No video

Personal Growth 22 | ሰለስተ ዓይነት ሰባትን ኣጠማምትኦም ንዓወትን!

  Рет қаралды 32,030

Hbri Vodcast | ሕብሪ ቮድካስት

Hbri Vodcast | ሕብሪ ቮድካስት

Күн бұрын

Join this channel to get access to perks:
/ @hbri-vodcast

Пікірлер: 197
@teweldeg1883
@teweldeg1883 3 ай бұрын
ንህዝብኩም ከተንቁሑ ትገብርዎ ዘለኩም ዘይሕለል ጻዕሪ . ኣምላክ ዓስብኩም ክህበኩም ኢዩ 🙏🏽 ካብ ተቅርብዎ መደብ ተማሂረ ሂወተይ ኣብ ምቅያርን ኣእምሮይ ኣብ ምንቃሕን ይርከብ Thank you again 🙏🏽✅
@selameyob4258
@selameyob4258 25 күн бұрын
Thank you , God bless you
@AtsedeGebremedhin
@AtsedeGebremedhin 3 ай бұрын
ኩሉ ነገራ እያ ደስ ትብለኒ 🌹 ኣምላኽ ፍቕሪ ሕልዮት ትሕትና 🌹 እዩ ኣምሁሩና ንስኺ ውን ፍቕሪ ኢኺ 🙏🙏🙏
@WediEssu
@WediEssu 2 ай бұрын
ሰላም ክብርቲ ሓፍተይ ኣብ ዘለኽዮ ሰላምን ዓወት ን ይምነየልኪ። ኩሉ ሰብ ኽልወጥ ይደሊ እዩ እንተ ዀነ እቲ መንጉዲ ኩልና ንስሕቶ። ሙጀመርታ ኬንፈልጦ ዝግባእ ከም ቲ ግሪኻዊ ፍላስፋ ዝበሎ " ኣነ ዝፈልጥ ወላ ሓንቲ ከም ዘይ ፈልጥ "። ስለዚ ካምዘይ ንፈልጥ ምስ ፈለጥና ኢና ንክንልወጥ ውጽኢታዊ ያን ንኸውን ይብል።
@Acnt12
@Acnt12 3 ай бұрын
Now this channel is my favourite ❤i love the way you put God in every conversation and this is the only way we succeed in life 😇😇😇☦️
@beilulmesfn9062
@beilulmesfn9062 3 ай бұрын
My life 😂 people will be stressing when they see my busy schedule but it never bothered me. Doing what you love is the best gift you can give to yourself ❤
@AfariMadSleuthExportedSalt
@AfariMadSleuthExportedSalt 2 ай бұрын
ትንሳኤ ብቅዳሴ ይኽበር እምበይ ብዝሙትን ብዕቭዳንን ብስኻርን አይኽበርን ፡፡ ቃል አምላኽ እያ፡፡
@user-hy6px3bw9s
@user-hy6px3bw9s 3 ай бұрын
መዓረይ ❤
@Temesgen-v
@Temesgen-v 2 ай бұрын
❤❤❤
@medhanieghirmay858
@medhanieghirmay858 Ай бұрын
ኣብ ወንጌል ማቴዎስ 8፥26 ከምዚ እዩ ዝበሎም ንሱ ከኣ ኣቱም ሰብ ጎደሎ እምነት ንምንታይ 'ከ ትፈርሁ በሎም። ሽዑ ተንሢኡ ንንፋስን፡ባሕሪን ገሠጾም ሞ ዓቢ ህዳእት ኮነ። መጀመርያ ታንክስ ፉርቱ ሓፍተይ ኣነ ኣዝዩ እዩ ደስ ዝብለኒ ናትኺ ኣስተምህሮ ብሓፈሻ ቀጽሉልና ይብል።
@zermaryammengstab8311
@zermaryammengstab8311 3 ай бұрын
Anbesa Kal amlak maekel Gerki Sle tmhri emenini Nmilonat Habesha kem tkiyri. 😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍
@thisshallpass5031
@thisshallpass5031 Ай бұрын
The most beautiful habesha women I ever seen.
