New Eritrean Movie 2023 - Nafqot Rim | Full Movie | ናፍቖት ሪም ምሉአ ፊልም

  Рет қаралды 75,448

Eri One Touch Entertainment

Eri One Touch Entertainment

9 ай бұрын

#neweritreanfilm #neweritreanmovie #eritreanfilm #eritreancomedy #eritreanmusic #Nafqotrim #erionetouchentertainment

Пікірлер: 239
@micaelzekarias1537
@micaelzekarias1537 9 ай бұрын
It is really fantastic movie. Thanks all. ልብኻን ሕልናኻት ትትንክፍ ውድእቲ ኣበር ኣልቦ ፊልም።
@Merhawitgebrihiwet
@Merhawitgebrihiwet 9 ай бұрын
ንብዓተይ ክቆጻጸር ኣይከኣልኩን ግን ሪም ማራ ተወጺዓ ብገለ ክትድበስ ኔርዋ ትብሉ like ግበሩ
@starstar9017
@starstar9017 9 ай бұрын
ኤርትራ ሞ ብኹሉ እንዲያ ተወጽዓ ዘላ😢
@Ambes-yp1cn
@Ambes-yp1cn 9 ай бұрын
ኣላልየኒ እንዶ ግዳ ክድብሳ
@AminaMahamedbrhan-vl2eq
@AminaMahamedbrhan-vl2eq 9 ай бұрын
ኡፍ በጃኩም ጃማዓ ኣድታትና ብሂወት ከለዋ ንደውለለን
@Asliselomun
@Asliselomun 9 ай бұрын
ብንብዓት ጀምረ ብንብዓት ወድአያ ብጣዕሚ ዉሽጥና እትትንክፍ ደራሲ ናይዛ ፍልሚ 😢
@mylovelyfamilygg4000
@mylovelyfamilygg4000 9 ай бұрын
ብጣዕሚ ልብኻ ትትንክፍ ሓቀኛ ዛንታ ኢያ። ኣነ ውን ኣብ ኤውሮጳ ኮይነ 2017 ንኣብ ባሕሪ ዝጠሓለት ሓፍተይ ንስድራይ ክነግር ዘሕለፍዎ መከራን ጭንቀትን ተራእዩኒ። ገዛና ኣብ ኢትዮጵያ ከም ዘላ ኢዮም ዝፈልጡ፡ ንሳ ግን ድራር ዓሳ ኮይና😢😢😢😢😢😢። ክሳብ ሕጂ ዘይሃሥ በሰላ ኢዩ። ኣደይ ምእማኑ ሲኢና ኣካላታ ለሚሱ ዓመታት ተደንዲሳ😢😢😢😢። ናይ ኤርትራዊ ታሪክ ኣለም ብምልእታ መጽሓፍ፡ ኣግራብ ብርዒ፡ ባሕሪ ከም ቀልውም ተዝከውን ኣይምኣከለን።
@babe8712
@babe8712 8 ай бұрын
Btaemi yehzin😢Ajoka Hawey 💔🙏
@ghebrehermongebrehiwet8191
@ghebrehermongebrehiwet8191 8 ай бұрын
😢
@yemaneandimaryam2659
@yemaneandimaryam2659 6 ай бұрын
Ajoka hawey. Ayewe yzkir 2017 wala ane misa nere gn ane wesie amlak ymesgen 🥺
@aziebmebrahtu777
@aziebmebrahtu777 9 ай бұрын
ኣዚያ መሃሪት ፊልም, ናይ ኩላትና ዛንታ እያ ነዞም ኣብ ስደት ዘለና ስደት መርገም እዩ, እግዛብሄር ስደትና የሕጽረልና🙏። ንኩሉኩም ተዋሳእቲ ደረስቲ ዳረክተራት ካመራማን ኣዚና ነመስግን፡ እግዛብሄር ጥበብኩም የሰስኖ። እግዛብሄር ኤርትራና ይባርክ🙏❤🇪🇷
@user-lt6zg1ch4d
@user-lt6zg1ch4d 9 ай бұрын
Amen. Nay behaki
@abhiweteyeyezeneber
@abhiweteyeyezeneber 9 ай бұрын
Yegermeki eu azebey amen 🙏
@HelenBeraki-po1rm
@HelenBeraki-po1rm 8 ай бұрын
Amen Amen Amen
@wediqeshi4921
@wediqeshi4921 9 ай бұрын
ንራንዳ ግን እንድዒ ብምንታይ እየ ከድንቃ እንተበልኩ ከየዉሕደላ ይፈርሕ ሱቅ ተበልኩ ውሽጠይ ገለ በላ ይብለኒ ግን ንዓኣ ዝኸውን ቃላት የብለይን ምዓረ ምዓሪኣ ኣንቢዓትኒ ራንዳ ሓያል ተዋሳኢት ብጣዓሚ እየ ዝፈትወኪ ዘድንቀኪ ክትበኽዪ ከለኺ ምሳኺ ይበኪ ክትስሕቂ ከለኺ ምሳኺ ይስሕቅ ቀጽልዮ ዕደመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ ራንዲ ሽኮር ብልጽቲ ኣርቲስት ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@yordanosyemane1077
@yordanosyemane1077 9 ай бұрын
