No video

"ቅልስ ሰይጣንን መልኣኽን" መንፈሳዊ ድራማ

  Рет қаралды 88,764

Bemnet Nkhu ብእምነት ንቅሑ

Bemnet Nkhu ብእምነት ንቅሑ

2 жыл бұрын

Пікірлер: 585
@wedigobezay8495
@wedigobezay8495 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስምዓልና ክቡራት ኣሕዋት ጸግኡ የብዝሓልኩም እግዝኣብሄር ኣምላኽ ንዓና ከኣ ዓይነ ልቦናና ይኽፈተልና 🙌🙌🙌🙏🙏🙏🙌🙌🙌
@filmonorthodox5334
@filmonorthodox5334 2 жыл бұрын
Amen amen amen Amendment amen amen amen amen amen amen amen.❤️
@milimebrahtu2425
@milimebrahtu2425 2 жыл бұрын
አሜን 😥
@tesfagergishtesfay6137
@tesfagergishtesfay6137 2 жыл бұрын
des zbil qal
@elsasegid8875
@elsasegid8875 2 жыл бұрын
እመን ኣመን ኣመን
@elsasegid8875
@elsasegid8875 2 жыл бұрын
Amen amen amen
@user-ri2vm8ru2w
@user-ri2vm8ru2w 2 жыл бұрын
ቃለ ህይወት የስመአልና ክብራተይ አነስ እዛ ሞባይል ገዚአትኒ ድያ ገዚአያ ምርዳእ አቤኒ አቤት አምላከይ መዳሓኒተይ እየሱስ ክርሰቶስ ይቅረ በለለይ እዚአስ ናተይ ህይወት እዩ አቤት አብ ፀለትኩም ህሰብኒ እግዚእ ሃረያ
@luwamsamule9693
@luwamsamule9693 2 жыл бұрын
Amen Amen Amen 🙏🙏🙏
@tibleskidane5991
@tibleskidane5991 2 жыл бұрын
Amen amen amen
@user-nl3yg3eo4g
@user-nl3yg3eo4g 7 ай бұрын
አሜን አሜን ቃለ ህይወት የሰመአልና❤❤❤
@user-by5wy6yt4n
@user-by5wy6yt4n 2 жыл бұрын
መፅሓፍ ቁዱሰ ከንብብ ተደልየ ድቃሰ ይመፅአኒ ጀዋል ተሒዘ ግን 24 ሳዓታት ካ ይፀበኒ ኣምላከይ ምሰትዉዓለ ዓድለና 😭
@user-es4fn5dv8i
@user-es4fn5dv8i 2 жыл бұрын
Amen Amen Amen Kal Hiwet Yesmealna Aziys Natey Fetena Ayu ብፍላይ ኣብ መፅሓፍ ቅዱሰ ኸንብብ ኸለኹ ከንብብ ኣይክአልኔ ኣብ ምድቃሰውን ኣላርም መሊአ ጽቅጥ ኣቢለ መሊሰ ይድቅሰ ኣቤቱ ጌታሆይ ኸምተን ሓሙሸተ ዓያሹ አንሰቲ ኮይነ ኸይጸንሕ ወዲ ድንግል ማርያም መንፈሰ መነቃቅሒ ለኣከለይ ለኣከልና ኣሜን፫
@manaykasa3548
@manaykasa3548 2 жыл бұрын
አሜን ዋላ አነእየ ከማኪ ሊልየ በቃ ኣላርም ይመልእሞ ተመሊሰ የጥፍኣ እግዘአብሔር ይቅር ይበለልና😥😥😥😥😥😭😭😭😭😭😭
@user-dt8og2du4q
@user-dt8og2du4q 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@user-hg9kc4hu3h
@user-hg9kc4hu3h 2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን
@user-kx3jp3in9w
@user-kx3jp3in9w 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኩላትና እና ናይ ቃል ከይኮነ ተግባሮ ይግበረና ወድ ድንግል ማርያም
@WeldeMaryam185
@WeldeMaryam185 Жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ዓብይ ትምህርቲ። ቀጽልዎ ፉቑራተይ ብጥዓሚ ክትምስገኑ ይግባኣኩም እዩ። ዓስብኹም ይኽፈልኩም እግዚኣቢሔር ዘመሕዋተይ።
@jdyyet7tttet903
@jdyyet7tttet903 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቓለ ሂወት የስመዐና ኦኣምላከይ ልብ ልድያ ዝከፍተ ልብና ይክፈተልና
@adhanomtekle6216
@adhanomtekle6216 2 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስመአልና ናይ አገልግሎት ዘመንኩም ይባርክ ዓባይ መልእክቲ እያ
@yordanosasefawokubu2435
@yordanosasefawokubu2435 11 ай бұрын
Amen Amen Amen አብ ሂወት ኩሉ ዞሎ ዚገልጽ መሃሪት ድራማ ።ቃል ህይወት የስምዓልና🙏🙏🙏
@user-nr2hm6ge4l
@user-nr2hm6ge4l 2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስምዓልና ክቡራት አሕዋት
@hiwanhailay7108
@hiwanhailay7108 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስመዐልና 🙏🙏🙏🙏🙏🙏👏👏👏👏👏👏👏
@selam801
@selam801 2 жыл бұрын
እህህህ ብሓቂ ዝገርም እዩ ዋላ አነሰ አላርም ናጸወዐት ጀዋለይ አጥፊአ እየ ዝድቅሰ ዋ አብ ፆሎትኹም ዘበበክሩኒ ደቂ ተዋህዶ
@shadkonjo787
@shadkonjo787 2 жыл бұрын
አሜን አማን።አማን።ቃለ።የሰመአልና።አገልግሎት።ዘመንኩምይባረክና
@yohanayewa4649
@yohanayewa4649 2 жыл бұрын
ኣሜን ቃል ህይወት የስመዓልና ፡ እግዚኣብሄር ኣምላክ ኣዒንተ ልቦናና ይክፈተልና ፡ ጾለታን ኣማላድነታን ናይ ኣደና ቅድስተ ቅዱሳን ወላዲተ ኣምላክ ኣይፈለየና፡ ናይ ኣገልጉሎት ዘመንኩ ይባረክ።
@user-vw6rq1bv9w
@user-vw6rq1bv9w 2 жыл бұрын
በስም ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ክብራተይ ናይ ባሓቂ ኣብ ድቃስ እማ ኩላትና ኢና ኦ ኣምላክ ባዓልካ ሩጉም ሰይጣን ካብ ዝርያና ኣርሕቅ
@user-kd7lt2cu5r
@user-kd7lt2cu5r 2 жыл бұрын
ብሓቃ ቃለ ሂወት የሰመዕልና አሑወተይ አይይይይ እዝኣስ ናተይ መዓልትወሐ ዝገብሮ ድክመይ አዩ ከሉ ሰናይ እናፈለጥኪ ግን ለተሰናይ ግብሪ ግን ብሰንኪ ትዕብትን ተህክትን ፅባሒ ከርክበሉ አናበልኩ ጊዜ አበክነ ብሐቂ አዛ ድራማ ናተይ ሂወት አየ ብሓቂ ከብዚ ድራሚ ክንደይ ተምህረ ኣ ኣምላካይ ቃልካ ሰሚዐ ፍቅድካ ንካምላኣ ብምሕረትካ ደግፈና ከብ ኩሉ ትዕቢትን ሰይጥናዊ ሰሪሓ ኩበይ አረሕቀለይ ክብ ዛ ድራሚ ተምህር መንፍሰዊ ሂወተይ ንክቅይረ ዓይነ ሌቦናይ አብረሀለይ ኣምላካ እስራኤል ኣቦይ
