No video

New Eritrean Orthodox Mezmur By D. Teame Segid. "እመ ፍረ ሕይወት"

  Рет қаралды 1,969,732

KABATRANOS TV

KABATRANOS TV

4 жыл бұрын

ኣብዚ Page Share, Comment and Subscribe ብምግባር ናብ ኩሉ ክበጽሕ እጃምና ነበርክት
/ tewahwdochurch
Follow Us.....
I'm on Instagram as @atranostv. Install the app to follow my photos and videos. www.instagram....
l.facebook.com...

Пікірлер: 1 000
@ARHADTUBE
@ARHADTUBE 4 жыл бұрын
አታ ኽንድይ ይጥዕም። አሰይይይይይይይ ኤሪትራውያን አሕዋትና ንፈትወኩም ኢና ። ንዘማሪ ዝማሬ መላእኽቲ የስመዐልና።
@fthawitnuwaye1293
@fthawitnuwaye1293 8 ай бұрын
ሰሚዔ ምጽጋብ ዝሳንክዋ መዝሙር😢😢😢ኣቤት ተዕድልቲ ኣቤት መዝሙር እግዚኣብሄር ይመስገን ስለ ኩሉ❤❤❤🙏🙏🙏🙏✝️✝️✝️
@temesgendesbele1419
@temesgendesbele1419 4 жыл бұрын
+++አኣትብ ገጽየ ወኩልንትናየ በትእምርቲ መስቀል ኣሜን። +++ ክብርን ምስጋናን ነቲ ካብ ሞት ናብ ሕይወት ዝጸውዓና እግዚኣብሔር ኣምላኽና ይኹን። ድ/ጠዓመ ሰጊድ ምድግጋም ወይ ድማ ከንቱ ውዳሴ ከይከውን እምበር መዝሙራትካ ኣዝዮም ቅኔ ናይ ዘማራይ ዳዊት ከምኡ'ውን ናይ ማሕሌታይ ያሬድ ዝሓለፎም እዮም። ኣጆኻ ጽናዕ ትባዕ ኣብታ መሰረት ነብያት ሃዋርያት ኩሎም ቅድሳንን ብዓቢኡ ድማ ኣብታ ብደሙ ጎይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ዝሰረታ ቤትክርስትያን ክንጸንዕ ቅዱስ ፍቃዱ ይኹን። እመብርሃን ወላዲት ኣምላኽ ጽላላ ተንብረልካ።+++
@user-rj9fw5cz7q
@user-rj9fw5cz7q 4 жыл бұрын
Amen 🙏
@whsti_adarash
@whsti_adarash 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ኮንቱ ውዳሴ ኮይኮኖ እንበር ብዙሕ ምበልና ኔርና
@user-mw9fy7cj9t
@user-mw9fy7cj9t 4 жыл бұрын
አሜን,አሜን አሜ፡ን
@jfjjcj1078
@jfjjcj1078 4 жыл бұрын
Amen 👐 Amen 👐 Amrn 👐 Amen 👐 💛❤💚🌾💒💒💒🌾💛❤💚🌾💒💒💒🌾💛❤💚🌾👏👏👏👏
@user-nm8nn8on9r
@user-nm8nn8on9r 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏
@adugnagetachew5894
@adugnagetachew5894 4 жыл бұрын
በኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ መዝሙር ነፍሴ ሐሴትን አደረገች🙏 ዝማሬ መላእክትን ያሰማልን!
@biniyamwolday2677
@biniyamwolday2677 3 жыл бұрын
l don't speak amharic but l love mezmur amaharic aba yohanes
@rigatalem996
@rigatalem996 3 жыл бұрын
Z J
@amteyesusgebre475
@amteyesusgebre475 3 жыл бұрын
Oøopp5
@tecleweiniasghedom9393
@tecleweiniasghedom9393 3 жыл бұрын
ⁿ0000
@berekethabtemichael729
@berekethabtemichael729 3 жыл бұрын
@@amteyesusgebre475 a hsgdfdrughc
@omegabookstore-6914
@omegabookstore-6914 4 жыл бұрын
ብስም ስላሴ *እመ ፍሬ ሕይወት* ዘሙሴ ዘሙሴ ጽላት፡ ዘሙሴ ጽላት (2) እግዝእትየ እመ ፍሬ ሕይወት (2) ኣቦ ኃጢኣት ሰይጣን ንኣዳም ምስ ሄዋን ፡ ኣብ ከይሲ ሓደሩ ከርሕቖም ካብ ብርሃን፤ ማር ወለላ ገነት ያም እንጌራ ሕይወት፡ ተስፋ መድኃኒቶም ኔርክዮም በረኸት። ካብ ንጹሕ ግራት ማሕፀንኪ ዝተረኸበ ፍረ፡ እንጌራ ሕይወተይ'ዩ ካብ ኲሉ ዝሕረ፤ እመ ፍሬ ሕይወት፡ እመ ፍሬ ሕይወት፡ እግዝእትየ ማርያም፡ እግዝእትየ ማርያም ንጽሕት። ኣዝ…………………… ካብ ማዕጠንት ንጓህሪ እሣቱ ክትጾሪ፡ ንከርሥኺ ኃርዩ መለኮት ፈጣሪ፤ ብዘደንቕ ጥበብ ቃል ሥጋ ክኸውን፡ ብፍጹም ተዋሕዶ ወሊድክልና መድኅን። ኣደ እንጌራ ሕይወት መሶብ ወርቂ መና፡ ንስኺ'ኺ ድንግል ትርኢት ቈጥቋጥ ሲና፤ እመ ፍሬ ሕይወት፡ እመ ፍሬ ሕይወት፡ እግዝእትየ ማርያም፡ እግዝእትየ ማርያም ንጽሕት። ኣዝ…………………… ሕትምቲ ዒላ ማይ ንጽሙእ ተጥልል፡ ትንቢት ኢሳይያስ ኣደ ከላ ድንግል፤ ኣፍደገ ሕዝቅኤል ዘይተራሕወት ማዕጾ፡ ንንጹሕ ውህበትኪ መን ኣሎ ዝገልጾ። ኣምሳል ጽላት ሙሴ ታቦት ሓድሽ ኪዳን፡ ኣይንስኺ'ንዲኺ ማርያም ኣደ ብርሃን፤ እመ ፍሬ ሕይወት፡ እመ ፍሬ ሕይወት፡ እግዝእትየ ማርያም፡ እግዝእትየ ማርያም ንጽሕት። ኣዝ…………………… ኣንታ'ዚ ኣምላኽናስ መስተንክር'ዩ ግብሩ፡ ምእንቲ ክትወልድዮስ ንዓኺ ፈጢሩ፤ ኣደ መብልዕ ሓቂ ኣደ መስተ ሓቂ፡ ካልኣይቲ ሰማይ ኣደ ጸሓይ ጽድቂ። ንመዓዛ ሕይወተይ ምዑዝ ዕጣን ናርዶስ፡ ካባኺ ረኺበዮ ኢየሱስ ክርስቶስ፤ እመ ፍሬ ሕይወት፡ እመ ፍሬ ሕይወት፡ እግዝእትየ ማርያም፡ እግዝእትየ ማርያም ንጽሕት። ኣዝ…………………… ስብሐት ለእግዚብሄር ልዑል፡ ወለወላዲቱ ማርያም ድንግል፤ ወለመስቀሉ ክቡር ወኃያል። ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና፡ ህዝበ ክርስትያ ኣኅዋተይ። kzfaq.info/love/rPxfFE1zUdO1OTFuOFrFVQ ኣሜን !!!