አየ ስደት እመብርሃነይ ስደትና የሕጽርልና ብሰላም አብታ ሃገረ እግዚአብሔር ዝኮነት ዓድና ምለስና ምትእክካብ ፍጠርልና
@wintamehari3569
@wintamehari3569 9 ай бұрын
I can’t stop crying 😭.this is our life.this is how we live our life 😢.we really miss our family. We always have pain in our heart 😢.tnx deqi rimey 🇪🇷
@Silmat
@Silmat 9 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ብልጽቲ ፊልም ዝጎድላ ዘይብላ,,, ኩሉጊዜ ኸም ናተይ ኣይኹን እንበር ሓደ ሓደ ጊዜ ምብካይ ጹቡቕ እዩ ይወጻልካ ከማን😔😢😢😢😢😢❤
@samsonatobrhan8228
@samsonatobrhan8228 9 ай бұрын
ኡፍ 😢😢😢 ክንደይ ዝፍርሕ ፊልምታት ሪኢና ግን ኣይክምዚኣን ኣብ ዓጽምካ ኣትዩ ክትከት ትብልካ ናይ በሓቂ ናፍቆት ሪምን ወለድን። ኣምላክ ኣቦይ በጃካ ስደትና ይሕጽረልና ካብ ወጺካ ምትራፍ ኣድሕነና።
@Christfirst82
@Christfirst82 9 ай бұрын
I am not controlled my tears😢😢😢 thank u Eri one touch ❤❤❤ this is our life we miss our family and our country 🇪🇷❤🇪🇷❤😢
@user-wb7ud5lr9h
@user-wb7ud5lr9h 9 ай бұрын
በስመኣም ከምዚ ከ ኣሎ ድዩ ? ኣታ ክንደይ ትሓስሙ ኣብዛ ነብሰይ ኮይና ኮ ተራኣያትኒ 10 ዓመት ጌረ ኣለኩ ኣብ ስደት ህርፋን ናይ ወላዲተይ ከኣ ዓቀኑ ዝሓለፈ ዩ ኣብ መንጎ ሂወትን ፡ስደትን ፡ድሌታትካ ኣብ ዘይምፍጻም ተቀርቂረ ከኣ ይሳቀ።ከምዚ ዓይነት ናይ ኣደን ውሉድን ክሪኢ ከለኩ ንብዓተይ ስምዒታተይ ክቆጻጸር ኣይክእልን።ኣንታ ፈጣሪ ስደትና ኣሕጺርካ ገጽ ንፈትዎም ስድራና ኣእየና።ኣሜን(3)።
@Furtuna-ee5hw
@Furtuna-ee5hw 9 ай бұрын
Amen🙏
@natitibereket1281
@natitibereket1281 9 ай бұрын
harmony ዘምጽኦም ሓሳባት ብሉጻት እዮም ጽቡቅቲ ፍልም ወላ ኣብቲ ቀረጻ ቪድዮ ዋው ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@godisgood7456
@godisgood7456 9 ай бұрын
I can't not controlled my tears 😢 Thank u all this eritrean family life after long time i see ma house ma Street forobiya 😢just wow thank u all harmony Randa .... all actors Eri one touch ❤
@user-ln5ry7dm7h
@user-ln5ry7dm7h 9 ай бұрын
እዋይ እቲ ጸገምና😢 አብ ሽሕ ተመቂላ እዛልበይ😢 እዚ ሽግር እዚ ተወዲኡ ንሪኤሉ ግዜ ይመጽእ ዶ ይከውን?🙏🏽 አንታ ደራሲ you broke my heart 😢ብሉጻት ተዋሳእቲ። ብፍላይ ራም ኮና ዝተዋስአት... she deserves an award 🥇. Great job, everyone. What a storyline.👏🏽👏🏽👏🏽🥇🥇🥇🙏🏽🇪🇷🙏🏽🇪🇷🙏🏽🇪🇷
@EriOneTouchEntertainment
@EriOneTouchEntertainment 9 ай бұрын
መሃሪት ፊልም "ናፍቖት ሪም" ምሉአ ፊልም ረኣይዋ ዘይ ረኣይዋ ንኽርአያ ከኣ share ኣይትረስዑ kzfaq.info/get/bejne/e9pxo6qYr5_DfYE.htmlsi=o-RFSNKFb4BVk8Jg
@pKova55
@pKova55 9 ай бұрын
Technically well done movie √√ -- Story: GOOD √√ -- Picture: GOOD√ -- Sound: NOT Bad -- Text: NEEDS to change to »ttig'rriñña« - Guys, This is a BEAUTIFUL »ttig'rriñña«-STORY. Keep as MUCH as you can ORIGINAL!! Text, Font, Typography, Sound etc. needs to stay ORIGINAL »ttig'rriñña«!