@user-em3rw9un7f
@user-em3rw9un7f 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዐና ብሐቂ ማሃሪት ፊሊሚ መንፈሳዊ ድራማ 👏👏👏
@user-mm7sp1vb5f
@user-mm7sp1vb5f 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስምዓልና🤲🤲🤲🕯️🕯️🕯️🙏🙏🙏🎪🎪🎪✝️✝️✝️
@sofiateklezgi1832
@sofiateklezgi1832 2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ናይ ቅዱሳን መላእኽት ግበረኒ ኣምላከይ ፡ቃለ ሂወት የስምዓልና
@lemlemabrham1190
@lemlemabrham1190 2 жыл бұрын
Amen amen amen kale hiwet yesmalna yehwat tsegau yebzahalkuum yehwat
@kubromtadesse6359
@kubromtadesse6359 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህወት የስምዓልና እግዚአብሔር ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሓልኩም
@fevenestifanos3958
@fevenestifanos3958 2 жыл бұрын
Amen Amen (3)qal hiwet yesmeoalna egzabiher msakum ykun❤🤲🏾🤲🏾🤲🏾🙏🙏🙏🙏💒💒💒❣❣❣❣❤❤❤❤
@user-zf6ye1gy2j
@user-zf6ye1gy2j 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ፍትሓዊ ሓወይ
@mebrhthebshe9898
@mebrhthebshe9898 2 жыл бұрын
ኤሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት ይስምዓልና ፀገኡ ይብዝሑልኩም🙏🙏🙏
@mikibro3056
@mikibro3056 2 жыл бұрын
ሰላም ሰላም ኩቡራት ይሕዋት ብመጀመርታ አብ ሂወትኩም ሙሉእ ጥዕና አብ መዓልታዊ መነባብሮኹም ድማ ሰላምን ቅሳነትን ዝመልኦ ኩኾነልኩም እንዳ ተመነኹ ብምቕጻል ድማ አብ ህይወት ወዲ ሰብ መዓልታዊ ብፍላጥ ይኹን ብዘይ ፍላጥ እንገብሮም ምንቅስቓሳት ዓይነ ልቦናና ተደፊኑ ካብ መንገዲ የማን መንገዲ ጸጋም እንጓዓዝ ቡዙሐት ኢና'ሞ እዚ ድማ መንቀሊኡ ብዝሒ ቤት ጾሎትን ቤተ ክርስቲያንን ዘይምምልላስን ቁዱስ ቃል አምላኽን መጽሐፍ ቁዱስን ዘይምምባብን ዝፈጠሮ ናይ ዲያብሎስ ምጽራርን እዮ'ሞ አብ'ዛ መንፈሳዊት ድራማ ከም ዝገለጽኩሞ ብትኽክል ዓቢ ትምህርቲ ስለ ዝሃብኩምና ንብሙልኡኹም አብዛ ድራማ ንዝተሳተፍኩምን ንደረስትን አለይትን ናይ'ዛ ድራማን እግዚአብሄር አምላኽ ቃል ህይወት የስመዓልና ከምኡ ውን አብ ሰማይ ዓስብኹም ይሃብኩም ነቶም ከምዚ ኽማይ ሐጥአን ድማ እግዚአብሄር አምላኽና ዓይነ ልቦናና ይኽፈተልና ስብሃት ለእግዚአብሄር ወ ለወላዲቱ ወ ክብር ለመስቀሉ አሜን አሜን አሜን!!!!
