ምቁር ውድድር ኣብ ህድሞና - ዳኒኤል ትኸስተ (ቻፒኮ) Vs ሄኖክ መሓሪ (መሰታይ) | Chapiko Vs Mesetay - New Eritrean Show 2024

  Рет қаралды 172,844

HDMONA NEBARIT

HDMONA NEBARIT

3 ай бұрын

JOIN 👉 / @hdmonanebarit
ምቁር ውድድር ኣብ ህድሞና - ዳኒኤል ትኸስተ (ቻፒኮ) Vs ሄኖክ መሓሪ (መሰታይ) | Chapiko Vs Mesetay - New Eritrean Show 2024
/ @hdmonanebarit
Enjoy and Subscribe now bit.ly/2vIkX9f at HDMONA NEBARIT. "HDMONA NEBARIT" brings New Eritrean entertainment comedies, "New Eritrean HDMONA Drama", "New Eritrean HDMONA movie", "New Eritrean HDMONA film" and "New Eritrean HDMONA music" video clips for you. Enjoy!
All "Eritrean music", "Eritrean movie", "Eritrean film", "Eritrean comedy" are shared here.
℗ © ሰላም ነዚ ቪድዮ ካብዚ ዳውንሎድ ምግባር ን ኣርቲስ ብዙሕ ጉድኣት ስለ ዘለዎ ብክብረትኩም ካብዚ ቻነል ንዝኾነ ቪዲዮ ዳውንሎድ ምግባርን ምዝርጋሕን ኩልኩል እዩ።
℗ © Copyright: HDMONA NEBARIT. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
KZfaq - / hdmonanebarit
Facebook - / hdmona-nebarit-2149397...
Instagram - / hdmonanebarit
TikTok - / hdmonanebarit
Twitter - / hdmonanebarit
Website - hdmonanebarit.com/
© HDMONA NEBARIT LLC 2024. All Rights Reserved.
#hdmonanebarit #hdmonaMqurWddr #hdmonaVideo #hdmonaSHow
@HDMONANEBARIT @moreinfo22 @hdmonapromotion1119 @dankurshow1050

Пікірлер: 996
@lulawit.habeshawit1021
@lulawit.habeshawit1021 3 ай бұрын
Uffff kef alkum 😂😂😂😂 ❤❤❤ Men alo kemze kemay Parti 2 zedli like yegbre
@NatnaelHenok-nm7qi
@NatnaelHenok-nm7qi 3 ай бұрын
Amanuel modoshan&henok wari amxuelna please hdmona enterteiment aron hawey ka nmather mulue edmen tenan yhaben laelay fetarii nkulu hzbi eritrea edmen tenan ymne ❤❤❤❤❤❤
@teklesenbetmehari2579
@teklesenbetmehari2579 3 ай бұрын
Bejeka ezom kilite amxiallina amanuel modeshia n henok wari amxiyom
@shamsimon5939
@shamsimon5939 3 ай бұрын
አዋአ ብኽሳደይ ኣበይ ሞ አንተ ዘምጹልና
@user-ct7gg8lu8u
@user-ct7gg8lu8u 3 ай бұрын
Plsssss Ema $ henok 😅😅
@user-oc5xh8tq1n
@user-oc5xh8tq1n 3 ай бұрын
Yess..Ema n Wari
@offseteric9190
@offseteric9190 3 ай бұрын
Ewe bejakum hdmona nebari modien henok wari amxulna
@Binwhite27
@Binwhite27 3 ай бұрын
ኣሪተይ ኣቦ ተስፋ ኲሉ ግዜ ሕጉስ፣ክታባባዕ ዘለዉ መንእሰይ" ❤❤❤
@user-rr4ow5qx5u
@user-rr4ow5qx5u 3 ай бұрын
ኣሬ ሓወይ ኣደ ብልጽቲ ያ ሓገዝ ዘድልያ ተ ኮይኑ ህዝባ ሒዛ ዘይትበጽሖ የለን መኽንያቱ ኣደ ኤርትራውያን ያ ጅግና ኸኣ። ምሕረት የውርደልኪ ማማየ
