No video

ኦኣር ህየሳ ፊልም/ O.R film review

  Рет қаралды 139,235

MAHDER PRODUCTION

MAHDER PRODUCTION

Күн бұрын

© እዚ መደብ ንስነ-ጥበባዊ ገምጋም ዝተዳለወ ኮይኑ፣ ኣብ ትሕዝቶና ዝተጠቀምናሉ ዝተቖራረጸ ቪድዮታት ወግዓዊ ዋንነት ናይቲ ዘፍረዮ ኣካል እዩ።
HDMONA - Part 1 - ኦኣር ብ ኣወል ስዒድ O.R by Awel Sied - New Eritrean Film 2019
• HDMONA - Part 1 - ኦኣር ...
HDMONA - Part 5 - ኦኣር ብ ኣወል ስዒድ O.R by Awel Sied - New Eritrean Film 2019
• HDMONA - Part 5 - ኦኣር ...
Produced by MAHDER PRODUCTION
Subscribe here - / mahderproduction
Follow on Facebook - / mahderproduction
@ዳኒ ወዲ-መምህር www.facebook.c...

Пікірлер: 1 500
@user-mf6wc5vm4v
@user-mf6wc5vm4v 4 жыл бұрын
ኣነስ ሓደ ነገር ክብል ምደለኹ፡ ዳኒኤል ሓውና ሒዝዎ ዘሎ ኣካይዳ(ህየሳ ኣብ ስነ-ጥበብ ሃገርና) ብምሉእ ኣፍቃሪ ስነጥበብ ይኹን ወላ ውን ኩሉ ኤርትራዊ ክስዕቦን ክቅበሎን ግዴታ ክብል ምደፈርኩ፡ ግን ኤርትራውያን ምስትውዓል ዝጎደለና ህዝቢ ካብንኸውን እዋን ኣቁጺሩ,ዩ ዘሎ።ስለዚ ኣነ ብወገነይ ብዛዕባ እዚኣ ፊልም ብዙሕ ግዜ ኣብ ብዙሕ ኣጋጣሚ ክትዕ ከፊተ ተቋዊመያ ኔረ፡ግን 90% ተጋጊኻ ዝብለኒ እዩ ኔሩ ሓቂ ይሓይሽ ግን ኣነ ውን ተጋግየ ክሳብ ዝብል ምጥርጣር በጺሐ ኔረ።እንተኾነ ግን ሎሚ ናይ ምስትውዓል ዓቅመይ ኣብ ድሓን ደረጃ ከምዘሎ ይርዳኣኒ,ሎ።ሓንቲ ምስላ ዘይቅበላ ኣላ፡ንሳ ድማ ! ካብ 2 ሰባት ንላዕሊ ርእስኻ የላን እንተ ኢሎሙኻ ሃሰስ በላ ትብል,ያ፡ብሓቂ ኣይሳማማዓላን,የ ካብ ሎሚ።ስለዚ ብሃውሪ ምዝራብ ገዲፍና ብምስትውዓል ክንዛረብን ክንማጎትን ይላቦ። Awet,የ የቐኔልና ዳኒ ዓርከይ Thank,u ብ inbox ከምቲ ዝበልኩኻ ሕጂ ውን ኣጆኻ በርትዕ ።
@yon7015
@yon7015 4 жыл бұрын
Ati difelit seb megemerya Ditsaref deykone Neti tebegso Aberatatika, kabu kigebro delewo tihbro . Niskan Danieln gin Bijeka ketenaasu Kala ayteraakumn. ,nisus Anjera koynwo niska ke dea ?? Silezi kes, ilka antehasibka nebska ab Tserfi kitrekba ika 😉😡😉😡😡😡
@rbl.6917
@rbl.6917 4 жыл бұрын
#ገድላ #Chanel ለባም ዘረባ ክቡር ሓው! በርትዕ ጥራይ ንስካ ኣብቲ ትኣምነሉ ንስካ ንበር፥ኣነ ከማን ከምዚ ናትካ ሓሳባት የጋጥመኒ እዩ። እታ ምስላ ዝበልካያ ድማ ኣነ ውን ኣያኣምነላን እየ ብጣዕሚ ንፉዕ ✍✍✅✅✅
@nahomissac4957
@nahomissac4957 4 жыл бұрын
@@sweetentertainment8694 script ዘይኮነስ ናይቶም ሰባት ገበን ሪከርድ ብዛዕባ ምትላሎም እዩ ዘንብብ ዘሎ ። እዚ ሰብኣይ ክሳብ ክንድዚ ሕማቕ ኣይኮነን እንታይ ይብል ከምዘሎ ስማዕ police record እዩ ዘንብብ ዘሎ ።
@yonaskinfe6164
@yonaskinfe6164 4 жыл бұрын
ናይ ኩላኩም ሓሳብ ይድግፎ እየ ! ኣብቲኣ ምስላ ግን ንምንታይ ከምኡ ኢሎም ሓሲብኩም ዶ ትፈልጡ ፧ ሎጂግ እሞ ሕሰብዎ ብእዝንና ኢና ንሰምዖም ዘለና ፡ እዝንና ከኣ ኣብ ርእስና እያ ዘላን ስለዚ ርእስና ኣላ ማለት እዩ ። ኣቦታትና ማለቶም ምናልባት እቲ ጌጋ ኣባካ ከይከውን ምክንያቱ ክልተ ሰባት ይካትዕካ ሰለ ዘለው እዩ ፡ ኣስተውዕ ምናልባት እየ ዝብለካ ዘለኩ ፡ ርእስካ ሃሰስ በላ ማለት ንነብስካ ፈትሽ ማለት እዩ ። ይቅሬታ ደፊረ ተኮይነ ሓሳበይ እየ ኣፍሲሰ!
@Eri.Boy07
@Eri.Boy07 4 жыл бұрын
*ኣነ ውላ ንሓደ ዓርከይ ኢለዮ እዛ ድራማ ናይ ኣወል ተጸይቅ ኣላ ኢለዮ ዓርከይ ግን ኣይትግድስለዪ። ካብ ሕጆ ደስ ዘይብለና ድራማ ኣብ ሾሻል ሜዳ ወጺና ነዛረብ ናብ ህዝቢ።*
@michaelgherie-chimar7842
@michaelgherie-chimar7842 4 жыл бұрын
*ተኽታታሊት ፊልም 1000ን ሰማንያን ዝነበረት ሕጂ ተፈጼማ ዘላ፣ ኣብ ህዝቢ ብዝሑ ተካትዕ ስለ ዘላ ኣብ ናይ ህየሳ መደብ ክትቀርብ ኣለዋ ወዲ መምህር ሓወይ* *በዛ ናተይ ሓሳብ ትሰማምዑ like ሃበኒ*
@sirackesayas3665
@sirackesayas3665 4 жыл бұрын
ሚክኤለ ገብረሚ ኣነ ምሳኻ ይሰማማዕ እየ ምኽንያቱ ኣዝያ ሕማቅ ስራሕ ስለ ዝኾነት ደራሲኣን ዳይርተራን ኤዲተራን ክእረሙ ኣለዎም።
@user-vn5rd1lt1b
@user-vn5rd1lt1b 4 жыл бұрын
☝️☝️☝️☝️
@user-wr5jo3gl1q
@user-wr5jo3gl1q 4 жыл бұрын
@@sirackesayas3665 ብኸመይ ድኣ ሕማቅ ኮይና።
@mikiyatlove9608
@mikiyatlove9608 4 жыл бұрын
@@sirackesayas3665 ሕማቕ ክህልዋ ይክእል ኢዩ እዚ ናትካ ግን ኣዚያ ሕማቕ ኢያ ትብል ኣለካ ኣብ ስደት ካብ ዘይብሎም ተሓዊሎም እንዳ ሰርሑስ ክንድዚ ምዝንጣል ኣቤት ብድዐ።
@haftahshla1309
@haftahshla1309 4 жыл бұрын
ትክክል
@lillaycaptain3323
@lillaycaptain3323 4 жыл бұрын
ሎምስ ቀዲመ ኢየ ዝጽሕፍ ዘለኹ comment.ብስም እዚ ጅግና መንእሰይ እስከ like ኣግርጭው ።ሓቂ'ሲ መራር ኢያ ማለት'ዩ ።ብሩኽ ሰምበት ይግበረልና ፡ ካብዚ ተካል ሕማም ይሰውረና ።
@sebeumkesbeasmarashkor5053
@sebeumkesbeasmarashkor5053 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@user-tj9el9jx4y
@user-tj9el9jx4y 4 жыл бұрын
