🔥ምስ ቤተ ሃይላይ ን መሓዛይ ኣብ መዓልቲ ውልደቱ ጨዊና ፕራንክ ጌርናዮ 😂😂😂

  Рет қаралды 56,454

Yada Tube

Yada Tube

8 ай бұрын

ዘይሓልፍ ፀገም የለን ሞ ን ደቃይቅ ፀገማትኩም ረሲዕኹም ክትዘናጉዕልናን ክትስሕቁልናን ንደሊ @Yada tube subscribe
@gereemunentertainment
New Tigrgna music,Eritrean movie,Eritrean comedy,New eritrean music 2022,wedi shuk,yonas minus,Neshnesh tv,tigray media house,መዘንግዕ ካሜራ,ፕራንክ,zeriabruk weeding,habesha weeding,gere emun,enda thsh
@gereemunentertainment
#tigray
#eritrea
ፕራንክ

Пікірлер: 530
@yadaprank
@yadaprank 8 ай бұрын
ሰላም ፉቱዋት ያዳ ፕራንክ እየ please .. like & share ብምግባር ቻነልና ነዕብይ 🙏
@Seb15
@Seb15 7 ай бұрын
ከምዚ ዓይነት ምስራሕ ጽቡቅ ኣይኮነን ዝባሃልን ዘይባሃልን ፈላልዩ።
@netsi2127
@netsi2127 8 ай бұрын
ናረአናካ ዝኮነ ጊፍት ተዘይ ሂብካዮ ኣን ፍለው ክንብለካ ኢና ትብሉ 👍ግጨዩኒ 😒😒😎
@user-um1oo1wv5i
@user-um1oo1wv5i 8 ай бұрын
አዙይ ፕራንክ ዘይኮነ ንሃንግ ዝገብሩ ለያቡ ekum ትምህርት ተታባቡዑ ዘለኩም ካልአ ዝሐሽ አንተትሰርሑ ደስ ምበለና
@selam3156
@selam3156 7 ай бұрын
👍👍👍👌 እንታይሞ ክንገብር ኢና ዋይይይይይ😥😥አብርእሲ ድክነተን ምራክ ይሞተን ኮዩኑና እኮ ቧይይይይይ
@merhawitgoje2967
@merhawitgoje2967 7 ай бұрын
Awxewa eza vidyo egum lele
@gsas4971
@gsas4971 8 ай бұрын
ከምዚ ዓይነት ከይትስርሕ ያዳ በስመአብ አብ ህዝበና ዝበፅሕ ዘሎ ሓቀኛ ዛንታ ስቃይ የእክለና😢😢😢 ብዝካነ እዚ ሓወይ ማዓረይ እንኳዕ ተወለዲካ ዝተረፈ ዕደመካ ይባረክ ይቀደስ❤🎉🎉🎉 እንኳዕ ዓመታዊ ክብሪ ባዓል ፅየን ማርያም አብጸሐና ስላም ንኩሉ ወዲ ስብ ❤ተጋሩዋይ ይመቺኩም ተናፈቅቲ😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍👏👏👏
@user-yr4hx2um5m
@user-yr4hx2um5m 7 ай бұрын
አፍፍፍፍ በስምኣብ ልቦና ይሃብኩም 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭ልተወገኡ ወሕደምናስ😭😭😭😭#
@Kfkftaznabfikri
@Kfkftaznabfikri 7 ай бұрын
ተመስገን እንዃዕ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኮንኩ 3 ግዜ ምስ ኣማዕተበ ኩርዓት ሒዝኒ ❤ እንዃዕ ተወለድካ ዝተረፈ ዕድመካ ፈጣሪ ይባርከልካ
