No video

ቃዛፊ መዓልቲ ሞቱ ዘቀላጠፈሉ ናይ ጀርመን ግብረሽበራዊ መጥቃዕቲ

  Рет қаралды 44,912

Fnan App Infotech

Fnan App Infotech

Күн бұрын

fnan app infotech
ሰላም ተኸታተልቲ መደብና ቻነልና ኣብ ትምህርቲ ሓዘል መደባት ዘተኮረ ኮይኑ መዓልታዊ ብዝቀርብ መደባት ስፖርት ውን ዝማሞቀዩ።ዝኾነ ሰበ ኣብመደባትና ከቅርቦ ዝኽእል መደባት ኣለኒ ዝብል እንተሎ ማዕጾና ርሑውዩ።
ኢመይልና fnangebretinsae@gmail.com
ንእትህቡና ሃናጺ ርኢቶ እቐዲምና ነመስግን
ናይ ፌስቡክ ኣድራሻና
/ finan.gebretinsae
ናይ ዩቲዩብ ኣድራሻና
• ገንዘብ ዘኻዕብቱን ሚልዮነር ዝገብሩ...

Пікірлер: 79
@amanaxumawi2869
@amanaxumawi2869 Жыл бұрын
ጽቡቕ ትንታነ እዩ ፋኒ። ሕጂ ህሉው ኩነታት ናይ ሊብያ እንታይ ይመስል? እቲ ተቓወምቲ ናይታ ዓዲ ሒዙ ዕልዋ ዝገበረሉ ኮነሬል ድሕሪኡ ከመይ ኮነ? ብህይወት ኣለሎ ዶ ዝብል ሰፊሕ ትንታነ ሒዝካ ክትመጸና ተስፋ ይገብር🙏
@merihasfaw4818
@merihasfaw4818 Жыл бұрын
Thanks fnan xbuk zgebere xbuk ayfdeyn eyu ente kone gna n wedi medhn berad komu yeriena
@gebrehiwethadgu8868
@gebrehiwethadgu8868 Жыл бұрын
I always have a great respect and admiration and I follow your news analysis. Please keep up the amazing work and thank you
@gimjaamare509
@gimjaamare509 Жыл бұрын
Thanks Fnan for your great service and information. I was always thinking about Libya Moamer Gaddafi how it was done and poverty came to Libya up to now .
@saraa.8672
@saraa.8672 Жыл бұрын
This’s useful and knowledgeable info. learned something new about Gaddafi. 👏👏👏 hawena Fnan
@tuemzghihabteab1298
@tuemzghihabteab1298 Жыл бұрын
ፋኒ ንፉዕ ብጣዕሚ ጽቡቕ ትረኻ ፡
@abduahmedin591
@abduahmedin591 Жыл бұрын
የኣለም ጅግና ወሳኝ መኣመር ገዳፊ
@gechgech3868
@gechgech3868 Жыл бұрын
ፍናን ናይ ብሓቂይ በሊሕ
@bibiagame9923
@bibiagame9923 Жыл бұрын
እንዃዕ ብሰላም መጻካ ፍናን ሓውና💚
@mulugetamedhane6188
@mulugetamedhane6188 Жыл бұрын
Bmejemerya fnan azye ydnkeka gn nskawun lekae kemzi tzentwo zelka u srhka
@sameeabraham2208
@sameeabraham2208 Жыл бұрын
ብታዕሚ መሰጢ ታርክ ጽቡቅ
@orotaestifanos830
@orotaestifanos830 Жыл бұрын
Wawwww btam des zbl tintaneka fnan hawey kexilo eka ...
@user-sd2xl1ol9r
@user-sd2xl1ol9r Жыл бұрын
ፍናን ሓውና ፁቡቅ አገላልፃ ንሕና ውን ናይዚ ሰለባ ከምዝኮና ሩዱእ እዩ እምበር ሰብ ከመይ ሰላም ይፀልእ ሓሲብክምዎ ኢትዮጵያን ኤርትራ ብሓደ ኮንነን ተዝሰርሓ ከመይ ንዓለም ከምነድምም ሕጅው ግዜ አለና ሓየ ሓደ ንኹን ፍናነይ አዚና ነመስግን ካብ ልቢ 💙🥰
@habtomhaile6016
@habtomhaile6016 Жыл бұрын
Xebke temhrti temhirna alka kexlo fani Bro 🥰
@mteri8483
@mteri8483 Жыл бұрын
ካብዚ ከኣ ነዓኻ ቡዙሕ ተሰቕርካ ክኸውን ተስፋ ይገብር ከምዚ ናትካ ደለኻዮ ተቃዋማይ አልካ ትሰምዮ......
