ሰበር ዜና:“ናብ ሕጊ ንቕረብ” ፕ/ ጌታቸው ረዳ | ሚስጥር መገሻ ጀ/ ፃድቃን | ኣብ እስራኤል ኤርትራዊ ተቐቲሉ | Kulu News ኩሉ ዜና

  Рет қаралды 20,466

Kulu News ኩሉ ዜና

Kulu News ኩሉ ዜና

24 күн бұрын

ሰበር ዜና: ሰበር ዜና: ሚስጥር መገሻ ጀ/ ፃድቃን | “ናብ ሕጊ ንቕረብ” ፕ/ ጌታቸው ረዳ ዘቃልዖ ሚስጥር ህወሓት | ኣብ እስራኤል ኤርትራዊ ተቐቲሉ | Kulu News ኩሉ ዜና
እዚ ብኩሉ ሚድያ እናተዳለወ ዝቐርበልኩም Kulu News ኩሉ ዜና እዩ።
tigray news today, ethiopian news, kulu media news, kulu media today news, kullu news today, tigray news, eritrean news, tigrigna news, Daily Ethiopia and Eritrea news
#kulunews
#kulumedia
#ethiopianews
#zaramedianetwork
#eritrea
#tigray
#ኩሉ_ሚዲያ #ኩሉ_ሚድያ #news #newsupdate, kulu media, dimtsi weyane news, kulu media news, kulu entertainment tv, eritrean movie

Пікірлер: 19
@user-nq1gm6rf3u
@user-nq1gm6rf3u 20 күн бұрын
ትክክል ጌች ❤❤❤
@selemuntekie3043
@selemuntekie3043 20 күн бұрын
Malelit, tebalashikum, kab kedamaykum dahraykum ykefie, yehzn. Newri fletu 5:03
@user-bu8iw5eh3g
@user-bu8iw5eh3g 22 күн бұрын
#StopFascistTsadkan.
@FitiwiGere
@FitiwiGere 22 күн бұрын
@እቲ ንጉስ ክመጽእ እዩ ። ንጉስ ፍትዊ ። ራዕራዕ ኾይና ዓለም ።
@MashoKidanu
@MashoKidanu 22 күн бұрын
ጌታቸው ረዳ ዝበሎ ትክክል እዩ። መሪሕነት ህውሔት ወኪል ለያቡ እምበር ወኪላት ገባራትን ሽቃሎን ሓቀኛ ደጋዳይ ፀላእቲ እዮም። ፍስሃ ኢየ
@WendenehGirmayMengesha
@WendenehGirmayMengesha 22 күн бұрын
ጌታቸው ንነብሱ ኣውፂኡ ድዩ ንኻልኦት ዝነቅፍ ነይሩ፣ኣይንሱ እንዶ ቃል ኣቀባሊ ነይሩ።
@user-bh1cq8ym2q
@user-bh1cq8ym2q 22 күн бұрын
