🚨ሰብ ሰኪሑ! ኣቢ ካብ ወዲ ናብ ጋል ተቀይሩ! ጠንቂ መቀየሪኡ! ሎሚ ኣብ ናይ ኣቢ ገዛ ሕማቅ ርኢና! ካብዚ ንምሃር TikTok live 4 July 202

  Рет қаралды 36,919

Dadi & Mami

Dadi & Mami

25 күн бұрын

🚨ሰብ ሰኪሑ! ኣቢ ካብ ወዲ ናብ ጋል ተቀይሩ! ጠንቂ መቀየሪኡ! ሎሚ ኣብ ናይ ኣቢ ገዛ ሕማቅ ርኢና! ካብዚ ንምሃር TikTok live 4 July 202
#eritrean #tigray #ethiopia
#adiamsibhatu #nahommeste #nahomyewuhans
#tomasabera #rigattekle #eritreaninterview
#merebestifanos #lultedros #wintamekonen
#kirosasfha #danialteklehaymanot
#eritreaninterview
#eritrea #etiopia #tigray #ethiopia #eritreanews #eritreanmusic #eritreancomedy #eritreanmovie #eritreanbestguayla #tigrignamus
‪@DadiMami‬

Пікірлер: 325
@alemdesta454
@alemdesta454 23 күн бұрын
ሓንቲ ክብላ ዝደሊ እቶም ጥዑያት ኢና ንብል ሓንቲ ከይንፈርድን ዋላ ብሕልናና ክፉእ አይንሕሰበሉ!!አምላክ ታሪክ ይቅይር እዩ እዞም ኩሎም ናይ ጎይታናን መድሓኒናን እዮሱስ ክርስቶስ ተከተልቲ ንፁሃን አይኮኑን ተፈጢሮምን ነይሮምን!ንአብነት ሃወርያ ጳውሎስ ሳውል ነይሩ ንክርስትያን ዘዳድድን ክፉእ ዝገብርን 2ይ ሙሴ ፀሊም ሸፍታን መሳደድን ,,,,ወዘተ ንሕና ሎሚ ጥዑያት ፅባሕ አይንፈልጣን😢ሓደራኩም ደሓር ምስ ተመለሰ ተጣዒስና ዘይንወፆ ነገር ከይንአቱ ተክኢልና ጌታ ሆይ ናብ ልቡ ምለሶ ኢልና ንሕለፍ🤲😥 ዝገደደ ዘሕዝን ድማ እተን ምስኡ ዝዛረባ😭ዝከታተሎ ተዝስእን ናብ ልቡ ምተመለሰ ዋ ሕርር እኮሞ ኢልና ድንዙዛት ዝኮንና ወለዶ 😭ፍኒዮ ብሓቂ ክመልሶ እዩ አምላክ አስራኤል☝😢
@TesfomKomer
@TesfomKomer 8 күн бұрын
Kdm fletyo men eyou fnann
@Mahi-16-27
@Mahi-16-27 23 күн бұрын
ልቦናኡ ይመልሰሉ እግዚአብሔር ኣምላክ 🙏
@almaztec
@almaztec 21 күн бұрын
ኣምላክክክ ክብር ኣምላኽ አመስገንንን ,ንኣምላኽ ስለ ዝይመስገኑን ክብር ስለ ዘይባቡንን ንሕሱር ኣአምሮ ኣሕሊፉ አህቦም
@MeazaTube12
@MeazaTube12 23 күн бұрын
ብስም ኣብ🤲🤲እቲ ኩሉ ዝካኣሎ ፈጣሪ ናብ ልብኻ ይመልስካ ሓወይ🤲🤲🤲🤲🙏
@tadeleasefaw
@tadeleasefaw 17 күн бұрын
@@MeazaTube12 ዘሓፍተይ በሊ ኣታ ኩሉ ነገር እኮ ተቀይሩ እዩ ክክክክክ
@MeazaTube12
@MeazaTube12 16 күн бұрын
@@tadeleasefaw ዶ🤔
@user-hp3nc4mw6p
@user-hp3nc4mw6p 23 күн бұрын
😢😢😢😢😢 ኣምላክ ኣቦይ ናዚ ወዲ ታርክ ቀይረሉ
@user-ko2hx6mg1m
@user-ko2hx6mg1m 23 күн бұрын