@melodyentertainment77
@melodyentertainment77 Жыл бұрын
Exactly
@solomonmehari5976
@solomonmehari5976 Жыл бұрын
ኣፍሪቃ ንኣፍሪቃውያን ስለ ዝበለ ጥራይ እዮም ቀቲሎሞ ዘሕዝነኒ ግን ክልተ የሕዋት ብጓኖት ክበኣሱ ከለዉ እዩ
@dc8625
@dc8625 5 ай бұрын
ቀዛፊ ኣይኮኑን ዲዩ ምስኦም ሓቢሩ ን ቶማስ ሳንካራ ቀቲሉዋ
@solomonmehari5976
@solomonmehari5976 5 ай бұрын
@@dc8625 ብከመይ ንሳንካራ ኣቅቲልዎ እስከ ኣረድኣኒ?ንኣብነት ኦባማ ካብ ስልጣን ምስ ወረደ ዘጣዕሰካ ነገር ኣብ ስልጣንካ እንታይ እዩ ኢሉ ምስ ተሓተተ፣ንቀዛፊ ምእላይና ኢሉ እዛ ትብላ ዘለካ ግን ኣነ ኣይፈልጣን እየ 😏
@dc8625
@dc8625 5 ай бұрын
@@solomonmehari5976 ኣብዚ ቻነል ኣለካ ካልእ ከማን ኮለል ኣይድልን ኢዩ ሓወኒ።" ናይ ቶማስ ሳንካራ ታሪኽ ኣቃታትሉኡ ራአ ስማዓዮ።" ቀዛፊ ብዙሕ ን ኣፍሪቃውያን ካልኦት ኣፍሪቃውያን ሓያሊ ክህልወና ኣይደልን ኢዩ።" ብ ግብኡ ታሪኽ መዓመር ቀዛፊ እዚ ጥራይ ዘይኮነስ ብዙሕ ንዕቀት ዝነበሮ ሰብ ኢዩ።" ልዕሊ ኩሉ ድማ ጸረ ትምህርቲ ኢዩ።" ኣብታ ቅትለቱ ዝበሎ ኦባማ ግን ያ ኢሉ ዓቢይ ሓደጋ ዉን ፈጢሩ ኢዩ።" እዚ ድማ ሊብያውያን ዉሽጣዊ ናጽነት ተዓቢዒቦም ጸኒሖም ክሳብ ሕጂ ራኣዮ ስለዚ ኢየ።
@warrihabesha
@warrihabesha Жыл бұрын
ፍናን ተባዕ👍ብጣዕሚ ጽቡቅ ትረኻ! ኣብ ማእኸል ጽጉባት ኣናብስ ኮይንካ ትበልዕ ትሰቲ እንተድኣ ሃሊኻ ምስ ሰብሓኻ ድራሮም ክገብሩኻ ኢዮም። ቀዛፊ ክኣ ኣብ መእከሎም ኮይኑ ይበልዕ ነይሩ። ምስ ሰብሐ ክኣ ድራሮም ኮይኑ።
@samuelteame7210
@samuelteame7210 Жыл бұрын
Tenx bro ❤
@gilaytekle4359
@gilaytekle4359 Жыл бұрын
ሰብ ትዓንቂፉ እዉን ይመዉት እዩ ግና ኣብ ሂወቱ እንታይ እዩ ሰሪሑ እዩ እቲ ሓቂ ።ቀዛፊ ድማ ታሪክ ሰሪሑ እዩ።
@grmalemzawdi4518
@grmalemzawdi4518 Жыл бұрын
Btaemi dess zbl treka nay Gadafi fnan as usual.nay ganin adi halo kea eske hade mealti amtsealna.
