት : ስለዝኾኑ : ግን : ካብ : ሽርሕን : ጉርሕን : እንትርፊ : ዕንወት : ካሊእ : ከምዘይረኽቡሉ : ክፈልጡ : ንምግባር : ዲፕሎማስያዊ : አዘራርባን : አካንዳን : እንዳገበርና : ካብ : ሽርሕን : ጉርሖምን ከአ : ንጥንቀቅ ።
@futsumtesfeslesse5941
@futsumtesfeslesse5941 2 жыл бұрын
Entey eke tibel zelke korbeu tigireweyy
@divtekie5472
@divtekie5472 2 жыл бұрын
ስቕ እስከ በሉ ኣይትሕሙና ብኤለትርክ ክንሐጽሮ እንዳ ሐሰብናስ ብድፒሎማስይ ትብልና ኣለኻ ኣታ መን ካሕፍረልካ እዩ ብሰንኮም እዩ ኮ እዚ ኹሉ ዕንወት ወርድና ዘሎ እዞም ቖንዳፋት ዓጋመስ ድፒሎማሲ ትብልና ኣብ ደገ ድኻ ዘለኻ እንድሕር ኣለኻ እንታይ ክብሉ ይውዕሉ ኣለው ኣብ ትግራይ ኮይኖም እቲ ኤርትራዊ ዝባሀል ሐሳብ ክጥፍእ ኣሎዎ ትግራይ ትግርኛ ክብሉ ጦቕ ኣብሎምና ኣለዉ ድምጺ ሐፋሽ ንስኹም ካኣ ጭዋ ህዝቢ ክትብሉና እህህህህ ምምምምምም ርእስና ኣይትሕሙና
@simrethabtemariam7809
@simrethabtemariam7809 2 жыл бұрын
Merhaba deki eri xaeda
@metkeltesfay7308
@metkeltesfay7308 2 жыл бұрын
Seq belu eske hezben seraten tegray hade eu
@musaomar7058
@musaomar7058 2 жыл бұрын
ngudamenga Isias Afwerki eba gle mele beluwo. Isiasn weyanen hade indealom
@hadashad2092
@hadashad2092 Жыл бұрын
Hadas💚❤️💙💛💞💐🥀🌹🌻🌷🌼🌺💞💞🥀🌹🌸🌻🌷🌼🌺💞💐🎂🌹🌸🌻🌷🌼🌺💐🎂🌹🌸🌻🌷🌼🌺🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍
@dief.eriboy
@dief.eriboy Жыл бұрын
Enka bedehan mexakum kebrot channel tarik abotatnan. nayzom gesarete guhafatn weyane
@ghebremichael5965
@ghebremichael5965 2 жыл бұрын
ታሪኻዊ ጌጋ ኣይኮነን ዝበሃል። ታሪኻዊ ቅንዕና ኢዩ።
@user-qk5ws4jh1n
@user-qk5ws4jh1n 2 жыл бұрын
Weyane Game Over
@mehreteabgebreyesus8208
@mehreteabgebreyesus8208 2 жыл бұрын
Anbesa
@futsumtesfeslesse5941
@futsumtesfeslesse5941 2 жыл бұрын
Xbuk alke hiGi do yheych
@osmansilan1572
@osmansilan1572 2 жыл бұрын
Dhri hji Bi Eretran Hizban zmexi ntelo kabzi zlokuwo Asmara ka atuye tsedidna malet hagerin Hizbi n resina malet aykonen
@wediyemane655
@wediyemane655 2 жыл бұрын
እዚ እዩ እትሐቂ
@godbless8319
@godbless8319 2 жыл бұрын
Fenwo ety haky Dmtsy kulu ysmayo belom
@YourWorstNightmare525
@YourWorstNightmare525 2 жыл бұрын
Weyane junta gave over
@zidik313
@zidik313 2 жыл бұрын
ብሓቂ ጉጉይ ህልሚ እንደራ ወያኔ ዝልከም ለኪሙ ንጉሓፉ እቲ ወሕዝን ንህዝቢ ትግራይ ኣደዳ ጌርዎ ምስ ኩሎም ጎራብቲ ጽልእን ደም ገዲፍሎም ከይዱ ንቃሕ ህዝቢ ትግራይ ሕጂ ውን እዚኦም ብሽም ኤርትራዊ ተመሲሎም ትግራይ እዳበሉ የሕዋት ተመሲሎም ድሽቅጡ ካብ ኣሳሰይቲ ወያኔ ዝፍልዩ ኣይኮኑን ንገንዘብ ንጥቅሞም እንበር ሓልዮት ከይመስለኩም ኣነ ክብለኩም ዝደልይ እቲ ሓቀኛ ኤርትራዊ ንኤርትራ የሕሊፉ ዘይሕብ ዘይጸርፍ ንሱ እዩ ሓቀኛ ቅኑእ ፈታዊ ህዝቢ ትግራይ እየ ዝብል
@hgdfshaebia2488
@hgdfshaebia2488 2 жыл бұрын
Weyane leaving blood between Amhara and Tigrians .
@akhberetkibreab6571
@akhberetkibreab6571 Жыл бұрын
💣💣💣Weyane 💣Game💣 Over 💣💣💣💣💣🎮
@mmanokocaroline8386
@mmanokocaroline8386 2 жыл бұрын
?
