(ቊጽሪ 1) ኣልጌና ባህልን ምርምርን

  Рет қаралды 34,526

Algena Culture & Research

Algena Culture & Research

4 ай бұрын

(ቊጽሪ 1) ኣልጌና ባህልን ምርምርን

Пікірлер: 860
@kidanetesfalem4062
@kidanetesfalem4062 3 ай бұрын
ታሪኽ ብዋናታት ታሪኽ ክትረኽ እንኮሎ ንዘሎን ንዝሓለፈን ደቂ ታሪኽ ዓቢ ክብሪ አለና ሰሱኑልና አምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ።✍️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🤲
@user-zb8cn5uv5e
@user-zb8cn5uv5e 3 ай бұрын
ዋዉዉ መርሓባ ኣያናን ኣቦናን ዉላድ ሰዉራ ኩሉ ግዜ ምልስ ኢለ ናይ ቮሎኛ ተሳትፎኻ ትብዓትካ መድረኻታት ኣዝዩ ዝምስጠኒ ንበሩ ክበሩ ተጋደልትና🦁 ኣጆኹም ኣብ ጎንኹም ኣለና ዋርሳይይይ!!💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@hiwetteweldebrhan8440
@hiwetteweldebrhan8440 3 ай бұрын
መርሓባ ሊንጎ ጅግና እንቋዕ ዳሓን መጻእካ ሕጂ ግርም ኮነ ጎይታ ታሪኽ🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️💪💪💪💪💪💪💪
@user-lx7hu8ri5m
@user-lx7hu8ri5m 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ እንቓዕ ገጽ ንፈትዎ ፡ ሓርበኛ ኣቦና ኣራየና ። እግዚኣብሄር ካኣ እንቕዕ ምስ ሙሉእ ጥዕናኻ ኣርኣየና ። ብሩኽ ምጅማር ይግበረልካ ።
@teklitfecadu9306
@teklitfecadu9306 3 ай бұрын
ሃይለሚኬል ጅግና ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ፣ ሠናይ ተበግሶ ንአልጌና መደብ አስተሞህሮ ታሪክን ሞርሞርን ከአ ሞልኡ ዓወት ይሞነ 🇪🇷❤️🇪🇷💪🏾
@efremefrem2400
@efremefrem2400 3 ай бұрын
አዛ ሃገር ክንደይ መላምል በሊዓ ያ ኣብዚ በጺሓ ደላ ሃገረይ ምባል ከም ገበን ተቖጺሩ ክንደይ በሊሕ የአምሩ ትሕቲ መሬት ሰፊሩ ዩ ሙ ቀጽሎ ንፉዕ ኢኻ ተቓሊስካ ዘቃለስካ ኢኻ ቀጽሎ ኣጆኻ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@meharigrmay5348
@meharigrmay5348 3 ай бұрын
ጽቡቕ ምጅማር ይግበረልካ ሊንጎ ወሓዝን ዘየቃርጽን መደባት ከተቕርበልና ብሃንቀውታ ንጽበ
@almaztzegazeab2232
@almaztzegazeab2232 3 ай бұрын
ኣንኳዕ ደሓን መጻእካ ጅግና ተጋዳላይ ሊንጎ ጽቡቕ ኣገላልጻ ካባኻ ብዙሕ ኢና ንመሃር ❤ሑቡን ወዲ ኤረ ዕድመን ጥዕናን የሃብካ❤
@biniamhabte7720
@biniamhabte7720 3 ай бұрын
እንቋዕ ብሰላም መጻካ ሊንጎ ብዙሕን መስተክራዊ ታሪኽ ገድልና ነዚ ዘሎ ሓዲሽ ወሎዶ ኣሰር ክሕዝ ሓቀኛ ታሪኹ ክፈልጥ ከም ዝሕግዞ ርግጸኛ እየ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷💯🇪🇷❤️❤️🇪🇷
@wedimana5273
@wedimana5273 3 ай бұрын
መርሓባ ሊንጎ ንስለ ሃገርን ክብረትን ንእስነቱ ዝወፈየ ገና ውን ሞቶር ኩነተ ኣእምርኡ ዘይሰልከየ ገድልን ተጋድሎን ብጻይ።
@tsnathabte8143
@tsnathabte8143 3 ай бұрын