@feqereu1860
@feqereu1860 9 ай бұрын
ኣነ ነደይ ሓንቲ ጋላ ምስ ሓወይ ኢና ሓወይ ስደት 2009 ወዲ 13 ዓመት ከሎ ወጽዩ 😢ወላዲተይ በይና ኢያ የዕቢያትና ዝሕግዘና ወልሓደ ኣይነበረን ሓወይ ስደት፡ምስ ወጸ ከም ሕሱም ነቢዕና ብፍላይ ኣብ ልብያ ከሎ ካኣ ሞ ዝሕለፍናዮ ቃንዛ ካብ ዝክረይ ዝይጠፍእ ትፈልጡ ገዛና ክንሸጦ ደሊና ናይ ልብያ ክንከፍለሉ ዝሕግዘና ስብ ስለ ዝሳኣና😢 ክሳብ ሕጂ ደም ዘንብዓኒ ሓትነይ ኣላ ርግምቲ ኢያ እንታይ ኣሚንክን ገዛ ክትሸጣ ክወጽ ዲዩ ወላ ዘይወጽእ ካብ ባሕሪ ዘይፈለጥክስ ገዛኪ ክትሸጢ ኢላታ ማማ ካብ ሽዑ ኣትሒዛ ብሕማም ምስ ተደነኣት ክሳብ ሎሚ ጥዕና የብላን እዚ ኩሉ ሓሊፉ ሓወይ ጀርመን ኣትዩ ትፍልጡ ክሳብ ሕጂ ን ማማ ኣይራኣያን ክንደይ ግዜ ሱዳንን ኣዲስን ሓሊፋ ወሪዱ ክሪኣ ኣይኮነን ወላ ተለፎን ኣብ 4/5 ወርሒ ኢዩ ዝረክባ ንሱ ሓደ ወደይ፡ከየዘክትመኩም ኢለ ካልእ ሰብኣይ ካማን ዘይሓዝኩ ኢያ ትብል ኩሉ ግዜ ይፈርሕ ስብ ምስ ፈጣሪ ቆጸራ የብሉን እዛ ወላዲተይ ናፉቆታ ከየዉጸእት ከይትኩለፈኒ ይፈርሕ በጃኩም የሕዋት እዚ ሓወይ ናብ ልቡ ተመሊሱ ንወላዲተይ ክሪኤላ ዝኽእል ምኽሪ ሃቡኒ የሕጽር ኣቢለ ብዙሕ ኣጉዲለ ሂወት ገዛና ከምዚ ዘዕለልኩክም፡ኢዩ እሞ በጃኩም ሓጉዙኒ ካብ ሓፍትኩም 😢😢😢
@One_Day-Ab-Adey
@One_Day-Ab-Adey 9 ай бұрын
ሂወት ስደት ኣዚዩ ከቢድ እዩ ምናልባት ኣብ ዘይርጉእ ኩነታት ክህሉ ይኽእል እዩ ኣብ ጀርመን ስለ ዘሎ ጥራይ ይጥዕሞ ማለት ኣይኮነን ንስኺ ከም ሓፍቱ መጠን ከምቲ ዝድለ ናብ ኣዲኡ ዘይምድዋሉ ከም ሕማቅ ሰብ ጌርኪ ኣይትርኣዮ ዘለዎ ኩነታት ንሱ ጥራይ ስለ ዝፈልጦ ተስፋ ሃብዮ ኣብ ትድውልሉ ወይ ኣብ ዝድውለልኪ ድማ ብዛዕባ ጸገማት ጥራይ ዘይኮነ ካብ ኩሉ ወጺኺ ታራ ዕላል ኣዕልልዮ ምኽንያቱ ብዛዕባ ናብ ኣዲኡ ዘይምድዋሉ ወዘተ ኣብ ነብሲ ወከፍ ዝደወለሉ እንተ ደኣ ትዛረብዮ ኮይንኪ ካብ ምድዋል ዘይምድዋል እዩ ዝመርጽ ኣዲኡ ልዕሊ ኩሉ ሃላዋቱን ጥዕንኡን ከም ዘገድሳ ኣብ ዝድውለላ ሳዓት ሕጉስቲ ከም ትኸዉን ድማ ንገርዮ ምናልባት ገንዘብ ብዙሕ ዘይሰድድ እንተ ኮይኑ ብዙሕ ክድውል ኣይመርጽን እዩ ገለ ሰባት ገንዘብ ብዙሕ ናብ ስድራ ስለ ዘይሰዱ ካብ ምድዋል ዘይምድዋል ዝመርጹ ሰባት ይፈልጥ እየ ኣምላኽ ኣኻኽቦ ይፍጠረልና
@abelkidane6968
@abelkidane6968 9 ай бұрын
Egziabiher,tsea tsebuku yahesebena amann
@samitihabte34
@samitihabte34 9 ай бұрын
ብዙሓት ሰባት ይፈልጥ ኢየ ከምዚ ናይ ሓውኪ ኣጆኪ ሓደ መዓልቲ እግዚኣብሄር ልቡ ክመልሶ ኢዩ ዘይደወልካ ዘይሰደድካ ዝብል ሓሳብ ፈጺምኪ ይተልዕልሉ ዓቅሚ እንተኣሎኪ ኮይኑ ከኣ ውጻኢታቱ ሸፊንኪ ሒዝክዮ ኪዲ ናብ ኡጋንዳ ወይ ኢትዮጲያ እግዚኣብሄር ፍርሓትኪ ቀንጢጡ ናብ ሓጎስ ይቀይረልኪ ።
@feqereu1860
@feqereu1860 9 ай бұрын
@@samitihabte34 ኣሜን ብዙሕ ግዜ ፈቲነ ባዕለይ ሒዘዮ፡ክከይድ ግን ወረቀተይ ወዲቁ ዶ ፍቃድ ኣብዮምኒ ኣንዳ በለ ኣብይኒ እንበር ፈቲነ ኢየ ፈጣሪ ጥራይ ናብ ልቡ ይምለሶ😪🙏
@feqereu1860
@feqereu1860 9 ай бұрын
@@One_Day-Ab-Adey ቀደም እንበር ሕጂስ ገዲፈዮ ተሎፎን ካማን ድሕሪ 2/3/ ወርሒ ኢዩ ዝቅበለኒ ገንዝብ ኣይብሎን ኢየ ከይዱ ን ማማ ክሪኣ ጥራይ ኢየ ዝደሊ ማማ ኢያ ማራ ተደንግጽኒ ትፈልጥ ብነብሱ እካ ኢዩ እቲ ዕድለይ እንበር ኣነ ዶ ከምዚ ሙኮንኩ ግን ብንግሁ ዕድለይ ኣይጸብቅን ኢላ ኢያ ተስተማስል ትፈልጥ ሓሚማ ደቂሳ ጸኒሓ ተደዊሉላ ከምዛ ወልሓደ ዝይኮነት ኢያ ተዕልሎ ንሱ ካኣ 3/5 ድቂቅ ኢዩ ዝዕልላ ድሕሪ 3 ወርሒ ደዊሉ ንምንታይ ግዜ ዘይትህባ ይብሎ ንሱ ካኣ ቢዚ ኣሎኩ እንዳ በለ ይኣብየኒ እንዲዒ ፈጣሪ ናብ ልቡ መሊሱ ወላዲተይ ብሓጎስ ክትስሕቅ የርእየኒ ዉላድ ክሳብ ክንደይ ሕሱም ሙካኑ ሕጂ ምስ ወለድኩ ተረዲኡኒ😪🙏
@sheba03
@sheba03 9 ай бұрын
ዋውውው መግለጺ ስኢነላ ንመጀመርያ ግዜ ደፊሩ ንቀንዲ ኣክተራት ንኹሎም ዝቀተሎም ሎሚ ሪአ ፈቴያ💝😢👑😊
@almazg4749
@almazg4749 Ай бұрын
