New Eritrean Video 2023 ኣዛናዩን ኣደናቕን ዕላል ወዲ ጀበሊ...(ብዛዕባ'ቶም ምስ ሃብታማት ወይ ፍሉጣት ሰባት ጥራይ ክረኣዩ ዝደልዩ)

  Рет қаралды 65,089

HENPAS ENTERTAINMENT

HENPAS ENTERTAINMENT

9 ай бұрын

Пікірлер: 203
@azmarino2157
@azmarino2157 9 ай бұрын
Nice to see you wedi jebeli ንእሽቶ ርእይቶ ክህብ ፍቐዱለይ ኣዝዩ መሃርን ኣዘናጋዕን ናይ ወዲ ጀበሊ ትምህርት ሓዘል ዋዛ ምስ ኣቀራርባ ኣዝዩ መሳጢ ይገብሮ ኣብ ዮናስ ኣብራሃ ነቐፌታይ ኣብ መንጎ ዘረባ ወዲ ጀበሊ ክትዕ ብዝመስል ዝኹለፍ ዘሎ ኮይኑ ይስመዓኒ ሓሳቡ ከይወድአ ናብ ካልእ ከምዝኸይድ ትገብሮ ኣለኻ ሓሳቡ ኣጠቓሊሉ እንተዝውድእ ኣዝዩ ምቁር ምኾነ ንኣብነት ኣብዛ ቪድዮ ብዛዕባ እታ ናይ ዱባይ እናዕለለ ብውሑዱ 3 ግዜ ኣቲኻዮ ኣብ ብዙሕ ቪድዮታት ከምዚ ተዓዚበ ኣለኹ ስለዚ ክውድእ እንተትገድፎ ተመራጺ ይኸውን የቐንየለይ
@hailzghihadish7736
@hailzghihadish7736 9 ай бұрын
ትኽክል! ጹቡቕ ሪኢቶ ዩ።
@tedrosestifanos8856
@tedrosestifanos8856 8 ай бұрын
Likie aleka ab mebzahtiu interview cut enda geberoyu
@Azeb4Eritrea
@Azeb4Eritrea 8 ай бұрын
ደስ ዝብል መደብ ዮናስ ምስ ወዲ ጀበሊ የቐንየልና👍👏💐❤🇪🇷❤🌴🐪🌴🎉💯
@danielrussom2814
@danielrussom2814 8 ай бұрын
መርሀባ ወዲ ጀበሊ ብጣዕሚ ጹብቅ ዘረባ ደስ ዘብል ቀጽሎ ,🙌🙌🙌👍👍👍
@KbromTesfay-th1yv
@KbromTesfay-th1yv 9 ай бұрын
ዮናስ ኣይ ተዛርቦን ዘለካ በጀካ ኣዛርቦ ሕቶ ጥራይ ሕተቶ ጥራይ ከምዚ እኮ ኣይኮነን ወድጀበሊይ ኣልማዝ እዩ ኣይጀመረን ዘሎ 🙏🙏🙏
@abrahamafewerkiaraya699
@abrahamafewerkiaraya699 8 ай бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቕ ኣገላልጻ ዮኒ ምስ ወዲ ጀበሊ ኩቡር ኣቦ ዕድመ ጥዕና ይሃበለይ ብዘይ ቀልዓለም ቡሱል ኣዘራርባ ማሃሪ ነዞም ናሽቱ ዎሎዶ።
@Nia-yh9bz
@Nia-yh9bz 9 ай бұрын
Nice to see you again Wedi Jebeli and Yonas. We look forward to the next video! Please also bring back Wedi Keren. We miss him very much.
@btsuamlakkidane6094
@btsuamlakkidane6094 8 ай бұрын
ብጣዕሚ ኣገዳሲ መደብ ኣነ ሓደ ነገር ተገንዚበ እቲ ንስኻ ትፈልጦ ካልኦት ክፈልጥዎ ብቅንዕና ተካፍል ምኻንካ::ወዲ ጀበሊ ጅግና ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ቀጽልዎ.
