No video

ሩሑስ ኣውደኣመት HAPPY EASTER | ፍሉይ መደብ ብምኽንያት በዓል ትንሳኤ ይቅረታ ን ማማ ከምኡ ድማ ን ኩሉ ተከታታሊየይ

  Рет қаралды 140,948

Diamond Beauty

Diamond Beauty

Күн бұрын

ሩሑስ ኣውደኣመት HAPPY EASTER
ኣነ ዝጥቀመሎም መሳሪሕታት
amzn.to/3xii65i
amzn.to/3tUu433
amzn.to/3gwlovC
amzn.to/3ctCBmR
amzn.to/3zfcE3R

Пікірлер: 360
@netsi3007
@netsi3007 3 жыл бұрын
ማማየይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ኣዉዳዓመት ምድሪ ብብኽያት 😭ዝዋዓልና ካኣ ንዓመታ ምስ ስድራና የራኽበና ኣምላኽ ❤❤❤❤
@dehabnegash8226
@dehabnegash8226 3 жыл бұрын
Ajoka brukey
@user-kt7cb7yz1d
@user-kt7cb7yz1d 3 жыл бұрын
አጆኪ ጓል ትግራይ ዓይ ንዓመታ ከምዚ አብ ሃገረና ትግራይ ምሰ ሰድራና ክንወዕል እና
@witqueen3831
@witqueen3831 3 жыл бұрын
Ajoki Mkrtii 😭💔🙏
@user-hv5ql4ri9h
@user-hv5ql4ri9h 3 жыл бұрын
ብኽያትኪ ንሓጎስ ይግበረልኪ ኣጆኪ ግዜ ኣለዎ መሐጎሲኩም ይግበሮ
@elsahagos1792
@elsahagos1792 3 жыл бұрын
ኣሜን 🙏🙏🙏ብርኽቲ ኣምላኽ ንመን ኢልዎ ❤️❤️❤️
@tesfithaymanot8690
@tesfithaymanot8690 3 жыл бұрын
ተዓዊትልኪ ማማኪ ኣብ ጎንኪ ነዓይ ከኣ ጾሎት ግበራለይ ማማ ኩሓቁፍፍ ን ኢግዛቢሔር አንታይ ይሰኣኖ ላይክ ከኣ ነዓይ
@user-lx2cw2tr6f
@user-lx2cw2tr6f 3 жыл бұрын
ማማ ዉሓላ እድብቲ ኡፍፍፍ ገሊአን ዘሎ ኤሮፓ ኣዴታት ሲ ብጣዕሚ የጽልኣክ ሓብትኪ ካብ ትግራይ ሰላምምም በልለይ ማማ ኣካዳድናኣ ኣዛራረባኣ 😓😓😓❤❤❤❤❤
@user-jr4jt6pn1l
@user-jr4jt6pn1l 3 жыл бұрын
ማማ ደስ ክብላ ፁሩያት 😘😘አነ ግን ማማይ ቤተሰበይ ኣውዳ ኣመት ምድሪ ድምፆም ከይሰማዓኹ💔💔 ኣምላክ ዓድና ሰላም ይግበሮ 🙏
@tigray_adey
@tigray_adey 3 жыл бұрын
ኣጆኪ ኩላትና ኢና ስልኪ ምስራሕ ኣብዩና 😢😢😢
@wedieri7570
@wedieri7570 3 жыл бұрын
ኣጆኪ ሓውተይ ናተይ ንመን ኢልዎ ዓመጽቲ ተፈሪዶም እዚ ኩሉ መከራ ትኣልዩ ምስ ስድራኪ ተብዕልዮ ትኮኒ ብሓፈሻ ኩልና።
@user-cu9ld4xe8e
@user-cu9ld4xe8e 3 жыл бұрын
ኩልና ኢና ስልኪ ምስራሕ አቢና አይረከብናዮምን 💔💔
@user-by5fm2pc8o
@user-by5fm2pc8o 3 жыл бұрын
አጆና ክንሰግሮ ኢና ክንደይ ዘይተሰገረ ትማሊ ክነብዕ ዊዒለ ድምጺ አደይ ዘይሰማዕኩ ሎማዓቲ ሰኒ ድማ ድምጺ ሓላል አደዋኒ ሰሚዐ ብታሕጓስ ነባዕኹ ከምናተይ ድምፂ ወላዲትኪ/ካ የስምዕኪ /ካ ደቂ ዓደይ ማዓረይ ንዘይተረፍ ዓወት ፅንዓት ማዓረይ😘😘😘😘😘
@elsaatobrehan2850
@elsaatobrehan2850 3 жыл бұрын