መርሓባ ልንጎ እንቋዕ ብሰላም መጻካ ብሃንቋውታ ክንጽበየካ ጸንሕና ኣርካን ሰውራና እባና እተበልኩካ ውን ይውሕደካበር ኣይ ምጥነካን ብጻይ ልንጎ እዛ ሓጻር መልእክተይ ኣይተ ስተውሓዳ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤💪💪💪💐💐💐
@erenasalina7411
@erenasalina7411 3 ай бұрын
እንቋዕ ብደሓን መጻኻ ኣያና ሊንጎ እዋ ሩፍ ኢልና ቀሲንና ታሪኽና ክስነድ እዩ። ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@ethiopia4851
@ethiopia4851 3 ай бұрын
መርሐባ ኩቡር ሐውና ሊንጎ ሐውና እንቋዕ ድሐን መጻእካ ❤❤❤ 🎉🎉🎉
@edenkidane1625
@edenkidane1625 3 ай бұрын
መርሐባ አንበሳ ቀጽል አለና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍
@tedrosberhe1850
@tedrosberhe1850 3 ай бұрын
ሊንጎ ሊንጎ. ሐዉና እንቁዕ ሐጎሰና ብምክፋትካ...ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ምስድራካ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@aleferej7014
@aleferej7014 3 ай бұрын
ክቡር ኣቦናን እያናን ሓውናን ጅግና ተቃላሳይ ምኩር ተጋዳላይ ቡሉጽ ኣላዪ መድረክ ሓያል ጻሓፊ ደራሲ ለባም ህዱእ ዓቃል ምሁር መምህር ተመራማሪ ታሪክ እንቓዕ ብሰላም መጻካና ካባካ ብዙሕ ክጸበ እየ ጽቡቅ ምጅማር ይምነየልካ ኣብ ጎንካ ድማ ኣለኩ ❤❤❤❤❤ ተዓወት ተዓወት ተዓወት🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@asmeromehari
@asmeromehari 3 ай бұрын
መርሓባ መምህር ታሪክ ክብርን ጥዕና -ኣሳልጦን።
@azebtekle-gz7lu
@azebtekle-gz7lu 3 ай бұрын
Thankyou Lingo You Are A True Eritrean We All Behind You Bless You.🎉🎉🎉🎉
@aronhenok6131
@aronhenok6131 3 ай бұрын
ሊንጎ እንካዓ ብደሐን መጸካ ሐው ሊንጎ ተስፋ ሙሉ አለኒ ቡሉጽ ትሕዝቶት ሂዝካ ከምትመጸ ኩሉ እቲ ባህሊ ታሪክን ሕዝቢ ኤርትራዝኮነ በሬቢርካ ነዚ ወለዶ ታሬኩ ክፈልጥ ከምትገብር እምነተ አሎኒ እሞ እንኳዓ ብስላም መጻካ ይብለካ ደጊመ ሐውና ሊንጎ ❤
@goytomsibahtu
@goytomsibahtu 3 ай бұрын
መርሓባ ወዲ አልጌን አቦ ታሪኽ ቀጽሎ ከምኡ ጌርካ ነቲ ውዕሎታትና አባራብሮ ሊንጎ ሓውና ።
@capitano78
@capitano78 3 ай бұрын
Bravo Lingo the great! You are one of the heroes our country has produced. We expect a lot from you brother Lingo. Please don’t stop this project and we will definitely on your side all the way.
@naliru6096
@naliru6096 3 ай бұрын
ኣልጌን ወላድየይ ዝተሰውኣላ ቦታ ሃገረይ ዘልኣለም ንበርለይ
@alayteklit6532
@alayteklit6532 3 ай бұрын
​@@mulughetaghebresilasie2205 kemey aynet sine sirat zeyblka seb eka. Mot mqlal sdnet trah eiu falul.