@yadaprank
@yadaprank 7 ай бұрын
🙏🙏🙏🙏
@user-kn8yy7wy9d
@user-kn8yy7wy9d 8 ай бұрын
በስመአብ ሓቂ መሲልኒ አነስ ደንጊፀ ከምዚ አይትስርሑ ያዳዋይ😢እንኳዕ አብጸሐና ንዓመታዊ ክብረ ባዓል ንሕዳር ፅዮን ደቂ እመ ብርሃነይ ናይ ዓመት ሰባት ይበለና ስደት ዘለና ስደትና የሕፅረልና ንህዝብና ሙሉእ ሰላም ይግበረልና❤
@MaaanjJopnj-pg2bu
@MaaanjJopnj-pg2bu 7 ай бұрын
ኣሜን/፫/
@user-so6xc4gr3l
@user-so6xc4gr3l 8 ай бұрын
እፍፍፍፍ ዋይ አረ ከይትደግማ ያዳ ክንድኡ ኣነ ዓቅለይ ፀቢብኒ ፕራክ ምኳኑ ናፈለጥኩስ💔😢
@user-yf7gg5ns4w
@user-yf7gg5ns4w 8 ай бұрын
ማዓረይ ውይ ቅድመካ 😢 ወዲ ድካ እየ ያ 😁 ፃዕዳ ልቡ ወዲ ለባመይ 😘❤ ካዕ ተወለደ ❤🎂🎂🎂🎂🎂🎂🎂🍰🍰🍰
@user-nf8vg3tx8o
@user-nf8vg3tx8o 8 ай бұрын
ውይወይ ክንድኡ ኣነ ጨኒቁኒ😥 ክስካብ ትውዳእ ሪአያፕራክ ምስ ተባሃለ ዘይኮረየ ጠንካራ ወዲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ
@Hareg675
@Hareg675 8 ай бұрын
በስመአብ 😢ግንሲ ግንሲ ከምዚ ተዘይትስርሑ ያሬዳ ብዝኾነ እንቋዕ ተወለድካ ሓውና🎉
@birhankidanu5493
@birhankidanu5493 7 ай бұрын
በስመአብ ያዳ ሓወይ እዚ ሓውና ብጣዕሚ አሕዚኑኒ 😭🙄😂😂😂
@assefagidey3036
@assefagidey3036 8 ай бұрын
እዋይ ሚሽክናይ ኣሕዚንኒ ብቀትሩ ፀልሚትዎ ነይሩ ኣብ መዓልቲ ልደቱ ክሞት መሲልዎ😢😢😢
@selam3156
@selam3156 7 ай бұрын
😥😥😥😥😥
@natsinettesfay4018
@natsinettesfay4018 8 ай бұрын
ብሓቂ ባዕላጉ እኹም እዚ ትገብርወ ዘለኹም ኣብ ልዕሊ ሓወይ ሓቀኛ ዛንታ ዝበፀሐ እዩ ።😭😭😭😭😭😭😭 ደመይ ገንፊሉ ኣብራከይ ፈሲሰን እዚ ትገብርወ ዘለኹም ተግባር መዛናጊዒ ዘይኾነ ብትክክል ኣብ ህዝብና ዝበፅሕ ዘሎ መከራን ስቃይን እዩ። መከራ ክሳብ ኣፍንጭኡ ዝፀገበ ህዝቢ ኣለና ንዑዑ ድምፂ ኩኑ።😢
@hhfhfhj4432
@hhfhfhj4432 8 ай бұрын
Bahki😢😢
@selam3156
@selam3156 7 ай бұрын
ንሱስ ናይ ለባማት ስራሕ እዩኮ እዚ ዝግበር ዘሎ ግን ነቲ ዘለካ ጭንቀት መቃለሊ ዘይኮነሲ ጭንቀትካ መጋደዲ እዩም ዝሰርሑ ዘለዎ ቻለና ክዓቢ እናበልካ ሰብ ብዘይ ሓሰቦ ልቡ እናጥፋእካ ፕራንክ ገይረካ ይብሉካ ብከምዙይ ዝዓቢ ቻነል👍 አይሃልወና አሕዋተይ
@ssll7812
@ssll7812 5 ай бұрын
