No video

ሰብ ዘጸለለት ጓል ኣስመራ ምስ ሜሮን

  Рет қаралды 223,646

MERON SAT ሜሮን ሳት

MERON SAT ሜሮን ሳት

Күн бұрын

Join this channel to get access to perks:
/ @meronsat7665
@DEHAY TV @ZENATIGRIGNA @zarafltet @solomedia9376 @AlenaWaltaHager @fnanappinfotech @DrSharonWoldu @neshnesh_show @EriOneTouchEntertainment @MahdernaEntertainment @MahderPro @zomaychannel @erisat @eritv @meronsat

Пікірлер: 1 600
@semeremebrahtom7817
@semeremebrahtom7817 6 ай бұрын
ልዕሊ ኩሉ ስነስርዓት 100%
@user-nq8to4eu1n
@user-nq8to4eu1n 6 ай бұрын
የዕቢኽ ምቅርት
@dyykejtkj
@dyykejtkj 6 ай бұрын
ኣሰይይ ጅብዕተይ መልክዓ & ድምፃ & ሰነ ስርዓታ ኩሉ መሊኡ ሂብዋ ፈጣሪ 🙏🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@LovelyDodoBird-ow8kc
@LovelyDodoBird-ow8kc 4 ай бұрын
እዋይ እዞም ጊሌኹም ተገሩ ካብዞም ጌሊኦም ኤሪትራውያንን ተጋሩን መባኣስቲ ነዚ ህዝቢ ዕረፍቲ ዝኸልእዎ ዘለው ዘረኛታት ተስፋ ዘቕሩጹ ንዓኹም ንዓኹም ክንሪኢ ኸለና እዚ ኽልቲኡ ህዝቢ ተስፋ ኣለዎ ንብል ትግራዋይ ክንስኻ ብንጹህ ልቢ ንኤሪትራዊት ኣድናቆትካ ምግላጽካ ጭውነትካ ኣርኢኻኒ ብዙሕ ክብሪ ኣለኒ ንህዝቢ ትግራይ እግዚኣብሄር ናይ ሰላም ዕረፍቲ ጊዘ ይሃበና ❤❤❤❤
@massawafishermen6245
@massawafishermen6245 6 ай бұрын
ቀጺልዮ ጽቡቅ ድምጺ ኮንፊደኒስ 100% ዋዕሮ ጉል ኣስመራ ❤❤
@sarahabeba412
@sarahabeba412 6 ай бұрын
2:15
@Jaki-1989-Azmarino
@Jaki-1989-Azmarino 6 ай бұрын
ደቂ ኣስመራ ሺኮሪናታት respect full ሲነስርዓት full ጥበብ full ብኩሉ ፡ ካብዘን 1000 መብዛሕትአን ደቂ ጋሽባርካ ናይ ስዲነት ክዕሊላ ረሳሕ ዝኮነ ዘረባ ክዛረባ ዘይሓፍራ ምስ ጸለምቲ ዶ ገለ ዶ ኣይሓፍራ ገጸን ትርሓቅ ፡ ሓንቲ እዚኣ ጋል ኣስመራ ትሓይሽ ።
@abelkidane6968
@abelkidane6968 6 ай бұрын
Yasss,nay,behakeeee❤❤❤❤❤
@LiduTesfalse
@LiduTesfalse 6 ай бұрын
Nay behki ateababya wesani reayen emo hemk zeywetsen korien yekuraka
@samuelberhe6039
@samuelberhe6039 6 ай бұрын
Btaemi snesrat ateababya eyu❤
@FithawitGile-wk5sx
@FithawitGile-wk5sx 5 ай бұрын
Behade klte deqi gash barka mebzahtean aytbel agebab gber ok
@abelkidane6968
@abelkidane6968 5 ай бұрын
@@FithawitGile-wk5sx nay behakiiiii
@shamkitu7044
@shamkitu7044 6 ай бұрын
ኬፍ ዘለወን ከም ማይ ንግሆ ጽሩይ ልቢ ንጹሃት ትሑታት ስነ ስርዓተን ግርህነአን ያኽ ኣስማሪኖ ፍቕሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ፈጣሪ ቀጽልኦ ኩሉ ነገርክን ፍቕሪ ማራ ደስ ክብላኻ ቅንዕነአን 🙏🙏🙏
@user-zc4xh8bs6k
@user-zc4xh8bs6k 6 ай бұрын
😊qq
@shamelud660
@shamelud660 6 ай бұрын
Thanks ❤🤍
@armasolo4051
@armasolo4051 6 ай бұрын
donut shekor nay behaki azmarino the behire
@eriboy62833
@eriboy62833 6 ай бұрын
ኣዝማሪኖ ጻዕዳ ልቡ 💟 ኩሉ ድሕሪ ኣስመራ ናይ ብሓቂ ።
@genettekeste271