@user-lm4xn9nj3n
@user-lm4xn9nj3n 8 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም በቀራርባኩም ብጣዕምይ ሕጉሳታ ኢና ቀጹልው
@sirakanday3674
@sirakanday3674 9 ай бұрын
This man is a legend
@biniamzereay6379
@biniamzereay6379 8 ай бұрын
ወዲ ጀበሊ ዮናስ በጃኻ ቀጻሊ ሰሙን ሰሙን ኣምጻልና ❤❤❤🎉
@nys1959
@nys1959 8 ай бұрын
ወዲ ጀበሊ ሃፍቲ ሓሳብ ዘለካ ንስካ ሃፍታም ኢኻ... 👍👍👍
@fioriselihom6506
@fioriselihom6506 8 ай бұрын
Wedi jebeli Berket Amlak ab zuriyaka yikun❤💙Tbarekuley yehwatey 🥰
@moukurelal678
@moukurelal678 9 ай бұрын
❤🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 مرحبا بيكم مليون نورتونا وشرفتونا ونحن مستفيدين من هذا البرنامج احيانا نضحك وأحيانا نتعلم من كل المناقشات إلي تعملوها. الله يديكم العافيه وشكرا على الاستمرار
@HR61919
@HR61919 8 ай бұрын
"ዝረቀቀ ነገር ዝሰርሐ አቲ ዝረቀቀ ሓይሊ ዘለዎ አዩ" ፓውውው
@Erittrean
@Erittrean 7 ай бұрын
Woww meglexi seinela ❤
@radaatsd982
@radaatsd982 8 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ዓበይቲ ሰባት ዋዛ ምስ ቁም ነገረ 💊💊💊💊
@KisanetTesfay-nq1fj
@KisanetTesfay-nq1fj 8 ай бұрын
ወዲ ጀበሊ ደስ ዝብል ዕላል፡ዩ ቀጽሎ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-fo9ju9ol5k
@user-fo9ju9ol5k 9 ай бұрын
Tsubuq medeb yoni and wedi jebeli aytudenguna mara timhrti zelewo medeb
@seidtoum-tk4ur
@seidtoum-tk4ur 8 ай бұрын
ዕድመነን ጥዕናን የሃብካ ወዲ ጀበሊ ❤❤❤
@teamehaile7097
@teamehaile7097 8 ай бұрын
ካብዛ ናይ ወዲ ጀበሊ ድለላ ትብርትዕ ዘይለ ኩላ ኢድዩ ፍውሊጥዋ እዚ ኩሉ ፍልጠት ድኣ ካበይ ኣምጺኢዎ እቲ ምሁር ዝብሃል ውን ከምዚ ናቱ ኣፍልጦ ዝለዎ የልቦን እሞ እስኪ ካልኣይ ክፍል ግበረሉ ኢካ ኣብርሄሞ ❤❤❤
@eritreabelay6350
@eritreabelay6350 9 ай бұрын
Qexlo Abi astemhroka btami eye zdnqeka❤❤❤
@ertrawi
@ertrawi 8 ай бұрын
Love u wedi jebeli kbur abona admen tanan yhabka yoni abona ke no stop mmxa wedi jebeli good job ❤🤝🙏
@yasinmuhsin-1816
@yasinmuhsin-1816 9 ай бұрын
I love this guy Wedi jabale long life❤️
@selemungehbremeskel2939
@selemungehbremeskel2939 9 ай бұрын
ብታአሚ ደስ ዝብል ፕሮግራም ዮኒ ሐወይ❤️❤️❤️👌👌👌
@user-sn5ql5og3v
@user-sn5ql5og3v 8 ай бұрын
Teacher wedi jebeli good job continue Allah bless to you and thanks More MR yonas
@abrahammalu5348
@abrahammalu5348 2 ай бұрын
ፎቢያ ዝገብረልካ እንስሳ ኣሎዶ ርጉም ሰብ ኢዪ ፎቢያ ዝገብረለይክክክክክክ ወዲ ጀበሊ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
@tekesterezene3902
@tekesterezene3902 8 ай бұрын
Wedi jebeli malet seb positive vibrations lyour opinion of life Is so positive you understand very well
@betrihaki3884
@betrihaki3884 9 ай бұрын
Wedi Jebeli and Yonas , u are made by God to work together. KULU TIZAREBUWO, WELHANTI ZIDIRBE YEBILUN AMLAK MISAKUM YIKUN, YIDMEN TIYINAN YIMINEYELKUM.