ዉይይ ብስመኣብ ፕራንክ ምካኑ ናፈለጥኩስ ክንድኡ ኣንቀጥቂጠ😢 ውይ ህዝቢ ረኪብዎ ዘሎ ለከ ህዝብና ብከምዚ እዩ ዝሳቀ ዘሎ😢ከምዚ ሰራሕ ከይትድገም ያዳ ሓወይ ነቶም ከምኡ ዝገብሩ መበረታትዒ እዪ ብዝተረፈ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወካ ❤❤❤
@AbxhdBsjs-fl2ec
@AbxhdBsjs-fl2ec 8 ай бұрын
እውውው ዝኩሉ ትዕግስትስ ነበይኑ ኣነ ግን ገዲፈዮም ክከድ ነይረ እየ 😢❤❤❤
@user-pd7ku9hk5l
@user-pd7ku9hk5l 3 ай бұрын
ውይ መናደድቲ ከምዚ ዓይነት ኣይትስረሑ ህዝብና ኣብ ስቃይ ኣሎ😢😢
@user-up4bb5io6w
@user-up4bb5io6w 7 ай бұрын
ጌጋ ገይርኹም😢 ታይ ዝገበረ ሰብዩ ድንጋፅ ዝሓለፈ ይኣኸሉ ብኹናት 😥 ዘምህ ዘሰሕቅ ሕቶታት ዘይተገብሩ
@user-ig3ws4bn7g
@user-ig3ws4bn7g 8 ай бұрын
የኔ ማር ፀላኢካ ይጨነቅ ታገበረኩም ደቀይ 😢ያዳ መሕረር😂 እንካዕ ተወለድካ ከዓ መዓረይ ዝተረፈ ዕድሜካ ይባረክ ልውህነቱ ግን ኣድኒቀዮ❤ 🎉🎉💛❤🙏😍
@tygyy2941
@tygyy2941 7 ай бұрын
ብተግባር ዝግበር ዘሎ ከይአክለናስ ደሞ ብዚይ ትቅልዱ ከምዚ ዓይነት ክንቃወም እዩ ዝግበአና ህዝብና ተሳቅዩ እዩ ዘሎ😢
@user-my2mq7vn5d
@user-my2mq7vn5d 8 ай бұрын
ኡፍፍፍፍፍ ኣረ ፍራንክ ምካኑ እናፈለጥኩስ ተረብሸ በስመኣም ኣረ ኣፉይ ኣፍንጭኡይ ዓፊንኩምስ ትንፋስ ትሓፀሮከ😢
@user-hw4se4di5r
@user-hw4se4di5r 5 ай бұрын
ኡፍፍፍፍ ጎታዋይ ማርያምን አሕዘነኒ እረ ከምዚ ዓይነት ፅቡቅ የኳነይ😭😭😭
@hiwilove7088
@hiwilove7088 7 ай бұрын
ሰለም ያዳ ጠፊኢካ ኮ ኸምዚ ዓይነይ ይቅረይካ ምኽንያቱ ህዝቢና አብ ሕለንኡ ፅቡቅ የለን😢😢
@user-hn8em4ur5c
@user-hn8em4ur5c 7 ай бұрын
ማራ ይሕዚኑኒ ዝኮነ ጊፍቲ አምፃሉ አፍኩም ጥራይ ኢኩምሕ እንኳዕ ተወለድኻ ኢልኩም እምበር ሓንቲ ሽምዓ እኳ ዘይአብራህኩሙሉ እንኳዕ ተወለድኻ መፃኢኻ ቡሩህ ይኩን ሓወይ
@FgHf-uj8op
@FgHf-uj8op 8 ай бұрын
አረ ይመቸካ እንካዕ ብሰላም መፃካ ፅቡቅ ጅማሮ ይግበሮ😂😂😂😂
@HdhdhdEbeheh-qr5vr
@HdhdhdEbeheh-qr5vr 3 ай бұрын
ኖ ያዳ ከምዚ ዓይነት ጽቡቅ ኣይኾነንን ድሓር ርእሱ ተስሓተከ
@user-vw2gy2cj5e
@user-vw2gy2cj5e 7 ай бұрын
እውነት ዘለዎ ዓቅሊ ብጣዕሚ ኣድኒቀዮ ዶሞ ዝተረፈ ዕድመካ ይባረከ 🎉🎉🎉 ዮዳ ሓወይ ካዓ ካሊእ እምበር ህዝብና ተጋሳቂሉ ካዓ መምሃሪ ተዝህልዎ ደሰ ይብል ነይሩ ተጨውዮም ካዓ ብምታይ ክውገድ ኣለዎ እምበር ክፍቲ ገዲፍኩምላ ማለተይ ንዝጨወየ ኣካል ፀገም ከሰዕበሉ ካምዘይክእል ተረዲእና ንዓይ ፕራክ ምካኑ ተረዲእኒ ግን ናዓኩም ካም ዝቃወም ክትውሰኩላ ነይርኩም ንህዝቢ ትሕግዝ እያ ኢለ ሰለዝሓሰብኩ እየ ብካሊእ ንፅበ በርትዕ❤❤❤❤