Btaemi mesatit ab kulu geza Eritrawi zelo kemti wedi Feraday mtessar alowo mis ntu sdrabet bzuhat adetat nafkot deken xmwa geza melu dhay key rekeba mot wn arkibu btaem xbkti ajokum great job excellent artist 👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏💪💪💪💪💪💪❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🎈🎈🎈
@lolamigos2381
@lolamigos2381 9 ай бұрын
"ካብ መረበትካ ኣርሒቅካ ሕልሚ ዓድኻ ኣይፍታሕን ዩ"
@nardosmicheal6958
@nardosmicheal6958 9 ай бұрын
Bhanqewta eye zxbeya nere,keyreakwa beti advert tray fetyeya nere,welcome deqi erey❤❤❤❤
@confirm5929
@confirm5929 9 ай бұрын
I know this girl she is the prettiest girl back home.this is unexpected for me it made me cry like a baby "wonderful" respect to you all
@mihreteyob2311
@mihreteyob2311 9 ай бұрын
Aykealkun bnbat tehaxibe ab hiwet kulatna zelo zanta eu nay behaqi kab derasi ksab tewasaeti btaemi yednqekum qexlwo deqi eritra/ rimey halalat❤🇪🇷amlak ab rimna bselam melisu ms sdrana yetehaqaqufena❤❤
@Teakusurahwa
@Teakusurahwa 8 ай бұрын
Nay bhaki hiwet kemu eya mererti haktat tekebilka mnbar yhaysh zbelexet Film. Bzuh Film reye aleku ab hiwet wn bzuh zegatemeni seb eye 97% Film haknet yeblun mknyatu ab mewedaeta bxbuk eyom zzazmwo ab haki hiwet gn kemu aykonen bzuh neger alo tkezro bkemu ka wshtka enda tegode ynebr bhafesha Ndiki sebat haki Film areika kmeharu kemzelewom negirka mmhar yhaysh Fantasie Filmtat kab mftar ❤️❤️❤️
@hailemariam5310
@hailemariam5310 8 ай бұрын
What a movie…!! Directing,editing,recording camera ……,……..all of you put your hand on this movie much Respect thank you so much keydengokum ab zhaxere kali kea pls
@rahelweldezgi9097
@rahelweldezgi9097 17 күн бұрын
Bhanqewta eya zxbrya nere..well come deqi rimeyyyyyy ❤🎉❤🎉❤❤❤❤❤❤
@hannaangesom7618
@hannaangesom7618 9 ай бұрын
She is good like her dad…good job xibikty ❤
@nebiatmussie8798
@nebiatmussie8798 9 ай бұрын
Uffffff aykalkun😢 xbuk drset harmony and bluxat tewasati❤
@wediqeshi4921
@wediqeshi4921 9 ай бұрын
Wawwwww ele tray eye khalfo zkEl meglexi yebleyn thanks🙏🙏🙏 btami xbuq srah 🥰❤🥰🥰🥰🥰
@AFROBEAUTY
@AFROBEAUTY 9 ай бұрын
ጥበብ ማለት አዚ አዩ ።ካብዚ ናይ ሎሚ ዝፈሪ ዘሎ ናይ ሸቀጥ ፊልምታት ።ክሳብ ፊልም ንጸልኦ ጌሮምና ኣለዉ
@maranatae
@maranatae 9 ай бұрын
Exactly movie 💯 all Also excellent lesson to us Diaspora ppl living everywhere. Do not forget where you come from. Your home country n your Mother never forget them coz you can exchange both.