@user-hk7vk3gn8m
@user-hk7vk3gn8m 8 ай бұрын
Bfxum zeynaqn zeynaasn abi seb xruyn belihn rsi lli ti mhur zbehal seb btkkl,wed shabila bila mukan seb yom zserhu yakk deqi erey shkor 🇪🇷❤️🇪🇷🤲🇪🇷💪🇪🇷❤️🇪🇷
@eseyaswerede6052
@eseyaswerede6052 9 ай бұрын
Welcome Yoni &wedi Jebil xebuq qexelwo ajokum ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@afewerkikaleab-io1ww
@afewerkikaleab-io1ww 8 ай бұрын
Wedi jebeli Thanks sleti Mharn Azenagaen Elalka 🎉🎉
@biniammehari2029
@biniammehari2029 9 ай бұрын
Wedi Jebeli kbur seb abo haki edmen ጥዖናን የሃብካ 🙏🙏🙏
@milkiyaskahsay-qq1gh
@milkiyaskahsay-qq1gh 8 ай бұрын
ብጣዕሚ ጽብቅ መደብ ዮኒ ተምጽኦም ሕቶታት ነጥብታት ብጣዕሚ ጽብቅ ወዲ ጀበሊ ውን ነቲ ሕቶ ብሓደ ገጽ ጥራይ ርእዩ ኣይምልስን ኢዩ ብሰለስተ ብልዕሊኡን ኣመዛዚኑ ኢዩ ዝምልሶ ስለዚ ድማ ኢዩ ሰብ ብዙሕ ዝመሃረሉን ንመደብኩም ዝፈትዎን ካብ ምሒር ምምሳጥ ዮኒ ከይተረድኣካ ከማን ሕቶ ትደራርበሉ ኢካ ዳተዛረበ እዚ ድማ ዘርእየካ ነገር ተሎ ወዲ ጀበሊ ብውሕሉልን ጥንቁቅን ኣዘራርባ ስለ ዝምልስ ዘሎ መመሊስካ ክትሓቶ ይገብረካ ኣነ ብወገነይ ኣይጸልኦንየ ኮሙ ምግባርካ ምክንያቱ ሓደሽቲ ሓሳባትን ትምህርትን ንረክብ ስለ ዘለና ንወዲ ጀበሊ ሕቶ ኣለኒ 1.ብትምህርቶም ኣብ ዝለዓለ ደረጃ ዝበጽሑ ናብርኦም ብጽብቅ ዝመርሑ ሰባት ስለምንታይ ኢዮም ከምኦም ኣብ ዝለዓለ ደረጃ ዝበጽሐት ጓል ክምርዓው ዝደልዩ ብትምህርቲ ወይ ብኢኮነሙ ማለት ብኣታዊ ገንዘብ ቁሩብ ካብኦም ትሕት ትብል ተኮይና ወላ ምልክዕትን ሓቀኛ ኣፍቃሪትን ትኩን ኣይመርጽዋን እዮም ። ኣብ ሓዳር መጀመርታ ስነስርዓት ኣካይዳ ናታ መጻምድካ ከምኡ ውን ኣብ ልዕሌካ ዘለዋ ኣክብሮትን ፍቅርን ዶ ኣይኮነን ዝርአ ዝተማህረት ክትከውን ኣለዋ ዝብል ጽብቅ ኢዩ ንደቅካ ብንቅሓት ኣብ ምዕባይ ተራ ኣለዎ ኣነ ገሪሙኒ ዘሎ ግን ስለምንታይ ኢዮም ብትምህርቲ ማዕሪኦም ኣታዊኣ ድማ ልዕልኦም ወይ ማዕሪኦም ጥራይ ክትከውን ዝደልዩ ሓዳር ተማላሊእካ ዶ ኣይኮነን ። እዛ ሕቶይ ኣብ ዝበዝሑ ኣብ ዝለዓለ ደረጃ ዝበጽሑ ግን ዘይተመርዓው ቀሪበ ክነታቶም ክሓቶም ከለኩ ተመሳሳሊ መልሲ ስለ ዝኮነትኒ ኢያ ልዕሊ ኣርባዕተ ሰባት ከምዚ ኣጋጢሞምኒ እቲ ዝገርመኒ ግና ንግዚያዊ ኢሎም ዝቀርብወን ደቀንስትዮ ኣዝየን ምልኩዓት ኣዋልድ ኢዮም ክንውድኣልክን ዳበሉ ምስአን የዝርወን ዳሓር ኣመክንዮም ይገድፍወን ካልኦት ምስ ረኣዩ ስለምንታይ ዳኣ ነዚአን ተቅርብወን ምሳኩም ተዝርወን ኢለ ኣብ ዝሓቶም ድማ ፍቅርን ሓዳርን ይፍለ ኢዩ ኣብ ሓዳር ዝተማህረትን ልዑል ኣታውን ክህልዋ ኣለዎ ይብሉካ ፍቅሪ ከም መመንዘሪ ይጥቀምሉ ሓዳር ድማ ናይ ምሁራትን ሰብ ገንዘብን ይገብርዎ እስከ ገለ በለና
@woalesk2432
@woalesk2432 9 ай бұрын
❤almaz cover mennet Eritrea 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 9
@mikibertes178
@mikibertes178 8 ай бұрын
Wise man 🎉
@yoditawealomawealom7118
@yoditawealomawealom7118 8 ай бұрын
Waww wedi jebli zeywedae metxhaf eka zterfe zbnka ybarke❤❤
@user-lh4dx2os4o
@user-lh4dx2os4o 8 ай бұрын
nice to see you guys, our big teacher wedi jbli, we love u man !!!