@user-wm9th3ew4r
@user-wm9th3ew4r 3 ай бұрын
👍👍 ብሐቂ አብዘይ እፅዓሮ አይትፅዓር ዝብላ ምኽሪ ወይሐሳባት ንኹላትና ፍጡራት ሰባት ዝምልከታን እንኮ ከነተግብረን ዝግባአን ፍልጠታት እየን ምኽንያቱ UNLESS እስኻ/ኺ መስራታይ መጋዛይ እንድሕርደአ ኮይንካ ንዓኻ ዝኸውን ካልእ COMMENTS ክፅሕፍ እኽእል እየ ስለዚ አብዘይ እፅዓሮ አይትፅዓር ክንብል እንከለና ሰብ ካብ ከምኡ ካልእ ሰብ ዝተሰረሔ ዝተመሃዘ ዝተመስረተ ዝኾነ ጥራይ ክፈልጥ ዝኽእል እምበር ካብኡ ሐሊፉ ካልእ ዝኾነ ክፈልጦ አይከአለን ስጋዕ ሎሚ ብጀካ ካብ ካልኦት ሰባት ዝፈለጦ ፍልጠት እንተዘይኮይኑ ንምሳሌ ብኸመይ ንብረት ገንዘብ ሃብቲ ትረክብ ከምኡዉን ብኸመይ ስልጣን ሐይሊ ትረክብ ብኸመይከአ ጥዕና ጣዕሚ ወዘተ ትረክብ ንዝብሉ ኸአ ካብካልኦት ሰባት ዝፈለጦ ዝተመሃሮ እዩ 👌ግን እንደገና እስኻ /ኺ መስራታት መሃዛይ ሰራሐይ እንድሕርደአ ኮይንካ ንዓኻ ዝኸውን ካልእ COMMENTS ምፅሐፍ ከድሊ እዩ ከመይሲ አንሕና ሰባት ንእንፈልጦ ጥራይ ኢና እንፈልጦ እምበር ንዘይኢንፈልጦ 🤔 አይንፈልጦን ኢና ብእምነት እወ ንፈልጦ ኢና ክንብል ስለዘይግባእ ብጭብጢ ብፍልጠት ግን ክንፈልጦ ኸአ ንድለ ምኽንያቱ ሰብ ደላያይ እዩ እምበር አማናይ ስለዘይኮነ ብዝተረፈ ንኽንሰርሖ ንኽንምህዞ ንኽንኮኖ እንኽእል ጥራይ ክንፅዕር ይግባእ ንዘይንኽእል ግን ክንፅዕር ብዛዕብኡ ክንሐስብ አይግባእን 👎 ዝኸፈኤ ኸአ ንዘይእንኽእሎ ንዝኾነ ብሃለውለው ብሃተፍተፍ ብእምነት እወ ከነተግብሮ ንኽእል ኢና ክንብል አይግባእን የቐንየለይ ክብሪ ንባህልን ስርዓትን ንናይ ትግርኛ
@Haben.Habtetseion
@Haben.Habtetseion 3 ай бұрын
ከም ኩሉ ግዜ ብሉጻት ሓሳባት ብጣሚ ኣገዳሲ እዋይዊ ኣርእስቲ እዩ ፍርተይ መምህር ሂወት። ኩሉ ግዜ እየ ብተመስጦ ዝከታተለኩም ሓበን ይበሃል። ኣብ ስራሕኩም ዓወትን ኣሳልጦ ኣብ ሙሉእ ሂወትኩም ከኣ ሙሉእ ጥዕናን ሰላምን ፍቅርን ይምነየልኩም!!! ነዊሕ ዕድመ ምጽናሕ ዕድለኛ ኣየብለካን ንዕድመኻ ብጉቡእ ምጥቃም እምበር !ብዙሕ ሰብ ነዊሕ ዕድመ ይምነ'ዩ ነዊሕ ዕድመ ትምነ ንምንታይ'ዩ ኢልካዮ ግና ክምልሰልካ ኣይክእልን'ዩ፡፡ነዊሕ ዕድመ ጥቕሙ እንታይን ንምንታይን'ዩ ዉን ኣይርዳእን፡፡ ብዙሕ ሰብ ዝተዋህቦ ዕድመ ንምንታይ'ዩ ኣይፈልጥን?