@Mariam-ha1239
@Mariam-ha1239 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና እግዚኣብሄር ጸጋ የብዝሓልኩም ።
@alekrespo4694
@alekrespo4694 4 жыл бұрын
E.O.T.C amlak xegu yebzehalkom bekeltuf lyric xehefkomelna ena amesgenku eya....thank you.
@mhretka145
@mhretka145 4 жыл бұрын
ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ብሩኻት።
@goblelteklemichael6530
@goblelteklemichael6530 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መልኣኽቲ የስመዓልና ጸግኡ የብዝሓልካ ሓው
@elensemere4255
@elensemere4255 4 жыл бұрын
Amen amen amen qale hiwet yesmealna qei adom nqdusan
@fanielsamsom6828
@fanielsamsom6828 4 жыл бұрын
can't say any word. Glad to be Eritrean orthodox. this is hymn of the Angels seriously; I get electric shocks hearing to this song. how blessed are we to have the holy Virgin Mary as a gift from Jesus. may the almighty God bless your service D. Teame. Please keep up being blessed and dear all brothers and sisters, lets pray for all of our singers for God to keep them in this blessed religion and all of us too. Amen!!!!!!!!!!!!!!!
@mhretka145
@mhretka145 4 жыл бұрын
Amen Dear!
@hskksjsksksgsbbaznvx6958
@hskksjsksksgsbbaznvx6958 3 жыл бұрын
Amen!.
@aschalechderbe8971
@aschalechderbe8971 3 жыл бұрын
A
@bezagebremedhine5102
@bezagebremedhine5102 2 жыл бұрын
Amen❤✝️
@ngstiweldegiorgis7357
@ngstiweldegiorgis7357 2 жыл бұрын
Q
@arontsegai
@arontsegai 4 жыл бұрын
ዲያቆን ጥዓመ ሓወይ ብሓቂ ጥዑመ ልሳን ከም ሽምኻ። ኣጆካ ቀጽል፡ ምሳኻ ኣለና! ዝማሬ መላእክት የስምዓልና።
@herangualagame7447
@herangualagame7447 3 жыл бұрын
ኣሰይይይ ሰሚዕኻ ዘይትምኖ መዝሙር ዝማሬ መላእክት የስምዓና ፀግኡ የብዝሓልካ ድያቆን ሓዉና ናይ ኣዴና ቅድስተ ቅዱሳን ኣማላድነታን ረድኤታን ኣይፈለየና ❤️
@user-dt8og2du4q
@user-dt8og2du4q 2 жыл бұрын
ባሓቂ ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@yorsalamberaki
@yorsalamberaki 2 ай бұрын
Amen Amen Amen zmare melak yesmalna❤❤❤
@samuelteklu8683
@samuelteklu8683 4 жыл бұрын
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ድያቆን ሓወይ ብጣዕሚ ደስ ትብል መዝሙር።
@yosinatey939
@yosinatey939 4 жыл бұрын
Jjmkl0
@user-oe1dg9hs2s
@user-oe1dg9hs2s 3 жыл бұрын
ኣነስ በዛ መዝሙር ነብሰይ መጊበያ እግዚአብሔር እድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣሕዋተይ ዘመርቲ ድንግል ማርያም ትሓልኹም ካብ ፈተና ካብ ፀበባ ካብ ኩሉ ክፉእ ትሓልኹም ! ሓፈትኹም ካብ ኢትዮጵያ ፀሎትኩም ኣይፈለየና ካብቲ ዘለናዮ ፈተና ንኽንወፅእ ፀቢቡዋ ጨኒቕዋ እዩ ዙሎ ኢትዮጵያ ሃገረይ 😭😭😭😭😭😭
@rotes3106
@rotes3106 3 жыл бұрын
ኣዕጽምቲ ኣጋንንቲ ዝሰብር: ንልቢ ኣፍቀርቲ ወላዲተ ኣምላኽ ዘረስርስ ዝማሬ። ቃለ ህይወት የስምዓልና!