@user-hy4wu3cw5s
@user-hy4wu3cw5s Жыл бұрын
ኣሜን ብሓቂ 🤲🤲🤲
@mariyamasafe6440
@mariyamasafe6440 2 жыл бұрын
Amen amen Amen amen amen AmenAmenamen amen Amen amen AmenAmenamen amen amen Amen amen amen 🙏 🙏🙏🙏
@user-mm7gt5yh1u
@user-mm7gt5yh1u 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኦ ጎይታ ናዓና ዉን መንገድኻ ምርሓና ዘልኣለማዊ ሂወት ምርሓና ኣብ ፈተና ኣይተእትወና 🙏🙏🙏
@fabri8477
@fabri8477 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜንኣሜን ቃል ህይወት የስመዐና
@user-od9lg9xz3p
@user-od9lg9xz3p 2 жыл бұрын
ኣሜን ቃለ እግዚአብሔር የሰመዐና
@raeeeer-xx5sy
@raeeeer-xx5sy 10 ай бұрын
ቃል ህይወት የስመአልና አሕዋተይ ብጣዓሚ ማሃሪት መንፈሳዊ ድራማ አምላክ ኣቦይ ሰማዓቲ ጥራይ ዘይኮናስ ኣተግበርቲ ክንከዉን ዉዲት ፀላኢ ሰናይ ፈልጥና ናብታ መንገዲ ሓቂካ ክንምለስ አዕንተልቦናና ክፈተልና😢❤
@kisanetadhanom3006
@kisanetadhanom3006 2 жыл бұрын
ኣሜን ቃል ሂወት ይስምዓልና እግዚኣቢሄር ኣምላኽ ጽጉኡ ይብዝሓልኩም ናዓና ከአ ኣዒንቲ ልቡናና ይክፈትልና
@fgze6898
@fgze6898 2 жыл бұрын
ኦ ኣምላከይ ይቅር በለልና ብየማናይ መንገዲ መርሓና 🙏🙏🙏🕊
@temesgenamlak173
@temesgenamlak173 2 жыл бұрын
መፅሓፍ ወቅዱስ ክንትሕዝ ከለና ፀጉሩና ንሸፈን
@haimanothaimanot2705
@haimanothaimanot2705 2 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስመእልና ንአና ንሀጥያን እውን ዓይነ ልቦና ይክፈተልና አሜን
@user-wt7tr8mm4c
@user-wt7tr8mm4c 2 жыл бұрын
ቃል ህየወት የስመዐና ኣሜን(3)🙏 ኣ ኣምላክ ብመንገድካ ምሪሐን እዙይ ስ ናተይ ህወት እዩ ግን እንታይ ምግባር የሐሸን መዝሙሪ ይሰመዕ አሞ አቲ መዝሙር ገድፈ ሙዚቃ ይሰምዕ ኦ ኣምላክይ ይቅር ባለለይ ሓጥያተይ ገድፊካ አሕዋተይ ማዓረይ አብ ፆሎቲኪን /ኹም ሕወሳን😭
@hdbbr1696
@hdbbr1696 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስመዐልና 🙏🙏🙏
@user-lk8ob8uw5r
@user-lk8ob8uw5r 2 жыл бұрын
እፍፍፍፍፍ ላብ ንሰሀ ሞት ኣብቀዕኒ ጎይታ ኣብ ፈተና ኣይታእትወና ባዓይነ ምሕረትኻ ጠምተና ኣሜን(3)👏👏👏🥺😭😭😭
@tthgh4257
@tthgh4257 2 жыл бұрын
ናተይ ሂወት እዩ እዛአስ እዋይይይ በሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ክብራት እሕዋትና
@user-lv8ms3nt4n
@user-lv8ms3nt4n 2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡራተይ ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚኣብሔር ኣምላክ መስተዋዓሊ ልቢ ይዓድለና🙏🙏🙏🙏
@user-bc7kv4jw9o
@user-bc7kv4jw9o 2 жыл бұрын
ብሓቂ ፀጉኡ የበዘሐልኩም እዚኣስ ናተይ ግብሪ እያ 😢 እግዚአብሔር አምላክ መስተወዐሊ ይሃበና 🤲🤲🤲🤲
@user-hy4wu3cw5s
@user-hy4wu3cw5s Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዐልና 👏👏👏
@user-ht4dk7sm5x
@user-ht4dk7sm5x 2 жыл бұрын
በእውነት ቅል ህይውት ያሰማዓልን አነሕና ውን ምሰታውዓል ልበነ ይህበን እግዝአብሔር ክበ ክፈእ መንፈሰ ይሕልውን
@milimebrahtu2425
@milimebrahtu2425 2 жыл бұрын
አሜን