@genettekeste271 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@mubiealiabdulkerim3222
@mubiealiabdulkerim3222 5 ай бұрын
Nehna k dhrit gdeff kkkkkk
@binikiros5804
@binikiros5804 5 ай бұрын
Sekti 😂😂😂
@user-pi1hp4ez4c
@user-pi1hp4ez4c 5 ай бұрын
​@@genettekeste271😢5f555t😘556😊p00😊p 😊 😊😊0 😊😊P😊😊0😊0 p pl P😊😊😊 😊 😊😊😊l0😊 😊L😊😊ፕፕፕ P 0 p p p 0ፕፕፕ 0 ል p0l ፕ 0 ፕ ፕፕፕ ፕ ል ፕ 0 0 L0 0 0 000 0 0 0pp 0 0 P00😊😢
@Biniam_girmay_haile
@Biniam_girmay_haile 7 күн бұрын
ጻዕዳ ሲ ይጽናሓልካ ኣይቦቲኣን 😂
@natiri2457
@natiri2457 6 ай бұрын
ኩሉ ድሕሪ ኣስመራ የኣኽ ❤🥰 ካናሪ ዝኾነ ድምጺ ስጋ ማዘረይ ባንከረይ ኣስሊሊ 🥰 መኣሙን ኩልኻ ኣዝማሪኖ ባር ዶናት ኣምሲኻ ኣለኻ 🥰
@AmanualHumera
@AmanualHumera 6 ай бұрын
ደቂ ኣስመራ ይመችኹም ምሳና ክትረዳድኡ ትኽእሉ ንስኹም ብቻ ኢኹም🙌
@solomonteshagerethiopian6483
@solomonteshagerethiopian6483 6 ай бұрын
Nskatkum 2 gutumat faraa halaa nay Asmara ekum mish??
@ml-gh9tp
@ml-gh9tp 6 ай бұрын
​@@AmanualHumeraqodar leyabu
@WintaTa-vt3nj
@WintaTa-vt3nj 6 ай бұрын
ደቂ ኣስመራ ኣበይ ኢኩም ተሓቢእኩም በሉ እስኪ ማርያም ኣስመረይቲ ኣብ ዘለክሞ ትሓልኩም
@tsigerdaberakey2381
@tsigerdaberakey2381 6 ай бұрын
​@@WintaTa-vt3njAmen 🩷💚💜🍓🍇🙏👈
@fatimasiraj5727
@fatimasiraj5727 6 ай бұрын
ሐባይቢ እዚ ንጹህ ልቢ ክይተበከነ እንከሎ ብሰላም ንሃገርና ይምለሰና ሽኮሪናታት ካብኩፍአት ሰብ የድሕንክን ሐሳድ ይሐዘልክን ካብዞም አለምቲ ክፍአት ጸላእትና የርሕቅከን አጆኽን ጽንዕበላ ክምቀደምክን ኩሉግዜ ዕውታት ጽናዓት ኤረትራዊነት ኩቡር መንነት🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@SamiSami-ws4ze
@SamiSami-ws4ze 6 ай бұрын
ኣምላክ እንቆዕ ካብ ህግደፍ ብሰላም ውጻእኪ
@senaittesfay4460
@senaittesfay4460 6 ай бұрын
😍ዘብሄረ ጉድ ላይፍ 😍🥰ጎዳይፍ ዓለመይ መን ከም አዝማሪኖ ያዓከ🥰😍
@aminadabnoah3104
@aminadabnoah3104 6 ай бұрын
Yes
@ritakahsay4632
@ritakahsay4632 6 ай бұрын
Yes bhaqi
@kem6470
@kem6470 6 ай бұрын
መን ከም ጋለስመራ ፍቕሪ ድራራ ❤🎉🎉🎉🎉
@AlexanderRezene-vv1kh
@AlexanderRezene-vv1kh 6 ай бұрын
በጃ ኣዝማሪኖ ያኣከ❤❤❤🎉🎉🎉❤❤
@weiniahferom4880
@weiniahferom4880 6 ай бұрын
ዋው ንፍዕቲ ዛጋለይ ሕጂ ውን አብታ ምጭዉቲ ዐድኪ አስራመራ ኬድኪ ኩዕሶ ክትደርፌ አብ ዝደለክዬ ስዐት ሐንጎፋ ኢሎም ክቅበሉኪ እዬም❤
@user-lj9ce9ju8i
@user-lj9ce9ju8i 6 ай бұрын
This Eritrean girls have a good voice and have confidenes You need all Eritreans to support this girls because the girls are still young And have a future please. If you like my comment pls do like
@eritrawialemdar6125
@eritrawialemdar6125 6 ай бұрын
ፖው ኣዝማሪኖ ማለት ትርጉሙ እዞም ክልተ ኢዩም። ዶናት ኢልክና ስምኪ ምሽ ናይ ብሓቂ ዶናት፡ ብሓቂ ይብከኪ ኣከኹ ንብዓት መጺኡኒ፡ ከምዚ ዓይነት ሙድ ኢዩ ዘድልየና ዘሎ ስሓቅ, ወኻዕኻዕ, ንፍዕቲ ሽኮሪና ኣምብሬላ። ሜሪ ጣውላ ከምዚኣን ኣምጽኣልና ካብ ኣልገፊፍ ተምጽኣልና ኣታ ፋራ።😂😅😊😊
