No video

new orthodox tewahdo mezmur ዘማሪት ሰናይት ቀሺ በሪሁ ኣቡነ እንድርያስ

  Рет қаралды 3,012

Hamere Hiwet ሃመረ ህይወት

Hamere Hiwet ሃመረ ህይወት

Күн бұрын

Пікірлер: 38
@Amlak-12345
@Amlak-12345 6 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዓልና እግዚኣብሔር ኣምላክ ጸግኡ ይብዝሓልኪ ብርኽተይ ❤❤❤❤
@user-rj2ww6eo9d
@user-rj2ww6eo9d Ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማርየ ማልኣክቲ የስማዓልና 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@berhehiluf3301
@berhehiluf3301 6 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የሰመዐልና ክቡርቲ ሓፈተይ !!!!!!
@mahleyt7694
@mahleyt7694 6 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የሰመዐልና ክቡርቲ ሓፈተይ በርትዕልና ❤❤❤
@user-zi3uf2te3m
@user-zi3uf2te3m 6 ай бұрын
ዕልልልልልልልልልልልልልል❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ዝማሬ መላእኽት የስመዓልና በረኸቶም ኣይፈለየና❤❤❤❤❤❤❤
@wintahabtay3696
@wintahabtay3696 6 ай бұрын
ኣቦይእንኻዕ ናብ በዓለ ዕረፍቶም ኣብነ እንድርያስ ኣብጽሓና በረከቶም ረዲኦቶም ይሕደረና🎉🎉🎉🎉
@titigaltewahdo7524
@titigaltewahdo7524 4 ай бұрын
ፀሓፉልና እባ ኣብ ማእከል ኣይስማዕን ዘሎ???????????? ጥዕምቲ መዝሙር ዕበዩልና ፍረ ተዋህዶና
@user-zn3tq5cb6v
@user-zn3tq5cb6v 6 ай бұрын
እልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና❤❤❤
@DanielJakob-dj1vw
@DanielJakob-dj1vw 6 ай бұрын
ኣሜን(3)ዝማሪ ማለእኽቲ የስምዓልና
@simretkidane-yd1ee
@simretkidane-yd1ee 6 ай бұрын
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ጸግኡ የብዝሓልኪ
@Selam-ko8gf
@Selam-ko8gf 6 ай бұрын
ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ክብርቲ ሓፍትና
@TeddyOkubagerges-jb7ey
@TeddyOkubagerges-jb7ey 6 ай бұрын
ዝማሬ መላእክቲ የስማዓልና
@meseretexdqitewahdo5725
@meseretexdqitewahdo5725 6 ай бұрын
ዝማሬ መላእክት የስምዓል ዘማሪት ሰናይት ሓፍተና ንኩልኩም ክኣ ዝማሬ የስምዓልና
@tomasbrhane7575
@tomasbrhane7575 6 ай бұрын
ኣሜን እንድርያስ ኣቦና ጻጋ በረኸትካ ይሕደረና ጸሎት ምልጃ ረዲአትካ ኣይፈለየና ኣሜን ሰናይት ሓፍትና ቓለ ሂወት ቓለ ሰናይ የስምዓልና ቅዱስ እግዚኣብሄር ናይ ኣጎልጉሎት ዕድሜኺ ይበርኸልኪ ብጣዕሚ ደስ ዝብል መዝሙር ኣጆኺ ቐጽልዮ በርትዒ ኣብ ዝመጽእ ካብዚ ብዝበለጸ ክንጽበ ኢና ኣቡነ እንድርያስ በጻጋኡ ይደግፈኪ ይደግፈና 🙏🏰🙏
@YordanosKidane-zk3in
@YordanosKidane-zk3in 4 ай бұрын
Amen Amen Amen zmarie melakti yesmaelna
@TeheshMahari
@TeheshMahari 6 ай бұрын