@yadaprank
@yadaprank 7 ай бұрын
ልክዕ እዩ ነስተኻኸል ኢና 🙏
@user-vw2gy2cj5e
@user-vw2gy2cj5e 7 ай бұрын
@@yadaprank ❤❤
@user-wx2es4bm4b
@user-wx2es4bm4b 7 ай бұрын
ኾስተሩ ኹፉኣት ኸዝ ካብዝስ ታይ እና ክንምሃር መፅሎኦ😏
@hiwetgaltgray7406
@hiwetgaltgray7406 7 ай бұрын
በስመአብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ ሐዚ እዚ ታይ እዩ ሃ ሃጊ ልገበሩ ለዉ ከይአኩሉናስ😢ታይ አለዎ ከም ቀደምካ መስሓቂ ሒዝካ ተመፃካ
@Maykomola
@Maykomola 2 ай бұрын
ዓቕለይ ይፀበኒሎ እንዳበለኩም ስቕ ምበልኩም ማራ ሓሪቐ እዚ ገበንዩ ሕፅረት ትንፋስ ተለዎኮ መሞተ
@wxzlli
@wxzlli 8 ай бұрын
ሰላምታኻ ይጠዓም ሓወይ ናተይ እንኳዕ ሰላም መፃኻ 🙏🙏🙏😍😍😍😍
@brzafabreha1618
@brzafabreha1618 8 ай бұрын
ሀዚ ካብዚ ታይ ኢና ንመሃር ዓመፃ በዚሕዋ ለላ ዓድስ ነቶም ዓመፅቲ ምትብባዕ ድዩ በይዛኹም ፅቡቅ ነገር ስርሑ ዋእ
@user-qw6fp3ee4c
@user-qw6fp3ee4c 3 ай бұрын
🙄🙄🙄🙄🙄🙄🙄🙄🙄🙄🙄🙄🙄🙄🙄🙄🙄🙄🙄🙄🙄🙄🙄🙄🙄🙄🙄🙄🙄🤔🤔🤔🤔🤔ከምዚ ዓይነት ፅብቅ አየዃነይ💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😏😏😏😏😏😏😏😏😏😏😏
@medhin8187
@medhin8187 7 ай бұрын
ከምዚ ዓይነት ክተምፅኡ ሕማቅ ዩ ግደፉ 😮😮
@user-mp8td1rq4v
@user-mp8td1rq4v 8 ай бұрын
ከምዚ ኣይት ስረሑ ያዳየ ብዝተረፈ ይመችኹም❤❤
@brzafabreha1618
@brzafabreha1618 8 ай бұрын
ኤህ ጎይታዋይ ክንዲኣፉ ኣነ ጨኒቅኒ ..ያዳ ትበሃል ሰብ ግን ተኽኢልኻ ፅቡቅ ነገር ስራሕ ተለይኾይኑ Report ከይግበረካ ይቱብካ ሓሳብ ተመልከትኻ ተቀበል
@Monliaz
@Monliaz 5 ай бұрын
አረረረረ ያዳ ከምዚ ዓይነት ፕራክ አይትግብረ ውይ ታይ ዓይነት እዩ እዚ ታይ ኢና ንማሃሩሉን ንሰሕቅሉኑ ኢና እዚ ህውክት 😢😢😢😢😢😢
@user-zj7hy4tv2m
@user-zj7hy4tv2m 5 ай бұрын
ታይኣታወድ ትስረሓ ብጣዕም ዳፅልእ ክፍእ መርእት እት ካራ ዓገብ ሓወይ ካብ ኩሉም ተጋሩ እስካ ታርእዮ ቩድዮታት እፍፍፍፍፍፍፍ ዓገብዓገብ😢😢😢😢😢😢😢
@lazamedia11
@lazamedia11 8 ай бұрын
😮😮😮😮😮😮 ዝገርም♨️♨️♨️
@WintaBerihu
@WintaBerihu 3 ай бұрын