ኤህ ከሕዝነካ😢 እግዚአብሔር ዓይነ ልቦናኡ ይክፈተሉ ድያብሎስ ወሪሱዎ
@ghidenahabtegerghish2940
@ghidenahabtegerghish2940 23 күн бұрын
Eze NATINA. Hizbi KAB Deyabliose ygadede weredewio Deyabliose
@EdenZeray-ei8po
@EdenZeray-ei8po 23 күн бұрын
ኣምላኽ ምሕረቱ ይልኣኸልካ 😢
@TemesgenFetari-ld4sv
@TemesgenFetari-ld4sv 23 күн бұрын
ኣምላክ ዓይኒ ልቦናኻ ይኽፈተልካ ሕማቕ ኣለኻ
@FevenTekle-dd7ml
@FevenTekle-dd7ml 23 күн бұрын
እተን ኣዋልድ ከምኡ ለዝብያን ስለ ዝኾና እየን ዘተባብዖኦ ዘለዋ ነንሕዶም ይደጋገፉ ኣለዉ 😷😷
@user-eb2rf2nd4k
@user-eb2rf2nd4k 4 күн бұрын
በስመአም መጨረሽታ ሕማቅ ግዜ 😢እቲ ኩሉ ዝከኣሎ ፈጣሪ ናብ ልቦናኻ ይመልስካ🙏ኦ ጎይታይ ማዓረይ ከም አበሳናን በደልናን አይትኽደና ይቅረ.በለልና🙏😢
@asmerethagos8417
@asmerethagos8417 23 күн бұрын
ኣቢ ሓወይ ልባናካን ትሕትናካን ኣብ ሰባት ዘለካ ኣክብሬትን ንሰብ ጽን ኢልካ ምስማዕካን ብጣዕሚ አየ ዘድንቀካ ስለዚ ዝሓወይ ማዓረይ ናብ ናይ ቀደምካ ይምለስካ አመ ኣምላክ ምሳካ ትኩን ዝሓወይ❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-ee1li2cn1r
@user-ee1li2cn1r 6 күн бұрын
እግዚአብሔር ኣምላክ ዓይነ ልበንኡ የብረሀሉ ብሓቂ የሐዝን እህ😢😢😢
@user-ee1li2cn1r
@user-ee1li2cn1r 6 күн бұрын
ማዓረይ ብዘይትሓዝ ተትሒዙ በር እቲ ዝፈጠሮ ኣምላክ እኮ ይጽወዖ እዩ ዘሎ ኦ ኣምላክ ታሪኹ ቀይረሉ ናይዚ ንኡስ ሓውና😢
@WintaAraya
@WintaAraya 23 күн бұрын
ዋይ ጉድ መጨረሻ ዘመን በጺሕና
@semhoney414
@semhoney414 23 күн бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን መጽሓፍ ክዱስ 23:28 ዳሕሮዎት ዝነበሩ ቀዳሞት ክኾኑ እዮም Abel ዝነፈአ ሰብ ክገውን እዮ ስለዚ ንሰልየሉ ነፍክሮ እግዝኣብሄር ክምረካ እዮ ንበሎ
@jdd8162
@jdd8162 23 күн бұрын
ኡፍፍፍፍ ከሕዝነካ ዙ ወዲ ምሕረት የውርደልካ ፈጣሪ😢😢😢
@merhawigrmay7615
@merhawigrmay7615 23 күн бұрын
ኦ ኣምላኽ ሰማይ ምሕረትካ ኣዝዘልና🙏🙏🙏
@merhawigrmay7615
@merhawigrmay7615 23 күн бұрын
ኣትን ኣዋልድ ክንዲ ትምዕድኦስ መሊስክን ተተባብዖኦ ንኽቅጽሎ ንስኽን ዉን ኣብ ሓጥያት ትኣትዋ ኣለኽን።
@jddjffdjdjrg6569
@jddjffdjdjrg6569 23 күн бұрын
እግዚኦ ማሓርነ ክርስቶስ
@Jesusey1
@Jesusey1 23 күн бұрын
ናብ ልብኻ ይምለስካ ፈጣሪ🙏🙏🙏
@elsajefter5596
@elsajefter5596 23 күн бұрын
ኣቱም ሰባት በጃኹም ኣብ ጸሎትና ንዘክሮ😭😭😭😭😭💔💔💔