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ኽቡርቲ ሓፍትና
@user-de4nw6bz5j
@user-de4nw6bz5j 6 ай бұрын
ጸጋኺ የብዝሓዮ!
@selemuntnsae1484
@selemuntnsae1484 6 ай бұрын
ኣሜን (3) ❤❤❤❤❤
@user-bz3nb3jz5m
@user-bz3nb3jz5m 6 ай бұрын
zmari melaekt yesmaelna xebel bereketn nay endryas ayfeleyena
@emebrhanchannel
@emebrhanchannel 6 ай бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉Zmare melaekt yesmealna fqrti Haftey xega Egziabhier ybzhalki bereketn xelotn trufatn nay xadqu abhne Endrias kea ms kulatna ykum🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@weinikeleta3461
@weinikeleta3461 6 ай бұрын
Nay behaki kale zemare yesmalena Egziabeher Amlak Xigiu yebezhaleki 🙏🙏🙏❤️❤️❤️✝️✝️✝️
@user-ql6ko8mu6f
@user-ql6ko8mu6f 6 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን❤❤❤❤❤❤
@user-in9mk3xk4i
@user-in9mk3xk4i 5 ай бұрын
Zmarimelaekt yasemaln
@user-wp2ln7eq7g
@user-wp2ln7eq7g 6 ай бұрын
❤❤❤❤zmare melakti yesmalna
@senaitBerihu-hv6yo
@senaitBerihu-hv6yo 2 ай бұрын
ኣቡነ እንድርያስ ❤❤❤❤❤ ኣቡነ እንድርያስ ኣምላኽ መሪጹካ ቅድስና ጸጋ ክብሪ በዚሑልካ ጸሎት ልመናኻ ዋሕሳ ንነብሰይ ምስጋናይ ተቀበል እንድርያስ ኣቦይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ኣቡነእንድርያስ-ኣነ'ውን ከመስግን ኣቡነእንድርያስ-ክምስክር ንስምካ አቡነእንድርያስ-ካብዝነበረኒ ኣቡነእንድርያስ-ሕማመይ ፈዊስካ ነብሰይ ብንስሃ ካብ ሓጥያት ሓጺብካ ስጋይ ካብ መከራ ስቅያት ኣዕሪፍካ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ኣቡነእንድርያስ-ጽኑዕ ሃይማኖትካ ኣቡነእንድርያስ-ንእምባ ዘፍርስ ኣቡነእንድርያስ-ጸበልካ መሓሪ ኣቡነእንድርያስ-ከምማየ ዮርዳኖስ ክብርኻ ክግለጽ ብኣይ ሓጥያተኛ ናይ ስምንተኛ ሽሕ ጻድቅ ተኣምረኛ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏 ኣቡነነእንድርያስ-ካብ ዲያብሎስ ጠንቋይ ኣቡነእንድርያስ-ይፈልጥ በሃላይ ኣቡነእንድርያስ-ካብ ካንሰርን ኤድስን ኣቡነእንድርያስ-ንስኻ መሓራይ ብደቁ ዘይጭክን ቅዱስ'ዩ ሕያዋይ ንዲያብሎስ እሰረለይ ኣርሕቀለይ ካባይ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏 ኣቡነእንድርያስ-ቅዱስ መቃብርካ ኣቡነእንድርያስ-ደብረ ጽጌ ሰፍኣ ኣቡነእንድርያስ-ዋሕሰይ ኩነኒ ኣቡነእንድርያስ-ነብሰይ ከይኸፍኣ ሰማያዊ መና ደቅኻ መጊብካ ሙራደ ቃል ኢሉ ሰመያ ደብርኻ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@kisantasfaha7919
@kisantasfaha7919 6 ай бұрын
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክብር ሓፍትና ዘማሪት ሰናይት ጸጋ የብዝሐልኪ ምጻሜኪ የጸብቀልኪ እግዚአብሔር ክብረተይ ጥዑም ልሳን 😘