ኣዝማሪኖ ኣዝማሪኖ ኣዝማሪኖ 1000 ጊዘ እንታይ ዓይነት ርእሲ ኢዮም ዝውንኒ ኣይርዳንን ዩ።ርእሲ እንበር ዓዲ ኣይምዘንን ዩ ኩልና ንሕሰብ pls
@berihuhailu5758
@berihuhailu5758 4 жыл бұрын
ቡነት ንስካ ፍሉይ መንሰይ ኢካ ኣምላክ ኣብ ድላይካ የብጽሕካ ዳኒ ሓወይ ካብ ሕማም ኮሮና ይመሓረና ንዳኒ ነበረታዓዮ ነዚ ብሉጽ ሓውና ወገናተይ
@kenanseret5637
@kenanseret5637 4 жыл бұрын
ፈታዊ ሚለን ሃይሉ እሞ ፈታዊ ሚለን ሃይሉ ምኳንካስ ደሓንዶ ? ብትኽክል ዲኻ ፈታዊኡ
@berihuhailu5758
@berihuhailu5758 4 жыл бұрын
@@kenanseret5637 ክክክክ ብርግጽ ከኣ አንበር
@kenanseret5637
@kenanseret5637 4 жыл бұрын
ፈታዊ ሚለን ሃይሉ ክክክክ በል ተማሰሎ እምበር እቶም ፈተውታ ዝብል ኣርእስቲ ኣልዒሉ ጉድኩም ከውጻኩም ኢዩ
@kenanseret5637
@kenanseret5637 4 жыл бұрын
ፈታዊ ሚለን ሃይሉ ክክክክ በል ተማሰሎ እምበር እቶም ፈተውታ ዝብል ኣርእስቲ ኣልዒሉ ጉድኩም ከውጻኩም ኢዩ
@justiceseeker1247
@justiceseeker1247 4 жыл бұрын
ፈታዊ ሚለን ሃይሉ kkkkk ni milion kia ab qerba gize alata texebeya sheiu eka kab profilka tewrida milion tibhal gul kia xelaeku sinetbebena keymeslekum qebzar yiakla eyu eza ቀላል።
@robelfitwi2342
@robelfitwi2342 4 жыл бұрын
ኣነ ዝገርመኒ ስለምንታይ እዩ ኩሉ ፊልምታት ሃገርና ኣብ መስተን ዝምዋን ዝተሞርከሰ . ማራ ዘሕፍር ወለዶ መንነትና ኣጽሊእኩምና 😭😭😭, በጃኩም መሃሪ ነገራት ስርሑልና ክብል ይደሊ.
@suedhafiz5429
@suedhafiz5429 Жыл бұрын
ስለምንታይ ሲ እቲ ጊዚ ኢዩ ወይ እቲ ሰብ ኢዩ ምስ ጊዚካ ኢካ ትከይድ ኣብዚ ጊዚ ካኣ ምጭዋይ ምቅታል ምዕማጽ ኢዩ ዘሎ
@user-nr8mh2dm1f
@user-nr8mh2dm1f 4 жыл бұрын
ዳኒ ያኣከ ኣታ ቡሉጽ መምህር ናይ ስነጥበብ በሎም ድኣ ተተማሃሩ አንበር ኣወሪዶምና ኢዮም ሓቀኛ ዝዛረብ ሰብ ኣይ ፍቶን ኢዩ አንበር ሓቀኛ ሰብ ድዛረብ ደድስማዕ ኩሉና ምተማሃርና ኔርና ኣጆካ ጥራይ ቀጽሎ
@meradedeart9949
@meradedeart9949 4 жыл бұрын
ኣጆካ ቀጽሎ እዚ ህየሳ ብዝኮነ ከይተቃርጾ ከይደንጎካ ምጸና ኩሉ ዳህስሶ ኣብ ጎንካ ኣለኩ
@user-ci3fi8gd2r
@user-ci3fi8gd2r 4 жыл бұрын
ዳኒ ብጣዖሚ ንፍዖ
@kenanseret5637
@kenanseret5637 4 жыл бұрын
ሕማቕ ፊልም ኣይኮነትን ! ምኽንያቱ.... ፊልም ኣይኮነትን 4 ነጥቢ ክክክክክ
@wedigrmayxaeda5321
@wedigrmayxaeda5321 4 жыл бұрын
Ja 👍
@berihutesfa9895
@berihutesfa9895 4 жыл бұрын
Kkkkkkkkkk
@habenman2421
@habenman2421 4 жыл бұрын
Eway eza wedi tgebrom zela nezom dersti beeee
@danielmekonen6031
@danielmekonen6031 4 жыл бұрын
Kenan Abraham Hakika nay behaki
@NOnonon89325
@NOnonon89325 4 жыл бұрын
ትክክል ዘረባ ኣነ 2 ፓርቲ ምስ ረእኩዋ ኣቃሪጸያ ብፉጹም ዝስሕብ ነገር የብላን
@yemanehaile5777
@yemanehaile5777 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ጽቡቕ ትዕዝብቲ ዳኒ ቀጽሎ ንዕቀት ናይ ተዓዘብቲ ዩ ከምኡ ዘስርሖም ዘሎ።
@user-vr4dz9fd6k
@user-vr4dz9fd6k 4 жыл бұрын
ናይ በሓቂ መሃሪ ከምኡ ውን ንፊልምታት ሃገርና ናብ ዓቢ ዝላ ዝመርሕ ህየሳ ኣጆኻ ቀጽሎ የቀንየልና ኸኣ በዚ ኣጋጣሚ ብዙሕ ንመሃር ኣለና።
@negatuamay7965
@negatuamay7965 4 жыл бұрын
ዳኒይ ሐወይ ብመንፋዓትካ ዝአክል ናይ ሐደ ወሪሐይ ዳሞዘይ ንዓካ ክወፍየልካ ኢዩ ቀጺሎ ኣብ ጎንካ ኣለና
@user-lh6gr9qw6p
@user-lh6gr9qw6p 4 жыл бұрын
MAHDER BRODUCTION ብጣዕሚ ጽቡቕ ኣገላልጻ ገሊጽካያ ኣዝየ የድንቐካ በሊሕ መንእሰይ ብምቕጻል ሓንቲ መግለጺ ክትህበላ ዝጽበ ሓንቲ ቻነል ኣላ ዛራ ፍልጠት ትብል ሰይጣናዉን ኣጸያፍን ከም ግብረሰዶማዊ መብርህታት ኢያ ትህብ ኣብ ሕብረተሰብና ጥቕማ ዶ ይበዝሕ ወላ ጉድኣታ ይበዝሕ ኣብዚኣ ጸቒጥካ ገለ መብርሂ ክትህበና ተስፋ ይገብር ምስ ሰናይ ይቕራታኡ
@hagerey672
@hagerey672 4 жыл бұрын
Btami eka belih, nay mecheresta resah channel eya zara fltet!
@passionchannel1663
@passionchannel1663 4 жыл бұрын
ኤፐፐ እዛ ቻናል እዚኣ ከምዚ ትብልዎ ዘለኹም ዘይክተሖጉሰኩም ወይ ውን ክትጸልእዋ ትኽእሉ ኢኹም፡፡ ብልክዕ ውን ኣብዚ ናይ ግብረሶዶም ዝብል ኣርእስቲ መጠኑ ዝሓለፈ ግዜ ተዛሩቦምሉ እዮም፡፡ እዝን ካልኦትን ብዘምጽኦ ጸገማት ንሓደ ወርሒ ብዘይረብሓ ካብ ስራሕ ኣቃሪጻ ምህላዋ ክትፈልጡ ይደሊ፡፡ ብምቅጻል ንሓደ ካልእ ቻነል ክነቅፍ ምስ ዝብገስ ኣብ ሞንጉኦም ካልእ ጽልኢ ክፍጠር ስለዝኽእል ናብ ካልእ ዘይተደልየ ህውተታ ክኣትው ስለዝኽእሉ ካብ ከምዚ ነገራት እንተ ተገለለ ይበልጽ ይብል፡፡ ዳሕራይ ሓንቲ ቻነል ንሓንቲ ትካል ምስ እንጸልኣ unsubscribe ብምግባር ክንርሕቀላ ዝበለጸ እዩ፡፡ እዚ ናተይ ስምዒታት እዩ፡፡
@altenpflegeisteineberuf4368
@altenpflegeisteineberuf4368 4 жыл бұрын
@@passionchannel1663 : imo himak channel ayitexo dika tibil ..zoloka himak dea muxaw wey dis like zey kone kiser keman alowo .
