ናይ ኤርትራ መንግስቲ ኣብ ደገ እንታይ ይመስል

  Рет қаралды 6,402

Fnan App Infotech

Fnan App Infotech

8 күн бұрын

Пікірлер: 35
@mussietn1966
@mussietn1966 6 күн бұрын
ምስ ዓለም ብቐረባ ዘራኽበና ልሳን/ቋንቋ ዘይኮነስ እንምስርቶ ብቑዕን ምዕቡልን ምሕደራ'ዩ ፡ ሃገራዊ ልሳንና/ቋንቋና ድማ ኢንግሊዝ ዘይኮነስ እቲ ኣእላፍ ዘመናት ዘቚጸረ ናይ ባዕሉ ፊደል ዘሎዎ ልሳነ ኣግዓዚ/ትግርኛ እይዩ ክኸውን ዘሎዎ ።
@yesno5335
@yesno5335 6 күн бұрын
ኣይተረደኣካን ኣሎ ህዝቢ ኤርትራ ብቃንቃ እንግሊዝ ክዛረብ ኣለዎ ኣይበለካን ምስ ዓለም ንራኸበሉ ቃንቃ እንግሊዝ ክኸውን አዩ ዝብለካ ደሎ ኮነ ኢልካ ከወጃብር ደሊኻ ዲኻ ወላስ ኣይተረደኣካን ብትግርኛ እኮ አዩ ዝገልጸልካ ደሎ ዶ ወላስ ከምቶም ሎቅማጻት ኢኻ
@aarongermayaaronaritey3628
@aarongermayaaronaritey3628 6 күн бұрын
ብልክዕ ትግርኛ ኢዩ ክከዉን ዘለዎ
@frewengelmesfn1637
@frewengelmesfn1637 6 күн бұрын
​@@aarongermayaaronaritey3628entay elka b tigrignya ms alem ktrakeb kkkkkkk.
@kidaneseyoum3780
@kidaneseyoum3780 5 күн бұрын
Cc1❤❤❤😂❤❤😂❤vf4jgʻĝyyÿ4uùtvdVGf and ❤❤vvvvvvbb Bv 😂1😂1😂¹😂😂❤😂cgvvvvv
@yesno5335
@yesno5335 5 күн бұрын
@@frewengelmesfn1637 ደሓን ግደፎ ጥራይ መን ምኻኑ ገጢምናዮ ኣለና ኣብታ ካርነሸም ኣብ ሓንቲ ካንሸሎ ክንዕሽገን ኢና ከም ኣድጊ ምንችብየ ዝዓገተን
@efremnuguse9740
@efremnuguse9740 4 күн бұрын
Wow❤
@becool4344
@becool4344 5 күн бұрын
Btaemi des zebl eyu!!!!
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 6 күн бұрын
የቀንየልና ፍናን ገብረትንሳኤ።
@tisionebrawit9067
@tisionebrawit9067 6 күн бұрын
ፍናነይ ከመይ ኣለኻ ጅግና ❤❤❤
@yemanetsegay4807
@yemanetsegay4807 6 күн бұрын
ሰላም ፍናን ከመይ ትኸውን እዚ ናይ እስራኤልን ህዝቡላህን ከመይ ከም ዝከውን እባ ንበረከት ኣምጽኣልና
@mihretafewerki8756
@mihretafewerki8756 5 күн бұрын
Thank you Finan
@tadesekesete9760
@tadesekesete9760 6 күн бұрын
ጽቡቅ ሓሳብ ። እቲ ግዝያዊ መንግስቲ ኣብ ደገ መዓስ,ዩ ዕላዊ ክከውን?
