Nati TV Movies - a media of New Eritrean Video Music | Drama | Film | Movie | Comedy | Interview | Documentary | Sport 2023. qata {ቃታ} - Part 3 by Awel Hyabu. #qata #eritreanmovie #tigrignafilm #eritreanmusic
Пікірлер: 11
@segenamine9422 Жыл бұрын
Winta shekor keep it up
@ssyy8243 Жыл бұрын
❤❤❤
@khjmnvkvd Жыл бұрын
ሃንየ😻
@ssyy8243 Жыл бұрын
❤❤❤❤
@herukidu2422 Жыл бұрын
Sador Miski Fekar Lewah Koynu Kserh Eyu Zetsebkelu Sekram Koynu Gn Aykalon
@user-in1xp2hp3d Жыл бұрын
😿🙆♀️
@feqarulbey4550 Жыл бұрын
gn ti wedi bkemey yu telekimu hiv
@seha8422 Жыл бұрын
Bhawu keykewn
@danielgidey4258 Жыл бұрын
ደቂ ሰባት መዓስ እዮም ኣብ ሓሶት ሂወት ክነብሩ ዝጀመሩ? ካብ ኣዳም ዩ ዝጀመረ:እዚ ሓሶት እዚ ከኣ:ካብ ሰይጣን ዝመጸ ኮይኑ:ነዚ ሓሶት ዝተቐበለ ሰብ ከኣ:ኣብ ኩሉ ወሎዶ ናይ ሰባት ሞት ዘለኣለም ሓሊፉ:ካብዚ ብሓሶት ዝተመስረተ ሂወት መን ከውጻኣካ ይኽእል? ሓደ ምርጫ ጥራይ ዩ ዘለካ:👉ንየሱስ ክርስቶስ ምቕባል:ስለዚ are you ready now to accept Jesus christ? because this is the time to accept Jesus christ,otherwise no a chance to the heaven, John ዮሃንስ 3:18 👉ብእኡ ንዚኣምን ኣይፍረዶን። ነቲ ዘይኣምን ግና፡ ብስም ሓደ ወዲ ኣምላኽ ስለ ዘይኣመነ፡ ድሮ ተፈሪድዎ አሎ። ሮሜ 10: 9-11👉 እቲ ጽሑፍ፡ ብእኡ ዚኣምን ዘበለ ኣይሐፍርን፡ ይብል እዩ እሞ፡ ሰብ ብልቡ ኣሚኑ ይጸድቕ፡ ብኣፉ ተኣሚኑውን ይድሕን እዩ፡ ስለዚ ብኣፍካ የሱስ ጐይታ ምዃኑ እንተ ነገርካ፡ ብልብኻውን ኣምላኽ ካብ ምዉታት ከም ዘተንስኦ እንተ ኣመንካ፡ ክትድሕን ኢኻ።Luke ሉቃስ 4:8 የሱስ ከኣ፥👉 ንእግዚኣብሄር ኣምላኽካ ስገድ፡ ንእኡ 👉በይኑ ኸኣ ኣምልኽ፡ ጽሑፍ እዩ እሞ፡ ካባይ ርሐቕ፡ ሰይጣን፡ ኢሉ መለሰሉ። Acts ግብሪ ሃዋ 4:12:👉 ብእኡ ኽንድሕን ዚግባእ ካልእ ስም ኣብ ትሕቲ ሰማይ ንሰብ ኣይተዋህበን እሞ፡ ምድሓን ብሓደ ኻልእ ከቶ የልቦን:: ሓሶት original ተፈጥሮ ናይ ሰብ ኣይኮነን:ሓሶት ባርነት ጥራይ ዩ:እምበኣር ሓሶት ንነገራት ኣይኮነን ኣቐዲሙ ዘዕነወ:ንሂወት ሰብ ዩ ኣቐዲሙ ዘዕነወ:ስለዚ ብሓሶት ዝዓኑ እምበር ዝትከል ስለ ዘየለ ምሕሳው ነውሪ ዩ:because God didn't create a layer person,so don't lie about anything, Jesus christ is Lord,