Ajoki Amlak alo zey weg leyti yelen
@user-cu9ld4xe8e
@user-cu9ld4xe8e 3 жыл бұрын
እዘን አዴታትናሲ ደስ ክብላካ ብሓቂ ባህለን ስነስርዓተን ትሕትነአን በቃ ኩሉ ነገር ጽቡቅ ባህሊ ነሩና እንታይ ሞ ናይ ሐዚ ወለዶ ግንናይ ምዕራባውያን ባህሊ ናምጻና ሓምስናዮ ነቲ ጡዑም ባህልና አምላክ ዕድመን ጥዕናን ንወለድና ብሰላም ከኣ ምስ ምስ ስድራናን አሕዋትናን የራከብና ነዚ አብ መከራ ዘሎ ህዝቢ ትግራይ ከኣ ሰላምን ራህዋን የውርደሉ
@moizermangutr650
@moizermangutr650 3 жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤
@medihintadese7390
@medihintadese7390 3 жыл бұрын
አሜን🤲
@medihintadese7390
@medihintadese7390 3 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን እግዚአብሔር ኣምላኽ ሩሕስ ፍሰካ ይግበረልና ሰላም ይልኣክልና አምላኽ🇻🇳
@user-xr9rb3rm4h
@user-xr9rb3rm4h 3 жыл бұрын
ነቢዐ ኣነስ ኣውዳኣመት ኣደይ ናፍቀ 5ዓመት እሕ💔💔💔💔💔💔 ዕድመንጥዕናን ይሃብክን❤❤
@angosomyigzaw6062
@angosomyigzaw6062 3 жыл бұрын
ኣዴታትና ለውሃት ፍጥረት ኣደ ብርሃን ገዛ❤❤️❤
@hdhsh7924
@hdhsh7924 3 жыл бұрын
😭😭😭ተጋሩ ቃንእና ዋይ ስቃይ እስት በቃ ይበለና ላሕና ለ💊💊💊💊😭😭😭
@senaithaile2377
@senaithaile2377 3 жыл бұрын
Aejoki meaerey kulu khalf eiyu haftki from Eritrea ❤🙏
@user-kn1ch3ep1u
@user-kn1ch3ep1u 3 жыл бұрын
ኣይዞኪ ክሓልፍ እዩ
@helenmedhn5351
@helenmedhn5351 3 жыл бұрын
Ajoki habtey mearey kulu khalf eyou ntsuhat weledi kbdelu yeblomn
@frehewetamen2030
@frehewetamen2030 3 жыл бұрын
Be strong in this life there is life for everything 👍👍🙏🙏🙏👍tomorrow is another day better day for Tigray people 👍👍🙏❤️❤️💖
@user-jk9td1zt4i
@user-jk9td1zt4i 3 жыл бұрын
ብስም ማማ ብ3 መባይል like ገይረልኪ ኣለኩ ህያበይ ኣታ እቲ ናይ ኣዴታትና ትሕትናስ ክንደየናይ የሕብን ❤❤❤❤
@abebaghebreyonnes8581
@abebaghebreyonnes8581 3 жыл бұрын
🙏🙏🙏❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@kasay67
@kasay67 3 жыл бұрын
ባህሊ ዓድኻ መንነትካ ክብረትካ ኢዩ። ለባም ብህሎ ማማ ምርቃኽን ከኣ ይብጸሓና።
@messimessi7100
@messimessi7100 3 жыл бұрын
ሩሑስ ፍሲካ ይግበረልክን 🙏ዕድለኛኪ ኣነካ ድምፃኳ ዘይሶማዑኩ ዊዒለ😢😢
@user-cy2qe1nh4b
@user-cy2qe1nh4b 3 жыл бұрын