ብኣሜሪካ ሽግግር መንግሥቲ ኢትዮጵያ ክመርሑ ካብ ዝተመረፁ ሠለስተ ሰባት ጀነራል ፃድቃን ይመርሕ ኣሎ ኢሎም ንመጀመሪያ ጊዜ ዘጋውሑ ሚዲያ ትግርኛ እዮም። ነዓይ ዘይተረደአኒ ግን ምሥጢር መገሻ ጀነራል ፃድቃን ከይኾነስ ምሥጢር እዞም ሓለይቲ ትግራይን ሕዝቢ ትግራይን እናመሰሉ ብዛዕባ መራሕቲናን ጀጋኑናን ትግራይ ብኸምዙይ ዘይተረጋገፀን ሓደገኛታትን ወረታት ዘጋውሑ ትካላት ዜናታትን ሚዲያን ትግርኛ እዮም።
@user-nc5wn3ou7z
@user-nc5wn3ou7z 18 күн бұрын
ብዛዕባ ስልቲ ኩናት መንድኣ ትልሚ ከውፅእ ደልዩ ኣቱም ሰብ እንታእዩ ወሪዱና ።
@kakiko-fm5gu
@kakiko-fm5gu 22 күн бұрын
ሕጹጽን አገዳሲ መልክቲ ንኩሉኩም ተጋሩ አህዋተይ አሃተይን፤ ስላም ለኩሉኩም ካብ ኩሉ አቀዲመ። እዛ ትቕጽል መልክተይ ስሙዑኒ ሃደራ፡ ጊታችው ረዳ ይወገድ። ጊታቸው ናይ ህዋህት መራሂቲ እኒ ደብረጽዮን ብምውንጃል ካብ ተሃታቲነት አይምልጥኝ። እሞ ትግራይ ካልእ መሪሂነት ሂዚ ናይ ግድን የድልያ። እሞ ኩሎም ህዋህት ካብ ሃላፍነት ይታአገዱ ሃይሊ ትጋይ ለቀ መልአከ ሰራውቲ ምግበይ ናይ ትግራይ መራሂ ይኩን። ነገራት ካብዚ ዘለዎ ንላዕሊ ኢንተይበአሰ ሃይሊ ትግራይ ስጣን ይረክብ ብሕጹጽ። ነገራት ክምዚ እንድሕር ቄጽሉ ኩናት አብ ትግራይ ክውላዕ ኢዩ አብ ህድህድ ተጋሩ። እሞ ጊታቸው ረዳን ይኩን ካሎት መሪህነት ህዋህት ካብ ሃላፍነት ይወገዱ ብሑጹጽ። ለቀ አምላክ ሰራዊት ትግራይ ምግበይ ብሕጹጽ ኩሎ መርሒነት ትግራይ ጊታቸው እውን ብሑጹጽ ይወገዱ ይተአዱ። እዚይ ብጣዕሚ አገዳሲ ኢዩ። ሃይሊ ትግራይ ምብታን ዝበሃል ህሳብ እውን ፈጺምና ክይንቅበሎ። ቡቱናት ተጋሩ ( diaspora ) ንይ ሃይሊ ትግራይ ብኩሎ መዳይ ንሃግዝ። እዚ ውድቀት ህዋህት ካብዚ ንላዕሊ ጊዝየ አይዋሃቦ። አብርእሲ ሃዘኑ ናይ ትግራይ ህዝቢ ንይ 2 ዓመት ቴጸቢዎም ግና አይንሰምዕን ኢሎምዎ እኒህው። ኩሎና ተግራኡ ንይ ጊታችውን ንኩሎም ህዋህትትን ይአክል ነበሎም። አብ ትግራይ ናይ ባዕልና ንባዕልና ኩናት እስካብ ዝውላዕ አይንጸበ። ምዕራብውያን አመሪካን አዕራብን ትግራይ ንክጥፍኡ ወርቂ አውጺኦም ይሰረሁ አለው። ህንሃን ግና ህትኩትኩ ንብል አለና። ተጋሩ ኩሎም ስሙዑኒ ንይ ለቀ መልአከ ሰራውቲ ምግበይ አብ ግሩ ወድቅና ትግራይ ክድህና ንለምኖ ኩሉ ነገር ካብ ኢዳና እንተይ ውጸ። ኩናት እንድህር ተወሊዑ አብ ትግራይ ትግራይ ትጠፍእ መለት ኢዩ። ኩነታት 100% እስካብ ዝበላሾ አንይጸበ ብገኑ ንፍሽሎ። እዝይ ንምግባር ሃይሊ ትግራይ ንትግራይ ክቖጻጸራ ምግባር ብሕጹፅ።
@ahmedkassa2952
@ahmedkassa2952 22 күн бұрын
ሓስውቲ, መንግስቲን ውድብን እንተይጸረ ትግራይ ኣይትድሕኒን