@kidanemariameyob8752
@kidanemariameyob8752 9 ай бұрын
ነዛ ፊልም ፈለማ ብዳይረክቲን እየ ዘድንቃ ዳሓር ካኣ ብብቅዓት ተዋሳእቲ እንተ ዛንታ ግን ኣይግድን። ደራሲ እንታይ መልእኽቲ እዩ ናብ ተኸታተልቲ ከማሓላልፊ ደልዩ ዘሎ ወይ ቴማ Theme ናይዛ ፊልም እንታይ እዩ? ኣደ ብሻቁሎት ወሉዳ ክትሓም ጸኒሓ ክትመውት ኣእማኒ እዩ። ውላዳ ውን ተሰዲዱ ዳሃይ ከጥፍእ ኣእማኒ እዩ። ሪም ዝገበረቶ ማለት ድምጺ ጎሬቤት ኣደ ጌራ ንሓዋ ክተራጋግእ ቁቡል እኳ እንተኾነ ዳሕራይ ግን ባዕላ ክተርድኦ ቁቡል ወይ ሉሙድ ኣይኮነን። እንተነገረቶ ውን ብስምባዴ ክመውት ኣእማኒ ኣይኮነን። ከምዝሞተ ውን ብሩህ ኣይኮነን። ኣፍቃሪኣ ክጠልማ ውን ዳሓን ንቀበሎ። እዛ ህሞት እዚኣ ንሪም ኩሉ ዝጽልምተላ መድረኽ ኮይና the dark night of the soul ትባሃል ብናይ ሆሊውድ ኣጋላልጻ። ብድሕሪ እዚ መድረኽ እዛ ፊልም ን 20 ደቂቅ ዝኸውን ክትቅጽል ኔርዋ። ደራሲ ንሪም ብኣእማኒ ዝኾነ ጉዕዞ ጌሩ ነዛ ፊልም ኣእማኒ መደምደምታ ክገብረላ ኔሩዎ እምበር ንሓንቲ ስድራ ን3 ትንፋስ ንሞት ክትፈርዳ ቁቡል ኣይኮነ ኣእማኒ ኣይኮነ። እንተኾነ ናይ ፈጠራ ስራሕ ክሳብ ዝኾነ ንደረስቲ ዝኸውን ቀያዲ ሕጊ የለን።
@samsonatobrhan8228
@samsonatobrhan8228 9 ай бұрын
ፖዉ ይበል ኣጋላልጻ ኣድኒቀካ🎉🎉🎉
@lisac1008
@lisac1008 9 ай бұрын
Woww ,E'la Nostra storia,lastoria delle FAMIGLIE ERITREE GRAZIE DIO VI BENEDICAAAA
@filmongebrehiwet4060
@filmongebrehiwet4060 9 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ጽብቅቲ ፊልም ❤❤❤ ጥበብ ብኣካሉ እንክግለጽ ኣብዚ የንጸባርክ ኣሎ❤
@papihadgu6224
@papihadgu6224 5 ай бұрын
Wawawa Btamemi blux Srah keep up the good work & Hasan Besti ✍️💯❤️❤️🇪🇷
@theweekend-eh1ik
@theweekend-eh1ik 9 ай бұрын
Anes maharet tray aykoneten eye eze real life seb zehelfo zelo eu so danke nete xegemne be film merayana thanks
@mhretberih7827
@mhretberih7827 9 ай бұрын
Ay adey kab merebetka arHikka hlmi adka ayftahn eyu 👌🏾😭😭
@AaAa-zv1tm
@AaAa-zv1tm 2 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ልብካ ትትንክፍ ኣይካኣሉኩን😭💔
@robatejohn2352
@robatejohn2352 9 ай бұрын
ጽፍፍቲ ፊልም❤❤❤ thanks harmony
@senedyemane1399
@senedyemane1399 9 ай бұрын
Jus woww ❤❤ great movie
@zemenymesaduuu6300
@zemenymesaduuu6300 7 ай бұрын
Ufff I can't stop crying 😢😢😢 nay baqhi wedti filim kulu gezie harmony is best derarsi❤🎉
@fitsummisgna8721
@fitsummisgna8721 9 ай бұрын
Meglexi zeybla bekelu belxti movie...thanks merxa bota beqate rim bella ❤❤❤❤mes Amitey koyna betmsto reinaya
@amlakiesmani3149
@amlakiesmani3149 9 ай бұрын
ሚሮን ባህልናን ወግዕናን ተቀባል ጋሻ ን፣ ንባዕሉ ጠሚዩ ንጋሻ ዘድርር ፣ ንባዕሉ አብ መሬት ደቂሱ ንጋሻ አብ ዓራት ዘደቅስ ኢዩ ስለዚ ከምዚ ምግባሩ ዘውቅሶ ወላሓደ የለን እቲ ከምኡ ጌርካሉ ንሕማቅ ዝትርጉም ሰብ ድማ እቲ ናቱ መምዘኒኡ እዩ ገሊጹ ሰንፍንኡ እዩ ገሊጹ ጸገም የለን ❤❤❤ሕጂዉን ክብረት አብ ጋሻ ቀጻሊ መለለይና ኢዩ አጆኻ አይትሕመም ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻
@lillay2762
@lillay2762 9 ай бұрын
በጃኹም ኩላትኩም እዞም ደረስቲ ኢና ትብሉ ካብ ሃርሞኒ ተማሃሩ እዚ ኢዩ መምህርኩምን ንጉስኩምን HARMOONY KING
@DinatBrhane
@DinatBrhane Ай бұрын
Just wonderful
@AbiabiteyyAbiteyy-lp1wz
@AbiabiteyyAbiteyy-lp1wz 9 ай бұрын
Waww gelaynet film kulu gezi ms aqsnkana endeka wedeti ❤❤❤❤❤
@semhararaya619
@semhararaya619 9 ай бұрын
Ohhh my god l can’t control my tears😭😢😢 good job 👍
@abelkidane6968