@dngleyadegoyta
@dngleyadegoyta 3 ай бұрын
ኣደ ከላ ቀላል እያ ትፍለ ዘይመስልካ ወደይ ጋለይ እናበለት ኣደይ እንዳ ኣሕንቀቀትካ ምስተፈለየት ኣደ ናፍቆታ መሪር እዩ ከቃዝነካ ይነብር ኣብ ከብድካ ኣትዩ ቀራቢት መኣዲ ብርሃን ናይ ገዛ ዘይፍለያ ዕላል ኣደይ ኣደያ ኣደይ ኣደያ ናይ ብሓቂ ሓላል❤❤❤❤❤❤ ኡፍፍፍፍፍፍ ነዛ interview ምስ ሰማዕክዋ ናብ ኣደይ ደዊለ ሎሚ ኣዕልል ኣቢለያ በጃኩም ኣሕዋት ብሂወት ዘለዋ ኣዴታትና ንደውለለን ኣደ ኣይትርከብን አያ ህድሞና ሎሚ ኣምቢዕኩሙና 😢😢❤❤❤ ኣሬ ሓወይ ኣጆካ ንኣዴና ምሕረት የውርደለን ኣዚካ ቦቅባቅ ምካንካ ይፈልጠካ እየ ንኩሉ ብልብካ እካ ሓወይ ሓፍተይ ትብሎ I KNOW YOU VERY WELL ( DRAFTING DEPARTMENT) ❤❤❤❤ i miss that time as well
@user-rl7qp5mn5e
@user-rl7qp5mn5e 3 ай бұрын
ረዘነ ኣለም & መልኣከ ኣብርሃም ኣምጻልና ❤❤❤❤
@THT2025
@THT2025 3 ай бұрын
I lost my Mom 12 years ago. it was just few months after arrievd to U.S. After that I don’t want go back home. Just nowadays when I started to watch Aron’s show thinking to go home and really miss home & my siblings. "Home with out Mother is like a Desert" May God gives me strength, I will go next year. 🙏🏿🙏🏿🙏🏿very emotional my eyes just pouring!!! Thank you Aron
@samrawitgoitom8568
@samrawitgoitom8568 3 ай бұрын
I feel u cuz we have the pain 😢😢 but we have to stay strength ❤❤
@samitihabte34
@samitihabte34 3 ай бұрын
እዋይ ኣዝማሪኖ ሽኮሪናታት ብጀካ ሰሓቕን ጸወታን ክፍኣት ዘይብልኩም ጸላኢእኹም ይጸላእ ❤❤❤ ካባኹም ዶ ሰብ ይፍለ ።
@teweldemedhintesfagergis7331
@teweldemedhintesfagergis7331 3 ай бұрын
ብራሃን ገዛ እወ ምሕረት የውርደላ ን ማማኻ ኣሮን ሓወይ
@luwamgebrehiwot1882
@luwamgebrehiwot1882 3 ай бұрын
እውይ እዚ ቻፕኮ ደኣ ክንደይ ደስ ይብልካ ዩ opon kulu nebsu kfri naxa koynu yeall bulux menasey kltikum deki eirey mchwat buluxat❤❤❤❤❤❤
@user-mu6co4zu8r
@user-mu6co4zu8r 3 ай бұрын
ኩሉ ተቅርብዎ መደብ ጽቡእ እንድዩ❤ ናይ ሎሚ ግን ሐለፉ አለዋ💞 አደን ዓርኪ መሐዛን ብፉላይ ንአብ ስደት ኮና ሐደና አብ ቀብራ እኮ ዘይወዓልና💔 ስደት ሕሱም😢 ናይ አደ መግለጺ የብሉን❤ ሰላም ናሃገርና🇪🇷❤️
@moon6634
@moon6634 3 ай бұрын
ኣብ ዓለም ከም ኣዴኻ ዘፍቅረካ ሰብ የለን። ❤❤
@sabatekle2693
@sabatekle2693 3 ай бұрын
አሮን ሓወይ አጆኻ ነዴኻ ምሕረት የውርደለን🙏🙏🙏
@rufta.
@rufta. 3 ай бұрын
Wow: ገዛውትና ምዓስ ኢና ንከዶ: ኡፍ ናፊቕና እኳ: ስሓቅኩም ይብዛሕ ደቂ ሓላል መሬት 🇪🇷 ❤😊🎉
@er-uq6we
@er-uq6we 3 ай бұрын
ቡሉጽ መደብ ነቢዐን 😢 ስሒቀን😂 ❤ ፍቅሪ ኢኹም
@teweldemedhintesfagergis7331
@teweldemedhintesfagergis7331 3 ай бұрын
መደላይ ምስ ኩራዕ ኤርትራዊ ተዓወቱልና ህድሞና ነባሪት
@Manutd76
@Manutd76 3 ай бұрын
ሞደሻ vs ዋሪ የማነ vs ፈጣጥ ማይናስ vs ዳዊት እዮብ ዮናስ መንግስታኣብ vs ሃኒ በለጾም ኣምጹልና ❤❤❤❤❤
@fnantesfagergsh8884
@fnantesfagergsh8884 3 ай бұрын