Betami himak prank eu gen eti kara ab kilte part akeribkumo bejam dehan zikone prank, Betami dess zibil ewin alekum eu ketsilulu kara nejew 😊
@user-kd8sw3ep2s
@user-kd8sw3ep2s 7 ай бұрын
ዋይ በስምኣም እንታይ ገበረኩም ደቀይ ነኻ ስቃይ ብዝኾነ እንካዕ ትወለድካ ማዓረይ❤❤❤
@Oneforall-ux3iw
@Oneforall-ux3iw 7 ай бұрын
እንኳዕብሰላም መፃእካ ክቡር ሓወይ❤❤❤❤
@fanafani2638
@fanafani2638 7 ай бұрын
እፍፍፍፍ ፍቃር ኣምላክ ካብ ኩሉ ዘድሕን ስለ ዛኣመነስ የማዕትብ ነይሩ😢😢😢😢😢 ኣቱም ህዝቢ ዝስራሕን ዘይስራሕን ዘይትፈልጥ ኣረ በይዛኩም😢😢😢
@user-er1ps6eb1y
@user-er1ps6eb1y 2 ай бұрын
Ezi kulu kebid prank gierkayos cake yeblu decoration yeblus happy birthday tray tblo
@user-vt6jw7jw3g
@user-vt6jw7jw3g 7 ай бұрын
ኣሕዚንኒ ብስሩ ብካሊእ ኣሐጉሶ አትብሉ ላይክ ከይገበርኩም ከይተሓልፉ😊
@wsgd3301
@wsgd3301 8 ай бұрын
ተጋጊኩም ፕራንክ ክከውን ተሎ ኣቅልል ኣብልዎ😂😂😂ልቢ ድካም ከይተትሕዝዎም ዋይ ፕራንክ ያ🎉
@Monliaz
@Monliaz 5 ай бұрын
አይይይ አፍፍፍ 😂😂😢 H,B,D to eyou broyy❤❤
@merrymim2583
@merrymim2583 8 ай бұрын
በስምአም ወወልድ አድንግፂኒ 😢
@user-hu2eo8iw3s
@user-hu2eo8iw3s 7 ай бұрын
ዊይ ምዓረይ ክኹሪ ተፀብየ😢😢😢😢ሓዚነ ዓቅለይ ፀቢብኒ ምስ በለ😢ያዳ ሓወይ በይዛኻ ካምዙይ ዓይነት ፕራንክ ግደፎ በጃኻ
@user-ot9qc7md7l
@user-ot9qc7md7l 7 ай бұрын
ብጣዕሚ ኢኩም ተሕዙኑ ካብ መናእሰይ እዚ ኣይፅበይ
@alexandertesfamikael1162
@alexandertesfamikael1162 5 ай бұрын
ፕራንኪ ዝባሃል ይፈላለ አዩ ማዕረ ክንድዚ ጽላለ አዩ 😂😂😂😂
@zenaanena1832
@zenaanena1832 7 ай бұрын
ዋይ እት ዓቁልስ ማዓረይ❤❤❤❤ዶሞ እንኻዓ ትወለድኻ ድተረፈ ዕድመኻ እግዛብህር ይባርከልኻ ልባመይ
@yadaprank
@yadaprank 7 ай бұрын
😊
@user-lw8hw3fc7j
@user-lw8hw3fc7j 7 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃኻ ያዳ ሽኮር🙏❤💛ብሃንቀውታ እየ ዝፅበዮ ቪድዮታትካ👌😁😁😁
@yadaprank
@yadaprank 7 ай бұрын
Thank you 🙏
@user-zh8bk4xc9f
@user-zh8bk4xc9f 7 ай бұрын
ወድነይ😭
@khjh8891
@khjh8891 7 ай бұрын
ዋይ በስመኣብ ከሕዝነካ ማዓረይ😢 ያዳ ካምዚ ዓይነይ ፕራንክ ኣይተምፀአልና እጭ😎