@user-dt8og2du4q
@user-dt8og2du4q 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@user-jz4yg9gg1t
@user-jz4yg9gg1t 2 жыл бұрын
ቃል ህይወት የስመዐና ኣምላክ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርከልኩም ንኣናውን ኣስተውዕሎ ልቦና ይከፈተልና
@user-yr9fw2vi8l
@user-yr9fw2vi8l 2 жыл бұрын
ብሓቂ መሃሪት መንፈሳዊት ትምህርቲ እያሞ ቀፅልሉ ንዓና ድማ ዓይኒ ልቦናና ይኽፈተልና ፀግኡ የብዝሐልኩም ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@wedites1422
@wedites1422 2 жыл бұрын
ኣሜንንን ቃለ ሂወት የስምዓልና።
@mhretyowhans550
@mhretyowhans550 2 жыл бұрын
Amen Amen Amen qale hiwet yesmalna egziabiher amlak ymesgen nizelalem bihaqi Desi zibil nay agelgulot zebenkum ybariko fitari yehwatna
@user-qu2fs5mp9j
@user-qu2fs5mp9j 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህወት የስመዓልና ኣሕዋተይ 🤲🤲🤲
@tiigg20640
@tiigg20640 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዐና
@rahwahrahwah1899
@rahwahrahwah1899 2 жыл бұрын
ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዕልና 🙏🙏🙏
@mezmeran_Gent
@mezmeran_Gent 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ክብራት የሕዋት ጸጉኡ የብዘሓልኩም ነዓና ኸኣ ኢግዛቢሄር ሓጥያትና ኸኣ ይሕደገልና ቀጽልዋ የሕዋተይ መዓረይ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@user-cb4mu4oz5j
@user-cb4mu4oz5j 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃልሂወት የስመዐልና
@semerehayle4322
@semerehayle4322 Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስምዓልና
@hhfgdgfhgggufyy4573
@hhfgdgfhgggufyy4573 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዐልና
@saha7719
@saha7719 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃል ሂወት የሰመዐና
@ttttgyyy7131
@ttttgyyy7131 2 жыл бұрын
ቃል ሂወት የስመዐና ኣሜን ኣሜን ኣሜን ከም ፍቃድካ ይክነለይ ኣምላኬ 🙏🙏
@suzidaniel5523
@suzidaniel5523 2 жыл бұрын
በስም ኣብ ወ ወልድ ወ መአንፈስ ቅዱስ ኣሓዱ ኣምላኽ ኣሜን ጎይታይ ስጋኻ ክንበልዕ ደምካ ውን ክንሰቲ ናይ ዘል ኣለም ሂውት ክንረክብ ሲ ሓገዝካን መላኽካን ኣይፈለየና ኣሜን ኣሜን ኣሜን እቲ ሰማይን ምድርን ዝፈጠረ ሰመያዊ ኣቦ ዝተመስገነን ዝኸበረን ይኹን ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@user-qg6nm8ok7v
@user-qg6nm8ok7v 2 жыл бұрын
ባሓቅ ቃል ሂወት የስማዓልና 🙏🙏🙏
@lemlemtube5783
@lemlemtube5783 3 ай бұрын
ቃል ህወት የስመዐና🙏ኣሜነ፫🙏 ኦ ኣሞላከይ ብመንገድኻ ሞርሐን ላብ ንስሀ ሞት ኣብቅዐና ኣብ ፈተና ኣይተእትወና ብዓይነ ሞሕረትኻ ጠሞተና ፫ኣሜን😢😢🤲🤲🤲🤲🙏
@albadr2531
@albadr2531 2 жыл бұрын
ቃል ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐሉኩም ፉቁራተይይ ብጣዓሚ መሃሪ እዩ ዘገርም ገሩኩም ሰሪሕኩምዋ ዕድመን ጥዕናን የሃቡኩም ሓተይ መዓረይ ❤❤❤