@hagerey672
@hagerey672 4 жыл бұрын
@@altenpflegeisteineberuf4368 👊👍
@user-lh6gr9qw6p
@user-lh6gr9qw6p 4 жыл бұрын
@@passionchannel1663 ጽቡቕ ኢኻ ዘለኻ ኩቡር ሓዉ የግዳስ ኣብ ሞንጎና ጽልኢ ከይፍጠር ኢልካ ንሕብረተሰብና ሕማቕ ትምህርቲ እንዳ መሃሩ ስቕ ኢልካ ከትዕዘብ ጽቡቕ ኣይኮነን ከይብሉኒ ዝብል ሓሳብ ሒዝካ ክትዕበጥ ኣይጽቡቑን
@user-cu8xm2hl6j
@user-cu8xm2hl6j 4 жыл бұрын
ዋውውውው ዳኒየ እንቃዕ ብሰላም መጻእካ ፡ እንዳደንጎካ እንበር ናይ ብሓቂ ጽፉፍ ስራሕ እካ ተቅርብ ፡ ኣነስ ብሃንቀውታ እየ ዝጽበየካ ኣነስ ፡ ኣጆካ ግን ኣድነቅትካ ኣብ ጎንካ ኣለና ካባካ ካልእ ክንደይ ብዙሕ ብዙሕ እና ንጽበ ። god bless you dani ንቁሕ ወለዶና
@habenkahsai5794
@habenkahsai5794 4 жыл бұрын
I never seen like this smart guy, I really appreciate you bro keep it up 👍
@user-rk8ml5mt6d
@user-rk8ml5mt6d 4 жыл бұрын
ጽቡቕ መኣረምታዩ ዳኒ ኸም ወትሩ። ነዘታባቡዕኻ ሰባት (ደገፎም ዝገልጹልኻ ) ❤️ ኣይትብቐቀሎም ምስ ልቢ ተዓዘብትኻ ኸወሃህደኻ ዩ ።
@missyoumom8697
@missyoumom8697 4 жыл бұрын
ኣታ ንስካ ሓያል ሰብ ኢካ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ብሩክ
@yemanengusesandro6792
@yemanengusesandro6792 4 жыл бұрын
ሓያል ሰብ ንዝጎደለ ዝምልእ እምበር ንዝመለአ ዘጉድል ኣይኮነን
@missyoumom8697
@missyoumom8697 4 жыл бұрын
@@yemanengusesandro6792 ሓቂ ስለ ዝተዛረበ ዲካ ሓሪካ ሕጂ
@misghinaoqubaynetinquietep7006
@misghinaoqubaynetinquietep7006 4 жыл бұрын
ሓቂ ወይ ሞት ዩናይትዳዊ nenewit mndal tray zeykones xeribka chenafra alika eu zemelkala azerarbay kthzeni nhna nhna knnakef alena tigrignana ms zxreb eu protocolu zhlu so ksrahalu alewo
@nattyog3015
@nattyog3015 4 жыл бұрын
@@misghinaoqubaynetinquietep7006 ትግርኛ ክጽረብ ፧ እስከ ኣብርሃለይ ፧
@nattyog3015
@nattyog3015 4 жыл бұрын
@@yemanengusesandro6792 ንዝመልአ ! 😂😂 ምሉእነት ተራእዩካ ኣብ'ዛ ፊልም
@user-xm3io6oi3g
@user-xm3io6oi3g 4 жыл бұрын
መ/ር ስ መ/ር ይወልድ ኣገናዕ ዳኒየ ጅግና
@nahomissac4957
@nahomissac4957 4 жыл бұрын
እታ ኣብ 7:33 ዘላ script ዘይኮነ ናይቶም ሰባት ናይ ገበን ሪከርድ እዩ ዘንብብ ዘሎ ። ኣብ ዘረብኡ ብዛዕባ ምትላሎም እዩ ዘንብብ ዘሎ ። ብዝተረፈ ምሳኻ ይሳማማዕ ጽቡቕ ።
@gedlientertainment2952
@gedlientertainment2952 4 жыл бұрын
ane keman kemu kbl xenihe suq elu 22,23 enda bele kqoxir xenihu
@nahomfreedom4051
@nahomfreedom4051 4 жыл бұрын
ብራቮ ጽቡቅ ኣስተዊዒልካ ።
@yirgariesom8340
@yirgariesom8340 4 жыл бұрын
ብራቮ ናሆም
@kabkone5196
@kabkone5196 4 жыл бұрын
No komu aykeonen. Eti mastika kab af seb zserik eiu gele ab nay geben wereketu komu zbil kixhaf aykoeln eiu wela nsu keman kishmded ykeal neyru gin yeililo eyu zelo degimkum reaywa
@tomasmelake7680
@tomasmelake7680 4 жыл бұрын
Nahom Issac ja ane wn kemua kbl xenihe xubuk astewialka! Tm elu ykoxr
@habtomberhane5425
@habtomberhane5425 4 жыл бұрын
በረም በጣዕ ፈኸራ ዝበዝሓ ፍልም፡ ኣነ እውን ኣይዓገብኩላን ነረ ሞ ሕጅ ልክዑ ህብካዮ ኣለኻ ንኣወል መምሃር ይኾኖ፡ ካብ ኣዝማርኖ ወጽኡ ከም በዓል ለምለምኖ ሸውትኖ ዝብሉ ቃላት ከዘውትር ንምነየሉ። ኣጆካ ዳኔኤል ነብሪ❤
@ANYE.MiCHELE
@ANYE.MiCHELE 4 жыл бұрын
Geziu hemak eyu emo xelot negeber!! 🙏🙏🙏
@mizankeshi4276
@mizankeshi4276 4 жыл бұрын
Aenes kichi aemxiaetley gedifka:: so Thank you
@mihtetabtesfaytesfaeyusnqe431
@mihtetabtesfaytesfaeyusnqe431 4 жыл бұрын
ዳኒ ኣቦ ስነ-ጥበብ ሂየሳ ኢለካ ኣለኹ 100%ፐርሰተጅ ዕመን ጥዕናን ያሃብካ ፈጣሪ ከማኻ ኤርትራዊ ኽርኢ ከለኹ ማራ ኢየ ዝሕበን ኣጆኻ ቀጽሎ።
@bin5644
@bin5644 4 жыл бұрын
ኣብዚ ኣዝማሪኖ ትብእልስ ምስካ ይሳማማዕ እዩ ናዞም ደቂ ገጠርስ ከም ዘይ ንሓሳብ ከምዘይ ንፍልጥን ገሮም እዮም ዝፈልጥና እዚ ክኣ ነዞም ናኣሽቱ ወለዶ ሕማቅ መልእክቲ እዮም ዘማሓላልፊ ዘለዉ
@okubaymichael6771
@okubaymichael6771 3 жыл бұрын
ባዕሎም ኣዝማሪኖ እዝማሪኖ ምባል የብዙሕልና ሞ ኣዝማሪኖ ሓሳዊ ክንብል ንግደድ....
@russomkidane7188
@russomkidane7188 4 жыл бұрын
ሓንቲ ሕቶ ዳኒ ክሓተካ ብምንታይ ዓይነት ሞያ ኢካ ተመሪቃ ወይ ተጽንዕ ማራ ስለ ዘድንቀካ እየ መልሲ ግድን ክጽበ thank you so much
@user-fh6vh1wx5u
@user-fh6vh1wx5u 4 жыл бұрын
Ab eritrea 9 kfli bexhu nieru msay hiji gn ab england eyu zelo entay moya kem zelewo ayfeltkun.
@nattyog3015
@nattyog3015 4 жыл бұрын
@@user-fh6vh1wx5u ኣበይ ገዛውቲ ?
@nattyog3015
@nattyog3015 4 жыл бұрын
@@user-fh6vh1wx5u ኣበይ ቤት ትምርቲ
@ste972
@ste972 4 жыл бұрын
@@user-fh6vh1wx5u I am in England studying. I would love to connect with this jgna
@habenshishsyge4880
@habenshishsyge4880 4 жыл бұрын
@@nattyog3015 Abi kebabi senafe high school Emba Soyra.