@abelkidane6968 9 ай бұрын
ERITRENNNN,TANK YOU SO MUCH ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@selamasweet7680
@selamasweet7680 2 ай бұрын
እፍ ፍሊቲ ዛንታ ፍልሚ😥😥😢💔❤❤🥰
@user-bq4lk6rg4k
@user-bq4lk6rg4k 9 ай бұрын
Mekeale eyasu harmony thnks nay behaqi natka filemtate meharen lebka zetniekefen eyu. Helewu kuntate hagerna bezi nay sheqet filemtat eko tewaridna degime good jobs thanks randa kea nefeti tewasaeti eya ayetetfeewa wala ezi arka koynu zelo qeyare beale shewit serqe modosha yonas amexeluna tebazihome eko figie elomuna Harmony edmen tenane yehabka qelemka yesesen xebuqe serahe ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@elsawelday5271
@elsawelday5271 9 ай бұрын
I like it 👏👏👏👏 well come back husni ❤❤❤.
@bsratgeremariam
@bsratgeremariam 9 ай бұрын
ኣድኒቀ ኣይጸግበካን'የ ""ደራሲ""!!!!!!!!❤❤❤❤❤
@banaasratgebreab3451
@banaasratgebreab3451 9 ай бұрын
Best 👌 movie 🎬 2023 I miss mam 😢 ❤️❤️❤️❤️🤩🤩🥰🥰
@erinabella5455
@erinabella5455 9 ай бұрын
ጽብቅት ግንና ትሮፖ መሕዘን ኮይና አትሊስት ተስፎም ክምለስ ምስ ሪም ሓፍቱ ክራኸብ ኔርዎ: ደቂ ኤረ እዚአስ መሕዘን ኮይና ካን ከይተመለስና ዲና ብእኡ ክንጠፍእ : ናፍቆት ሪም ናፍቆት መሬትናን ሃገርናን ዒቕ ኢሉና አሎ ደቂ ኤረ ናብ ሪምናስ ንመለስ ድአ🙏🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
@luwamtesfay3367
@luwamtesfay3367 9 ай бұрын
Nay bhaki nsu entezmelswo tesfa nayti nafkot rimun hagerun zelewo hzbi mbereke neyru kurub abzia yehzneka
@yolandaghebre8494
@yolandaghebre8494 9 ай бұрын
This movie reflect the reality what every family back home is going through. It is not a fiction
@sportecho
@sportecho 9 ай бұрын
Wwwww❤mesati zanta 💯 Nfuat tewaseati 💯 Aleyti 💯 Nbat 💯 💯 mela ane 💯 💯 ❤️love ❤️ deki Eri 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯
@FanuelGebrezghi
@FanuelGebrezghi 9 ай бұрын
Nay bhaqi zdeneq srah miki hawey keep it ✍️✍️👏👏👏👏👍
@user-wm5cg9st6f
@user-wm5cg9st6f 9 ай бұрын
ትልሚ ዛንታ ብጣዓሚ መሳጢ፡ ከምቲ ኣባጉሱኡ ግን ኣብ መፈጸምታ ኣይዓገበትንን፡ 1'ይ ብዝሒ ደወል ረባሺ ኮይኑ ረኺበዮ፡ 2'ይ ዮሴፍ ዝነብሮ ዝነበረ መንብሮ ብኸፊል ክረአ ኔርዎ፡ 'ክቅተል ኣይነበሮ፡ ድሕሪ'ሞት ኣዲኢ ሓፍቱ ክሕብሕብ፡ ሞራር ሓፍቱ ክኾውን ይግባኣ፡ 3'ይ 'ኣፍቅሪ ሪም፡ መዕለቢኡ ዘይተፈልጠ ሱረት ተሰዊሩ፡ ከምቲ ዝድለ ኣይተሃንጸን፡ ማለት ጸገም ኣፍቃሪቱ ብዝተኻእለ መጠን ክፍትሽ ኔርዎ፡ የፍቅረካ'የ 'ናለቶ፡ ብደውል ክትባሳጮ ከላ ግን ብዛዕብኣ ክሓስብን ክማራመርን ከም ዘለዎ ጌሩ ክህነጽ ይግብኦ፡.....ሪም ብኹሉ ነገር ክትውጻ ኣይነበራን ከምቲ ጸድፊ ይፍጠር'ሞ፡ ኣምላኽ ክኣ መዳያይቦ ዝፈጥር፡ ብገለ ወገን መዕለቢ ጎና ዝዕርፈሉ ሸነ ክፍጠር ይግብኦ.....ወዘተ። ከም ዛንታን ግን ኣዝዩ መሳጢ ዛንታ፡ ህይወት ዘለዎ ዛንታ ኮይኑ ረኺበዮ። ኣብ ቀጻሊ ካብዚ ንላዕሊ ዕቤት ከም ዘለካ ግን እዚ ናይ ሎሚ ምስክርካ'ዩ፡ ኣብ ዝላዓለ ደረጃ ክሬኤካ ዓቢ ተስፋ ኣለኒ።
@frutunagebremeskel378
@frutunagebremeskel378 8 ай бұрын
Sdet husum nay bhaki .meglex zeyblu .dey nhna ab sdet zelenas hlwat muwtat koyna zelena b wushtna daa .amlak sdetna yhxro ❤❤
@abhiweteyeyezeneber
@abhiweteyeyezeneber 9 ай бұрын
"Unexpresed emotions will never die. They are buried alive and will come forth in uglier ways" Behaki it' true ❤