@mebitigraweyti
@mebitigraweyti 2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃልሂወት የሥመዐና ድያብሎስ ከምዚይ እናበለ እዩ ግዜና ዘባክነልና ዘሎ አብ ድክመትና የናቀሐና እግዚአብሄር አምላክ
@user-zv4tn5wj2g
@user-zv4tn5wj2g 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስምዓና🙏🙏🙏
@fgze6898
@fgze6898 2 жыл бұрын
ኣሜን (3) ቃል ህይወት የስማዓና ክቡራተይ 🤲🤲🤲
@nebyathabte9230
@nebyathabte9230 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽብቕን መሃሪትን ፍልሚ እያ ሙሴ ሓውና እግዚኣብሄር ይሓግዝካ ኣሕዋትና ከኣ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርኸልኩም
@WerkeyAbraha
@WerkeyAbraha 9 ай бұрын
ኣሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስመዐልና:እግዚኣብሄር አምላክ ዓይነ ልቦናና ይክፍትልና
@user-md8mp1tr5r
@user-md8mp1tr5r 2 жыл бұрын
አሜን ቃለ ህይወት የሰመዐልና ብሓቂ ዓባይ ትምህርቲ እያ
@tmnitemha7679
@tmnitemha7679 2 жыл бұрын
ብሓቂ ማሃሪት መንፈሳዊት ድራማ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ዕድመ ጥዕና ይሃብኩሙ ይሕዋት ኣሓት ጽግኡ ይብዝሓልኩሙ ናዓና ድማ ምስትውዓሉ ይዓድለንና
@user-ck6sw8mj2h
@user-ck6sw8mj2h 2 жыл бұрын
ቃል ህወት የስማአልና ኩብራተይ ዘስተውዕል ልበና ይሃበና ጎታየ ዓባይ ትምርቲ እያ
@user-qi9gm6eh3d
@user-qi9gm6eh3d 2 жыл бұрын
ብሐቂ ካብዚ ብዙሕ ተማሂርና ኣና ሰማዓተስ ዝይኮናስ ኣተግበርቲ ክንኲወን ኣግዛብሔር አምላክ ይሓሕዘና 🤲🤲
@rishannebyat6266
@rishannebyat6266 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃሌ ህይወት የሰምዓና
@user-xx5ut1lh4g
@user-xx5ut1lh4g 2 жыл бұрын
እዝ ነገር ንህይወተይ ዝገልፅ እዩ😭😭🙏📚⛪️✝️🙏
@dinuokbay6105
@dinuokbay6105 2 жыл бұрын
Amen amen amen kale heweti yesmalena🙏🙏🙏
@danaytmerhawit9756
@danaytmerhawit9756 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣምላክ ንኩላትና መንገዲ የማን ይምረሓና ንንሰሃ የብቀዐና
@sbegge7121
@sbegge7121 9 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን አሜን ቃል ህይዉት. የሰመዓልና. እግዝአብሄር. አምላክ 🤲🤲🤲🤲🤲💒💒💒💒💒💒💒💒💒🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲😭😭😭😭😭🌻🌻
@zaid4763
@zaid4763 2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የሰምዓልና ጸግኡ የብዝሓልኩም እግዝኣብሄር ኣምላኬ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@astertube965
@astertube965 2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ብጣዕሚ ማሃሪት ዝኮነት ድራማ እግዚኣብሔር ኣምላክ ናዓና ንድኩማት ባረቱ እውን ብመገዱ ይምረሐና ቀፅሉሉ ፀጉኡ የብዘሐልኩም ክቡራተይ❤🙏
@auosgeh2463
@auosgeh2463 2 жыл бұрын
ኣስቴረይ 💖💖💖
@user-vw1jl9mr6z