@andomangosom9843
@andomangosom9843 Жыл бұрын
Good job Fani keep it
@kidanewoldeabraha429
@kidanewoldeabraha429 Жыл бұрын
Wow I like fnan this program
@biniamwelde5696
@biniamwelde5696 Жыл бұрын
መጻኢኡ ዝከሰረ ህዝቢ ከም ወያነ ግርዳሚ ምዕራባውያን ኮይኑ ክነብር ኢዩ
@tadiwosmaesho1025
@tadiwosmaesho1025 Жыл бұрын
ፍናን ከምዝ እስካ ታዓስብካ ዘላክ ማለት እያ
@hani165
@hani165 Жыл бұрын
ምስጢር ሂወቱ ሂወት ሊብያ ዝወሰደን ዘበላሸወን ኮረኔል ሓፍታር እዩ ፡ ቃዛፊ ግን ካብ ጫድ ከውጾኦ ኔሩዎ ጥልመት ጥልመት እዩ
@seeker3963
@seeker3963 Жыл бұрын
👍 ከምኡዉን ቀንዲ ፀላኢት ስዑድያ ዓረብያ እያ ኔራ ስዑድያውያን ካብቶም ምዕራባውያን ንላዕሊ ን ሙዓመር ቐዛፊ ከጥፍእዎ ስለዝደለዩ ዋላ ንምዕራባውያን እውን ንቐዛፊ ንኽቐትልዎ ብዙሕ እዮም ዝልምንዎም ኔሮም ቐዛፊ ንሱዕድያ አመልኪቱ ብዙሕ እዩ ተዛሪቡ ሐደ ካብቲ ዝበሎ ኩላትኩም አስላም ናይ ግድን አይኮነን ናብ ማካ መዲና ኬድኩም ክትሕጅጁ አብቲ ዘለኹሞ ሀገር ኮይንኩም ክትሕጅጁ ኣለኩም ኢሉ ከምተዛረበ ብዝተረፈ ሱዑዳውያን ንሳዳም ሑሴን ንናይ ሶርያ በሺር ኣልኣሳድ ሕጂ እውን አብ የመን ካልኦት እውን ኣብዝተፈላለዩ ሃገራት ናይ ዓለም ቀንዲ መስረቲ ናይቶም ሽግራትን ገበናትን እዮም I hope so one day soon ስዑድያ ከም ሊብያ ኮይና ከርእየና ✋️ሰላም ንኹሉ ደላይ ፍትሒ ብዝያዳ ን Fnan
@firstloveyourself6337
@firstloveyourself6337 Жыл бұрын
God bless America 🇺🇸 🙏
@metkelbahre8058
@metkelbahre8058 Жыл бұрын
Well come supper man
@yohannesghebreindrias5301
@yohannesghebreindrias5301 Жыл бұрын
ፀበቁ ታሪክ ዝገበሮ መራሒ አፍሪካ መነግሰቲ አሜረካ ዕግርግ ኢዮ መከሰባ ንሃገሮም ዝፈትውመራሕቲ አይትፈትን ኢያ ፁቡቅ ታሪክ ገሊካልና ነመሰግን
@teameghebrhiwet1013
@teameghebrhiwet1013 Жыл бұрын
Waww gelayneet edmen tenan yehabka
@dawitseyoum7463
@dawitseyoum7463 Жыл бұрын
ከም ወትሩ ብዘደንቅ ተቃንዩ ዝቀረበ ልዑል ኣቅርቦት
@tesfomkufulu8386
@tesfomkufulu8386 Жыл бұрын
ገዳፊ ልብያ ጥራይ ኣይኮነን ከሲራ ኣፍሪቃ ከላይ ኢያ ከሲራ ዘይ ጥፋእ ኣጥፊኦምልና
@nkulubfqri2234
@nkulubfqri2234 Жыл бұрын
Great
@kesetegeresus3121
@kesetegeresus3121 Жыл бұрын
Afrika yedug ayhagzuwon ne kazafi kezifomo ba ezom regumat tsaeda temen
@milliondesbele6232
@milliondesbele6232 Жыл бұрын
King 🤴 of Africa
@eyobabay8538
@eyobabay8538 Жыл бұрын
kezafe heje zerikeb
@merihwediraza3535
@merihwediraza3535 Жыл бұрын
ፋኒ
@selam-291.