@AbdallaERl
@AbdallaERl 8 ай бұрын
Welcome back wedi jebli abo haki ❤❤
@djtewe7301
@djtewe7301 8 ай бұрын
ወዲ ጀበሊ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፡ፊላስፍ ድኻ ወይ ተዛራባይ
@zeragabirhabtemariam7287
@zeragabirhabtemariam7287 9 ай бұрын
Bitami azina ina nzenaga wedi Jebli ❤❤❤❤❤❤
@GHO100
@GHO100 9 ай бұрын
ዮናሲኖ ወዲ ጀበሊ Thank you ❤
@WediShuk-if1du
@WediShuk-if1du 9 ай бұрын
Love u father life changing...lessons..tks
@zaidtewelde2368
@zaidtewelde2368 9 ай бұрын
🙏🏾👍🏾🇪🇷💓ጽቡቅ መደብ ስስናዩ ደቂ ኤትረይይይይ👍🏾🍇🌽🌿🌻
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 8 ай бұрын
ወዲ ጀበሊ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።ሰብ ቻነል ሱሱዓት እንዲኹም እዚ ድኻሙ ከንቱ ኣይትግበርዎ ዝረብሕ ገንዘብ ምቀልዎ መስኪናይ ብግርህነቱን ሓቅነቱን ትጻወትሉ ከይትህልዉ ዝዓበየ ኣታዊ ናይዛ መደብ ብኡ ኢኹም ተእትውዎ ዘለኹም።
@semyatalem8320
@semyatalem8320 8 ай бұрын
ልክዕ ኢልካ ኣለካ
@user-qx1cg2zn4t
@user-qx1cg2zn4t 9 ай бұрын
😂😂😂😂😂😂❤❤❤❤ብጣዕሚ ደስዝብል ቀጽልዎ
@mebratberhane7402
@mebratberhane7402 8 ай бұрын
Good job super job keep it ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@adamhewan6031
@adamhewan6031 9 ай бұрын
everything is under the control of God!!!!!
@samuelmihreteab4526
@samuelmihreteab4526 9 ай бұрын
ቐጽልዎ ዮናስ ወዲ ጀበሊ ብዙሕ ትምህርቲ ኣለዎ ንዘስተውዕል ሰብ
@merhawittedros394
@merhawittedros394 8 ай бұрын
Waaaaaaa abit Aimroooo❤❤❤❤
@hareguadhanom7319
@hareguadhanom7319 9 ай бұрын
👍👌❤️🥰🇪🇷🇪🇷💐💐👏👏👏👍ቀጽልዎ ደአ ደቂ ኤሬይ ብዙሕ. የዛካክረናን የዛናግዓናን. ንባህርና ንክንፍትሽ ከአ የታባብዓና እቲ ዝበለጸ ጸጋ ንባሕርካ ጽቡቅ ጓንካን,ሕማቅ ጓንታትካ ምልላይ ስለዚ ባሕሪካ ምጽራይ✅✅💐🇪🇷👍🥰
@Mera-ml7ee
@Mera-ml7ee 7 ай бұрын
Tnx ❤
@ramisied6093
@ramisied6093 9 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@ramisied6093
@ramisied6093 9 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@efremtekeleya6893
@efremtekeleya6893 8 ай бұрын
Nay bhaqi wedi jebeli azmarino eka kulu zerebaka werqi eka bhaqi 🥰🥰😘🥰
@michaelhabtegergshi5447
@michaelhabtegergshi5447 8 ай бұрын
Jebelino edmen 🇪🇷tenan yehabka🇪🇷❤🥰👍🏾🇪🇷🇪🇷
@samsonrusom3492
@samsonrusom3492 8 ай бұрын
🇪🇷✊♥️😘👍
@ibrahimidris9721
@ibrahimidris9721 9 ай бұрын
nay bahaki nufuat Younas & wedi Jebelli medebkum maharin mezenagein eu. Please keep it up
@yatanbahlnantv3928
@yatanbahlnantv3928 9 ай бұрын
❤❤❤❤ወዲ ጀበሊ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ።ኣነ ግን ሓንቲ ነገር ሓዚናአ ወዲ ጀበሊ ዘይወለደ ብምካኑ ክውልድ ነርዎ ❤❤