@mahrimengtab3118
@mahrimengtab3118 6 күн бұрын
ኣምላክ መፈጸምታ የሃብኩም
@natnaelgebreamlak6854
@natnaelgebreamlak6854 6 күн бұрын
Fani jigna kemti lumud ❤❤❤
@tesfahaile1343
@tesfahaile1343 6 күн бұрын
ብሰላምን ዲሞከራስን ዘዕለቕለቐት ኤርትራ ቅጅል ኢላትኒ
@gebreslasieliewawi6786
@gebreslasieliewawi6786 6 күн бұрын
ፋኒ ጽቡቕ ኣቀራርባ፡ እንተ እቲ መንግስቲ ኣብ ደገ ዝብል ኣውጺእዎ ዘሎ ግን፡ ብዘይካ እታ ባንዴራ። ካልእ ብዙሕ ነቲ ኣብ ሃገርና ዘሎ ቁስሊ ዝፍውስ ኢዩ ኢላ ኣይግመትን፡ ምኽንያቱ፡ ቋንቋ ባዕዲ ኣምጺእካ፡ ካብ ሕጊ እንዳባ እንዳ ሃደምካ ዝግበር መሪሕነት ፡ መሊሱ ናብ ህጉም ዘእቱ ኢዩ። እንተ ሓቂ እዚህዝብን ሃገርን ቁስሉ ክፍወስ ኮይኑ፡ መኒነቱን ቋንቁኡን ምስ ዝዕቀበሉ ኢዪ። ቀቢላታት ከኣ ቋንቆኦም የማዕብሉ፡ የግዳስ ትግሪና ዘይክእል የለን፡ ስለምንታይ ኢዩ ሃገራዊ ቋንቋ እንግሊዝ ኪኸውን ተደልዩ ? ? ?
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 6 күн бұрын
እዚ ትብሎ ዘለኻ ሃገር ኣብ ኢድካ ምስኣተወት ኣብ ከይዲ ዝትግበር ኮይኑ ይስመዓኒ።
@user-bi3qt3xg7z
@user-bi3qt3xg7z 6 күн бұрын
Kab qanqu nmtfa kemza nay eseyas
@berekethaylemariam3843
@berekethaylemariam3843 6 күн бұрын
ሃገራት ብባዕዳዊ ቓንቓ ምዕባለኣኤን ኣየራጋግጻን ፡ ብዝበላጻ ብ ሃገራዊ ቓንቐኤን ንዜጋታተን ክምህራ ከለዋ ምዕባለ ወይ ዉጺኢታዊ ስራሕ ክስራሕ ይካኣል።
@user-oe7iy9ov7w
@user-oe7iy9ov7w 5 күн бұрын
xenihka uk ina ktblena ika
@brhanemebrahtom6264
@brhanemebrahtom6264 6 күн бұрын
like like🎉❤
@brhanemebrahtom6264
@brhanemebrahtom6264 6 күн бұрын
ab qanqa tray ???
@user-go8fy8fe5q
@user-go8fy8fe5q 6 күн бұрын
እዚ ኹሉ ኣብ ባይታ ክኸውን ብሃንቀውታ ንጽበዮ ነገር እዩ ፡እንተኾነ ግን እዚ ግዝያዊ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ደገ ዝበልካዮ መንዩ ቦሎቲካዊ መጸዊዒ ሱሙን ሰጊምዎ ዘሎ መንገድን ከሙኡ' ን ምስ ህዝቢ ዘለዎ ርክባትን ምስ ናይ ወጻኢ ሃገራት ዘለዎ ርካባት' ማዕረ ኪንደይ ዝኸደ እዩ፣ፋኒ ሓወይ ክትምልሰለይ ኢኻ ዝብል እምነት' ካ እንተዘይ ብለይ ከም ሕቶ ግን ክትምለስ ዘለዋ ኮይኑ ይስማዓኒ ። ይቀኔለይ❤
@Dawitsiele
@Dawitsiele 5 күн бұрын