@merhawigrmay7615
@merhawigrmay7615 23 күн бұрын
ዓይነልቦናኻ ይኽፈተልካ ፈጣሪ🙏🙏🙏
@abrehetdebesai7851
@abrehetdebesai7851 23 күн бұрын
አምላክ ምሕረት የውርደሎ ንዚ ሐውና አቤል✝️🙏❤️
@sxmb8891
@sxmb8891 23 күн бұрын
ኦ አምላከይ ይቅር በለና መንገድካ መረሐና 🤲🙏😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@FarsFars-bl3nr
@FarsFars-bl3nr 7 күн бұрын
ኣምላኽ ትፈርሕ ስለዝኾንካ ኣዝየ ተሃግሰ ኣበል ሓወይ ኣጆኻ ኣምላኽ 1ሰጉም ነተን 9 ኣነ ክስጉመልካይ ይብለና pleas ቁሩብ ነድሕሪት ጠምት 🙏
@TemesgenFetari-ld4sv
@TemesgenFetari-ld4sv 23 күн бұрын
እዚ ዝገብሮ ዘሎ ጽባሕ ንግሆ ዕድመ ምስ ወሰኸ ከጣዕሶ እዩ
@abrahagere2745
@abrahagere2745 23 күн бұрын
ኦ ኣምላኽ ከም ምሕረትካ ኢምበር ከም ግብርና ኣይኩን
@LeakeKiflom
@LeakeKiflom 23 күн бұрын
Egizabher amlk nabi lebu yemeleso fetari entay yesamo hanti maleti nabi lebu kemelase mekanu yefeleti eya mekeneyatu Egizabher nati hatatena dengel zegaberi amlk eu zelena etan awaledi ajoka tebela zelakeni fetari yemalesalekeni 🙏🙏🙏🙏🙏
@AwAw-xx7nr
@AwAw-xx7nr 8 күн бұрын
ወለዱስ ተርእየሞ ታይስምዖም ይኸውንኣይይይ ወላድ ትረኽቦ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@Mebrhitgonetsegerehlase
@Mebrhitgonetsegerehlase 19 күн бұрын
መድሃነ አለም ምሕረት የውርደልካ ዝሓወይ ፈጣሪ ብዓይነ ምሕረቱ የጠምተካ
@ftweytefetawi9506
@ftweytefetawi9506 4 күн бұрын
ሰይጣንኒዝም ግዝያዊ ሓጎስ ዘልኣለማዊ ጥፍኣት ፈጣሪ ናብ ልብካ ይምለስካ ፈትዮ ኣይኮነን ብመንፍስ ሰይጣን ዝፍተን ዘሎ ሓንጎሉ ሰይጣን ተቆጸጺርዎ ቀጽሎ ስራሕ ሰይጣን ድዩ ዝቅጽሎ ጌጋ ናብ ኑቡር ክምለስ ትጋገ ኣለካ በልዎ ጸልይሉ ንመተሉ ግዜ ሰዓትን ኣይንፈልጥን ኢና ሞት ከም ሰራቂ ኢያ ትመጽእ ምሕረት የዉሩደሉ ፈጣሪ
@elsajefter5596
@elsajefter5596 23 күн бұрын
ኣምላኸይ ፈጢርካ ኣይትጸይቐኒ😭😭😭እዚ ህዝብና ግን ናይዚ ዝጠፍእ ዘሎ መንእሰይ ታሓታቲ ኢዩ ባዕልና ኢና ናብ ሞትን ስቅያትን ንፈርዶ💔💔💔😢😢😢
@jeannettealemayo9307
@jeannettealemayo9307 2 күн бұрын
ምህረት የውረድልካ 😢
@tadeleasefaw
@tadeleasefaw 21 күн бұрын
😂😂😂😂ቻው ዳጊም ኤሪትሪን ዘኣምነኩም የለን ጉድ ዝኮነ ግዜ
@user-vk2pl6xu4j
@user-vk2pl6xu4j 5 күн бұрын
ኣበይ ይነብር