@user-bc6br3hg3r
@user-bc6br3hg3r 9 ай бұрын
Betami abkytni ezi film I miss u my family 😢😢😢❤
@abiwinta317
@abiwinta317 9 ай бұрын
Nayi bhaqi felem❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@abrehetjambo7366
@abrehetjambo7366 9 ай бұрын
Nay behaqi meharitn tenkafitn msia bbkyat wedieya nay behaqi Ade brhane geza I love my mother kota nay ade megletsi yeblun selamkum ybzah deqi Erey mearey
@user-ch8jz6ue5k
@user-ch8jz6ue5k 9 ай бұрын
Bitaemey xibikty film, ❤❤❤❤
@nahoohadish3643
@nahoohadish3643 8 ай бұрын
Wawww btaemi blux srah keep going harmony👏👏👏
@arsimoss7213
@arsimoss7213 9 ай бұрын
Wowwww❤❤
@fevenmebrahtu8822
@fevenmebrahtu8822 9 ай бұрын
Wawww 👌 film malet wawww 👌 100/100
@FeruzMikael
@FeruzMikael 9 ай бұрын
Nay bhaki nice movies ❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-qk1ro2fu8q
@user-qk1ro2fu8q 9 ай бұрын
Well done Deki Erey!!🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
@eritrea6227
@eritrea6227 9 ай бұрын
Xibuk serha deki remey fekri ab weshti Eritrea zelkum artist I love you deki remey 🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️🤴👸✅✅✅🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🫶🫶❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✅✅✅
@user-tf4fe3xk6h
@user-tf4fe3xk6h 8 ай бұрын
Ab hiwetey memhreyn zednqo artistn michael eyasu harmony endi wdue n tbeb ilu ztefetre seb qexlo i'm proud of you
@brhanehabteab
@brhanehabteab 9 ай бұрын
ብታዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ቀጽልዎ ደቂ አረይ
@KevenKbrom-ye2vd
@KevenKbrom-ye2vd 9 ай бұрын
2 nd to comment.... eri onectouch i love you guys
@AsmeromGhide
@AsmeromGhide 9 ай бұрын
Wow 🤩 perfect ❤
@abhiweteyeyezeneber
@abhiweteyeyezeneber 9 ай бұрын
Neana kemzi gera lebena zetfeatelnas kemti wedi feraday zeblo zenebere wedu kemey ilu keketatela eu besmeam❤😢😢betaemi tenkafit eya beka
@user-uq1cv7et6d
@user-uq1cv7et6d 9 ай бұрын
What an amazing movie ....😮😮😮 keep it up
@SilvanaGhide
@SilvanaGhide 9 ай бұрын
ጀሚራ ክሳብ ትዉድእ ነቢዐ እቲ ዝገረመኒ ካኣ ካብ ኤርትራ ከምዛ ሎሚዓንቲ እየ ወጽየ ክዝክር ውዒለ እዛ ፍልሚ ምስ ርኣክዋ ኣይክኣልኩን ምስ ስድራና ንራከበሉ ግዜ የምጽኣልና እዚ ኣምላኽ
@Hanitey-hani199
@Hanitey-hani199 9 ай бұрын
መግለጺ የብለይን ዋውው❤
@fevenbrhane5847
@fevenbrhane5847 9 ай бұрын
Well Dane Harmony good job❤
@fremuzchirom6965
@fremuzchirom6965 9 ай бұрын
I can’t control my tears 😢
@kabakumnabakumtv
@kabakumnabakumtv 9 ай бұрын
Wowww በቃ ዘረባ የለን።
@shawulawit-
@shawulawit- 9 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ልብኻ ተሕምም😢
@amuti93
@amuti93 9 ай бұрын
😢😢😢😢 ገለ ዓይነት ፊልም
@dawithalie6457
@dawithalie6457 9 ай бұрын
❤❤❤❤ deki eri shekorat
@astoriacontroller1138
@astoriacontroller1138 9 ай бұрын
Impressive!