@rigatmazgeba6580
@rigatmazgeba6580 2 жыл бұрын
tarik zderbeye Zeykones haqi eyu etom nzi haqi entay eyu Xgemkum hqi mukanu knegrekum Ore enda Taomekum steywo
@fesshawoldu7191
@fesshawoldu7191 2 жыл бұрын
Ezee nay deki 9 amet tinitane zehifir eeyu. Himakhat zixahafuwo mukhan allowo. Gohafa nekhale derejit gohaf kibel meshakhi eeyu!!
@makdawientertainment152
@makdawientertainment152 2 жыл бұрын
Ferah ayhazka elom,mechersha gn kea kulu kikeflwo ekum,nab guhaf men kemzdrbe mechersha nrio guday eyu
@jignaw100
@jignaw100 2 жыл бұрын
Elu meakorka halu eya zela kk Meqabr harbenyatat... hgdef eyu afriswo !!!
@rigatmazgeba6580
@rigatmazgeba6580 2 жыл бұрын
hayetatri.tiv hayetat qxlwo
@militetesfay5922
@militetesfay5922 2 жыл бұрын
Weden keyhanka sytweden hgdefk entay resah tarik 360 carsheli weiane 40Universty hanixu
@nimrodgabriel2266
@nimrodgabriel2266 2 жыл бұрын
ካብ ኣመርካ ጽቡቅ ክርከብ ኣይክእልን እዮ፣ ወያነ ፍትዮም ጸል ኦም ምሰ ኣመርካ ተጸግዕም ጥራይ እዮም ኣብ ምብራቅ ኣፍርቃ ንሶም ግዛእት ኮይኖም ክነብሩ ዝክእሉ፣ ንወያነ ንምጥፍእ ካኣ ኩሉ ዓይነት ዋጋ ምክፍል ከድልየና እዮ፣ ኢትዮጵውያን ንወያነ ዝፍልጥሉን ኣንጻሩ ዝቃለሱሉን መንገድ ምፍጣር፣ እት ጽብቅ ኣብዛ ሳዓት እዝ ኣ ኣብ ሞንጉ ኣምሓሩን ተጋሩን ድግ ዝበለ ናይ ደም ምፍሳሰ ጽልእ ምትካሉ እት ዝጸበቀ ዕድል እዮ፣ ኣብ መንጉ ዓፍርን ተጋሩን ዝተተክለ ደም ምፍሳሰ ውን እትካልይ ዝበለጸ ዕድል እዮ
@user-uz9qe6rw4z
@user-uz9qe6rw4z 2 жыл бұрын
እይ እተተኻኢሉ ስባ ናይ ሰላም ፍቅሪ እንተንከዉን ክንደይ ሽሻይ ነይሩ መኽንያቱ እቲ ህዝቢ ትግራይ ክቡር ፍጥረት እዩ ምእንቲ ነቲ ምስኪን ህዝቢ ኤርትራናን ህዝቢ ኢትዮጵያ ኩሉ ብሓፈሻ ክብል ፈጣሪ ይርድኣና ካብ ኩናት ጥፍአት እዩ ዝዉለድ
@danielkidane4388
@danielkidane4388 2 жыл бұрын
Bmeseretu weyane lokmats denkoro wudib kifter iyneberon
@merhawittesfankial9303
@merhawittesfankial9303 2 жыл бұрын
Akelkim wayena tarey katebli hhhhhhh aye enda hagdf kkkkkk
@jignaw100
@jignaw100 2 жыл бұрын
Aye DICTATORs TV KKkkk
@baqr4383
@baqr4383 2 жыл бұрын
ወዲ ሸፋቱ ትግራይ ውጻእ ኣይገዛኻን አዩ
@erimetera4208
@erimetera4208 2 жыл бұрын
Tegaru never understand for ever
@abrhamgoitom8525
@abrhamgoitom8525 2 жыл бұрын
Gohafat eskatkum ke entay ktxarefu ekum wedi yedugu kulu hzbku m ab dege asfirkum zterefu yehwatna ab barnet tenbrwom alekum
@tegistikiflemaryam3097
@tegistikiflemaryam3097 Жыл бұрын
Hlmi ganda malelit mkos USA koyna terfa ember badme yle bahre yle 0+0? Kona tetw hzbna shaebyana srawetna bahrenan almnan ybark ftare klu alm 🤩😍🥰🤣👨‍👩‍👧👨‍👩‍👦👪🏊‍♀️🏊🏊‍♂️🐅🐅🐅🐅🐴🐴🐪🍓🍌🍋🍍🍊🍉🍇🍎🕌⛪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@yirgalemyohans3438
@yirgalemyohans3438 2 жыл бұрын
ሐቂ eu
I wish I could change THIS fast! 🤣
00:33
America's Got Talent
Рет қаралды 101 МЛН
Получилось у Вики?😂 #хабибка
00:14
ХАБИБ
Рет қаралды 7 МЛН
MEU IRMÃO FICOU FAMOSO
00:52
Matheus Kriwat
Рет қаралды 44 МЛН
OMG🤪 #tiktok #shorts #potapova_blog
00:50
Potapova_blog
Рет қаралды 18 МЛН
When You Get Ran Over By A Car...
0:15
Jojo Sim
Рет қаралды 13 МЛН
В поисках семьи😢😱
0:56
Следы времени
Рет қаралды 8 МЛН
Вор в законе заступился за официантку  ...
0:59
Сериалы 🍿
Рет қаралды 9 МЛН
ЕМУ БОЛЬШЕ НЕ ПРИДЕТСЯ НИЧЕГО ВЫБИРАТЬ😂😂😂
0:39
СЕМЬЯ СТАРОВОЙТОВЫХ 💖 Starovoitov.family
Рет қаралды 2,9 МЛН