ኣትን ኣብዚ መፂክን እንታይ እዩ ትነብዓ ኣደዳ ፀላእን ካልእን እንታይ ዘንብዕ ኣለክን እግዚኣብሔር ብዘለወዎ ይሓልዎምእምበር ሕጂ ኣነ ወለደይ ቡዙሕ ኣዋርሕ ገይረ ኣሐኩ ካብ ዘይስርሓለይ ስልኪ ግን ተመስገን ኣምላክ ዋናዉ ኣብ ዘሃለና ሃሊና ጥዕና እዩ ጥዕና ተልዩ ፅባሕ እንዶ ክንተኣካከብን ፆሎት ዳኣ እምበር ሱቅኑቁን ምባል ኣየድልየናን ተጋሩዋይ ደቂ ዓደይ
@freedompeace3359
@freedompeace3359 3 жыл бұрын
🕊ባህሊ ዓድካ ክብረትካን መንነትካን 100% ሐቂ🕊 ሰላምክን መሊኡ መላሊኡ ይብጸሐክን. የቀነይልና ክብረት ዝመልኦ ዕላል. ፊልማዊት አኩሪዕክና 🕊 🕊 🕊 👏👏👏👏
@MaryMary-wq9iy
@MaryMary-wq9iy 3 жыл бұрын
Amen Amen 💖💖💖🙏🙏😭😭
@rahwahrahwah1899
@rahwahrahwah1899 3 жыл бұрын
ኡፍፍ አዶ ሓላል ምስ ረኣኹ ነብዕ ኣደይ ኣይ ብኣካል ኣይ ብስልኪ 😭😭ኣምላኽ እዚ ሕማቅ ግዜ መልሰልና 🙏🙏🙏
@merhawittedros394
@merhawittedros394 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ጽብቅቲ ወላዲት ሩሑስ ቅንያት ትንሳኤ ይግበረልና
@habtomzaid7
@habtomzaid7 3 жыл бұрын
Love you mom mom ኣደ ብርሃን ናይ ገዛ ዘይፍለያ ጥዑም ዕላል ምስ ዋዛ እታ ኣብ ዓለም እንኮ መወዳድርቲ ዘይርከባ ፍጥርቲ ኣደያ ❤❤ ከይትጠምያ ትዕንግል ከይትቖራ ነብሳ ገዲፋ ትከድን ንከይትዕንቀፋ ቅድመካ ይስጠሓኒ በሃሊት ኩልንትንኣ ፍቅሪ ኩልንትንኣ ሓሊዮት ዝኮነት ፍጥርቲ ዳደያ እንተ ዝከኣል ፍርቂ ዕድመይ ነደይ ምሃብክዋ ። ፊሊ ሓፍተይ ሰሓቅክን ሓጎስክን ንመዋእል ይግበረልክን ወላ ንሓንቲ ሰከንድ ትኩን ኣደ ክትስሕቅ እንበር ክትሓርቅ ኣይደልን Love you mom❤❤❤❤
@abebaweldesilassie457
@abebaweldesilassie457 2 жыл бұрын
Behaki men kem ade kemzeblkayo ane wen mihabkuwa
@ansebaanseba5995
@ansebaanseba5995 3 жыл бұрын
Waw Thank you እታ ቀዳመይቲ ኮመንት ዝተነበበት ናተይ እያ፡ ብጣዕሚ ሕማቕ ተሰሚዕኒ ኔሩ። ሕጂ ግን ስለ ዝኸሓስክያ ንኹላትና ከም ዝኸሓስክና ጌረ ወሲደያ ኣለኹ።😍😍
@user-cy2qe1nh4b
@user-cy2qe1nh4b 3 жыл бұрын
ክክክ
@erisun1278
@erisun1278 3 жыл бұрын
ትግሪኛ መለለዪና እዚ ዮ ዘይተቖነንኪ በር ብጣዕሚ ደስ ዝብል ምስ ማማኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ይቅሬታ ይኩንኪ ድማ
@user-kt7cb7yz1d
@user-kt7cb7yz1d 3 жыл бұрын
አሰይይ ዕደመን ጥዕናን ይሃበክን ማማተይ ደሰ ክተበሊ አወደአመት ናይ ሰደራይ ደመፂ ዘሰመዑኩ እፍፍ. እና ፊሊየይ ምቅረተይ አንተ ደዩ ክሓተኪ ደለይ. አፈቅረኪ አበይ እንኦ አንተ ደዩ ነወሕ ገየረ ከብዘይ የረኣኩም
@luitigrweytitdf6510
@luitigrweytitdf6510 3 жыл бұрын