@godislove7204
@godislove7204 3 ай бұрын
If you don't have anything nice to say, don't say anything at all. It emphasizes the importance of choosing words wisely and refraining from spreading negativity.STOP 🙅🏽‍♀️🇪🇷⛪️🕌🐪❤️
@furtunakiflay9272
@furtunakiflay9272 3 ай бұрын
​@@mulughetaghebresilasie2205beka nsa dia eta akmieka .. tehzn
@OkbayBeraki
@OkbayBeraki 3 ай бұрын
ሰላም ኣያናን ሓውናን ሊንጎ, እንካዕ ብሰላም መጻእካ ክንጽበየካ ጸኒሕና ኢና🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@gegerbashay719
@gegerbashay719 3 ай бұрын
መርሓባ ወዲ ሪመይ ኣቦ ብህልን መድረኽን ጅግና ተጋዳላይ ሊንጎ ( ተጋዳላይ) እትብል ቃል ደስ ክትብለኒ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ኩልካ ኣብ ኮመንቲ ተጋዳላይ ሊንጎ ኢልካ ተትጽሕፍ ክንደይ ደስ ምበለኒ፡ ወይለከይ ረሲዔልኩም ኩልና ሳፕስክራይብ ንግበር ነቶም ዘይገበሩ ድማ ክገብሩ ሸር ንበለሎም ደቂ ኤረይ ሓላላት❤
@amanielgebrezgabhier4598
@amanielgebrezgabhier4598 3 ай бұрын
መርሓባ ሊንጎ እንቋዕ ብድሓን መጻእካ ዕውት ናይ ስራሕ ዘመን ይግበረልካ
@noahdunkz1179
@noahdunkz1179 3 ай бұрын
ኤርትራዊነት ኩቡር መንነት 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🇪🇷💎❤️🌹💪🇪🇷💎❤️🌹💪🇪🇷💎❤️🌹💪🇪🇷💎❤️🌹💪🇪🇷💎❤️🌹💪🇪🇷💎❤️🌹💪🇪🇷💎❤️🌹💪🇪🇷💎❤️🌹💪🇪🇷💎❤️🌹💪ክብርን ሞጎስ ንጀጋኑና ንደለውን ንድተሰውእን ጀጋኑ ዓወት ንሓፋሽ🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@aberhamemussie2928
@aberhamemussie2928 3 ай бұрын
Lingo hawey jigna Eritrawi Nzteqmun zeyteqmun keman Ajokum knbl Newuel alona Ajoka ab finka alona❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯💯
@HabeshaKitchenForYou
@HabeshaKitchenForYou 3 ай бұрын
Lengu legend, yesterday, today, and tomorrow. Thank you for your service yesterday, today, and tomorrow. Hana from DC
@user-vb4fx9to5u
@user-vb4fx9to5u 3 ай бұрын
One of Eritrea’s precious & Indispensable citizen. 🇪🇷
@zerayhabtay6413
@zerayhabtay6413 3 ай бұрын
መርሓባ ኣያና ሊንጎ ኣፍልጦ ወይ ምህሮ ምስ ክብርን ትሕትናን ምሳኻን ከማኻ ዝኣመሰሉ ኤርትራውያን ስለዘሎኹም እቲ ክምሃር ዝደሊ ማዕጸኹም ከፊትኩምሉ ኣለኹም የቐንየልና። ዕድመን ጥዕናን ንምነየልኩም❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@akberetgebremikael3958
@akberetgebremikael3958 3 ай бұрын
Welcome Lingo I can’t wait to hear our history 👏🇪🇷❤️
@TheGhorki
@TheGhorki 3 ай бұрын
Thanx Lingo Hawna. It is nice to see you put your knowledge and experience to the betterment of Eritrean society. I hope to be an active participant of your live program ( lecture).
@AmanuelMehari
@AmanuelMehari 3 ай бұрын
God bless Eritrea❤❤❤
@hope3005
@hope3005 3 ай бұрын
መርሓባ ሊንጎ ብመጀመርታ ኣብ ሂወትካ ጥዕና ኣብ ስራሕካ ዓወትን ኣሳልጦን ይምነየልካ፡ናይባሓቂ ጽቡቅ መደብዩ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤
@user-rj7kb5kv3m
@user-rj7kb5kv3m 3 ай бұрын
I Always read peacefuly and polite in ur face thank u we have u ❤ lingo keep on
@hawashait8758
@hawashait8758 3 ай бұрын
MERHABA JEGNA GEDIM TEGADALAYIN SINETIBEBAWIN HAILEMIKAEL HAILESILASIE ENQAE BISELAM MEZAEKANA AMLAK EDMEN TEENAN YIHABKA 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
@amanuelhabtayeyenumberone1581
@amanuelhabtayeyenumberone1581 3 ай бұрын
Niaka dea Ayana enda tehagosna.Kubur Seb.🇪🇷🇪🇷Thank you Lingo
@aduliszula7991
@aduliszula7991 3 ай бұрын
I am very very happy you come to protect our history and identity. Lingo one of the treasure of Eritrea.