@user-vw1jl9mr6z 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዐልና ልዕሊ ኩሉ ዘድነቅክዋ ክትታባባዕ ዘለዋ ራሄር እያ ናይ ኣገልግሎት ዘመና እግዚኣብሄር ይባርኽኸላ ተንጸባርቆም ዝነበረት ገጻት ብጣዕሚ ንፍዕቲ ትኽክል ተለባቢሳቶ ምዳና ናብ ቤት እግዚኣብሄር ንምኻድ ክትሓስብ ከላ ዝነበረ ውግእ ንፍዕቲ ኣድናቆተይ ኣብጽሑለይ እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሐላ ብዕበይ ዝበለ መደብ ብዝበለጸ ኣብ ካልእ ክርእያ ዓብይ ተስፋ ኣሎኒ ንፍዕቲ ብሓፈሻዊ ንፉዓት ኩሎም እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሐሎም ንዀሎም ነዚ ብምቅራብኩም ድማ ብእምነት ንቕሑ እግዚኣብሄር ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ የብዝሐልኩም ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርኽ ብሓቂ ዘባራትዕ ምኽሪ እዩ ንራሄር የማስለና እግዚኣብሄር ድማ ጽንዓቱ ይሃበና ኣሜን
@sagh9928
@sagh9928 2 жыл бұрын
ኣሜንኣሜንኣሜንቃለሂወትየሰመዐልና
@user-xe4gq4gg7w
@user-xe4gq4gg7w 2 жыл бұрын
ቃል ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልክም እግዚአብሔር አምላክ ክብራተይ
@Merifit
@Merifit 2 жыл бұрын
Amen amen amen Kal hiwet yesmalna amlakey degfens nhna win abzi knbexh temesgen amlakey
@milimebrahtu2425
@milimebrahtu2425 2 жыл бұрын
ኦ ኣምላኸይ ሓጥያተይ ከይፈንፈንካ ኣብ ልበይ ተወለድ 😥አሜን አሜን አሜን ❤️, ኣምላኸይ ተመስገን ነዚኣ ኣርኢኻ ዝማሃርካኒ, የሕዋተይ ናይ ኣምላኽ ቤተ ሰብ ነመስግነኩም❤️,❤️❤️❤️ኣምላኽ ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንኩም ይባርኽ ✝️ወ ስብሓት ለእግዚኣብሄር ወለወላዲቱ ድንግል ወለመስቀሉ ኩቡር🙌አሜን
@fhgtug8641
@fhgtug8641 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስምዓልና ኩቡራተይ
@ghenetghile3642
@ghenetghile3642 2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ህወት የስምዓልና ናይ ንስሐ ዕድመ ይሃበና አይና ልቦናና ይክፈተልና
@user-jg8yw7qd4d
@user-jg8yw7qd4d 2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ህወት የስመዐልና ይገርም ዘለክዎ ሰዓት ኣብ ፀሎትኩም ዘኩሩኒ ሽመይ ለ ራሄል በቃ ናየ ህይወት 😓😥
@user-vc9ev5uy3w
@user-vc9ev5uy3w 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ስናይ ይስመዐልና ፀጉኡ ይብዘሐለኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ክብራት አሕዋትና🙏⛪🙏
@user-kk6lo3td6d
@user-kk6lo3td6d 2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡራተይ ፀጋ የብዝሕ ቀፅልሉ ፅብቅ ት/ቲ እዩ
@mebritafeweki3322
@mebritafeweki3322 Жыл бұрын
ብሓቂ ካብዛ ሓጻር ድራማ እዚኣ ብዙሕ ተማሂረ ብጣዕሚ ኢና ነመስግነኩም እዚ ታሪኽ እዚ ናተይ እዩ።❤❤❤❤❤❤❤
@ehgtyggis3554
@ehgtyggis3554 2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እዝስ ናተይ ሂወት እዩ ብሓቂ ፀሎት አብ ዝገብር ሰዓት ሕልናይ ምስብሳብ ይኣብየን እዩ ዘሎ ብፀሎትኩም ሓግዙኒ ወለተ መስቀል እናበልኩም አሕዋት ካብ ፈተና ክድሕን
@user-pu9tx8vy7x
@user-pu9tx8vy7x 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የሰምዐን ክብሪተ ኣሕዋተና እግዝኣብሃር ዓይኒ ልባናን ይበርሃልን
