No video

ፈረንሳዊ ኤድዋርዶ ካማቪንጋን ኤርትራዊ ምስግና ብስራት(እጀ)ን ኣብ ምንታይ ይመሳሰሉ!

  Рет қаралды 4,360

NegaHeSpo

NegaHeSpo

Күн бұрын

Пікірлер: 48
@amanmeles1583
@amanmeles1583 Ай бұрын
ዓሚቅ ትንታነ ነጋ ሓወይ ቀጽሎ ተስፋ ኢዩ ዝህበና ብፍላይ ኣብ ስደት ዘለና ብምቅጻል ብሪመልሊግ ምስ ጀመረ ጽቡቅ ጌርካ ተንትነልና።
@grapega4114
@grapega4114 Ай бұрын
😅😅
@MusieHabtom
@MusieHabtom Ай бұрын
Nega blux hasab legend
@NegaWeldeghiorghis
@NegaWeldeghiorghis Ай бұрын
Thank you dear
@ErmiasBerhe-bp4iu
@ErmiasBerhe-bp4iu Ай бұрын
Nega btaemi xbuk abnet akribka...kexlo
@NegaWeldeghiorghis
@NegaWeldeghiorghis Ай бұрын
Thank you dear
@mussietesfatsion3757
@mussietesfatsion3757 Ай бұрын
ትኽልክል.
@NegaWeldeghiorghis
@NegaWeldeghiorghis Ай бұрын
@biniamkfleyesus7710
@biniamkfleyesus7710 Ай бұрын
Tanks bro
@NegaWeldeghiorghis
@NegaWeldeghiorghis Ай бұрын
Thank you dear
@sawiyemane9113
@sawiyemane9113 Ай бұрын
ጽቡቅ መደብ ነጋ።
@NegaWeldeghiorghis
@NegaWeldeghiorghis Ай бұрын
@KibrabTesfa
@KibrabTesfa Ай бұрын
Nega
@NegaWeldeghiorghis
@NegaWeldeghiorghis Ай бұрын
Thank you dear
@user-eg5os6bl5x
@user-eg5os6bl5x Ай бұрын
❤❤❤❤
@NegaWeldeghiorghis
@NegaWeldeghiorghis Ай бұрын
Thank you dear
@user-ou9oq6wd8s
@user-ou9oq6wd8s Ай бұрын
Ok❤
@NegaWeldeghiorghis
@NegaWeldeghiorghis Ай бұрын
@shewitmengstu9986
@shewitmengstu9986 Ай бұрын
Toliyo
@NegaWeldeghiorghis
@NegaWeldeghiorghis Ай бұрын
@user-kf1ff5xq7d
@user-kf1ff5xq7d Ай бұрын
Hawey natey xubuq medeb
@NegaWeldeghiorghis
@NegaWeldeghiorghis Ай бұрын
Thank you dear
@manggo7353
@manggo7353 Ай бұрын
Thank brother 💯
@NegaWeldeghiorghis
@NegaWeldeghiorghis Ай бұрын
@almazgebru1743
@almazgebru1743 Ай бұрын
Xbuk srah nega hawey ajoka kexlo
@NegaWeldeghiorghis
@NegaWeldeghiorghis Ай бұрын
@Mercy-dz2gr
@Mercy-dz2gr Ай бұрын
Btaemi xbuq medeb Nega hawna
@NegaWeldeghiorghis