@mawidezion4893
@mawidezion4893 8 ай бұрын
❤ wedi jbli
@temesgenokubay1794
@temesgenokubay1794 8 ай бұрын
Gofoundmi keftlu kenwaxlu mara eu elalu sehabi
@user-nv3lg6ev8z
@user-nv3lg6ev8z 8 ай бұрын
ላማት ዞም የሕዋተይ እንቋዕ ብደሐን መጻእኩም🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@delaytsibuq9429
@delaytsibuq9429 9 ай бұрын
Wedi Jebeli halal❤❤❤❤
@segedzeray9854
@segedzeray9854 8 ай бұрын
ዘይተበርበረ ቕርሲ ናይ ብሓቂ ጋዜጠኛ ዮናስ ኣብርሃም ኣድናቖተይ ክገልጸልካ ንኸምዚኦም ኣልማዝ ዝኾኑ ሰባት ብኸመይ ረኺብካዮ ወዲ ጀበሊ ዓቢ ቤት ትምህርቲ ኢኻ።
@sdetadigana1887
@sdetadigana1887 8 ай бұрын
❤❤❤😂😂ወዲ ጀበሊ ጎይታ ዋዛ፡ጎይታ ወግዒ
@E_R_I_T_R_E_A
@E_R_I_T_R_E_A 8 ай бұрын
እዚኦም ናይ ብሁሰት ይነብሩ ናይ በሐቂ ይሞቱ
@tsegayghirmay2394
@tsegayghirmay2394 8 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤bael werkawi kalat ❤❤❤❤ wedi Jebeli anbesa❤❤❤❤❤
@rezenehabtegerish8294
@rezenehabtegerish8294 9 ай бұрын
Well came yoni and wedi jebeli
@angish5261
@angish5261 9 ай бұрын
Welcome❤ yonas gen aythawko malet ab mengo aytekualfo kexlwo.
@nahomhailemariyam9188
@nahomhailemariyam9188 9 ай бұрын
❤❤😂😂 wedi geben nay ሂወት መመሕረ
@gelugelu2760
@gelugelu2760 8 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@nazrethkidane6811
@nazrethkidane6811 9 ай бұрын
the king pls bejakum yoni wela parti 1000 yebxa kaytkrxu
@dani52328
@dani52328 9 ай бұрын
Super Program keep going Yoni 🥰🔥🔥🥰
@tedrosamnueal5995
@tedrosamnueal5995 9 ай бұрын
❤❤❤❤ Ezi teqebwo betami des yebel Heto Bezaeba Mesla Eske gelé beluna gelé gelé alo si zey redeaka
@rosettazavarize1258
@rosettazavarize1258 8 ай бұрын
❤❤❤
@senaitghebrezghi9773
@senaitghebrezghi9773 10 күн бұрын
❤❤❤❤
@mensurnurhusen8679
@mensurnurhusen8679 9 ай бұрын
Wedi jebeli super man
@medhaniebaire7840
@medhaniebaire7840 9 ай бұрын
Welcome Yona and wedi Jebli
@milenrufta5283
@milenrufta5283 9 ай бұрын
Thx both ❤
@adde1852
@adde1852 8 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@shamiropa858
@shamiropa858 8 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@user-ez6bc9bh7g
@user-ez6bc9bh7g 9 ай бұрын
Wow ❤❤❤
@lulyateame843
@lulyateame843 8 ай бұрын
Welcome wedi jebeli abi Seb ❤❤❤❤
@andittsegezab5719
@andittsegezab5719 8 ай бұрын
Kef zelwa sebAy😂
@user-fx7tm7ri2e
@user-fx7tm7ri2e 9 ай бұрын
Ohhhhh neza video keyrakwa tray betami tehagise atum tumat kemay qenikum baba jebeli welcome....❤❤❤❤❤