@saye9sm470
@saye9sm470 4 жыл бұрын
🌟⚡️ኣምበሳ ኣምበሳየ ብሉጽ ትንተና👌💯
@meronkibrom8039
@meronkibrom8039 4 жыл бұрын
ጽብቕቲ ካብ ፍርያት ስነ-ጥበብ ዓድና ትብላ ስራሕ አባ ኸኣ ከምዚ ጌርካ ተንቲንካ ስርሓ፡ ካብ ኣድነኣቅትካ አየ። thank you bro
@edengorgo3171
@edengorgo3171 4 жыл бұрын
Dani never stope what you are doing until your heartbeat stopes. You are smart you are gifted. This will help the eritrean filmindustry become better. People should respect art, doing art is expensive, but it seems nowdays people call themselves artists easily, because no body critisize them. Thats y Dani we need you. Kem temen riesi riesom belom.
@user-xu7gk3yb3x
@user-xu7gk3yb3x 4 жыл бұрын
ንስካስ እንኳዕ ተወለድካ ማርያምን በሎም ነዞም ወስላታት።
@user-vv3sy1wo4k
@user-vv3sy1wo4k 4 жыл бұрын
ሰላም ኩቡር ሓው እዛ ማርያምን ትብል ቃልካ ትርጉማ ምነገርካኒ
@esuesu6967
@esuesu6967 4 жыл бұрын
አብ 7:38 ደቂቅ...ዘሎ ነገር ብዛዕባ እቶም ንጓሉ ካብቲ ተሰዊራቶ ዘላ ቦታ መዝሒቆም ከውጽኡለይ ይኽሉ እዮም ኢሉ ዝሓረዮም ሰለስተ ሰባት፤ ብዛዕባ ድሕረ-ባይትኦም ሓደ ብሓደ ኣብ ወረቀት ድሕሪ ምጽሓፍ፤ ነቲ ፓሊስ ካብ'ቲ ዝጸሓፎ ወረቀት፤ መንነቶም ወይ ድማ ድሕረ ባይትኦም እዩ ዝነግሮ ዘሎ። ስለዚስ የንብብ ኣሎዶ ጅንዕፍሪት ትብል ኣለኻ፤ እወ የንብብ ኣሎ፤.... ስለዚ ኣብዛ ዝብለካ ደቂቅ ጽቡቅ ጌርካ ኣስተብህለላ ብጻይ።
@hanivalgebru8536
@hanivalgebru8536 4 жыл бұрын
Wexika tezareb tistus weyal
@esuesu6967
@esuesu6967 4 жыл бұрын
@@hanivalgebru8536 wedi shermuta entadiekaye wexiye zizareb ms kemzi kemaka bado resom mimlilasey keman yeguhyenilo
@hanivalgebru8536
@hanivalgebru8536 4 жыл бұрын
@@esuesu6967 kkkk bado ni baelika nimen bado kitibil bikemeyin, nimntayin, silemntayin felalika kitgelxi zeytikil seb sie bado kitibil teseter bejaka dehar key tihafir wirdetena zitebahle xerfi gin ni kemzi kemaka u tesemu.
@esuesu6967
@esuesu6967 4 жыл бұрын
@@hanivalgebru8536 bzaeba badon donkoron felatn yxnehalnamo..... mejemerya nska eka zeykewn zereban xerfin amxika...... ane abti nay comment mewhabi reytoy eye hibe comment eye xhife.... haqey diye tegagye derasi trayu zfelto.... nska gn abzeyele ajewjew atika texarifka kea... neay aytfeltenn eka... kemu elka kitxhf aynebereka..... slezehreqkani gn ane wn dlayey aynet xerfi kixaref kixaref aqmi kemzeleni keflteka ele xerifeka... tegagika agagikani... hji gn anen nskan kem qolu kinxeraref ayexebqelnanyu... sheytan des keyblo.... nteareq zarkey... hade mealti kinrakeb ena kinshq ena shahi kinseti ena cheers zarkey
@hanivalgebru8536
@hanivalgebru8536 4 жыл бұрын
@@esuesu6967 wawww koysom ziarkey yikreta ane win bimgigayey
@user-ep1ym9wr6c
@user-ep1ym9wr6c 4 жыл бұрын
ዳኒ ሐወይ ብጣዕሚ ጽቡቅ ኣገላልጻ ። ኩሉ ስርሐትካ እየ ዝከታተሎ so ስራሕትካ ድማ ዕግበት እዩ ዝህበኒ በዚ ዘለካዮ እንተቀጺልካ ብዙሕ ክትሰርሕ ተስፋ ይገብር ከምዚ ከማይ ሰነፍ ሰብ ብጉዳይ ፖሎትካ ጉዳይ ምሕደራ ህወትን ደርፍን ፊልሚን ካልእ ካልእን ከምዝይ ዓይነት ምስ ሙሉእ መርትዖታት እናምጻካ ትህምርቲ ትህበናን ስፍሐት ኣተሐሳስባን ንክህልወና ትሃንጽ ኣለካ የቀንየልና ድማ ።
@mikigoldenboy
@mikigoldenboy 4 жыл бұрын
Thank you Dani kulu gelitskayo ! Qexlo 👍🏽
@starboy8162
@starboy8162 4 жыл бұрын
ኣርዓዶም፣ ኣፍጠጦም፣ ኣጆኻ ቐጽሎ !!!!!!!! !!!!!
@amanhiyab384
@amanhiyab384 4 жыл бұрын
Serserom asheberom anawoxom
@binyamsamsomsamsombinyam112
@binyamsamsomsamsombinyam112 4 жыл бұрын
ሞይተ ዲየ ገለ ይበልዕ ነይረ ሰርኒቅኒ ጽሕፈትካ ክክክክ
@starboy8162
@starboy8162 4 жыл бұрын
@@binyamsamsomsamsombinyam112 🤣🤣
@tesfazeru5629
@tesfazeru5629 4 жыл бұрын
ጎበዝ። እንተ ንሱ እኳ ብትዕቢት ተመሊኡ ስለዝመስል ኣበይ ከይምሃረላ እንተ ንሕና ግን እቲ ፊልሚ ክንርኢ ከሎና ስለምንታይ ዝሽልትወና ንብል ለካ እቲ ንርእዮ ብስሩ ፊልም ስለዘይኮነ እዩ። ብኻልእ ክሳብ ትመጽኣና ሰናይ ቅነ።
@mikiyatlove9608
@mikiyatlove9608 4 жыл бұрын
ኣበይ ኢኻ ርኢኻዮ ትዕብተኛ ምካኑ ስቂልካ ዝገበርካዮ ዘይብልካ ሃተፍተፍ ትብል ዘለኻ
@aronkidane9199
@aronkidane9199 4 жыл бұрын
Meshem seb naxa koynu ente tezaribu betabit ika tehasbo athasasbaka keyr
@solomonpetros2523
@solomonpetros2523 4 жыл бұрын
@@mikiyatlove9608 siq eske beli abey adeki tfeltyo .awelin qichan da kulu seb yfeltom
@martabinyam4537
@martabinyam4537 3 жыл бұрын
Dani eko nsrhom eyu zneqf zelo ember personal wey private life aykonen. Tibit kea nieom eyu zgodom. Dani negativ naysrhom tray ente tezarebe art nay Eritrea kmehayesh ilu ember nieom keneais elu aykonen. Slezi niska kea ebuy kikewin wey keykown abti agedasi wey abti bzaeba agedansi koynu zelo arsti comment ente tsihafka yihayish.
@tomastesfamariam1933
@tomastesfamariam1933 4 жыл бұрын
ኣታ ንስካ ክንዲ ሽሕ ኢኪ ጽቡቕ ትንታነ እዩ ኣንበሳየይ ቀጽሎ👏👏👏 so Thanks more bro 💯💯💯✅...🇪🇷🇪🇷
@ineedfreedombecauseiamblac4318
@ineedfreedombecauseiamblac4318 4 жыл бұрын
ንፉዕ ኣጆኻ ቀጽሎ!!! ካባኻ ኣነን ከምዚ ከማይን ብዙሕ ታማሂርና ኢና:: Bravo 👏🏾.👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👏🏾👏🏾👏🏾
@Tonnn4545
@Tonnn4545 4 жыл бұрын
ትውድሶ ጽቡቅ ፊልም ወይ ደርፊ እንተሎ ኣቅርበልና ኢካ ንቶም ጹቡቅ ዝሰርሑ ካ ሞራል እኮኖም።
@mussieberhane6085
@mussieberhane6085 4 жыл бұрын
Welcome back ma best bro !
