ናይ ሰላምና ምልኣት ERITREAN ORTHODOX TEWAHDO CHURCH NEW MEZMUR

  Рет қаралды 6,148

Mahberemariam Israel

Mahberemariam Israel

Ай бұрын

ERITREAN ORTHODOX TEWAHDO CHURCH NEW MEZMUR

Пікірлер: 58
@FrehiwetAndemariam
@FrehiwetAndemariam Ай бұрын
እልልልልልልል ዝማሬ መልኣክቲ የስመዓልና ደቂ እመብርሃን የሕዋተይ ጸግኡ የብዛሓልኩም
@yordanosmehari6765
@yordanosmehari6765 Ай бұрын
ናይ ብሓቂ ናይ ሰላምና ምላት ፍቁራት የሕዋተይ ዝማሬ መላኣክት የስማዓልና ጸጋኩም የብዘሓዮ❤
@user-zj7rs3bu9e
@user-zj7rs3bu9e Ай бұрын
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክቲ የስማኣልና
@goytomghebremlkaelzarekurs4628
@goytomghebremlkaelzarekurs4628 Ай бұрын
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ደቂ እመ ብርሃን❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@finantesfay2132
@finantesfay2132 Ай бұрын
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ደቂይ እመብርሃነይ ንኩሉ ጭንቂይ ስጊርኩም ከም ወርቂይ ትኩሉዑ እንዲዒ መግለጺይ የብለይን ናትኩም ነገር እመብርሃነይ ትባርክኩም ጽዋእ ልቦና ተስትይኩም❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-zg7mc9xb4s
@user-zg7mc9xb4s Ай бұрын
ኣሜን❤❤❤
@maekeleweldehaymanot2214
@maekeleweldehaymanot2214 Ай бұрын
ኣሜን ዝማረ መላእክት የስመዓልና ማሓበረ ማርያም እስራኤል
@awethaile8247
@awethaile8247 Ай бұрын
ዝማረ መላእክት የስምዓልና ማሕበረ ማርያም እስራኤል ጸግኡ የብዝሕ ናይ ሰላምና ምልኣት ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@eritriaeritria7010
@eritriaeritria7010 Ай бұрын
ዝማረ መላእክት የስምዓልና ማሕበረ ማርያም እስራኤል
@andomtesfandrias6329
@andomtesfandrias6329 Ай бұрын
❤❤❤❤ ዝማረ መላእኽቲ የስማዓልና ደቂ እመብርሃን የሕዋተይ
@mokietekle7104
@mokietekle7104 Ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ማሕበረ ማርያም እስራኤል ጸግኡ የብዝሓልኩም
@majorftewrary4164
@majorftewrary4164 Ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜንዝማረ መላእክት የስምዓልና በረከታን ረድኤታን ናይ ኢመብርሃን ኣይፈለየና
@YonasWelday-ls6tt
@YonasWelday-ls6tt Ай бұрын
ዝማረ መልኣክት የስምዓልና ❤❤❤
@user-qh9on8sz2d
@user-qh9on8sz2d Ай бұрын
Zmare melaakte yesmealna
@mbrhetfitiwi8084
@mbrhetfitiwi8084 Ай бұрын
ኣሰይ ደቂ እመብርሃን ኣሕዋተይ ዝማሬ መላክቲ የስመዓልና ❤ ናይ ሰላምና ምልኣት ሰላማዊት ❤
@samuelhailemichael2799
@samuelhailemichael2799 Ай бұрын
ናይ ብሓቂ ናይ ሰላምና ምልኣት እመብርሃን ኣዴና! ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ፍቁራት ማሕበር❤❤🎉
@senuberhe3045
@senuberhe3045 Ай бұрын
ዕልልልልልልልልልልልልልልልል ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስማኣልና በረኸት ናይ እመብርሃን ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ምስ ኩላትና ይኹን ኣሜን።🙏❤🌹