@MvjcKfjfj-js2ec
@MvjcKfjfj-js2ec 7 ай бұрын
ኡፍፍፍ ያዳዋይ ብማርያምኻ ከምዚ ዓይነት prank ከይትሰርሕ ከመይ ከም ዘሕዝነኒ ኡፍፍፍፍፍ ኣይከኣልኩን😢😢😢
@azebweldu7852
@azebweldu7852 7 ай бұрын
ብጣዕሚ ሕማቕ እንታይ ኢና ካብ ክንምሃር በጃኹም እስኪ ዋ ❤
@melattesfamariam8642
@melattesfamariam8642 7 ай бұрын
ካብቲ ካልእ ስርሓትካ ቁሩብ እዚኣ እያ ኣሰንቢዳትንን የሕሪቃትንን ምክንያቱ ኣብዛ 2:47/ 14:21 ደቂቅ እዚኣ ዓርክካ ኮፍ ኢሉ ከሎ ካራ ኣብ ከብዱ ዝፈተንኻሉ ሲን፡ ግቡእ ዘይኮነን ዘይሓላፍነታዊን ሸለልትነት ዝተሓዘት ፕራንክ ኮይና ረኺበያ ካልኣይ ጌዜ ከምዚ ከይትሰርሕ ይላቦ።
@yadaprank
@yadaprank 7 ай бұрын
Eshini 🙏
@aass1998
@aass1998 7 ай бұрын
ውይይ ጎይታዋይ ብጃኩም ከምዚይ ዓይነት ስራሕ ግደፍዎ ዋ😢😢
@selam3156
@selam3156 7 ай бұрын
ቀፃሊ ካብ ከምዙይ ዓይነት ወፃኢ ክከውን ተስፋ ንገብር በቻኩምምምምምምም ከምዙይ ዝበሉ አይተምፁኡልና አብ ስደት ዘለና አሕዋትኩም አብ ርእሲ ምፍራሕና ዝያዳ ከም እንፈርሕ እዩ ዘርእየና ዘሎ ምክንያቱ ዕድመ ዘይፀገቡ ህፃውቲ አሕዋትናን፣ደቅናን ገዲፍና ዝመፃና ስለ ዝኮና በቻኩምምምምም ከምዙይ ዝበለ ከይተምፁኡልና በቻኩም በቻኩም❤❤❤❤❤❤ ይመችኩም ካአ🤙🤙🤙 ግን ሓደራኩም
@yadaprank
@yadaprank 7 ай бұрын
Eshini 🥺
@selam3156
@selam3156 7 ай бұрын
@@yadaprank እሺ ትበልኩም እመብርሃን👏👏👏👏
@abiabi-vl6qz
@abiabi-vl6qz 7 ай бұрын
አረ ደስ ኣይብልይ #ያዳዋይ😢😮😮😊
@user-bd5pz5yx9r
@user-bd5pz5yx9r 8 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃካ💝💝💝💝💝💝💝💖💖💖💖
@user-vf1ue7hs4e
@user-vf1ue7hs4e 7 ай бұрын
ማዓረይ ዳኣ ቡሩከይ ንያዳ ባ ሓደ ማዓልቲ ተፃወቱለይ 😢❤
@kusulovemami7476
@kusulovemami7476 7 ай бұрын
ዋይ ቡኡነት ኣታ ከብደይ ብልዕዕዕዕዕ ኣቢሉኒ ቀደማካ ቡኡነት በክየየየ
@HillaMhary-cc8iz
@HillaMhary-cc8iz 8 ай бұрын
ተጋጊኩም ኣቅልል ኣብልዎ ያዳ መደንገፂ እዩ ❤❤❤❤❤
@user-mw2yi3nw7p
@user-mw2yi3nw7p Ай бұрын
ጎይታዋይ ከሕዝነካ ግን😢😢😔💗
@user-qt1sp2hh4j
@user-qt1sp2hh4j 8 ай бұрын
በስምኣብ እረ ያዳ ከምዚ ዓይነት ፕራንክ ኣይትስራሕ ኣይኮነን ንዑኡስ እናፈለጥና ንዓና ከማን ኣሰምቢዱና 😢😢😢😢😢
@adu1240
@adu1240 7 ай бұрын
ውይ መዓረይ😊🎉