@selam-291. Жыл бұрын
Very inr
@MerryMerry-dh5gs
@MerryMerry-dh5gs Жыл бұрын
ኤሜርካን ኢውሮጳን ብሓፈሻ ኩለን ኣብ ቀዳማይ ዓለም ዝርከባ ሃገራት ምዕራብ ኣፍርቃ ብተዘዋዋሪ መገዲ ባዕሎም ክመርሕዋን ሃብታ ክግብቱን ንክጥዕመሎም እምበር ንህዝቢ ኣፍርቃ ኣይሓልዩልን ኢዮም።ንቀዛፊ ቀቲሎም ን ልብያ ዝሓመስዋ ንበዓል ኢሰያስ ሙካን ዝሰኣኑ ኣይኮኑን።ግን ንሶም ከም በዓል ኢሰያስ ንህዝቡ ዘጋፍዕ እምበር ከም በዓል ቀዛፊ ንሃገሩን ህዝቡን ዘልምዕ ኣየደልዩን ኢዮም።ልብያውያ ውን ክሳብ ሕጂ ዝጠዕቅሱ ኣለዉ።ንረብሓ ምዕራባውያን ክብሉ ንሃገሮምን ህዝቦምን ናብ ጸገም ከም ዘውደቁ ይስቆሮም ዩ።ዘይርስዖ ኣብ ልብያ ከለኩ ሓደ ልብያዊ ካብታ ቀዛፊ ዝሞተላ ግዜ ጀሚራ ሃገርና ተሓሚሳ ስልውዚ ልብያ ንዘልኣልም ኣይክጥዕካን ዩ ኢልኒ።
@yonashailemichael403
@yonashailemichael403 Жыл бұрын
ፋኒ ኩሉ ግዜ ደጋፊካን ኣድናቂኻን እካ እንተኾንኩ፡ እዛ ናይ ሎሚ ኣገባብ ትንተናኻ ግን ገለ ነገር ቅር ኢላትኒ። ምናልባት ከምቲ ገሊጽካዮ ዘለኻ ቃዛፊ ንህዝቡ ብዙሕ ነገር ገይሩ እዩ። የግዳስ ኣብ ልዕሊ ዜጋታት ካልእ ሃገር እሞ ድማ ኣመሪካ ግብረሽበራዊ ጉደኣት ምፍጻም ከም ኣብ ልዕሊ ገዛእ ህዝብኻ ወራር ምግባር እዩ። ካብዚኣ ንሕና ከም ኤትራውያን መጠን እንታይ ኪንመሃር እንኽእል? ውልቀ መላኺ ወላ ብዙሕ ጽቡቕ እንተገበረ፡ ልዕልነቱን ወላቃውነቱን ዘቐድምን ብዛዕባ ነዊሕ ዘይጥምትን መኻኑ እየ ዚኣምን።
@chaytekle3918
@chaytekle3918 Жыл бұрын
Fani hawey nifu qexlo
@abelabi5
@abelabi5 Жыл бұрын
💔💔
@user-qy8nt2to1z
@user-qy8nt2to1z Жыл бұрын
ብራቮ
@mahariteklu1317
@mahariteklu1317 Жыл бұрын
ፋኑ ከመይ ዊዒልካ ሰላም ዲካ ወደይ ንቀዛፊ ዝቀትሉ ሰኒኢሰያስ ዘይቀትሉ ኣይኮነን ኤርትራውያን ኣፍሪቃውያን ሰላም ምረኸቡ ፋኑ ኣጆካ ቀጽሎ ❤❤❤❤❤❤❤❤
@wegahtagedey7294
@wegahtagedey7294 Жыл бұрын
NSKA BA DFE BELE BEJA ESAS HASAD GRM ESKA KNEBER ESAS KKTEL TDELI DEFAR 🇪🇷🇪🇷
@biniamwelde5696
@biniamwelde5696 Жыл бұрын
እሞ የለን ብህግደፍ ትምራሕ ኣየለን ትርገጽ
@eritreawiudemey6692
@eritreawiudemey6692 Жыл бұрын
ከምዚ ናትኩም ዓይነት ሽዩጣት ደቂ ዓዲ ንልብያ ክሳብ ሕጂ ኣብ መከራን ሽግርን ሸሚሞማ ይርከቡ ።መዋእሎም ከኣ ይናፍቅዎ ኣለው ንቀዳፊ።
@dc8625
@dc8625 9 ай бұрын