@HaylomAbraha
@HaylomAbraha 21 күн бұрын
እወ እዚ ዝበስበሰ ዕድመ ልክዕ መሪሕነት ህርፋን ዘለዎ መሪሕነት ክውገድ አለዎ ከምኡዉን ከምመስርሕ ሕመቅ ዘለዋ ናይ ትእምት ትካላት ክፍተሻ ተተገይሩ እዚ ክፉእ መሪሕነት ንምውጋድ ቀሊል መንገዲ እዩ
@brhanetewold9767
@brhanetewold9767 22 күн бұрын
ገታቾው ረዲ ናበይ ንሽዋ ኣይሰርሕን ኢዚ እንጽርጹረት ስቢል ወታደር ኣይመርሕን ጀነራላት ኢዮም ዝመርሕ ንፈልጥ ዝብሎዘሎ ተላኣኣኽነቱ ኣፍሊጡ ባንዳ ሰካራም ፉሹል
@ezanaalemayoh7282
@ezanaalemayoh7282 22 күн бұрын
ታይ እዩ እዝይ ምቅራብኩምስ ዘይጠቅመና ዜና ተቅርብ
@1995mwa
@1995mwa 22 күн бұрын
ተመዛበልቲ ክመለሱን ትግራይ ናብ ንቡር ቦትኣ ክትምለስ ክገብር ዘይበቕዐ እቲ ብኣቁራጭን ሸርሕን ስልጣን ዝሓዘ ግዝያዊ ምምሕዳር እዩ። ኩሉ ሜድያ ክኣ ነዚ ሓቂ ክትጥምዝዝ እያ እትፍትን ዘላ። ዜና ኣወሃህባኻ ንባዕሉ ናይ ሻዕብያ እዩ ዝመስል። ንወያነ ንምውዳቕ ዋላ ሒኽ እንተበልኩ ኣይትኽእሉን ኢኹም። ወያነ ናይ ህዝቢ እያ።
@areaareaarea4587
@areaareaarea4587 22 күн бұрын
ሕጅ ዝድርበየሉ እዋን ስለ ዝበፅሐ ድዩ ምሽጥር ኣውፂአ እናበለ ዘታልል ዘሎ ጌታቸው ረዳ ማለት እንተይ ሓፈረ ተጠሊዑ ህዝብትግራይ ንምሻጥ ምዕራብ ትግራይ መን የመሓድሮ መን ብዘየገድስ ህዝቢ ተመሊሱ ናብቶም ቀቲሎም ዘባረርዎ ወርቲ ይታሓወስ ዝበለና ሰብ ዩ ኣብ ኣማሪካ ከይዱ ኣባል ሲኣይኤ ስለ ዝኾነ ናብ ኣሕዋቱን ቤተሰቡን ዲያስፖራ ትግራይ ናብ ስብሰባ ብፖሊስ ተዓጂቡ ዝኣተወ ሰብ ዩ ዮዋህን ተቃላሳይን ዲያስፖራ ትግራይ በዞም ጠላማት መራሕቲ ትግራይ ኣባላት ሲኣይኤ ግራ ተኣታትዩ ብትዕዝብቲ ሓሊፍዎ እዩ ሕጂ ናይ ኣማሪካ ህዝብትግራይን መራሕቱን ንምጥፋእ ዘውፅእዎ መደብ ዝለ ዝፈሸለ ሃሎው ልው ክብል ጀሚሩ ።
@rona7755
@rona7755 22 күн бұрын
ጌታቸው ረዳ ፡ሚስጥር ህወሓት ዘቃልዕ እንተኮይኑ፡ ህወሓት እዩ ዝብል ሓቂ ኣይኮነን ማለት እዩ። ነገሩ ስልጣን እንተሒዝካ ክትወርድ ስለዘይትደሊ ናይ ጌታቸው ረዳ ውን ኣንፃር ህወሓት ደው ምባሉ ትፅበዮ ኢኻ።
@YibrahGebreMedhin-ll8sy
@YibrahGebreMedhin-ll8sy 22 күн бұрын
ክንደይ ትሕስዉ እከለ ተዘረበ ዝብል ኣልበልታ ንትግራይ እንታይ ይጠቅም ብወልቀ ሰባት ትምራሕ ትግራይ ኣይንደልን ናይ መንደረ ወረታትን ወልቀ ሰባት ብልጫ ንምረካብ ዝተፈጠረ ሚድያ ይመስል ሚዛነዊነት ዝጎደሎ ሓበረታ ኢዩ 4:22