@NegaWeldeghiorghis Ай бұрын
Thank you dear
@user-kt1nt8st3s
@user-kt1nt8st3s Ай бұрын
Xfuf agelalxa azina nemesgn Hawuna. Nay Camavinga kia xbuq abnet eu nezi weledo.
@NegaWeldeghiorghis
@NegaWeldeghiorghis Ай бұрын
@amanuelteame5440
@amanuelteame5440 Ай бұрын
Thanks 🙏
@NegaWeldeghiorghis
@NegaWeldeghiorghis Ай бұрын
@Robielghilay-fp1dg
@Robielghilay-fp1dg Ай бұрын
ባዕ ሕክያ ቀይርካዮ
@NegaWeldeghiorghis
@NegaWeldeghiorghis Ай бұрын
@redatkue
@redatkue Ай бұрын
Xbuk ትንተና ኣነ ዝገርመኒ ግን ስለምንታይ ዘይ ዓበኻ ኣዝዩ ገሪሙኒ ብዝኾነ ከትቅጽሎ ይልወበውካ ኣዝዩ ምሃርዩ መደብካ ይበል ዝብልዩ ኣሕዋት sabscrayb laik coment ኣይንብቀቀሉ ክዓቢ ዝግብኦ ሰብዩ
@NegaWeldeghiorghis
@NegaWeldeghiorghis Ай бұрын
Thank you dear. keep writing comment
@EfremAmanuel-mr5kn
@EfremAmanuel-mr5kn Ай бұрын
ፈለው ኢለካ ኣለኹ ዝገርም ኣገላለጻ GBU
@NegaWeldeghiorghis
@NegaWeldeghiorghis Ай бұрын
@hemilwzer3355
@hemilwzer3355 Ай бұрын
waww ነጋ ሓወይ ብጣዕሚ መሳጢ ኣቀራርባ ቀጻሊ ታሪኽ ሂወት ተጻወቲ እንተ ኣምጻእካልና ጽቡቕ ማለተይ ሓፈሻዊ ምስ ስፖርተኛታት ዝታኣሳሰር ታሪኽ ኩሉነገሮም ዝጥቀምዎ ሜላ ኣነባብራ ኣመጋግባ ዘለዎም ባህርያትን ምስ ቤተሰብን ሕብረተሰብን ዘለዎም ኣቀራርባ ኮታ ልክዕ ከምዛ ናይ ካማቪንጋን መደብ በርትዕ ብራቮ ዝገረመኒ ነገር ግን ባዓል ንስኻ ከለኹም ክንደይ ሰብ ኣኪቦም ክጻረፉ ዝውዕሉ ክኣ ኣማኢት ኣሽሓት ሰባት ይስዕብዎም ኣብዚ ዓለም ፍትሒ ከምዘየለ ትርዳእ ንብዓል ነጋ ክትሰምዕ ከለኻ ጥራይ ተስፋ ትገብር።
@NegaWeldeghiorghis
@NegaWeldeghiorghis Ай бұрын
የቐንየለይ ሓወይ። ንስኹም እተደልይዎ መስዋእቲ ከገብር ድልዊ እየ።
@hubisamitey6274
@hubisamitey6274 Ай бұрын
Memhartey metaabiteyn azekirkani mzkarka dma azyee yemesgneka n msgna bsrat ejee hazhazawi
@tommyarsenal2303
@tommyarsenal2303 Ай бұрын
መበቆል ዓዱ ኣንጎላ ኢዩ
@NegaWeldeghiorghis
@NegaWeldeghiorghis Ай бұрын
ርእይቶ ብምጽሕፍካ የመስግን። ካማቪንጋ ኣብ ኣንጎላ እዩ ተወሊዱ። ግን ካብ ኣንጎላን ኮንጎን ዝመበቆሎም ስድራ ቤት እዩ ተወሊዱ።
@user-cs8jb6wu8o
@user-cs8jb6wu8o Ай бұрын