ቀዛፊ ኣብ ልዕሊ ቅትለት ቶማስ ሳንክራ ዓቢይ ተራ ኔሩዋ ቶማስ ሳንካራ ዝበሎ ኢዩ ዕጫ በጺሑዋም ኣፍሪቃ መራሕቲ ኣፍሪቃ ካብ ብሓደ ካይንቅተል ሎሚ ብሓባር ንኩን ምስ በለ ቶማስ ቀዛፊ ቅትለት ቶማስ ዓቢይ ተራ ዝነበረ ዶ ኣይኮኑን።"
@tarik6595
@tarik6595 Жыл бұрын
ክክክ ኢሰያስ ዓርኩ ዶ ኣይነብረን ኢሰያስ ኣብ መርዓኻ ይገፈካ ዘርኢ መርገም ዝኮነ ሰብ
@MrJohnabel
@MrJohnabel Жыл бұрын
ፍኑ ጽባሕ ንኢሰያስ ምስ ቀተልዎ ከኣ ኮምኡ ከይ ትብለና ንኢሰያስ ዝቀተልዎ እኳ ኢሰያስ ኣንጻር ምዕረባውያን ስለ ዝነበረ ፈታው ህዝቡ ስለ ዝነበረ ከይ ትብለና ይስተረና
@user-jq4lr3uv6e
@user-jq4lr3uv6e Жыл бұрын
የቀነልና ፍናን ናይ ሳዳም ሑሰን ካኣ ኣብ ቀጻል ክጽበይርካ እየ
@fsheymrara6746
@fsheymrara6746 Жыл бұрын
Azyu bsul gnzabe eyu berke neza nrya zelena alem bflay ka abtom wulqe melkhti nblom merahhti zre haqi entelyu habti hager nbalomn sdrabetomn kebakhnwo ena neazeb qezafi enterina gn neta hager bflay ka nzegatatu abgenet eyu zenbrom neyru ktblo tdefr ezi ka bgbri zteazebkwo mkhnu kenexr yfetu berke ab zmen sltan qezafi n 3 amet abta hager slezneberku
@user-er4ge8qh7u
@user-er4ge8qh7u Жыл бұрын
qezafi
@kaskokaskawi5465
@kaskokaskawi5465 Жыл бұрын
00
@gorfubitew6142
@gorfubitew6142 Жыл бұрын
ናይ ዓለምና አሸባሪትን ፀረ ሰላም ምዕብልናን ማዕርነትን አንፃር ናይ ኩሉ ዓለም ህዝቢ ቀሲኑን ብተፈጥራዊ ሃብቱን ደቁን መሬቱን ተጠቂሙ ክምዕብል እንተኮኑ ፍቃድ ገባቲትን ፀረ ህዝቢ ዓለምን ሃገረ 3 KKKን አሜሪካ እንተዘይረኪቡ ፈፃሙ ብሰላም ክዓብን ክህፍትምን አይክእልን ? ንሶቤት ንላቲን አሜሪካ ማእኸላይ ምብራቅ አፍሪቃ ኢራቅ ኢራን ሊብያ ፖኪስታን አፍጋኒስታን ራሻ ግብፂ ኢትዮጵያ ሱዳን ወዘተ ካብ ምዕብልና ናብ ህውኸትን ዕንወትን ድኽነትን ፀበባን ዘእተወት ናይ ዓለምና ጋኒየንን አሸባሪትን ሀገር እያ ። እንኮ ቻይና ጥራሕ እያ ብሰላሕታ አድብያ ቀዲማ ማዕቢላ ወናኒታ ገይራታ ዘላሞ እቲ አውያትን ዕንወትን ናይ ዓለም ህዝቢ መርገም እግዚሄር እንተሎ ብቻይና ገይሩን ብቲ እትሰርሆ ዘላ ቴክኒኦሎጂ ተመሊሱ የጥፋ ይኳውን እበር እዛ መድሓኒት አልቦ ቫይረስ ዓለምና እንተዘይተዓሪያ ዓለምና ሰላም ክትረክብ ማለት ዘበት እዩ ?👹👺💀KKK!