ዝተዋህቦ ዕድመ ጥራሕ ዘይኮነ ዝተዋህበቶ ህይወት ንምንታይ ኢያ እኳ ኣይፈልጥን ኣይሓትትን ኣይምርምርን'ዩ፡፡ ንልዑል እግዚኣቢሔር ካብ ነዊሕ ዕድመ ክትልምኖን ክህበካን ዘስተውዕል ልብን ንኹሉ ዝጻወር ትዕግስትን ክትልምኖ ይበልጽ፡፡እቲ ምንታይ እቲ ዝጠቕመካ ምስትውዓልን ትዕግስትን እምበር ነዊሕ ዕድመ ኣይኮነን፡፡ ጥበበኛ ሰለሙን ካብ ፈጣሪ ዝለመኖ እስከ ሕሰብ ! ጥበብ ሃበኒ ኢዩ ኢልዎ ካልእ ዉን ሃፍትን ድኽነትን መታን ከይህቦ ዉን ለሚኑ ኢዩ፡፡ንስኻ'ኸ እንታይ ኮን ትልምንን ትምነን ትኸውን ! ጥበበኛ ሰለሙን ነዚ ነገር ብምልማኑ እግዚኣቢሔር ተሓጊሱሉ ኢዩ፡፡ቃል ኣምላኽ "ሰሎሞን እዚ ነገር እዚ ስለ ዝለመነ ድማ፡ ነገሩ ንጎይታ ባህ ኣበሎ "ይብል፡፡ ጸሓይ ዓሪባ ከም ትበርቕ ዘክር'ሞ፥ፈጣሪ እናወደቕካ ስቕ'ሉ ከም ዘይርእየካ ክስወጠካ'ዩ።ምኽንያቱ ንዓኻን ንጸሓይን ዋናኹም ፈጣሪ'ዩ። ምሕጓስ ሓጥያት የብሉን ዝሕጉሰካ ዘሎ ስቃይ ካልእ ሰብ እንተዘይ ኮይኑ።" ሓወይ ናተይ! ብሉጽ ሰብ'ኻ ንስኻ ዘይብሉጽነትካ ብሉጽ ምዃንካ ዘይምፍላጥ'ዩ ብሉጽ ምዃንካ እንተ ፈሊጥካ ብሉጻት ነገር ክትሓስብ'ኻ ብሉጻት ነግር እንተሓስቢካ ድማ ብሉጽ ሰብ ክትስመ'ኻ!! ሓደ ኻብቲ ነፍሲ ወከፍና ዘሎና ዓብዪ ሓለፋ፡ ብህይወት ናይ ምህላው ፍሉይ መሰል እዩ። ናይ ምንባር ዕድል እንተረኺብና ብዙሕ ዕድላት ክንፈጥር ንኽእል ኢና። መብዛሕትና ግን ኣብ ልዕሊ ህይወት እኹል ምስጋና ስለዘይንርኢ፡ ኩሉ ግዜ ዝጎደለ ነገር ይስምዓና፡ ዝኾነ ነገር ብዘየገድስ ዕግበት ፈጺሙ ኣይስምዓናን እዩ። ኩሉ ግዜ ሓዳስ መዓልትኻ ብምምስጋን ጀምር። ከምዚ ዓይነት ኣተሓሳስባ እንተሃልዩካ፡ ኣብ መዓልቲ ኣብ እትገብሮ ዝኾነ ነገር ዕግበት ክትረክብ ኢኻ። ኣብ መወዳእታ እታ መዓልቲ ክትነብር ስለ ዝኸኣልካ ኣመስግን፤ እታ ለይቲ ብሰላም ክትሓልፋ ክትክእል ኢኻ። ሽግር መናብርቲ ሰብ'ዩ ማንም ሰብ ከኣ ብሽግር ሓሊፉ'ዩ ዝዕወት ! ሽግርካ ነጊርካዮ ዝርሕቐካ ሰብ ክህሉ ይኽእል'ዩ ሽግርካ ነጊርካዮ ዝርሕቕ ፈጣሪ ክሳብ ዘይሃልወካ ግን ተስፋ ኣይትቑረጽ " ትማሊ መሪር ኡስር ቤት ጢዕምካ ኢኻ ግና ብሓይሊ ፈጣሪ ወጺእካ ኢኻ።ትማሊ መሪር ጉዕዞ ሳህራን ሰባት ኣብ ቅድሜኻ ክሞቱ ሪኢኻ ኢኻ እዚ ዉን ብሓይሊ ፈጣሪ ሰጊርካዮ ኢኻ።