@eyorsalemkidane2028
@eyorsalemkidane2028 25 күн бұрын
እልልልልልልልልል ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና ደቂ እመ ብርሃን የሕዋተይ ኣምላክ ጸጉኡ ይብዝሓልኩም
@letebrhantewelde8642
@letebrhantewelde8642 Ай бұрын
ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ❤❤❤❤❤❤❤ 🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🕊🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌽🌽🌽🌽🌽🌽🌽🌽🌽🌽🌽🌽🌽🌽🌽🌽🌽🌽🌽🌽🌽🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿ኣምላክ ጸጉኡ የብዝሓልኩም ደቅ እመብርሃነይይይ ናይ እመብርሃን በረከታ ምስ ኩልና ይኩን ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@user-wc6fb3jk9d
@user-wc6fb3jk9d Ай бұрын
ኣሰይይይይ ክብራት ኣሕዋተይ እግዚኣብሔር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም ኣሜንንንንን ዝማሬ መልኣኽቲ የስመዓልና🙏✝️
@user-qp3sk1re9b
@user-qp3sk1re9b Ай бұрын
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማረ መላኢክቲ የስመዓልና ጸግኡ የብዝሕ ናይ ብሓቂ ናይ ሰላምና ምልኣት ❤❤❤❤❤
@CHILDRENSROOM-jl4pc
@CHILDRENSROOM-jl4pc Ай бұрын
ዝማረ መላእክት የስምዓልና ማሕበረ ማርያም። ጸጋኹም የብዝሓልኩም።
@berhanekiflu3065
@berhanekiflu3065 Ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽት የስማኣልና በረከት ጸሎት ወላዲተ ኣምላኽ ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ምስ ኩልና ይኩን ኣሜን
@trhasteklebrhan
@trhasteklebrhan Ай бұрын
Amne❤❤❤❤
@trhasteklesion7850
@trhasteklesion7850 Ай бұрын
Amen amen amen Kalehiwet zimare melakti yesmeqalna bereket nay eme brhan wetru kem kulu gzie ayfeleyena amlak xegu yebzhalkum fkurat yehwatey❤❤❤❤❤❤
@tsehayeandom2816
@tsehayeandom2816 Ай бұрын
ዝማረ መላእኽቲ የስም ዓልና እግዚኣብሔር ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይዓድል
@FanaTewelde-eo4zk
@FanaTewelde-eo4zk Ай бұрын
Zmare melekt yesmealina ❤❤❤
@user-zg7mc9xb4s
@user-zg7mc9xb4s Ай бұрын
ኣሜን❤❤❤ ኣሜን❤❤❤ ኣሜን❤❤❤
@user-np6gd3su8b
@user-np6gd3su8b Ай бұрын
Zmare melaekt yesmealna kburat mahber. Miss you❤❤❤
@user-ul1ov3qr2y
@user-ul1ov3qr2y Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤🥀🥀🥀
@yruruhdhdhd4708
@yruruhdhdhd4708 Ай бұрын
ዝማረ መላእኽቲ የስምዓልና ❤❤❤🎉🎉🎉
@gebreabselemun3207
@gebreabselemun3207 Ай бұрын
ዝማረ መላእክት የስምዓልና
@abrahamghebru8562
@abrahamghebru8562 Ай бұрын
Amen Amen Amen zmarie melakti yesmealna kbrti habtna xegeu yebzhalki nay agelgulot zemenki yebzhalki 🙏✝️🙏✝️🙏✝️😇🥰😇🥰😇🥰😇🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍💯💯💯💯