@teagesyemane3389
@teagesyemane3389 Жыл бұрын
ኩሉ ወዮ እዩ ቻይናውያን ውን ዕድል ስለ ዘይረኸቡ እዮም።እምበር እዚኦም ጨምጫማት ቀንዲ ጸረ ሰላም እዮም።
@kibromgaim2496
@kibromgaim2496 Жыл бұрын
ኣመሪካ ኩሉ ግዜ ኣብ ውሽጢ ሓንቲ ሃገር ኢዳ ክተእቱ ኮላ ንረብሕኣ ወይ እቲ ክተፍርሶ ትሓስብ ዘላ መንግስቲ ብ ወተሃደራውን ቁጠባውን ክዓቢ ከምዝክእል ምስ ትሰግእ ጥራሕ ዩ፡ ንሓደ ንሃገሩን ህዝቡን ዘዕኑ ዲግታተር መንግስቲ ግን ቁሊሕ ኢላ ውን ኣይትርእዮን ኢያ፡ ስለዚ ኣብ ሃገርካ ለውጢ ምስትደሊ ብዓቅሚ ህዝብካን ብሃገራዊ ውዳበ ጌርካ ድኣ ክትኣልዮ ወይ ክትቃለሶ ኣለካ እምበር ናይ ባዕዳዊ ሓይሊ ብፍላይ ናይ ኣመሪካ ደገፍን ሓይሊ ሒዝካ ኣብ ሃገርካ ምስ ትኣቱ ኣብዘይትወጾ ዓዘቅቲ ኢካ ተእትዋ ነታ ሃገር
@kaskokaskawi5465
@kaskokaskawi5465 Жыл бұрын
0
@tesfomgebremikael6816
@tesfomgebremikael6816 Жыл бұрын
Tay wetemtem debl neyruwo hiwet seb kbur mukanu aremo aleu:: ab bet megbi kmgebu ilom dmexu mesakin b Bombe 💣 lhiskas xadik kbehal 🤔 Nay idu rekibu alo::
@F.H.B
@F.H.B Жыл бұрын
ናይ ኢሰያስ ከ መርገም ድዩ ምርቃ ንህዝቢ ትግርኛ
@resommehari9439
@resommehari9439 Жыл бұрын
ኣሜሪካ ሓሳድ
@nebaigbrehiwet2886
@nebaigbrehiwet2886 Жыл бұрын
Zitegachewe tintena semie aleku mesleni kdmi hji ab qinat akbibom hizomo elka nerka kuran enda anbebe etom ajebto ka niu kikelakelu tektilom hji ka ab mekina texainu kihadm b dron aynxretin ala amawtu abrhaya
@aaron6685
@aaron6685 Жыл бұрын
Why American ab German ketlu why 1988 Lockerbie 273 seb ketlu so kktel u enber
@freweinitesfai6630
@freweinitesfai6630 Жыл бұрын
እሞ ኤርትራ ከሞ ሊብያ ክትከውን ዲካ ደሊካ ? ኤርትራውያን ከማካ አይኮናን
@atakltihaile3373
@atakltihaile3373 Жыл бұрын
Fnan. Hawna selam kbleka. Nmejemeria. Bmqxal. Kab. Teketatltka. Bxmona. Bemqot. Kab. Zketatlka. Hade. Eye. Kblo. Zdeli. Gn. Bzaeba nay. Hagerna. Eritra. Bflay. Ntezarebti. Tigrigna. Ab eritra zrkebun. Ab Ethiopia zrkebu kab. Megzaeti. Italy. Zfoleqe. Zereba. Alo. Megzeti. Nktemo. Zfelyo. Hzbi. Eu. Eti. Mesrh. Ksab. Hji. Ysrhalu. Alo. Bflay. Hji. Selam. Endatebahle. Kab. Hade. Sdrabet. 4. Tnfas. 8. Tnfas. Yhalf. Yqetlu. Alew. Eritraeyan. Wetehaderat. Slezi. Eti. Ztehasbe. Ytgber. Alo. Kebdn. Hqon. Nknkewn. Bzaeba. Ezi. Sfh. Zbele. Aresti. Gerka. Aqrbelna. Yeqenyeley
@tantan6264
@tantan6264 Жыл бұрын
Hjis neaka men eyu keamneka nay hwhat kedami kulu gzie entrfo hasot kalie yeblun. Ab kulu srahka seb keamneka tedelika mnchi kabey kem zcone wey kabey kem zrekebkayo nger bzey natka sq eilka fnuw hasab aythab mnchi kabey kem trekbo tezareb hasawi
@yohanesmicheal9442
@yohanesmicheal9442 Жыл бұрын
Kebila dika xelim areb
@F.H.B
@F.H.B Жыл бұрын
ናይ ኢሰያስ ድማ ኣምጽልና
@user-qy8nt2to1z
@user-qy8nt2to1z Жыл бұрын
እንታይ ደሊካዬ
@saraa.8672
@saraa.8672 Жыл бұрын
This’s useful and knowledgeable info. learned something new about Gaddafi. 👏👏👏 hawena Fnan
@kaskokaskawi5465
@kaskokaskawi5465 Жыл бұрын
0
Чёрная ДЫРА 🕳️ | WICSUR #shorts
00:49
Бискас
Рет қаралды 6 МЛН
OMG what happened??😳 filaretiki family✨ #social
01:00
Filaretiki
Рет қаралды 13 МЛН
Чёрная ДЫРА 🕳️ | WICSUR #shorts
00:49
Бискас
Рет қаралды 6 МЛН