ዋእ ቋንቋ ትግርኛ ጠቕሊልካ ንምጥፋእ ድዩ ወግዓዊ ቋንቋ እንግሊዝ ክንጥቀም።እዚ ንዕቀት ኣብ ህዝብና፣በቶም ካብ ብሄረ ትግርኛወጻኢ ዝኮኑ ብሄራት ዝድለን ዝውጠንን ዕላማ እዩ።እዚ ድማ ትግርኛ ጠቕሊልካ ንምጥፋእ ዝግበር ውዲት እዩ።ፍናን ተኣረምሉ፣እንተኾነ ኩሉ ህዝቢ ኤርትራ ትግርኛ ዝመልኽ እዩ።ምስ ዓለም ዘረዳድእ ድማ ቊጠባ እንበር ቋንቋ ኣይኮነን።
@zeraywelday5354
@zeraywelday5354 5 күн бұрын
ሃገራዊ ቓንቓ ኢንግልሽ ትብል ምስዚ ህልው ኩነታት ፍርስራስ ሕብረተሰብ ኤርትራ ግምት ዝሃበት ክትመስል ትኽእልያ ግን ሃገራዊ ዕንወት እተምጽእ ንቐጻሊ ወለዶ ቃንቁኡን ክብሪታቱን ንምዕናው ዓቢ ተራ ክህልዋዩ ስለዚ
@RobelAmanuel15
@RobelAmanuel15 6 күн бұрын
እወ እወ ኑሱ እዩ እቲሓቂ ፍኒ ጅግና ተስፋ እገብር ክርእዮ
@mahrimengtab3118
@mahrimengtab3118 6 күн бұрын
ወድሰብ ተስፋ እዩ ዘንብሮ ለምስ ተስፋ ህብኩምና ኣምላክ እተሓወሶ
@user-wm9th3ew4r
@user-wm9th3ew4r 4 күн бұрын
🅰️ ብሐቂ ኸ መንግስቲ ኤርትራ ዝብሃል አብ ስደት ክትከል ወይ ክቐውም ይክአል ወይከአ ይድለ ድዩ ? ወይከ ሀለውለው ደአ ምናልባት ሐደ ዓይነታት ዝኾኑ ሕብረተሰባት ዘለዋ ሀገር MAYBE ክትግበር ይኽእል ይኸውን ማለተይ እዛ ካብ 1991 ጀሚራ ስጋዕ ሎሚ ንብረት ገዛ BUSINESS ኮይና ዘላ ናይ ገበነኛ ኢሰያስ ኤርትራ ዝብልዋ ናይ FAKE ስም እትውንን ዝተፈላለየ ሕማቕ ስምዒት ድንቁርና ዘለዎም ድቓላታት ብሄራት ዘለዋ ከምኡዉን ኩሎም ብሄራት ገለመለ ዝብሃሉ ነንሕድሕዶም ዘይፋለጡ ዘይከባበሩ ዘይደላለዩ ዘይፋተዉ 👍ብፍላይ ነዚ ተዛራባይ ትግርኛ ምስኦም ክነብር ዘይደልይዎ ዘይፈትውዎ እሞኸአ ኩሎም እዞም ድቓላታት ቀቢላታት ሀገር ዘይብሎም ክነሶም ነዛ እንኮ 👌 ሀገር ናይ ገበነኛ ኢሰያስ ዝኾነት ኤርትራ ዝብልዋ ልክዕ ከምሀገሮም ተረዲኦም ኤርትራ ናትና እያ ማለተይ ናትና ናይ ኩሎም ብሄራት ዝብሃሉ ብቐፃሊ እዮም ዝህውትቱ ዘለዉ ብዝኾነ ገበነኛ ኢሰያስ ብሂወቱ እንከሎ ኤርትራ ዝብልዋ ናቱ ንብረቱ እያ 👍 ብሐደጋ ወይ ብሕማም ሂወቱ ምስ እትሐልፍ ግን ሐፈሻዊ ሀገሩ ንብረቱ ኤርትሪአ ALMOST OUT OF CONTROL ክትከውን እያ ዝኾነት ሀገር እውን ንኽትወስዳ ንብረታ ንኽትገብራ ዓቢ ዓቢ ተኽእሎ አሎ ምኽንያቱ ዝበዝሕ ትግርኛ ተዛራቢ ኤርትራዊ እየ ዝብል ክጭቆን ክግዛእ እዩ ዝደሊ እምበር ከምቲ ሀተፍተፍ ዝብልዎ አንሕና ኤርትራውያን ኢና ገለመለ ዝብልዎ ስለዘይኮኑ 😎
@warrihabesha
@warrihabesha 6 күн бұрын
ኣነ ንነብሰይ ከም ተቛዋማይ ኢየ ዝርእያ፣ . ግና ክሳብ ሕጂ ኣጀንዳ ኢሰያስ ኢና ነተግብር ዘለና። እመኑ ክሓዱ ናይዚ ጹሑፍ ሓሳብ ብስልያዊ መሓውራት ኢሰያስ ከምዝጽሓፍ ዝተገብረ ኢዩ። እቲ ቀንዲ ብፒሮ ኮነ ካልእ ገይሩ ዝጸሓፎ ምስ መሳርሕቱ ጥራይ ኮይኑ ዝጸሓፎ ዩ መሲልዎ ዘሎ።😂😂😂. ክውንነትን ፣ባህግን ሰማይን ፣ ምድርን ኢንዲዩ ኮይኑ ፍልልይ ርሕቀቶም። ኩላ ኣጀንዳ ኢሰያስ ጥራይ ኢያ ትሰርሕ ዘላ።ኢሰያስ ንስልጣኑ ኣብ ዓለም ምሉእ ዝዋዳደርዎ ኣዚዮም ውሕዳት ኢዮም😢😢