@user-sd1rp5gq5z
@user-sd1rp5gq5z 19 күн бұрын
ታሪክና ቀይሮ ኣታ ልዕል ጎይታ በጃካ ራህረሃልና😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@hermeladawit3608
@hermeladawit3608 23 күн бұрын
ኣታ ከመይ ዝበልዎ ግዜ በጺሕና
@bsrattesfay
@bsrattesfay 17 күн бұрын
እግዝኣብሄር ኣምላኽ ምምላስ ይዝኩነልካ ነተን ጋል ክትከውን የጸብቀልካ ትብላ ከኣ ምሕረት ይግበረልክን ኣምላኽ
@MereMere-wk2qr
@MereMere-wk2qr 23 күн бұрын
ኦ ጎይታናብ ልበንኡ መልሶ ብጣዕሚ የሐዝን😢😢 ዘንብጋል ትፅዎዖኦ ዘለክን ዓገብ ኣታ ኣምላከይ ፀፅቡቁ ኣርእየናን ኣስመዐናን😢
@Yes-je9dr
@Yes-je9dr 18 күн бұрын
ማሓረኒ ጎይታይ ናይ ማን ድየ ግን ወዲ እግዚእ😢
@MeronZetewahdo
@MeronZetewahdo 18 күн бұрын
😭😭😭😭😭😭😭 በዓሉ ይሓልወና 😭😭🤔
@user-hh5bp9yx7e
@user-hh5bp9yx7e 23 күн бұрын
አምላኬ ሆይ ይቅር በለን 😢😢😢 ልቦናኡ ይመልሰሉ እግዚአብሔር ኣምላክ 😢😢😢
@salamasalama1266
@salamasalama1266 11 күн бұрын
ብጣዕሚ የሐዝን
@AbanobFilmon
@AbanobFilmon 23 күн бұрын
አተን ተራስንኦ ኣዋልድ ግን ቅሩብ ሕልና የብልክንን ኣብ ክንዲ ወዲ ኢካ ን ወዲ ምሰል ትብልኦስ መሊስክን ናብ ሓዊ ትደፍአኦ ናይ ብሓቂ ኣከር ዘመን በጺሕና ።
@user-ec3sf4xw7k
@user-ec3sf4xw7k 23 күн бұрын
ኣትን ስድታት ሓዉክን ከምዚኣ እንተ ዝክውን ከመይ ምተሰማ ዓክን
@MartaSolomun
@MartaSolomun 19 күн бұрын
ኣዋይ ጉድ ኣታ ኣምላክ መወዳታ ዘመን በጺህና ይክረ በል ኣቦይ መኣረይ
@user-nv3lg6ev8z
@user-nv3lg6ev8z 23 күн бұрын
Egziabher Amlak fewsi mhretu yewrdelkum fetari ymharkum xelot gberu teneshu nab Egziabher Amlak krebu Egziabher Amlak mehariyu
@geneteden4343
@geneteden4343 18 күн бұрын
አብ ሳህራን በረካታት ሱዳን ሲና አብ ብዙሐት መንእሳያት ዘጋጠመ ፀገም እዩ ግን መዋፅእቲ አለዎ መዋፅእቲ ክአ ሀይማኖታዊ መንገዲ ፀሎት ትምህርቲ ቤተክርስቲያን ምዝዉታር ካብቲ ኩነታት video ፍልሚታት ሐሳባት ምርሐቅ ሐሳብካ ናብ ተፈጥሮካ ምዝንባል ሰይጣንን ሐሳቡን ትስእሮ ብሐሳብ እግዚአብሔር ክትሕይል እንኮለካ እዩ እሞ አምላክ ፀጋ ይሀብካ አጆካ ዓለምን ሰይጣንን አብ መስቀል ተሳኢሮም እዮም 🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿
@semhoney414
@semhoney414 23 күн бұрын
እግዝኣብሄር ምሕርት የውርደልካ Abel ሓውና
@semhoney414
@semhoney414 23 күн бұрын
እግዝኣብሄር ምረት የውርደልካ ናብቲ ክኑእ እግዛብሐኤ ክትኮኖ ዝፈጠረካ ክትምለስ