@goytomghebremlkaelzarekurs4628
@goytomghebremlkaelzarekurs4628 Ай бұрын
ናይ ሰላምና ምልኣት ናይ ሰላምና ምልኣት ሰላማዊት ኣምሳል ኣርያም ናይ ክርስቲያ ቤት ኣብ ቅድሚ ሥላሴ ክቡር'ዩ ስምኪ ኣብ ምድሪ ኮነ ሰማይ የለን ዝመስለኪ ባህጊ እግዚኣብሔር ሕርይቲ ከተማ ዕርዲ ናይ ኣመንቲ ናይ ክርስቲያን ኣርማ ረዳኢት ድኩማት ጠነቃ ድካታት ዋሕስ ደቂ ኣዳም መዕረጊተ ጾሎት ንጽህቲ ንጹሃን ድንግል ኣዴና ኢኺ ተረኪቡ ሕይወት ብፍረ ማህፀንኪ ብረቂቅ ጥበብ ልዕሊ ኣእምሮ ኃያል እግዚኣብሔር ኣባኪ ዝገበሮ ስምኪ እንዳ ጸዋዕና ብተስፋ ንገብር መንፈስና ይብርትዕ ኅልና ይበራበር ኣደ ብርሃን ድምቅቲ ወርኂ ጸልማት ተሳዒሩ ብልኹል ወድኺ ከምቲ ንዩሐንስ ኣደኡ ዝኾንኪ ንዓና ውን ድንግል ኣዴና ኢኺ ንግሆን ምሸትን ከነመስግነኺ ምሕረት ኣውህብና ብጽኑዕ ኪዳንኪ
@samuelokubu9206
@samuelokubu9206 Ай бұрын
Zemare melaktii yesmalna deki eme berhan yehwateyyy❤❤❤
@akberetmicheale3309
@akberetmicheale3309 Ай бұрын
ሰላም ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን ፍቁራት ደቂ እመብርሃን የሕዋተይ ዝማሬ መላእኽቲ የስማዓልና ጸጉ የብዛሓልኩም
@aaazzz3936
@aaazzz3936 Ай бұрын
❤❤❤🌹🌹🌹🙏🙏🙏
@user-cw9cx4fd1x
@user-cw9cx4fd1x Ай бұрын
እንኳዕ ደሓን መፅኣኩም ❤ ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ደቂ እመብራሃነይ❤❤❤
@yordanosmehari6765
@yordanosmehari6765 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል
@user-kp8dr5ys1k
@user-kp8dr5ys1k Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@tekieweldahanshayle
@tekieweldahanshayle Ай бұрын
ጸግ ኡ ይብዝሓልኩም ❤❤❤❤
@negstibrhane7948
@negstibrhane7948 Ай бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤
@danielgilazgi4956
@danielgilazgi4956 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-wj1cs3vt2p
@user-wj1cs3vt2p Ай бұрын
Zmare melaekt yesmealna xegu yebzhalkum brukat
@dolshikidane2141
@dolshikidane2141 Ай бұрын
Elllllllllllllllllll Elllllllllllllllllll Elllllllllllllllllll zmare melakti yesmalna xegeu yebzhalkum 🙏 ♥️ ❤️ 🎉
@ibrahimalsharif9013
@ibrahimalsharif9013 Ай бұрын
Amen Amen Amen 🙏zmarye Melaekti yesmeana ❤
@fxum-yu8uo
@fxum-yu8uo Ай бұрын
ቃለሕይወት የሰማዓልና ዝማረ መላአክት የሰማዓልና ደቂ አመብርሃን
@ftwiembaye3789
@ftwiembaye3789 Ай бұрын
እልልልልልልልልል እልልልልልልልልል እልልልልልልልልል ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መልኣኽቲ የስምዓልና ጸግኡ የብዝሓልኩም ፈጣሪ ፈጣሪ 🙏🙏🙏🙏🙏
@Love7821
@Love7821 Ай бұрын
Zmarie melaekti yesmalna
@tumgitesfamcael2192
@tumgitesfamcael2192 Ай бұрын
ዝማረ መላእክቲ የስመዓልና ደቂ እመብርሃን
@taiguhayile2660
@taiguhayile2660 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@Robel-oi4pe
@Robel-oi4pe Ай бұрын
❤❤❤❤❤
@michaelmehari1053
@michaelmehari1053 Ай бұрын
በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣኃዱ ኣምላኽ ኣሜን ናይ ሰላምና ምልኣት ናይ ሰላምና ምልኣት ሰለማዊት ኣምሳል ኣርያም ናይ ክርስትያን ቤት ኣብ ቅድሚ ስላሴ ክቡር'ዩ ስምኪ ኣብ ምድር ኮነ ኣብ ሰማይ የለን ዝመስለኪ/2/ ባህጊ እግዚኣብሔር ሕርይቲ ከተማ ዕርዲ ናይ ኣመንቲ ናይ ክርስትያን ኣርማ ረዳኢት ድኹማት ጠበቓ ድኻታት ዋሕስ ደቂ ኣዳም መዕረጊት ጸሎት ንጽሕቲ ንፁኃን ድንግል ኣዴና ኢኺ ተረኺቡ'ዩ ሕይወት ብፍረ ማሕጸንኪ ብረቕቅ ጥበብ ልዕሊ ኣእምሮ ሓያል እግዚኣብሔር ኣባኺ ዝገበሮ ስምኪ እናጸዋዕና ብተስፋ ንነብር መንፈስና ይብርትዕ ሕልና ይበራበር ኣደ ብርሃን ድምቅቲ ወርሒ ጸልማት ተሳዒሩ ብልዑል ወድኺ ከምቲ ንዮሐንስ ኣዲኡ ዝኾንኪ ንዓና'ውን ድንግል ኣዴና ኢኺ ንግሆን ምሸትን ከነመስግነኪ ምሕረት ኣውህብና ብጽኑዕ ኪዳንኪ
@user-xz2ix2xm5f
@user-xz2ix2xm5f Ай бұрын
Naybehaki kburyu smki zmare melakti yesmealna yehwatna amlak xegau yebzhalkum
@user-bt9vq8pd7b
@user-bt9vq8pd7b Ай бұрын
Eme brhaney msakum tkun amen
@abrahamghebru8562
@abrahamghebru8562 Ай бұрын
Amen Amen Amen zmarie melakti yesmealna kuburat Ahwatna xegeu yebzhalkum nay agelgulot zemenkum ybarkelkum 🙏✝️🙏✝️🙏✝️😇🥰😇🥰😇🥰🇪🇷👍🇪🇷👍🇪🇷👍💯🌺💯💐💯😘🌹⚘️🍇🥀🌸🌸🍀🍀☘️ Xolotan bereketan Amaldnetan nay emebrhan qdste qdsan Adiena dngl Mariam
@abebateklab7089
@abebateklab7089 Ай бұрын
Amen amen amen zimare melaekt ysmalna amaladinet nai emebrhan mis kulatna yquk xegu ybzhalkum deqemebrhan ahiwatay❤
ዓስብኹም ኣብ ሰማያት ERITREAN ORTHODOX TEWAHDO CHURCH NEW MEZMUR
7:18
ናይ ድቃስ ጸሎት
29:51
Eritrean Orthodox Tewahdo ቤት ፍቕሪ እግዚኣብሄር
Рет қаралды 724 М.
WHO CAN RUN FASTER?
00:23
Zhong
Рет қаралды 38 МЛН
Пройди игру и получи 5 чупа-чупсов (2024)
00:49
Екатерина Ковалева
Рет қаралды 1,2 МЛН
A little girl was shy at her first ballet lesson #shorts
00:35
Fabiosa Animated
Рет қаралды 22 МЛН
I'm Excited To see If Kelly Can Meet This Challenge!
00:16
Mini Katana
Рет қаралды 34 МЛН
ኣነ ምሳኻ እየ እሞ ኣይትፍራሕ ብመም ኣስመላሽ ገ/ሕይወት
1:11:46
ተዋህዶ ይእቲ Tewahedo Yeti
Рет қаралды 29 М.
ኣቦታትና ዘቖምዎ ERITREAN ORTHODOX TEWAHDO CHURCH NEW MEZMUR
10:07
ናይ ንግሆ  ጸሎት
44:56
ኖላዊ ( NOLAWI)
Рет қаралды 405 М.
ТЫ С ДРУГОМ В ДЕТСТВЕ ПОШЕЛ В ПОХОД😂#shorts
0:59
МЕЛКИЙ Эдит #натурал #альбертович #shorts #edit
0:10
Натурал Альбертович
Рет қаралды 4,2 МЛН
ЧТО-ТО СТРАННОЕ (@therealcaptainfantasy - TT)
0:19
В ТРЕНДЕ
Рет қаралды 2,9 МЛН
а ты любишь париться?
0:41
KATYA KLON LIFE
Рет қаралды 1,8 МЛН
How Sigma girl Caught Red handed #funny #youtubeshorts
0:22
mountainlion5
Рет қаралды 35 МЛН
Как украсть сок у девушки!?
0:29
Интересные факты
Рет қаралды 2,9 МЛН