@user-tw1oj7of6p
@user-tw1oj7of6p 6 ай бұрын
Zmare melakti yesmalna
@natanteweldebrhan4477
@natanteweldebrhan4477 6 ай бұрын
Zemare melakti yesmalna xegu yebzhalkum fetari deqi eme brhaney qexelwo 🙏💞❤️
@titigaltewahdo7524
@titigaltewahdo7524 4 ай бұрын
ግጥሚ ናይዛ መዝሙር ፀሓፉልና ኮሜት ኣንብቡ ንተሓጋገዝ💜😔ኣብ ማእከል ምስማዕ ስለ ዝኣበየኒ እየ😊
@ghidiiomgebrihiwet
@ghidiiomgebrihiwet 6 ай бұрын
Amen(3) than you so much God blesse you
@titigaltewahdo7524
@titigaltewahdo7524 4 ай бұрын
እንድርያስ ኣቦይ💜ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ሰናይት ሓፍተይ ኣነስ ናይዛ መዝሙር ግጥሚ ክፅሕፋ ፈቲነ ነይረ ግን ኣብ ማእከል ምስማዕ ስለ ዝኣበየኒ ብፅሑፍ ግበሩልና ቱ ዝበለፀ
@user-ym5pg1yr2f
@user-ym5pg1yr2f 6 ай бұрын
zemarie melakit ysmalna ❤❤❤
@danielhabtom4569
@danielhabtom4569 6 ай бұрын
❤❤❤ዝማረ መላእክቲ የስመዓልና ጽሎት ዝማረ ኣቡነ እንድርያስ ዝተቀበለ እግዚኣብሔር ኣምላክ ዝማረኪ ይቀበል
@fissehageremeskel115
@fissehageremeskel115 6 ай бұрын
ዘማሪት ሰናይት ሓብትና ዝማረ መላእክት የስምዓልና ከምኡውን ናይ ኣገልግሎት ዘበንኪ ይባርከልኪ
@YordanosKidane-zk3in
@YordanosKidane-zk3in 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@lemlemlele4220
@lemlemlele4220 6 ай бұрын
❤❤❤
@tomasn5343
@tomasn5343 6 ай бұрын
@user-fr3ee3sc3j
@user-fr3ee3sc3j 6 ай бұрын
❤🎉❤🎉❤🎉
መንፈሳዊ ሕቶታት ኣብ ጎደናታት ኣዲስ ኣበባ
11:45
Hamere Hiwet ሃመረ ህይወት
Рет қаралды 16 М.
❌Разве такое возможно? #story
01:00
Кэри Найс
Рет қаралды 3,7 МЛН
Before VS during the CONCERT 🔥 "Aliby" | Andra Gogan
00:13
Andra Gogan
Рет қаралды 10 МЛН
Happy birthday to you by Tsuriki Show
00:12
Tsuriki Show
Рет қаралды 12 МЛН
ገድሊ ኣቦና ኣቡነ እንድርያስ ሰፍኣ
23:31
TINSAE ZETEWAHDO ትንሣኤ ዘተዋሕዶ
Рет қаралды 2,2 М.
2ይ ኽፋል"ኣቡነ እንድርያስ "መብራህቲ የብልናን"
16:10
Gedam media- ገዳም ሚድያ
Рет қаралды 3 М.
ሓዱሽ መዝሙር New Eritraen Orthodox Tewahdo mezmur ምስጢራዊ ጸጋ zemerti d awet q alem & merhawi tsegay 2024
8:07
Zemari Deacon Awet Official Tube (ዘማሪ ዲ/ን ዓወት)
Рет қаралды 1,5 М.
ናይ ድቃስ ጸሎት
29:51
Eritrean Orthodox Tewahdo ቤት ፍቕሪ እግዚኣብሄር
Рет қаралды 747 М.
መንፈሳዊ ዉድድር 2ይ መድረኽ 8ይ ክፋል
33:00
Hamere Hiwet ሃመረ ህይወት
Рет қаралды 2,9 М.
❌Разве такое возможно? #story
01:00
Кэри Найс
Рет қаралды 3,7 МЛН