@danites
@danites 3 ай бұрын
ወላ ኣነ ነብዐ 😢😢😢😢
@luliadaniel4331
@luliadaniel4331 9 ай бұрын
😢😢😢 azia des tebl film ❤
@rimhamednaka8303
@rimhamednaka8303 9 ай бұрын
Wawwww 😢❤
@shewitasmerom1218
@shewitasmerom1218 9 ай бұрын
Nice film❤❤❤
@nuraomer2261
@nuraomer2261 9 ай бұрын
Wawwww❤❤❤❤❤❤
@Sky20844
@Sky20844 8 ай бұрын
ብልጽቲ ውድእቲ ፊልም ❤
@user-ei9zy4tx6u
@user-ei9zy4tx6u 9 ай бұрын
I love 💕🇪🇷 Mama ❤😢
@ghenettewelde4596
@ghenettewelde4596 9 ай бұрын
ጽቡቅ ስራሕ ጀጋኑ፡፡ ንፍዕቲ ተዋሳኢት ረኪብና ድማ። ጋል ጂግና ጋል'ቲ ንፈትዎ ጂግና
@user-uj6hz1bn7s
@user-uj6hz1bn7s 9 ай бұрын
Nice film❤❤❤🥺🥺
@tesfiegere7304
@tesfiegere7304 9 ай бұрын
Wawwww❤❤❤
@feruzandebrhan6609
@feruzandebrhan6609 6 ай бұрын
Xbuki serah Bitaemi 😢
@merihgurum7013
@merihgurum7013 9 ай бұрын
Wowow! ❤
@Fifififity
@Fifififity 9 ай бұрын
Good job geays❤❤❤
@galeri1838
@galeri1838 9 ай бұрын
Miss you mom 💔😭
@user-kn9sl3in2c
@user-kn9sl3in2c 9 ай бұрын
ኣቱም ሰባት ብገዞኦም እምበር ጸኒቶም 💔
kulu woyo  - ኩሉ ወዮ - Best Eritrean Movie
1:23:11
Aguadu Entertainment
Рет қаралды 147 М.
39kgのガリガリが踊る絵文字ダンス/39kg boney emoji dance#dance #ダンス #にんげんっていいな
00:16
💀Skeleton Ninja🥷【にんげんっていいなチャンネル】
Рет қаралды 8 МЛН
Женская драка в Кызылорде
00:53
AIRAN
Рет қаралды 478 М.
WHAT’S THAT?
00:27
Natan por Aí
Рет қаралды 14 МЛН
Stay on your way 🛤️✨
00:34
A4
Рет қаралды 16 МЛН
New Eritrean Movie 2024 - Tiwushtetey | ትውሽተተይ - By Jhon Wedi- Sye
55:26
Suzinino Eritrean Comedy (Archive) ደላሎ Delalo
9:56
Master Entertainment
Рет қаралды 590 М.
New Eritrean Video 2023 ፊልም ሰብ ጌራትኒ  (SEB GERATNI FULL MOVIE)
1:05:39
Winta Tigrinya Full Movie
2:09:27
Zemen2020
Рет қаралды 2 МЛН
Anqora -  ኣንቆራ // New Eritrean Movie 2022 //  Full Movie //
1:22:32
Aguadu Entertainment
Рет қаралды 50 М.
СОБАКИ ГОЛОДАЮТ ИЗ-ЗА ЛЕРЫ 🥲
1:00
HOOOTDOGS
Рет қаралды 3,6 МЛН
Вилка для консервов 🥒
0:51
Сан Тан
Рет қаралды 1,8 МЛН