@saadaYasin-nl9el
@saadaYasin-nl9el 6 ай бұрын
❤እምበር ጋል አስመራ ሀውተታ ዘይብላ Aseyyyyy
@zeruwedigomed2767
@zeruwedigomed2767 6 ай бұрын
ትሕትና100% ድምጺ110% መልክዕ 100% ግርህነት 100% ጽፈት ኣካላት100% ቀጽልዮ ሓቢብቲ
@dolphin1482
@dolphin1482 6 ай бұрын
ደቂ ኣስመራ ኣዋልድ ኮ ልክዕ ከም ጻዕዳ ርግቢት እየን።
@SB10889
@SB10889 6 ай бұрын
መን በለ😂
@askalugrmay254
@askalugrmay254 6 ай бұрын
Lekie Kem deki gash barka 😂
@sesusweety426
@sesusweety426 6 ай бұрын
Getimkana
@SB10889
@SB10889 6 ай бұрын
@@sesusweety426 Ayyy😜
@user-yo7pq6qn5q
@user-yo7pq6qn5q 6 ай бұрын
Ewe nay bahaki komu ena.
@issupetros2337
@issupetros2337 6 ай бұрын
ሂወትካ ትቅይረሉ ማዕጾ ምዓስ ከምዝኽፈትን በየን ኣጋጣሚ ከምዝፍጠርን ኣይትፈልጦን ኢኻ ። ዶናት ሓፍትና ግን ታለንትኺ በዚ ኣጋጣሚ ንኽልቲኡ ሎሚ ፈሊጥክዮ ኣለኺ ዕድል ክንጥቀመሉ በታ ተፈጥረት ኣጋጣሚ እንተዘይተጠቂምካሉ ሓደ ሓደ ግዜ ንኻልኣይ ግዜ ዕድል ኣይህበካን እዩ ። ስለዚ እዚ ዘለኪ ጸጋ ድምጽኺ ስነስርዓትኪ ኣቀራርባኺ ተሓዊስዎ ዓባይ ደራፊት ከምትኾኒ ኣንጠራጠርን ኢና ብግቡእ ተገቀምሉ ብተወሳኺ እቶም ግጥምን ዜማን ትሰርሑ የሕዋትና ቆላሕታ ክትገብሩላ ብክብሪ ንምሕጸነኩም በርትዒ ዶናት ሓፍትና 👏👏👏
@ak4ever818
@ak4ever818 6 ай бұрын
She is really Asmarina, her confidence, her manner etc God bless Asmara and all Eritrea 🇪🇷.
@blackbulltrex
@blackbulltrex 6 ай бұрын
ናኣሽቱ ሓፍተይ ኮይና ተሰሚዓትኒ ውዳኣት ኢየን እኮ
@tyamche7716
@tyamche7716 6 ай бұрын
Wow Amazing voice..she is very beautiful..❤❤❤❤HAMBLE and polite she Represent all Eritrean girl. ❤❤
@komiewediGedesha-vq2pe
@komiewediGedesha-vq2pe 6 ай бұрын
Wedi xorona endie gn kem deqi hagerey maara zefetwin awaled deqi asmera eyin Fqri kefat hiwet mesyen eyu Love you deqi asmera 💗💗
@RedSeaAndAsebforeritrean
@RedSeaAndAsebforeritrean 6 ай бұрын
@komiewedGedeshe-vq2pe We love you too wedi 🇪🇷 : ane kea gaul zoba debub hazemo eye gn ab Asemera eye tewelide: tebarek ❤🌹
@Asmara-oneEri
@Asmara-oneEri 6 ай бұрын
😘😘😘we love you toooo
@abuibrahim627
@abuibrahim627 6 ай бұрын
ብሓቂ ጽቡቅ መደብ በጃኻ ከምዚ ዓይነት ቀጻሊ ኣምጽአ ደስ ዘበል ነዞም ኣልገፊፍ አንዳ ኣምጸካ ኣጽሊኢካና ኔራ ወድ ሹቀይ
@nisri1567
@nisri1567 6 ай бұрын
...እምበር ኣስማሪና፡ ርእሰ ተኣማንነትን ንጹህ ልቢን ተዓዲልኪ።
@RUTACom-un4zl
@RUTACom-un4zl 6 ай бұрын
Azmarinotat dea ab zkednayo kedna xbuk bahryatnan wetru msana eyu zgueaz deki zebhere mayte alekum do like eski gchewuni🇪🇷💖
@sinnithm.6972
@sinnithm.6972 6 ай бұрын
ከተባብዕዋ ነዛ ምጭውቲ ዶናት ሽኮር ጎዳይፋኖ አዝማሪኖ
@ghenetbelay5080
@ghenetbelay5080 6 ай бұрын