ደሰ ትበላ ኣደን ጓለን ዕደመን ጥዕናን የሃበከን 💘 አሕሕ ዕድለኛ ኢኪ ኣይኮንን በኣካል ደምጻ ሓርቢተኒ ናይ ማሚተይ ከንደይ ኮይኑ ኣወዳኣምት ማዓለቲ ትደፊና ዊዕለና 😭💔 ኣምላክ ዓደና ሰላም ገበርለና
@efremefrem4807
@efremefrem4807 3 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ንፍዕቲ ዛሓብተይ ኣደ ካብ ውላዳ ክትረኽቦ ትደሊ እቲ ቀንዲ ሮቓሒ ዉሉዳ ሰላምን ቅሳነትን ናይ ቅሳነት መንገደ ኒሂወቱ ክመርሓ እንኮሎ ክትሪኦ እንከላ እያ ከምዝተካሓሰት ዝስምዓ።ስለዚ ንስኪ ክኣ ብኩሉ ከምትክሕስያ ካብዚ ናይ ሎሚ ቢድዮ ኮነ ሙኩሉልነትኪ ሓቂ ዝገብሮ እዩ።ማማ ዝነበዐት ዉን ፍትወት ናትኪ ኣብኣ ትገብርዮ ሓልየት ስለ ትፈልጥ እያ ንሱ ስለ ዝኮነ እያ ክኣ ከማኪ ዉን ክትዛረብ ዘይካለት ኣደ ብውላዳ እንድሕር ተሓጊሳ ክትዛረብ ኣይትክእልን እያ ።ብልባ ንእግዛብሄር እንዳኣመስገነት ዕድመን ጥዕናን ንደቐይ ሃበለይ እንዳ በለት ብፍሽክታ ሓጎስ ናይ ልባ ተመሓላልፍ፡ስለዚ ንስኪ ኣካል ናይቶም ነደ ዘሐጉሰ ዉሉዳት ሚካንኪ ካብታ ብርህትን ምቅርትን ኣደኪ ካብ ገጻ ዝንበብ እዩ ሞ አግዛብሄር ኑኩሉኩም ስድራ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም። ኣብ መወዳእታ ዝላበዋ ድማ ማማ ዉን ንኩልና ዘመሃላለፈታ መልእክቲ እያ ፡ንሳ ድማ ባህልናን መንነትናን ኣብ ዝከድናዮ ቦታ ክንርስዕ የብልናን ሞ ንስኪ ድማ ኩሉና ህዝቢ ኤርትራ ንፈትወክን ንከታተለክን ስለ ዝኮና እዛ ናይ ባህልናን መንነትናን ዘይምሕማቅ ዛሓፍተይ
@layla8647
@layla8647 Жыл бұрын
Absolutely Beautiful mother & daughter relationship. I also love & follow The S Family. Blessings to you ALL 🙏🏾
@htjhh8879
@htjhh8879 3 жыл бұрын
ክበሪ ማዓረይ ስቅ እለስ ሕብን ኢለልኪ ኮርዐልኪ ክብር ሰብ ሰቡ የክብር ፍቅሪ ዝኮንኪይ ካብ ጐል ሃገረ ትግራይ ድሙቅ ስላምታ ይብፃሕክን ሙቁራተይ
@kesetehabte1955
@kesetehabte1955 3 жыл бұрын
እዋይይ ቡኖት ከይተረዳኣኒ ነቢዐ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ከማኺ የማስለና
@milinguse1872
@milinguse1872 3 жыл бұрын
Aseyyy mukrat aten mama ezom dekey da zytblna baha meblna god bless you ❤️🙏
@user-ux4le9cb1b
@user-ux4le9cb1b 3 жыл бұрын
ማማ ሓላል ቀኒአ ዕደመን ጥዕናን ይሃብክን ፈጣሪ ❤️❤️❤️🥰💋💋💋
@luela4890
@luela4890 3 жыл бұрын
Mamaki tekbri kbret yhebki Weladki kemu ygbrelki Zwelde ytahegos hegos yhebki Rusu Aedamet tkkl Aelamam Aeseyyy❤❤❤🙏🏾🙏🏾🙏🏾
@sulamit9386
@sulamit9386 3 жыл бұрын
Applauses to you for listening to your viewers and responding .This shows your honesty !