@yinabiwoldeab5813
@yinabiwoldeab5813 3 ай бұрын
መርሓባ ሊንጎ ሓውና እንቋዕ ኣብዚ ኣብቃዓና ሓርበኝ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏ኣጆኻ ምሳኻ ኣለና ዕድመን ጥዕናን እምነየልካ ዓወት ንሓፋሽ::
@zafutekeste5378
@zafutekeste5378 3 ай бұрын
መርሓባ ሊንጎ ጽቡቕ ምጅማር ይግበረልካ !ብዙሕ ከም እንመሃር ጥርጥር የለን፡ህዱእን ዓቃልን ኣዘርራራባ ኣብ ቀጻሊ መደብካ የራኽበና🥰
@almazdebrezion7806
@almazdebrezion7806 3 ай бұрын
Proud of you lingo eritrea 🇪🇷 thank you for sharing .
@tesfayweldeabzghi5292
@tesfayweldeabzghi5292 3 ай бұрын
መርሐባ ክቡር ጅግና ሐውና ሊንጎ ኻባኻ ንምሃሮ ብዙሕ ታሪኽ ሃገርና አሎ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏❤️👍👍💕🌿☘️🌴🌳🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️👍💕
@lemlemhagerey6769
@lemlemhagerey6769 3 ай бұрын
Lingo jgna hawey good to see you ❤
@eyerusalemtesfatsion2624
@eyerusalemtesfatsion2624 3 ай бұрын
መርሓባ ሊንጎ ፁቡቅ መደብ አጆካ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-ng3qn8qw9j
@user-ng3qn8qw9j 3 ай бұрын
ምርሃባ መምህረይ እንጓዕ ብሰላም መጻካ ድጽበየካ ዝነበርካ ሰብ ብምኻንካ ኣጸቢቕካ ታሪክና ከም ትትንትኖ የኣምን ኣጆኻ በርትዕ ኣብጎንካ ኣለና 🌹💞
@tbereket1380
@tbereket1380 3 ай бұрын
መርሓባ ቅርስና ጅግናን ተጋዳላይ ሃይለምካኤል ሃይለስላሰ❤
@amannegus8465
@amannegus8465 3 ай бұрын
መርሓባ ጅግና ወዲ ኤረይ! እንቋዕ ብደሓን መጻእካ:: ብርጌድ 23 ክምስረት እንከሎ ካብ መስረትቱ ኣኮይ ሰመረ ተኽልማርያም እዩ:: ጽቡቕ ምጅማር ይግበረልካ:: ኣምባሳደር ኣድሓኖም ክትሰምዮ እንከለኻ ግን: እቲ ኣብ ልዕሊ ኤርትራና ዘውረዶ በደል ክትገልጽ ሓቦ ክትገብር እምነ :: ሓውኽ
@snitnekulu2976
@snitnekulu2976 3 ай бұрын
ሃይለሚኬኤል ተወልደ (ወዲ ተወልደ) ቡዙሓትን ክርስዑ ዘይክእሉ ጀጋኑ።
@senaitteklai8163
@senaitteklai8163 3 ай бұрын
መርሓባ ኣቦ ጥበብ እንቛዕ ብሰላም መጻኻና። 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🇪🇷🥰🇪🇷🥰🇪🇷🥰
@dahlakdahlak8740
@dahlakdahlak8740 3 ай бұрын
አጆኻ አጆኻ ጽቡቕ ምጅማርን ጠቓምን ክኸውን እዩ ብርግጽ ።
@selamkebede2924
@selamkebede2924 3 ай бұрын
ሰላም ሰላም ኃይለሚካኤል ሓወይ እንቋዕ ብደሓን መጻኻ :: ትታሪኽና ብብዝሒ ብናይ ሜዳ ደርፍታትና እየ ዝፈልጦ ኔረ ሕጂግና እንሆ ፈጣሪ ፈቂዱስ ክተዘንትወልና ተበጊስካ ኣለኻ: እንብኣርከስ ኣጆኻ ኣብጎንኻ ኣለና በርትዕ ክብለካ'የ ዝደሊ:: ኣፈይኳ ማይመልኣኒ!!!🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️♥️♥️♥️💐💐💐💐💐
@samuelhabtemariam9404
@samuelhabtemariam9404 3 ай бұрын
ታሪክና ዋና ረኩቡ ሊንጎ ናይ ብሓቂ ስሓቢ ዝኮነ ተውሕቦ ናይ ኣጋላልጻካ ብጹሕ ኢና ክንጽበ ኩሉ ትዛረቦ ነፍሲ ወከፍ ቃልካ ታሪክ አዩ
@mebrhatueyob9169
@mebrhatueyob9169 3 ай бұрын
መርሓባ ኣያና ሊንጎ ኣጆኻ ቀጽሎ❤❤
@floragebrea5mlak437
@floragebrea5mlak437 3 ай бұрын
😢መርሐባ ሊጎ ሐዉናን ምህርናን እንካዕ ብሰላም መጻእካ ❤
@azahielmengis8767
@azahielmengis8767 3 ай бұрын
Good to start you will motivated to other to initiate no more silence, let's transfer Eritrea and Eritrean history to new generation.