Yes ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-go4ye1ed4j
@user-go4ye1ed4j 6 ай бұрын
Kef zelewen kolu ያኸ ኬክ zkona ቆልዑ amxika lomi
@user-ks1ge8jy2f
@user-ks1ge8jy2f 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ዋውውውውው ገለዓነት ድምጽን ትሕትናን ጽባቀን ደቂ ኤረይ ሽኮርናታት ዕድመን ጥዕናን
@Chamona1221
@Chamona1221 6 ай бұрын
OMG, this is one of the Best Eritrean voice. She is amazing. This was without any instrument I can imagine her woooow 👏👏👏👏♥️♥️♥️♥️♥️♥️
@awettekle5542
@awettekle5542 6 ай бұрын
ኣነስ የሕዋተይ ከምዚ እልኩም ክሪኤኩም'ዩ ደስ ዝብለኒ ተቃዋማይዶ ደጋፋይ ዝብል ሃለውስያ'ኮ ገጽ የሕዋትና ኣነፊቅና ቀጽልዎ ብጣዕሚ ኣእሙረኻ ዘሐድስ'ዩ ንድሕሪት ንደቂ ክላስካ የዘክረካ 👑🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-sf1wp3xx1k
@user-sf1wp3xx1k 6 ай бұрын
መልኣኽ ዘለዋ ቆልዓ ኣሰይ ምስ ከምዚኤን ዲሲቢሊን ዘለወን ጥራይ ውዓል
@liyashikor9097
@liyashikor9097 6 ай бұрын
Who is watching this video more 2 times?
@saadaYasin-nl9el
@saadaYasin-nl9el 6 ай бұрын
❤ሜሮን በጃካ ከምዚኤን አምጺእ ኢዞም ምድር ፍራ ኔው በሎምምምምምም
@zerithadgu832
@zerithadgu832 6 ай бұрын
Kkkkk👍👍👍👍
@SmilingGouldianFinch-uy8li
@SmilingGouldianFinch-uy8li 6 ай бұрын
Midre fre ygerem eyu denkoro akar
@hebronalem8215
@hebronalem8215 6 ай бұрын
😂😂😂👌
@EFRA1987
@EFRA1987 5 ай бұрын
@@SmilingGouldianFinch-uy8li ዘይ ንስኻን ከማኻን ደኣ መንሽሮ ኴንኩምና ዘለኹም ፋራ እወ 7 ዓሌትካ ፋራታት ነቲሕ
@robeltesfay3260
@robeltesfay3260 6 ай бұрын
ናናናናና ኣስማሪና ኣብ ዓይንናን ኣብ ልብናን ❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@blackbulltrex
@blackbulltrex 6 ай бұрын
ሞይትና እኮ ናፍቆት ምስ ከምዚኢን ዓቢካ ሽግር ኮይኑ ስደት
@lemlm644
@lemlm644 6 ай бұрын
የሕዋተይ ዓይኒ ኣባይክን ይደፈን ኣጆክን ቀጽልኦ ቡሩካተይ ጽቡቃተይ ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🙏
@sahlawit__media8385
@sahlawit__media8385 6 ай бұрын
ኣነ ንሜሪ እቛዕ ሓጎሰካ ክብል ኢየ መጽየ ኣዝማሪኖታት ከምዚ ምዃኖም ስለ ንፈልጥ ኢና ነቃናዝወዋ ኔርና" ሜረት ብፋራታት ሊስትሮታት ተወሪራ ኔራ ሎሚ ተሓሪራ ኣላ ብዶናት ኣዝማሪኖ❤❤❤
@WintaTa-vt3nj
@WintaTa-vt3nj 6 ай бұрын
ክክክክክክክ እንቃዕ ካብ ብዶንጎላ ብኣዝማሪኖ ደረፍቲ ተሓረረት
@KbreKdusan-un3rl
@KbreKdusan-un3rl 6 ай бұрын
😅😅😅😅😅 ዘመነ ደንጎላ ከብቅዕ እዩ መስለኒ❤❤❤
@ogbazionseyum9911
@ogbazionseyum9911 6 ай бұрын
ንፍዕቲ ቆልዓ ሞራል ሃብዋ ሓብሕብወን ኣሕዋትኩም ኣሰንዩወን ቀጽልዮ
@genettekeste271
@genettekeste271 6 ай бұрын
Nay bhaki ❤❤❤
@arsiemagebereyesuse1749
@arsiemagebereyesuse1749 6 ай бұрын
I feel like you guys would make the cutest couple😍!!!! Meronnnnnn…you better not let her get away!! Gual gezawtey shikor!