Shewit sereke vs shewit grmay ❤❤
@lul9652
@lul9652 3 ай бұрын
ሎሚ ኣንቢዕኩምና ህድሞና ኣዴታትና ዕድመን ጥዕናን ይሃበን ፈጣሪ። ኣሬ ሓወይ ኣብ ሰብ ዘለካ ክብረት ዝምስገን እዩ ቀጽሎ ን ወላዲትካ ድማ ምሕረት የውርደለን። ራሄላ ድማ ከምዚ ቅርጽኪ ዘርእይ ክዳን ኣይትከደኒ ግፍሕ ዝበለ ተከደኒ ጽብቅቲ ሓፍተይ።
@nakfanamedia
@nakfanamedia 3 ай бұрын
መግለጺ ዝሰኣንክሉ ኣደናቂ መደብ እዩ። ብጾቶይ ናብ ድሕሪት መሊስኩሙና፡ ናይ ኣደ ኣልዒልኩም የዒንትና ብንብዓት ሓጺብኩሙና፡ቀጺልኩም መተዓብይቲ ኣልዒልኩም ኣብ ኩራናዕ ገዛዉትና ኮፍ ኣቢልኩም ብሓበን ድሕሪት መሊስኩሙና፡ ጎደናታት ኣስመራ ብበሃር ደምጻዊ የማነ ባርያ ጠቅሊልኩም ሰደትና ኣረሲዕኩም ብሓባር ናብ ገዛዉትና ክንእከብ ተመኒኹም ብሓበን ደሪፍኩም ።እንታይ ከም ዝብል ጠፊኡኒ በቃ መሳጢ። ብሩኽ ሰንበት ንኹሉኹም ደቂ ኤረይ ብፍላይ ከኣ ነዳለዉቲ እዚ መደበ ራሄላን ኣሮንን ብጣዕሚ ኢና ንናፍቀኩም። ኣሮና ንወላዲትካ ምሉእ ጥዕናን ዕድመን እናተመነኹ ነታ ኣደ ኣወዳት ወላዲት ምስኣ ኣውዒልካኒ እሞ ዳግማይ ንወላድትካ ምሉእ ጥዕና ይምነየላ።Love you deqi erey❤❤❤❤❤ a
@user-pj6hk1mp6e
@user-pj6hk1mp6e 3 ай бұрын
Ni Modesha ni henok amxulna bejakum❤❤❤
@yonasfkire
@yonasfkire 3 ай бұрын
ብሓቂ ሎሚ ረኪብኩምና😢😢😢 ብዙሕ ናፍቆት ኣለና በጃኩም
@user-ig5dm3up6l
@user-ig5dm3up6l 3 ай бұрын
ኣደ ብርሃን ገዛ እያ ደቂ ኤሬይ ሃላላት ንበሩ እስከ ንዓኩም ዝጸልእ እዝግሄር ዝጸልኣሉ እዩ❤❤🎉🎉❤❤🎉🎉❤❤
@saba-hy4bs
@saba-hy4bs 3 ай бұрын
ስለ ዝነባዕኩም ምሳኹም ነቢዐ፡ ኣነ ኳ ዕድል ኣይገበርኩን ብሂወት አንዳሃለና ብስደት መቐረት ወላዲት ኣየስተማቐርኩን። ዕድለኛታት ኢኹም፡ ቀኒአ።😢❤🇪🇷
@azekriydngl8526
@azekriydngl8526 3 ай бұрын
ኣሰይ በዓል ማዕተብ ✝️ ኣምላኽ ይባርኻ❤❤❤❤❤
@tesfaeusnqey1615
@tesfaeusnqey1615 3 ай бұрын
Chapiko elalu mqur beqa I love it 🥰
@silvanamicheal5890
@silvanamicheal5890 3 ай бұрын
Hedmona weltkum yebzhana alo thank you very much deki erey xebukat 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@giromkidane2994
@giromkidane2994 3 ай бұрын
ህድሞና በዚ ተቕርቡልና የቐኒየልና እንዳ በልኩ ሎሚ ግን ብዛዕባ አደ ብልቢ ሓቒ እዩ ከላ አይመስለካን እዩ ምስ ተፈለየትካ ግን ዓለም እዩ ድጽልምተካ ትንፋስካ እዩ ድሓጽረካ እቶም አብ ዓለም ዘለዋ አደታትኩም አኽብሩወን ሓብሕቡዎን የሕዋት ሓደራ ሎሚ ህድሞና ሎሙስ ቕሩብ ሃሲኹሙና ልብና ተጠዊዩ ዊዒሉ እዚም የሕዋትና ብልቢ የመስግን እንዳ በልኩ ሰላም ምዓልቲ ደቂ ኤረይ ምዓረይ💝💝💝💝💔💔💔💎💎💎💎🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@fevenkiros528
@fevenkiros528 3 ай бұрын
በጃኩም ካላኣይ መዓልቲ ኣምጽእዎም ሓደ ካብ ሓደ ዘይ ባላለጹ ስነጥበበኛታት እዮም ሞ ዝከኣል እንተኾይኑ ዝኽሪ ናይ ሳዋ ብስፊሕ ዝበለ እንታተቅሪቡልና ካብዚ ዘለዎ ሰዓብቲ ምሰሰና እንዳበልኩ ኣብ ሎሚ ሰንበት ኣተኪረይ ክዛረብ ስሚዒተይ ኩቃጸረሮ ኣይ ከኣልኩን እሞ ካብዚ ንላዕሊ ቀጽልዎ ደቂ እዛሓላል መርየት ❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷ኤርትራዊ ኩቡር መንነት❤❤❤❤❤❤❤
@Kevu932
@Kevu932 3 ай бұрын
Bela medeb pls wari & modesha amxuelna nbel alena
@binitewelde5050
@binitewelde5050 3 ай бұрын