@user-ot8sf5vf4b
@user-ot8sf5vf4b 21 күн бұрын
እግዝኦ ማሓረና ናብ መንገዲ ኣምላካ ይምለስካ ፈጣሪ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@user-jf7ty2qw5d
@user-jf7ty2qw5d 23 күн бұрын
ዋት ጉድ መወድኣታ ዓለም በጺሕና ምሕረት ይውርደልካ ኣታ ምሕፈር ወላዲትካ ኣይትርአ 😢😢😢😢😢
@LucyYehdego
@LucyYehdego 23 күн бұрын
እዋይ ኣንታ ፈጣሪ ምሕረት ይላኣከልካ
@terhasberhane71
@terhasberhane71 23 күн бұрын
በስምአም እዞም ደተባብዕዎ ከመይ የሕዝን
@FevenTekle-dd7ml
@FevenTekle-dd7ml 23 күн бұрын
መሳኪን ስድርኡ ተዋሪዶም
@user-sd1rp5gq5z
@user-sd1rp5gq5z 19 күн бұрын
ኣምላከይ በጃካ ማሓረና ራህራሀልና ተለመን ምእንተ ምሕረትካ ጎይታይ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@user-kj5lu5wn1b
@user-kj5lu5wn1b 23 күн бұрын
ኣምላክ ኣቦይ ምሕረቱ ይልኣከልካ
@user-vg1gv1se6k
@user-vg1gv1se6k 23 күн бұрын
አቤት ጌታ ሆይ ይቅረ በለልና አታ አምላኽ ይሕዚናካ ኢናሞ ማሐረና
@nebiathagos9518
@nebiathagos9518 23 күн бұрын
ምሕረት የውርደሉ
@Jesusey1
@Jesusey1 23 күн бұрын
እዝግዮ መወዳእታ ዓለም በጺሕና😮😮
@user-gx8gb4ss9c
@user-gx8gb4ss9c 23 күн бұрын
አዋይ አታ ኣዴኡስ ብሂወት ዶ ትህሉ። ሕማቅ ትርኢት አዝግዮ🙌🙌🙌
@deramcarbmws4856
@deramcarbmws4856 23 күн бұрын
ደቂ መርገም😢😢 ናብ ኣምላኽኩም ተመለሱ።
@Lily-zo6jd
@Lily-zo6jd 23 күн бұрын
አምላኬ ሆይ ይቅር በለን😢🤲☦️
@user-lr7lh1nj3j
@user-lr7lh1nj3j 20 күн бұрын
ኣምላኽ ምሕረቱ ይልኣኸልካ😢😢
@hiwetkuflu3508
@hiwetkuflu3508 21 күн бұрын
እግዚኦ መሓረና ክርስቶስ ካብዙ ይሰውረና😂😂😂
@merigaltigray1814
@merigaltigray1814 23 күн бұрын
ፋኒዋይ ለባመይ እንካዕ ብሰላም መጻኻ❤️❤️❤️❤️💛💛💛💛💛❤️❤️❤️❤️❤️
@Feruzafqr
@Feruzafqr 20 күн бұрын
ኣቢ ሓወይ ናብ ኣምላካ ተመለስ በጃኻ
@haniloveyoni428
@haniloveyoni428 21 күн бұрын
በጃኩም ኣብ ካልእ ከይ በጽሐ ወላ ናብ ዓዱ ሰዲድኩም ብጸበል ድዩ ብጾሎት ናብ ልቦንኡ ንክምለስ ግበርዎ 💔😥
@FanelWayne
@FanelWayne 23 күн бұрын
ፈጣሪ ናብ ልብኻ ይመልስካ እተን ኣጁኻ ትብሎኦ ግን ፈጣሪ ይቅር ኣይበልክን
@89946
@89946 23 күн бұрын
መሓረኒ ክርስቶስ ዓይነልቦንኡ ይክፈተሉ 😢😢😢😢😢😢😢
@JhonWediKeshi
@JhonWediKeshi 17 күн бұрын