@anbes492
@anbes492 4 жыл бұрын
ኣንታ ንስካ ዉዱእ ኢካ ናይ ብሓቂ ወዲ መምህር ነብሲ ከማካ ተትበዝሑ ፊሊም ሃገርና ስነ ስርዓት ምሓዘ ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ዝኮነ ትምህርቲ
@senayawalom8155
@senayawalom8155 4 жыл бұрын
ዳኒ ሓወይ እቲ ኩሉ ጊዜ ኣብ ፊልምታት ሃገርና ዝዕዘቦን ዝሓስቦን ዝነበርኩ ኩርነዓት ብ ምግላፅካ ብጣዕሚ የመስግነካ ኣምላኽ ይባርኽካ ዝዓርከይ
@tesfausnkey6705
@tesfausnkey6705 4 жыл бұрын
Zeriet wedi aleka,dka dia
@senayawalom8155
@senayawalom8155 4 жыл бұрын
@@tesfausnkey6705 አለን አለን ሰበይ መን ክብል
@gebrehailu2874
@gebrehailu2874 4 жыл бұрын
ኣዝማሪኖ ነቲ ወዲ ሃገረሰብ ከም ሓደ ዘይፈልጥ እተ ገልግል ሰይጣናዊት ስም ፎ ባህልናን መንነትና ቁልቁል ኣፉ ተኺላቶ
@merhawimengstou1511
@merhawimengstou1511 4 жыл бұрын
ኣዝማሪኖ መጥፍእ ዓዲ እዩ ኣጅውካ ዳኒ ሓወይ ቀጽሊ ጥራይ።
@tedrosgebrhiwettedihazard9735
@tedrosgebrhiwettedihazard9735 4 жыл бұрын
Betami Beravo Edmen Tena yahbka fetari
@user-qj5vk6ot2m
@user-qj5vk6ot2m 4 жыл бұрын
ዝኸበርካ ዳኒሓወይ ናይ ብሓቂ አየ ዘድቀካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ። አብዚ አዋን ጌጋታት ምንቃፍ አዩ ዘድልየና ዘሎ ምኽንያቱ ጽቡቅ ጽቡቅ አዩ ምሙጋሱ ቡዙሕ አየድላዪ አይኮነን ምኽንያቱ ኤርትራዉያን ምሙጋስ ኢና ለሚድና ንዝሞገሰና ንንአዶ ዝነቅፍ ድማ ንጸርፎ ኖኖኖ አዚ ቅቡል አይኮነን ቀጽሎ ዳኒ ሓወይ።
@zenamebrahtom2024
@zenamebrahtom2024 4 жыл бұрын
ኣነስ ኣወል ኣወል ምስ በሉኒ አየ ሪኢያ ማራ ክኣ ኣሰልሻያትኒ so ጽቡቅ ትንታነ ኣብዚ ጓል ክትጭወየሉ ኢሎም ዘቐረብዎ ቦታ ኣይኮነን ክትጨውየሉስ ገንዘብ ወዲቁ ጸኒሕካ ከተልዕሎ ከማን ኣጸጋሚዩ
@awetbeletse7025
@awetbeletse7025 4 жыл бұрын
aygermekan entay ayney dey hasib Director eyu hulkus
@selemunteklemariam9065
@selemunteklemariam9065 4 жыл бұрын
Nezi nfua hawna Daniel tentani sne Tbeb nhagzo baqmna
@alemxewar94
@alemxewar94 4 жыл бұрын
@@awetbeletse7025 xerfi ayedln eyu bro zserih seb eyu zgage yierem kea xerfi gn seb yhasi ember ayirmn eyu
@awetbeletse7025
@awetbeletse7025 4 жыл бұрын
@@alemxewar94 Xebuk aleka/ki kem xerfi aykonkun hasibeya gn eti negerat eyu thank u kea xerfi kea n seb kem dhasi dhaberkani/ni 🙏🙏🙏
@alemxewar94
@alemxewar94 4 жыл бұрын
@@awetbeletse7025 des endabeleni
@iampruodmyselfsami8155
@iampruodmyselfsami8155 4 жыл бұрын
እወ! ምልክት ጥፍሽና 'ዩ እዚ ከምዚ ዓይነት ስራሕ ምስራሕ ። ዝጠቅምን ዘይ ጠቅምን ስራሕ ሒዞም ይመጹ ኣብ ሜድያ ምድፋር ክብሉዎ ከምዚ 'ዩ ተዓዛባይ ተደፊሩ ኢዩ ኣብዛ ፊልሚ ጥራይ ዘይ ኮነ'ስ ኣብ ብዙሕ ፊልምታት ሃገርና ኢዩ ከምዚ ተርኢዮታት ዘጋጥም ዘሎ ተገዳስነት፡ሓላፍነት ይድሊዮም ኣሎ ።
@user-jr4jx1fw5r
@user-jr4jx1fw5r 4 жыл бұрын
*ከመይ ጌርካ ብደቂቕ ኣስተውዒልካሉ ከይገረመኒ ኣይተረፍን ናይ ብሓቂ ዓይንኻ ዓይኒ ንስሪ ኢዩ ምስትውዓልካ ከኣ ብዓቢኡ*
@user-pr6lj2yq7i
@user-pr6lj2yq7i 4 жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ደኒተይ ምቁር❤
@user-ws3cw2wz3b
@user-ws3cw2wz3b 4 жыл бұрын
ጽቡቅ ህየሳ ኢዩ ዳኒ። ግን እዞም ስነጥበባውያን ሃገርና ብትምህርቲ ወይ ኮርሳት ስለዘይኣትውዎ ክንድዚ ውዱእ ዓቢ ስራሕ ዘይምጽባይ ኢዩ።
@NormalUser22
@NormalUser22 4 жыл бұрын
ናይ ትግራይ ፊልምታት እውን ሕውስ ኣቢልካ ሃይሰልና ሓደ ሓደሻብ። ትግርኛ ትግርኛ እዩ ኢለ እየ። ሓውካ ትግራዋይ።ኣብነት ገሬ እሙን፡ እዛ መሬት. ... pls ከይትፃረፉ። ኣድናቂካ ትግራዋይ።
@nohnoh4127
@nohnoh4127 4 жыл бұрын
እንታይ ገይርናካ ነጸርፍካ ኣታ ጽቡቀይ ፡መን ዶ ኣሎናዮ ብዘይካኩም ፡
@asmeromkebedom4238
@asmeromkebedom4238 4 жыл бұрын
Respect 👍
@merhawihabtay4810
@merhawihabtay4810 4 жыл бұрын
ገሬ እሙን ፊልም ኣይኮነን ዝበሃል ሓወይ ተኻታታሊ ኮሜዲ እዩ ፊልምን ኮሜድን ኣይራኸብን
@user-ed3qm3gg6b
@user-ed3qm3gg6b 4 жыл бұрын
ፊልም ከ ኣለኩም ድዩ ዓጋመ
@kohyatomedia8568
@kohyatomedia8568 4 жыл бұрын
Film alekum dyu tgrewot dea bhji dea yterelkum ember
@nahomfreedom4051
@nahomfreedom4051 4 жыл бұрын
ብራቮ ዳኒ ብጣዕሚ ጽቡቅ ህየሳ ። ኣብታ script የንብብ ኣሎ ዝበልካያ ግን ተጋጊካ script ዘይኮነ ናይቶም ሰባት ሕሉፍ ገበኖምን ባህሪያቶምን ዩ ዘንብበሉ ዘሎ። ንኣብነት ሓደ ፈራዳይ (ዳኛ) ኣብ ፊልም ጽሑፍ አንዳንበበ ዩ ዝዋሳእ።
@amantmichael491
@amantmichael491 3 жыл бұрын
ኣብታ ፊልም እዮም ከምኡ ሓሲቦማ እምበር ሓቁ ኣሎ ዳኒ ስክሪፕት'ዩ ዘንብብ ዘሎ
@shammedia6918
@shammedia6918 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ እዩ ፡ እቲ ንዓይ ዝገርመኒ ናይዛ ፍሊም ፡ ፖላይስ ናበይ ምስ ከዱ ኢዮም እዞም ዓዋሉ ነዛ ተጨውያ ዘላ ጋል ብ 1 ሚልዮን ዝደልዩዋ ዘለዉ ፡ኣብዚ እውን ሓደ ዓቢ ጌጋ ኣሎ ።
@user-vn5rd1lt1b
@user-vn5rd1lt1b 4 жыл бұрын
ኣርኩ ኤርትራ ፖሊስ የብላን
@awetsolomunsolomun2350
@awetsolomunsolomun2350 4 жыл бұрын
ን ፊልም ብ መዓሙቅ ክንሪኦ ንእትገብረልና ኣስተዋጽኦ አመስግነካ
@abielmy2448
@abielmy2448 4 жыл бұрын
You are a very articulate young man. Appreciate your commentary. Keep going.