ሄኖክ & ቻፒኮ ገለ ዓይነት መትዓቢቲ ዕድመን ጥዕናንን ይሃብኩም ኣብ ዘለኹሞ
@yerusalemhailezgi3486
@yerusalemhailezgi3486 3 ай бұрын
Rahel well done!! I like the way you lead the show with Aaron 🙌
@HarienaYosiefHarienaYosi-eu7vj
@HarienaYosiefHarienaYosi-eu7vj 3 ай бұрын
ኣጆካ ኣሮን ሓወይ ምሕረት የውርደለን ፈጣሪ ነዴና
@galeritra6083
@galeritra6083 3 ай бұрын
ኡፍፍፍፍፍ ናይ ሎሚ ፉሉይ ኢዩ ነብዕና ስሕቅና ፡ ዘክርና ናፍቅና ❤❤❤❤❤
@eritreabest4834
@eritreabest4834 3 ай бұрын
እዚ እዮ ጽባቀና ደቂ ኤረይ እዛ ናይ አደ ደርፊ ብጣዕሚ እየ ነቢዔ ደቂ ኤረይ አደይ ብሂወት ስለ ዘየላ አሬ ሐወይ ድማ ደስ ዝብል አብ ወላዲትካ ፍቅሪ ስለዚ አጆካ ካብተን ብሂወት ዘየለዋ አዴታትና ዋላ ካ ጥዕና አዴካ ዝስመዓካ ተኮነ ግን ቢሂወት ምህላወን ዉን ዕድለኛ ኢካሞ እዚ ሐወይ አጆካ ነዴካ ዉን ምሕረት ይምነየለን እቶም አዴታትኩም ቢሂወት ዘሎዋ ድማ ሐደራ ተጠቀምሉ አብ ዐለም ዉሑስ ሂወት የለን
@danielghirmai2098
@danielghirmai2098 3 ай бұрын
ኣደይ ተትህሉ ዝብለሉ ግዜ እናሻዕ ክደጋገመኒ ናይ ስደት ሓጎሰይ ቀቲለዮ ምስ መርዛም ቃንዛይ ይነብር ኣለኹ ። ኩሉ ፍቕሪ ምሳኣ ዩ ተቐቢሩ ዓለም ክንዲ ዝበረሀት በሪሃ ናዓይ ግን ጸልማት ያ ።ኣዲኡ ብሂወት ዘላቶ ተስፋን ጽጋብን ኣይፍለዮን ዩ ሞ ካብቶም ቆሪርና ንነብር ዘለና ተማሂርኩም ዳሃይ ግበሩ ድምጸን ስምዑ ኣጆኽን በልዎን ሳሓቑ ,,,,, ወዘተ ።ህድሞና ነባሪት ከም ሽምኩም ብሰላምን ጥዕናን የንብርኩም ሰስኑ ።
@abebaweldesilassie457
@abebaweldesilassie457 3 ай бұрын
Behaki men kem ade neay wen kilu tselam eyu bezey ade beflay ab sedet.
@user-hh3lc4pj9d
@user-hh3lc4pj9d 3 ай бұрын
ንቻፒኮ ብ ኢንተርቪው ምጹና በጃኩም
@awetkidane3227
@awetkidane3227 3 ай бұрын
እዋይ እዛ ሃገርናስ ሃብታም እባ እያ ክንደይ ዘይንፈልጦም ስነ ጥበበኛታት እዪም ዘለውዋ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ደቂ ኤረይ። እታ ደርፊ ናይ ካሕሳይ በርሀ ካብቶም ነዛ ደርፊ እንዳሰማዕኩ ዝዓበኩ እየ ግን ኣብ ዝሰማዕኩላ እዋን እየ ዝነብዕ።ኣሮን ሓወይ ክኣ ንማማ ምሕረት የውርደላ።ራሄለይ ክኣ ኣብ ደርፊ ንፍዕቲ ኢኪ እሞ ድፍእሉ ኣይትዝሓሊ ዝሓፍተይ።ካልእ ህድሞና ነባሪት ነዞም ጋዜጠኛታት ክኣ እባ ኣቅርቡልና ማለት ንኩሎም መምሃራን ሰራሕተኛታት ኣውቲስታታት ኣብ ኩሉ ስነ ሞያ ዘለዉ ብሓፈሻ ኣብ ሰነ ጥበበኛታት ጥራይ ኣይትተሓጸሩ።ካብ ሓብትኩም ዓወት ኪዳነ።
@YoduSweet
@YoduSweet 3 ай бұрын
በሓቂ ደስ ዘብል ደቂ ኤረይ ኣብትሕቲ ፈጣሪ ሰንበተይ ኣስተማቂረያ ብጣዓሚ እየ ዝፈትወኩም ኤረይ ንቅድሚት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@yemanekesete4036
@yemanekesete4036 3 ай бұрын
ነቢዕኹም ኣንቢዕኹምና ደቂ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 በዛ መዓልቲ እዚኣ ተዘክሮ 22 ዓመት ብሂወት ንዘየላ ኽብርቲ ወላዲተይ ኣዘኺርኩምኒ
@Wediadikehy
@Wediadikehy 3 ай бұрын
Amanuel mas wari Please Amxwom hdmona nebarit🥰🥰💯I'm waiting for you
@adobro837
@adobro837 3 ай бұрын
ኣብዚ ምቁር ውድድር ናይቶም ተወዳደርቲ ደርፊ ከም መሰጋገሪ ጌርኩም እንተተስምዑና ጽቡቕ ኔሩ
@user-mq7tu5do5i
@user-mq7tu5do5i 3 ай бұрын