ምሕረት የውርድልካ ፈጣሪ
@azmeratsegay6142
@azmeratsegay6142 16 күн бұрын
Amlak aboy ykre belelna
@merigaltigray1814
@merigaltigray1814 23 күн бұрын
እዘን ኣጋላት ክስድድ መሊሰን የጽድፍኦ ኣለዋ ኣብ ደቅኽን ርኸብኦ።
@TemesgenFetari
@TemesgenFetari 23 күн бұрын
Amlak Aboy yqreta Ygberelna
@helentekle712
@helentekle712 23 күн бұрын
Amlak aboy felika wuka🙏
@user-sk1uf1dm7n
@user-sk1uf1dm7n 15 күн бұрын
Eway mewedaeta alem betsihna🌎🌎amlak aboy baelka mhretka awrdelna .hjs mxatka gdi akilu eyou .🙏🙏🙏🙏
@user-vj1zh8bb9b
@user-vj1zh8bb9b 23 күн бұрын
በስም ስላሴ ፈጣሪ ልቦና ይክፈትልካ 😭💔
@Lemlem_Beyene
@Lemlem_Beyene 23 күн бұрын
Eway Tekal gzie ahhh amlak aboy Yqre belelna 🙏
@yordanosweldemichael1707
@yordanosweldemichael1707 23 күн бұрын
እዝጋብሄር ናብ ልቡ ይምለሶ እቶም ጽቡቅ ኣለካ እንዳበልኩም ተዕብድዎ ዘልኩም እዝጋብሄር ናይኢድኩም ክህበኩም እዩ😢😢😢
@helentum
@helentum 22 күн бұрын
ብርኽቲ ሓፍቲ ደስ ክትብል ንጸልየሉ
@HabenAngesom
@HabenAngesom 23 күн бұрын
እይይይይ ኣምላክ ፈልካ ውቃዕ
@user-gc1vp7vw5d
@user-gc1vp7vw5d 23 күн бұрын
ኮራኹረ ጕጀለ.ሳሕል ሕብሮም እንዳቀያየሩ እዬም ዝነብሩ ሐንሳብ ዲያቆን እኸኑ ሐንሳብ ዓዋሉ ይኾኑ ወታሃደር ይኾኑ ሸቃጦ ይኾኑ
@selemawittesfu6233
@selemawittesfu6233 21 күн бұрын
😢😢😢😢😢😢😢😢😮😮😮😮😮amlak yrdaeka zhawey meskinay
@MuluAbraha-wi8yd
@MuluAbraha-wi8yd 22 күн бұрын
ዋይ ወደይ ብጣዕሚ የሕዝን
@mizantesfamariyam6515
@mizantesfamariyam6515 19 күн бұрын
Mhretu ylakelka fetari zhawey natey❤❤❤❤🙏🏻
@GenetDream
@GenetDream 20 күн бұрын
aye sdet resah😢 eway kfueee ayni😢 fetari mhretu ylakelka bhaki fetari tarik zkyr AMLAK neakale tarika keyru bmhret aynu ymelketka🙏🏽🙏🏽🙏🏽 atnn gobezz kexlelu tbla gn Ayyyy mnm aynbln lbona yhabkn😢😢😢
@semhoney414
@semhoney414 23 күн бұрын
እግዝዮ ዝገደደ ናብ ጸልማት ኣብ ኣስላም እቶ ትብሎ
@user-gm2kr6mr2y
@user-gm2kr6mr2y 23 күн бұрын
ኣታ ኣምላኽ እንታይ ዝብሊ ግዜ እና ብፅሓና ምሰኽን ሰድራ 😢😢
@SB10889