@user-kn8yy7wy9d
@user-kn8yy7wy9d 8 ай бұрын
ኤህ ጎይታዋይ ኢዱኩም አይትስአኑ
@user-ml1xw9pz2v
@user-ml1xw9pz2v 7 ай бұрын
😮😮😮ጌጋ ስራሕዩ ግን😂
@nreaeyakidanu7045
@nreaeyakidanu7045 7 ай бұрын
ብራክይ ፅበቅ እዩ ግን ከምዝይ ዓይነት ግን ደንግፁ እንታይ ከም ዝኸን አይትፈልጥን ከትደግሞ ከምዝይ ዓነት
@user-kj7yz7ol2o
@user-kj7yz7ol2o 13 күн бұрын
ገራም ይኡ በኡነት😂😂❤
@AlemqDesu
@AlemqDesu 20 күн бұрын
ዋይ ከሕዝነካ በስመኣም ከምዚ ዓይነት ከይትደግም ያዳ 😢😢😢😢
@ufh4391
@ufh4391 7 ай бұрын
ፎ ሕማቅ ትምህርቲ ኣፅሊእኩም ያዳ ብጣዕሚ እየ ዘድንቀካ ሎማዓንቲ ግን ማራ እየ ሓሪቀ ከምኡ ዝትሰርሕ ኮይኑ እዩ ተሰሚዑኒ 😠
@yadaprank
@yadaprank 7 ай бұрын
😂 eshi kalie hzelki kmetsie eye mearey
@user-nc4us9ft7b
@user-nc4us9ft7b 5 ай бұрын
ኡፍፍፍ ልምታይ ግን ልሸፋቱ መገዲ ተርእይዎም ዘለኹም ከምዙይ ዓይነት ስራሕ ፅቡቅ ኣይኮነይ😢 ሓወይ ከምዙይ ገይሮም ዓፍኖም ላብዘይ ፍለጥ ቦታ ወስዶም ካብ ዓቅምና ብላዕሊ ቅርሺ ኣሐውለምና እሞ ካዓ ኣብ ዓድኻ 😢😢 በጃኹም ከምዙይ ዝሰርሑ ሕሽናይ ተቃወሙ 😢😢
@SamiraSamira-ke6ep
@SamiraSamira-ke6ep 7 ай бұрын
ማዓረይ አጀኻ ክብረተይ ምሲኩን ሓዊተይ 💔💔🥺🥺🙏🙏🙏🥺🥺🥰🥰
@user-hb2lt8yv7r
@user-hb2lt8yv7r 7 ай бұрын
ዋላ ሓንት ደስ የብልይ ጨካን ከምዝይ ዓይነት ግደፍ😭😭😭😭😭
@cellcell9216
@cellcell9216 7 ай бұрын
ያዳ ሓወይ ዋላ ዳኣ ፕራንክ ይኩን እምበር ደሰ ኣይብልን 😢😢ብጣዕሚ የሕዝንኒ
@mmn2791
@mmn2791 7 ай бұрын
ኣታ ክንደይ ትሓስሙ😂😂😂😂
@rutmehari6267
@rutmehari6267 5 ай бұрын
ብጣዕሚ ዘፅልአ ፕራንክ አዩ ንምንታይ ሰብ ተጨንቁ
@jgsg5356
@jgsg5356 7 ай бұрын
ገራሚ ❤❤❤
@UjJh-yw9hi
@UjJh-yw9hi 7 ай бұрын
ጎይታዋይ😢ከሕዝነካ ያዳ ሓወይ ተጋጊኻ
@agehxhdb6690
@agehxhdb6690 8 ай бұрын
ዋይ በስመአብ አታ ክንደይ ትጭኩነ ሓመድ ትብለዐኒ ወድነይ ዓገብ ዓገብ ከምዚ ዓይነት ከይድገም 😢😢😢
@SamiraSamira-ke6ep
@SamiraSamira-ke6ep 7 ай бұрын
ወዲ ዓደይ ማዓረይ ሓላላይ 🥰🥰🥰💋
@merha997
@merha997 8 ай бұрын
😂😂😂😂 ymechka yada
@user-mahlet
@user-mahlet 7 ай бұрын
ተሑዙኑ ብጣዕሚ😢😢😢😢😢😢
@selam3156
@selam3156 7 ай бұрын
