ናብ ውሽጥኻ ተመለስ ፍቅዲ 14 | ፍቕዲ 14፡ ጸልማት ኣይኮነን Dr Mussie Tesfagiorgis

  Рет қаралды 1,860

Mosaic Bahli

Mosaic Bahli

Ай бұрын

Discussion with Dr Mussie Tesfagiorgis On Loazi book Part 14.

Пікірлер: 11
@emahazionhaile4526
@emahazionhaile4526 Ай бұрын
ኣዚዩ ዝንኣድ መግለጺ ኢዩ እዚ ምስ መም/መኮንን ሰንበት ትህቦ ዘለኻ መብርሂ ዶ/ር ሙሴ ነዘን መጻሕፍትኻ ብግቡእ ክርድኦ ኣኽኢሉኒ ምስጋና ይግብኣኩም ዩ የቐንየልና🙏👍 ካብ ኣድነቕትኻ (ወዲ ሃይለ)
@GJ_HENOK
@GJ_HENOK Ай бұрын
Abey abey hagerat alewa❤
@MosaicBahli
@MosaicBahli Ай бұрын
Www.semayat.com
@tesfaytsehaye5962
@tesfaytsehaye5962 Ай бұрын
መደባትኩም ናይ ባሓቂ ሃነጽትን መሃርትን እዩ፡፡
@AmanuelBerhe-pg6ku
@AmanuelBerhe-pg6ku Ай бұрын
ኣምላኽ ምሳና: ሳህሉን :ምህረቱን የኽለልና ኣሰሩ ድማ ስብሒ የንጠብጠብ :
@debesaymebrahatu1049
@debesaymebrahatu1049 Ай бұрын
መብዛሕትና መንእሰያት ኤርትራ ነፊክግናዮ ዘላና ዓሚቕ ፍልጠት።
@Furt438
@Furt438 Ай бұрын
❤❤❤❤🙏🥰
@AmanuelBerhe-pg6ku
@AmanuelBerhe-pg6ku Ай бұрын
ዝረአ ኩሉ ካብቲ ዘይረአ ምኻኑ. ቲ ቃል ስጋ ኮነ :ጸጋ ሓቂ ን መለኤዎ...... መሳና ሓደረ .. 2
@hagostesfay1889
@hagostesfay1889 Ай бұрын
ብጣዕሚ ዝፈትዋ መደብ ኮይና ኣላ ብጣዕሚ አየ ዝጽበያ ነዛ መደብ ክትመጽአ የቐንየልና መም ሚኬ ከማኡ ውን ዶር ሙሴ። ሕቶ ንዶር ሙሴ መጽሓፍ ክትጽሕፍ መደብ ኣለካ ዶ ኣብ ቀጻሊ? ኣገላልጻኻ መሲጡኒ።
@kaleabmekonen7662
@kaleabmekonen7662 Ай бұрын
የቀኔልና። ዘይነጸረ ሕቶ ግን ኣሎ፡ ሕልና,ኣእሙሮ,መንፈስ እንታይ የራክቦን ይፈላልዮን፧?
@gebremariam7918
@gebremariam7918 22 күн бұрын
የቀንየልና ኩቡራት ኣሕዋት መማህራን❤ ካባኩም ብዙሕ ኢና ንመሃር።😊
Beautiful gymnastics 😍☺️
00:15
Lexa_Merin
Рет қаралды 15 МЛН
MISS CIRCLE STUDENTS BULLY ME!
00:12
Andreas Eskander
Рет қаралды 13 МЛН
ዝብልዎ ዘለው ስምዑ
24:05
Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ
Рет қаралды 21 М.
Утонуть НЕВОЗМОЖНО 😱 #Shorts
0:19
ФАКТОГРАФ
Рет қаралды 3,4 МЛН
Толстый солдат всем отомстил #shorts
1:00