@mybestisyettocome.5753
@mybestisyettocome.5753 9 ай бұрын
ኣብ ውሽጥኻ ዘይፈልጥዎስ ነገር ሲ ብ ነገቲቭ ሳይድ የቅርብዎ ናብ ሰብ መታን ከይፈትወካ። እዚ ንባዕሉ ሞያ እዩ። ይበል ትንተና ወዲ ጀበሊ❤
@samsomtekeste725
@samsomtekeste725 8 ай бұрын
Good keep going
@luwamnegassi5744
@luwamnegassi5744 9 ай бұрын
❤❤❤❤ welcome wedi jebeli
@robelhaileab3706
@robelhaileab3706 9 ай бұрын
Bethame xebuk mede yonas gen abe mongo zerba tatweo alka zerba awdyo 🙏🏽🙏🏽🙏🏽❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@tesfie
@tesfie 9 ай бұрын
Good jobs
@KingAbrham
@KingAbrham 8 ай бұрын
ወዲ ጀበሊ
@awelkeribrahim6375
@awelkeribrahim6375 8 ай бұрын
Ahhhhhhaa
@user-mw4th4yb9h
@user-mw4th4yb9h 9 ай бұрын
❤ኽቡር አቦና ወዲ ጀበሊ ❤ ኽቡር ሐውና ዮናስ ዕደመ ይሃበልና ወዲ ጀበሊ ንኩሉና ብማዕረ በብሃርያትና ገልጽና ክክክክክክክክክክ ንበሩልና
@jemalmaruf845
@jemalmaruf845 8 ай бұрын
Smart men
@danitesfom4092
@danitesfom4092 8 ай бұрын
Naybhaki xbuk hto ❤❤❤
@user-fj8zc6xk5d
@user-fj8zc6xk5d 9 ай бұрын
We like it yonas from seattle
@abeltessfamariam4468
@abeltessfamariam4468 9 ай бұрын
Seattle were setac or takuila, o😅😅
@yirgaweldeslasie2947
@yirgaweldeslasie2947 8 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@eyobweldu2939
@eyobweldu2939 8 ай бұрын
ወዲ ጀበሊ ኣክቲቭ ኢካ ናይ ብሓቂ ፍልጠት ኣለካ ናይ ሓሳብ ፍልጠት ንስካ ሃፍታም ዝኮነ ፍልጠት ኣለካ
@semij.l7532
@semij.l7532 8 ай бұрын
Wedi futwe eka ❤,👏🫶
@user-vc4xe5iy6o
@user-vc4xe5iy6o 9 ай бұрын
wedi jebeli Teacher
@user-mm3ff4cb6x
@user-mm3ff4cb6x 8 ай бұрын
Thanks guys ❤❤❤
@leterfaleteklit
@leterfaleteklit 8 ай бұрын
Seb seb eyu habtam yekune deka hebube yekune zeyhebobe so segem yebline seb dese zeblo kegeyde meselu eyu 🎉🎉🎉
@tekulutekulu7035
@tekulutekulu7035 8 ай бұрын
yoni hawey btami xbuk medeb eu zela wedi jebeli jgna bteami eye zednko gn zey welede gn yeguhyeni
100❤️
00:19
MY💝No War🤝
Рет қаралды 21 МЛН
Cat Corn?! 🙀 #cat #cute #catlover
00:54
Stocat
Рет қаралды 14 МЛН
Did you believe it was real? #tiktok
00:25
Анастасия Тарасова
Рет қаралды 55 МЛН
Incredible magic 🤯✨
00:53
America's Got Talent
Рет қаралды 74 МЛН
DimTsi Hafash Eritrea/ድምጺ ሓፋሽ ኤርትራ: ዕላል ምስ ወዲ ጀበሊ - 1ይ ክፋል
22:27
DimTsi Hafash (ድምጺ ሓፋሽ - Official)
Рет қаралды 61 М.
ወዲ ጀበሊ ይስዕስዕዶ # New Eritrean Video 2024
38:42
ERIWOOD VIDEO PRODUCTION
Рет қаралды 32 М.
100❤️
00:19
MY💝No War🤝
Рет қаралды 21 МЛН