@llovemama4176
@llovemama4176 3 жыл бұрын
ማሚ ምቅርቲ
@tigrinyalessonpodcast5922
@tigrinyalessonpodcast5922 3 жыл бұрын
Yes ,beautiful mother and daughter relationship is so much needed !
@waw7753
@waw7753 3 жыл бұрын
ማማ ፅሪቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ብሰንኪ ስደት ኣውድኣመት ምድሪ ድምፂ ወለድና ከይሰማዕና ዝወዓልናለ ብሰላም ንዓድና የእትወና ስደትና የሕፅረልና ኣሜን 🙏🙏💝💝💝💝🌺🌺🌺🌺🌺🌻🌻🌻💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋
@temesgenamlak2879
@temesgenamlak2879 3 жыл бұрын
Amen amen 🙏
@iloveyoumamm5448
@iloveyoumamm5448 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen kbretey ahbiru Thank you mammmmm
@user-kc3ce7de6d
@user-kc3ce7de6d 3 жыл бұрын
ጽቡቅ ኣይገበርክን ወላዲት ክብርቲ እያ ።ምክንያቱ ብክልእድኣ እምበር ብከምዚስ ጽቡቅ ኣይኮነን ጋለይ ኣሰንቢድክያ እኮ ምስክነይቲ
@user-ho8cw5bb7c
@user-ho8cw5bb7c 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@salam3709
@salam3709 3 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ፈጣሪ ማማይ ፅራይት
@luwammhreteab2606
@luwammhreteab2606 3 жыл бұрын
Ewey mama des kitebeli btami eye zefeteweki 😘❤
@user-me2ek9mv5o
@user-me2ek9mv5o 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ማማየ ማዓርይ እንኮዕ አብፀሑኪን 💞💞💞💞🙏🙏🙏
@rahelasmerinabelalifestyle5566
@rahelasmerinabelalifestyle5566 3 жыл бұрын
ሽኾሪናታት ዕድመን ጥዕናን ይሀብክን 😍🙏❤😇
@johnhaile8059
@johnhaile8059 3 жыл бұрын
ብወገነይ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልክን ብሓቂ ለባም ሰብ ኢኺ አደ ምን ግዜ አደ እያ ቅድሜና ድማ ክትድሰትን ክትሕጎስን አለዋ
@tesfiesbhatu6263
@tesfiesbhatu6263 3 жыл бұрын
Rhus awdaemet ygberelna" Ade😍 kbrti ya😍 "edmen tenan yhabeley
@zelalemmihretaab7109