@maekeleghiwetgebre417
@maekeleghiwetgebre417 6 күн бұрын
መስሓቕ ግዚያዊ መንግስቲ ዓዲቀይሕ እንግሊሽ ክትምህሩና 😂😂
@fioritesfay
@fioritesfay 6 күн бұрын
Zimiedo Seb Do Tesaeinu Finan Libi Gber Seb Halewlewka Kisemie Giza Yeblun
@user-go8fy8fe5q
@user-go8fy8fe5q 6 күн бұрын
መቸም እዚ ኹሉ ብሕልመይ እየ ሰሚዐዮ ኣይትብለንን ትኸዊን ፡እዚ ክዕረ ኣለዎ ትብሎ እንተ ሃሊካ ተዛረብ እነተዘይ ኮይኑ ግን ንስኻ ንባዕልኻ እንታይ ግዜ ስለ ዝረኸብካ ኢኻ ሰሚዕኻዮ ቅሩብ ንሕሰብ በጃኹም መጻኢና ባዕልና ንዕርዮ ፡እታ ናይ መጻኢት ኤርትራ ከመይ ክትከውን ኢኻ ትደልያ ንገረኒ'ስኪ
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 6 күн бұрын
ሞ ኣብቲ እንዳ ቁምነገር ኣለዎም ትብልዬም ዘይትኸዲ ካብ ኣብ ዘይገዛኺ ኣቲኪ እዚ ኣርማድዬ በዚ ኣይኮነን ቦትኡ ቀይርዎ ካብትብሊ።ኣሽሓት ዩቲበራት ኣለውኺ ኪዲ ናብኦም።ብላዕ ዘይበልዎ ጽብሑለይ በለ።
@frewengelmesfn1637
@frewengelmesfn1637 6 күн бұрын
​@@user-go8fy8fe5qshelel belo.zhalmo zkone neger bzaeba eritrea zeyblu keykewun.enber fnan zbelo kulu zsemio zeleku btaemi des zebl eyu.ab tegbar amlak yhagizena.enber des kbleka kulu ztezarebo
ОСКАР ИСПОРТИЛ ДЖОНИ ЖИЗНЬ 😢 @lenta_com
01:01
Пробую самое сладкое вещество во Вселенной
00:41
1❤️
00:17
Nonomen ノノメン
Рет қаралды 13 МЛН
THE POLICE TAKES ME! feat @PANDAGIRLOFFICIAL #shorts
00:31
PANDA BOI
Рет қаралды 24 МЛН
ሃገራት ዘመሓደሩ ናይ ማፍያ ጉጅለታት
23:58
Fnan App Infotech
Рет қаралды 37 М.
ኣቦ ዘይጎነጻዊ ቃልሲ ማህተማ ጋንዲ
19:30
Fnan App Infotech
Рет қаралды 9 М.
1❤️ #shorts
0:24
Saito
Рет қаралды 61 МЛН
My cat mastered black magic #cat #cats
0:23
Princess Nika cat
Рет қаралды 24 МЛН
Такие сладости мама точно разрешит
0:22
Даша Боровик
Рет қаралды 4,4 МЛН
Спровоцировала учителя из-за футболки 😳 #фильмы #сериалы
1:00
DixyFilms - Фильмы и сериалы
Рет қаралды 4,9 МЛН
Спровоцировала учителя из-за футболки 😳 #фильмы #сериалы
1:00
DixyFilms - Фильмы и сериалы
Рет қаралды 4,9 МЛН