@gaulmokieerey263
@gaulmokieerey263 6 ай бұрын
Kem lomi desss eluni ayfelitin thanks deki asmera tsaeda 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@whiteflower4183
@whiteflower4183 6 ай бұрын
ብዘይ ምኽንያት ኣይኮናን መን ከም ደቂ ኣስመራ (ኣዝማሪኖ) ንብል:: ኣዘራርባን ዲሲፕሊንን ካብ'ዘን ሽኮሪናታት ተማሃራ::
@blackbulltrex
@blackbulltrex 6 ай бұрын
ጽብቅቲ ፍጥረት ኣታባብዕዋ ሽኮር
@germatsionmesmer8992
@germatsionmesmer8992 6 ай бұрын
ደቂ ኤሬ ሽኮሪናታት ብጣዕሚ ጽቡቕ ድምጺ ክልትኣን ዕድመን ጥዕናን ይምነየልክን ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@obiedsemere5202
@obiedsemere5202 5 ай бұрын
እዞም ባራዩስ ንውልቀሰብ ንምድናቕስ ባዴራ ዶ ሃገር ዶ የልዕሉ 😂 ኣብ ቦትኡ ዘይጸነሐ ክቃጸልን ክድርበን ይረአ ኣሎ እዛ መንእሰይ ንፍዕትን ቅንዕትን እያ ዕድመን ጥዕናን ይሃባ!ምስክር ድምጺ ህዝባትኸውን ይበላ ! !! ንኩሉ ትቀሳቁሱ ግን እቶም ሃሱሳት ጥሪት ሸፋቱ ኢኹም!!!
@minasbelay9579
@minasbelay9579 6 ай бұрын
Waww ብጣዕሚ ንፍዕቲ ተስፍ ይግበር ቤልጅም ክንራኸብ ብሓንሳብ ክንሰርሕ አጆኺ በርትዒ❤
@KbreKdusan-un3rl
@KbreKdusan-un3rl 6 ай бұрын
ሜሮን ሓወይ ሎሚ ጽቡቕ ጌርካ ጸላኢና ኣብ ፖለትኪ ይጫማለቕ❤❤❤።
@Realistic87-zb2nw
@Realistic87-zb2nw 6 ай бұрын
For sake of those sweat young generation let’s pray and let us support them every where the best show in eritrean history 😢
@aiebee1580
@aiebee1580 6 ай бұрын
Thank you Meron, this is really good show!! Thanks for the entertainment and education you give us!
@samimehari6771
@samimehari6771 6 ай бұрын
ኣዝማሪኖ ዘይምኖ ጽሩይ ንብረት ኣድኒቀያ ዶናት ሓንጀ መንጂ ገዲፍካ ከምዚአን ዘይተበለላ ኣዋልድ ኣምጽኣልና ሜሪ ኣስሊ❤❤❤❤❤❤
@obiedsemere5202
@obiedsemere5202 5 ай бұрын
ሜሪ ኣሳታትያ ማይ ናይ ኣዝማሪኖ ደኣ ከመይ እያ😂 ሓብትና ብጣዕሚ ንፍዕቲ ፡ ተባዕ ፡ ገላጺት ዕድመን ጥዕናን ይሃባ❤
@user-ov8ug1dp8n
@user-ov8ug1dp8n 6 ай бұрын
ኣታ ሜሪ ሓውና ሓደ ሓደ ጊዘስ ኣገዳሲ ዩ ከምዚ ካብቲ ፓለቲካ ውጽእ ኢልካ
@amanuelberaki770
@amanuelberaki770 6 ай бұрын
ናይ ብሓቂ እግዝኣቢሄር ምሒርኪ ኣብ ፖሎቲካ ዘይምእታውኪ ሩፍ ኢልኪ እኮ ትድቅሲ
@filmonghirmay8591
@filmonghirmay8591 6 ай бұрын
ንኹላትና'ኮ ኣብ ሓሳብ ኣጥሒላትና❤❤❤ ማራ በቃ ኬፍ ኣለኪ ዘብሄረ🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉 keep going ሽኮሪና🎉🎉🎉❤❤❤ ሜሪ ድማ የቀንየልና፡ ንእዝንና'ኮ መድሃኒት ሂብካዮ❤❤❤
@Yonii7
@Yonii7 5 ай бұрын
Real azmarino , cute, talented, respectfull, humble, happy & genuine girl keep it up. Zebhiere Godayef and Gejeret
@danayitsdanayits4161
@danayitsdanayits4161 6 ай бұрын
Farat Eko yen miktab gele kibla Zwila. Thank you gual Asmara❤
@YosiasTeame
@YosiasTeame 3 ай бұрын
ካብ ኩሉ ስነ ስርዓታን ትሕትነኣን ኬፍ ኣለዋ❤❤❤
@noahmera8700
@noahmera8700 6 ай бұрын