ትማሊ ከቢድ ሕማም ሓሚምካ ኢኻ እዚ ዉን ብሓይሊ ፈጣሪ ተማሒርካ ኢኻ። ሓያል ኔርካ ተትኸውን እዚ ኹሉ ኣይመሰነፈካን፡ሓያል ኣምላኽ ስለዘለካ ግን ንኹሉ ኪእልካ ኢኻ።ናይ ሎሚ ጸገምካ ዉን በቲ ዘይዉዳእ ሓይሉ ከምዝድግፈካ እመን።ቃሉ ከምዚ ይብል ^ ጽናዕ፡ትባዕ እግዚኣብሄር ኣምላኽካ፡ኣብ እትኸዶ ዅሉ ምሳኻ እዩ እሞ፡ኣይትፍራህ ኣይትሸበር ^ ። እስከ ኣበይ ኣለኻ ምግዳስ ገዲፍካ ነዛ ሎሚ ምሉእ ጥዕና ወኒንካ ትነብራ ዘለኻ ግን ኣመስግን ! እስከ ትማሊ እንታይ ኔራ ብዘየገድስ ዛንታ ኮይና እያ እሞ ኣይተገድሰንን ኢያ እንተኾነ ኣይርስዓን'ያ ኢየ በል ጽባሕ እንታይ ትኸውን ኣብ ኢደይ ኣይኮነትን እሞ ተስፋ ሰኒቐ ክጸበያ ኢየ በል " በይንኻ ኣይኮንካን ኣብቲ በይንኻ ዝኾንካሉ፡ተስፋ ዝህብ ፈጣሪ ኣለካ ! ኣብ ዝጸልመተካ ብርሃን ዝኾነካ ፈጣሪ ኣለካ ! ኣብ ዝደኸምካሉ ሓይሊ ዝህብ ፈጣሪ ኣለካ ! ኣብ ዝሓዘንካሉ ዘጸናናዕ ፈጣሪ ኣለካ ! ስለዚ በይንኻ ኣይኮንካን ! ጥራሕ ኩሉ ግዜ ሓደ ነገር ተጠንቀቕ ንሱ ኸኣ በይንኻ ከምዘይኮንካ፡፡ቃሉ ከምዚ ይብል ^ ጸሎትካ ሰሚዐ፡ንብዓትካ ርእየ፡ኩሉ ናብ ሓጎስካ ክልዉጦ'የ ^ ይብል፡፡ እመነኒ በይንኻ ኣይኮንካን ! ደድሕሪ ሰባት ኣይትጉዓዝ ናብ ጌጋ መገዲ ክመርሑኻ ስለዝኽእሉ ! ቀቅድሚ ሰባት ኣይትጉዓዝ ዘይክስዕቡኻ ስለዝኽእሉ ! ንሓደ ኣምላኽ ቅድሜኻ ኣቐሚጥካ ሹዑ ጎኒ ጎኒ ሰባት ተጋዓዝ " ምስ ኣምላኽ ተሰማማዕ፡ምስ ኣምላኽ ተግያዓዝ፡ምስ ኣምላኽ ወድእ፡ብምንምትኣምር ብኣምላኽ ኣይትጠራጠር።" እቲ ንነብሱ ጹቡቕ ጥራሕ ክትሓስብ ዘፍቅደላ ሰብ እቲ ዝምነዮ ኣይስእኖን'ዩ።" ናይ እምነት ነገር ንዓለም ዕሽነት ክኸውን ይኽእል'ዩ፡እንተኾነ ጥበበኛታት ኢና ዝብሉ ናይ ምድራዉያን ሓሳብ ይስዕር'ዩ "
@Hbri-vodcast
@Hbri-vodcast 3 ай бұрын
ብልክዕ ሓበን።ብሓቂ ጽቡቅ መግለጺ።ብጣዕሚ ነመስግነካ።
@wedibchlo635
@wedibchlo635 3 ай бұрын