@mindgrows8709
@mindgrows8709 4 жыл бұрын
ዝማረ መላእክቲ የመዓልና፡ማሕበር ቤ/ት ሰንበት ኣባ ጋብር ሓጋዝ ፡ዝዓበናላ ቤት ኣሕዋተይ ንፍዓት እጀኩም።ድያቆን ጠዓመ ካባካ ብዝሕ እና ንጽበ እሞ እጀካ ፡ጸጋካ ተጠቀመሉ ዝሓወይ።
@Galenba
@Galenba 4 жыл бұрын
Zimare melakti yesmalna yizgabher amlak ab zuryak yihalu D.teame hawey amen amen amen
@biniamkesete9404
@biniamkesete9404 4 жыл бұрын
ኣሰይይይይ ሰሚዕካያ ዘይትምኖ መዝሙር ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና ዲ ጠዓመ እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልኩም ኣሜን።
@sabiyasook4203
@sabiyasook4203 3 жыл бұрын
ኣሰይይ ስሚዕካያ ዘይትምኖ መዝሙር
@elsatesfagergs5618
@elsatesfagergs5618 3 жыл бұрын
Asey Ellllllllllll Ellllllllllll Ellllllllllll Ellllllllllll Ellllllllllll Ellllllllllll
@bereketalem9133
@bereketalem9133 4 жыл бұрын
ጣዕመ ዝማሬ ምስ ብሱል ግጥሚ : ዕድመን ጥዕናን ነዊሕ ናይ አገልግሎት ዘመን ይሃብካ ሓውና ዲ/ን ጣዓመ
@user-wt4hp3ln5m
@user-wt4hp3ln5m Жыл бұрын
መን ኣሎ ከምዚከማይ እዛመዝሙር ክሰምዕ ከሎ ልቡ ሰማይ ዝስቀል❤❤❤❤
@fthawitnuwaye3418
@fthawitnuwaye3418 8 ай бұрын
ane aleku egziabher ymesgen
@Yariedey23
@Yariedey23 3 ай бұрын
Ksab hji ane aleku
@TekilaWedidermas
@TekilaWedidermas 3 жыл бұрын
ይሰምዓ ሞ ይደግማ መልሸ ውን ይዳጓግማ ሰምዕኻ ዘይትምኖ መዝሙር ድያቆን ሓወይ ጸግኡ የብዘሓልኻ!
@user-ss4kk1yh5e
@user-ss4kk1yh5e 4 жыл бұрын
ብስም ስላሴ #እመ_ፍሬ_ሕይወት ዘሙሴ ዘሙሴ ጽላት፡ ዘሙሴ ጽላት (2) እግዝእትየ እመ ፍሬ ሕይወት (2) ማርያም ብጺእቲ ኣቦ ኃጢኣት ሰይጣን ንኣዳም ምስ ሄዋን ፡ ኣብ ከይሲ ሓደሩ ከርሕቖም ካብ ብርሃን፤ ማር ወለላ ገነት ያም እንጌራ ሕይወት፡ ተስፋ መድኃኒቶም ኔርክዮም በረኸት። ካብ ንጹሕ ግራት ማሕፀንኪ ዝተረኸበ ፍረ፡ እንጌራ ሕይወተይ'ዩ ካብ ኲሉ ዝሕረ፤ እመ ፍሬ ሕይወት፡ እመ ፍሬ ሕይወት፡ እግዝእትየ ማርያም፡ እግዝእትየ ማርያም ንጽሕት። ኣዝ…………………… ካብ ማዕጠንት ንጓህሪ እሣቱ ክትጾሪ፡ ንከርሥኺ ኃርዩ መለኮት ፈጣሪ፤ ብዘደንቕ ጥበብ ቃል ሥጋ ክኸውን፡ ብፍጹም ተዋሕዶ ወሊድክልና መድኅን። ኣደ እንጌራ ሕይወት መሶብ ወርቂ መና፡ ንስኺ'ኺ ድንግል ትርኢት ቈጥቋጥ ሲና፤ እመ ፍሬ ሕይወት፡ እመ ፍሬ ሕይወት፡ እግዝእትየ ማርያም፡ እግዝእትየ ማርያም ንጽሕት። ኣዝ…………………… ሕትምቲ ዒላ ማይ ንጽሙእ ተጥልል፡ ትንቢት ኢሳይያስ ኣደ ከላ ድንግል፤ ኣፍደገ ሕዝቅኤል ዘይተራሕወት ማዕጾ፡ ንንጹሕ ውህበትኪ መን ኣሎ ዝገልጾ። ኣምሳል ጽላት ሙሴ ታቦት ሓድሽ ኪዳን፡ ኣይንስኺ'ንዲኺ ማርያም ኣደ ብርሃን፤ እመ ፍሬ ሕይወት፡ እመ ፍሬ ሕይወት፡ እግዝእትየ ማርያም፡ እግዝእትየ ማርያም ንጽሕት። ኣዝ…………………… ኣንታ'ዚ ኣምላኽናስ መስተንክር'ዩ ግብሩ፡ ምእንቲ ክትወልድዮስ ንዓኺ ፈጢሩ፤ ኣደ መብልዕ ሓቂ ኣደ መስተ ሓቂ፡ ካልኣይቲ ሰማይ ኣደ ጸሓይ ጽድቂ። ንመዓዛ ሕይወተይ ምዑዝ ዕጣን ናርዶስ፡ ካባኺ ረኺበዮ ኢየሱስ ክርስቶስ፤ እመ ፍሬ ሕይወት፡ እመ ፍሬ ሕይወት፡ እግዝእትየ ማርያም፡ እግዝእትየ ማርያም ንጽሕት። ኣዝ…………………… ስብሐት ለእግዚብሄር ልዑል፡ ወለወላዲቱ ማርያም ድንግል ወለመስቀሉ ክቡር ወኃያል ኣሜን!!!
@IsraelMosazghiLebasiOrthodox
@IsraelMosazghiLebasiOrthodox 2 күн бұрын
Zmare Melaekti Yesmealna Egziabher Amlak Amen Amen Amen 🙏🙏🙏✝️❤️💙
@user-ot6dd4wx4v
@user-ot6dd4wx4v 3 жыл бұрын
ማኣዝ ዝተለቀቀት ሞዝሙር እያ ግን አነስ ክሳብ ሕጂ ሰሚዐ ኣይሞንዋን ! እግዚእትየ እመ ፍረ ህይወት ድንግለይ ርህርህተ ህሊና ኣዶ ኩሉ ፍጥረት 👏❤ መመሊሳ እያ መንፈሰይ ተሐድሰለይ 👏 እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክቲ የሰመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ፍትዋት ኣሕዋተይ🙏
@danielkifle7173
@danielkifle7173 4 жыл бұрын
ዝማሬ መላእኽት የስመዓልና ድያቆን ሓውና። ናይ በሓቂ ነታ ክብሪ ዝግበኣ ኣደ ጎይታ እቲ ናታ ክብሪ ክትዝምር ክንደይ ጸጋ በዝሓልካ።
@gshgdudg2013
@gshgdudg2013 3 жыл бұрын
ኣሰይ፡ ዕልልልልል ዝማሬ ማላእክቲ የስመዐልና ክንደይ ደስ ይብል እዩ ድንግለይ
@fthawitnuwaye1293
@fthawitnuwaye1293 9 ай бұрын
Maryamey mezmurey ente belkus ywhdeki do Egziabher amlak ztemesgeme ykun naki zhabena❤❤❤🙏🙏🙏✝️✝️✝️
@sababerhe
@sababerhe 4 ай бұрын
ኣሜን
@million2784
@million2784 3 жыл бұрын
ልቢ ዘረስርስ , ን ኣዕጽምቲ ውን ዘጥልል ፡ ክቡርን ምኡዝን ቃል ቲ ህያው ኣምላኽና ምስ ጥዑም ዝማሬ ወላዲተ ኣምላክ ክምቲ ን ቅዱስ ኤፍሬም ሶርያዊን፡ ን ኣባ ጊዮርጊስ ዘጋስጫን ዝባረኸት ውዳሴ ዝተቀበለት ትቀበለልካ ፡ ጽነሎታ ፍቅራን ጣዕማን ንዘልኣለም ምሳና ይኹን ኣሜን።
@user-wb2qj4vv2o
@user-wb2qj4vv2o 3 жыл бұрын
እልልልልል ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ኣሜን 3+✝️💒💖🤲🙏
@dolichebela4437
@dolichebela4437 4 жыл бұрын
I watch this video 5 times a day I will never ennui it, will hear 👂 again and again, God bless 🙏 you deacon, and God bless orthodox tewahdo.
@zemenfeszemenfes4068
@zemenfeszemenfes4068 4 жыл бұрын
Me too
@mhretka145
@mhretka145 3 жыл бұрын
Eti elama wun nsuyu, kulu seb bkal Amlak kmarek. Ms bzuh fkri selam yblekum zemari Deacon Teame.