ሰላም ሰላም ሓው ነጋ፡ልዑል ስፖርት ናይ ምትንታን ክእለት ከምዘለካን፡ትትንትን ከምዘለኻን ኣብዚ ክልተ ሰሙን ይኸውን የ ተኸታቲለካ ምስ በዓል ኤማ ሄኖክ ኣብቲ (ኤማ ቻነል) ክትንትን ሰሚዔካ፡ቻነል ከምዘላትካን ገና ፈለወርስ የድልያ ከምዘሎን ውን ወስ ኣቢልካ ሰሚዔካ ይመስለኒ፡ ብዝኾነ ኣነ ከኣ ነዚኣ ሰሚዔ ከምኡ ውን ካብቲ ትህቦ መደባት ንምኽሳብ ካብ ሕጂ ዓሚል ኮይነ ኣለኹ፡ኣጆካ በርትዕ፡ምስቲ ዘለካ ልዑል ኣፍልጦ ከኣ ብዙሕ ክትምህረና ብፍላይ ከኣ ኣብቲ ብዙሕ ዕንቅፋት ዝገጥሞ ዘሎ መንእሰይ ወለዶ ኣተኪርካ ክትሰርሕን ከምትዕወትን በዓል ምሉእ ተስፋየ።ኣብዛ ሕጂ ኣቅሪብካያ ዘለኻ ናይዚ ብርቂ ኤድዋርዶ ካቫሚንጋ ብዙሕ ጸላዊትያ ሚሂራትና ከኣ፡ደጊመ ደጋጊመ ዝላበወካ ግን ምስቲ ዘለካ ዕቑር ፍልጠት እሞ ከኣ መንእሰይ ንኹሉ ከተርክበሉ እትኽእል ምኻንካ፡ብዙሓት ካብ መንእሰያትና ተፊኦሙናዮም፡ ገና ውን ፈውሱ ስለዘይረኸበ ይጠፍኡና ኣለው። እምበኣር ኣብዚ ጉዳይዚ ጸቒጥካ እንታይ ክግበር ኣለዎ ኢልካ ክትሓስብን ክትሰርሕን፡ ኤርትራዊ ሓልዮትን፡ኤርትራዊ ስነምግባራውን ባህላውን ኤርትራዊ ሃገራውን፡ኤርትራዊ ሞራላዊ ስሚዒተይን ተጠቒመ ትሕትና ኣሰንየ የተሓሳስበካን ጸቒጠ ንዝላበወካ ዘለኹ ለበዋ ቅቡልን ቅኑዕን ገርካ ክትርደኣለይ ኣቐዲመ ብትሕትና ክሕብረካ ይፈቱ። ኩቡር ሓው ነጋ እምበር ነቶም እተቕርቦም ዘለኻ መደባት ገለ ሰሙናት ክሰምዓካን ክምሃርን ክቕኒ'ሞ፡ምስዚ ኣቐዲመ ዝበልክዎ ለበዋ ብዝተኣሳሰር ሪኢቶይ ክጽሕፈል ወይ ውን ብድምጺ ረኺበ ከነዕልል ብዙሕ ከዘራርበካን ይደሊየ። ከምሓሳብ ውን ሒዘዮ ክጸንሕየ፡ሕጂ ግን ኣብ ምንታይ ዘተኮረ መደብ ኢኻ ተቕርብ? ቀንዲ ታርገት ገርካ ብብዝሒ እትሰርሓሉ መደብ እንታዩ?ክምሃርን ትዕዝብተይ ከስፍሕን'ሞ ኣብ ዝቕጽል የራኽበና፡ሰሰናዩ፡ዓወት ይምነየልካ። ስለቲ ልዑል ኣስተምህሮኻን ተመኩረኻን ከኣ ኣዝየ የመስግን፡የቐንየልና ክብለካ ከኣ ይፈቱ።
@NegaWeldeghiorghis
@NegaWeldeghiorghis Ай бұрын
ሰላም ክቡር ሓው፡ ኣብ ዘሎኻዮ ሰላምን ጥዕናን እምነየልካ። ዝብላዕ ርእይቶ ኢኻ ኣቐሚጥክቃ ዘለኻ። ብስም ተኸታተልተይ ካብ ብልቢ ከምስገነካ እፈቱ። መደባተይ ኣብ ጥዕናን ስፖርትን ዘተኮረ እዩ። ምኽንያት ቀንዲ ሞያይ ሕክምና እዩ። ስፖርት ድማ ካልኣይ ሞያይ እዩ። ነnegahespo4@gmail.com ኢልካ ክተረኽበኒ ትኽእል ኢኻ። ❤
@user-cs8jb6wu8o
@user-cs8jb6wu8o 8 сағат бұрын
​@@NegaWeldeghiorghisነጋ ሓውና ንስለቲ ግዱስ መልስኻ ኣዝየ የመስግነካ፡የቐንየለይ!
@EfremAmanuel-mr5kn
@EfremAmanuel-mr5kn Ай бұрын
ከምዚ ኣቅርብ በጃኻ
@NegaWeldeghiorghis
@NegaWeldeghiorghis Ай бұрын
Magic trick 🪄😁
00:13
Andrey Grechka
Рет қаралды 43 МЛН
7 Days Stranded In A Cave
17:59
MrBeast
Рет қаралды 77 МЛН
КТО ЛЮБИТ ГРИБЫ?? #shorts
00:24
Паша Осадчий
Рет қаралды 883 М.
"ደንበ ፀላኢ በጣጢሳ ዘምለጠት ዘይተዘመረላ ዋዕሮ!"
57:21
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 77 М.
ኣፍሪቃዊ ደም ደለዎም ኣብ EURO 2024
3:37
BANA INFO
Рет қаралды 1,8 М.