ኦድመን ጥዕናን ዪሃብኩም ደቂ ኢረዪ ኣሚን 🙏❤❤❤❤🌹🌹🌹🌹💐💐💐💐🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌹🌹🙏🙏🙏🙏👌👌👌👌👌👌
@sabaokbagergish2065
@sabaokbagergish2065 3 ай бұрын
ብናፉቆት ተሳቂና 😢😢😢😢
@user-dh5fy4sf3r
@user-dh5fy4sf3r 3 ай бұрын
እዛ መደብኩም ማራ አያ ደስ ትብለኒ ሰምበት ቡነይ እንዳሰተኩ አየ ዝከታተለኩም ጽብክቲ መደብ አያ ቀጽልዋ ራሄለይ ከኣ ኬፍ ኣለኪ ኩሉ ዕላልኪ ዋዛኪ I love deki erey
@senaitzeray2932
@senaitzeray2932 3 ай бұрын
ደቂ ኤረይ ናይ ሎሚስ እንዳሰሓቅና በኪና ኣህ ስደትና የሕጽረልና ። ምስ መሳቱና ንዕልለሉን ንስሕቀሉን ጊዜ የምጻኣልና ደቂ ኤረይ 🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤
@yirgalemteklebrhan3885
@yirgalemteklebrhan3885 3 ай бұрын
ኣንቢዖኩምና ግን ጽቡቕ መደብ ነሩ 👍
@lwamberhane9432
@lwamberhane9432 3 ай бұрын
ህድሞና በረድ ከንብዓኒ ቀንዩ ሕጂ ከኣ ንስኩም ብዝኮነ ጽቡቅ መደብ ታንኪ ምስ ጓል ኣንከረ ነዛ ዘንባኡኩምኒ ከሓሱኒ❤❤❤❤❤❤
@godislove5105
@godislove5105 3 ай бұрын
ሞደሽታ ምስ ዋሪ ኣምጹኡልና ኩቡራት ሁዱሞና ነባሪት and ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ ቀጽልዎ ደቂ ኤረይ ኣብ ዘለኩሞ ዕድመን ጥዕናንን ይሃብኩም ደቂ ዓደይ መዓረይ
@haninatu1310
@haninatu1310 3 ай бұрын
እዋይ ከምዛ መደብ ዘንባዕትኒ የላን ንድሕሪት መሊስኩምና😢😢😢😢❤🇪🇷
@user-ci3zp1lt6g
@user-ci3zp1lt6g 3 ай бұрын
ኣደይ መዓረይ 😢😢😢😢 ኡፍፍፍፍፍ ወላዲተይ ናብቲ ናይ ዘልኣለም ቦትኣ ካብ ትኸይድ 15 ዓመት ጌራ ክሳብ ሕጂ ግን ብናፍቆታ ዘለኽዎ ክሳብ ሕጂ የ ዝበኪ ዘለኹ ምኽኣሉ ሲኢነ 😢😢😢😢😢 ወለላይ ኣብዘክዮ ይጥዓምኪ መቃብርኪ ማይ ይፈልፍል 😥😥😥😥😥 ሓላለይ ናተይ እዉይ ዘለኽዎ 😥😥😥😥😥😥ኣብ ሕልመይ ኣብ ዕላለይ ኣብ ኹሉ ኣለኺ 😢😢😢😢😢😢
@lulyahani8158
@lulyahani8158 3 ай бұрын
Abayki zyaday ajoki mesetay ajoki 😢❤🎉🎉
@Ruta0922
@Ruta0922 3 ай бұрын
😢😢😢😢😢 ኣጆኺ ሓብተይ
@user-ci3zp1lt6g
@user-ci3zp1lt6g 3 ай бұрын
@@lulyahani8158 ❤️❤️❤️ thank you ሓፍተይ ናተይ 😥
@user-ci3zp1lt6g
@user-ci3zp1lt6g 3 ай бұрын
@@Ruta0922 ❤️❤️ ሕራይ ሓወይ ናተይ ❤️ኣኻእሎ ይሃበና 😥
@user-ci3zp1lt6g
@user-ci3zp1lt6g 3 ай бұрын
@@lulyahani8158 ❤️❤️ ኣኻእሎ ይሃበና ሓፍተይ ናተይ 😥
@abrshhaile7578
@abrshhaile7578 3 ай бұрын
Plese ples plese ne ዋር and modsha eba amxulena ህድሞና?????????????????
@user-fu9tf9ky2v
@user-fu9tf9ky2v 3 ай бұрын
ኣዳፍኒቁኩሙኒ ወላ ሰሙን ተትኸውን ኣይምመነኽዋን ምስ ስድራና ንራኸበሉ ምዓልቲ የምጽኣልና ስደትና የሕጽረልና
@user-qx3ku6gz5n
@user-qx3ku6gz5n 3 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሬ ሓወይይይይ😢😢😢😢😢ስደትና ሓጺሩ ኩልና ንተኣካከብ ይግበረና🙏🙏🙏ስደት ዒቅ ኢሉና መሪሩና ኢዩ ዘሎ ኣደይ ካብ ዘይሪኣ 9ዓመተይ ጌረ ኣለኩ ኣብ ዓደይ ክሪኣ እግዚኣብሄር ይፍቀዶ ንማማካ ከኣ ምሕረት የውርደላ❤❤❤ኣጋይሽ ከኣ ብጣዕሚ ደስ ይብሉካ ጥዑምን ምቁርን ዕላል ኔሩ ልብና ግን በቃ ጠልጠል ኣቢሎማ ዓድናን ኣዴናን ናፊቅና
@genetn366
@genetn366 3 ай бұрын
Easy, buy your ticket and go.