@zelalemmihretaab7109 3 жыл бұрын
ክብርቲ ጓልና ስለምንታይ ንወላዲትኪ ማማ ትብልየን ከምዞም ጥልያን ንወላዲትካ ብ ዕድና ኣደይ እዩ ዝበሃል ዛጓለይ
@user-zv3us4dr3k
@user-zv3us4dr3k 3 жыл бұрын
ኣዛ ወላዲት ማራ ወርጃ አያ ደስ ዝብል ኣተኣባብያ ከአ
@user-jf3ri3nn8s
@user-jf3ri3nn8s 3 жыл бұрын
Amen /3/ ahbiru enkae abtsehena ማማ & fili ርሑስ ኣውዳኣመት ❤❤❤👏👏👏
@abrahalemulugeta5035
@abrahalemulugeta5035 3 жыл бұрын
ኣደ ወሊዳ ትምከን ስማርት ዝኾነት ኣደ ኣላትኪ ማሚ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ፣ ኣደን ጋልን እካ ዘይትመስላ ናይ ባሓቂ ኣዴኺ ድያ ጌና ንእሽቶይ እያ ዘላ ክንደይ የሕዋት ድዮም ዘለውኺ ክንደይ ወሊዳ መልስለይ በጃኺ
@user-hv5ql4ri9h
@user-hv5ql4ri9h 3 жыл бұрын
ንማማ ሜካብ ኣይትግበርላ ብዘይሜካብ መወዳድርቲ የብላን ጽብቅቲ ያ ማራ
@herantv7165
@herantv7165 3 жыл бұрын
ኣሰይይይ ደስ ክትብላ ሩሑስ ኣውደኣመት🙏😍💞💞💞
@rutaalema1454
@rutaalema1454 3 жыл бұрын
አሜን ማሚይ ሽኩር
@meleymeley8215
@meleymeley8215 3 жыл бұрын
I'm cry you are so lucky I wish one day everyone to meet our family 💓🙏
@wintafetawitthomasalazar6678
@wintafetawitthomasalazar6678 3 жыл бұрын
Edmen tenan yehbkin fetari ruhus awdamet mukurattttt mami love you 💓💞💞❣
@user-xm5bx2gi9g
@user-xm5bx2gi9g 3 жыл бұрын
ማሚተይ ናፊቆተይ💘💔ዕደመን ጥዕነን ለዴቲተኒ እሓወተይ😘😘😘
@loveumom8428
@loveumom8428 3 жыл бұрын
እዋይ ከጸብቐልክን! ኣምላኽ ዕድመን ይሃብክን። ነታ ሓፍትኺ ወላ ኣነ ኣፍቂረያ ኣለኹ። ስእሊ ደኣ ናይ ዓለትና ምሉእ ክሰደልኪ እየ።
@iloveyoufamily9742
@iloveyoufamily9742 3 жыл бұрын
ማሚተይ ፅብቅቲ ኩላይ ፊሊተይ ሽኮር ብጣዕሚ የ ዝፈትየክን ብርካተይ
@blackstar3432
@blackstar3432 3 жыл бұрын
ኣሜን ማዙ ሽኮር 💝💕💞 ገዉ ኣብልያ ተረቢሻ ማዙ 😂😂😂
@teklithaile4930
@teklithaile4930 3 жыл бұрын
Eza wahle sebeyti si hanti gal ba wiledi mo seyti wedey kigebra ezen abeytis teqedimna ena more Respect!!