My God, they have amazing voices do something about it ,girls love u both and meri ❤❤ 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
@user-rj1kh8nz6h
@user-rj1kh8nz6h 5 ай бұрын
ጋል ኣስመራ ጽዓዳ ድምጺ 100 መልክዕ 100 ትሕትና 100 ቀጽልዮ ሽኮሪና ተፈታዊት ፍጥረት ደቂ ኣዝማሪኖ ኮ መግለጺ የብሎሙን ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@geras2489
@geras2489 6 ай бұрын
ሜሮን ሐወይ ነዘን ደቀይ ከይጠፈአ ባዕልካ ተከናክናን ይሕዋትካ እየን ❤❤
@samuelfoto1113
@samuelfoto1113 6 ай бұрын
Complete edition ዝተገብረሉ ተፈጥሮኣዊ ድምጺ! ገለ ዓይነት ርእስ ተኣማንነት። Eritrea's got talent Show ሓሊፍኪ ጥራይ ዘይኮንክስ ኣብታ ናይ ፍጻመ መድረኽ ጥራይ መወዳድርቲ እንተተረኺቦምኺ
@bahlbitesfay
@bahlbitesfay 6 ай бұрын
ኣንታ ብሰንኪ እዛ ጎል እኮ subscribe ገርናንልካ በጃካ ከምዚ ዓይነት Talent ፈትሽካ ኣምጻልና።ገልታማትካ ግን ብሽጥካ ርከቦም❤
@ermiaskidane9131
@ermiaskidane9131 6 ай бұрын
Lol you to
@tirhasteklhmanot5814
@tirhasteklhmanot5814 6 ай бұрын
Wow ናይ 2ጥአዑም ድምጺ, ናይ ሜሪ i love it. ደቂ ኣደይ ኣምላኽ ምስ ኽሉና ይኹን ❤
@alexovetro5894
@alexovetro5894 6 ай бұрын
Wow! You guys have a nice voice and keep it up DANU & MERRY.❤❤❤
@eritreagreatgezavideos7683
@eritreagreatgezavideos7683 6 ай бұрын
ኣዝማሪኖታት ክመይ ዲና ፍቅሪ ርእሰ ትኣማነት ብፍራታትን ትጻረፍትን ገላጣማት ሚድያ ተታሓዙ እኮ እዩ እዝማሪኖ ንዒቁ ዘይቀርቦ ❤❤❤❤
@mussieenbay-oy2wb
@mussieenbay-oy2wb 6 ай бұрын
ዘቢሂረ ኣዝማሪኖ ❤❤🎉
@Alvin-lc1rt
@Alvin-lc1rt 6 ай бұрын
Very talented singer girl from Asmara ❤❤❤❤...
@betty1252
@betty1252 6 ай бұрын
My sweetheart sis❤ yes we are azmariono🎉 deki Asmara tsaeda😅❤❤
@user-ri4cw7rq5s
@user-ri4cw7rq5s 6 ай бұрын
ደቂ ኣስመራ ጻዕዳ እደመን ጥዕናን ይሃብክን ፒሳ ገልደን ፎርክ ኣዚዙልክን ኣለኹ እዛ ብርኽቲ ኣስመራ እካ ኣዘኪርክናና ፍቅሪ ን ትሕትናን ዝመሃረትና ታኣኪብካ ጻውታን ሳሓቅን ዘለዋ
@tyamche7716
@tyamche7716 6 ай бұрын
MERIEN OUR GREAT ERITREAN BROTHER..I THINK YOU BETTER TO OPNE MEADIA THAT GAVE THE YOUNG GENERATION OPPORTUNITY TO SHOW THERE TALENT ❤❤❤
@hannahaile5669
@hannahaile5669 6 ай бұрын
ዋው ጸወታኩም መሳጢ ኔሩ ደቂ አስመራ ሸኮር አዝማሪኖ አባይኩሞ ይደፈን አምላክ ምሳኩም ይኩን🌹🌹🌹🌹🌹🇪🇷
@qeyhbahri5607
@qeyhbahri5607 6 ай бұрын
ኣድራሽኣ ተሓባበሩና ክትሕገዝ ዘለዋ ቆልዓ እየ።
@forceforgood4669
@forceforgood4669 6 ай бұрын
Way dekey, you deserve love and care. I feel sad listening to you all, because I didn't do my part to protect you, for you to grow in a warm safe place. I feel shame that you become scattered thirst of love & your home, your family and friends. All I can do is to pray that you will be safe. Amlakh tslalu enbirelkum.