@Saviyo19
@Saviyo19 3 ай бұрын
We been waiting this for so long thanks for coming to tell us well done buddy
@Tesfahiwet.H
@Tesfahiwet.H 3 ай бұрын
መርሓባ ሊንጎ ብሃንቀዉታ ኢና ክንጽበየካ ጸኒሕና፣ ብሩኽ ምጅማር
@teametesfamariam8283
@teametesfamariam8283 3 ай бұрын
መርሓባ ሊንጎ፡ ታሪኽና ኣብ ምግላጽ ተበግሶ ወሲድካ ነዚ ቻነል ኣብ ምኽፋት እንቋዕ ኣብቃዓካ። ህዝብና ካባኻ ዝጽበዮ ብዙሕ ኢዩሞ ንኹሉ ተቕርቦ መደባት ብሃንቀውታ ንጽበ። ኣብ ስራሕካ ዓወት እምነየልካ። ኣጆኻ።🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤
@zowdi810
@zowdi810 Ай бұрын
Wow 🇪🇷 🙏 ❤️ 👌 👏 you are so sweet and you're amazing thanks my haro god bless to you 🇪🇷
@debasaylemlem4528
@debasaylemlem4528 3 ай бұрын
ክቡር ተጋዳላይ ሃ/ ሊንጎ ኣጆኻ በርትዕ ፡ቀጽሎ ።
@asterfessahye4602
@asterfessahye4602 3 ай бұрын
መርሓባ ጂግና ሓውና ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ከምዚ ጌርኩም ከአ ክትነግሩ ንመንእሰያትና ጽቡቅ እዩ
@paploAgne
@paploAgne 2 ай бұрын
ሊንጎ ሓውናን ኣቦናን፣ ክቡር በዓል ዓቢ ታሪኽኝ ቅያን ፍልጠትን። ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ።
@lemlemwolday2976
@lemlemwolday2976 3 ай бұрын
መርሓብ ዓቢ ስነጥበባዊ ሊንጎ❤❤❤
@yosefkelitsolomon9613
@yosefkelitsolomon9613 3 ай бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ ተበግሶ ሃይላት ሊንጎ ጽቡቅ ምጅማር ።
@kibreabghebre3945
@kibreabghebre3945 3 ай бұрын
መርሓባ ሊንጎ ብሃቅውታ ኪጽበየካ ጸኒህና።
@demmetgarza3618
@demmetgarza3618 3 ай бұрын
መርሓባ ኣያና እንኮዕ ብሰላም መጻኻ ደንጉኻ እኮ ያሪድ ቀዲምካ መጺኻኔርካ እዞም እምኒ ዝድረብዩ ዘለዎ ተሪኾም ተማሂሮም ኣያታቶም ኽደፈየሩ ዓቅምን ሕልናን ኣይመሃለዎምን ኔሩ ሕጂወን ክምብል በለምበር ኣይተኻዕወን ልቦና እንተኣጥሪዮም ኽመሃሩ ይኽእሉ ኢዮም። 🇪🇷🕊🇪🇷🕊🇪🇷🕊🇪🇷🕊🇪🇷🕊🇪🇷🕊🕌🇪🇷🕊⛪️🇪🇷🕊🕌🇪🇷🕊⛪️🇪🇷🕊
@gezaeasgddet1767
@gezaeasgddet1767 3 ай бұрын
ዋውውውው መርሓባ ሊንጎ ድሃይካ ኣይተሓባእ ሕጂ ግርም🎯🐪🇪🇷
@abedegaim4891
@abedegaim4891 3 ай бұрын
ሊንጎ ፍቱው ስነ ጥበባዊ እንቋዕ ደሓን መጻእካና
@AmanuelMehari
@AmanuelMehari 3 ай бұрын
Eritreawnet kubur mennet❤❤❤
@kidanearagay8011
@kidanearagay8011 3 ай бұрын
ሊምጎ ሓውና እንኳዕ ብሰላም መጻእኻ ዕድመን ጥዕናን የሃብካ ንዓኻን ንሙሉኣት ስድራቤት ከሙኡ ድማ ካብ ዚኩሉ መዓት ወጺኢኻ ሕጂ ድማ ናዕና እቲ ዘሓለፈ ታሪኽ ንኽንሰምዕ ንጽበ ኣለና ኣያና ሓውና ብጣዕሚ ኢና ነኽብረካን ንፈትወካን እሞ ኣብቲ ዕለታዊ ስራሕኻን መነባብሮኻን ሰላምን ራህዋን ንኽትረብ በዓል ሙሉእ ተስፋ ኢየ በል ኣብ ሰሰናዩ የራኽበና ኣሜን ቻው
@lucasnegashfine5084