Anta entay. ele kem zedniqeka tefiuni abi. Abi. MEMHIR EKA ZI WEDEY AB ZELEKAYO egzibher misaka ykun be mem furtuna hugus endye baaka tehaguseyo zeleku kigelzo aykieelen ezi zhufka ab face book share belo nikulom ahwatka kibezhom anti rieto alatni ezi filtetka agele megedi you tube hey face book qesali. gebero .....enqua wedy koenka enquae NATEY KOENKA Liqe liqawnti
@Haben.Habtetseion
@Haben.Habtetseion 3 ай бұрын
እግዚኣብሔር ኣምላኽ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይዓድልኩም ዝኸበርኹም ኣቦይ። ክቡር ሰብ መጠን ነብሱ እዩ ዘክብረኻ እሞ ኽብሪ ይሃብከኩም!!! እሺ ባባየይ። ተስፋ ስለ ዝሃብኹሙኒ ኣብ ገዛእ ነብሰይ ከኣ እምነትን ከሕድር ስለ ዝመሃርኩሙኒ። ✍🏾️ተስፋ ማለት ነቲ ካባኻ ኣዝዩ ርሒቁ ዘሎ ክትበጽሖ ወይ ክትውንኖ እትደሊ ነገር ኣጉሊሑ ዘርኢ ውሽጣዊ ሓይሊ እዩ:: ✍🏾️እምነት ድማ ነቲ እትደልዮ ወይ እትገብሮ ነገር ብተስፋ ንዝራኣኻዮ ዕላማኻ እትሃርመሉ ሓያል መሳርሒ እዩ::
@eritrea2748
@eritrea2748 3 ай бұрын
Nay behaki haben wedi meglexi sienelka Kab Furtna haftna bzhabetna zeysenf tmhrti hibkan emo ajona ,ajokum Furti ke edmen tenan yhabki fetari
@Haben.Habtetseion
@Haben.Habtetseion 3 ай бұрын
እግዚኣብሔር ኣምላኽ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይዓድልኻ!!! 🙏ኣነ ኣብ ናይ ሓባር ዕቤት እየ ዝኣምን። ኩልና ብሕብረት ንክንዓቢ ኣጆኹም ኣጆኻ ኣጆኺ ንበሃሃል ከም ሕብረተሰብ ኣብ ውሽጢ ከምዚ ዓይነት ጠባይ ከነጥሪ ኣለና በሃላይ እየ።
@user-zg2dy5hh4s
@user-zg2dy5hh4s 2 ай бұрын
Ajokhi
@user-se3zr9rz6y
@user-se3zr9rz6y 2 ай бұрын
ሽኮሪና ሓብትና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ❤ ገለ ሓዎም ይቀትሉ ገለ ከኣ ከምዚ ከማኺ ንነብሶም ዘዕወቶም መንገድታት ነሕዋቶም የካፍሉ. ንዝሰሙዑ ዘይኮነስ ንዝርድኡ ኣዝዩ ጠቃሚ video. Continue thank you so much.