@asmerettesfamichael8863
@asmerettesfamichael8863 2 жыл бұрын
Ane comet buzuh ayxhfn ye gn hij naki yxhfelki aleku. Buzuh tekatatali endo aykonku gn aziki gerhi eiki haftey bwegeney ane wn kemaki aynet bahri aloni eti wshtki zreyo zelku ymesleni. Kem natey rdiei aziki fekarn halaytn tmeslni. So I Love U 😍😍
@danidanidanile8693
@danidanidanile8693 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen nokuolni mam maryi
@tesfamichaelweldemichael8943
@tesfamichaelweldemichael8943 3 жыл бұрын
amen amen amen amlak bdeqkin tehagosa
@tesgamezgobo2787
@tesgamezgobo2787 3 жыл бұрын
ኣሰይ ማማ ማዓረይ ሽኮርርር ኣምላኽ ዕድመ ያሃብክን
@yonitesfaeyusinqey4985
@yonitesfaeyusinqey4985 3 жыл бұрын
❤❤❤❤❤long live mother🥰 Amen adena❤🙏🥺
@selambrhane8653
@selambrhane8653 3 жыл бұрын
Good job Sweet and keep It up 👏👏Rhus beal ♥️♥️♥️♥️♥️
@beyenatseghai5252
@beyenatseghai5252 3 жыл бұрын
No worries ጽብቕቲ
@frehiwetdaba7765
@frehiwetdaba7765 3 жыл бұрын
Mamaye marey hekki ab adi gonas kebid eyu enber ezi dea adey marey rhus awudamet ygberelkn nhna kea bselam gex adenan adnan yereyena 🙏🙏❤❤
@eyobelghebrhiwethambir1491
@eyobelghebrhiwethambir1491 2 жыл бұрын
Aseyyyy sweet mom 🌹🌹🌹🌹 Edmen teinan yhabkin aseyyyy des ktbla❤❤❤❤❤
@wintafrezghi7600
@wintafrezghi7600 3 жыл бұрын
Asey your mum is so beautiful god bless her she reminds me my mum❤
@rahewamimi6396
@rahewamimi6396 3 жыл бұрын
Ufff ade da kndekulu endiya akk 😭😭 filey nfeti kfotweki mat iye mameki ka edman tenan yhaba fetari tkenakeniya nmameki dema xbah negho wne daqeki kemti natki xebuk zgebarkela nmameki kemu kgabruleki iyom zyeday 🥰🥰
@yoruseyob6427
@yoruseyob6427 3 жыл бұрын
Aseyyyy mamayey Konjo edmen tenan yhabeki fetari filey nmama hji yhgskni bravo 🥰🥰🥰
@jfgudf4562
@jfgudf4562 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ማሚየ ምቅርቲ
@amelkyemasgen3801
@amelkyemasgen3801 3 жыл бұрын
Amen amen Mama
@fishmesfun823
@fishmesfun823 3 жыл бұрын
Edmen tenan yehabeken ruhus awdamet ewayy ezi bahalenas kexbeq
@weldaymekonnen
@weldaymekonnen 3 жыл бұрын
Edmen tenan yehabeken ruhus awdamet ewayy ezi bahalenas kexbeq
@user-zs1pt5lj2e
@user-zs1pt5lj2e 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ማሚየይ ሽኮር 😍😍😍😍😍
@masmad432
@masmad432 3 жыл бұрын
እናት ህወት 💚
@Eriboy839
@Eriboy839 3 жыл бұрын
ኣሰይ ደስ ክትብላ ሙቁራት እንቋዕ ገጽ ሊደይ ከኣ ኣርኣኽኒ ❤️😘
@NOnonon89325
@NOnonon89325 3 жыл бұрын
ኣሰይ ደስ ክትብላኒ ሙቁራት famliy 🤍😊
@danielkokebe6819
@danielkokebe6819 3 жыл бұрын
Amen ftwat aden galn admen tianan yhabkin
@ruftatesfalem1071
@ruftatesfalem1071 3 жыл бұрын
Wwwwww eway des ktbla egziabhier xegu yebzahalkn
@tekestekidane8524
@tekestekidane8524 3 жыл бұрын
አዴታተይ ንዘላአለም ንበራለይ
@ariamlove2191
@ariamlove2191 3 жыл бұрын
Amen amen amen mama
@amiranur4492
@amiranur4492 3 жыл бұрын
Bitaemi xubuq medeb qexliyo fili RUHUS BEAL ADE FILI I LOVE YOU MORE
@mellu2751
@mellu2751 3 жыл бұрын
Amazing program filli shikor nay mamaki zurya ba link sdedlna. It is really beautiful
@aronfisseha5607
@aronfisseha5607 3 жыл бұрын
Gex weledkum yer'eyekum ela meriqatna des elni awdeamet mealti we love ade shkor
@moharenaguesh3248
@moharenaguesh3248 3 жыл бұрын
Ake betame eu des zebule benafkot mamma akley tsebebuni gezye nwehu So Edmen tenann yehabkum.