@user-qx3ku6gz5n
@user-qx3ku6gz5n 3 ай бұрын
@@genetn366 ኣመንዝራ ድቃላ ናይ ደርጊ ኩሉ ዝሸነላ🚾🚽🚾🚽🚾🚽🤮🤮🤮🤮
@sarage09
@sarage09 3 ай бұрын
Hi Aronina, I feel the love and pain that you have about your mother. I have the same issue too....I am crying hard I call my mom, I am hoping to come home in summer from Canada. God bless you all mothers.
@saliemtesfamariamgoitom233
@saliemtesfamariamgoitom233 3 ай бұрын
Very interesting show!!! Rahel has amazing voice too. Keep it up all of you!!! Proud of you!!!
@meharitetesfay4443
@meharitetesfay4443 3 ай бұрын
Aron hawna kia ajoka abayka ynbae nedeka kia amlak baelu mhret yewrdelen nay bhaki gn ety lewhatka adnikeyo🎉🎉🎉
@binamlove3008
@binamlove3008 3 ай бұрын
ሰላም ደቂ ኤሪ ብቀዳምነት ሰላም ክብሎኩም ይደሊ ። ምስ ሰናይ ይቅረታ እተተካኢሉ ን ሲዶና ረዲእ ዘትዕድሙዋ ደኣ።
@adobro837
@adobro837 3 ай бұрын
ካብ ምቁር ውድድር ናብ ምቁር ዕላል ትቀየር ኬፍ ኣለኩም 🇪🇷👍🇪🇷👍🇪🇷✅
@rahwaabdu5236
@rahwaabdu5236 3 ай бұрын
😂😂😂😂akuslkana chapiko marra shikor ❤❤❤❤❤❤btami nfueu glxi zkoneka seb ajoka kexlo
@WediEri11
@WediEri11 3 ай бұрын
ሰላማት ደቂ ሪመይ🇪🇷🇪🇷🇪🇷ኣብ ዘልናዮ ሰላም ን ቅሳነትን ትዕናን ይምነ 🇪🇷ኩሉ ጽቡቅ ሰራሕ ግን በኣዓል ወዲ ጀበሊ ን ወዲ ከረን ካልኦትን ኣምጽልና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 Thanks ካብ ፋጨ from Nerwey🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏
@zegahabtezion4339
@zegahabtezion4339 3 ай бұрын
መቸም ኣቢዕኩምና ናይ ኣደ ኣልዕልኩም😭 ዕድመን ጥዕናን ደቂ ኤረይ ሓላላተይ ሰላምኩምን ሳሓቕኩምን የብዛሓዮ🇪🇷🌻👏። ኤረይ ጻዕዳ ክኣ ሰላማ ይብዛሕ ምእንቲ ውሉዳታ ከሲኖም ክነብሩ። ዓይኒ ኣባይኩም ይደፈን ሰስኑ ክቡራተይ። ኣዴታት ኤርትራ ክኣ ዘለዎ ዕድመን ጥዕናን ይሃበን❤። እተን ብሂወተን ዘየለዋ ክኣ መንግስተ ሰማይ የዋርሰን❤። 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@luwam4099
@luwam4099 3 ай бұрын
ብጣዕሚ ጽብቅ ስራሕ ናፍቆት ምክኣል ሲኢናዮ ንፍዓት ደረፍቲ ንድሕሪት መሊስኩምና ቀጽልዎ
@SirakSTO
@SirakSTO 3 ай бұрын
ዋውው ብጣዕሚ ደስ ዝብሉ ስነ ጥበበኛታት💖 ዕድመን ጥዕና ይሃብኩም። ብፍላይ ቻፒኮ ድሙቅ ኮኾብ ኢኻ እሞ love you ኣብዚ ቀረባ እዋን ብሃንቀውታ ንጽበየካ💞💝
@helennegasi4777
@helennegasi4777 3 ай бұрын
አሮን ሓወይ ንማማካ ዕድመን ጥዕናን ይሃበን አነ ውን ከምቲ ዝበልካዮ ብሕማም ተኮሪምየን ክትሬኤን እንኮለካ ይስማዓካ እዩ አነ ውን ምሳካ እየ ነቢዓ ንኩለን አዲታትና ብዝያዳ ነተን ሓሚመን ዘለዋ ፈጣሪ ምህረት ይርውርደለን❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@lul9652
@lul9652 3 ай бұрын
Amen
@fiyorigebray6365
@fiyorigebray6365 3 ай бұрын
I cant stop crying love you mama &miss you ❤❤❤❤❤
@king_04160
@king_04160 3 ай бұрын
ደጋጊመ ዘይመነኽዋ መደብ
@user-rn3fi2fs1o
@user-rn3fi2fs1o 3 ай бұрын
ገዛውትና መተዓብይተይ መጫርምተይ መማህርተይ ኣበይ ክርከብ ዘይምለስ ጥዑም ሓሊፉ ሻምሩክ, ኣጋዱ,ዋርሳይ ,ፒኮክ ክንደይ ሓሊፉ አስመራ ተናፋቂት ኣብ ስደት ምስ ወጻካ ኢኻ ትፈልጦ. ስደት ፎፎእእ ፈላሊና 😭😭😭😭
@habtomberhane1541
@habtomberhane1541 3 ай бұрын
እንዃዕ ብድሓን መጻኹም ፍትወት ኣሕዋት ኣዝያ ብሉጽ መደብ ❤😂
@merceymercey551
@merceymercey551 3 ай бұрын