@maetebtesfamariam4072
@maetebtesfamariam4072 3 ай бұрын
you are amazing. ዓቢይን ጠቓምን ትም/ቲ ። ከምዚ ከማኺ ለባም የብዘሓልና ። ቀፅልሉ Please . Thank you
@habtomberhane1541
@habtomberhane1541 3 ай бұрын
ፍሩት ጽብቕቲ 👍❤❤
@MengstabGebri-mb8dm
@MengstabGebri-mb8dm 3 ай бұрын
taweti yerdanos tsbuqh tmihrti
@KidunHabibi
@KidunHabibi 2 ай бұрын
Smart lady, Thanks GBU sir
@AffectionateCrosswordPuz-km7rx
@AffectionateCrosswordPuz-km7rx 2 ай бұрын
Selam du kemey hiwet sister Kemey amsiki
@abrahamrezene8692
@abrahamrezene8692 2 ай бұрын
Bexami xbuk temexi thank you
@Teakusurahwa
@Teakusurahwa 2 ай бұрын
Kexlyo xbkti gal koyne kemaki nkhti kkewn eye zdeli so ab zleale dereja bexihki kreyeki yfetu ❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@user-ds6rc7js7i
@user-ds6rc7js7i 3 ай бұрын
Samrt girl with full mindset❤
@IbelongtoJesus123
@IbelongtoJesus123 3 ай бұрын
Welcome FURTI 💜
@TemesgenAmlakey-jk1ji
@TemesgenAmlakey-jk1ji 3 ай бұрын
ብጣዕሚ ምሃርን ኣናቃቃሒ ትምህርቲ እግዚኣብሄር ፍልጠትኪ የስፍሓዮ🙏 Thanks ❤👍👍👍
@user-nf2ie8sr1o
@user-nf2ie8sr1o 3 ай бұрын
Be strong under the will of God xubuk medeb
@samuelmelake5967
@samuelmelake5967 3 ай бұрын
Yes
@AtsedeGebremedhin
@AtsedeGebremedhin 3 ай бұрын
Des zbleni medeb eu
@johnbuab4646
@johnbuab4646 3 ай бұрын
Waww welcome you are smart My teacher good luck 💯💯💯❤❤❤🎉🎉
@user-sf4fx1hd7d
@user-sf4fx1hd7d 3 ай бұрын
ግርም መደብ ጽቡቅ ስራሕ❤
@yonatanteages9184
@yonatanteages9184 3 ай бұрын
God blessing you furti❤❤❤❤
@fertunadebesay8991
@fertunadebesay8991 3 ай бұрын
Ewey anes kefetweki❤❤❤
@Milen20118
@Milen20118 3 ай бұрын
Thanks us always ab lbna yhdro
@yohannesghirmay4776
@yohannesghirmay4776 29 күн бұрын
BRAVO❤
@simongs21
@simongs21 3 ай бұрын
Good job ❤
@abrahamtikue1614
@abrahamtikue1614 Ай бұрын
It really motivates a lot.
@dawittesfai6673
@dawittesfai6673 3 ай бұрын
so sweet God bless you sister
@mnasiesemere5840
@mnasiesemere5840 3 ай бұрын
Thank you furti that’s amazing ideology keep going forward alot of people weak up……
@user-kj9ok3ek8k
@user-kj9ok3ek8k 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@MengstabGebri-mb8dm
@MengstabGebri-mb8dm 3 ай бұрын
tsbuqh tmhrti haftna qetsiyo
@zakitewlde4130
@zakitewlde4130 3 ай бұрын
Wisdom furti sis keep up the good work …….
@user-mr4ck9db9i
@user-mr4ck9db9i Ай бұрын
Entay aynet mexhafti tenbbi eba tegediski melsley
@gebremariam7918
@gebremariam7918 3 ай бұрын
Thank you lebam seb❤
@HermelaHagos-wd1lf
@HermelaHagos-wd1lf Ай бұрын
Thanks for everything Furti haftey ❤❤❤❤❤❤
@berhanetesfay6975
@berhanetesfay6975 3 ай бұрын
አምላክ መመልሱ ፍልጠትኪ የስፍሓዮ
@user-lq9jn2rc2o
@user-lq9jn2rc2o 3 ай бұрын
Gurl you're awesome bless you 💖
@user-ev3lb6rc1t
@user-ev3lb6rc1t 3 ай бұрын
Keep up the good work
@taamemahari7442
@taamemahari7442 3 ай бұрын
በልጽት❤ 💗⭐⭐🌟📖📖📖📖📖📖📖📖📖📖📖📖📖📖📖📖ወ በሓሊ። እምላክ።
@user-oj5re1nm1c
@user-oj5re1nm1c 3 ай бұрын
Thanks sweet ♥️🥺
@HiermelaGuesh
@HiermelaGuesh 3 ай бұрын
Always smart❤❤❤❤
@embayeabebe6978
@embayeabebe6978 3 ай бұрын
ሽኮር ኣጆኺ በርትዒ !!
