Рет қаралды 5,107
ሰላም ወሰናይ ኣኅዋትን ኣኃትን፣ ንሎሚ ውን "ቅድመ ኩነት" ዘርእስታ ማሕበራውን መንፈሳውን ትሕዝቶ ዘለዋ ንዝተወሰነ ክፋላት እትኸይድ ብኣባላት ካቶሊካውያን ኤርትራውያን ማኅበር መድኃኔ ዓለም ኣዲስ ኣበባ ዝተሰርሐት ሒዝናልኩም ቀሪብና ከምዘሎና ነበስረኩም። ኣብዛ link (ጥብቆ) / results. . ኣቲኹም ሓደራ Subscribe - Share - Like ብምግባር ነተባባዓዮም። ናብ ኲሎም ኣኅዋትን ኣኃትን ክባጻሕ'ውን ነካፍሎ (Share).