Wow nay lomi gele aynet mdeb..Edmen tienan yhabkum deqi Erey ❤❤
@user-uo1tx8eg5z
@user-uo1tx8eg5z 3 ай бұрын
ራሄለይ ድምጽኪ ክትእም ተጠቀምሉ በጃኪ ሶ ማራ ደስ ትብሉ ደቂ ኤረይ ቀጽሉዎ ❤❤😊
@user-mu6oo7jj8e
@user-mu6oo7jj8e 3 ай бұрын
ናፉቆት ብ ናፉቆት እኮ ጌርኩምና 😢
@MakiMaki-dd4tt
@MakiMaki-dd4tt 3 ай бұрын
ብታሚ ደስ ዘብል ዩ መግለጺ የቡሉን ንድሕሪት መሊስኩምና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@girmaykahsay9161
@girmaykahsay9161 3 ай бұрын
ሰላማት ኣዳለውትን ኣቅረብትን ህድሞና ነባሪትመደባትኩም ብጣዕሚ መሳጥን መሃርን ኣዘናጋዕን እዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ከም ሪኢቶ ንኡሽቶይ ሓሳብ ከካፍለኩም እዚ ኣብ ሙቁር ውድድር እተቕርብዎም ንኹሉ ዓውዲ ዝሽፍን ብምኻኑ መሳጢ ይገብሮ ከም ሓሳብ ግን ንኹለን ብሄራትና ዝሽፍን እንተዝኸውን ደስ ምበለኒ ኣብ መደባትኩ ክህሉ ተስፋ እገብር ናይ ኩሉ ግዜ ተኸታታሊኹም ካብ ካናዳ::
@merryweldemichael3229
@merryweldemichael3229 3 ай бұрын
I can't stop crying arie hawey n mama mehret yewrdela ajoka Heni and raki deki zurey n dehrit melisumna ab erfti nxebyo zenberna neger azekiromna thank you guys sedetna yehsiru netakakbelu gzie yehabna edmen Tiernan yehabkum deki erey❤❤❤❤❤ raki b felay gal Hayley (Haylie fenkel) gal gezay znbert eya kemti dmxi zelki kesb hgi betami dongiki aleki raki haftey ❤❤❤ love you 25 round
@beriyewedierey8797
@beriyewedierey8797 3 ай бұрын
ዋውውውው ንመን እሞ ክድግፍ ንኽልቲኦም ዝፈትዎም ድምጻውያን ማዕረ ክወጹ እዮም። ደቂ መሰታይ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@natnaelmicheal4555
@natnaelmicheal4555 3 ай бұрын
ክብረት የሃበልና የህዋት ጻማኩም ስራሕኩም እዩ ዋው በቃ 🎉❤ ደቂ ሪመይ
@eritreanayeritrawyan4711
@eritreanayeritrawyan4711 3 ай бұрын
Kemay zsemamae Rahel si Mana Kudane koyna do tsmeaka Ezi Dmxa ktsemea keleka Raheley Tsebeqti ❤
@user-sf7gh1eh9y
@user-sf7gh1eh9y 3 ай бұрын
ኣነስ ስምዒተይ ምቁጽጻር ሲኢነ ደቂ ሓላል መርየት ጽቡቅ ስራሕ ቀጽልዎ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@rahelhaile2045
@rahelhaile2045 3 ай бұрын
ብጣዕሚ አደ አደ አደ ኩሉ እያ የቀኔልና ህድሞና ነባሪት አሮን ሐወይ አጆኻ ምሕረት የዉርደለን ናይ አደ ጸብጺብካ አይዉዳእን እዩ ሐደራ እወ ሐቅኻ ሐደራ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏❤️❤️❤️💐💐💐🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎉🎉 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@zaidtewelde2368
@zaidtewelde2368 3 ай бұрын
መርሓባ ደቂ ኤረይይ ኣጆኩም ዞም ደቀይይይ ክበሩ ሰሱኑ ክብሪ ይሃብኩ ድምጻዊ ካሕሰይ በርሄ ምሰጋና ይብጻሕካ✊🏾🙏🏾✊🏾🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💖💖💖💖💖💖
@user-kt5ef7np7v
@user-kt5ef7np7v 3 ай бұрын
ደስትቡሉ ደቂ ኤረይ ብፍላይ ቻቢኮ ኣብ መስቀሉ ❤❤
@hanahabtemariam4103
@hanahabtemariam4103 3 ай бұрын
Chapiko shikorrr ilalka kitim ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@shinyblade4569
@shinyblade4569 3 ай бұрын
Great show great people thanks for your excellence services you doing for Eritrean people all of you.