@dawitkahase7492
@dawitkahase7492 4 жыл бұрын
I'm proud of you dani hawry kemeiu gerka da gegatatom ngerelna ember nay lomi zelowus beka film yofetu eye emo tewasiay kikewin eye, derfi yifetu eye emo darafay kikewin eye eyom zibllu slezi kemzi gerka hanatsi zikone srahat enda akrebka kemzikiyeru gber eka
@popentertainment5720
@popentertainment5720 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ፊሊ ሓወይ ኤርትራዊ ፊልሚ ምስራሕ እንበር ፊልም ምስጥምቃር የለን እዚ ናትካ ስራሕ ኣብ ኩሎም እንተ በጺሑ ንክእርሙ ጠጠንቂቆም ንክሰርሑ ዝደፍእ እዩ ንኩሉ ገግብኡ ሃቦ ኢካ ሱቅ ኢልካ ፊልም ኢልካ ምዝርጋሕ ኣይኮነን ብ ጥንቃቀ ክትንቀፍ ዘይኮነ ክንኣድ ኣለዎ ኢሉ ሰብ ኣዋሕሊሉ ክሰርህ ዝድርክ ስራሕ እዮ እሞ ጽቡቅ
@user-xj2jd2gn1g
@user-xj2jd2gn1g 4 жыл бұрын
ዳኒ ሓወይ እንቃዕ ብደሓን መጻእካ Dasna extra ከኣ ደረፍትና ናይ ሎሚ ጽቡቅ እዮም ዘለዉ ኢሉ ክከላከለሎም ፈቲኑ፡ ግና ዝበዝሕ ተኸታታሊ ነቂፍዎ ዝበዝሕ እዚ ከኣ ማዕረ ክንደይ እቲ መንእሰይና ኣብ ንቅሓት ይጎዓዝ ከም ዘሎ ዘርእየካ እዩ። ኩሉ ሰብ ነናቱ ሓሳብ ኣብ ሓደ ዕላማ ከብጽሖ ኣለዎ። ከማካ ዳኒ ንመንእሰያት ዘንቅሑ ክበዝሑልና ኢና ንደሊ ኣብ ኩሉ ማሕበራዊ ሂወት፡ ሰብ ኣብ ብርኩ ምስ ተመርኮነ ደሓር ካብ ካልኦት ፍልጠት ክኣሪ ኣለዎ። ዳኒ እቲ ዘሑጉሰኒ ናትካ ዘይተራየ ጎኒ እትጥምት ምካንካ እዩ፡ እዚ ከማ ማዕረ ክንደይ በሊሕ ሙካንካ ዘርኢ እዩ so ኣጆካ ኣነ እካ እዛ ፍሊም ኣይከታተላን እየ ግና እቲ ኣቅሪብካዮ ዘለካ መርትዖታት እኩል እዩ። ብፍላይ ኣብዛ ናይ ኣወል ፍሊሞን ኮይኑ ዝዋሳእ ኣብ ኣሰራርቃ ትምልከት 18:00 ደቂቅ ዘላ እያ። ካልአይቲ ከኣ ኣብታ በዓል ብሽክሌታ ገጹ እና ሸፈነ ዘርኢ ስእሊ እያ። ኣነስ Netflixs ኣለኒ በቃ American Film እየ ዝርኢ ዝበዝሕ እዚ ማለት ግና ነቲ ናይ ዓድና ፍሊም ኣነኣእሶ ኣለኩ ማለት ኣይኮነን። መን ኣሎ Haus des Gelds ዝረኣያ ማለት ኣነ ብ Deutsch እየ ተኸታቲለያ። Prison break The walking dead ናይ Tupak film
@abelabi6782
@abelabi6782 4 жыл бұрын
prison break eta ab hiwet bzuh zmeharetni film trgum hwenet ,sdrabit , fkri, erknet entay ke zeytmeharela: ente nay beal awel znebereka yetfuelka::
@user-xj2jd2gn1g
@user-xj2jd2gn1g 4 жыл бұрын
@@abelabi6782 *** ናይ ብሓቂ ኣቢ ሓወይ ልዕሊ ኩሉ ኣብ ሕውነት ዘሎ ፍቅሪ ማራ ትገልጽ ፍሊም። Mayco ንሓዉ ካብ ሞት ከውጽኦ ክንደይ ላዕሊን ታሕትን ዘይበለ፡ ከምኡ ውን sara ምስ mayco ዝነበራ ፍቅሪ ኩሎም እቶም እሱራት ኣብ መወዳእታ ፍቅሪ ስድራቤት ፍቅሪ ኣዕሩክ መሓዛ ኩሉ ዝሓዘት ፍሊም። ኣብ ኤርትራ ፍርቃ ምስ ረኣኩዋ ኣብዚ ዓዲ ከኣ ኣብ ውሽጢ ሓደ ሰሙን ምሉእ 5 season ምስ ተኸታታሊ 90 ክፋል ወዲአያ። ካልኣይ ግዜ ከማን ደጊመያ ዳርጋ ክውድኣ ቀሪበ። ብሓቂ ገሊጽካያ ኢካ ከምኡ ፍሊም ኣብ ሃገርና ቀደም ጠፊኡ ሎሚ በቃ ለጋጊብካ 20 ክፋል ተብጽሓ ኣብ ሞንጎ ብዘይ መወዳእታ የቃርጻ ከመይ ጌርካ 20 ደቂቅ video ተርእዮም ካብኡ እቲ 10 ደቂቅ ሃጠው ቀጠው እዚ ውን ካብቲ 20 ደቂቅ 2 ደቂቅ ኣይትምሃርን። ኣታ ናይ ጸዓዱ ፍሊም ዘፍትወካ ደኣ ካብ ነፍሲ ወከፍ ደቂቅ ትምህርቲ ትቀስም ሕማቅ ይኩን ጽቡቅ
@qanapage5712
@qanapage5712 4 жыл бұрын
Dani smart boy welcome bro ግደፍ ምሽ ምስ hollywood ምስ ኣብ ኣሜሪካ ዝርከቡ youtubers ክወዳደሩ ኣይክእሉን ኢዮም።
@user-mv9fk6qu8r
@user-mv9fk6qu8r 4 жыл бұрын
ኣታ ንስካስ ብጣዕሚ በሊሕ መስተውዓሊ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@emeymekseb469
@emeymekseb469 2 жыл бұрын
I am very proud of you and thankfull to have you as a brother lots of love
@user-oz3ly8ch8x
@user-oz3ly8ch8x 4 жыл бұрын
*ኣቱም ይሕዋተይ እዚ መንእሰይ እዚ ወርቂ ዝኾነ መንእሰይ እዩ በጃኹም* coment #like *ጌርና ኣብ ጎኑ ኑኩን*
@afrooeritrea9995
@afrooeritrea9995 4 жыл бұрын
Lomii After 7 min ytsihff alekuu danii Welcome
@altabob150
@altabob150 4 жыл бұрын
Dongeka keman zarkey
@afrooeritrea9995
@afrooeritrea9995 4 жыл бұрын
@@altabob150 ygerimekaaa eu Habibi fezizeee doo hahhaha
@altabob150
@altabob150 4 жыл бұрын
No zarkey kemui ey tebel guday korona eu ke zekwen kemey ke dehan deka kabezi hemam ke
@afrooeritrea9995
@afrooeritrea9995 4 жыл бұрын
@@altabob150 guday Coronavirus gumama eu zeloo AMLAK mhretuu ywrdelina. Kab gezaa mwitsaee yelen bess.. sirah gin alo hji katiuu eyee bwegenka ke?
@altabob150
@altabob150 4 жыл бұрын
Amlak yemsegen xebQ aleku ane da gen ey teferah zarkey wenn du angst hast..... korona kommt zu dir.