@IsraelMosazghiLebasiOrthodox
@IsraelMosazghiLebasiOrthodox 2 күн бұрын
May Jesus Christ Bless you and keep you safe Amen Amen Amen 🙏🙏🙏✝️❤️💙
@AronGebrhiwet-ni5sq
@AronGebrhiwet-ni5sq 2 күн бұрын
ብጣዓሚ ልብካ ዘረስርስ ሓንጎል ዘርግእ መዝሙር ደስ ደብል ❤❤❤❤ ቀጽልወ ዘም ይሕዋተይ
@user-rn3fi2fs1o
@user-rn3fi2fs1o 3 жыл бұрын
ቃለ ሂወት ያሰማለን ነፍስ የምያለመልም ደስስስ የሚል መዝሙር ተባረክ ወንድም.
@unknown-wr1lj
@unknown-wr1lj 3 жыл бұрын
I love this I’m glad to be an Eritrean 💖💖💕😍😍
@evenbiniam7085
@evenbiniam7085 3 жыл бұрын
55555455ioo90900
@millinarussom1842
@millinarussom1842 11 ай бұрын
Fått ❤35cm ta geclu0h8j n nkko889888
@TekeleweyniAlazar
@TekeleweyniAlazar Ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማርየ መልእክቲ የስምኣልና ጸጉኡ የብዝሓልኩም ኢጊዚኣቢሂኤር ኣምላክ ሃገርና ይባርክ ኢጊዚኣቢሂኤር ኣምላክ❤❤❤🙏🙏
@semhargebrihiewet1292
@semhargebrihiewet1292 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መልኣክቲ የስምዓልና እመ ብርሃነይ ማዓረይ ንጽህቲ ንጹሃን ኣደ ብርሃን ብሓቂ ገሊጽና ኣይ ንውድኦን እና ድያቆን ሓውና ድማ እመ ርሃነይ ምሳካ ትኩን
@sabadaniel3019
@sabadaniel3019 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላኣኽቲ የስማኣልና
@dawitaman7203
@dawitaman7203 Жыл бұрын
ዝማሪ መላእኽቲ የስመዓልና ዲ/ጡዑም ሓውና ብጣዕሚ ደስ ዝብል ግጥሚ ዜማ ልሳን ቅ/ ህርያቆስ ቅ/ ኤፍሬም ዝኸፈተት እመብርሃን ልሳንካ ትኽፈተልካ ኣምላኽ ጸጉኡ የብዘሐልካ ።
@user-ds4pv9by5r
@user-ds4pv9by5r 3 жыл бұрын
ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክቲ የስመዐና ናይ አገልግሎት ዘመንኩም ይባርክ አምላከ እስራኤል 🌿🌿💐💐🍀🍀🌱🌱🍀🍀💐💐🌿🌿🌾🌾🌾🌺🌺🌺🌻🌻🌻🌻
@IsraelMosazghiLebasiOrthodox
@IsraelMosazghiLebasiOrthodox 2 күн бұрын
God Bless You Amen Amen Amen 🙏🙏🙏✝️❤️💙
@harristheodosis5204
@harristheodosis5204 4 жыл бұрын
Greetings to the Orthodox Erithrea from the Orthodox Greece.Beuctiful chanting
@KABATRANOSTV
@KABATRANOSTV 4 жыл бұрын
Thanks🙏
@weynihagos5835
@weynihagos5835 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን!!! ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና። እመብርሃን መመሊሳ ጸጋ ምስጋናኻ ተብዝሓዮ። ኩቡር ሓውና።
@mesimesi2169
@mesimesi2169 3 жыл бұрын
እልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክትን ያሠማልን ጸጋውን ያብዛልህ ወንድማችን🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏((((
@astukayhdego6537
@astukayhdego6537 4 жыл бұрын
Elllllllllll ኣሜን ክብሪ ንድንግል ማርያም ይኹን ኣንታ ቡሩኽ ሓወይ ኣምላኽ ይባርካ ናይ ብሓቂ መመክሒ ተውሆድ ♥️
@Messiisbetter102
@Messiisbetter102 8 ай бұрын
ዝማሬ መላእክት የስምኣልና🙌
@lidzet1660
@lidzet1660 4 жыл бұрын
ዝማሬ መላእክት የስመዓልና!መፍቀሪ ድንግል ወላዲተ ኣምላክ!!!💒🌷❤።
@danielkidane5317
@danielkidane5317 3 жыл бұрын
ዝሜሬ፡መላእክት፡የሥማዓልና፡እግዚያብሄር ፀጉኡ፡የብዝሓልካ።
@azmeraazmera8222
@azmeraazmera8222 3 жыл бұрын
8
@user-wb2qj4vv2o
@user-wb2qj4vv2o 3 жыл бұрын
ኣሜን, ኣሜን, ኣሜን ✝️💒💖🤲🙏ኣሰይይይእልልልልልል 💖💖💖💖 ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ዝሰምዓናዮ ኣብ ልብና የሕድረልና ኣሜን 3+✝️💒💖🤲🙏እልልልልል 💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖ጸግኡን ጥበቡን የብዝሓልኩም ✝️💒💖🤲🙏
@yohannesmedin7825
@yohannesmedin7825 3 жыл бұрын
I can't have enough of this beautiful mezmur. It became part of my daily routine. Thank you Deacon Teame, I am so proud of, you are my follower Hagazian. God bless you and our beautiful country Eritrea land of many Saints and Holiness.