እዋይይይይይይይ ማዓረይ ማራ አሕዚኑኒ አነስ ❤❤❤❤❤❤❤
@fujhdhh475
@fujhdhh475 8 ай бұрын
አረ ደስ ኣይብልን ከሊእ ስርሑ😭😭😭
@user-lh5xm9ct2t
@user-lh5xm9ct2t 7 ай бұрын
ያዳ ዋይ አዚ ቡሱሩ ደስ ኣይብልን 🥲🥲🥲
@MHRETAMARE-et1xt
@MHRETAMARE-et1xt 7 ай бұрын
ማርያምን አይሰሓቅን 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭#😭😭😭😭😭
@user-te9kv8ce1s
@user-te9kv8ce1s 7 ай бұрын
ብዝፈጠረኩም ፈጣሪ አይተሳቅይዎም ንገዝዘብ ኢልኩም
@frehailu3394
@frehailu3394 7 ай бұрын
በስመኣብ😭😭😭😭💘💘💘💘👍 ፀባይ ሰናይ ማዕረይ
@Teskhs
@Teskhs 2 ай бұрын
🎉🎉🎉🎉happy berthdey🎉🎉😊😊
@selamwelgeberial7490
@selamwelgeberial7490 7 ай бұрын
አረ መፅለኢ ኢዩ አፍፍፍፍፍፍፍ 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😅
@csefdefgf3229
@csefdefgf3229 7 ай бұрын
እውይ ክሳብ ትውድኡስ ብጭንቀት ብሓቂ ይመስለካ ግን ኣብ ዓድና ከም ዘሎ መምሃሪ እዩ ይመችኩምምም❤❤❤❤❤
@mg-kb9cr
@mg-kb9cr 7 ай бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉🎉እንካዕ ተወለድካ
@merryhay3094
@merryhay3094 7 ай бұрын
እፉ ጎይታዋይ ዓቅልኩም ፀፅብበልኩም ኩፉኣት😢😢😢
@user-hr7ne7vd6f
@user-hr7ne7vd6f 5 ай бұрын
ኣረ ከምዝይ ኣይትግበሩ ይሐዝን እቲ ወዲ
@user-fj5pm5ez5o
@user-fj5pm5ez5o 5 ай бұрын
ኡፉ ታሕዝነካ😥😥
@salamaaa905
@salamaaa905 7 ай бұрын
ውይ በስመኣብ ሕማቅ ገይርካ ያዳዋይ ውነይ ምሽት ኢለ ጎይታዋይ ኤህ😢
Inside Out 2: Who is the strongest? Joy vs Envy vs Anger #shorts #animation
00:22
A teacher captured the cutest moment at the nursery #shorts
00:33
Fabiosa Stories
Рет қаралды 19 МЛН
WHAT’S THAT?
00:27
Natan por Aí
Рет қаралды 13 МЛН
እንደማይወዳት ነገራት ለሚዲያ ብቻ ነው የፈለኩሽ አላት
16:44
Eyobel tube-እዮቤል ቲዩብ
Рет қаралды 101 М.
eritrean prank ኡፍፍ ፍሉይ ፕራንክ
17:12
HABENEY TV ሓበነይ ቲቪ
Рет қаралды 73 М.
Inside Out 2: Who is the strongest? Joy vs Envy vs Anger #shorts #animation
00:22