@segengebremedhin1770
@segengebremedhin1770 4 жыл бұрын
ቤላ ጌርካ ገሊጽካዮ ወዲ መምህር
@user-gn2uj7ri8n
@user-gn2uj7ri8n 4 жыл бұрын
ዋውው ብጣዕሚ ኣድኒቀካ ሓቢቢ ቅድሚ ሕጂ ብዙሕ ኣስተዊዒለሉ ዘይፈልጥ እዩ፡ ካብ ብሕጂ ግን ብዓቅመይ ብደቂቅ ከሕልፎ ክፍትን እየ ንስካ ግን ኣጆካ በርትዕ ካባካ ቡዙሕ ኢና ንጽበ ❤🇪🇷
@beBold2023
@beBold2023 4 жыл бұрын
ሰሙን ምስ ኣሕለፍካ እዛ ጅግና እንታይ ኮይና ጠፊኣ ኢለ ነይረ ለከ ንስኻ ከይሓየካ ዝዉሓጥ ቅጫ ኢኻ ክተብስል ቀኒኻ። ሃብሮም ኢለካ ኣለኩ፡ ቀጽሎ ከይብለካ ከምዘይትገድፎ ኬንኻ ኢኻ ሒዝካዮ ስለዚ ኣጆኻ።
@meashookubazgi7127
@meashookubazgi7127 4 жыл бұрын
Wow,really talented guy I appreciate him.keep going up man
@habtomkahsay8698
@habtomkahsay8698 4 жыл бұрын
ናይብሓቂ ኬፍ ኣለካ ዝዓርከይ ጥበብ ዘመድ ረኺቡ ዝጣበቀሉ ሎሚ። ፍጹም መልክዕ ናይ ፊልም የብላን ከም ምኽሪ ግን እተን ኣብኣ ዘለዋ ገለገለ መስሓቃት ቆሪጹ ኮሜዲ ተዝገብረን ምሓሾ
@naodhaile5917
@naodhaile5917 4 жыл бұрын
ቀጽሎ ብጣዕሚ ኢየ ዘድንቅርካ ምኽንያቱ ግሉጽነት ኣለካ ካልእ ክኣ ናይ ምስትዋዓል ብልሒ ግን ናይ ትግራይ ፊልም ክኣ ሃየሳ ኣክይድ ኢኻ ጎነይ። like ኢስኪ ተንብብ ዘልኻ/ኺ ጎነይ ።
@kokebereket3941
@kokebereket3941 4 жыл бұрын
ይገርመካ'ዩ ነዛ ፊልም ርኤያ'ስ ካብ ክውንነት ወጻኢ ኮይና'ስ ሰልቻትኒ ግዲፈ'ያ ኣመና መሰልቸው
@-Success6
@-Success6 4 жыл бұрын
Brieska kid eluwo elka ay tzareb
@CHALONA11
@CHALONA11 4 жыл бұрын
Thanks dani እቲ ክብሎ ዝዲሊ ሞ ንክብሎ ዓቀብ ዝኮነኒ ስለ ዝገለጽካለይ።
@nahoma309
@nahoma309 4 жыл бұрын
ዋው ክገርመካ ዳኒ ሓወይ ኣነ ብሃውሪ እየ ነዛ ፍልም ብኣድናቆት ዝከታተላ ኔረ፡ ሕጂ ከማን ቅሩብ ደንጉያትኒ ናብ ምሕራቅ ገጸይ ከይደ ኔረ፡ ህጂ ግና እቲ ተኽዊልና ዝነበረ ጌጋታት ምስ ኣነጸርካዮ፡ ደጊመ ከይከታተላን ጌርካኒ፡ ከየድነቅኩኻ ከማን ክሓልፍ ኣይደሊን፡ ቀጽሎ ንኻልኦት ከማን ከምዚ ተብተብ ኢለን ከም ኣቃርፋ በለስ ተሃዋኽ ዝመልኦ ጌረን ከየቅርባልና መምሃሪ ግበረን ኢኻ፡ ኣብ ቀጻሊ ይጽበየካ ኣለኹ
@erilife8394
@erilife8394 4 жыл бұрын
ወዲ መምህር ሓዉና ሰላም ክትህሉ ብምምናይ ፡ ማአረምታ ክበካ ኣንቢብካ ክትቅበሎ ይትስፎ ፡ ኣብዛ ፊልም ንስካ ዝበልካዮን ካልእን ነቀፊታ ኣሎኒ ግን እቲ ቅኑዕን ክብሪ ዘለዎ ነቀፊታን ተትገብሮ መጸበቀ ብምቅጻል ኣብታ ናይ ግራይ seen ስክሪፕት እናራኣየ ዩ ዝበልካያ እታ ዳይሪክቲን ከምኡ ያ ኣስተዉዕለላ ጽቡቅ ጌርካ ፡ ናይቶም ሰባት ዝርዝር ሓበሬታ ዩ ዝነግር ዘሎ ፡ ስለዚ ጌጋ ኣይኮነን ፡ thank u
@mezenamedia8150
@mezenamedia8150 4 жыл бұрын
ነዚ ሙኩር መንእሰይ እስከ ነተባብዓዮ!!! ናብዛ ቻነልና ድማ subscribe ክትገብሩ ይላቦ ኩቡራተይ!
@emahatienaressie4644
@emahatienaressie4644 4 жыл бұрын
ወዛም Wezam TV kemzi Natu hizka mtsai
@altenpflegeisteineberuf4368
@altenpflegeisteineberuf4368 4 жыл бұрын
Himak ente serihika win neaka aygedefekan eu.kemzinatu imo xubuk sirah miliman aydiliyekan euu
@mezenamedia8150
@mezenamedia8150 4 жыл бұрын
@@emahatienaressie4644 ነዓኩም ሒዝና ኩሉ ይከኣል ኢዩ ኩቡር ሓው ኤማ
@mezenamedia8150
@mezenamedia8150 4 жыл бұрын
@@altenpflegeisteineberuf4368 ነቀፌታ እሞ መኣስ ይጽላእ ኮይኑ! ግዳ ክንፍትን ኢና ኩቡር ሓው!
@emahatienaressie4644
@emahatienaressie4644 4 жыл бұрын
ወዛም Wezam TV Ajoka hizka tray mtsai dhriu kulu kabay kbretey
@heguaasli6629
@heguaasli6629 4 жыл бұрын
ዳኒ ውዲ መምህር ብኸመይ ከም ዝገልጸካ ኣይፈልጥን እየ ንጊዝኡ ግን ኣልበርት ናይ ጥበብ ኢለካ ኣለኩ ፡፡፡፡
@tamratevents
@tamratevents 4 жыл бұрын
ብትህቦ ጥበባዊ ርእይቶን ብቑዕ ኣዘራርባን ፍልጠታዊ ኣርእስትን ትድነቕ ኢኻ...ኣነ productionካ ብዘይቀልዓለም ፈትየያ ኣለኹ...ርእስን ኣተሓሳስባን መንእሰያት ክትቅይር ትኽእል ኣብነታዊ መንእሰይ ስለዝኾንካ ብጣዕሚ የመስግነካ...ቀጽሎ ብዝኾነ ምኽንያት ከይትቆናጸብ ተስፋይ እዩ። I love you skills!!!
@tesfamariamweldesilassie9278
@tesfamariamweldesilassie9278 4 жыл бұрын
Frist of all i would like to admire mahder production for taking your time to analyze step by step good job
@Fewenti
@Fewenti 4 жыл бұрын
ንጹር መጽናዕታዊ ነቐፌታ:: 100% !! ነገራት ብስሞም ስለ ዝጸዋዕካዮም ,,ትጻረፍ ኣለኻ‘‘ ዝብሉ የወሃትን ወይ ውን ኮነ ኢሎም ሓቂ ዝጉዕጽጹን ኣይክሰኣኑን እዮም እሞ: ኣጆኻ በርትዕ:: ቀጽሎ !!
@esuesu6967
@esuesu6967 4 жыл бұрын
MAHDER PRODUCTION....ናይ ብሓቂ ትህይስ ዲኻ ዘለኻ ወይስ ሰዓቢ ማለት ቲፎዞ ንቀተጥሪ መሪጽኻ ትህይስ ዘለኻ ንከፈልጥ፤ ነዛ እንተስ ብዕድል እንተስ ጽፍፍቲ ስራሕ ኮይና ብዙሕ ሰዓቢ ዘጥረየት ፊልም፤ 1000ን ሰማንያን ሃይሳ.... ክጽበየካየ?
@passionchannel1663
@passionchannel1663 4 жыл бұрын
መሪጹ እዩ ሰብ ዘጥቅዕ ዘሎ፡፡
@user-vd4ix7sj8z
@user-vd4ix7sj8z 4 жыл бұрын
Awel ne tegaru selzexrefom eyom resom hamemom ezom agazian!! Film nay awel oar merixue mexeuna alo wedi tesfasion. enber bezaba heysa entay afeltwo elkio ne 1080 kehyes
@lillaycaptain3323
@lillaycaptain3323 4 жыл бұрын
ትኽክል !!!