@user-cn3rc9cl9p
@user-cn3rc9cl9p 3 ай бұрын
Thanks fruti God bless you
@kidanenwatu598
@kidanenwatu598 3 ай бұрын
thanks more❤❤❤
@zeraykiflemichale2223
@zeraykiflemichale2223 3 ай бұрын
Furutey I appreciate you really right❤
@luwamkahsay7795
@luwamkahsay7795 3 ай бұрын
Thank you Furti ❤❤❤
@user-pb1nl5tq3s
@user-pb1nl5tq3s 3 ай бұрын
Welcaome
@hainfotechchannel1132
@hainfotechchannel1132 3 ай бұрын
Thanks sister 🎉🎉
@AbrhamGezae
@AbrhamGezae 3 ай бұрын
Thank you fortuna አነ እቲ ንስኪ ኩሉ እትብልዮ ይአምነሉ እየ ግን ኩሉሻዕ ይከታተለኪ እየ እቲ ምልዕዓለይ ግን ግዝያዊ እንዳኮነ ነዚኣ ትከውን video እንተሰራሓክልና with respect It means I can't implement all I need in my life
@Tekie-qi1lg
@Tekie-qi1lg 3 ай бұрын
Btami xubuk temrti
@michealyowhanes4410
@michealyowhanes4410 3 ай бұрын
Thank you furti
@Tekie-qi1lg
@Tekie-qi1lg 2 ай бұрын
Belxti haftey amlak yahagezki
@user-eh7sj6lj4p
@user-eh7sj6lj4p 3 ай бұрын
Thanks❤❤❤❤
@SnitMebrahtom
@SnitMebrahtom 2 ай бұрын
Wow thank you i like your ideas dear sis 😍💓
@Rutayemane-hm9yk
@Rutayemane-hm9yk 3 ай бұрын
Fertuye habibti..GBu...egziabher xegue yebzhalki
@WediEma-ry8eu
@WediEma-ry8eu 3 ай бұрын
Thank you for share us the gold idea ,God bless you ❤❤❤❤❤ you are smart
@simonokubay
@simonokubay 3 ай бұрын
Danke ❤ haftey
@DGM-27J
@DGM-27J 3 ай бұрын
Blxti ❤❤❤
@user-gu4oi6kh6m
@user-gu4oi6kh6m 3 ай бұрын
Furtey❤❤❤❤❤
@yohhanabasiel1995
@yohhanabasiel1995 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@grmawigrum4075
@grmawigrum4075 2 ай бұрын
ካብ መልክዕኪ ንላዕሊ ጽቡቅ ትሕዝቶ ኣለኪ።
@maryt3077
@maryt3077 2 ай бұрын
Mkrti❤❤❤
@jeremiah5707
@jeremiah5707 3 ай бұрын
Bravo 👏 as always keep it up ❤
@selamgereziharr8400
@selamgereziharr8400 2 ай бұрын
❤🎉😍
@luwamo837
@luwamo837 3 ай бұрын
❤❤❤❤
@natsnettesfay8118
@natsnettesfay8118 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@beyeneghebreyohannes3763
@beyeneghebreyohannes3763 3 ай бұрын
I like it your caption sister ❤️❤️❤️
@winta5724
@winta5724 2 ай бұрын
Thank you our lovely sister ❤❤❤ keep going ❤️
@LulyaLul
@LulyaLul 3 ай бұрын
@user-iv2bu4sd6s
@user-iv2bu4sd6s 3 ай бұрын
❤❤❤❤🎉🎉 furtey nfeti qxliyo
@tesfalemteame5881
@tesfalemteame5881 2 ай бұрын
ንወዲ ሰብ ይጠቅም ዝበልክዮ ምስ ህልው ጊዜ ኣዋድዲኪ ስለ ዘቅርብኪልና የቀንየልና
@user-qu4wc8wh9j
@user-qu4wc8wh9j 3 ай бұрын
Frti❤ konjo kem kulu gze hanaxi mkri thank you so for your advice
@weinidebesay6915
@weinidebesay6915 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@Dinuactivites
@Dinuactivites 3 ай бұрын
Thanks Furti kemnay lumud tekami mkri yekenyelna Amlak xega yebzhalki edmen tenan ymneyelki
@maranathayesus2081
@maranathayesus2081 3 ай бұрын
My sister I like your programs the Bible says we live by fait not by seen the ,Bible is our daily bread if we are really depend on God life is so easy God bless you stay bless and strong keep your advice you are stong woman ❤
@furtunahabtom3754
@furtunahabtom3754 3 ай бұрын
❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@saratesfu3391
@saratesfu3391 3 ай бұрын
🙏🙏🙏 abey eki tkmeti sis
@user-xh4dl7wf3h
@user-xh4dl7wf3h 2 ай бұрын
ምቅሬቲ👌🥀
@Yohannes-mu5fu
@Yohannes-mu5fu 3 ай бұрын
Ybel sychological advice thanks moreeee frtuna
@helen-alem-f3d
@helen-alem-f3d 15 күн бұрын
Furtey ❤❤❤
@user-ts1rj8ty5u
@user-ts1rj8ty5u 3 ай бұрын
beast teacher sister furti and thanks
@user-A4stuu
@user-A4stuu 3 ай бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉
@asmiralex7773
@asmiralex7773 3 ай бұрын
Thank you so much Furtiii😊.