@regeatgebremical2453
@regeatgebremical2453 3 жыл бұрын
ja Nay Bhaki mama💕💕💞🙏🙏🙏💒
@abiokuba7284
@abiokuba7284 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen nekulena ahberu our mother
@limeatteklu
@limeatteklu 3 жыл бұрын
Assssssey deskitbla edmen tenan yihabeley fetari
@astu4145
@astu4145 3 жыл бұрын
Sidrana thumat egzabher edmen tienan yehabkum 💕💕🙏
@user-kf1xp8dg5e
@user-kf1xp8dg5e 3 жыл бұрын
አሜን ማሚይ ሸኩር
@asmerasweet8706
@asmerasweet8706 3 жыл бұрын
Good job sweet & keep it up 👏 Ruhus Bal!!
@haniosman3862
@haniosman3862 3 жыл бұрын
Kalay gzie kemzi elki ms mama ms mexaki btaemi tehaguse filey ab hiwetkn kulu gzie hagos ymnwyelkn nay behaki des tblu family ekum 😍
@haniosman3862
@haniosman3862 3 жыл бұрын
Ane ms familyki kfalet btaemi ydeli fili haftey
@user-jb6dh5ux5p
@user-jb6dh5ux5p 3 жыл бұрын
ደስ ብሃልቲ❤❤❤❤😍😍😍
@sabatasfey2353
@sabatasfey2353 3 жыл бұрын
Amen amen amen mame
@yonasberhane5076
@yonasberhane5076 3 жыл бұрын
Fili shikor 💯👍
@zaidhaile709
@zaidhaile709 3 жыл бұрын
Fili ms Familiki btaemi eye zfetwekum 💞
@ruftatesfalem1071
@ruftatesfalem1071 3 жыл бұрын
Fili haftey enda bekeku riaya eza vidoe gn nay tahgasn nay harertan bkyat eyou love you all famiy
@sameeras53
@sameeras53 3 жыл бұрын
አሜን((፫)) ማማየ እግዚአብሔር አምላክ ይጠብቅሸ💖💖💖💖❤❤💖❤💞💖💞💞💖💖💖💖💖❤💖❤💖❤💖💖💖💕❤❤
@user-jj3bs5vd4p
@user-jj3bs5vd4p 3 жыл бұрын
ኣሰይ ጸዓዱ ረጋቢት ዓለም
@abrahamnuguse9738
@abrahamnuguse9738 3 жыл бұрын
Amen
@luwamamenay1623
@luwamamenay1623 3 жыл бұрын
Asey hiji iki zhogoskini zyaday edmen tenan yhbkin fetri 🥀🌹❤🥺
@user-eb2yq2ni6s
@user-eb2yq2ni6s 3 жыл бұрын
አሜን ማማ እንካዕ አብፅሐክን
@milliontesfalem5319
@milliontesfalem5319 3 жыл бұрын
Amen ahbiru waww hiji xubuk gerki 👌❤
@helenmulugieta8218
@helenmulugieta8218 3 жыл бұрын
Filiteyyy mqriti ftert edmen tenan ms mchwat familyki
Aug 22/2024 ኣብዚ'ሎ ሽሻይ ዜና ሓጎስ እዚ ስርዓት ክወድቅ'ዩ
25:06
Filfil Tv ( ፍልፍል ቲቪ )
Рет қаралды 1,8 М.
WORLD'S SHORTEST WOMAN
00:58
Stokes Twins
Рет қаралды 191 МЛН
Алексей Щербаков разнес ВДВшников
00:47
ОБЯЗАТЕЛЬНО СОВЕРШАЙТЕ ДОБРО!❤❤❤
00:45
Magic trick 🪄😁
00:13
Andrey Grechka
Рет қаралды 43 МЛН
ኣሸንዳ ምስ ሚለን ሃይሉ
19:35
ስድራ ሪኣክት
Рет қаралды 209
ኣብ ጎደና ባህለይ ከምኡ ድማ ምስዕሳዕ
17:30
Diamond Beauty
Рет қаралды 94 М.
ምጥርይ እንታይ ማለት ዩ ሕቶ ንማሜ
17:27
Mame & Hanan
Рет қаралды 68 М.
WORLD'S SHORTEST WOMAN
00:58
Stokes Twins
Рет қаралды 191 МЛН