@user-rh7jg8qm5i
@user-rh7jg8qm5i 2 жыл бұрын
እልልልልልልልልልልልል ዝማሪ መልእክቲ የስምዕልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም አምላክ ፈጣሪ🙏🙏🙏🙏💐💐💐🌿🌿🌿🌿አሜንንንን አሜንንን አሜንንን አሜንንን አሜንን አሜንንን አሜንንን አሜንንን አሜንንንን አሜንንንን አሜንንንን አሜንንን👏👏👏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤👏👏👏🙏🙏🙏❤❤❤
@teweldemedhinbrhane4689
@teweldemedhinbrhane4689 4 жыл бұрын
ዝማረ መላእክት የስምዓልና ድያቆን ጠዓመ ሓውና እግዚኣብሔር ጸግኡ የብዝሓልካ። ስም (ጠዓመ) ምስ ግብሪ ክሳነ እንከሎ ኣዝዩ እዩ ደስ ዝብለካ።
@eyerusalemyacob6710
@eyerusalemyacob6710 4 жыл бұрын
ዕልልልልልልልልል ዝማሬ፡መላእክት የስምዓልና ዘበናኩም ይባርኽ እግዚኣብሔር፡በረከታን ጣዕማና ናይ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ምስኩልና ይሃሉ
@ethiopiayebelay9123
@ethiopiayebelay9123 3 жыл бұрын
ቃለ ህይወት ያሰማልን፡፡ እግዚአብሔር በቤቱ ያጽናልን
@semeregebreslasie5477
@semeregebreslasie5477 3 жыл бұрын
እልልልልልልልልልልልል ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና ጸግኡ የብዝሓልኩም ናይታ ለዋህ ኣደ ቅድስቲ ድንግል ማርያም በረኸታ ጣዕማ ፍቕራ ምስ ኩላትና ይኹን ኣሜን!
@WeldeMaryam185
@WeldeMaryam185 4 жыл бұрын
ኣሜን(3) ዝማረ መላእክት የስምዓልና ፉቑራት ይሕዋይተይ። እግዚኣቢሔር ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሓልኩም። ከም መዝሙር ዝጥዕም በፍጹም ዮሎን። መዝሙር ክትሰምዒ ከለኻ ኩሉ ጊዜ ሑጉስ ትኸውን። ልብኻ የረስርስ። ቤረኸት ናይ እመ ብርሃን ቅድስት ድንግል ማርያም ኣዴና ምስ ኩላትና ይኹን ኣሜን።
@adiamfre7628
@adiamfre7628 4 жыл бұрын
Elllllllllll elllllllll amen amen amen zemari melakt yesmalna 👏👏👏👏👏💒💒💒🙏🙏❤❤
@fthawitnuwaye3418
@fthawitnuwaye3418 8 ай бұрын
dakoney semie zeyxegba mezmur egziabher amlak edmen tinan yhabka metan nana ktimena❤❤❤🙏🙏🙏
@michaeltadese9691
@michaeltadese9691 3 жыл бұрын
ዝማሬ መላእክቲ የስማዕልና ብጣዕሚ ዘይትምኖ መዝሙር
@melatmelat761
@melatmelat761 2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ጥዕምቲ መዝሙር ዝማሬ መላእክት የስመዐልና 👏👏👏
@user-hz7wl7kd6v
@user-hz7wl7kd6v Ай бұрын
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና❤❤❤❤❤
@medhanegurja2622
@medhanegurja2622 4 жыл бұрын
ቃል ሂወት የስመዓልና ድስትብል መዝሙር ኣዴና ቅድስተ ቑዱሳን ድንግል ማርያም ወትሩ ኣብ ጾሎታ ትዘክረኩምን ትዘክረናን
@teklit3568
@teklit3568 3 жыл бұрын
ኣሜብ ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ኣሕዋተይ ጻማኹ ፈጣሪ ይሃብኩም ፡እግዝኣቢሄር ሰላም ፍቅርን የውርደልና ፡ስደትና ይሕጽረልና ውፈር ወፋራይ ንገድ ነጋዳይ ሕረስ ሓረስታይ ንበለሉ ዘመን የምጻኣልና ።
@zersenaysbhat4524
@zersenaysbhat4524 3 жыл бұрын
ዲያቆን ጠዓመ ዝማሬ መላእክት የስመዓልና : ብጣዕሚ ጥዑም መዛሙር ኣለካ ኣጆኻ ቀጽሎ ኣምላኽ ዘበን ኣገልግሎትካ ይባርኽ
@letinasandiago2386
@letinasandiago2386 2 жыл бұрын
Zmere mela k ti ysmelna amen amen amen
@maekeleteklay3915