@user-ui3ig5xr9k
@user-ui3ig5xr9k 3 ай бұрын
Welcome 🙏🏻
@ididjdj9154
@ididjdj9154 3 ай бұрын
የቀንየልና ፅብቅተይ💚😊
@zenebeberehe7257
@zenebeberehe7257 3 ай бұрын
ትምህረቲኺ.መሳጢ.መንፈሳዊ..ሳይነሳዊእዩ።ቀፅልሉ.ማዓረይ።❤❤❤
@SelameyNatey
@SelameyNatey 3 ай бұрын
ፉርትና ሓፍተይ ቡሉጽ ሓሳብ ኣምላክ እድመን ጥዕና ይሃብኪ🥰🙏🏽
@hani669
@hani669 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@wedibalila2130
@wedibalila2130 3 ай бұрын
ራኢታትናን ጻዕርናን ተበገስን ኢዮም ምንጪ ዓወትናን ሓጎስናን
@abitajiwan6125
@abitajiwan6125 3 ай бұрын
Wow enki fkri eki kulu negerki anes mara eye zfetwoki bkemey krekbeki ykal ❤❤
Personal Growth 17 | ነብሰ ፍወሳ (CBT)
20:58
Hbri Vodcast | ሕብሪ ቮድካስት
Рет қаралды 20 М.
Personal Growth 18 | ሓራ ውጻእ
23:12
Hbri Vodcast | ሕብሪ ቮድካስት
Рет қаралды 27 М.
ISSEI & yellow girl 💛
00:33
ISSEI / いっせい
Рет қаралды 25 МЛН
Blue Food VS Red Food Emoji Mukbang
00:33
MOOMOO STUDIO [무무 스튜디오]
Рет қаралды 22 МЛН
ROLLING DOWN
00:20
Natan por Aí
Рет қаралды 11 МЛН
ገድለ ክርስቶስ ሠምራ ዘወርሃ ነሐሴ
16:10
ሓይሊ ሓሳባትና | The power of our thoughts!
14:33
Hbri Vodcast | ሕብሪ ቮድካስት
Рет қаралды 28 М.
Life Purpose
32:25
Hbri Vodcast | ሕብሪ ቮድካስት
Рет қаралды 24 М.
እዞም ወሰንቲ 4 ሕቶታት ኣቕርብሉ
17:17
Sun_Tsoffcial
Рет қаралды 3,3 М.
Personal Growth | Affirmation
19:14
Hbri Vodcast | ሕብሪ ቮድካስት
Рет қаралды 20 М.
Personal Growth 21 | ኣየናይ ወለዶ፥ ኣብ ኣየናይ ግዜ?
21:51
Hbri Vodcast | ሕብሪ ቮድካስት
Рет қаралды 12 М.
Personal Growth | ነብስኻ ምፍታው!
16:37
Hbri Vodcast | ሕብሪ ቮድካስት
Рет қаралды 33 М.
Personal Growth | RAS
16:36
Hbri Vodcast | ሕብሪ ቮድካስት
Рет қаралды 18 М.
Personal Growth 19 | Visualization
18:11
Hbri Vodcast | ሕብሪ ቮድካስት
Рет қаралды 14 М.
ISSEI & yellow girl 💛
00:33
ISSEI / いっせい
Рет қаралды 25 МЛН