@fioriamanuel1513
@fioriamanuel1513 6 ай бұрын
Meri ነዞም ኣዝማሪኖታት እስኪ ናይ በይኖም መድረክ ግበረሎም ይኣክ እዚ መድያ ብፋራ ምስ መልኤ እቶም ኣዝማሪኖታት ተፊኦም ko ፋራ ክሕርፍ ኣዝማሪኖ ይሕባእ እዩ ነገሩ😅ኣዝማሪኖ ዘይምኖ😘😘❤❤
@habtaighebreyohannes5356
@habtaighebreyohannes5356 6 ай бұрын
Thank you! ካብ ኩሉ እቲ ጽሩይ ትግርኛኹም ፈተዮ!ብሰንኪ እዞም ረሳሕ ትግርኞኦም ሃገርና ጸሊእና! ንፉዓት ቀጽልኦ!
@hermonmelake2024
@hermonmelake2024 6 ай бұрын
ሜሮን ን ደቂ አስመራ ዕደል ክፈት። ምኽንያቱ እዚ social media ናይ ኤርትራዉያን ብ ፋራታትን ብ ጸብትን ተባሒቱ። ደቂ አስመራ ግን ወገን ሀይሜኖትን አይግድሸሙን። ጥራይ ኤርትራዊ ኩን። ግን ደቂ አስመረራ አምጸአዮም ሐጎስ ክፈጥርሉካ እዮም።
@genettekeste271
@genettekeste271 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@nawafhossein8006
@nawafhossein8006 5 ай бұрын
@FilmonWoldu-xu3fr
@FilmonWoldu-xu3fr 6 ай бұрын
Polotika gedifna kemzi elna nzanaga ❤gele aynet dmxi ❤
@tekilatekila126
@tekilatekila126 6 ай бұрын
ናይ በሓቂ ጥዑም ዝኮነ ድምጺ እንታይ ክወጾ❤❤❤
@zenaib6967
@zenaib6967 6 ай бұрын
My beautiful daughter please please finish your school you are brilliant and you will be in top your class God bless
@dawitbereket8148
@dawitbereket8148 6 ай бұрын
Gal gezawtey yeak.❤❤❤❤❤❤❤❤
@qeyhbahri5607
@qeyhbahri5607 6 ай бұрын
ኣድራሽኣ ተሓባበረኒ
@MihreYeAb
@MihreYeAb 6 ай бұрын
Her confidence and calmness is amazing!
@EFRA1987
@EFRA1987 5 ай бұрын
ከምታ ወዲ ሓጂ ዝበላ እያ ኮ ኣዝማሪኖ ኣይጓዳእ ኣይተናኾል ዓሌት ኣይብል ኣውራጃ ዓዲ ኣይብል ዓውዲ በቃ ዕላሉ ምቁር ልቡ ፍቅሪ ንዓለም ተሓጉሱ ክሓልፋ ዝደሊ ኤፐ ዓለም መሻረዊት ደኣ ገጽ እናኸልኣቶ ምበር ምስ ፋራ ወጊና 😏
@fatimasiraj5727
@fatimasiraj5727 6 ай бұрын
አንበሳ ጋልኤረ ናይብሐቂ ኤርትራዊት ሃገራን ህዝባን ተፍቅር ጅግና ናፋቂት ዓዳ አደኒቀኪ ሽኮሪና ረቢ ይሕፈዝኪ ቀሪብናኢና ኩላትና ንምለሰሉ ዓድና ቀረባእያ ዘላ አብመርገጽናን ፍቅሪ ሃገርናን ቀጥ ሸጥ ማዓንጣ ሽኮሪን ❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@IchwillNicht-bi1vo
@IchwillNicht-bi1vo 6 ай бұрын
ንፍዕቲ እያ እታ ዶና ጽቡቅ ድምጺ አለዋ ❤
@asterhaile9504
@asterhaile9504 6 ай бұрын
Dekiy Eritreana shickorinatat I love you all you are so beautiful guys. My God bless you 🙏 I wish you all the best. This really amazing 💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹❤❤👏✌
@MomonaCinema
@MomonaCinema 6 ай бұрын
እዛ ኮሜት ዘንበብኩም ሙሉእ ናይነፃነት ንሮ ናይ ዕረፍቲ እጀራ ፈጣሪ ይሃብኩም ኩፉእ አይንካእኩም❤❤❤🎉🎉🎉ናዓይ እዉ ስብስክራይብ እና ገብሩኩም(ክን🙏😍😍😍
@bochebochae1619
@bochebochae1619 6 ай бұрын
❤👌👍 Excellent ውድእቲ አዝማሪኖ
@hermonmelake2024
@hermonmelake2024 6 ай бұрын
What a wonderful voice keep going
@lilyloveeritrea5627
@lilyloveeritrea5627 6 ай бұрын
She is very beautiful and very talented. Wow, sis. keep up. You are more than a singer, please
@user-vk3dq9kp1s
@user-vk3dq9kp1s 6 ай бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@tadesserezene4095
@tadesserezene4095 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@tsehaineshgebrab1649
@tsehaineshgebrab1649 6 ай бұрын
🥰😋❤❤❤❤
@hidatteklom7281
@hidatteklom7281 6 ай бұрын
Assey xibkti fitret 🤗thank you Meron for bringing her
@filmonghirmay8591
@filmonghirmay8591 6 ай бұрын
ሜሪ፡ ዳኑ & ሜሪ ሰለስቴኹም ማራ ኬፍ ኣለኩም ❤❤❤ ደቂ ሪመይ 🎉🎉❤❤ ይበል ድምጺ ካናሪ ❤❤❤
@biirat9443
@biirat9443 4 ай бұрын
ዋውው ጋል ገዛውተይ ሹኮር ዕድመን ጥዕናን:ካብ ኩሉ ዝፈተክዎ ኮንፍደንስ 100% ሓንቲ እባ ድረፊ ጠዋሊ እንድያሞ ዋውውው ናይብሓቂ ፈውሲ መሮና 👍👍👍👍👑👑👑
@tyamche7716
@tyamche7716 6 ай бұрын
Both of them are wonderful ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ they very talented..keep it up.