@lucasnegashfine5084 3 ай бұрын
Very interesting . This is some of Eritrean cultural & research we’ve been waiting for and I personally glad to see that you began to share with us . Thank you hero and keep it up 👍
@SelamErey3172
@SelamErey3172 3 ай бұрын
ካብ ንእስነተይ ኣትሒዘ ዝዝክሮ ጥዑም ድምጺ ኣያና ሊንጎ። እንኳዕ ከምዚኣ ጌርካ ተመለስካና። ታሪኽና ብኣኻ ክትረኽ ብሃንቀውታ ክጽበይ እየ። ዓወታ ድማ፤ ምስጋና እግበኦ።🎉🇪🇷🎉
@AmanuelMehari
@AmanuelMehari 3 ай бұрын
Xbuq srah Jegna Wedi jeganu❤❤❤
@wedigebar
@wedigebar 3 ай бұрын
Lingo enqaue beselam mexaka ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@warsai9429
@warsai9429 3 ай бұрын
ድምጺ ትሒቱ ኣሎ። ኣብ ቀጻሊ ይተዓረይ። 🙏
@mebratmehreteab2282
@mebratmehreteab2282 3 ай бұрын
Well come one of our hero 👏👏👏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@samigilay139
@samigilay139 3 ай бұрын
Zwetwo tegadaley Llngo ADamen Tanan yhabka❤❤❤❤❤
@debasmehari8276
@debasmehari8276 3 ай бұрын
ደባስ መሐሪ አጆኻ አብጐንኻ አለና ሐርበኛ
@kiflejohn6383
@kiflejohn6383 3 ай бұрын
እንቁዕ ደሓን መጻኢኻ ጽቡቕ ምጅማር ይግበረልካ.
@letanyemane2370
@letanyemane2370 3 ай бұрын
መርሓባ ለንግ ጅግን ዑደመ ፕዑን ይህብኽ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️🌹🌹🙏🙏🙏💪🙏💕💕💕🐪🐪🐪🐪🐪💞💞💞
@wudassenegash9801
@wudassenegash9801 3 ай бұрын
መርሓባ ክቡር ኣያናን ጅግናን🙏❤️🇪🇷❤️
@fishwish2719
@fishwish2719 3 ай бұрын
Welcome Mmr Tarik n abahln 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷!! Bruk mjmar ygberelka,,tesfa ygebrn bahg n dlyetn zbezhe Eritrewyann 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 Eritrean ktmls.
@almazabraham7802
@almazabraham7802 3 ай бұрын
Welcome we were waiting for you🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Weki1975
@Weki1975 3 ай бұрын
ጽቡቕ ምጅማር ሊንጎ ኣብ ባህልን ምርምርን ዎሎዶታት ኤርትራ ብዕምቆት ክትብርብሮ ትኽእል ሰብ ኢኻ እሞ ጽቡቕ ምጅማር ኣብ ስራሕካ ድማ ኣሳልጦ ይምነ። ታሪኽና ብስእልን ሓቀኛ መወከሲ ቦታን ሰብን ብስእሊ እንዳገበርካ እንተጌርካዮ ሰማዕቲ ደስ እንዳበለና ንከታተሎ ንዓኻ'ውን ደገፍ ይኾነካ'ም ደጊመ ብሰላም ምጸና ሰናይ።
@rorazara9117
@rorazara9117 3 ай бұрын
Great job!!!! Lingo a typical / true and brave Eritrean!!! Eritrea wins as usual!!!! Eritrea forever!!!!!