@user-py3en5ht1l
@user-py3en5ht1l 22 күн бұрын
Dear kulu media stop bla bla remores shit
@GEBREKIDANTEKLEMICHAELTEMANU
@GEBREKIDANTEKLEMICHAELTEMANU 22 күн бұрын
ሓዱሽ ኩነታት ኣይኮነን ፡ ህዝቢ ትግራይ ብመራሕቲ ዝተዓደለ ኣኮነን ፡ መራሕቲ ኩሉሻዕ ንሰንሳቶም ከምሳርየት እናተባልዑ ህዝቢ ብዘይ መራሒ እናቐረየ ኣብ ትሕቲ ኣምሓሩ ወዲቑ ድኒኑ እናነብዐ ዝነብር መከረኛ ህዝቢ ሐዚውን ከይድታት ይረአዩ እልው አረሕደጉታ ፡ ብፍላይ ፕ/ት ጌታቸው ብሓላፊነት ዘጠይቖ ኣካይዳ ሒዙ ኣሎ፡ መራሒ ስለዝኾነ ተጠያቒ እዩ ፡ካልኦትኩምውን እንተትሓስቡሉ ይሓሽ ፡ ቀልጢፍኩም፡ዕንይምንይ ኣየድልን ፡ መራሕቲ ኢኹም እሞ ሕስብሉ፡ህዝቢ ብዘይ መሪሕነት መራሕቲውን ብዘይ ህዝቢ መንበሪን ህልውናን ስለዘየለ ከምቆልዑ ዕንይንይ ይኣክል ፡ ዓድን ህዝብን ኢኹም እትመርሑ ዘለኹምሞ ይኣክል ብናይትማሊ ሎሚ ዘይርኢ ብናይሎሚ ኸዓ ፅባሕ ዘይርኢ ሰብ ካብከፍቲ ዝሓይሽ ኣይመስለንን ፡ህወሓት ብዘይ ህዝቢ ትግራይ ትርጉም የብሉን ፡በዛዘለናያ ሰዓት ህዝቢ ትግራይ ብዘይ ህወሓት ሓላዊ ዘይብሉ ናይ ገዛ ግንዝብ/እንስሳ ማለት እዩ፡፡ህዝቢ ትግራይ በርባዕቲኡ ኹርናዕ ብፀላእቲ ተኸቢቡ መርየት ክትግልበጦ ኢላ እናሃለወት ዝኾነይኹን ናዕቢ ምፍጣር ብዛዕባ ውፂኢቱ ምዝራብ ዓዘርቆዘር እዩ ዝኸውን ፡ኩሉ ትግራዋይ ክሓስበሉ ዝግባእ ናይግድን እዩ ።
Mom's Unique Approach to Teaching Kids Hygiene #shorts
00:16
Fabiosa Stories
Рет қаралды 34 МЛН
Playing hide and seek with my dog 🐶
00:25
Zach King
Рет қаралды 34 МЛН
Alex hid in the closet #shorts
00:14
Mihdens
Рет қаралды 15 МЛН
Inside Out 2: Who is the strongest? Joy vs Envy vs Anger #shorts #animation
00:22
Dhuka - Xiinxala Gabaasaalee Adoolessa 31, 2024
31:33
"ሬሳታት እናሰገረ - ደቁ እናቐበረ ዝመፀ ጅግና!"
1:05:01
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 24 М.
Mom's Unique Approach to Teaching Kids Hygiene #shorts
00:16
Fabiosa Stories
Рет қаралды 34 МЛН