@onelove6069
@onelove6069 4 жыл бұрын
Bravo 👏 esu esu
@godislove9722
@godislove9722 4 жыл бұрын
Atum gahfat Muslim emba derhu nay krstian shm gerkum seb ketedanagru
@Afowerki07
@Afowerki07 4 жыл бұрын
ቡሉጽ ኣነቃቅፋን ደስ ዘብል ኣዘራርባን ዳኒ ። ኣብ ቀጻሊ ብካልእ ትሕዝቶ ክንጽበየካ ኢና
@papasaka7955
@papasaka7955 4 жыл бұрын
Dani Shikor nay libey rekibkaya thanks brother
@oykukarayeloykukarayel3229
@oykukarayeloykukarayel3229 4 жыл бұрын
ንተከታተልቲ ማህደር ፕሮዳክሽን ካብ ኮረና ቫይረስ ፈጣሪ ይሓሊኩም
@net4062
@net4062 4 жыл бұрын
በጃኻ ናብራና እትብል ፊልም ኣብ ሽወደን ዝተሰርሐት ቁሊሕ በላ። ከምታ ፊልም እቲኣ ጌራ እትሓምቕ ፊልም የላን። ንሕብረተ ሰብና ኤውሮጳ ፍቕሪ ፍቕሪ ትጻወተሉ እምበር ጸገም ከምዘይብሉ ጌሮም ሰሪሖማ። ናብራና ኢሎም ከምዘይሰመይዋ። ኣበይ ኣሎ እቲ ሰብ ብፓለቲክ ዝበኣሶ፡ እንታይ ይሰርሑ፡ እዚ ኩሉ ህዝቢ ብተርጓማይ ዘኸይድ ወዘተ....በቃ ቅጭ እተምጽእ ንሕብረተ ሰብና ናይ ሓሶት ስእሊ ዝመመሓላለፈት ድኻ ዝኾነት ፊልም plz ገለ ግበር።
@redseaeritrean7731
@redseaeritrean7731 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ጽቡቅ መደብ ኣለካ ርኢቶይ ዝወስድካዮ ናይ ( ህየሳ )ትምህርት ኣሎ ድዩ ነቀፌታ እታ ግዳም ሓደር ኢልካ ዘቅረብካይ መግለጺ ህምምም ኣርማ ::
@NTM01118
@NTM01118 4 жыл бұрын
Enjera ezgi blae wedey. U put words to my thought abt it. Good job Dani
@halamadrid7779
@halamadrid7779 4 жыл бұрын
24፥25 Smart dani ኣነ ነዛ ፊልም ብጉቡእ ተካታቲለያ ነዚ ገጋታት ኣየስተዋልኩሉን ብታሚ በሊሕ ሰብ Oh My God
@user-lz9lz4se3t
@user-lz9lz4se3t 4 жыл бұрын
Enqae bdahan mexaka dani 💯 Nay senbet eske 👏
@user-or2ul8fg7y
@user-or2ul8fg7y 4 жыл бұрын
ዋውውውውውው አዚ ወዲ ማራ አዩ ሓያልል መስተውዓሊ አዩ ጽቡቅ ጌረ ሕጂ ኣስተዉዒለላ ዜሮ ሙኻና ዛፊልምምም
@hintsatesfay2977
@hintsatesfay2977 4 жыл бұрын
Bmejemeria selam naaka ykun Dani. Ane ab kulu videotatka yketateleka eye btaemi kaa eti ab derfi ykun ab film zelo gudletat agulihka ttntn wey tneqf. Ane khateka delye zeleku gn dani hanti film wey derfi mleti tbla etela kemzi gerka bmelke video keteqrbelna. Mluat koinen zteserha filmtat wey derfitat tblen ke aleka do. Thank u🤙
@zebibhailes5702
@zebibhailes5702 4 жыл бұрын
You are smart! I'm proud of you.
@iseyastewelde5852
@iseyastewelde5852 4 жыл бұрын
Merhaba
@aymnmohmmed8083
@aymnmohmmed8083 4 жыл бұрын
Nay behaqi xbuq gierka hayiskaya aleka dani shikor you deserve appreciation.Awel ezi dmu hgdef
@Ertra_hagerey
@Ertra_hagerey 4 жыл бұрын
B mejemerta Daniel eza mahder production btaemi btaemi astemharit program eka hizkalna mesika deleka bhaki kbret yhabka bravo 👏 bzuhhh kalie kntsbe ena kabaka kulennnn eten dekrebkayen video tat btaemi blutsat eyen kulen thank you 🙏 abza nay lomi video gn meeremtatat zedlya ymesleni eti deytewahteley neger kedamay neger Awel hade bzuh srahat dserhe kbri dgbeo seb eyu ezi dblo deleku neger kabaka ayreakwon kem ane mejemerta n awel kbretka gelitska ktjmro nerka kndey videotat direct dgebere seb kemzi aynet zntela aygbeon eyu idk niaywn segab hji gltsi aykoneleyn kulu eti gegatat ab OR delo but kbret zgodelo nekefetatat gn tkkil aykonen bzuh amazing filmtat eyu serihu hanti gega teribato kemzi kgage ktsbeyo dtsenahka amsilwo but kulu eti dtentenkayo tkkil eyu but kbret dgodelo koynu rekibeyo mkri dhazele nekefetatat kkewn nerwo behali eye
@user-fh6vh1wx5u
@user-fh6vh1wx5u 4 жыл бұрын
ዳኒ ዓርከይ ኣታ ምቅሰን ከመይ ድኻ በርቒ ። ኣጆኻ ቅጽሎ ኣብ ጎንጋ ኣለና ፨
@sami9086
@sami9086 4 жыл бұрын
*Ezgi azarebeka hawey sesnelna eske nska si*
@luijiluiji7266
@luijiluiji7266 4 жыл бұрын
We all humans we love our country,city,village .azmarino.... This kind of words are natural bc we all loves to mention out citywords.....wrong thing be proud of it don't judge other people wiith it.......
@tedros8953
@tedros8953 4 жыл бұрын
Yes
@user-mm7tv1be7p
@user-mm7tv1be7p 4 жыл бұрын
i proud for you dani! But ኣወል ሲዒድ ብግጥምታቱን ድርሰታቱን ካራክተራቱን ንፉዕ እዩ ክንብል ንኽእል ኢና ንኣብነት ኣብ ፊልም ኣፍሮ ወዘተ እንተድኣ ርኢና እቶም ኣብኡ ዘለዉ ገጸ-ባህሪ 80% ሰሓብቲ እዮም በዛ ዝጠቐስካ film ጌጋታት ርኢና ንኣወል ነንኣእሶ እንተድኣ'ሃሊን ግን ጽቡቕ ኣይኮነን ተባህለ ኢልና ንዝልፍ ቡዛሓት ኢና keep your teachin
@malhabib357
@malhabib357 4 жыл бұрын
Me too
@natiln2259
@natiln2259 4 жыл бұрын
ዳኒ ዓርከይ እሞ ሓቀይ እንዴ ደኣ ክሳብ part 3 ምስ ራእኩ ሰልቺኒ ክገድፋ ክክክክክክ
@tesfakibr2899
@tesfakibr2899 4 жыл бұрын
anes parti11111111 gedifeya
@kidanekflat1596
@kidanekflat1596 4 жыл бұрын
Dani hawey like 👍1 koya enber ane 1000 👍👍mgeberkulka beza natey 👍👍👍👍👍👍
@yohannesgebrenugus3165
@yohannesgebrenugus3165 4 жыл бұрын
Dani bro be haqi kemaka eynet busul men'esay eyu zedleya zelo eza eritreana, im very proud of you u bro, cause everything u said is knowledgeable keep doing what u doning. May God bless u!!
ዝንቡዕ ኣጠማምታ ሓድነት!
22:36
MAHDER PRODUCTION
Рет қаралды 101 М.
Zombie Boy Saved My Life 💚
00:29
Alan Chikin Chow
Рет қаралды 27 МЛН
SPILLED CHOCKY MILK PRANK ON BROTHER 😂 #shorts
00:12
Savage Vlogs
Рет қаралды 49 МЛН
Magic trick 🪄😁
00:13
Andrey Grechka
Рет қаралды 54 МЛН
ኣይሰማም ብ ኣወል ስዒድ  / AYSEMAM BY AWEL SAID
1:23:07
ፋራነት ማለት...!
17:01
MAHDER PRODUCTION
Рет қаралды 138 М.
New 2024 Eritrean Series Sticom Movie Mewaelti By Bruno Part 1
32:46
ሃገር ማለት.....!
20:52
MAHDER PRODUCTION
Рет қаралды 136 М.
Zombie Boy Saved My Life 💚
00:29
Alan Chikin Chow
Рет қаралды 27 МЛН