@user-ei8zs7ep7x
@user-ei8zs7ep7x 3 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ንፉዓት ደቂ ኤረይ መንአሰያትና ተደኒቀልኩም ላይፍ አዚ ሒዝኩሞ ዘለኹም ብጣዕሚ ክቡር ስነጥበብ አዩ ። ላይፍ ክትቅጽልዎ አለኩም። ❤❤❤❤
@HappyBreadLoaf-nb6mw
@HappyBreadLoaf-nb6mw 3 ай бұрын
Demxawi Efrem arefayene entay yebel mesilkum seb bseb yetkae seb ente kede gen welhade yelen metekaeta ade ade 'do temeno eritreawian adetatey kebri neaken yekun❤❤❤❤❤
@brukmg1284
@brukmg1284 3 ай бұрын
ናይ ሎሚ ፍሉይ መደብ ደስ ዝብል ግን ኣብ ድምጺ microphone ምምሕይያሽ የድሊ Raki &Arei Heni & Dani thank you guys ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@nebay6937
@nebay6937 3 ай бұрын
✌✌✌ዋው ናይ ባሓቂ ደስ ዝብል መደብ አብ ሂወትኩም ጥዕና አብ ስራሕኩም አሳልጦ ብጀካ ደርፎም ደንፈልጦም ደረፍትን ሰነጥበባውያን ተምጽዎም አለኹም ጽቡቅ ስራሕ ቀጽልዎ
@astergebremedhin8161
@astergebremedhin8161 3 ай бұрын
Wow you all amazing, beautiful moments I can't stop crying the same my husband he was crying it's hard all Thank you hodman for the beautiful show ❤💕💕❤❤🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@wintafetawitthomasalazar6678
@wintafetawitthomasalazar6678 3 ай бұрын
Eway nay agatmi betami zeftewum sebat xbuqateyy dani und heni i love you so much 🎉❤❤❤❤😊
@haben4206
@haben4206 3 ай бұрын
Mara kif aleku ndrit meliskuma part 2 mdelena edmen tenan yhabkum fetari ❤❤❤❤❤
@user-rn3fi2fs1o
@user-rn3fi2fs1o 3 ай бұрын
ኣሮነይ ለዋህ ኣባይካ ይንባዕ ኣብ ኣዴኻ ዘለካ ፍቕሪ ካብ ውሽጥኻ ሙኻኑ ርኢናዮ😭 ንወላድትካ ከኣ ኣምላኽ ሙሉእ ጥዕና ይሃበን 🙏ኣደይ ብሌን ዓይነይ ♥️🌹♥️🌹🌹🌹🌹
@alemzerom670
@alemzerom670 3 ай бұрын
መርሓባእ ደቂ ሓላል መሬት አምላኽ ዕድመን ትዕናን ይሃብኩም እንዳበልኩ ናይበሓቂ ንድሕሪት መሊስኩምና 🇪🇷❤️🙏🏼💐🇪🇷🇪🇷🇪🇷🦁❤️
@user-zr1qn1xn3l
@user-zr1qn1xn3l 3 ай бұрын
Ajoka ari hawey n mama mulue mehret yewerdla fetari ❤❤❤❤❤
@Magdelina792
@Magdelina792 3 ай бұрын
Aron is an amazing hardworker kertet zbl zelo eritrean gn zeyhalefelu wedi koynu ysmeani....
@zowdi810
@zowdi810 3 ай бұрын
Wow you are amazing thanks dake ertera you are right 🇪🇷 ✅️ 😀 😊 👍 ☺️ 🇪🇷
@yorsyosief6807
@yorsyosief6807 3 ай бұрын
Amen Egziabhier edmen tenan yhabkum nkulkum 🙏🙏🙏
@THT2025
@THT2025 3 ай бұрын
Oh lord, I Can't stop crying. I miss home!!!. "HDMONA" My booster Sunday show, before I go back to the crazy busy work. Aron hawey, speedy recovery to your mother "AJOKA". Plz bring them back both of them.
@ruthbfser1052
@ruthbfser1052 3 ай бұрын
እዋይ እዚ ስደት ሲ ክሓስም ኣሮን ሓውና ኣጆካ ካልእሲ ይትረፍ ገጸን እንዳረኣካ አመስግነን ኣብ ስደት ዘለና ዲማ ብናፍቆት ሕርር ኢልና ጎይካ ዘይትከዶ ሰፊርና ሕማቅ ኣሎና አኣሀላ ሓቅኪ እንዲኪ ተደወልና ድማ መሊሱ ይገደና ድቃስ ይኣብየና ምስራሕ ን ስእን ኮይና
@yoditgezu7401
@yoditgezu7401 3 ай бұрын
Nay bahaki azekakirkumna sdet husum nay lbey thank you so much HDMONA NEBARIT ❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👏👏👏👏😍
@nytuuuu
@nytuuuu 3 ай бұрын
So emotional listening to you guys ❤❤❤ my people ❤️🇪🇷
Cool Items! New Gadgets, Smart Appliances 🌟 By 123 GO! House
00:18
123 GO! HOUSE
Рет қаралды 17 МЛН
Clown takes blame for missing candy 🍬🤣 #shorts
00:49
Yoeslan
Рет қаралды 35 МЛН
50 YouTubers Fight For $1,000,000
41:27
MrBeast
Рет қаралды 169 МЛН
መልሲ ኣብ መስመር | melsi ab mesmer - Eri-TV Game Show, July 20, 2024
39:47
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 14 М.
Playing hide and seek with my dog 🐶
0:25
Zach King
Рет қаралды 30 МЛН
Почему Мона Лиза такая дорогая🤔
0:31
Эффект Карбонаро и нестандартная коробка
1:00
История одного вокалиста
Рет қаралды 9 МЛН
小丑冒险给天使带回玫瑰花#short #angel #clown
0:56
Super Beauty team
Рет қаралды 8 МЛН
Курение вредит здоровью
0:28
ЮРИЧ
Рет қаралды 1,6 МЛН