@maekeleteklay3915 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእት የሰመዓልና . አግዚኣብሔር ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልካ።
@maryamaadogoytaykyoneyfre2452
@maryamaadogoytaykyoneyfre2452 3 жыл бұрын
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልኣሰይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይ ዝማሬ መላእክት ያዝማዐልና ክቡራት ኣሕዋትና እግዚኣብሔር ኣምላክ ፀጋ ኣብ ልዕሊ ፀጋ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ናይ ኣገልግሎት ዘበንኩም ይባርክ ብጣዕሚ ኣዝያ ደስ ትብል ጥዕምቲ ሰሚዕካ ዘይትፀገብ መዝሙር እግዚእትነ ማርያም ትባርኩም 🙏🙏🙏🙏✝️✝️✝️✝️❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲
@crossisourpowerembrhanmrhn6647
@crossisourpowerembrhanmrhn6647 4 жыл бұрын
ዕልልልልል ዕልልልልል ዕልልልልል ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና ኣሰይ ሰሚዕካ ዘይትምኖ መዝሙር እግዚኣቢሄር ናይ ኣገልግሎ ዘመንኩም ይባርክ።
@anditkibrom4857
@anditkibrom4857 3 жыл бұрын
ቃል ሂወት የስማዓልና ሓዉና ድያቆን ናይ ብሓቂ አዚ ዚኣክል ጸጋ ከለናስ ናብ ፈቀዲኡ ደርፊ ኪንከይድ ንዉዕል ናይ ብሓቂ ዓዊርና ኢና ዘለና አግዛብሄር ንዝዓወረ ልብና ይክፈተልና ሓዉና ድያቆን ከኣ አግዛብሄር ጸጋ ኣብ ልዕሊ ይዓድልካ
@asmeretsolomon4694
@asmeretsolomon4694 3 жыл бұрын
Kindey yitim zimare amlak selamu yewetdelna Eritrea hagerna 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🇪🇷🙏❤️🇪🇷🙏
@ምስጋናዩመልሰይmsganaumelse
@ምስጋናዩመልሰይmsganaumelse 4 жыл бұрын
እልልልልልልልልልልልልል ዝማረ መላእክት የስመዓልና ዲቁ ሓወይ እግዚኣብሄር ኣምላክ ጸጋኡ የብዝሓልኩም በረከታን ጣዕማን ፍቅራን ናይ እመብርሃን ምስኩልና ይኹን ኣሜን
@alexandernegusse1478
@alexandernegusse1478 4 жыл бұрын
ዝማሬ መላእክት የስመዓልና!!! ጸግኡ የብዘሓልኩም!!!
@yordanoskidane9169
@yordanoskidane9169 3 жыл бұрын
ዝማሬ መላክት የስማልና ዲያቆን ሓወይ ኣምላኽ ናይ ኣጎልጉለት ዘመንካ ይባርከልካ
@yosanamanuel4214
@yosanamanuel4214 3 жыл бұрын
ዝማሬ መላእክት የስማዓልና ብሓቒ እመ ፍረ ሂወተ እግዚአብሔር ኣምላኽ ስለ ወላዲቱ ክብል ሰላሙ የውርደልና
@milashmilash3881
@milashmilash3881 3 жыл бұрын
ዝማሬ መላእክቲ የስማዓልና
@britesfamaram2513
@britesfamaram2513 4 жыл бұрын
Amen zimare melakt yesmalna Egzbhar amlak xegiu yezhalkum ❤❤⛪⛪⛪⛪
@user-rx6pt8ps3z
@user-rx6pt8ps3z 26 күн бұрын
zmare melaekiti yesmaelina AMEN🙏🙏🙏
@wegihuguesh2927
@wegihuguesh2927 4 жыл бұрын
ሰሚዕካ ዘይትምኖ ጥዕምቲ መዝሙር ዝማረ መላእክቲ የስመዓና ። ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሕ ዕድመ ይሃብኩም ።
@user-lk9ov1px9j
@user-lk9ov1px9j 2 жыл бұрын
አሰይይይይይይይ ይይይይይይይ ይይይይይ ዝማሬ መላእክት ያሰመዐልና ክቡር ሓወይ ፀጋኡ ያብዛሓልካ እግዚአብሔር አምላክ
@bayushtube7706
@bayushtube7706 3 жыл бұрын
እልልልልልልልልል👏👏👏👏👏👏👏👏👏እልልልልልልልልልልልል👏👏👏👏👏👏👏እልልልልልልልልልልልልል👏👏👏👏👏👏👏🌿🌿🌿አጥንት እሚያለመልም ዝማሬ መላእክትን ያሠማልን
@Eritreaforeritreans_4131.