@goitomkidane2376
@goitomkidane2376 6 ай бұрын
ያ ሃባ የኣኸ ነዚኣ ደኣ ❤❤❤ ኣይኮነን ካላልእ ይግበኣ ግን አበይ ከምዘላ ኣረጋግጽ
@fatimasiraj5727
@fatimasiraj5727 6 ай бұрын
ጋል ኤረይ ሽኮርድምጺ ክናሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@justlife2183
@justlife2183 6 ай бұрын
She was one of the best footballers in Godaif.
@user-dj9ln7tf5z
@user-dj9ln7tf5z 6 ай бұрын
Merri hawey,,,Canary.I miss her voice and.I like her confidence all of her attitude❤❤❤❤❤
@abuibrahim627
@abuibrahim627 6 ай бұрын
ዋውው ንመጀመርያ ግዝየ ኣብ ዩቱብ ጽቡቅ መደብ አርኢ ኣለኩ ብሰንኪ ኣዝማሪኖታት ሳብስክራይብ ጌረልካ ኣለኩ ሜሪ ❤❤❤
@mihrethayelom7979
@mihrethayelom7979 6 ай бұрын
Thankyou Meri💪🏾🇪🇷❤️ Nay bhaki Fewiskana: Shkorinatat deki🇪🇷❤️❤️ Nsnet godenatat Asmera kjl Abza kdmi Aynna♦️👌🇪🇷❤️
@blackwhiteaforstarcosmetic7106
@blackwhiteaforstarcosmetic7106 6 ай бұрын
Ohhhhhhhh my God Donat Donatttttttt really you have a bright future ember Azmarino even Helen Meles can help you just contact her.
@sinitsinit5274
@sinitsinit5274 6 ай бұрын
ብጣዕሚ ዝገርም ድምጺ ኣለዎ ትሕትና ዘለወን ዶናታት
@amienzotedi106
@amienzotedi106 6 ай бұрын
ኣዝማሪኖ ❤❤❤ ጽብቅቲ ፥ጥዕምቲ ድምጺ ሜሪ ከይተሕልፋ ተዘይኮይኑ ክውዳኣላ'የ 😂😂😂
@user-gs1kr4xz6p
@user-gs1kr4xz6p 6 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ከም ሎሚ ሰላም ዘለዎ ምሸት ኣምስየ ኣይፈልትን ኣዚኣ ናይ ሰሙነይ ሂብክኒ ኣለኪ ጽብቅተይ ከይ ትድንጉይና ሜሪ ሃወይ ከም ዚኣን ኣይነት ኣዋልድ ተገዲስካ ሕዘ በጃካ ብማርያም አለካ
@blackwhiteaforstarcosmetic7106
@blackwhiteaforstarcosmetic7106 6 ай бұрын
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️ Love both of you .Donat gualey wala nishtey hafetey betaemi nifieti
2ይ ክፋል ምስ ሰብ ዘጸለላ ኣዝማሪኖታት ኣዋልድ
43:22
MERON SAT ሜሮን ሳት
Рет қаралды 72 М.
ሓቂ እያ ሓራ ተውጻና እቲ ሓቂ እዚ እዩ ።
40:03
MERON SAT ሜሮን ሳት
Рет қаралды 8 М.
مسبح السرير #قصير
00:19
سكتشات وحركات
Рет қаралды 2,1 МЛН
小丑把天使丢游泳池里#short #angel #clown
00:15
Super Beauty team
Рет қаралды 48 МЛН
ሜሮን ምስ መንእሰያት ይቅጽል
25:28
MERON SAT ሜሮን ሳት
Рет қаралды 33 М.
مسبح السرير #قصير
00:19
سكتشات وحركات
Рет қаралды 2,1 МЛН