@user-su8by1vd9s
@user-su8by1vd9s 2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስምዓልና እግዚአብሔር ናይ አግልግሎት ዘመንኩም ይባረኽ እግዚአብሔር ካብዚ ፈተና አውፅኡ ናብ መንገዱ ይምርሓና አቤት አምላኬ ሆይ ብከምዚ ዓይነት ፈተና እዩ ኮ አሳቅዮ ቀትሉና ዘሎ 😥😥😥😥
@fyoriembaye8939
@fyoriembaye8939 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማዓልና ክብራት ኣሕዋት ጸግኡ የብዝሓልኩም እግዚኣብሄር ኣምላክ
@jge7tye640
@jge7tye640 2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ፈጣሪ❤❤❤💛💛💛💒💒💒🙏🙏🙏
@user-nd7fq4nu6e
@user-nd7fq4nu6e 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜኝ ቃለ ህይወት የሰምዓልና🙌🙌 🙏🙏🙏
@bhhsswarjun8926
@bhhsswarjun8926 Жыл бұрын
ብሓቅ ቃለ ህይወት የስመዐልና ኣሜን አሜን ኣሜን🙏🙏🙏🙏❤❤😘
@user-vg6ho9os2e
@user-vg6ho9os2e 2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀግኡ የብዘሐልኩም ክቡራት የሕዋትና
@user-ok7mt7zt3n
@user-ok7mt7zt3n 2 жыл бұрын
አሜን (3) ቃል ሂወት የስመዐልና 🙏🙏🙏
@user-nu8qz1wm6v
@user-nu8qz1wm6v 2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ክብራት ኣሕዋተይ ተመስገን ኣምላክ ኣብ ቃል ኣምላክ ዘሎ ሰለሚዊ ዕረፍቲ 🍀☘️✝️✝️ ዋይ ዲያብሎስ ተጫዊትናይ ዶ ኣሕዋተይ ናብ እግዚአብሔር ንመለስ 😢😢😢
@lidyaaraya8526
@lidyaaraya8526 2 жыл бұрын
Amen amen amen qale hiwet yesmolna amlka xegu yebzhlkom🙏🙏🙏🙏🙏
@zahrahh420
@zahrahh420 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዐልና ፀጉኡ የብዝሐልኩም ኩቡራት ኣሕዋተይ ብሓቂ ምሃሪትን መሳጢትን እያሞ ቀፅልዎ
@user-cb2tr4cd9m
@user-cb2tr4cd9m 2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት ያስማዐልና ፀጉኡ ምብዛሕ ልካ መምህር
@user-gd1gs8dz8v
@user-gd1gs8dz8v 2 жыл бұрын
ኣሜን(3) ቃለ ሂወት የስምዓልና ብሩካት ኣሕዋተይ እግዚኣብሔር ኣምላክ ብዓይኒ ምሕረቱ ይጠምተና።
@wintakidane9453
@wintakidane9453 2 жыл бұрын
Kal hiwet yesmalna xega ab lali xega ybzhalkum አግዝኣብሄር ኣምላክ ናይ ጸሎት ሰባት ይግበረና ሰያጣን ኣስፍሕፊሑ
"ኣብዚ ቦታ ዝጸልየን ዝተማህለለ 55 ትውልዲ ክመምህረልካ እየ"
25:27
Kids' Guide to Fire Safety: Essential Lessons #shorts
00:34
Fabiosa Animated
Рет қаралды 12 МЛН
Jumping off balcony pulls her tooth! 🫣🦷
01:00
Justin Flom
Рет қаралды 35 МЛН
Ouch.. 🤕
00:30
Celine & Michiel
Рет қаралды 39 МЛН
ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክሳዊ መንፈሳዊ ድራማ
30:19
Rehabot Media ረሓቦት ሚድያ
Рет қаралды 9 М.
‼ሓሙሽተ ምልክታት ጸላኢ ሰናይ ኣብ ነብስና ምሕላዎም🔴
19:38
Bemnet Nkhu ብእምነት ንቅሑ
Рет қаралды 53 М.
Kids' Guide to Fire Safety: Essential Lessons #shorts
00:34
Fabiosa Animated
Рет қаралды 12 МЛН