@Eritreaforeritreans_4131. 4 жыл бұрын
ዕልልልልልልልልልል ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና ኣገልግሎት ዘመንኩም ዝተባረኸ ይኹን ጸግኡ የብዝሓልኩም ፈጣሪ
@mehariyewhannse4369
@mehariyewhannse4369 4 күн бұрын
Kale hiwet ysmalna🎉
@dlktre
@dlktre Жыл бұрын
ዕልልልልልልልልልልልልልልልልል ብጣዕሚ ደስ ዝብል መዝሙር ጸግኡ የብዛሕልካ
@brhangaltewahdo2523
@brhangaltewahdo2523 3 жыл бұрын
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክቲ የስመዐና
@edenmehari4519
@edenmehari4519 Жыл бұрын
Eza mezmur kseme keleku fuluy hagos ysmeani yekenyelna dyakon teame hawna nay agelglot zemenka ybarek
@sanaytredae1406
@sanaytredae1406 2 жыл бұрын
Zimare melakite yisimaalena tsega abi riise tsega yebizahalika igiziabiheri amilaki dakeni hawina aidimeni tsianani yohabika 🙏🏽❤💒💒🙏🏽🇪🇷💒🇪🇷💒🇪🇷💒🇪🇷💒❤🇪🇷💒🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🌻🌻🇪🇷💒💒🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽
@ariammicheal2659
@ariammicheal2659 4 жыл бұрын
eeeeeeelllllllllllllllllllllllllll I haven't any word to explain ths song D,q teame God bless with all worker
@Tube-ot2dp
@Tube-ot2dp 4 жыл бұрын
Amen Zemare melakti yesmalna xegeu yebzhalkumi Egzabher amlak dekie eme brhane 💒💗🌺💐🙏🙏🙏
@user-uf3eq4lv6e
@user-uf3eq4lv6e 2 жыл бұрын
እልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መልኣክቲ ያስማን🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@letinasandiago2386
@letinasandiago2386 3 жыл бұрын
Zmare melakti yesmelna amen amen amen
@taemomeresa3620
@taemomeresa3620 3 жыл бұрын
ክንደይ ይጥዕም እዩ መዝሙርኪ ድንግለይ🌿
@user-dt8og2du4q
@user-dt8og2du4q 2 жыл бұрын
ባሓቂ ክብረተይ ቃል ሂወት ይስመዐልና
@tsegakeflzghi7224
@tsegakeflzghi7224 Жыл бұрын
Tbrkhka dngl
@rahelgaly3928
@rahelgaly3928 Жыл бұрын
6sr3
@fthawitnuwaye1293
@fthawitnuwaye1293 9 ай бұрын
❤❤❤🙏🙏🙏✝️✝️✝️
@user-wm9jf3tu3i
@user-wm9jf3tu3i 3 жыл бұрын
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና
@AbadiGebru-fg4jx
@AbadiGebru-fg4jx 13 күн бұрын
ዝማሬ መላእክት ያስመዐልና🙏💖😊
@brhangaltewahdo2523
@brhangaltewahdo2523 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስምዐና
@user-rm4px2ic4h
@user-rm4px2ic4h 4 жыл бұрын
Wawwwwww deacon hawey btaemi des zbl srah Zmare melaekti yesmalna!!! Ajoka kexlo .... luul amlak msaka ykun...
@kudusangebrehiwet9588
@kudusangebrehiwet9588 3 жыл бұрын
Zemary melakty yesmalna
@user-uc5gr5ot9z
@user-uc5gr5ot9z 11 ай бұрын
ኣሰይ ዝማረ መላኣክት የስመኣልና ጸሎታ በረከታ አይፈለየና ድንግለይ ኣደ ፍቅር ማርያም ኣደይ ❤❤❤❤❤❤❤
@wintamekonen5003
@wintamekonen5003 4 жыл бұрын
❤️🤲dengleyy nateyy
@makerma3853
@makerma3853 11 ай бұрын
Amen amen amen zmare meleakt yesmealna
@dadadadadada9100
@dadadadadada9100 3 жыл бұрын
ዕልልልልልልልል ዕልልልልልልልል ዕልልልልልልልል ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽት የስመዐልና ብሓቂ ፀጉንኡን በረኹቱን ያብዘልካ ክቡር ሓውና ኣሜን(፫)
@tekleweyni2166
@tekleweyni2166 3 жыл бұрын
Eiiiiiiiiiiiiiiiiiiiii👏👏👏💒💖💒💖💒💖💒🙌🙌🙌🙏🌹🙏🌹🙏🌹🙏💐💐💐🕯️🛐🕯️🛐🕯️🛐🕯️💙💙💙💙🌼🌷🌼🌷🌼🌷🌼🌷🌼
@alaytewelde8020
@alaytewelde8020 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና ዲያቆን ጣዕመ ሓውና እመ ብርሃን ኣዕዚዛን ኣብዚሓን ትባርኸኩም ቀጽልዎ ኣጆኹም።
@sabaghumbot5485
@sabaghumbot5485 Жыл бұрын
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልእልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልእልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመአልና።
@user-hu7xd9or3t
@user-hu7xd9or3t 3 жыл бұрын
ብዙሕ በረኸት ዘውህብ መዝሙር ድያቆን ሓወይ ጸጉኡ የብዝሓልኩም
@letinasandiago2386
@letinasandiago2386 3 жыл бұрын
Qal hiwet yesmelna amen amen amen
@teklebrhannegash8766
@teklebrhannegash8766 2 жыл бұрын
ዝማረ መላእክት የስማዓልና ድያቆን ጠዓመ ሓውና፡ ዘበን ኣገልጉሎትካ ይባርክ መድሃኒኣለም ጎይታ
@SelamMezelo
@SelamMezelo Ай бұрын
Amen amen amen qal hywet yesmeln ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
CHOCKY MILK.. 🤣 #shorts
00:20
Savage Vlogs
Рет қаралды 27 МЛН
Stay on your way 🛤️✨
00:34
A4
Рет қаралды 31 МЛН
Они так быстро убрались!
01:00
Аришнев
Рет қаралды 2,9 МЛН
Secret Experiment Toothpaste Pt.4 😱 #shorts
00:35
Mr DegrEE
Рет қаралды 43 МЛН
New Orthodox Mezmur By D. Teame Segid  (ፍቅርኪ መሲጡኒ)
6:37
CHOCKY MILK.. 🤣 #shorts
00:20
Savage Vlogs
Рет қаралды 27 МЛН