@lillyhabte5833
@lillyhabte5833 3 ай бұрын
መርሓባ ሊንጎ ጽቡቅ ተበግሶ ዕውት ምጅማር ይምነ❤️🇪🇷🙏👍
@AsliAsli-tl2rq
@AsliAsli-tl2rq 3 ай бұрын
እንቋዕ ድሓን መጻእካ ኣያነና ሊንጎ ❤❤❤
@eritreanabey5628
@eritreanabey5628 3 ай бұрын
Dear brother Lingo; I am your admirer. I learn a lot from your teachings. Keep it up Always stand with our people, our government, and our military.
@hyabaraya9099
@hyabaraya9099 3 ай бұрын
እንቃዕ ብደሓን መጻካ ክቡር ሓው ጽቡቅ ምጅማር ይግበረልና
@HabeshaKitchenForYou
@HabeshaKitchenForYou 3 ай бұрын
ሊንጎ ጅግና ምሁር ትሑት አቦ ታሪክ ቆራጽ ወዲ ሕዝባዊ ግንባር። I wish I was tegadalit
@merhawighebre6775
@merhawighebre6775 3 ай бұрын
ይስለጥካ 👍🇪🇷 ከሰልጠካ ኸ ኣ እዩ ንቕድሚት ጥራሕ ሕደግ ንስኻስ ትግርኛ ዘይመልኩ ከማን ኽትርኹ ይራ ኣዩ ኣልዉ
@huruytesfamichael5883
@huruytesfamichael5883 3 ай бұрын
መርሓባአአአ ልንጎ ❤
@alextom6372
@alextom6372 3 ай бұрын
Welcome Lingo 🙏 .
@ghidegebremichael6470
@ghidegebremichael6470 3 ай бұрын
Merhaba jgna tegadelay qrsna Lingo ❤❤❤
@user-bf3bu4gy8d
@user-bf3bu4gy8d 3 ай бұрын
እንቓዕ ብሰላም መጻኻ ኣያና ተጋዳላይ ጂግና ኤርትራዊ ሊንጎ
@sabakelati2537
@sabakelati2537 3 ай бұрын
Bravo wedi Erey Lingo jigna 🇪🇷💪👍❤️🙏😇
@lorencegheb8244
@lorencegheb8244 3 ай бұрын
I must say CONGRATULATIONS It's about time to tell US about History, Culture and so on so forth. Keep up 🎉🎉🎉
@paploAgne
@paploAgne 2 ай бұрын
የቐንየልና ሊንጎ፣ ብጣኦሚ መሳጥን መሃርን ዛንታ ሃዘል ታሪኽ ኢኻ ትምህረና ዘለካ። ኣምላኽ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
@yohanaghebrihiwot6654
@yohanaghebrihiwot6654 3 ай бұрын
Lingo enqae bselam mexaka azye eye zfetweka 🎉enqae natna konka ❤❤❤
@jemanejemane91
@jemanejemane91 3 ай бұрын
Well come Lingo kubur wedi hzbi ❤🇪🇷.
@SamiSami-bo4uj
@SamiSami-bo4uj 3 ай бұрын
Nice perfect program thanks so much lingo nebsi ajoka Xebuk medeb magnificent We are Eritreans we proud all ever
Red❤️+Green💚=
00:38
ISSEI / いっせい
Рет қаралды 89 МЛН
НЫСАНА КОНЦЕРТ 2024
2:26:34
Нысана театры
Рет қаралды 1,4 МЛН
Получилось у Миланы?😂
00:13
ХАБИБ
Рет қаралды 5 МЛН
እዱድ ዘመተ፡ ምዕራፍ 2: (Edud Zemete Part two)
36:25
Algena Culture & Research
Рет қаралды 4,3 М.
ጦርነቱ ቢነሳ ከኤርትራ ጎን ነኝ....
29:54
ሀሌታ 1 Haleta 1
Рет қаралды 44 М.
Red❤️+Green💚=
00:38
ISSEI / いっせい
Рет қаралды 89 МЛН