@SB10889 8 күн бұрын
ሓበሻ ዶ ረዊእዋ ይፈልጥ ይኸውን ነዛ ጋሕሻር ኣቢ🤔😎
@user-kw8fy7us8k
@user-kw8fy7us8k 18 күн бұрын
ኣሕ እዋይ ህዝበይ መጠረሽቱኡ የጸብቀልና በር ክንዲ ተጋጊካስ ጹቡቅ ኣለካ ይብልዎ
@EdenZeray-ei8po
@EdenZeray-ei8po 23 күн бұрын
ጽንሕ ኢልናስ ገለ ክንርኢ ኢና ኣቱም ሰኽራማት ኣወዳት ተጠንቀቁ ጋል መሲልኩም ጎቲትኩሞ ከይትኸዱ😳😳
@WintaAraya
@WintaAraya 23 күн бұрын
ኣይሓፍርን ድዩኸ ከምዚ ኢሉ ድማ ንኸተማ ይወጽእ ማለትድዩ ይሕዉ ኣብ ክንድኡ ኣነ ሓፊረ
@user-pm2ul5pg1r
@user-pm2ul5pg1r 23 күн бұрын
ኣነ ዝገርመኒ ካብኡ እተን ዘተባብዕኡ ዘለዋ😢
@user-rl6ih6wd6e
@user-rl6ih6wd6e 19 күн бұрын
እምባሕ በል እሪጥሪን😃😃😃
@user-ec3sf4xw7k
@user-ec3sf4xw7k 23 күн бұрын
ኣቲ ኣቢ ሓወይ ብእሳት ጓመራ እባ ከይ ተጥፊኣና ናብ ልብካ ተመለሰ ኣምላክ ካኣ ይሓግዝካ
@adbt3565
@adbt3565 23 күн бұрын
የሕዋት ስድራ ኣለዉዎ ዶ ያ ኣምላኽ የሓገዝካ ገለ ኣይትበልዎ እንተ ኪኢልኩም ናብ ህግደፍ ሓዉልዎ ናይ ደግኡ ንውሽጡ ገልቢጦም ናይ ውሽጡ ንደገ ገልቢጦም ጨጋር ደንጋ ክቅይርዎ እንበር እግዘኣብሄር ደኣ ጽሊእዎስ፡መኩኑድ ኮይኑ
@mendelayerey9224
@mendelayerey9224 23 күн бұрын
ኣቦኻ ኣይርአ ኢናዓል ርሳሕ
@Bingo.Domino
@Bingo.Domino 22 күн бұрын
Etom nezi hmaq tegbar tetebabiawo Kea amlak yqre ybelelna ogoya bayni mhretka temtena yqre belelna 😢😢😢😢😢😢🙏🙏🙏
@user-mm5fb7fq7f
@user-mm5fb7fq7f 12 күн бұрын
Zehzin 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@FiriHadad
@FiriHadad 22 күн бұрын
ኡፍፍፍ መሕዘን እዩ እግዚአብሔር ናብ ልቡ ይምለሶ
@MuluGermay
@MuluGermay 23 күн бұрын
አብ አሕዋተን ወይ አብደቀን ይርእየን ፈጣሪ
@alemdesta454
@alemdesta454 23 күн бұрын
ብኡ የሕልፎ ክብረተይ😢😢
39kgのガリガリが踊る絵文字ダンス/39kg boney emoji dance#dance #ダンス #にんげんっていいな
00:16
💀Skeleton Ninja🥷【にんげんっていいなチャンネル】
Рет қаралды 8 МЛН
DAD LEFT HIS OLD SOCKS ON THE COUCH…😱😂
00:24
JULI_PROETO
Рет қаралды 15 МЛН
Задержи дыхание дольше всех!
00:42
Аришнев
Рет қаралды 3,2 МЛН
ትግርኛ tiktok
11:54
@አሹ የክር ጥበብ
Рет қаралды 17 М.
يزن استفزو لرؤوف شوصار آخر شي🤣🤣#عالم_الفت
0:11
عالم ألفت aalm olft
Рет қаралды 3,5 МЛН